Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,600
am_tg
በሌሎች ላይ በፈጸመችው በዚያው መንገድ ብድራቷን መልሱላት፤ አዎ፣ ለሠራቻቸው ነገሮች እጥፍ ክፈሏት፤ በቀላቀለችበት ጽዋ እጥፍ አድርጋችሁ ቀላቅሉባት።
ከምቲ ዝፈደየቶ ፍደይዋ፡ ከምቲ ግብራ እውን ዕጽፊ ምለሱላ፣ በቲ ሓዋዊሳ ዘዳለወትሉ ጽዋእ፡ ዕጽፊ ጌርኩም ሓዋዊስኩም ኣዳልዉላ።
68,601
tg_am

68,602
am_tg
ለራሷ ክብር የሰጠችውንና ያላንዳች ኀፍረት ውድ ነገሮች በማከማቸት የተቀማጠለችውን ያህል፣ በዚያው ልክ ሥቃይና ሐዘን ስጧት። ሁልጊዜ በልቧ ‘ንግሥት ሆኜ እቀመጣለሁ፤ መበለትም አይደለሁም፤ ሐዘንም ፈጽሞ አይደርስብኝም’ ትላለችና።
ብልባ፡ ‘ንግስቲ ዀይነ ተቐሚጠ እየ፡ መበለት ኣይኰንኩን፡ ሓዘን እውን ከቶ ኣይክርእን እየ’ ትብል እያ እሞ፡ ብመጠን እቲ ንርእሳ ዘኽበረትን ዝሓንቀቐትን ጌርኩም፡ ስቓይን ሓዘንን ሃብዋ።
68,603

68,604
am_tg
መቅሰፍቶቿ ይኸውም ሞትና ሐዘን እንዲሁም ረሃብ በአንድ ቀን የሚመጡባት ለዚህ ነው፤ ሙሉ በሙሉም በእሳት ትቃጠላለች፤ ምክንያቱም የፈረደባት ይሖዋ አምላክ ብርቱ ነው።
ስለዚ፡ እቲ ዝፈረዳ የሆዋ ኣምላኽ ብርቱዕ እዩ እሞ፡ መዓታ፡ ማለት ሞትን ሓዘንን ጥሜትን፡ ብሓንቲ መዓልቲ ኺመጻ እዩ፣ ብሓዊ እውን ክትህመዅ እያ።
68,605

68,606
am_tg
“ከእሷ ጋር ያመነዘሩና ያላንዳች ኀፍረት ከእሷ ጋር በቅንጦት የኖሩ የምድር ነገሥታትም እሷ ስትቃጠል የሚወጣውን ጭስ በሚያዩበት ጊዜ ስለ እሷ ያለቅሳሉ እንዲሁም በሐዘን ደረታቸውን ይደቃሉ።
“እቶም ምስኣ ዝመንዘሩን ዝሓንቀቑን ነገስታት ምድሪ ኸኣ፡ ትኪ ምንዳዳ ምስ ረኣዩ፡ ኪበኽዩላን ደረቶም ኪወቕዑላን እዮም።
68,607

68,608
am_tg
ደግሞም ሥቃይዋን በመፍራት በሩቅ ቆመው ‘አንቺ ታላቂቱ ከተማ፣ አንቺ ብርቱ የሆንሽው ከተማ ባቢሎን፣ እንዴት ያሳዝናል! እንዴት ያሳዝናል! ፍርድሽ በአንድ ሰዓት ተፈጽሟልና’ ይላሉ።
ብሰሪ ፍርሂ ስቓያ፡ ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም፡ ‘ኣቲ ዓባይ ከተማ፡ ኣቲ ብርትዕቲ ኸተማ ባቢሎን፡ ፍርድኺ ብሓንቲ ሰዓት መጺኡ እዩ እሞ፡ ወይለኺ፡ ወይለኺ!’ ኺብሉ እዮም።
68,609

68,610
am_tg
“የምድር ነጋዴዎችም ከዚህ በኋላ ብዛት ያለውን ሸቀጣቸውን የሚገዛቸው ስለማይኖር ስለ እሷ ያለቅሳሉ እንዲሁም ያዝናሉ፤
“እቶም ነጋዶ ምድሪ ኸኣ፡ ደጊም ምሉእ ጽዕነቶም ዚዕድገሎም የልቦን እሞ፡ ይበኽዩላን ይሓዝኑላን ኣለዉ፣
68,611

