Dataset Viewer
Auto-converted to Parquet Duplicate
id
stringlengths
12
12
title
stringclasses
104 values
grade
stringclasses
5 values
context
stringclasses
107 values
question
stringlengths
4
88
answers
dict
match_status
stringclasses
2 values
tigqa-001-01
ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ
4ይ
እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም...
ህፃናት እንታይ ክእለቶም ንምብቃዕ ዝተዳለወ መፅሓፍ እዩ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ?
{ "text": [ "ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን" ], "answer_start": [ 54 ] }
exact
tigqa-001-02
ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ
4ይ
እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም...
ህፃናት እንታይ ንክመልኩ እዩ ተዳሊዩ እዚ መፅሓፍ?
{ "text": [ "ባብን ፅሕፈትን" ], "answer_start": [ 124 ] }
exact
tigqa-001-03
ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ
4ይ
እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም...
ተመሃሮ ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ምንባብ ክጅምሩ ኣለዎም ዝበሃል መዓስ እዩ?
{ "text": [ "ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ" ], "answer_start": [ 293 ] }
exact
tigqa-001-04
ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ
4ይ
እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም...
ተመሃሮ ፅዑቕ ልምምድ እንተኣካዪዶም እንታይ ይኽእሉ?
{ "text": [ "ብዓርሰ እምነት፣ ብትኽክልን ብናህሪን ከንብቡ ይኽእሉ።" ], "answer_start": [ 489 ] }
exact
tigqa-001-05
ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ
4ይ
እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም...
ተመሃሮ ፍታሕ ቃላት እውን ክመሃሩ ኣለዎም ዝበሃል መዓስ እዩ?
{ "text": [ "ሓደስቲ ቃላት እንተንብቡን እንተዳምፁን" ], "answer_start": [ 578 ] }
exact
tigqa-002-02
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ወለዲ ንደቆም እንታይ የዘንትዉሎም?
{ "text": [ "ዛንታታትን ነበረያ ነበረን" ], "answer_start": [ 62 ] }
exact
tigqa-002-03
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ምስ ነበረያ ነበረ፣እንታይ ከዘንትዉሎም ይሕተቱ?
{ "text": [ "ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ" ], "answer_start": [ 106 ] }
exact
tigqa-002-04
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ብዝተነግሮም ዛንታ ወይ ወግዒ ብመሰረት ዝተፈጠረሎም ስምዒት እንታይ ንክገብሩ የተባብዑዎም?
{ "text": [ "ሓፀርቲ ፅሑፋት ንኽፅሕፉ" ], "answer_start": [ 654 ] }
exact
tigqa-002-06
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ነባሪ ኣየር እንታይ እዩ?
{ "text": [ "ኣብ ሓደ ከባቢ ዝውቱር ዝኾነ ኩነታት አየር" ], "answer_start": [ 697 ] }
exact
tigqa-002-07
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ምስ ስነምድራዊ ኣቀማምጣ ከባቢ ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ እንታይ እዩ?
{ "text": [ "ነባሪ ኣየር" ], "answer_start": [ 689 ] }
exact
tigqa-002-08
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ነባሪ ኣየር ኣብ ክንደይ ይኽፈል?
{ "text": [ "ኣብ ሰለስተ" ], "answer_start": [ 837 ] }
exact
tigqa-002-09
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ክፋላት ነባሪ ኣየር እንታይ እንታይ እየን?
{ "text": [ "ደጉዓ ፣ ሓውሲ ደጉዓን ቆላን" ], "answer_start": [ 813 ] }
exact
tigqa-002-10
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ሕድሕድ ነባሪ ኣየር ናይ ባዕሉ እንታይ ኣለዎ?
{ "text": [ "ብራኸን መጠን ዋዒን" ], "answer_start": [ 876 ] }
exact
tigqa-002-11
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ኣዝዩ ቆራር ኩነታት ኣየር ዘለዎ ኣየናይ ነባሪ ኣየር እዩ?
{ "text": [ "ደጉዓ" ], "answer_start": [ 813 ] }
exact
tigqa-002-12
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ደጉዓ እንታይ ዓይነት ኩነታት ኣየር ኣለዎ?
{ "text": [ "ኣዝዩ ቆራርን ኣስሓይታ ዝበዝሖ" ], "answer_start": [ 963 ] }
exact
tigqa-002-13
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ደጉዓ ኣየኖት ኣእኻል የብቁል?
{ "text": [ "ሩዝ ፣ ስርናይ፣ ዓልቋይን ዓረስን" ], "answer_start": [ 1011 ] }
exact
tigqa-002-14
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ደጉዓ ከመይ ዝበሉ ቅመማት ንምፍራይ ይጥዕም?
