Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,400
am_tg
እነሱም በታላቅ ድምፅ “ታርዶ የነበረው በግ ኃይል፣ ብልጽግና፣ ጥበብ፣ ብርታት፣ ክብር፣ ግርማና በረከት ሊቀበል ይገባዋል” አሉ።
ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ፡ “እቲ እተሓርደ ገንሸል፡ ሓይልን ሃብትን ጥበብን ብርታዐን ክብርን ግርማን በረኸትን ኪቕበል ብቑዕ እዩ” በሉ።
68,401
tg_am

68,402
am_tg
እንዲሁም በሰማይ፣ በምድር፣ ከምድር በታችና በባሕር ያለ ፍጡር ሁሉ፣ አዎ በውስጣቸው ያሉ ነገሮች ሁሉ “በዙፋኑ ላይ ለተቀመጠውና ለበጉ በረከት፣ ክብር፣ ግርማና ኃይል ለዘላለም ይሁን” ብለው ሲናገሩ ሰማሁ።
ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ኣብ ባሕርን ዘሎ ዅሉ ፍጡር፡ ኣባታቶም ዘሎ ዘበለ ዅሉ እውን፡ “በረኸትን ክብርን ግርማን ሓይልን ንዘለኣለመ ኣለም ነቲ ኣብ ዝፋን ተቐሚጡ ዘሎን ነቲ ገንሸልን ይኹን” ኪብሉ ኸለዉ ሰማዕኩ።
68,403

68,404
am_tg
አራቱ ሕያዋን ፍጥረታት “አሜን!” ይሉ ነበር፤ ሽማግሌዎቹም ተደፍተው ሰገዱ።
እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ፡ “ኣሜን!” በሉ፣ እቶም ሽማግለታት እውን ፍግም ኢሎም ሰገዱ።
68,405

68,406
am_tg
ከዚያም አየሁ፤ እነሆ፣ በጉ በጽዮን ተራራ ላይ ቆሟል፤ ከእሱም ጋር የእሱ ስምና የአባቱ ስም በግንባራቸው ላይ የተጻፈባቸው 144,000 ነበሩ።
እንሆ ድማ፡ እቲ ገንሸል ኣብ ከረን ጽዮን ደው ኢሉ፡ ስሙን ስም ኣቦኡን ኣብ ግምባሮም እተጻሕፎም 144,000 እውን ምስኡ ረኣኹ።
68,407

68,408
am_tg
ከሰማይ እንደ ብዙ ውኃዎችና እንደ ኃይለኛ የነጎድጓድ ድምፅ ያለ ድምፅ ሲወጣ ሰማሁ፤ የሰማሁትም ድምፅ በገናቸውን እየደረደሩ የሚዘምሩ ዘማሪዎች ዓይነት ድምፅ ነው።
ከም ደሃይ ብዙሕ ማያትን ከም ደሃይ ብርቱዕ ነጐዳን ዝበለ ደሃይ ካብ ሰማይ ሰማዕኩ፣ እቲ ዝሰማዕክዎ ደሃይ ከኣ መሰንቆታቶም ከም ዚጻወቱ ደሃይ ሰብ መሰንቆ ነበረ።
68,409

68,410
am_tg
እነሱም በዙፋኑ ፊት እንዲሁም በአራቱ ሕያዋን ፍጥረታትና በሽማግሌዎቹ ፊት አዲስ የሚመስል መዝሙር እየዘመሩ ነበር፤ ከምድር ከተዋጁት ከ144,000ዎቹ በስተቀር ማንም ይህን መዝሙር ጠንቅቆ ሊያውቀው አልቻለም።
ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋንን ኣብ ቅድሚ እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን ሽማግለታትን ሓድሽ መዝሙር ዚመስል ዘመሩ፣ ነቲ መዝሙር እቲ እውን፡ ብዘይካ እቶም ካብ ምድሪ እተዓደጉ 144,000፡ ሓደ እኳ ኺመልኮ ኣይከኣለን።
68,411

