Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
200
am_tg
በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበረው የበላይ አካል ለጉባኤዎች በጻፈው ደብዳቤ መጨረሻ ላይ የሰፈረው ይህ የመሰናበቻ ሐሳብ ጠንካራ ሁኑ ተብሎም ሊተረጎም ይችላል።
እታ፡ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረ ኣመሓዳሪ ኣካል ናብ ኵለን ጉባኤታት ዝለኣኻ ደብዳበ፡ እቲ ናይ መወዳእታ ቓላታ በርትዑ ተባሂሉ እውን ኪትርጐም ይኽእል እዩ።
201
tg_am

202
am_tg
እኛም ጤናማ እና ጠንካራ ሆነን ታላቁን አምላካችንን ማገልገል እንደምንፈልግ ምንም ጥርጥር የለውም።
ንየሆዋ ኣምላኽና ንኸነገልግሎ ጽቡቕ ጥዕና ኽንረክብ ምብሃግን ብርቱዓት ክንከውንን ንደሊ ኢና።
203

204
am_tg
የምንኖረው በዚህ ሥርዓት ውስጥ ከመሆኑም ሌላ ሁላችንም ፍጹማን አይደለንም፤ በመሆኑም ሕመም ማናችንም ልናመልጠው የማንችለው ነገር ነው።
እዚ ሕጂ ዘሎ ስርዓት ክሳዕ ዝቐጸለን ንሕና ዘይፍጹማት ክሳዕ ዝዀንናን፡ ሕማም ዘይተርፍ ነገር እዩ።
205

206
am_tg
በአሁኑ ወቅት ከሕመማችን ተአምራዊ በሆነ መንገድ እንደምንድን አንጠብቅም።
ሕጂ ብተኣምራዊ መገዲ ኽንሓዊ ትጽቢት ክንገብር የብልናን።
207

208
am_tg
ይሁንና ፍጹም ጤና የምናገኝበት ጊዜ እንደሚመጣ ይናገራል።
ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባ እቲ ምሉእ ብምሉእ እንሓውየሉ ግዜ ትሕብረና እያ።
209

210
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ የሕይወት ውኃ ወንዝ እና ሕዝቦችን ለመፈወስ የሚያገለግሉ ቅጠሎች ያሏቸውን የሕይወት ዛፎች በራእይ ተመልክቶ ነበር።
ሃዋርያ ዮሃንስ፡ ፈለግ ማይ ህይወትን ፈውሲ ኣህዛብ ዚኸውን ኣቝጽልቲ ዘለወን ኣእዋም ህይወትን ብራእይ ርእዩ እዩ።
211

212
am_tg
ይህ በዛሬው ጊዜም ሆነ ወደፊት የሚኖርን ከዕፀዋት የተዘጋጀ መድኃኒት አያመለክትም።
እዚ ግና ሕጂ ንዘሎ ወይ ኣብ መጻኢ ንዚህሉ ኻብ ኣትክልቲ ዚርከብ ፈውሲ ዜመልክት ኣይኰነን።
213

214
am_tg
ከዚህ ይልቅ ይሖዋ ታዛዥ ለሆኑ የሰው ልጆች የዘላለም ሕይወት ለመስጠት በኢየሱስ በኩል ያደረገውን ዝግጅት ያመለክታል፤ በእርግጥም ይህ በጉጉት የምንጠብቀው ነገር ነው።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ነቲ የሆዋ ብየሱስ ኣቢሉ ንእዙዛት ደቂ ሰብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዚህበሉ መሰናድዎ እዩ ዜመልክት፣ እዚ ኸኣ ብሃንቀውታ እንጽበዮ ነገር እዩ።
215

