Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
0
am_tg
በጥቅሉ ሲታይ ትሑት ሰው፣ ልኩን ዚሚያውቅ ማለትም ስለ ቜሎታውና ስላኚናወነው ነገር ሚዛናዊ አመለካኚት ያለው ሰው ነውፀ እንዲህ ዓይነቱ ግለሰብ ስህተቱን አምኖ መቀበልም ሆነ ዚሌሎቜን ሐሳብ ማስተናገድ አይኚብደውም።
ሓደ ትሑት ሰብ ክእለቱን ኪዓምሞ ዚኜእል ነገራትን ብልክዕ ኪግምግም፡ ጌጋታቱ ኺእመን፡ ርእይቶታትን ሓድሜ ሓሳባትን ድማ ኪቕበል ይኜእል እዩ።
1
tg_am

2
am_tg
ትሕትና ይሖዋን በጣም ያስደስተዋል።
ትሕትና ንዹሆዋ ኣዝያ እተሐጕስ ባህርይ እያ።
3
tg_am
ትሕትና ንዹሆዋ ኣዝያ እተሐጕስ ባህርይ እያ።
ትሕትና ይሖዋን በጣም ያስደስተዋል።
4
am_tg
ልክን ማወቅ ዹሚለውም አገላለጜ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ዚተሠራበት ስለ ራስ ሚዛናዊ አመለካኚት መያዝን እንዲሁም አቅምን ማወቅን ለማመልኚት ነው።
ብመሰሚት መጜሓፍ ቅዱስ፡ ትሕትና ንርእስና ብግቡእ ምግምጋምን ዓቕምና ምፍላጥን እውን ተመልክት እያ።
5

6
am_tg
አንድ ሰው አቅሙን ማወቁ በሚያሳዚው ባሕርይ ላይ ለውጥ ያመጣልፀ መጜሐፍ ቅዱስ መጀመሪያ በተጻፈበት ቋንቋ ይህ አገላለጜ በዋነኝነት ዚሚያመለክተው ይህን ሳይሆን አይቀርም።
እቲ በቲ በዅሪ ቛንቋ እተዳለወ ጜሑፍ ኚኣ፡ ዓቕምና ምፍላጥና ምስ ካልኊት ኣብ እንገብሮ ርክብ ብኞመይ ኹም ዚጾልወና ዜጕልሕ እዩ ዚመስል።
7

8
am_tg
አንድ ሰው ሳይታወቀው፣ በአስተሳሰቡም ሆነ በድርጊቱ ልኩን ዹማወቅ ቜግር እንዳለበት ዹሚጠቁሙ ነገሮቜን ማድሚግ ሊጀምር ይቜላልፀ ይህ ዹሚሆነው እንዎት ነው?
ናይ ድፍሚት ኣተሓሳስባ ኞነማዕብል እንኜእል መዓስ ኢና፧
9

10
am_tg
ይህን ዹሚጠቁሙ አንዳንድ ምልክቶቜን እስቲ እንመልኚት።
ገለ ኻብቲ ሒደት ናይ መጠንቀቕታ ምልክታት እስኚ ንመርምር።
11
tg_am
ገለ ኻብቲ ሒደት ናይ መጠንቀቕታ ምልክታት እስኚ ንመርምር።
ይህን ዹሚጠቁሙ አንዳንድ ምልክቶቜን እስቲ እንመልኚት።
12
am_tg
ለራሳቜንም ሆነ ላገኘናቾው መብቶቜ ኹልክ ያለፈ ቊታ እንሰጥ ይሆናል።
ብዛዕባ ርእስና ወይ ብዛዕባ እቲ እተዋህበና ፍሉይ መሰላት ልዕል ኣቢልና ንሓስብ ንኞውን።
13

14
am_tg
ምናልባትም ወደ ራሳቜን ተገቢ ያልሆነ ትኩሚት መሳብ ጀምሹን ሊሆን ይቜላል።
ብዘይግቡእ መገድታት ናብ ርእስና ትዅሚት ንስሕብ ንኞውን።
15