68,412
am_tg
እነዚህ ራሳቸውን በሴቶች ያላረከሱ ናቸው፤ እንዲያውም ደናግል ናቸው። ምንጊዜም በጉ በሄደበት ሁሉ ይከተሉታል። እነዚህ ለአምላክና ለበጉ እንደ በኩራት ሆነው ከሰዎች መካከል ተዋጅተዋል፤
እዚኣቶም ምስ ኣንስቲ ዘይረኸሱ እዮም፡ ደናግል እውን እዮም። ንሳቶም ነቲ ገንሸል ናብ ዚኸዶ ዘበለ ዚስዕብዎ እዮም። ንኣምላኽን ነቲ ገንሸልን በዅራት ኪዀኑ ድማ፡ ካብ ሰብ እተዓደጉ እዮም፣
68,413

68,414
am_tg
በአፋቸውም የማታለያ ቃል አልተገኘም፤ ምንም ዓይነት እንከን የለባቸውም።
ኣብ ኣፎም ከኣ ምትላል ኣይተረኽበን፣ ብዘይ ኣበር እውን እዮም።
68,415

68,416
am_tg
ሌላም መልአክ በሰማይ መካከል ሲበር አየሁ፤ እሱም በምድር ላይ ለሚኖር ብሔር፣ ነገድ፣ ቋንቋና ሕዝብ ሁሉ የሚያበስረው የዘላለም ምሥራች ይዞ ነበር።
ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩን ንዅሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን ህዝብታትን ኬበስሮም ድማ፡ ናይ ዘለኣለም ብስራት ዘለዎ ኻልእ መልኣኽ ኣብ ማእከል ሰማይ ኪዝምቢ ኸሎ ረኣኹ።
68,417

68,418
am_tg
እሱም በታላቅ ድምፅ “አምላክን ፍሩ፤ ክብርም ስጡት፤ ምክንያቱም የሚፈርድበት ሰዓት ደርሷል፤ በመሆኑም ሰማይን፣ ምድርን፣ ባሕርንና የውኃ ምንጮችን የሠራውን አምልኩ” አለ።
ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ፡ “እታ ዚፈርደላ ግዜ በጺሓ እያ እሞ፡ ንኣምላኽ ፍርህዎ፡ ክብሪ እውን ሃብዎ፡ ነቲ ሰማይን ምድርን ባሕርን ዓይኒ ማያትን ዝገበረ ኣምልኽዎ” በለ።
68,419

68,420
am_tg
ሌላ ሁለተኛ መልአክ “ወደቀች! ብሔራት ሁሉ የዝሙቷን የፍትወት ወይን ጠጅ እንዲጠጡ ያደረገችው ታላቂቱ ባቢሎን ወደቀች!” እያለ ተከተለው።
ካልእ ካልኣይ መልኣኽ ድማ፡ “እታ ኻብ ወይኒ ፍትወት ምንዝርናኣ ንዅሎም ኣህዛብ ዘስተየቶም ዓባይ ባቢሎን ወዲቓ፡ ወዲቓ!” እናበለ ሰዓቦ።
68,421

68,422
am_tg
ሌላ ሦስተኛ መልአክ በታላቅ ድምፅ እንዲህ እያለ ተከተላቸው፦ “ማንም አውሬውንና ምስሉን የሚያመልክና በግንባሩ ወይም በእጁ ላይ ምልክት የሚቀበል ከሆነ
ካልእ ሳልሳይ መልኣኽ ድማ፡ ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸምዚ እናበለ ሰዓቦም፦ “ሓደ እኳ ነቲ ኣራዊት እትን ንምስሉን እንተ ሰጊዱ፡ ኣብ ግምባሩ ወይስ ኣብ ኢዱ እውን ምልክት እንተ ተቐቢሉ፡
68,423

