Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,300
am_tg
እንዲሁም እኔ የውስጥ ሐሳብንና ልብን የምመረምር እንደሆንኩ ጉባኤዎቹ ሁሉ እንዲያውቁ ልጆቿን በገዳይ መቅሰፍት እፈጃለሁ፤ ለእያንዳንዳችሁም እንደ ሥራችሁ እሰጣችኋለሁ።
እቲ ውሽጣዊ ሓሳብን ልብን ዚምርምር፡ ኣነ ምዃነይ ኵለን ጉባኤታት ምእንቲ ኺፈልጣ፡ ንደቃ እውን ብመዓት ክቐትሎም እየ፣ ንነፍሲ ወከፍኩም እውን ከከም ግብርኹም ክህበኩም እየ።
68,301
tg_am

68,302
am_tg
“‘ነገር ግን ይህን ትምህርት ለማትከተሉ ሁሉና “የሰይጣን ጥልቅ ነገሮች” የሚባሉትን ለማታውቁ፣ በትያጥሮን ለምትገኙ ለቀራችሁት ይህን እላለሁ፦ በእናንተ ላይ ምንም ዓይነት ተጨማሪ ሸክም አልጭንባችሁም።
“‘ንዅላትኩም ኣቱም ነዚ ትምህርቲ እዚ ዘይሰዓብኩም፡ ነቲ “መዓሙቝ ሰይጣን” ዚብሃል ድማ ዘይፈለጥኩም ኣብ ትያቲራ ዘለኹም ካልኦት ግና፡ ከምዚ እብለኩም ኣለኹ፦ ካልእ ጾር ኣየጹረኩምን እየ።
68,303

68,304
am_tg
ብቻ እኔ እስክመጣ ድረስ ያላችሁን አጥብቃችሁ ያዙ።
ክሳዕ ዝመጽእ ግዳ ነቲ ዘሎኩም ኣጽኒዕኩም ሓዝዎ።
68,305
tg_am
ክሳዕ ዝመጽእ ግዳ ነቲ ዘሎኩም ኣጽኒዕኩም ሓዝዎ።
ብቻ እኔ እስክመጣ ድረስ ያላችሁን አጥብቃችሁ ያዙ።
68,306
am_tg
ደግሞም ድል ለሚነሳና በሥራዬ እስከ መጨረሻ ለሚጸና በብሔራት ላይ ሥልጣን እሰጠዋለሁ፤
ነቲ ዚስዕርን ክሳዕ መወዳእታ ግብረይ ዚሕሉን ከኣ፡ ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ስልጣን ክህቦ እየ፣
68,307

68,308
am_tg
ይህም ከአባቴ የተቀበልኩት ዓይነት ሥልጣን ነው። ድል የነሳውም ሕዝቦችን እንደ ሸክላ ዕቃ እንዲደቅቁ በብረት በትር ይገዛቸዋል።
እዚ ድማ ከምቲ ኣነ ኻብ ኣቦይ እተቐበልክዎ እዩ። ንሱ እውን እቶም ህዝቢ ኸም ኣቕሑ መሬት ምእንቲ ኺሰባበሩ፡ ብበትሪ ሓጺን ኪጓስዮም እዩ።
68,309

68,310
am_tg
እኔም አጥቢያ ኮከብ እሰጠዋለሁ።
ኰዀብ ጽባሕ እውን ክህቦ እየ።
68,311
tg_am
ኰዀብ ጽባሕ እውን ክህቦ እየ።
እኔም አጥቢያ ኮከብ እሰጠዋለሁ።
68,312
am_tg
መንፈስ ለጉባኤዎቹ የሚናገረውን ጆሮ ያለው ይስማ።’
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኤታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ።’
68,313

68,314
am_tg
እኔም ደመና የተጎናጸፈ ሌላ ብርቱ መልአክ ከሰማይ ሲወርድ አየሁ፤ በራሱም ላይ ቀስተ ደመና ነበር፤ ፊቱም እንደ ፀሐይ፣ ቅልጥሞቹም እንደ እሳት ዓምዶች ነበሩ፤
ካልእ ብርቱዕ መልኣኽ ከኣ ካብ ሰማይ ኪወርድ ከሎ ረኣኹ፣ ንሱ ደበና ተወንዚፉ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ ርእሱ ኸኣ ቀስተ ደበና ነበሮ፣ ገጹ ድማ ከም ጸሓይ ነበረ፣ ኣእጋሩ እውን ከም ኣዕኑድ ሓዊ ነበራ፣
68,315