68,612
am_tg
ብዛት ያለው ሸቀጣቸውም ወርቅን፣ ብርን፣ የከበሩ ድንጋዮችን፣ ዕንቁን፣ ጥሩ በፍታን፣ ሐምራዊ ጨርቅን፣ ሐርንና ደማቅ ቀይ ጨርቅን ያካተተ ነው፤ በተጨማሪም ጥሩ መዓዛ ካለው እንጨት የተሠራ ነገር ሁሉ፣ ከዝሆን ጥርስ፣ ውድ ከሆነ እንጨት፣ ከመዳብ፣ ከብረትና ከእብነ በረድ የተሠራ ማንኛውም ዓይነት ዕቃ ሁሉ ይገኝበታል፤
ምሉእ ጽዕነቶም ከኣ ወርቅን ብሩርን ክቡር እምንን ሉልን ቅጭን በፍታን ጁዅ ዝሕብሩ ኽዳንን ሃርን ቀይሕ ክዳንን ምዑዝ ሽታ ብዘለዎ ዕንጨይቲ እተገብረ ዘበለን ብስኒ ሓርማዝን ብኽቡር ዕንጨይትን ብነሓስን ብሓጺንን ብእምነ በረድን እተገብረ ዘበለ ኣቕሓን
68,613

68,614
am_tg
ደግሞም ቀረፋ፣ የሕንድ ቅመም፣ ዕጣን፣ ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት፣ ነጭ ዕጣን፣ ወይን፣ የወይራ ዘይት፣ የላመ ዱቄት፣ ስንዴ፣ ከብቶች፣ በጎች፣ ፈረሶች፣ ሠረገላዎች፣ ባሪያዎችና ሰዎች ይገኙበታል።
ቃርፋን ሄልን ዕጣንን ቅዱይ ቅብእን ጻዕዳ ዕጣንን ወይንን ዘይቲ ኣውልዕን ድኹም ሓርጭን ስርናይን ከብትን ኣባጊዕን ኣፍራስን ሰረገላታትን ባሮትን ህይወት ሰብን እዩ።
68,615

68,616
am_tg
አዎ፣ የተመኘሽው ጥሩ ፍሬ ከአንቺ ርቋል፤ ምርጥና ማራኪ የሆኑ ነገሮችም ሁሉ ከአንቺ ጠፍተዋል፤ ዳግመኛም አይገኙም።
እወ፡ እቲ እተመነኽዮ ብሱል ፍረ ኻባኺ ሓሊፉ፡ ጥዑምን ውቁብን ዘበለ ኸኣ ካባኺ ጠፊኡ፡ ደጊም እውን ኣይኪርከብን እዩ።
68,617

68,618
am_tg
“እነዚህን ነገሮች በመሸጥ በእሷ የበለጸጉ ነጋዴዎች ሥቃይዋን በመፍራት በሩቅ ቆመው እያለቀሱና እያዘኑ
“እቶም እዚ እናነገዱ ብእኣ ዝሃብተሙ ነጋዶ፡ ብሰሪ ፍርሂ ስቓያ፡ ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም ከምዚ እናበሉ ኺበኽዩላን ኪሓዝኑላን እዮም፦
68,619

68,620
am_tg
እንዲህ ይላሉ፦ ‘ጥሩ በፍታ፣ ሐምራዊና ደማቅ ቀይ ልብስ የለበሰችው እንዲሁም በወርቅ ጌጣጌጥ፣ በከበሩ ድንጋዮችና በዕንቁዎች የተንቆጠቆጠችው ታላቂቱ ከተማ፣ እንዴት ያሳዝናል! እንዴት ያሳዝናል!
‘እታ ቕጭን በፍታን ጁዅን ቀይሕን እተኸድነት፡ ስልማት ወርቅን ክቡር እምንን ሉልን ብብዝሒ እተሰለመት ዓባይ ከተማ፡ ወይለኣ፡ ወይለኣ!
68,621