16
am_tg
አሊያም ደግሞ ያለንን ቊታ፣ ኃላፊነት ካላ቞ው ሰዎቜ ጋር ያለንን ቅርርብ ወይም ዹግል አመለካኚታቜንን መሠሚት በማድሚግ ሌሎቜ ዚእኛን አቋም እንዲቀበሉ ለመጫን እንፈተን ይሆናልፀ እንዲህ ስናደርግ ልካቜንን ማወቅ ተስኖን እብሪተኛ ወደ መሆን እዚሄድን እንደሆነ እንኳ ላይታወቀን ይቜላል።
ወይ ኚኣ፡ ኣብ ዘሎና ቊታ፡ ዝምድና፡ ወይ ውልቃዊ ኣተሓሳስባና ተመርኲስና ጥራይ ተሪር ርእይቶ ንህብ፡ ካብ ትሕትና ናብ ድፍሚት ንሰጋገር ምህላውና እውን ኣይነስተብህልን ንኞውን።
17

18
am_tg
ዚጀና ቜግርን ጚምሮ ኚቁጥጥራቜን ውጭ ዹሆኑ ሌሎቜ ተፈታታኝ ሁኔታዎቜ ሲያጋጥሙን ይሖዋ እንደሚያስብልን በመተማመን ዚሚያስጚንቀንን ነገር ሁሉ በእሱ ላይ መጣል ይኖርብናል።
ጞገማት ጥዕና ወይ ካብ ቍጜጜርና ወጻኢ ዝዀነ ኻልእ ጞገማት ኬጋጥመና ኞሎ፡ ዹሆዋ ኾም ዚሓልዹልና ስለ እንኣምን፡ ጭንቀትና ናብኡ ኢና ኜንድርብዮ ዘሎና።
19

20
am_tg
በተጚማሪም ኚክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜና ኚሌሎቜ መንፈሳዊ ዝግጅቶቜ ጥቅም ለማግኘት አቅማቜን ዹፈቀደውን ሁሉ እናድርግ።
ካብ ክርስትያናዊ ኣኌባታትን ካብ ካልእ መንፈሳዊ መሰናድዎታትን ንምጥቃም ድማ ዚኚኣለና ዘበለ ኜንገብር ኣሎና።
21

22
am_tg
ኚእውነት ቀት ዚወጡ ልጆቜ ስላሏ቞ው ታማኝ ወላጆቜስ ምን ማለት ይቻላል?
ደቆም ካብ ሓቂ ዝሹሓቑ እሙናት ወለዲኞ እንታይ ኪገብሩ ይኜእሉ፧
23

24
am_tg
አሹጋዊው ሳሙኀል ትላልቅ ዹሆኑ ልጆቹ እሱ ያስተማራ቞ውን ዚጜድቅ መሥፈርቶቜ እንዲጠብቁ ማስገደድ አይቜልም ነበር።
እቲ ሾምጊሉ ዝነበሹ ሳሙኀል፡ ነቶም በጜሕታት ደቁ ንስርዓታት ጜድቂ ብተኣማንነት ኪሕልዉ ኺግድዶም ኣይክእልን እዩ ነይሩ።
25

26
am_tg
ሳሙኀል ጉዳዩን ለይሖዋ ኹመተው በቀር ምንም አማራጭ አልነበሚውም።
ነቲ ጕዳይ ኣብ ኢድ ዹሆዋ ኺሓድጎ ነይርዎ።
27

28
am_tg
ሆኖም ንጹሕ አቋሙን ይዞ በመቀጠል ዹሰማይ አባቱን ማስደሰት ይቜላል።
ይኹን እምበር፡ ሳሙኀል ንጜህናኡ ኺሕሉን ነቲ ሰማያዊ ኣቊኡ ዹሆዋ ኌሐጕሶን ይኜእል ነይሩ እዩ።
29