68,316
am_tg
በእጁም የተከፈተች ትንሽ ጥቅልል ይዞ ነበር። እሱም ቀኝ እግሩን በባሕር ላይ፣ ግራ እግሩን ደግሞ በምድር ላይ አሳረፈ፤
ኣብ ኢዱ ኸኣ ሓንቲ እተቐልዐት ንእሽቶ መጽሓፍ ነበረት። የማነይቲ እግሩ ኣብ ባሕሪ፡ ጸጋመይቲ እግሩ ድማ ኣብ ምድሪ ኣንበረ፣
68,317

68,318
am_tg
እንደሚያገሣ አንበሳም በታላቅ ድምፅ ጮኸ። በጮኸም ጊዜ የሰባቱ ነጎድጓዶች ድምፆች ተናገሩ።
ከም ዚጓዝም ኣንበሳ ኸኣ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨደረ። ምስ ጨደረ ድማ፡ ድምጺ እቶም ሸውዓተ ነጐዳታት ተዛረበ።
68,319

68,320
am_tg
ሰባቱ ነጎድጓዶች በተናገሩም ጊዜ ለመጻፍ ተዘጋጀሁ፤ ሆኖም ከሰማይ “ሰባቱ ነጎድጓዶች የተናገሯቸውን ነገሮች በማኅተም አሽጋቸው እንጂ አትጻፋቸው” የሚል ድምፅ ሰማሁ።
እቶም ሸውዓተ ነጐዳታት ምስ ተዛረቡ፡ ኣነ ኽጽሕፍ ኢለ ነበርኩ፣ ካብ ሰማይ ግና፡ “ነቲ እቶም ሸውዓተ ነጐዳታት እተዛረብዎ ሕተሞ እምበር፡ ኣይትጽሓፎ” ዚብል ድምጺ ሰማዕኩ።
68,321

68,322
am_tg
በባሕሩና በምድሩ ላይ ቆሞ ያየሁት መልአክ ቀኝ እጁን ወደ ሰማይ አነሳ፤
እቲ ኣብ ባሕርን ኣብ ምድርን ደው ኢሉ ዝረኣኽዎ መልኣኽ ድማ፡ ንየማነይቲ ኢዱ ናብ ሰማይ ዘርግሓ፡
68,323

68,324
am_tg
ሰማይንና በውስጡ ያሉትን ነገሮች፣ ምድርንና በውስጧ ያሉትን ነገሮች እንዲሁም ባሕርንና በውስጡ ያሉትን ነገሮች በፈጠረውና ለዘላለም በሚኖረው በመማል እንዲህ አለ፦ “ከእንግዲህ ወዲህ መዘግየት አይኖርም።
በቲ ሰማይን ኣብኡ ዘሎን ምድርን ኣብኣ ዘሎን ባሕርን ኣብኡ ዘሎን ዝፈጠረ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው ኰይኑ ዚነብር እውን ከምዚ ኢሉ መሓለ፦ “ደጊም ኣይኪድንጕን እዩ።
68,325

68,326
am_tg
ሆኖም ሰባተኛው መልአክ መለከቱን ሊነፋ በተዘጋጀባቸው ቀኖች አምላክ የገዛ ራሱ ባሪያዎች ለሆኑት ለነቢያት እንደ ምሥራች ያበሰረው ቅዱስ ሚስጥር በእርግጥ ይፈጸማል።”
ግናኸ፡ ብመዓልትታት እቲ ሻውዓይ መልኣኽ መለኸቱ ዚነፍሓሉ እዋን ኣቢሉ፡ እቲ ኣምላኽ ንባሮቱ ነብያት ከም ብስራት ዘበሰሮም ቅዱስ ምስጢር ኪፍጸም እዩ።”
68,327

68,328
am_tg
ከሰማይ የመጣውም ድምፅ እንደገና ሲያናግረኝ ሰማሁ፤ እንዲህም አለኝ፦ “ሂድ፣ በባሕሩና በምድሩ ላይ በቆመው መልአክ እጅ ያለችውን የተከፈተች ጥቅልል ውሰድ።”
እቲ ኻብ ሰማይ ዝሰማዕክዎ ድምጺ ኸኣ፡ “ኪድ እሞ ነታ ኣብ ኢድ እቲ ኣብ ባሕርን ኣብ ምድርን ደው ኢሉ ዘሎ መልኣኽ ዘላ እተቐልዐት መጽሓፍ ውሰዳ” ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረበኒ።
68,329

