Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,500
am_tg
ከአራቱ ሕያዋን ፍጥረታት አንዱ ለዘላለም በሚኖረው አምላክ ቁጣ የተሞሉ ሰባት የወርቅ ሳህኖችን ለሰባቱ መላእክት ሰጣቸው።
ሓደ ኻብቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ከኣ ነቶም ሸውዓተ መላእኽቲ፡ ቍጥዓ እቲ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው ኰይኑ ዚነብር ኣምላኽ ዝመልአ ሸውዓተ ጭሔሎ ወርቂ ሃቦም።
68,501
tg_am

68,502
am_tg
ቅዱሱ ስፍራም ከአምላክ ክብርና ከኃይሉ የተነሳ በጭስ ተሞላ፤ የሰባቱ መላእክት ሰባት መቅሰፍቶች እስኪፈጸሙ ድረስም ወደ ቅዱሱ ስፍራ ማንም መግባት አልቻለም።
እታ መቕደስ ድማ ካብ ክብርን ሓይልን ኣምላኽ እተላዕለ ብትኪ መልአት፣ እቲ ናይቶም ሸውዓተ መላእኽቲ ሸውዓተ መዓት ክሳዕ ዚውዳእ ከኣ፡ ሓደ እኳ ናብታ መቕደስ ኪኣቱ ኣይከኣለን።
68,503

68,504
am_tg
ከዚህ በኋላ አየሁ፤ እነሆም፣ በሰማይ የተከፈተ በር ነበር፤ በመጀመሪያ ሲያናግረኝ የሰማሁት ድምፅ እንደ መለከት ድምፅ ያለ ነበር፤ እንዲህም አለኝ፦ “ና ወደዚህ ውጣ፤ መፈጸም ያለባቸውን ነገሮች አሳይሃለሁ።”
ድሕርዚ ድማ፡ እንሆ፡ ኣብ ሰማይ ክፉት ኣፍ ደገ ረኣኹ፣ እቲ ኺዛረበኒ ዝሰማዕክዎ ኸም መለኸት ዝበለ ቐዳማይ ድምጺ፡ “ናብዚ ደይብ እሞ፡ እቲ ኪኸውን ዘለዎ ኸርእየካ እየ” በለኒ።
68,505

68,506
am_tg
ከዚያም ወዲያውኑ የአምላክ መንፈስ ወረደብኝ፦ እነሆም፣ በሰማይ አንድ ዙፋን ተቀምጦ ነበር፤ በዙፋኑም ላይ የተቀመጠ ነበር።
ድሕርዚ፡ ብኡብኡ ብመንፈስ ተመሰጥኩ፦ እንሆ ድማ፡ ዝፋን ኣብ ሰማይ ኣብ ቦታኡ ተነቢሩ፡ ኣብቲ ዝፋን እውን ሓደ ተቐሚጡ ነበረ።
68,507

68,508
am_tg
በዙፋኑም ላይ የተቀመጠው የኢያስጲድ ድንጋይና የሰርድዮን ድንጋይ ዓይነት መልክ ነበረው፤ በዙፋኑም ዙሪያ መረግድ የሚመስል ቀስተ ደመና ነበር።
እቲ ተቐሚጡ ዝነበረ ኸኣ፡ ትርኢቱ እምኒ ያስጲስን እምኒ ሰርድዮስን ይመስል ነበረ፣ ኣብ ዙርያ እቲ ዝፋን ድማ ስመራግዶስ ዚመስል ቀስተ ደበና ነበረ።
68,509

68,510
am_tg
በዙፋኑ ዙሪያ 24 ዙፋኖች ነበሩ፤ በእነዚህም ዙፋኖች ላይ ነጭ ልብስ የለበሱና በራሳቸው ላይ የወርቅ አክሊል የደፉ 24 ሽማግሌዎች ተቀምጠው አየሁ።
ኣብ ዙርያ እቲ ዝፋን ከኣ 24 ዝፋን፡ ኣብቲ ዝፋናት እውን ጻዕዳ ኽዳውንቲ እተኸድኑ፡ ኣብ ረርእሶም ከኣ ኣኽሊል ወርቂ ዝደፍኡ 24 ሽማግለታት ተቐሚጦም ረኣኹ።
68,511