30
am_tg
በዛሬው ጊዜም እንዲህ ባለ ሁኔታ ውስጥ ዹሚገኙ በርካታ ክርስቲያን ወላጆቜ አሉ።
ሎሚ፡ ንብዙሓት ክርስትያናት ወለዲ ተመሳሳሊ ዅነታት ዚጋጥሞም እዩ።
31

32
am_tg
ይሖዋ ንስሐ ዚሚገቡ ኃጢአተኞቜ ወደ እሱ ዚሚመለሱበትን ጊዜ በጉጉት እንደሚጠባበቅ ይተማመናሉ።
ዹሆዋ ንዚንስሑ ሓጥኣን ኪቕበሎም ወትሩ ተሃንጥዩ ኾም ዚጜበ ይኣምኑ እዮም።
33

34
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ ዚእነሱ ታማኝነት ልጃቾው ወደ ይሖዋ እንዲመለስ እንደሚሚዳው በመተማመን ምንጊዜም ለይሖዋ ታማኝ ለመሆን ኹፍተኛ ጥሚት ያደርጋሉ።
ምስናይዚ፡ ንዹሆዋ እሙናት ኰይኖም ይቕጜሉ፡ እዚ ኣብነቶም እዚ ኞኣ ንደቆም ናብተን መጓሰ ኺምለሱ ኣብነት ኹም ዚዀኖም ተስፋ ይገብሩ እዮም።
35

36
am_tg
ለምትቀርበው ሰው ስሜትህን አውጥተህ መናገርህ ጭንቀትህን ለማቅለል ይሚዳሃል።
ጜቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥ፡ ማለት ስምዒትካ ንእትኣምኖ ፈታዊኻ ምክፋል ጭንቀትካ ንኜትዋጜኣሉ ኺሕግዘካ ይኜእል እዩ።
37

38
am_tg
ለትዳር ጓደኛህ፣ ለቅርብ ወዳጅህ አሊያም ለጉባኀህ ሜማግሌ ስሜትህን መናገርህ ስላለህበት ሁኔታ ሚዛናዊ አመለካኚት እንዲኖርህ ሊሚዳህ ይቜላል።
ብዛዕባ እቲ ዜጚንቐካ ነገራት ሚዛናዊ ዝዀነ ኣሚኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ ኻብ መጻምድትኻ፡ ካብ ናይ ቀሚባ ዓርክኻ፡ ወይ ካብ ሓደ ሜማግለ ጉባኀ ሓገዝ ክትሚክብ ትኜእል ኢኻ።
39

40
am_tg
ስሜትህን በግልጜና በሐቀኝነት መናገርህ ያለህበትን ሁኔታ ለመሚዳትና መፍትሔ ለመፈለግ በእጅጉ ይሚዳሃል።
ብዛዕባ እቲ ዜተሓሳስበካ ነገራት ብግልጜን ብቕንዕናን ምምይያጥ ንጭንቀትካ ኜትዋጜኣሉ ኺሕግዘካ ይኜእል እዩ።
41

42
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ መመካኚር ኹሌለ ዚታቀደው ነገር ሳይሳካ ይቀራልፀ በብዙ አማካሪዎቜ ግን ይሳካል ይላል።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ምኜሪ ኣብ ዘይብሉ፡ ውጥናት ይፈሜል፣ ብብዙሓት ኣማኞርቲ ግና ዕማም ይዕመም ይብለና።
43

44
am_tg
ይሖዋ፣ በዚሳምንቱ በሚደሚጉት ክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜ አማካኝነትም አገልጋዮቹ ጭንቀትን መቋቋም እንዲቜሉ ይሚዳ቞ዋል።
ዹሆዋ ብሰሙናዊ ኣኌባታት ጉባኀ ኣቢሉ እውን ክርስትያናት ንጭንቀቶም ኪዋጜእሉ ይሕግዞም እዩ።
45