{ "text": [ "ሰሰግን ኣወሱዳን" ], "answer_start": [ 1046 ] }
exact
tigqa-002-15
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ደጉዓ ንኸመይ ዝበላ እንስሳት ዘቤት ይሰማማዕ?
{ "text": [ "ኣፍራስን ኣባጊዕን" ], "answer_start": [ 1096 ] }
exact
tigqa-002-16
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ሓውሲ ደጉዓ ባህሪይ እንታይ ኣለዎ?
{ "text": [ "ደጉዓን ቆላን" ], "answer_start": [ 823 ] }
exact
tigqa-002-17
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ኣብ ሓውሲ ደጉዓ ዝርከቡ ከባብታት ካብ ፀፍሒ ባሕሪ ንላዕሊ ክንደይ ብራኸ ኣለዎም?
{ "text": [ "ካብ 1,500-2,500" ], "answer_start": [ 1214 ] }
exact
tigqa-002-18
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ካብ 500-1,500 ሜትር ብራኸ ዘለዎ ነባሪ ኣየር እንታይ ይበሃል?
{ "text": [ "ቆላ" ], "answer_start": [ 828 ] }
exact
tigqa-002-19
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ነባሪ ኣየር ሓውሲ ደጉዓ ንኸመይ ዝበሉ ዘራእቲ ይሰማማዕ?
{ "text": [ "ዳጉሻን ጣፍን" ], "answer_start": [ 1278 ] }
exact
tigqa-002-20
ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር
4ይ
ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ...
ኣጣልን ኣግማልን ዝኣመሰላ እንስሳታት ንምፍራይ ኣየናይ ነባሪ ኣየር ይሰማማዕ?
{ "text": [ "ቆላ" ], "answer_start": [ 828 ] }
exact
tigqa-003-01
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ኣግራብ ካብ ብርሰት ምክልኻል እንታይ ይሕግዝ?
{ "text": [ "ብኽለት ከባቢ ኣየር" ], "answer_start": [ 7 ] }
exact
tigqa-003-03
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ እንታይ እዩ?
{ "text": [ "ዝተቓፀለ ኣየር" ], "answer_start": [ 170 ] }
exact
tigqa-003-04
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ብስርዓተ ምስትንፋስ ዘይውሰድ ኣየር እንታይ ዝኾነ እዩ?
{ "text": [ "ዝተቓፀለ" ], "answer_start": [ 170 ] }
exact
tigqa-003-05
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ዝተቓፀለ ኣየር መጠን እንታይ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር?
{ "text": [ "ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ" ], "answer_start": [ 231 ] }
exact
tigqa-003-06
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ተኽልታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር እንታይ ይወስዱ?
{ "text": [ "ን ዳይ ኦክሳይድ" ], "answer_start": [ 234 ] }
fuzzy
tigqa-003-07
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ጎናዊ ምህርቲ ተኽልታት እንታይ እዩ?
{ "text": [ "ኦክስጅን" ], "answer_start": [ 331 ] }
exact
tigqa-003-08
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ተኽልታት ኣብ ከባቢ ኣየር ዘሎ ተፈጥሮኣዊ ዓቐን እንታይ ክሕሎ ይገብሩ?
{ "text": [ "ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ" ], "answer_start": [ 231 ] }
exact
tigqa-003-09
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ካብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ነፃ ዝኾነ ከባቢ ብምንታይ ይፍጠር?
{ "text": [ "ተኽሊታት ብምትካል" ], "answer_start": [ 68 ] }
exact
tigqa-003-11
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ብኽለት ከባቢ ኣየር ብምንታይ ምቕናስ ይከኣል?
{ "text": [ "ን ንምስራሕ እንጥቀመሉ መጠን ነዳዲ ብምንካይ" ], "answer_start": [ 544 ] }
fuzzy
tigqa-003-12
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
መጠን እንጥቀመሉ ነዳዲ ምንካይ እንታይ ይጠቅም?
{ "text": [ "ብኽለት ከባቢ ኣየር" ], "answer_start": [ 7 ] }
exact
tigqa-003-13
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
መጠን ብኽለትንኸይልዕል እንታይ ክንገብር ንኽእል?
{ "text": [ "ፈሓምን ላምባን ዝበሉ ነደድቲ ብምንካይ" ], "answer_start": [ 697 ] }
exact
tigqa-003-14
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ምግቢ ንምድላው እንጥቀመሎም እንታይ እዮም?
{ "text": [ "ፈሓምን ላምባን" ], "answer_start": [ 697 ] }
exact
tigqa-003-15
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ብኽለት ከባቢ ኣየር ብምንታይ ንቕንሰ?
{ "text": [ "ብውሕሉል ኣጠቓቕማ" ], "answer_start": [ 579 ] }
exact
tigqa-003-17
ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር
4ይ
ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ...
ኣማራፂ ሓይልታት እንታይ እንታይ እዮም?