68,512
am_tg
ከዙፋኑ መብረቅ፣ ድምፅና ነጎድጓድ ይወጣ ነበር፤ በዙፋኑም ፊት የሚነድዱ ሰባት የእሳት መብራቶች ነበሩ፤ እነዚህም ሰባቱን የአምላክ መናፍስት ያመለክታሉ።
ካብቲ ዝፋን ድማ በርቅታትን ደሃያትን ነጐዳታትን ይወጽእ ነበረ፣ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ከኣ ሸውዓተ መብራህቲ ሓዊ ይነድድ ነበረ፣ እዚኣቶም ድማ እቶም ሸውዓተ መናፍስቲ ኣምላኽ እዮም።
68,513

68,514
am_tg
በዙፋኑ ፊት የክሪስታል መልክ ያለው እንደ ብርጭቆ ያለ ባሕር የሚመስል ነገር ነበር። በዙፋኑ መካከል እና በዙፋኑ ዙሪያ ከፊትም ሆነ ከኋላ በዓይኖች የተሞሉ አራት ሕያዋን ፍጥረታት ነበሩ።
ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ከኣ ከም ባሕሪ መረጼን ዝዀነ፡ ክሪስታል ዚመስል ነበረ። ኣብ ማእከል እቲ ዝፋንን ኣብ ዙርያ እቲ ዝፋንን ድማ፡ ብቕድሚኦምን ብድሕሪኦምን ኣዒንቲ ዝመልኦም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ነበሩ።
68,515

68,516
am_tg
የመጀመሪያው ሕያው ፍጡር አንበሳ ይመስላል፤ ሁለተኛው ሕያው ፍጡር ወይፈን ይመስላል፤ ሦስተኛው ሕያው ፍጡር የሰው ፊት የሚመስል ፊት ነበረው፤ አራተኛው ሕያው ፍጡር ደግሞ የሚበር ንስር ይመስላል።
እቲ ቐዳማይ ህያው ፍጡር ከኣ ኣንበሳ ይመስል ነበረ፣ እቲ ኻልኣይ ህያው ፍጡር ድማ ዝራብዕ ይመስል ነበረ፣ እቲ ሳልሳይ ህያው ፍጡር ከኣ ገጽ ሰብ ዚመስል ገጽ ነበሮ፣ እቲ ራብዓይ ህያው ፍጡር እውን ዚነፍር ንስሪ ይመስል ነበረ።
68,517

68,518
am_tg
እነዚህ አራቱ ሕያዋን ፍጥረታት እያንዳንዳቸው ስድስት ስድስት ክንፎች አሏቸው፤ ክንፎቹ በዙሪያቸውና በውስጥ በኩል በዓይኖች የተሞሉ ናቸው። ያለማቋረጥም ቀንና ሌሊት “የነበረው፣ ያለውና የሚመጣው፣ ሁሉን ቻይ የሆነው ይሖዋ አምላክ ቅዱስ፣ ቅዱስ፣ ቅዱስ ነው” ይላሉ።
እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ፡ ነፍሲ ወከፎም ሸሽዱሽተ ኽንፊ ነበሮም፣ ብዙርያኦምን ብውሽጦምን ከኣ ኣዒንቲ መሊእዎም ነበረ። መዓልትን ለይትን ከየቋረጹ ድማ፡ “እቲ ዝነበረን ዘሎን ዚመጽእን ኵሉ ዚኽእል የሆዋ ኣምላኽ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ” ይብሉ።
68,519

68,520
am_tg
ሕያዋን ፍጥረታቱ በዙፋኑ ላይ የተቀመጠውንና ለዘላለም የሚኖረውን ከፍ ከፍ ባደረጉ ቁጥር እንዲሁም እሱን ባከበሩና ባመሰገኑ ቁጥር
እቶም ህያዋን ፍጡራት ነቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ፡ ንዘለኣለመ ኣለም ድማ ህያው ኰይኑ ዚነብር፡ ግርማን ክብርን ምስጋናን ኪህብዎ ኸለዉ፡
68,521