68,424
am_tg
እሱም፣ ሳይበረዝ ወደ ቁጣው ጽዋ የተቀዳውን የአምላክ የቁጣ ወይን ጠጅ ይጠጣል፤ እንዲሁም በቅዱሳኑ መላእክት ፊትና በበጉ ፊት በእሳትና በድኝ ይሠቃያል።
ካብቲ ኣብ ጽዋእ ቍጥዓኡ ብዘይ ሕዋስ እተቐድሐ ወይኒ ቝጥዓ ኣምላኽ እውን ኪሰቲ እዩ፣ ኣብ ቅድሚ ቕዱሳት መላእኽትን ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሸልን ከኣ ብሓውን ብዲንን ኪሳቐ እዩ።
68,425

68,426
am_tg
የሥቃያቸውም ጭስ ለዘላለም ወደ ላይ ይወጣል፤ ደግሞም አውሬውንና ምስሉን የሚያመልኩ እንዲሁም የስሙን ምልክት የሚቀበሉ ሁሉ ቀንና ሌሊት ምንም እረፍት አይኖራቸውም።
ትኪ ስቓዮም ድማ ንዘለኣለመ ኣለም ይዓርግ፣ እቶም ነቲ ኣራዊትን ንምስሉን ዚሰግዱ፡ እቶም ምልክት ስሙ ኸኣ እተቐበሉ ዘበሉ፡ መዓልትን ለይትን ዕረፍቲ የብሎምን።
68,427

68,428
am_tg
የአምላክን ትእዛዛት የሚጠብቁና የኢየሱስን እምነት አጥብቀው የሚከተሉ ቅዱሳን፣ መጽናት የሚያስፈልጋቸው እዚህ ላይ ነው።”
እቶም ትእዛዛት ኣምላኽን እምነት የሱስን ዚሕልዉ ቕዱሳት ከኣ፡ ተጻዋርነቶም ኣብዚ እዩ።”
68,429

68,430
am_tg
ከሰማይም እንዲህ የሚል ድምፅ ሰማሁ፦ “ይህን ጻፍ፦ ከዚህ ጊዜ ጀምሮ ከጌታ ጋር ያላቸውን አንድነት ጠብቀው የሚሞቱ ደስተኞች ናቸው። መንፈስም ‘አዎ፣ ያከናወኑት ሥራ ወዲያው ስለሚከተላቸው ከድካማቸው ይረፉ’ ይላል።”
ካብ ሰማይ ድማ፡ “ጽሓፍ፦ እቶም ካብ ሕጂ ንደሓር ምስ ጐይታ ሓድነት ኣልይዎም ዚሞቱ ምዉታት ሕጉሳት እዮም። እወ፡ ግብሮም እግሪ እግሮም ኪስዕቦም እዩ እሞ፡ ካብ ጻዕሮም ኪዓርፉ እዮም፡ ይብል መንፈስ” ዚብለኒ ድምጺ ሰማዕኩ።
68,431

68,432
am_tg
ከዚያም አየሁ፤ እነሆም፣ ነጭ ደመና ነበር፤ በደመናውም ላይ የሰውን ልጅ የሚመስል ተቀምጧል፤ እሱም በራሱ ላይ የወርቅ አክሊል ደፍቷል፤ በእጁም ስለታም ማጭድ ይዟል።
እንሆ ድማ፡ ጻዕዳ ደበና፡ ኣብ ርእሱ ኣኽሊል ወርቂ፡ ኣብ ኢዱ እውን በሊሕ ማዕጺድ ዘለዎ ወዲ ሰብ ዚመስል ከኣ ኣብቲ ደበና ተቐሚጡ ረኣኹ።
68,433

68,434
am_tg
ሌላ መልአክ ከቤተ መቅደሱ ቅዱስ ስፍራ ወጥቶ በደመናው ላይ ለተቀመጠው “የአጨዳው ሰዓት ስለደረሰ ማጭድህን ስደድና እጨድ፤ ምክንያቱም የምድር መከር ደርሷል” ሲል በታላቅ ድምፅ ጮኸ።
ካልእ መልኣኽ ድማ ካብ ቤተ መቕደስ ወጺኡ፡ ነቲ ኣብ ደበና እተቐመጠ፡ “ፍረ ምድሪ ስለ ዝበጽሐ፡ ግዜ ዓጺድ ኣኺሉ ኣሎ እሞ፡ ማዕጺድካ ሰዲድካ ዕጸድ” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጸውዖ።
68,435