{ "text": [ "ሓይሊ ማይ ፣ ንፋስን ፀሓይን" ], "answer_start": [ 839 ] }
exact
tigqa-004-02
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ሃፍትታት ተፈጥሮ ምስ ህልውና ሰባት ከመይ ዝበለ ዝምድና ኣለዎም?
{ "text": [ "ጥቡቕ" ], "answer_start": [ 78 ] }
exact
tigqa-004-03
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ እንታይ ክግበረሎም ይግባእ?
{ "text": [ "ክዕቀቡ" ], "answer_start": [ 116 ] }
exact
tigqa-004-05
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት እንታይ ምግባር ይከኣል?
{ "text": [ "ምክንኻን" ], "answer_start": [ 260 ] }
exact
tigqa-004-06
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ሓደሜላ ምክልኻል ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ እንታይ እዩ?
{ "text": [ "ዝተወሰነ ቦታ ምኽላል" ], "answer_start": [ 324 ] }
exact
tigqa-004-07
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ኣግራብ ከይቑረፁ ዝኽለል ቦታ እንታይ ይበሃል?
{ "text": [ "ሕዛእቲ" ], "answer_start": [ 360 ] }
exact
tigqa-004-08
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ዳግመ ግረባ ምክያድ እንታይ ይሕግዝ?
{ "text": [ "ኣግራብ ምልማዕ" ], "answer_start": [ 397 ] }
exact
tigqa-004-10
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ንምክልኻል፣ ናውቲ ገዛ ንምስራሕ ከመይ ዝበሉ ጥረ ኣቑሑ ምጥቃም የድሊ?
{ "text": [ "ፕላስቲክን ጥርሙዝን" ], "answer_start": [ 548 ] }
exact
tigqa-004-11
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ልሙዕ ሓመድ ብማይን ብንፋስን ዘይጉሕጓሕ ኣግራብ እንታይ እንተተገይሮም እዩ?
{ "text": [ "ኣግራብ እንተተዓቂቦም" ], "answer_start": [ 584 ] }
exact
tigqa-004-14
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ዛላታት ብምስራሕ እንታይ ካብ ምጉሕጓሕ ምድሓን ይከኣል?
{ "text": [ "ሓመድ" ], "answer_start": [ 154 ] }
exact
tigqa-004-15
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ሓመድ ንኸይብከል እንታይ ምቁፅፃር ይግባእ?
{ "text": [ "ብ ከባቢ ዝድርበዩ ላስቲክን ከሚካላትን" ], "answer_start": [ 791 ] }
exact
tigqa-004-16
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
መሰረታዊ ሃፍቲ ተፈጥሮ አንታይ እዩ?
{ "text": [ "ማይ" ], "answer_start": [ 159 ] }
exact
tigqa-004-17
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ማይ ግቡእ ጥቕሚ ክህብ ምእንታን ብኸመይ ክተሓዝ ይግባእ?
{ "text": [ "ብክንክን" ], "answer_start": [ 875 ] }
exact
tigqa-004-19
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ዝስተ ማይ ብፍታንን ሽንቲን እንስሳት ከይበላሸው እንታይ ምግባር ኣገዳሲ እዩ?
{ "text": [ "ምሕፃር" ], "answer_start": [ 1022 ] }
exact
tigqa-004-20
ክንክንሃፍቲተፈጥሮ
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ...
ተጠቃማይ ሃፍቲታት ተፈጥሮ መን እዩ?
{ "text": [ "ሰብ" ], "answer_start": [ 1072 ] }
exact
tigqa-005-02
ባህላዊመጓዓዝያ
ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል...
ኣብ ባህላዊመጓዓዝያ ዘገልግላ እንስሳታት መን መን እየን?
{ "text": [ "ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል" ], "answer_start": [ 13 ] }
exact
tigqa-005-03
ባህላዊመጓዓዝያ
ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል...
ባህላዊመጓዓዝያ እንታይ እንታይ የጓዓዕዝ?
{ "text": [ "ናውቲ ወይ ሰባት" ], "answer_start": [ 116 ] }
exact
tigqa-005-04
ባህላዊመጓዓዝያ
ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል...
ግደባህላዊመጓዓዝያታትዕዙዝ ዝኾነሉ ኣበይ እዩ?
{ "text": [ "ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት" ], "answer_start": [ 159 ] }
exact
tigqa-005-06
ባህላዊመጓዓዝያ
ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል...
ኣብሃገርናኣዝዩልዑልግልጋሎትዝህቡ ዓይነት መጓዓዝያታት ኣየኖት እዮም?
{ "text": [ "ባህላዊ መጓዓዝያታት" ], "answer_start": [ 194 ] }
exact
tigqa-005-07
ባህላዊመጓዓዝያ
ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል...
ገባራትሕርሻዊስራሕቲንምስላጥባህላዊመጓዓዝያታትዝጥቀሙ ኣበየኖት ከባብታት እዮም?
{ "text": [ "ፅርጊያ ኣብ ዘይብሎም ቁሸታት" ], "answer_start": [ 330 ] }
exact
tigqa-005-08
ባህላዊመጓዓዝያ
ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል...
ገባራት፣ ፍርያትሕርሻካብገፀርናብከተማ ብምንታይ የጓዓዕዙ?
{ "text": [ "ባህላዊ መጓዓዝያታት" ], "answer_start": [ 194 ] }
exact
End of preview. Expand in Data Studio