216
am_tg
ይሖዋ የምንኖርበትን ዘመን አስመልክቶ የሚከተለውን ትንቢት ተናግሯል፦ በዚያን ጊዜ ከብሔራት ቋንቋዎች ሁሉ የተውጣጡ አሥር ሰዎች የአንድን አይሁዳዊ ልብስ አጥብቀው በመያዝ አምላክ ከእናንተ ጋር መሆኑን ስለሰማን ከእናንተ ጋር እንሄዳለን ይላሉ።
የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንነብረሉ ግዜ ኸምዚ ኢሉ ተነብዩ ነይሩ እዩ፦ በተን መዓልትታት እቲአን፡ ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ዓሰርተ ሰባት ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ሒዞም፡ እወ ኣጽኒዖም ሒዞም፡ ኣምላኽ ምሳኻትኩም ከም ዘሎ ሰሚዕና ኢና እሞ፡ ምሳኻትኩም ክንከይድ ንደሊ ኢና ኺብልዎ እዮም።
217

218
am_tg
በዚህ ምሳሌያዊ አገላለጽ ላይ እንደተጠቀሱት አሥር ሰዎች ሁሉ ምድራዊ ተስፋ ያላቸው ክርስቲያኖችም የአንድን አይሁዳዊ ልብስ አጥብቀው ይዘዋል።
እቶም ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም፡ ከምቶም ምሳልያውያን ዓሰርተ ሰብ፡ ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ሒዞም ኣለዉ።
219

220
am_tg
ይሖዋ ቅቡዓኑን እየባረካቸው እንደሆነ ስለሚያውቁ በመንፈስ ከተቀቡት የአምላክ እስራኤል አባላት ጋር መተባበራቸው ያኮራቸዋል።
የሆዋ ንቕቡኣቱ ኸም ዝባረኾም ስለ ዚፈልጡ፡ ምስቶም ብመንፈስ እተቐብኡ ናይ ኣምላኽ እስራኤል ምሕባሮም የሐብኖም እዩ።
221

222
am_tg
እንደ ነቢዩ ዘካርያስ ሁሉ ኢየሱስም በአምላክ ሕዝቦች መካከል የሚኖረውን አስደሳች አንድነት አጉልቷል።
የሱስ እውን ከም ነብዪ ዘካርያስ፡ ነቲ ህዝቢ ኣምላኽ ዘለዎም ባህ ዜብል ሓድነት ኣጕሊሑ እዩ።
223

224
am_tg
ተከታዮቹ ትንሽ መንጋ እና ሌሎች በጎች ተብለው በሁለት ቡድኖች እንደሚከፈሉ ገልጿል፤ ያም ቢሆን ሁለቱም በአንድ እረኛ የሚመሩ አንድ መንጋ እንደሚሆኑ ተናግሯል።
ሰዓብቱ ሒደት መጓሰን ካልኦት ኣባጊዕን ዚብሃሉ ኽልተ ጕጅለ ምዃኖም ገሊጹ እዩ፣ ግናኸ፡ ብዛዕባ እዘን ኣባጊዑ፡ ሓደ መጓሰ ኪዀና እየን፡ ጓሳአን እውን ሓደ ኢሉ እዩ።
225

226
am_tg
እኛ ክርስቲያኖች መንፈሳዊነታችንን መጠበቅ ያስፈልገናል።
መንፈሳውነትና ኽንሕሉ ኣሎና።
227
tg_am
መንፈሳውነትና ኽንሕሉ ኣሎና።
እኛ ክርስቲያኖች መንፈሳዊነታችንን መጠበቅ ያስፈልገናል።
228
am_tg
የምንኖረው ሰይጣን ዲያብሎስ በሚቆጣጠረው ዓለም ውስጥ ከመሆኑም ሌላ ፍጹማን አይደለንም፤ በመሆኑም የዓለምን የተሳሳተ አስተሳሰብና ምግባር በቀላሉ ልንኮርጅ እንችላለን።
ሰይጣን ድያብሎስ ኣብ ዚዕብልላ ዓለም ስለ እንነብርን ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንናን፡ ኣብ ዓለም ዘሎ ግጉይ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ብቐሊሉ ኽንቀድሕ ንኽእል ኢና።
229

230
am_tg
የዓለም መንፈስ፣ ወደማንፈልገው አቅጣጫ ሊወስደን ከሚታገል ወንዝ ጋር ሊመሳሰል ይችላል።
መንፈስ ዓለም ምስ ሓደ ናብ ዘይደለናዮ ኣንፈት ዚደፍኣና ውሕጅ ኪመሳሰል ይኽእል እዩ።
231