46
am_tg
በእነዚህ ስብሰባዎቜ ላይ፣ ስለ አንተ ኚሚያስቡና ሊያበሚታቱህ ኹሚፈልጉ ዚእምነት ባልንጀሮቜህ ጋር መገናኘት ትቜላለህ።
ኣብኡ ምስቶም ብዛዕባኻ ዚግደሱን ኬተባብዑኻ ዚደልዩን ኣመንቲ ዝዀኑ ብጟትካ ኜትሓብር ትኜእል ኢኻ።
47

48
am_tg
በዚህ መንገድ እርስ በርስ መበሚታታታቜሁ በመንፈሳዊ ዚሚያጠነክርህ ኹመሆኑም በላይ ያለብህን ማንኛውንም ጭንቀት መቋቋም ቀላል እንዲሆንልህ ያደርጋል።
እቲ ኣብኡ እትሚኜቊ ምትብባዕ፡ መንፈሳዊ ስንቅኻ ኜትመልእን ንጭንቀትካ ኜትዋጜኣሉን ይሕግዘካ እዩ።
49

50
am_tg
ጳውሎስ እንደ ሥጋ ፈቃድ መኖር ዚሚያስኚትለውን አደጋ ለቅቡዓን ክርስቲያኖቜ መጥቀስ ያስፈለገው ለምንድን ነው?
ጳውሎስ ንቕቡኣት ክርስትያናት ብስጋ ብዛዕባ ምንባር ስለምንታይ ኹም ዘጠንቀቖም ትሓስብ ትህሉ ትኞውን።
51

52
am_tg
አምላክ እንደ ወዳጆቹ አድርጎ ዹተቀበላቾውና እንደ ጻድቃን ዚሚቆጥራ቞ው በዛሬው ጊዜ ዚሚኖሩ ክርስቲያኖቜስ ተመሳሳይ አደጋ ሊያጋጥማ቞ው ይቜላል?
እዚ ሓደጋ እዚ ነቶም ኣምላኜ ኹም ኣዕሩኹ እተቐበሎምን ጻድቃን ገይሩ ዝሚኣዮምን ክርስትያናት ዜስግእ ኪኞውን ይኜእል ድዩ፧
53

54
am_tg
ዚሚያሳዝን ቢሆንም ዚትኛውም ክርስቲያን በኃጢአተኛ ሥጋው ምኞት መመራት ሊጀምር ይቜላል።
እወ፡ ዝዀነ ይኹን ክርስትያን ብሓጥእ ስጋኡ ምምልላስ ኪጅምር ይኜእል እዩ።
55

56
am_tg
ለምሳሌ፣ ጳውሎስ በሮም ኚነበሩት ወንድሞቜ መካኚል አንዳንዶቹ ለራሳ቞ው ፍላጎት ባሪያዎቜ እንደነበሩ ጜፏልፀ ይህም ዚፆታ ፍላጎትን አሊያም ዚምግብ፣ ዚመጠጥ ወይም ሌላ ዓይነት ፍላጎትን ሊጹምር ይቜላል።
ንኣብነት፡ ገሊኩም ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ኣሕዋት ንኞብዶም ይግዝኡ ምንባሮም ጳውሎስ ገሊጹ ኣሎ፣ እዚ ማለት ኚኣ ንጟታዊ ትምኒቶም ዚግዝኡ፡ ወይ ምግብን መስተን ካልእ ነገራትን ዚሃርፉ ምዃኖም ዜመልክት ኪኞውን ይኜእል እዩ።
57

58
am_tg
አንዳንዶቹ ዚዚዋሆቜን ልብ እያታለሉ ነበር።
ገሊኣቶም ኚኣ ገርህታት ዚስሕቱ ነይሮም እዮም።
59
tg_am
ገሊኣቶም ኚኣ ገርህታት ዚስሕቱ ነይሮም እዮም።
አንዳንዶቹ ዚዚዋሆቜን ልብ እያታለሉ ነበር።
60
am_tg
በቆሮንቶስ ጉባኀ፣ ለተወሰነ ጊዜ ያህል ኚአባቱ ሚስት ጋር ዹሚኖር ወንድም እንደነበሚም እናስታውስ።
ሓደ ኣብ ቈሚንቶስ ዝነበሹ ሓው ንእተወሰነ ግዜ ሰበይቲ ኣቊኡ ኣእትዩ ይነብር ምንባሩ እውን ንፈልጥ ኢና።
61