68,522
am_tg
ሃያ አራቱ ሽማግሌዎች በዙፋኑ ላይ በተቀመጠው ፊት ተደፍተው ለዘላለም ለሚኖረው አምልኮ ያቀርባሉ፤ እንዲሁም አክሊላቸውን በዙፋኑ ፊት ጥለው እንዲህ ይላሉ፦
እቶም 24 ሽማግለታት ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ፍግም ኢሎም፡ ነቲ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው ኰይኑ ዚነብር ሰገዱሉ፣ ከምዚ እናበሉ እውን ኣኽሊላቶም ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ደርበዩ፦
68,523

68,524
am_tg
“ይሖዋ አምላካችን፣ ሁሉንም ነገሮች ስለፈጠርክ እንዲሁም ወደ ሕልውና የመጡትም ሆነ የተፈጠሩት በአንተ ፈቃድ ስለሆነ ግርማ፣ ክብርና ኃይል ልትቀበል ይገባሃል።”
“ኦ የሆዋ ኣምላኽና፡ ንዅሉ ንስኻ ፈጢርካዮ፡ ስለ ፍቓድካ እውን ኰይኑን ተፈጢሩን እዩ እሞ፡ ንስኻ ግርማን ክብርን ሓይልን ንምውሳድ ብቑዕ ኢኻ።”
68,525

68,526
am_tg
እኔም የጥልቁን ቁልፍና ታላቅ ሰንሰለት በእጁ የያዘ አንድ መልአክ ከሰማይ ሲወርድ አየሁ።
መፍትሕ መዓሙቝን ሓደ ዓብዪ ሰንሰለትን ኣብ ኢዱ ዝሓዘ መልኣኽ ድማ፡ ካብ ሰማይ ኪወርድ ከሎ ረኣኹ።
68,527

68,528
am_tg
እሱም ዘንዶውን ያዘውና ለ1,000 ዓመት አሰረው፤ ይህም ዘንዶ ዲያብሎስና ሰይጣን የሆነው የጥንቱ እባብ ነው።
ንሱ ኸኣ ነቲ ገበል፡ ነቲ ድያብሎስን ሰይጣንን ዝዀነ ናይ ጥንቲ ተመን ሓዞ፣ 1,000 ዓመት እውን ኣሰሮ።
68,529

68,530
am_tg
ደግሞም ይህ 1,000 ዓመት እስኪያበቃ ድረስ ከእንግዲህ ሕዝቦችን እንዳያሳስት ወደ ጥልቁ ወረወረውና ዘጋበት፤ በማኅተምም አሸገው። ከዚያ በኋላ ለጥቂት ጊዜ ሊፈታ ይገባዋል።
እተን 1,000 ዓመት ክሳዕ ዚውድኣ ንኣህዛብ ምእንቲ ኸየስሕቶም ከኣ፡ ናብ መዓሙቝ ደርብዩ፡ ዓጽዩ፡ ኣብ ልዕሊኡ ሓተመ። ድሕርዚ፡ ንቝሩብ ግዜ ኺፍታሕ ይግብኦ እዩ።
68,531

68,532
am_tg
ዙፋኖችንም አየሁ፤ በዙፋኖቹም ላይ ለተቀመጡት የመፍረድ ሥልጣን ተሰጣቸው። ስለ ኢየሱስ በመመሥከራቸውና ስለ አምላክ በመናገራቸው የተነሳ የተገደሉትን ሰዎች ነፍሳት እንዲሁም አውሬውን ወይም ምስሉን ያላመለኩትንና ምልክቱን በግንባራቸውም ሆነ በእጃቸው ላይ ያልተቀበሉትን ሰዎች አየሁ። እነሱም ሕያው ሆነው ከክርስቶስ ጋር ለ1,000 ዓመት ነገሡ።
ዝፋናት ድማ ረኣኹ፣ እቶም ኣብኡ እተቐመጡ ኸኣ ኪፈርዱ ስልጣን ተዋህቦም። ነፍሳት እቶም ብዛዕባ የሱስ ብምምስካሮምን ብዛዕባ ኣምላኽ ብምዝራቦምን እተቐንጸሉ፡ ነቲ ኣራዊት ኰነ ንምስሉ ድማ ዘይሰገዱ፡ ኣብ ግምባሮምን ኣብ ኢዶምን ከኣ ምልክቱ ዘይተቐበሉ ረኣኹ። ህያዋን ኰይኖም ከኣ፡ ምስ ክርስቶስ 1,000 ዓመት ነገሱ።
68,533