232
am_tg
ወንዙ ይዞን እንዳይሄድ ከፈለግን ወደ ተቃራኒው አቅጣጫ ለመዋኘት ከፍተኛ ጥረት ማድረግ አለብን።
ብውሕጅ ተደፊእና ምእንቲ ኸይንኸይድ፡ ናብ ኣንጻሩ ኣንፈት ንምሕንባስ ክንጋደል የድልየና እዩ።
233

234
am_tg
በተመሳሳይም የሰይጣን ዓለም መንፈስ እንዳይወስደን ጥረት ማድረግ ይኖርብናል።
ብተመሳሳሊ፡ በቲ ኣብ ናይ ሰይጣን ዓለም ዘሎ መንፈስ ምእንቲ ኸይንውሰድ፡ ጻዕሪ ኽንገብር የድልየና እዩ።
235

236
am_tg
ምሥራቹን ስንሰብክ እምነታችንን በሚሸረሽሩ ሐሳቦች ላይ ሳይሆን አስፈላጊና ጠቃሚ በሆኑ መንፈሳዊ ጉዳዮች ላይ እናተኩራለን።
ንሰባት ክንሰብኽ ከለና፡ ንእምነትና ኣብ ዜዳኽም ነገር ዘይኰነስ፡ ኣብ ኣገዳስን ጠቓምን መንፈሳዊ ነገራት ኢና እነተኵር።
237

238
am_tg
የስብከቱ ሥራ አምላክ የሰጣቸውን ተስፋዎችና ፍቅር የሚንጸባረቅባቸውን መሥፈርቶቹን እንድናስታውስ ስለሚረዳን እምነታችንን ያጠናክርልናል።
ስብከት ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ዘተስፈወና ተስፋታትን ብዛዕባ እቲ ኣብ ፍቕሪ እተመርኰሰ ስርዓታቱን ስለ ዜዘኻኽረና፡ ንእምነትና የድልድሎ እዩ።
239

240
am_tg
መንፈሳዊ የጦር ትጥቃችን እንዳይላላም ይረዳናል።
እቲ እንለብሶ መንፈሳዊ ኣጽዋርና ኸኣ ምሉእ ዘይጕዱል ይኸውን።
241
tg_am
እቲ እንለብሶ መንፈሳዊ ኣጽዋርና ኸኣ ምሉእ ዘይጕዱል ይኸውን።
መንፈሳዊ የጦር ትጥቃችን እንዳይላላም ይረዳናል።
242
am_tg
በመንፈሳዊ እንቅስቃሴዎቻችን መጠመዳችን በራሳችን ችግሮች ላይ ከልክ በላይ እንዳናተኩር ይረዳናል፤ ይህ ደግሞ ጥበቃ ይሆነናል።
ኣብ መንፈሳዊ ንጥፈታትና ትሑዛት እንተ ዄንና፡ ብዛዕባ ጸገማትና እምብዛ ኣይንጭነቕን ኢና፣ እዚ ድማ ዕቝባ ይዀነና እዩ።
243

244
am_tg
ሩት ለይሖዋ ፍቅር እንደነበራት ልብ በል።
ሩት ንየሆዋ ዝነበራ ፍቕሪ ኣስተብህል።
245
tg_am
ሩት ንየሆዋ ዝነበራ ፍቕሪ ኣስተብህል።
ሩት ለይሖዋ ፍቅር እንደነበራት ልብ በል።
246
am_tg
ሩት በይሖዋ ክንፎች ሥር ለመጠለል በመፈለጓ ከጊዜ በኋላ ቦዔዝ አድንቋታል።
ኣብቲ ግዜ እቲ ብዓል መሬት ዝነበረ ቦኣዝ ንሩት፡ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፍ የሆዋ ጸግዒ ብምድላያ ንኢድዋ እዩ።
247

248
am_tg
ቦዔዝ የተጠቀመበት አገላለጽ፣ ጥላ ከለላ ለማግኘት በወላጆቿ ክንፎች ሥር የምትሸሸግን ጫጩት እንድናስብ ያደርገን ይሆናል።
እዚ ኣበሃህላ እዚ፡ ሓደ ንስሪ ንጫቚቱ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ ኼዕቍባ ኸሎ የዘኻኽረና ይኸውን።
249