68,622
am_tg
ምክንያቱም ያ ሁሉ ታላቅ ሀብት በአንድ ሰዓት ውስጥ እንዳልነበረ ሆኗል።’ “የመርከብ አዛዦች ሁሉ፣ በባሕር ላይ የሚጓዙ ሁሉ፣ መርከበኞችና መተዳደሪያቸው በባሕር ላይ የተመሠረተ ሁሉ በሩቅ ቆመው
ከመይሲ፡ ክንድዚ ዚኣክል ሃብቲ ብሓንቲ ሰዓት ጠፊኡ እዩ።’ “ኵሎም ኣዘዝቲ መራኽብን ብባሕሪ ዚጕዓዙ ዅሎምን ባሕረኛታትን ኣብ ባሕሪ ዚዓይዩ ዘበሉ ዅሎምን ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም፡
68,623

68,624
am_tg
እሷ ስትቃጠል የሚወጣውን ጭስ እያዩ ‘እንደ ታላቂቱ ከተማ ያለ ከተማ የት ይገኛል?’ በማለት ጮኹ።
ነቲ ትኪ ምንዳዳ እናረኣዩ፡ ‘ነዛ ዓባይ ከተማ እዚኣ እትመስላ ኸተማ ኣየነይቲ እያ፧’ ኢሎም ጨርሑ።
68,625

68,626
am_tg
በራሳቸው ላይ አቧራ በትነው እያለቀሱና እያዘኑ እንዲህ ሲሉ ጮኹ፦ ‘በባሕር ላይ መርከቦች ያሏቸውን ሁሉ በሀብቷ ያበለጸገችው ታላቂቱ ከተማ በአንድ ሰዓት ውስጥ መጥፋቷ እንዴት ያሳዝናል! እንዴት ያሳዝናል!’
ኣብ ርእሶም ከኣ ሓመድ ነስነሱ፣ እናበኸዩን እናሓዘኑን ከኣ፡ ‘እታ ዅሎም እቶም ኣብ ባሕሪ መራኽብ ዘለዋኦም ብሃብታ ዝሃብተሙላ ዓባይ ከተማ፡ ብሓንቲ ሰዓት ጠፊኣ እያ እሞ፡ ወይለኣ፡ ወይለኣ!’ ኢሎም ጨርሑ።
68,627

68,628
am_tg
“ሰማይ ሆይ፣ በእሷ ላይ በደረሰው ነገር ደስ ይበልህ፤ ደግሞም እናንተ ቅዱሳን፣ ሐዋርያትና ነቢያት ደስ ይበላችሁ፤ ምክንያቱም አምላክ ለእናንተ ሲል ፈርዶባታል!”
“ኣታ ሰማይ፡ ብእኣ ተሓጐስ፣ ኣቱም ቅዱሳትን ሃዋርያትን ነብያትን እውን፡ ኣምላኽ ኣብ ልዕሊኣ ፍርዱ ፈሪዱልኩም እዩ እሞ፡ ተሓጐሱ!”
68,629

68,630
am_tg
አንድ ብርቱ መልአክም ትልቅ የወፍጮ ድንጋይ የሚመስል ድንጋይ አንስቶ ወደ ባሕር በመወርወር እንዲህ አለ፦ “ታላቂቱ ከተማ ባቢሎን እንዲህ በፍጥነት ቁልቁል ትወረወራለች፤ ዳግመኛም አትገኝም።
ሓደ ብርቱዕ መልኣኽ ድማ ከም ዓብዪ መጥሓን ዚመስል እምኒ ኣልዒሉ ኸምዚ እናበለ ናብ ባሕሪ ደርበዮ፦ “ባቢሎን እታ ዓባይ ከተማ ኸምዚ ኢላ ብናህሪ ኽትድርበ፡ ደጊም ከኣ ከቶ ኣይክትርከብን እያ።
68,631