68,534
am_tg
(የቀሩት ሙታን ይህ 1,000 ዓመት እስኪያበቃ ድረስ ሕያው አልሆኑም።) ይህ የመጀመሪያው ትንሣኤ ነው።
(እቶም ዝተረፉ ምዉታት፡ እተን 1,000 ዓመት ክሳዕ ዚውድኣ፡ ህያዋን ኣይኰኑን።) እዚ እቲ ቐዳማይ ትንሳኤ እዩ።
68,535

68,536
am_tg
በመጀመሪያው ትንሣኤ ተካፋይ የሆኑ ሁሉ ደስተኞችና ቅዱሳን ናቸው፤ ሁለተኛው ሞት በእነዚህ ላይ ሥልጣን የለውም፤ ከዚህ ይልቅ የአምላክና የክርስቶስ ካህናት ይሆናሉ፤ ከእሱም ጋር ለ1,000 ዓመት ይነግሣሉ።
ኣብቲ ቐዳማይ ትንሳኤ ግደ ዘለዎ ዘበለ ሕጉስን ቅዱስን እዩ፣ ናይ ኣምላኽን ናይ ክርስቶስን ካህናት ኪዀኑ፡ ምስኡ እውን 1,000 ዓመት ኪነግሱ እዮም እምበር፡ እቲ ኻልኣይ ሞትሲ ኣብዚኣቶም ስልጣን የብሉን።
68,537

68,538
am_tg
ይህ 1,000 ዓመት እንዳበቃም ሰይጣን ከእስራቱ ይፈታል፤
እተን 1,000 ዓመት ምስ ተወድኣ ኸኣ፡ ሰይጣን ካብ ማእሰርቱ ኺፍታሕ
68,539

68,540
am_tg
እሱም በአራቱም የምድር ማዕዘናት ያሉትን ብሔራት፣ ጎግንና ማጎግን ለማሳሳትና ለጦርነቱ አንድ ላይ ለመሰብሰብ ይወጣል። የእነዚህም ቁጥር በባሕር ዳር እንዳለ አሸዋ ነው።
እሞ ነቶም ኣብ ኣርባዕተ መኣዝን ምድሪ ዘለዉ ኣህዛብ፡ ማለት ንጎግን ማጎግን፡ ናብ ውግእ ምእንቲ ኺእክቦም፡ ኬስሕቶም ኢሉ ኺወጽእ እዩ። ንሳቶም ድማ ቍጽሮም ከም ሑጻ ባሕሪ እዩ።
68,541

68,542
am_tg
እነሱም በምድር ሁሉ ተሰራጩ፤ እንዲሁም የቅዱሳኑን ሰፈርና የተወደደችውን ከተማ ከበቡ። ሆኖም እሳት ከሰማይ ወርዶ በላቸው።
ኣብ ልዕሊ ብዘላ ምድሪ ኸኣ ገስገሱ፡ ንሰፈር እቶም ቅዱሳትን ነታ ፍትውቲ ኸተማን ድማ ከበቡ። ካብ ሰማይ ግና ሓዊ ወሪዱ በልዖም።
68,543

68,544
am_tg
ሲያሳስታቸው የነበረው ዲያብሎስም፣ አውሬውና ሐሰተኛው ነቢይ ወዳሉበት ወደ እሳቱና ወደ ድኙ ሐይቅ ተወረወረ፤ እነሱም ለዘላለም ቀንና ሌሊት ይሠቃያሉ።
እቲ ዜስሕቶም ድያብሎስ ከኣ ናብቲ እቲ ኣራዊትን እቲ ናይ ሓሶት ነብይን እተደርበይዎ ቐላይ ሓውን ዲንን ተደርበየ፣ ንዘለኣለመ ኣለም ድማ መዓልትን ለይትን ኪሳቐዩ እዮም።
68,545

68,546
am_tg
እኔም አንድ ትልቅ ነጭ ዙፋንና በዙፋኑ ላይ የተቀመጠውን አየሁ። ምድርና ሰማይ ከፊቱ ሸሹ፤ ስፍራም አልተገኘላቸውም።
ዓብዪ ጻዕዳ ዝፋንን ኣብኡ እተቐመጠን ከኣ ረኣኹ። ምድርን ሰማይን ካብ ቅድሚኡ ሃደሙ፡ ቦታ እውን ኣይተረኽበሎምን።
68,547