TIGQA — Extractive QA Subset

Dataset Summary

This repository contains a cleaned, extractive-QA-only (SQuAD-style) subset of the TIGQA question–answering data: 1,665 question–answer pairs in Tigrinya, each with a single answer located as an exact character span inside its context passage (answer_start and the span length), ready for direct use in span-extraction QA training and evaluation.

Every row carries a match_status field (exact or fuzzy) recording how confidently the answer span was located during cleaning, so downstream users can filter by confidence if needed.

This is not the official TIGQA release — see "Relationship to the original dataset" below for exactly how it differs.

Credit / Source

This dataset is derived from TIGQA, the expert-annotated Tigrinya machine reading comprehension dataset introduced in:

Hailay Kidu Teklehaymanot, Dren Fazlija, Niloy Ganguly, Gourab K. Patro, and Wolfgang Nejdl. TIGQA: An Expert-Annotated Question-Answering Dataset in Tigrinya. LREC-COLING 2024, Turin, Italy. Paper (ACL Anthology)

Officially released on Zenodo:

TIGQA: An Expert-Annotated Question-Answering Dataset in Tigrinya. Zenodo. https://doi.org/10.5281/zenodo.11423987 · License: CC-BY-4.0

All credit for the underlying data collection, expert annotation, and research goes to the original authors above.