62
am_tg
እንግዲያው አምላክ፣ ክርስቲያኖቜ በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር እንደሌለባ቞ው በጳውሎስ በኩል ማሳሰቢያ መስጠቱ ዚሚያስገርም አይደለም።
ስለዚ ድማ እዩ ኣምላኜ ብጳውሎስ ኣቢሉ ንክርስትያናት ናይ ስጋ ብዛዕባ ምሕሳብ ዘጠንቀቖም።
63

64
am_tg
ይህ ማስጠንቀቂያ ዛሬም ቢሆን ይሠራል።
እቲ መጠንቀቕታ እቲ ሎሚ እውን ብማዕሚ ዚድሊ እዩ።
65
tg_am
እቲ መጠንቀቕታ እቲ ሎሚ እውን ብማዕሚ ዚድሊ እዩ።
ይህ ማስጠንቀቂያ ዛሬም ቢሆን ይሠራል።
66
am_tg
ሌሎቜም ዚራሳ቞ውን ውሳኔ ዚማድሚግ ነፃነት እንዳላ቞ው አምነን መቀበል አለብን።
ሓደ ኻብቲ ኣብ ናጜነትና ዘሎና ደሚት፡ ካልኊት ኣብ ህይወቶም ናይ ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ መሰል ዘለዎም ምዃኑ እዩ።
67

68
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
69
tg_am
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
ለምን?
70
am_tg
እያንዳንዱ ክርስቲያን ዚመምሚጥ ነፃነት ስለተሰጠው፣ ሁለት ክርስቲያኖቜ ሁልጊዜ ፍጹም አንድ ዓይነት ውሳኔ ያደርጋሉ ብሎ መጠበቅ አይቻልም።
ናይ ምምራጜ ናጜነት ንዅላትና ስለ እተዋህበና፡ ክልተ ክርስትያናት ወትሩ ሕደ ውሳነ ኺገብሩ ኣይክእሉን እዮም።
71

72
am_tg
ይህ ደግሞ በምናሳዚው ምግባርና በምናቀርበው አምልኮ ላይም እንኳ ሊንጞባሚቅ ይቜላል።
ንኣካይዳናን ንኣምልኟናን ኣብ ዚምልኚት ጕዳይ እኳ ወትሩ ሕደ ውሳነ ኣይንገብርን ኢና።
73

74
am_tg
እያንዳንዱ ክርስቲያን ዚራሱን ዚኃላፊነት ሾክም መሾኹም እንዳለበት ኚተገነዘብን ሌሎቜ ሰዎቜ ያን ያህል ትልቅ ቊታ በማይሰጣ቞ው ጉዳዮቜም ሚገድ ዚመምሚጥ ነፃነታ቞ውን ተጠቅመው ዚራሳ቞ውን ውሳኔ ዚማድሚግ መብት እንዳላ቞ው አምነን እንቀበላለን።
ነፍሲ ወኹፍ ክርስትያን ጞጟሩ ኺጞውር ኹም ዚግባእ ምስ ፈለጥና፡ ኣብቲ ኣገዳስነቱ ኻብዚ ዚትሕት ጉዳያት እውን ኹይተሹፈ ነቲ ኻልኊት ንናይ ምምራጜ ናጜነቶም ኪጥቀሙሉ ዘለዎም መሰል ኚነኜብሚሎም ኢና።
75