68,548
am_tg
ከዚያም ሙታንን፣ ታላላቆችንና ታናናሾችን በዙፋኑ ፊት ቆመው አየሁ፤ የመጽሐፍ ጥቅልሎችም ተከፈቱ። ሌላም ጥቅልል ተከፈተ፤ ይህም የሕይወት መጽሐፍ ጥቅልል ነው። ሙታን በጥቅልሎቹ ውስጥ በተጻፉት ነገሮች መሠረት እንደየሥራቸው ፍርድ ተሰጣቸው።
ምዉታት ድማ፡ ዓበይትን ንኣሽቱን፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ደው ኢሎም ረኣኹ፣ ጥቕላላት መጻሕፍቲ እውን ተቐልዐ። ካልእ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እውን ተቐልዐት፣ እዚኣ፡ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ህይወት እያ። እቶም ምዉታት ድማ፡ ከምቲ ኣብቲ ጥቕላላት መጻሕፍቲ እተጻሕፈ፡ ከከም ግብሮም ተፈርዱ።
68,549

68,550
am_tg
ባሕርም በውስጡ ያሉትን ሙታን ሰጠ፤ ሞትና መቃብርም በውስጣቸው ያሉትን ሙታን ሰጡ፤ እነሱም እያንዳንዳቸው እንደየሥራቸው ፍርድ ተሰጣቸው።
ባሕሪ ኸኣ ነቶም ኣብኣ ዘለዉ ምዉታት ሃበት፣ ሞትን መቓብርን እውን ኣባታቶም ዘለዉ ምዉታት ሃቡ፣ ነፍሲ ወከፎም ከኣ ከከም ግብሮም ተፈርዱ።
68,551

68,552
am_tg
ሞትና መቃብርም ወደ እሳቱ ሐይቅ ተወረወሩ። ይህም የእሳት ሐይቅ ሁለተኛውን ሞት ያመለክታል።
ሞትን መቓብርን ድማ ናብቲ ቐላይ ሓዊ ተደርበዩ። እዚ እቲ ኻልኣይ ሞት፡ ማለት ቀላይ ሓዊ እዩ።
68,553

68,554
am_tg
በተጨማሪም በሕይወት መጽሐፍ ላይ ተጽፎ ያልተገኘ ሁሉ ወደ እሳቱ ሐይቅ ተወረወረ።
ኣብ መጽሓፍ ህይወት ተጻሒፉ ዘይተረኽበ ዘበለ ኸኣ፡ ናብቲ ቐላይ ሓዊ ተደርበየ።
68,555

68,556
am_tg
ከዚያም በሰማይ ታላቅ ምልክት ታየ፦ አንዲት ሴት ፀሐይን ተጎናጽፋ ነበር፤ ጨረቃም ከእግሯ ሥር ነበረች፤ በራሷም ላይ 12 ከዋክብት ያሉት አክሊል ነበር፤
ዓብዪ ትእምርቲ ድማ ኣብ ሰማይ ተራእየ፦ ሰበይቲ፡ ጸሓይ ተወንዚፋ ነበረት፣ ወርሒ ኸኣ ኣብ ትሕቲ ኣእጋራ፡ ኣኽሊል 12 ኸዋኽብቲ እውን ኣብ ርእሳ ነበራ፣
68,557

68,558
am_tg
እሷም ነፍሰ ጡር ነበረች። ልትወልድ ስትል ምጥ ይዟት በጭንቅ ትጮኽ ነበር።
ጥንስቲ ድማ ነበረት። ቅልውላው ስለ ዝሓዛ ኸኣ፡ ክትወልድ ኢላ ኽትጸዓርን ክትቅንዞን ከላ ትጭርሕ ነበረት።
68,559

68,560
am_tg
ሌላ ምልክት በሰማይ ታየ። እነሆ፣ ሰባት ራሶችና አሥር ቀንዶች ያሉት፣ በራሶቹም ላይ ሰባት ዘውዶች የደፋ፣ ደማቅ ቀይ ቀለም ያለው ታላቅ ዘንዶ ታየ፤
ካልእ ትእምርቲ ድማ ኣብ ሰማይ ተራእየ። እንሆ፡ ሸውዓተ ርእስን ዓሰርተ ቐርንን፡ ኣብቲ ኣራእሱ እውን ሸውዓተ ዘውዲ ዘለዎ ዓብዪ ቐይሕ ገበል፣
68,561