68,632
am_tg
በተጨማሪም ራሳቸውን በበገና የሚያጅቡ ዘማሪዎች፣ የሙዚቀኞች፣ የዋሽንት ነፊዎችና የመለከት ነፊዎች ድምፅ ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ፈጽሞ አይሰማም። ደግሞም የማንኛውም ዓይነት የእጅ ጥበብ ባለሙያ ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ከቶ አይገኝም፤ እንዲሁም የወፍጮ ድምፅ ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ከቶ አይሰማም።
ደሃይ ሰብ መሰንቆን ሙዚቀኛታትን ነፋሕቲ ሻምብቆን ሰብ መለኸትን ደጊም ኣባኺ ኸቶ ኣይኪስማዕን እዩ። ኢደ ጥበብ ዘበለ ዚዓዪ ኢደ ጥበበኛ ኸኣ ደጊም ኣባኺ ኸቶ ኣይኪርከብን፡ ደጊም እውን ደሃይ መጥሓን ኣባኺ ኸቶ ኣይኪስማዕን እዩ።
68,633

68,634
am_tg
የመብራት ብርሃን ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ከቶ አይበራም፤ የሙሽራና የሙሽሪት ድምፅም ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ከቶ አይሰማም፤ ይህም የሚሆነው ነጋዴዎችሽ የምድር ታላላቅ ሰዎች ስለነበሩና በመናፍስታዊ ድርጊቶችሽ ብሔራት ሁሉ ስለተሳሳቱ ነው።
ደጊም ኣባኺ ብርሃን መብራህቲ ኸቶ ኣይኪበርህን እዩ፣ ደጊም እውን ኣባኺ ድምጺ መርዓውን ድምጺ መርዓትን ከቶ ኣይኪስማዕን እዩ። ከመይሲ፡ ነጋዶኺ መኳንንቲ ምድሪ እዮም ነይሮም፡ ብመናፍስታዊ ተግባራትኪ ድማ ኵሎም ኣህዛብ ስሒቶም እዮም።
68,635

68,636
am_tg
በእሷም ውስጥ የነቢያት፣ የቅዱሳንና በምድር ላይ የታረዱ ሰዎች ሁሉ ደም ተገኝቷል።”
እወ፡ ደም ነብያትን ደም ቅዱሳትን ደም እቶም ኣብ ምድሪ እተሓርዱ ዘበሉ ዅሎምን ኣብኣ ተረኺቡ እዩ።”
68,637

68,638
am_tg
እኔም በጉ ከሰባቱ ማኅተሞች አንዱን ሲከፍት አየሁ፤ ከአራቱ ሕያዋን ፍጥረታትም አንዱ እንደ ነጎድጓድ ባለ ድምፅ “ና!” ሲል ሰማሁ።
እቲ ገንሸል፡ ሓደ ኻብቲ ሸውዓተ ማሕተም ምስ ፈትሐ ኸኣ ረኣኹ፣ ሓደ ኻብቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ ከም ደሃይ ነጐዳ ብዝበለ ድምጺ፡ “ንዓ!” ኺብል ከሎ ሰማዕኩ።
68,639

68,640
am_tg
እኔም አየሁ፣ እነሆ ነጭ ፈረስ ነበር፤ በእሱም ላይ የተቀመጠው ቀስት ነበረው፤ አክሊልም ተሰጠው፤ እሱም ድል እያደረገ ወጣ፤ ድሉንም ለማጠናቀቅ ወደ ፊት ገሰገሰ።
ረኣኹ ድማ፡ እንሆ፡ ኣምበላይ ፈረስ፣ እቲ እተወጥሖ ኸኣ ቀስቲ ኣለዎ፣ ኣኽሊል እውን ተዋህቦ፣ እናሰዓረስ ኪስዕር ድማ ወጸ።
68,641

68,642
am_tg
ሁለተኛውን ማኅተም በከፈተ ጊዜ ሁለተኛው ሕያው ፍጡር “ና!” ሲል ሰማሁ።
ነቲ ኻልኣይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ እቲ ኻልኣይ ህያው ፍጡር፡ “ንዓ!” ኺብል ከሎ ሰማዕኩ።
68,643

68,644
am_tg
ደማቅ ቀይ ቀለም ያለው ሌላ ፈረስ ወጣ፤ በእሱም ላይ ለተቀመጠው ሰዎች እርስ በርሳቸው ይተራረዱ ዘንድ ሰላምን ከምድር እንዲወስድ ተፈቀደለት፤ እንዲሁም ትልቅ ሰይፍ ተሰጠው።
ካልእ ሓመር ፈረስ ድማ ወጸ፣ እቲ እተወጥሖ ኸኣ፡ ንሓድሕዶም ምእንቲ ኺቃተሉስ፡ ንሰላም ካብ ምድሪ ኼርሕቓ ተፈቕደሉ፣ ዓብዪ ሰይፊ እውን ተዋህቦ።
68,645