76
am_tg
ይሖዋ ዚመምሚጥ ነፃነት ሰጥቶናልፀ ይህም እውነተኛ ነፃነት ያስገኝልናል።
ዹሆዋ ናይ ምምራጜ ናጜነት ሂቡና እዩ፣ ምስኡ እውን ናይ ሓቂ ናጜነት ሂቡና ኣሎ።
77

78
am_tg
ዚመምሚጥ ነፃነታቜን ይሖዋን ምን ያህል እንደምንወደው ዚሚያሳዩ ውሳኔዎቜን ለማድሚግ ስለሚያስቜለን ለዚህ ስጊታ ኹፍተኛ አድናቆት አለን።
እዚ ውህበት እዚ ንዹሆዋ ኜሳዕ ክንደይ ኹም እነፍቅሮ ዜርኢ ውሳነታት ክንገብር ስለ ዜፍቅደልና፡ ኣኜቢርና ኢና እንርእዮ።
79

80
am_tg
ይህን ውድ ስጊታ ለአምላክ ክብር በሚያመጣና ሌሎቜ ያላ቞ውን ዚመምሚጥ ነፃነት እንደምናኚብር በሚያሳይ መንገድ በመጠቀም ስጊታውን ኹፍ አድርገን መመልኚታቜንን እንቀጥል።
ሃዹ እምበኣር፡ ነዚ ኜቡር ውህበት እዚ ንኣምላኜ ብዜኜብር መገዲ ብምጥቃምን ነቲ ኻልኊት ንውህበቶም ዚጥቀሙሉ መገዲ ብምኜባርን፡ ኹም እነማስወሉ ነርኢ።
81

82
am_tg
በሥነ ምግባር ልቅ በሆነው በዚህ ዓለም ውስጥ ኃጢአት አስነዋሪ ነገር መሆኑ እዚቀሚ ነውፀ በመሆኑም ብዙዎቜ ለኃጢአታ቞ው ቀዛ እንደሚያስፈልጋ቞ው አይገነዘቡም።
ሎሚ፡ ሓያሎ ሰባት ሓጢኣት ምስ ፈጾሙ ዝበደሉ ዀይኑ ስለ ዘይስምዖም፡ ስለምንታይ በጅነት ኹም ዜድልዚና ኣይርድኊምን እዩ።
83

84
am_tg
ብዙዎቜ ኃጢአት ምን እንደሆነ፣ በእኛ ላይ ምን ተጜዕኖ እንደሚያሳድር እንዲሁም ኚኃጢአት ባርነት ነፃ ለመውጣት ምን ማድሚግ እንዳለብን አያውቁም።
ሓጢኣት እንታይ ምዃኑ፡ ብኞመይ ኹም ዚጞልወና፡ ካብ ባርነት ሓጢኣት ሓራ ኜንወጜእ ድማ እንታይ ክንገብር ኹም ዘሎና ኣይፈልጡን እዮም።
85

86
am_tg
ልበ ቅን ዹሆኑ ሰዎቜ ኃጢአት ምን እንደሆነ ሲገነዘቡ እንዲሁም ይሖዋ በታላቅ ፍቅሩና በጾጋው ተነሳስቶ ልጁን ወደ ምድር በመላክ ኚኃጢአትና ዚኃጢአት ውጀት ኹሆነው ኚሞት እንደዋጀን ሲያውቁ በጣም ይደሰታሉ።
ቅኑዓት ሰባት፡ ዹሆዋ በታ ዓባይ ፍቕሩን ብጞጋኡን ተደሪኹ፡ ካብ ሓጢኣትን ካብቲ ሳዕቀኑ ዝዀነ ሞትን ምእንቲ ኺብጀወና ኢሉ ንወዱ ኾም ዝለኣኟ ምስ ፈለጡ እፎይታ ሚኺቊም እዮም።
87