68,436
am_tg
በደመናውም ላይ የተቀመጠው ማጭዱን ወደ ምድር ሰደደ፤ ምድርም ታጨደች።
እቲ ኣብ ደበና እተቐመጠ ኸኣ፡ ማዕጺዱ ናብ ምድሪ ሰደደ፡ ምድሪ እውን ተዓጽደት።
68,437

68,438
am_tg
አሁንም ሌላ መልአክ በሰማይ ካለው ቤተ መቅደስ ቅዱስ ስፍራ ወጣ፤ እሱም ስለታም ማጭድ ይዞ ነበር።
ካልእ መልኣኽ ድማ ካብታ ኣብ ሰማይ ዘላ ቤተ መቕደስ ወጸ፣ ንሱ እውን በሊሕ ማዕጺድ ነበሮ።
68,439

68,440
am_tg
እንደገናም ሌላ መልአክ ከመሠዊያው ወጣ፤ እሱም በእሳቱ ላይ ሥልጣን ነበረው። በታላቅ ድምፅ ጮኾም ስለታም ማጭድ የያዘውን መልአክ “የምድሪቱ የወይን ፍሬዎች ስለበሰሉ ስለታም ማጭድህን ስደድና የምድርን የወይን ዘለላዎች ሰብስብ” አለው።
ካልእ መልኣኽ ድማ ካብቲ መሰውኢ ወጸ፣ ንሱ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ሓዊ ስልጣን ነበሮ። ነቲ በሊሕ ማዕጺድ ዝሓዘ ድማ፡ “እቲ ወይኒ በሲሉ እዩ እሞ፡ ነቲ በሊሕ ማዕጺድካ ሰዲድካ፡ ነቲ ዘለላታት ወይኒ ምድሪ ኣክቦ” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጸውዖ።
68,441

68,442
am_tg
መልአኩ ማጭዱን ወደ ምድር በመስደድ የምድርን ወይን ሰበሰበ፤ ከዚያም ወደ ታላቁ የአምላክ የቁጣ ወይን መጭመቂያ ወረወረው።
እቲ መልኣኽ ከኣ ማዕጺዱ ናብ ምድሪ ሰዲዱ፡ ነቲ ወይኒ ምድሪ ኣከቦ፡ ናብቲ ዓብዪ መጽመቝ ወይኒ ቝጥዓ ኣምላኽ እውን ደርበዮ።
68,443

68,444
am_tg
ወይኑ ከከተማው ውጭ ተረገጠ፤ ከመጭመቂያውም እስከ ፈረሶች ልጓም የሚደርስ ከፍታ ያለውና 296 ኪሎ ሜትር ገደማ ርቀት ያለው ደም ወጣ።
እቲ መጽመቝ ወይኒ ድማ ኣብ ወጻኢ ኸተማ ተረግጸ፣ ካብቲ መጽመቝ ወይኒ ኸኣ 1,600 ስታድያ ዚኣክል፡ ክሳብ ልጓማት ኣፍራስ ዚበጽሕ ደም ወጸ።
68,445

68,446
am_tg
መልአኩም ከአምላክና ከበጉ ዙፋን ወጥቶ የሚፈሰውን እንደ ክሪስታል የጠራ የሕይወት ውኃ ወንዝ አሳየኝ፤
ካብ ናይ ኣምላኽን ናይቲ ገንሸልን ዝፋን ዚውሕዝ ከም ክሪስታል ዝምጽራዩ ፈለግ ማይ ህይወት ከኣ ኣርኣየኒ፣
68,447