About the original TIGQA dataset

TIGQA is a SQuAD-style reading comprehension dataset built to address the scarcity of annotated QA resources for Tigrinya, a low-resource language spoken by roughly 10 million people in Eritrea and the Tigray region of Ethiopia.

  • 2,685 question–answer pairs (dev/test questions have 3+ reference answers each) over 537 context paragraphs, drawn from 455 pages of five Ethiopian Ministry of Education textbooks (four Tigrinya-language books, one Biology book), covering 122 topics.
  • Two subsets by grade band: TIGQA-E (Elementary, grades 4–5) and TIGQA-H (High School, grades 10–11).
  • Official split: train 1,215 questions / 407 paragraphs, dev 200 questions / 65 paragraphs, test 200 questions / 65 paragraphs.
  • Annotated by four expert subject teachers (balanced 2 men / 2 women, different dialects), instructed to reformulate answers rather than copy word-for-word; a secondary shortest-span-selection pass caught and corrected/removed under 2% of questions.
  • Question types: "what"/"why" 59.2%, "where"/"which"/"who" 31.4%, "when"/other 9.4%. Answering requires more than word matching — a 100-example sample showed 27.2% word matching, 26.6% paraphrasing, 24.3% single-sentence reasoning, 21.9% multi-sentence reasoning.
  • Benchmarked models leave a large human/model gap: best model (XLM-R Large) scored 66.56 test EM / 84.34 test F1, versus 92.24 EM / 94.43 F1 for human performance.

Relationship to the original dataset

The file behind both the Zenodo release and this repository is the same underlying annotation table (TIGQA Tigrinya Question Answering dataset.docx). This repo was built by parsing that table into a strict extractive-QA format:

  • Each answer was located as an exact substring span of its context (whitespace-insensitive exact match, or an approximate/fuzzy match when spacing or minor wording differed).
  • Question–answer pairs whose answer could not be confidently located as a span in the context (e.g. answers that paraphrase or infer rather than copy from the passage) were excluded from this subset rather than kept without a valid answer_start.
  • As a result this subset has 1,665 single-answer pairs, not the official 2,685 (which includes multiple reference answers per dev/test question and pairs not reducible to a single extractive span). It does not reproduce the official TIGQA-E/TIGQA-H or train/dev/test splits — everything here is a single, unsplit train set.
  • The grade field is populated only where it was directly recoverable from the source table's cell structure; a large share of rows have an empty grade value due to merged table cells in the original document, not a data error. Cross-reference title/context against the original release if grade-level information is required for a given row.

If you need the complete, officially split dataset with all reference answers, use the Zenodo release or the original paper's data directly.

Dataset Structure

  • Split: train (1,665 rows)
  • Fields:
    • id (string) — unique identifier per QA pair
    • title (string) — topic/lesson title
    • grade (string) — school grade level, where recoverable (see caveat above; otherwise empty)
    • context (string) — the passage the question is asked about
    • question (string) — the question, in Tigrinya
    • answers (dict) — {"text": [str], "answer_start": [int]}, SQuAD-style
    • match_status (string) — "exact" (answer found verbatim, whitespace-insensitive) or "fuzzy" (answer span located via approximate matching; consider spot-checking these before relying on them for evaluation)

Usage

from datasets import load_dataset

ds = load_dataset("Hailay/tigqa-extractive-qa")
print(ds["train"][0])

License

Released under CC-BY-4.0, consistent with the license of the original TIGQA dataset. If you use this data, please cite the original TIGQA paper below.

Citation

@inproceedings{teklehaymanot2024tigqa,
  title     = {{TIGQA}: An Expert-Annotated Question-Answering Dataset in {T}igrinya},
  author    = {Teklehaymanot, Hailay Kidu and Fazlija, Dren and Ganguly, Niloy and Patro, Gourab K. and Nejdl, Wolfgang},
  booktitle = {Proceedings of the 2024 Joint International Conference on Computational Linguistics, Language Resources and Evaluation (LREC-COLING 2024)},
  year      = {2024},
  address   = {Turin, Italy},
  url       = {https://aclanthology.org/2024.lrec-main.1404.pdf}
}
Downloads last month
56