68,330
am_tg
እኔም ወደ መልአኩ ሄጄ ትንሿን ጥቅልል እንዲሰጠኝ ጠየቅኩት። እሱም “ውሰድና ብላት፤ ሆድህን መራራ ታደርገዋለች፤ አፍህ ላይ ግን እንደ ማር ትጣፍጣለች” አለኝ።
ናብቲ መልኣኽ ከይደ ድማ፡ “ነታ ንእሽቶ መጽሓፍ ሃበኒ” በልክዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ውሰዳ እሞ ብልዓያ፣ ንኸብድኻ መሪር ክትገብሮ እያ፣ ኣብ ኣፍካ ግና ከም መዓር ጥዕምቲ ኽትከውን እያ” በለኒ።
68,331

68,332
am_tg
ትንሿን ጥቅልል ከመልአኩ እጅ ወስጄ በላኋት፤ በአፌም ውስጥ እንደ ማር ጣፈጠች፤ ከበላኋት በኋላ ግን ሆዴ መራራ ሆነ።
ነታ ንእሽቶ መጽሓፍ ከኣ ካብ ኢድ እቲ መልኣኽ ወሲደ በላዕክዋ፣ ኣብ ኣፈይ ከም መዓር ጠዓመትኒ፣ ምስ በላዕክዋ ግና፡ ከብደይ መረረ።
68,333

68,334
am_tg
እነሱም “ሕዝቦችን፣ ብሔራትን፣ ቋንቋዎችንና ብዙ ነገሥታትን በተመለከተ እንደገና ትንቢት መናገር አለብህ” አሉኝ።
“ከም ብሓድሽ ብዛዕባ ህዝብታትን ኣህዛብን ቋንቋታትን ብዙሓት ነገስታትን ክትንበ ኣሎካ” ድማ በሉኒ።
68,335

68,336
am_tg
እኔም ከቅዱሱ ስፍራ የወጣ ታላቅ ድምፅ ሰባቱን መላእክት “ሂዱና የአምላክን ቁጣ የያዙትን ሰባቱን ሳህኖች በምድር ላይ አፍስሱ” ሲል ሰማሁ።
ካብታ መቕደስ ከኣ ነቶም ሸውዓተ መላእኽቲ፡ “ኪዱ እሞ ነቲ ሸውዓተ ጭሔሎ ቝጥዓ ኣምላኽ ናብ ምድሪ ኣፍስስዎ” ዚብሎም ዓው ዝበለ ድምጺ ሰማዕኩ።
68,337

68,338
am_tg
የመጀመሪያው መልአክ ሄዶ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በምድር ላይ አፈሰሰው። በዚህ ጊዜም የአውሬው ምልክት በነበራቸውና ምስሉን ያመልኩ በነበሩት ሰዎች ላይ ጉዳት የሚያስከትልና አስከፊ የሆነ ቁስል ወጣባቸው።
እቲ ቐዳማይ ከይዱ፡ ጭሔሎኡ ናብ ምድሪ ኣፍሰሰ። ነቶም ምልክት እቲ ኣራዊት ዘለዎምን ንምስሉ ዝሰገዱን ሰባት ክፉእን ብርቱዕን ቍስሊ ወጾም።
68,339

68,340
am_tg
ሁለተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን ወደ ባሕር አፈሰሰው። ባሕሩም እንደሞተ ሰው ደም ሆነ፤ በባሕሩም ውስጥ ያለ ሕያው ፍጡር ሁሉ ሞተ።
እቲ ኻልኣይ ድማ ጭሔሎኡ ናብ ባሕሪ ኣፍሰሰ። እቲ ባሕሪ ኸኣ ከም ናይ ምዉት ሰብ ዚመስል ደም ኰነ፣ ኣብቲ ባሕሪ ዝነበረ ዅሉ ህያው ፍጡር እውን ሞተ።
68,341

68,342
am_tg
ሦስተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን ወደ ወንዞችና ወደ ውኃ ምንጮች አፈሰሰው። እነሱም ደም ሆኑ።
እቲ ሳልሳይ ድማ ጭሔሎኡ ናብ ኣፍላግን ዓይኒ ማያትን ኣፍሰሰ። ንሱ ኸኣ ደም ኰነ።
68,343