68,448
am_tg
ወንዙም በከተማዋ አውራ ጎዳና መካከል ቁልቁል ይፈስ ነበር። በወንዙ ግራና ቀኝ በየወሩ እያፈሩ በዓመት 12 ጊዜ ፍሬ የሚሰጡ የሕይወት ዛፎች ነበሩ። የዛፎቹም ቅጠሎች ሕዝቦችን ለመፈወስ የሚያገለግሉ ነበሩ።
ብማእከል እቲ ጐደና ድማ ይውሕዝ ነበረ። ብኽልቲኡ ሸነኽ እቲ ፈለግ ከኣ፡ ኣብ ወወርሒ እናፈረያ፡ ኣብ ዓመት 12 ሳዕ ዚፈርያ ኣእዋም ህይወት ነበራ። ኣቝጽልቲ እተን ኣእዋም ድማ፡ ፈውሲ ኣህዛብ እዩ።
68,449

68,450
am_tg
በዚያም ከእንግዲህ እርግማን አይኖርም። ከዚህ ይልቅ የአምላክና የበጉ ዙፋን በከተማዋ ውስጥ ይሆናል፤ ባሪያዎቹም ቅዱስ አገልግሎት ያቀርቡለታል፤
ደጊም ከኣ መርገም ከቶ ኣይኪኸውንን እዩ። ናይ ኣምላኽን ናይቲ ገንሸልን ዝፋን ግና ኣብታ ኸተማ ኪኸውን እዩ፣ ባሮቱ እውን ኬገልግልዎ እዮም፣
68,451

68,452
am_tg
ፊቱንም ያያሉ፤ ስሙም በግንባራቸው ላይ ይሆናል።
ገጹ ኸኣ ኪርእዩ እዮም፣ ስሙ እውን ኣብ ግምባሮም ኪኸውን እዩ።
68,453

68,454
am_tg
በተጨማሪም ከእንግዲህ ወዲህ ሌሊት አይኖርም፤ ይሖዋ አምላክ በእነሱ ላይ ብርሃን ስለሚፈነጥቅ የመብራት ብርሃንም ሆነ የፀሐይ ብርሃን አያስፈልጋቸውም፤ ደግሞም ለዘላለም ይነግሣሉ።
የሆዋ ኣምላኽ ድማ ኬብርሃሎም እዩ እሞ፡ ደጊም ለይቲ ኣይኪኸውንን፡ መብራህቲ ዀነ ብርሃን ጸሓይ ኣይኬድልዮምን እዩ፣ ንዘለኣለመ ኣለም ከኣ ኪነግሱ እዮም።
68,455

68,456
am_tg
መልአኩም እንዲህ አለኝ፦ “እነዚህ ቃላት አስተማማኝና እውነት ናቸው፤ አዎ፣ ነቢያት በመንፈስ መሪነት እንዲናገሩ የሚያደርገው ይሖዋ አምላክ፣ በቅርብ ጊዜ ውስጥ መፈጸም ያለባቸውን ነገሮች ለባሪያዎቹ ለማሳየት መልአኩን ልኳል።
ከምዚ ድማ በለኒ፦ “እዚ ቓል እዚ እሙንን ሓቅን እዩ፣ እወ፡ የሆዋ፡ እቲ ንነብያት ኪንበዩ ድራኸ ዝገበረ ኣምላኽ፡ እቲ ቐልጢፉ ኪኸውን ዘለዎ ነገር ንባሮቱ ኼርእዮም፡ መልኣኹ ሰዲዱ እዩ።
68,457

68,458
am_tg
እነሆ፣ እኔ ቶሎ እመጣለሁ። በዚህ ጥቅልል ውስጥ የሚገኙትን የትንቢት ቃላት የሚጠብቅ ማንኛውም ሰው ደስተኛ ነው።”
እንሆ፡ ቀልጢፈ እመጽእ ኣለኹ። እቲ ንቓል ትንቢት እዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ዚሕሉ ዘበለ ሕጉስ እዩ።”
68,459

68,460
am_tg
እነዚህን ነገሮች ስሰማና ስመለከት የነበርኩት እኔ ዮሐንስ ነኝ። እነዚህን ነገሮች በሰማሁና ባየሁ ጊዜ እያሳየኝ ለነበረው መልአክ ልሰግድ እግሩ ሥር ተደፋሁ።
ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝረኣኽዎን፡ ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ረኣኹን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ።
68,461