68,646
am_tg
ሦስተኛውን ማኅተም በከፈተ ጊዜ ሦስተኛው ሕያው ፍጡር “ና!” ሲል ሰማሁ። እኔም አየሁ፣ እነሆ ጥቁር ፈረስ ነበር፤ በእሱም ላይ የተቀመጠው በእጁ ሚዛን ይዞ ነበር።
ነቲ ሳልሳይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ እቲ ሳልሳይ ህያው ፍጡር፡ “ንዓ!” ኺብል ከሎ ሰማዕኩ። ረኣኹ እውን፡ እንሆ፡ መጋል ፈረስ፣ እቲ እተወጥሖ ድማ ኣብ ኢዱ ሚዛን ኣለዎ።
68,647

68,648
am_tg
ከአራቱ ሕያዋን ፍጥረታት መካከል እንደ ድምፅ ያለ ነገር “አንድ እርቦ ስንዴ በዲናር፣ ሦስት እርቦ ገብስም በዲናር፤ ደግሞም የወይራ ዘይቱንና ወይኑን አትጉዳ” ሲል ሰማሁ።
ካብ ማእከል እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ከኣ ከም ድምጺ ዚመስል፡ “ሓደ ኮይኒክስ ስርናይ ብዲናር፡ ሰለስተ ኮይኒክስ ስገም ከኣ ብዲናር፣ ዘይቲ ኣውልዕን ወይንን ድማ ኣይትጕዳእ” ኪብል ከሎ ሰማዕኩ።
68,649

68,650
am_tg
አራተኛውን ማኅተም በከፈተ ጊዜ አራተኛው ሕያው ፍጡር “ና!” ሲል ሰማሁ።
ነቲ ራብዓይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ ድምጺ እቲ ራብዓይ ህያው ፍጡር፡ “ንዓ!” ኺብል ከሎ ሰማዕኩ።
68,651

68,652
am_tg
እኔም አየሁ፣ እነሆ ግራጫ ፈረስ ነበር፤ በእሱም ላይ የተቀመጠው ስሙ ሞት ነበር። መቃብርም በቅርብ ይከተለው ነበር። ሞትና መቃብርም በረጅም ሰይፍ፣ በምግብ እጥረት፣ በገዳይ መቅሰፍትና በምድር አራዊት እንዲገድሉ በምድር አንድ አራተኛ ላይ ሥልጣን ተሰጣቸው።
ረኣኹ እውን፡ እንሆ፡ ጨላይ ፈረስ፣ ስም እቲ እተወጥሖ ድማ ሞት እዩ። መቓብር እውን ደድሕሪኡ ይስዕቦ ነበረ። ብነዊሕ ሰይፍን ብጥሜትን ብመቕዘፍትን ብኣራዊት ምድርን ገይሮም፡ ንርብዒ ምድሪ ኪቐትሉ ስልጣን ተዋህቦም።
68,653

68,654
am_tg
አምስተኛውን ማኅተም በከፈተ ጊዜ በአምላክ ቃል የተነሳና በሰጡት ምሥክርነት የተነሳ የታረዱትን ሰዎች ነፍሳት ከመሠዊያው በታች አየሁ።
ነቲ ሓምሻይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ ነፍሳት እቶም ስለ ቓል ኣምላኽን ስለቲ ዝመስከርዎ ምስክርን እተሓርዱ፡ ኣብ ትሕቲ መሰውኢ ረኣኹ።
68,655

68,656
am_tg
እነሱም “ቅዱስና እውነተኛ የሆንከው ሉዓላዊ ጌታ ሆይ፣ በምድር በሚኖሩት ላይ የማትፈርደውና ደማችንን የማትበቀለው እስከ መቼ ነው?” ብለው በታላቅ ድምፅ ጮኹ።
ዓው ብዝበለ ድምጺ ድማ፡ “ኦ ቕዱስን ናይ ሓቅን ልዑላዊ ጐይታ፡ ክሳዕ መዓስ ኢኻ ዘይትፈርድ፧ ክሳዕ መዓስከ ኢኻ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧” እናበሉ ጨርሑ።
68,657