68,344
am_tg
እኔም በውኃዎች ላይ ሥልጣን ያለው መልአክ እንዲህ ሲል ሰማሁ፦ “ያለህና የነበርክ ታማኝ አምላካችን፣ እነዚህን የፍርድ ውሳኔዎች ስላስተላለፍክ አንተ ጻድቅ ነህ፤
እቲ መልኣኽ ማያት ድማ ከምዚ ኺብል ከሎ ሰማዕኩ፦ “ኣታ ዘለኻን ዝነበርካን እሙን፡ እዚ ፈሪድካ ኢኻ እሞ፡ ጻድቕ ኢኻ፣
68,345

68,346
am_tg
ምክንያቱም የቅዱሳንንና የነቢያትን ደም አፍስሰዋል፤ አንተም ደም እንዲጠጡ ሰጥተሃቸዋል፤ ደግሞም ይገባቸዋል።”
ምኽንያቱ፡ ደም ቅዱሳትን ደም ነብያትን ኣፍሲሶም እዮም፣ ንስኻ ኸኣ ኪሰትዩ ደም ሂብካዮም ኢኻ። ይግብኦም እዩ።”
68,347

68,348
am_tg
መሠዊያውም “አዎ፣ ሁሉን ቻይ የሆንከው ይሖዋ አምላክ ሆይ፣ ፍርድህ ሁሉ እውነትና ጽድቅ ነው” ሲል ሰማሁ።
እቲ መሰውኢ ድማ፡ “እወ፡ ኣታ ዅሉ እትኽእል የሆዋ ኣምላኽ፡ ፍርድታትካ ሓቅን ቅኑዕን እዩ” ኺብል ከሎ ሰማዕኩ።
68,349

68,350
am_tg
አራተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በፀሐይ ላይ አፈሰሰው፤ ፀሐይም ሰዎችን በእሳት እንድትለበልብ ተፈቀደላት።
እቲ ራብዓይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብ ጸሓይ ኣፍሰሰ፣ ንጸሓይ እውን ንሰብ ብሓዊ ኸተሕርር ተፈቕደላ።
68,351

68,352
am_tg
ሰዎቹም በኃይለኛ ሙቀት ተለበለቡ፤ ሆኖም እነሱ በእነዚህ መቅሰፍቶች ላይ ሥልጣን ያለውን አምላክ ስም ተሳደቡ እንጂ ንስሐ አልገቡም፤ ለእሱም ክብር አልሰጡም።
እቶም ሰብ ድማ ብብርቱዕ ሃሩር ሓረሩ፣ ግናኸ፡ ንስም እቲ ኣብዚ መዓታት እዚ ስልጣን ዘለዎ ኣምላኽ ጸረፍዎ እምበር፡ ኣይተነስሑን፡ ክብሪ እውን ኣይሃብዎን።
68,353

68,354
am_tg
አምስተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በአውሬው ዙፋን ላይ አፈሰሰው። መንግሥቱም በጨለማ ተዋጠ፤ እነሱም ከሥቃያቸው የተነሳ ምላሳቸውን ያኝኩ ጀመር፤
እቲ ሓምሻይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብ ዝፋን እቲ ኣራዊት ኣፍሰሰ። መንግስቱ ኸኣ ጸልመተት፣ ብሰሪ ስቓዮም እውን ልሳኖም ሓየኹ፣
68,355

68,356
am_tg
ይሁንና ከሥቃያቸውና ከቁስላቸው የተነሳ የሰማይን አምላክ ተሳደቡ፤ ከሥራቸውም ንስሐ አልገቡም።
ብሰሪ እቲ ስቓዮምን ኣቝሳሎምን ከኣ ንኣምላኽ ሰማይ ጸረፍዎ፡ ካብ ግብሮም እውን ኣይተነስሑን።
68,357

68,358
am_tg
ስድስተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በታላቁ የኤፍራጥስ ወንዝ ላይ አፈሰሰው፤ ከፀሐይ መውጫ ለሚመጡት ነገሥታት መንገድ እንዲዘጋጅላቸውም የወንዙ ውኃ ደረቀ።
እቲ ሻድሻይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ኤፍራጥስ ኣፍሰሰ፣ ነቶም ካብ ምብራቕ ጸሓይ ዚመጹ ነገስታት መገዲ ምእንቲ ኺዳለወሎም ከኣ፡ እቲ ማዩ ነጸፈ።
68,359