68,462
am_tg
እሱ ግን “ተጠንቀቅ! ፈጽሞ እንዳታደርገው! እኔ ከአንተም ሆነ ነቢያት ከሆኑት ወንድሞችህና በዚህ ጥቅልል ውስጥ የሰፈሩትን ቃላት ከሚጠብቁት ሁሉ ጋር አብሬ የማገለግል ባሪያ ነኝ። ለአምላክ ስገድ” አለኝ።
ንሱ ግና፡ “ከይትገብሮ ተጠንቀቕ! ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን ከምቶም ንቓል እዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ዚሕልዉን ባርያ እየ። ንኣምላኽ ደኣ ኣምልኮ” በለኒ።
68,463

68,464
am_tg
ደግሞም እንዲህ አለኝ፦ “የተወሰነው ጊዜ ስለቀረበ በዚህ ጥቅልል ውስጥ የሰፈሩትን የትንቢት ቃላት በማኅተም አታሽጋቸው።
ከምዚ ድማ በለኒ፦ “እቲ ምዱብ ግዜ ቐሪቡ እዩ እሞ፡ ንቓል ትንቢት እዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ኣይትሕተሞ።
68,465

68,466
am_tg
ጻድቅ ያልሆነ፣ በዓመፅ ጎዳናው ይቀጥል፤ ርኩስ የሆነውም በርኩሰቱ ይቀጥል፤ ጻድቅ የሆነው ግን በጽድቅ ጎዳና መመላለሱን ይቀጥል፤ ቅዱስ የሆነውም በቅድስና ይቀጥል።
እቲ ዓማጺ ብሕጂ እውን ይዓምጽ፣ እቲ ረሳሕ ከኣ ብሕጂ እውን ይርሳሕ፣ እቲ ጻድቕ ድማ ብሕጂ እውን ይጽደቕ፣ እቲ ቕዱስ ከኣ ብሕጂ እውን ይቀደስ።
68,467

68,468
am_tg
“‘እነሆ፣ እኔ ቶሎ እመጣለሁ፤ ለእያንዳንዱ እንደ ሥራው የምከፍለው ብድራት ከእኔ ጋር ነው።
“‘እንሆ፡ ቀልጢፈ እመጽእ ኣለኹ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኽፈድዮ ኸኣ፡ እቲ ዝህቦ ዓስቢ ምሳይ እዩ።
68,469

68,470
am_tg
እኔ አልፋና ኦሜጋ፣ ፊተኛውና ኋለኛው፣ የመጀመሪያውና የመጨረሻው ነኝ።
ኣልፋን ኦሜጋን፡ ቀዳማይን ዳሕራይን፡ መጀመርታን መወዳእታን ኣነ እየ።
68,471

68,472
am_tg
ከሕይወት ዛፎች ፍሬ የመብላት መብት እንዲያገኙና በበሮቿ በኩል ወደ ከተማዋ መግባት እንዲፈቀድላቸው ልብሳቸውን የሚያጥቡ ደስተኞች ናቸው።
እቶም ናብተን ኣእዋም ህይወት ኪኸዱ ስልጣን ምእንቲ ኺህልዎም ኢሎም፡ ናብታ ኸተማ ኸኣ ብኣፍ ደገታት ምእንቲ ኺኣትዉ ኢሎም፡ ነቲ ወለል ዚብል ክዳውንቶም ዚሓጽቡ ሕጉሳት እዮም።
68,473

68,474
am_tg
ውሾች፣ መናፍስታዊ ድርጊት የሚፈጽሙ፣ ሴሰኞች፣ ነፍሰ ገዳዮች፣ ጣዖት አምላኪዎች እንዲሁም ውሸትን የሚወዱና የሚዋሹ ሁሉ ከከተማዋ ውጭ አሉ።’
እቶም ኣኽላባትን መናፍስታዊ ተግባራት ዚገብሩን ኣመንዝራታትን ቀተልቲ ነፍስን ኣምለኽቲ ጣኦትን እቶም ሓሶት ዚፈትዉን ዚሕስዉን ዘበሉ ዅሎምን ከኣ ኣብ ወጻኢ እዮም።’
68,475