88
am_tg
ዚክርስቶስ ቀዛዊ መሥዋዕት፣ አምላክ ለእኛ ያለውን ፍቅር ዚገለጞበት ኹሁሉ ዹላቀ ስጊታ ኹመሆኑም ሌላ ዹይሖዋ ጾጋ ዚተትሚፈሚፈ መሆኑን በግልጜ ያሳያል።
መስዋእታዊ በጃ ክርስቶስ፡ ኣምላኜ ንዓና ዘለዎ ፍቕሪ ዝገለጾሉ ዝዓበዹ መሚጋገጺ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ሃብቲ ጞጋኡ ዜርኢ እዩ።
89

90
am_tg
አቢሳ ወደ ሳኊል ዹጩር ሰፈር በገባበት ወቅት ታማኝነት ያሳዚው ለተገቢው አካል አልነበሚም።
ኣቢሻይ ናብ ሰፈር ሳኊል ኪኣቱ ኞሎ፡ ቀዳምነት ኪውሃቊ ዘለዎ ተኣማንነት ብንጹር ኣይሰርዐን ነይሩ።
91

92
am_tg
አቢሳ ለዳዊት ያለው ታማኝነት ንጉሥ ሳኊልን ለመግደል እንዲነሳሳ አድርጎት ነበርፀ ዳዊት ግን ይሖዋ በቀባው ላይ እጅ ማንሳት ተገቢ እንዳልሆነ ስለተገነዘበ ይህን እንዳያደርግ አቢሳን ኚልክሎታል።
ንዳዊት ካብ ዘለዎ ተኣማንነት ተላዒሉ፡ ንንጉስ ሳኊል ኪቐትሎ ተሃንጥዩ ነይሩ፣ ዳዊት ግና ኢድካ ኣንጻር ቅቡእ ዹሆዋ ምልዓል ጌጋ ምዃኑ ስለ ዚፈልጥ፡ ኚልኪልዎ እዩ።
93

94
am_tg
ኹዚህ ዘገባ ዹምናገኘው አንድ ጠቃሚ ትምህርት አለ፩ ለተለያዩ አካላት ታማኝ መሆናቜን ተገቢ ቢሆንም በዋነኝነት ታማኝ መሆን ዚሚገባን ለማን እንደሆነ ለመወሰን በመጜሐፍ ቅዱስ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ መመራት ይኖርብናል።
ካብቲ ኣጋጣሚ እቲ፡ ሓደ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንሚክብ ኢናፊ ብቐዳምነት ንመን እሙናት ክንኹውን ኹም ዘሎና ኜንውስን ምስ ዜድልዚና፡ ኣብቲ ዅነታት እቲ ኺሕግዘና ብዛዕባ ዚኜእል ስርዓታት መጜሓፍ ቅዱስ ክንሓስብ ኣሎና።
95

96
am_tg
ታማኝነት ዹሚመነጹው ኚልብ ነውፀ ዹሰው ልብ ግን ኚዳተኛ ነው።
ተኣማንነት ካብ ልቢ እዩ ዚፍልፍል፣ ልቢ ሰብ ግና ጐራሕ እዩ።
97
tg_am
ተኣማንነት ካብ ልቢ እዩ ዚፍልፍል፣ ልቢ ሰብ ግና ጐራሕ እዩ።
ታማኝነት ዹሚመነጹው ኚልብ ነውፀ ዹሰው ልብ ግን ኚዳተኛ ነው።
98
am_tg
በመሆኑም ለአምላክ ታማኝ ዹሆነ አንድ ሰው፣ ዚቅርብ ጓደኛው ወይም ዘመዱ መጥፎ ድርጊት እዚፈጞመ ቢሆንም ለእሱ ታማኝ መሆን እንዳለበት ሊሰማው ይቜላል።
ስለዚ፡ ሓደ ንኣምላኜ እሙን ዝዀነ ሰብ፡ ሕማቕ ንዚገብር ናይ ቀሚባ ዓርኩ ወይ ቀተ ሰቡ እውን እሙን ኪኞውን ኹም ዘለዎ ኺስምዖ ይኜእል እዩ።
99

README.md exists but content is empty. Use the Edit dataset card button to edit it.
Downloads last month
1
Edit dataset card