68,360
am_tg
እኔም እንቁራሪት የሚመስሉ በመንፈስ የተነገሩ ሦስት ርኩሳን ቃላት ከዘንዶው አፍና ከአውሬው አፍ እንዲሁም ከሐሰተኛው ነቢይ አፍ ሲወጡ አየሁ።
ካብ ኣፍ እቲ ገበልን ካብ ኣፍ እቲ ኣራዊትን ካብ ኣፍ እቲ ናይ ሓሶት ነብይን ድማ ቍርዖብ ዚመስሉ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረቡ ሰለስተ ርኹሳት ዘረባታት ኪወጹ ኸለዉ ረኣኹ።
68,361

68,362
am_tg
እንዲያውም እነዚህ በአጋንንት መንፈስ የተነገሩ ቃላት ናቸው፤ ተአምራዊ ምልክቶችም ይፈጽማሉ፤ እነሱም ሁሉን ቻይ በሆነው አምላክ ታላቅ ቀን ወደሚካሄደው ጦርነት ሊሰበስቧቸው ወደ ዓለም ነገሥታት ሁሉ ይወጣሉ።
እዚኣቶም ከኣ ብድራኸ ኣጋንንቲ ዚዝረቡ ዘረባታት እዮም፣ ትእምርትታት እውን ይገብሩ እዮም፣ ናብ ውግእ እታ ዓባይ መዓልቲ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ኪእክብዎም ድማ፡ ናብ ነገስታት ብዘላ ዓለም ይወጹ።
68,363

68,364
am_tg
“እነሆ፣ እንደ ሌባ እመጣለሁ። ራቁቱን እንዳይሄድና ሰዎች ኀፍረቱን እንዳያዩበት ነቅቶ የሚኖርና መደረቢያውን የሚጠብቅ ሰው ደስተኛ ነው።”
“እንሆ፡ ከም ሰራቒ እመጽእ ኣለኹ። ጥራዩ ምእንቲ ኸይከይድ፡ ንሕፍረቱ እውን ከይርእይዎ፡ እቲ ዚነቅሕን ክዳውንቱ ዚሕሉን ሕጉስ እዩ።”
68,365

68,366
am_tg
እነሱም ነገሥታቱን በዕብራይስጥ አርማጌዶን ወደሚባል ስፍራ ሰበሰቧቸው።
ንሳቶም ከኣ ናብቲ ብእብራይስጢ ኣርማጌዶን ዚብሃል ቦታ ኣከብዎም።
68,367

68,368
am_tg
ሰባተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በአየር ላይ አፈሰሰው። በዚህ ጊዜ ከቅዱሱ ስፍራ፣ ከዙፋኑ “ተፈጸመ!” የሚል ታላቅ ድምፅ ወጣ።
እቲ ሻውዓይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብ ኣየር ኣፍሰሰ። ካብታ መቕደስ፡ ካብቲ ዝፋን ከኣ፡ “ኰይኑ!” ዚብል ዓው ዝበለ ድምጺ ወጸ።
68,369

68,370
am_tg
እንዲሁም የመብረቅ ብልጭታ፣ ድምፅና ነጎድጓድ ተከሰተ፤ ሰው በምድር ላይ መኖር ከጀመረበት ጊዜ አንስቶ ታይቶ የማያውቅ ታላቅ የምድር ነውጥም ተከሰተ፤ የምድር ነውጡ መጠነ ሰፊና እጅግ ታላቅ ነበር።
በርቅታትን ድምጽታትን ነጐዳታትን እውን ኰነ፣ ሰብ ኣብ ምድሪ ኻብ ዚኸውን ኣትሒዙ ኸቶ ዘይኰነ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣ እወ፡ ኣዝዩ ሓያልን ብርቱዕን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ።
68,371

68,372
am_tg
ታላቂቱ ከተማ ለሦስት ተከፈለች፤ የብሔራት ከተሞችም ፈራረሱ፤ አምላክም የመዓቱን የቁጣ ወይን ጠጅ የያዘውን ጽዋ ይሰጣት ዘንድ ታላቂቱ ባቢሎንን አስታወሳት።
እታ ዓባይ ከተማ ኸኣ ኣብ ሰለስተ ኽፍሊ ተጨድደት፡ ከተማታት ኣህዛብ እውን ወደቓ፣ ዓባይ ባቢሎን ድማ ጽዋእ ወይኒ ነድሪ ቝጥዓኡ ኺህባስ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተዘከረት።
68,373