68,658
am_tg
ለእያንዳንዳቸውም ነጭ ልብስ ተሰጣቸው፤ እንዲሁም ወደፊት እንደ እነሱ የሚገደሉት ባልንጀሮቻቸው የሆኑ ባሪያዎችና የወንድሞቻቸው ቁጥር እስኪሞላ ድረስ ለጥቂት ጊዜ እንዲጠብቁ ተነገራቸው።
ንነፍሲ ወከፎም ከኣ ወለል ዚብል ጻዕዳ ኽዳን ተዋህቦም፣ ቍጽሪ እቶም ከማታቶም ኪቕተሉ ዘለዎም ብጾቶም ባሮትን ኣሕዋቶምን ክሳዕ ዚመልእ ድማ፡ ቍሩብ ግዜ ኺዓርፉ ተነግሮም።
68,659

68,660
am_tg
ስድስተኛውንም ማኅተም ሲከፍት አየሁ፤ ታላቅ የምድር ነውጥም ተከሰተ፤ ፀሐይም ከፀጉር እንደተሠራ ማቅ ጠቆረች፤ ጨረቃም ሙሉ በሙሉ ደም መሰለች፤
ነቲ ሻድሻይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ ረኣኹ እሞ፡ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣ ጸሓይ ብጸጕሪ ኸም እተገብረ ማቕ ጸለመት፡ ብዘላ ወርሒ እውን ከም ደም ኰነት።
68,661

68,662
am_tg
ኃይለኛ ነፋስ የበለስን ዛፍ ሲያወዛውዝ ያልበሰሉት ፍሬዎች ከዛፉ ላይ እንደሚረግፉ፣ የሰማይ ከዋክብትም ወደ ምድር ወደቁ።
ከምቲ ኦም በለስ ብብርቱዕ ንፋስ ሰሰው ምስ በለት ነቲ ዝጐዐ ፍሪኣ እተርግፍ፡ ከምኡ ድማ ከዋኽብቲ ሰማይ ናብ ምድሪ ወደቑ።
68,663

68,664
am_tg
ሰማይም እየተጠቀለለ እንዳለ የመጽሐፍ ጥቅልል ከቦታው ተነሳ፤ እንዲሁም ተራሮች ሁሉና ደሴቶች ሁሉ ከቦታቸው ተወገዱ።
ሰማይ ከኣ ከም ዚጥቕለል ዘሎ መጽሓፍ ኣልገሰ፣ ኵሎም ኣኽራንን ደሴታትን እውን ካብ በቦታኦም ገዓዙ።
68,665

68,666
am_tg
ከዚያም የምድር ነገሥታት፣ ከፍተኛ ባለሥልጣናት፣ የጦር አዛዦች፣ ሀብታሞች፣ ብርቱዎች፣ ባሪያዎች ሁሉና ነፃ ሰዎች ሁሉ በዋሻዎች ውስጥና ተራራ ላይ ባሉ ዓለቶች መካከል ተደበቁ።
ሽዑ፡ ነገስታት ምድርን መኳንንትን ኣሕሉቕ ሽሕን ሃብታማትን ሓያላትን ኵሎም ባሮትን ጭዋታትን ኣብ በዓትታትን ኣብ መንጎ ኣኻውሕ ኣኽራንን ተሓብኡ።
68,667

68,668
am_tg
ተራሮቹንና ዓለቶቹንም እንዲህ እያሉ ተማጸኑ፦ “በላያችን ውደቁና በዙፋኑ ላይ ከተቀመጠው ፊትና ከበጉ ቁጣ ሰውሩን፤
ንኣኽራንን ንኣኻውሕን ድማ፡ “ኣብ ልዕሌና ወዲቕኩም፡ ካብ ገጽ እቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠን ካብ ቍጥዓ እቲ ገንሸልን ሕብኡና፣
68,669

68,670
am_tg
ምክንያቱም ቁጣቸውን የሚገልጹበት ታላቁ ቀን መጥቷል፤ ማንስ ሊቆም ይችላል?”
ከመይሲ፡ እታ ዓባይ መዓልቲ ቝጥዓኦም መጺኣ ኣላ፡ መንከ እዩ ደው ኪብል ዚኽእል፧” በልዎም።
68,671