250
am_tg
ይሖዋ ለሩት እንደነዚህ ወላጆች ሆኖላታል።
የሆዋ ንሩት ከምኡ እዩ ዀይኑላ።
251
tg_am
የሆዋ ንሩት ከምኡ እዩ ዀይኑላ።
ይሖዋ ለሩት እንደነዚህ ወላጆች ሆኖላታል።
252
am_tg
ስላሳየችው እምነት ወሮታዋን የከፈላት ሲሆን በውሳኔዋ እንድትቆጭ የሚያደርግ ምንም ነገር አላጋጠማትም።
ስለቲ እምነታ ዓስባ ሂብዋ እዩ፣ ንውሳነኣ እትጥዓሰሉ ምኽንያት ድማ ከቶ ኣይነበራን።
253

254
am_tg
በዛሬው ጊዜ ብዙዎች ስለ ይሖዋ ቢያውቁም እሱን መጠጊያቸው ለማድረግ ያመነታሉ።
ሎሚ ብዙሓት ብዛዕባ የሆዋ እኳ እንተ ተማህሩ፡ ኣብኡ ንምምዕቋብ ግና ሰጋእ መጋእ ይብሉ እዮም።
255

256
am_tg
ራሳቸውን ወስነው በመጠመቅ እሱን ከማገልገል ወደኋላ ይላሉ።
ርእሶም ወፍዮም እተጠምቁ ኣገልገልቱ ኻብ ምዃን የድሓርሕሩ እዮም።
257

258
am_tg
ራስህን ለይሖዋ ለመወሰን የምታመነታ ከሆነ ምክንያትህ ምን እንደሆነ ቆም ብለህ አስበህበት ታውቃለህ?
ንየሆዋ ርእስኻ ንምውፋይ እንተ ተወላዊልካ፡ ስለምንታይ ከምኡ ኸም ዝዀንካ ሓቲትካዶ ትፈልጥ፧
259

260
am_tg
ማንኛውም ፍጡር የሚያመልከው አካል መኖሩ አይቀርም።
ህያው ዘበለ ሰብ፡ ዜምልኾ ኣምላኽ ኣለዎ።
261
tg_am
ህያው ዘበለ ሰብ፡ ዜምልኾ ኣምላኽ ኣለዎ።
ማንኛውም ፍጡር የሚያመልከው አካል መኖሩ አይቀርም።
262
am_tg
ታዲያ ሊመለክ የሚገባውን ብቸኛ አምላክ ለምን መጠጊያህ አታደርገውም?
እሞ ደኣ ንስኻ ስለምንታይ ኣብቲ በይኑ ኺግልገል ዚግብኦ ኣምላኽ ዘይትምዕቈብ፧
263

264
am_tg
ለይሖዋ ራስህን መወሰንህ፣ በእሱ ላይ እምነት እንዳለህ ማሳየት የምትችልበት ከሁሉ የተሻለው መንገድ ነው።
ንየሆዋ ርእስኻ ምውፋይ፡ ብእኡ ኸም እትኣምን እተርእየሉ ብሉጽ መገዲ እዩ።
265

266
am_tg
ይሖዋ ከውሳኔህ ጋር ተስማምተህ መኖር እንድትችልና የሚያጋጥሙህን ተፈታታኝ ሁኔታዎች እንድትወጣ ይረዳሃል።
ንሱ ድማ ነቲ ውሳነኻ ሓሊኻ ምእንቲ ኽትመላለስን ንዜጓንፈካ ዘበለ ጸገማት ምእንቲ ኽትሰግርን ኪሕግዘካ እዩ።
267