68,476
am_tg
“‘እኔ ኢየሱስ ለጉባኤዎቹ ጥቅም ስል ስለ እነዚህ ነገሮች ለእናንተ ለመመሥከር መልአኬን ልኬአለሁ። እኔ የዳዊት ሥርና ዘር እንዲሁም ደማቅ አጥቢያ ኮከብ ነኝ።’”
“‘ኣነ የሱስ፡ ምእንቲ እተን ጉባኤታት ነዚ ነገር እዚ ኺምስክረልኩም ኢለ፡ ንመልኣኸይ ሰዲደዮ እየ። ኣነ ሱርን ዘርእን ዳዊት፡ እቲ ብሩህ ኰዀብ ጽባሕ እየ።’”
68,477

68,478
am_tg
መንፈሱና ሙሽራይቱም “ና!” ይላሉ፤ የሚሰማም ሁሉ “ና!” ይበል፤ የተጠማም ሁሉ ይምጣ፤ የሚፈልግ ሁሉ የሕይወትን ውኃ በነፃ ይውሰድ።
እቲ መንፈስን እታ መርዓትን፡ “ንዓ!” ይብሉ ኣለዉ። እቲ ዚሰምዕ እውን፡ “ንዓ!” ይበል። ዝጸምአ ኸኣ ይምጻእ፣ ዝደለየ እውን ማይ ህይወት ብናጻ ይውሰድ።
68,479

68,480
am_tg
“በዚህ ጥቅልል ላይ የሰፈሩትን የትንቢት ቃላት ለሚሰማ ሁሉ እመሠክራለሁ፦ ማንም በእነዚህ ነገሮች ላይ አንዲት ነገር ቢጨምር አምላክ በዚህ ጥቅልል ውስጥ የተጻፉትን መቅሰፍቶች ይጨምርበታል፤
“ቃል ትንቢት እዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ንዚሰምዑ ዘበሉ እምስክረሎም ኣለኹ፦ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሲኹ፡ ኣምላኽ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ተጻሒፉ ዘሎ መዓታት ኪውስኸሉ እዩ፣
68,481

68,482
am_tg
ማንም በዚህ የትንቢት መጽሐፍ ጥቅልል ላይ ከሰፈሩት ቃላት አንዲት ነገር ቢያጎድል አምላክ በዚህ ጥቅልል ላይ ከተጠቀሱት የሕይወት ዛፎችና ከቅድስቲቱ ከተማ ዕጣ ፋንታውን ይወስድበታል።
ሓደ እኳ ኻብ ቃል እዚ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ዘሎ ትንቢት እዚ እንተ ኣጕዲሉ፡ ኣምላኽ ካብተን ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ተጻሒፈን ዘለዋ ኣእዋም ህይወትን ቅድስቲ ኸተማን ግዲኡ ኼጕድለሉ እዩ።
68,483

68,484
am_tg
“ስለ እነዚህ ነገሮች የሚመሠክረው ‘አዎ፣ ቶሎ እመጣለሁ’ ይላል።” “አሜን! ጌታ ኢየሱስ፣ ና።”
“እቲ ነዚ ነገር እዚ ዚምስክር፡ ‘እወ፡ ቀልጢፈ እመጽእ ኣለኹ’ ይብል ኣሎ።” “ኣሜን! ጐይታና የሱስ፡ ንዓ።”
68,485