68,672
am_tg
ሰባተኛውን ማኅተም በከፈተ ጊዜ በሰማይ ለግማሽ ሰዓት ያህል ጸጥታ ሰፈነ።
ነቲ ሻውዓይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ ኣብ ሰማይ ኣስታት ፍርቂ ሰዓት ዚኣክል ስቕታ ዀነ።
68,673

68,674
am_tg
እኔም በአምላክ ፊት የሚቆሙትን ሰባቱን መላእክት አየሁ፤ ሰባት መለከትም ተሰጣቸው።
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ደው ዝበሉ ሸውዓተ መላእኽቲ ድማ ረኣኹ፣ ሸውዓተ መለኸት እውን ተዋህቦም።
68,675

68,676
am_tg
የወርቅ ጥና የያዘ ሌላ መልአክ መጥቶ በመሠዊያው አጠገብ ቆመ፤ እሱም የቅዱሳኑ ሁሉ ጸሎት እየተሰማ በነበረበት ወቅት በዙፋኑ ፊት ባለው በወርቁ መሠዊያ ላይ እንዲያቀርበው ከፍተኛ መጠን ያለው ዕጣን ተሰጠው።
ካልእ መልኣኽ እውን መጸ እሞ፡ ጽንሃህ ወርቂ ሒዙ ኣብ መሰውኢ ደው በለ፣ ምስ ጸሎት ኵሎም እቶም ቅዱሳት፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ቅድሚ ዝፋን ዘሎ መሰውኢ ወርቂ ምእንቲ ኬቕርቦ፡ ብዙሕ ዕጣን ተዋህቦ።
68,677

68,678
am_tg
በመልአኩ እጅ ያለው የዕጣኑ ጭስ እንዲሁም የቅዱሳኑ ጸሎት በአምላክ ፊት ወደ ላይ ወጣ።
ትኪ እቲ ዕጣን ከኣ ምስ ጸሎት እቶም ቅዱሳት፡ ካብ ኢድ እቲ መልኣኽ ናብ ቅድሚ ኣምላኽ ዓረገ።
68,679

68,680
am_tg
ሆኖም መልአኩ ወዲያውኑ ጥናውን ይዞ ከመሠዊያው ላይ እሳት በመውሰድ ጥናውን ሞላውና እሳቱን ወደ ምድር ወረወረው። ከዚያም ነጎድጓድ፣ ድምፅ፣ የመብረቅ ብልጭታና የምድር ነውጥ ተከሰተ።
እቲ መልኣኽ ድማ ነቲ ጽንሃህ ወሰዶ፣ ካብ ሓዊ እቲ መሰውኢ መሊኡ ኸኣ፡ ናብ ምድሪ ደርበዮ። ነጐዳታትን ድምጽታትን በርቅታትን ምንቅጥቃጥ ምድርን እውን ኰነ።
68,681

68,682
am_tg
ሰባቱን መለከቶች የያዙት ሰባቱ መላእክትም ሊነፉ ተዘጋጁ።
እቶም ሸውዓተ መለኸት ዝሓዙ ሸውዓተ መላእኽቲ ኸኣ መለኸት ኪነፍሑ ተዳለዉ።
68,683

68,684
am_tg
የመጀመሪያው መለከቱን ነፋ። ከደም ጋር የተቀላቀለ በረዶና እሳት ታየ፤ ወደ ምድርም ተወረወረ፤ የምድር አንድ ሦስተኛ ተቃጠለ፤ የዛፎችም አንድ ሦስተኛ ተቃጠለ፤ የለመለሙ ተክሎችም ሁሉ ተቃጠሉ።
እቲ ቐዳማይ መልኣኽ መለኸቱ ነፍሐ። ደም እተሓወሶ በረድን ሓውን ኰነ፡ ናብ ምድሪ እውን ተደርበየ፣ ሲሶ ምድሪ ኸኣ ነደደ፡ ሲሶ ኣእዋም እውን ነደደ፡ ኵሉ ለምለም ኣትክልቲ ድማ ነደደ።
68,685