268
am_tg
አምላክ ለሩት እንዲህ አድርጎላታል።
ኣምላኽ ንሩት ከምኡ እዩ ገይሩላ።
269
tg_am
ኣምላኽ ንሩት ከምኡ እዩ ገይሩላ።
አምላክ ለሩት እንዲህ አድርጎላታል።
270
am_tg
የመጽሐፍ ቅዱስን እውነት የተጠሙት ቻርልስ ቴዝ ራስል እና ተባባሪዎቹ በ1800ዎቹ መገባደጃ አካባቢ መጽሐፍ ቅዱስን በተደራጀ መልኩ ማጥናት ጀመሩ።
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ዝጸምኡ፡ ቻርለስ ቴዝ ራስልን ሒደት ብጾቱን ኣብ ኣጋ መወዳእታ 1800ታት ጽቡቕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጀመሩ።
271

272
am_tg
መጀመሪያ ላይ የወንድም ራስል ዓላማ፣ ታዋቂ ከሆኑት ሃይማኖቶች መካከል እውነቱን የሚያስተምረው የትኛው ሃይማኖት እንደሆነ ማወቅ ነበር።
ኣብ ፈለማ፡ ሓውና ራስል ካብተን ዝነበራ ስሙያት ሃይማኖታት ኣየነይተን ሓቂ ትምህር ከም ዘላ ንምፍላጥ እዩ ነቲ መጽናዕቲ ጀሚርዎ።
273

ክርስቲያን ያልሆኑትን ጨምሮ በርካታ ሃይማኖቶች የሚያስተምሩትን ነገር ከመጽሐፍ ቅዱስ ጋር በጥንቃቄ አነጻጸረው።
ስለዚ፡ ንትምህርትታት ብዙሓት ሃይማኖታት፡ እንተላይ ንትምህርታት ክርስትያን ዘይኰና ሃይማኖታት፡ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠንቂቑ ኣነጻጸሮ።
275

276
am_tg
ከእነዚህ ሃይማኖቶች መካከል አንዳቸውም ቢሆኑ የአምላክን ቃል በጥብቅ እንደማይከተሉ ለመገንዘብ ጊዜ አልወሰደበትም።
ነዊሕ ከይጸንሐ ግና፡ ዋላ ሓንቲ ኻብተን ሃይማኖታት ንቓል ኣምላኽ ጠቢቓ ኸም ዘይትስዕቦ ፈለጠ።
277

278
am_tg
እንዲያውም በአንድ ወቅት በአካባቢው ያሉ የተወሰኑ ቀሳውስትን ሰብስቦ አወያይቷቸው ነበር፤ ይህን ያደረገው እነዚህ ሰዎች፣ እሱና ተባባሪዎቹ ከመጽሐፍ ቅዱስ ያገኟቸውን እውነቶች እንደሚቀበሉና ለጉባኤዎቻቸው አባላት እንደሚያስተምሩ ተስፋ አድርጎ ነው።
ሓደ ግዜ፡ ነቲ ንሱን ብጾቱን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝረኸብዎ ሓቅታት ተቐቢሎም ንምእመናኖም እንተ መሃሩ ኢሉ ድማ፡ ምስ ብርክት ዝበሉ ኣቕሽሽቲ ኣኼባ ገበረ።
279

280
am_tg
ቀሳውስቱ ግን ይህን ማድረግ አልፈለጉም።
እቶም ኣቕሽሽቲ ግና ግዲ ኣይነበሮምን።
281
tg_am
እቶም ኣቕሽሽቲ ግና ግዲ ኣይነበሮምን።
ቀሳውስቱ ግን ይህን ማድረግ አልፈለጉም።
282
am_tg
በመሆኑም የመጽሐፍ ቅዱስ ተማሪዎቹ የሚከተለውን ሐቅ ለመገንዘብ ተገደዱ፦ የሐሰት ሃይማኖትን የሙጥኝ ለማለት ከመረጡ ሰዎች ጋር ተባብሮ መሥራት የማይቻል ነገር ነው።
ስለዚ፡ እቶም ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምስቶም ምስ ናይ ሓሶት ሃይማኖት ለጊቦም ኪመላለሱ ዝቘረጹ ሕብረት ኪህልዎም ከም ዘይግባእ ተገንዘቡ።
283