68,374
am_tg
ደሴቶችም ሁሉ ሸሹ፤ ተራሮችም ሊገኙ አልቻሉም።
ደሴት ዘበለት ከኣ ሃደመት፣ ኣኽራን እውን ኣይተረኽቡን።
68,375
tg_am
ደሴት ዘበለት ከኣ ሃደመት፣ ኣኽራን እውን ኣይተረኽቡን።
ደሴቶችም ሁሉ ሸሹ፤ ተራሮችም ሊገኙ አልቻሉም።
68,376
am_tg
ከዚያም ታላቅ የበረዶ ድንጋይ ከሰማይ በሰዎች ላይ ወረደ፤ እያንዳንዱ የበረዶ ድንጋይ አንድ ታላንት ይመዝን ነበር፤ መቅሰፍቱ እጅግ ታላቅ ስለነበር ሰዎቹ ከበረዶው መቅሰፍት የተነሳ አምላክን ተሳደቡ።
ሽዑ፡ ኣስታት ሓሓደ ታለንት ዝምኽባዱ ዓበይቲ በረድ ካብ ሰማይ ናብ ሰባት ወረደ፣ እቲ መዓት ኣዝዩ ዓብዪ ስለ ዝነበረ፡ እቶም ሰባት ብሰሪ እቲ መዓት በረድ ንኣምላኽ ጸረፍዎ።
68,377

68,378
am_tg
እኔም በዙፋኑ ላይ የተቀመጠው በሁለቱም በኩል የተጻፈበትና በሰባት ማኅተሞች በደንብ የታሸገ ጥቅልል በቀኝ እጁ ይዞ ተመለከትኩ።
ኣብ የማነይቲ ኢድ እቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ድማ፡ ብውሽጣን ብዝባናን እተጻሕፋ፡ ብሸውዓተ ማሕተም ከኣ እተሓትመት ጥቕልልቲ መጽሓፍ ረኣኹ።
68,379

68,380
am_tg
አንድ ብርቱ መልአክም በታላቅ ድምፅ “ማኅተሞቹን ሊያነሳና ጥቅልሉን ሊከፍት የሚገባው ማን ነው?” ብሎ ሲያውጅ አየሁ።
ሓደ ብርቱዕ መልኣኽ ድማ፡ “ነዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ኪቐልዓን ነቲ ማሕተማታ ኺፈትሖን ዚበቅዕ መን እዩ፧” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ኺእውጅ ከሎ ረኣኽዎ።
68,381

68,382
am_tg
ሆኖም በሰማይም ሆነ በምድር እንዲሁም ከምድር በታች ጥቅልሉን ሊከፍትም ሆነ ውስጡን ሊመለከት የሚችል ማንም አልነበረም።
ኣብ ሰማይ ኰነ፡ ኣብ ምድሪ ዀነ፡ ወይስ ኣብ ትሕቲ ምድሪ፡ ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እቲኣ ኪቐልዓ ወይስ ኪርእያ ዚኽእል ሓደ እኳ ኣይነበረን።
68,383

68,384
am_tg
ጥቅልሉን ሊከፍትም ሆነ ውስጡን ሊመለከት የሚገባው ማንም ባለመገኘቱ ስቅስቅ ብዬ አለቀስኩ።
ኣነ ኸኣ፡ ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ኪቐልዓ ወይስ ኪርእያ ዚበቅዕ ሓደ እኳ ስለ ዘይተረኽበ፡ ብዙሕ በኸኹ።
68,385

68,386
am_tg
ሆኖም ከሽማግሌዎቹ አንዱ “አታልቅስ። እነሆ፣ ከይሁዳ ነገድ የሆነው አንበሳ፣ የዳዊት ሥር ድል ስላደረገ ሰባቱን ማኅተሞችና ጥቅልሉን ሊከፍት ይችላል” አለኝ።
ሓደ ኻብቶም ሽማግለታት ግና፡ “ደጊም ኣይትብከ። እንሆ፡ እቲ ኻብ ነገድ ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ፡ እቲ ሱር ዳዊት፡ ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ኪቐልዓን ነቲ ማሕተማታ ኺፈትሖን ስዒሩ ኣሎ” በለኒ።
68,387