68,686
am_tg
ሁለተኛው መልአክ መለከቱን ነፋ። በእሳት የተቀጣጠለ ትልቅ ተራራ የሚመስል ነገርም ወደ ባሕር ተወረወረ። የባሕሩም አንድ ሦስተኛ ደም ሆነ፤
እቲ ኻልኣይ መልኣኽ መለኸቱ ነፍሐ። ከም ዓብዪ ኸረን ዝበለ ኸኣ ብሓዊ እናነደደ ናብ ባሕሪ ተደርበየ። ሲሶ ባሕሪ ድማ ደም ኰነ፣
68,687

68,688
am_tg
በባሕር ውስጥ ካሉ ሕያዋን ፍጥረታትም አንድ ሦስተኛው ሞተ፤ ከመርከቦችም አንድ ሦስተኛው ወደመ።
ሲሶ እቶም ኣብ ባሕሪ ዚነብሩ ህያዋን ፍጡራት ከኣ ሞቱ፡ ሲሶ መራኽብ እውን ተሰብራ።
68,689

68,690
am_tg
ሦስተኛው መልአክ መለከቱን ነፋ። እንደ መብራት ቦግ ያለ አንድ ትልቅ ኮከብም ከሰማይ ወደቀ፤ በወንዞች አንድ ሦስተኛና በውኃ ምንጮች ላይ ወደቀ።
እቲ ሳልሳይ መልኣኽ መለኸቱ ነፍሐ። ዓብዪ ኰዀብ ከም መብራህቲ እናነደደ ኻብ ሰማይ ወደቐ፣ ኣብ ሲሶ ኣፍላግን ዓይኒ ማያትን ከኣ ወደቐ።
68,691

68,692
am_tg
ኮከቡ ጭቁኝ ይባላል። የውኃውም አንድ ሦስተኛ እንደ ጭቁኝ መራራ ሆነ፤ ውኃውም መራራ ከመሆኑ የተነሳ ብዙ ሰዎች በውኃው ጠንቅ ሞቱ።
ስም እቲ ኰዀብ ድማ መሪር ተኽሊ ይብሃል። ሲሶ ማያት ከኣ መረረ፣ መሪር ብምዃኑ እውን፡ ብሰሪ እቲ ማይ ብዙሓት ሰባት ሞቱ።
68,693

68,694
am_tg
አራተኛው መልአክ መለከቱን ነፋ። የፀሐይ አንድ ሦስተኛ፣ የጨረቃ አንድ ሦስተኛና የከዋክብት አንድ ሦስተኛ ተመታ፤ ይህም የሆነው የእነዚህ አካላት አንድ ሦስተኛው እንዲጨልም እንዲሁም የቀኑ አንድ ሦስተኛና የሌሊቱ አንድ ሦስተኛ ብርሃን እንዳያገኝ ነው።
እቲ ራብዓይ መልኣኽ መለኸቱ ነፍሐ። ሲሶኦም ምእንቲ ኺጽልምትን ሲሶ መዓልቲ ምእንቲ ኸይበርህን ለይቲ እውን ከምኡ ምእንቲ ኪኸውንን፡ ሲሶ ጸሓይን ሲሶ ወርሕን ሲሶ ኸዋኽብትን ተወቕዐ።
68,695

68,696
am_tg
እኔም አየሁ፤ አንድ ንስር በሰማይ መካከል እየበረረ በታላቅ ድምፅ እንዲህ ሲል ሰማሁ፦ “መለከቶቻቸውን ሊነፉ የተዘጋጁት ሦስቱ መላእክት በሚያሰሟቸው በቀሩት ኃይለኛ የመለከት ድምፆች የተነሳ በምድር ላይ ለሚኖሩት ወዮላቸው! ወዮላቸው! ወዮላቸው!”
ረኣኹ ድማ፡ ሓደ ኣብ ማእከል ሰማይ ዚዝምቢ ንስሪ ዓው ብዝበለ ድምጺ፡ “ብሰሪ እተን ተሪፈን ዘለዋ ደሃይ መለኸት እቶም መለኸቶም ኪነፍሑ እተቐረቡ ሰለስተ መላእኽቲ፡ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ወይለኦም፡ ወይለኦም፡ ወይለኦም!” ኪብል ከሎ ሰማዕኩ።
68,697