68,486
am_tg
የጌታ የኢየሱስ ጸጋ ከቅዱሳኑ ጋር ይሁን።
ጸጋ ጐይታና የሱስ ምስ ቅዱሳት ይኹን።
68,487
tg_am
ጸጋ ጐይታና የሱስ ምስ ቅዱሳት ይኹን።
የጌታ የኢየሱስ ጸጋ ከቅዱሳኑ ጋር ይሁን።
68,488
am_tg
እኔም ሌላ ታላቅና አስደናቂ ምልክት በሰማይ አየሁ፤ ሰባት መቅሰፍቶች የያዙ ሰባት መላእክት ነበሩ። የአምላክ ቁጣ የሚደመደመው በእነዚህ ስለሆነ እነዚህ መቅሰፍቶች የመጨረሻዎቹ ናቸው።
ኣብ ሰማይ ድማ ካልእ ዓብይን ዜገርምን ትእምርቲ፡ ሸውዓተ መዓት ዝሓዙ ሸውዓተ መላእኽቲ ረኣኹ። እቲ ቝጥዓ ኣምላኽ ብእኡ ኺፍጸም እዩ እሞ፡ እዚ እቲ ዳሕረዋይ እዩ።
68,489

68,490
am_tg
እኔም ከእሳት ጋር የተቀላቀለ የብርጭቆ ባሕር የሚመስል ነገር አየሁ፤ እንዲሁም አውሬውን፣ ምስሉንና የስሙን ቁጥር ድል የነሱት የአምላክን በገናዎች ይዘው በብርጭቆው ባሕር አጠገብ ቆመው ነበር።
ምስ ሓዊ እተሓወሰ ኸም መረጼን ዚመስል ባሕሪ ኸኣ ረኣኹ፣ እቶም ነቲ ኣራዊትን ነቲ ምስሉን ነቲ ቝጽሪ ስሙን ዝሰዓሩ፡ መሰንቆታት ኣምላኽ ሒዞም፡ ኣብ ጥቓ እቲ ባሕሪ መረጼን ደው ኢሎም ረኣኹ።
68,491

68,492
am_tg
የአምላክን ባሪያ የሙሴን መዝሙርና የበጉን መዝሙር እንዲህ እያሉ ይዘምሩ ነበር፦ “ሁሉን ቻይ የሆንከው ይሖዋ አምላክ ሆይ፣ ሥራዎችህ ታላቅና አስደናቂ ናቸው። የዘላለም ንጉሥ ሆይ፣ መንገድህ ጽድቅና እውነት ነው።
መዝሙር ሙሴ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል የሆዋ ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ። ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።
68,493

68,494
am_tg
ይሖዋ ሆይ፣ ለመሆኑ አንተን የማይፈራና ስምህን ከፍ ከፍ የማያደርግ ማን ነው? አንተ ብቻ ታማኝ ነህና! የጽድቅ ድንጋጌዎችህ ስለተገለጡ ሕዝቦች ሁሉ መጥተው በፊትህ ይሰግዳሉ።”
ኦ የሆዋ፡ ንስኻ በይንኻ እሙን ኢኻ እሞ፡ ዘይፈርሃካን ንስምካ ዘየኽብርንከ መን እዩ፧ ቅኑዕ ትእዛዛትካ ተጋሂዱ እዩ እሞ፡ ኵሎም ኣህዛብ ኪመጹን ኣብ ቅድሜኻ ኺሰግዱን እዮም።”
68,495

68,496
am_tg
ከዚህ በኋላ አየሁ፤ የምሥክሩ ድንኳን ቅዱስ ስፍራ በሰማይ ተከፍቶ ነበር፤
ድሕርዚ ድማ ረኣኹ፡ እታ መቕደስ ድንኳን ምስክር ከኣ ኣብ ሰማይ ተኸፍተት፣
68,497

68,498
am_tg
ሰባቱን መቅሰፍቶች የያዙት ሰባቱ መላእክትም ንጹሕና የሚያንጸባርቅ በፍታ ለብሰው እንዲሁም ደረታቸውን በወርቅ መታጠቂያ ታጥቀው ከቅዱሱ ስፍራ ወጡ።
እቶም ሸውዓተ መዓት ዝሓዙ ሸውዓተ መላእኽቲ፡ ጽሩይ ብሩህ በፍታ ተኸዲኖም፡ ዕጣቕ ወርቂ ድማ ኣብ ኣፍ ልቦም ተዓጢቖም ካብታ መቕደስ ወጹ።
68,499