68,388
am_tg
በዙፋኑ መካከል፣ በአራቱ ሕያዋን ፍጥረታት መካከልና በሽማግሌዎቹ መካከል የታረደ የሚመስል በግ ቆሞ አየሁ፤ በጉም ሰባት ቀንዶችና ሰባት ዓይኖች አሉት፤ ዓይኖቹም ወደ መላው ምድር የተላኩትን ሰባቱን የአምላክ መናፍስት ያመለክታሉ።
ኣብ ማእከል እቲ ዝፋንን እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን ኣብ ማእከል እቶም ሽማግለታትን፡ ተሓሪዱ ኸም ዝነበረ ዚመስል ገንሸል ደው ኢሉ ረኣኹ። ንሱ ኸኣ ሸውዓተ ቐርንን ሸውዓተ ዓይንን ኣለዎ፣ እቲ ኣዒንቲ ድማ እቶም ኣብ ብዘላ ምድሪ እተላእኩ ሸውዓተ መናፍስቲ ኣምላኽ እዮም።
68,389

68,390
am_tg
እሱም ወዲያውኑ ወደ ፊት ቀርቦ በዙፋኑ ላይ ከተቀመጠው ቀኝ እጅ ጥቅልሉን ወሰደ።
ንሱ ኸኣ ቀሪቡ፡ ካብ የማነይቲ ኢድ እቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ወሰዳ።
68,391

68,392
am_tg
ጥቅልሉን በወሰደ ጊዜ አራቱ ሕያዋን ፍጥረታትና 24ቱ ሽማግሌዎች በበጉ ፊት ተደፉ፤ እያንዳንዳቸውም በገናና ዕጣን የተሞሉ የወርቅ ሳህኖች ነበሯቸው። (ዕጣኑ የቅዱሳኑን ጸሎት ያመለክታል።)
ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ምስ ወሰዳ ድማ፡ እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን እቶም 24 ሽማግለታትን፡ ነፍሲ ወከፎም መሰንቆን ዕጣን ዝመልአ ጭሔሎ ወርቅን ሒዞም፡—እቲ ዕጣን ድማ ጸሎት እቶም ቅዱሳት እዩ፡—ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሸል ፍግም በሉ።
68,393

68,394
am_tg
እንዲህም እያሉ አዲስ መዝሙር ዘመሩ፦ “ጥቅልሉን ልትወስድና ማኅተሞቹን ልትከፍት ይገባሃል፤ ታርደሃልና፤ በደምህም ከየነገዱ፣ ከየቋንቋው፣ ከየሕዝቡና ከየብሔሩ ሰዎችን ለአምላክ ዋጅተሃል፤
ከምዚ እናበሉ ኸኣ ሓድሽ መዝሙር ዘመሩ፦ “ንስኻ ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ክትወስዳን ነቲ ማሕተማታ ኽትፈትሖን ብቑዕ ኢኻ፣ ምኽንያቱ፡ ተሓሪድካስ ብደምካ ኻብ ብዘሎ ነገዳትን ቋንቋታትን ህዝብታትን ኣህዛብን ንኣምላኽ ዚዀኑ ሰባት ዓዲግካ ኢኻ፣
68,395

68,396
am_tg
እንዲሁም ለአምላካችን መንግሥትና ካህናት እንዲሆኑ አድርገሃቸዋል፤ በምድርም ላይ ነገሥታት ሆነው ይገዛሉ።”
ንኣምላኽና ድማ መንግስትን ካህናትን ጌርካዮም ኢኻ፣ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኸኣ ኪነግሱ እዮም።”
68,397

68,398
am_tg
እኔም አየሁ፤ ደግሞም በዙፋኑ፣ በሕያዋን ፍጥረታቱና በሽማግሌዎቹ ዙሪያ የብዙ መላእክትን ድምፅ ሰማሁ፤ ቁጥራቸውም አእላፋት ጊዜ አእላፋትና ሺዎች ጊዜ ሺዎች ነበር፤
ረኣኹ ድማ፡ ኣብ ዙርያ እቲ ዝፋንን እቶም ህያዋን ፍጡራትን እቶም ሽማግለታትን ከኣ ድምጺ ብዙሓት መላእኽቲ ሰማዕኩ፣ ቍጽሮም ድማ ኣእላፋት ግዜ ኣእላፋት፡ ኣሽሓት ግዜ ኣሽሓት እዩ።
68,399