284
am_tg
ለአምላክ ጸጋ ያለን አድናቆት ምንዝርንና ስካርን ወይም የቆሮንቶስ ክርስቲያኖች ይፈጽሟቸው የነበሩ ሌሎች ኃጢአቶችን ከማስወገድ ያለፈ ነገር እንድናደርግ ይገፋፋናል።
ንጸጋ ኣምላኽ እነመስግነሉ እንተ ዄንና፡ ካብ ዝሙት፡ ስኽራን፡ ወይ ካብ ከም ናይ ሰብ ቈረንቶስ ዝኣመሰለ ሓጢኣት ካብ ምርሓቕ ንላዕሊ ኢና እንገብር።
285

286
am_tg
ለአምላክ ጸጋ አድናቆት ካለን ከፆታ ብልግና ብቻ ሳይሆን ወራዳ ከሆኑ መዝናኛዎች በሙሉ እንርቃለን።
ጸጋ ኣምላኽ ምቕባል ኪብሃል ከሎ፡ ካብ ምንዝርና ምርሓቕ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብዕሉግ መዘናግዒ ንምርኣይ ምስ ዘሎና ትምኒት ምቅላስ እውን የጠቓልል።
287

288
am_tg
የአካል ክፍሎቻችንን የጽድቅ ባሪያዎች አድርገን ለማቅረብ እንድንችል፣ ከስካር በመራቅ ብቻ ከመወሰን ይልቅ ሞቅ እስኪለን ድረስ ከመጠጣትም እንቆጠባለን።
ኣካላትና ንጽድቂ ኸም ባሮት ጌርና ምቕራብ ኪብሃል ከሎ፡ ዘይምስካር ጥራይ ዘይኰነስ፡ ክሳዕ ጥቓ ስኽራን ዘይምስታይ እውን የጠቓልል።
289

290
am_tg
እንዲህ ያሉትን መጥፎ ድርጊቶች ማስወገድ ከፍተኛ ትግል የሚጠይቅ ቢሆንም በትግሉ ማሸነፍ እንችላለን።
ምስ ግጉይ ተግባራት ንምቅላስ፡ ብዙሕ ጻዕሪ ኽንገብር የድልየና እዩ፣ ኰይኑ ግና፡ ክንዕወተሉ እንኽእል ቃልሲ እዩ።
291

292
am_tg
ግባችን ከከባድ ኃጢአቶችም ሆነ ቀለል ተደርገው ከሚታዩ መጥፎ ድርጊቶች መራቅ ነው።
ከቢድ ኰነ ቀሊል ካብ ዚብሃል ሓጢኣት ክንርሕቕ ሸቶ ኽንገብር ኣሎና።
293

294
am_tg
እርግጥ ከእነዚህ ድርጊቶች ሙሉ በሙሉ መራቅ አንችልም።
ፍጹም ብዝዀነ መገዲ ነዚ ኽንገብሮ ኣይንኽእልን ኢና።
295
tg_am
ፍጹም ብዝዀነ መገዲ ነዚ ኽንገብሮ ኣይንኽእልን ኢና።
እርግጥ ከእነዚህ ድርጊቶች ሙሉ በሙሉ መራቅ አንችልም።
296
am_tg
ያም ቢሆን እንደ ጳውሎስ ይህን ለማድረግ መጣር ይኖርብናል።
ከም ጳውሎስ ግና፡ ከምኡ ንምግባር ክንጽዕር ኣሎና።
297
tg_am
ከም ጳውሎስ ግና፡ ከምኡ ንምግባር ክንጽዕር ኣሎና።
ያም ቢሆን እንደ ጳውሎስ ይህን ለማድረግ መጣር ይኖርብናል።
298
am_tg
ጳውሎስ ወንድሞቹን ኃጢአት ለሰውነታችሁ ምኞት ተገዢ እንድትሆኑ በማድረግ ሟች በሆነው ሰውነታችሁ ላይ መንገሡን እንዲቀጥል አትፍቀዱ በማለት አሳስቧቸዋል።
ጳውሎስ ንኣሕዋቱ፡ ንትምኒት ሰብነትኩም ምእንቲ ኸይትእዘዙ፡ ሓጢኣት ኣብቲ መዋቲ ሰብነትኩም ኣይንገስ ኢሉ ተማሕጺንዎም እዩ።
299