68,562
am_tg
ጅራቱም የሰማይን ከዋክብት አንድ ሦስተኛ ጎትቶ ወደ ምድር ወረወረ። ዘንዶውም በምትወልድበት ጊዜ ልጇን ለመዋጥ ፈልጎ ልትወልድ በተቃረበችው ሴት ፊት ቆሞ ይጠብቅ ነበር።
ጭራኡ ኸኣ ሲሶ ኸዋኽብቲ ሰማይ ሰሓበ፡ ናብ ምድሪ እውን ደርበዮም። እቲ ገበል ድማ፡ ምስ ወለደትሲ ነቲ ውሉዳ ምእንቲ ኺውሕጦ ኢሉ፡ ኣብ ቅድሚ እታ ኽትወልድ ዝቐረበት ሰበይቲ ደው በለ።
68,563

68,564
am_tg
እሷም ብሔራትን ሁሉ በብረት በትር የሚገዛውን ልጅ አዎ፣ ወንድ ልጅ ወለደች። ልጇም ወደ አምላክና ወደ ዙፋኑ ተነጠቀ።
ንሳ ንዅሎም ኣህዛብ ብበትሪ ሓጺን ዚጓስዮም ወዲ፡ ተባዕታይ፡ ወለደት። እቲ ውሉዳ ኸኣ ናብ ኣምላኽን ናብ ዝፋኑን ተመንዝዐ።
68,565

68,566
am_tg
ሴቲቱም 1,260 ቀን በዚያ እንዲመግቧት አምላክ ወዳዘጋጀላት ስፍራ ወደ ምድረ በዳ ሸሸች።
እታ ሰበይቲ ድማ፡ ናብቲ 1,260 መዓልቲ ዚምግብዋ፡ ናብ በረኻ፡ ናብቲ ኣምላኽ ዘዳለወላ ቦታ ሃደመት።
68,567

68,568
am_tg
በሰማይም ጦርነት ተነሳ፦ ሚካኤልና መላእክቱ ከዘንዶው ጋር ተዋጉ፤ ዘንዶውና መላእክቱም ተዋጓቸው፤
ኣብ ሰማይ ከኣ ውግእ ኰነ፦ ሚካኤልን መላእኽቱን ምስቲ ገበል ተዋግኡ፣ እቲ ገበልን መላእኽቱን ድማ ተዋግእዎም፣
68,569

68,570
am_tg
ነገር ግን አልቻሏቸውም፤ ከዚያ በኋላም በሰማይ ስፍራ አልተገኘላቸውም።
ግናኸ፡ ኣይሰዓሩን፣ ድሕርዚ ኣብ ሰማይ ቦታ ኣይተረኽበሎምን።
68,571

68,572
am_tg
ስለሆነም ታላቁ ዘንዶ ይኸውም መላውን ዓለም እያሳሳተ ያለው ዲያብሎስና ሰይጣን ተብሎ የሚጠራው የጥንቱ እባብ ወደ ታች ተወረወረ፤ ወደ ምድር ተጣለ፤ መላእክቱም ከእሱ ጋር ተወረወሩ።
እቲ ንብዘላ ዓለም ዜስሕታ ዘሎ ድያብሎስን ሰይጣንን ዚብሃል ዓብዪ ገበል፡ እቲ ናይ ጥንቲ ተመን ተደርበየ፣ ናብ ምድሪ ተደርበየ፡ መላእኽቱ እውን ምስኡ ተደርበዩ።
68,573

68,574
am_tg
በሰማይ እንዲህ የሚል ታላቅ ድምፅ ሰማሁ፦ “አሁን የአምላካችን ማዳን፣ ኃይልና መንግሥት እንዲሁም የእሱ መሲሕ ሥልጣን ሆኗል፤ ምክንያቱም ቀንና ሌሊት በአምላካችን ፊት የሚከሳቸው የወንድሞቻችን ከሳሽ ወደ ታች ተወርውሯል!
ኣብ ሰማይ ከኣ ከምዚ ዚብል ዓው ዝበለ ድምጺ ሰማዕኩ፦ “እቲ መዓልትን ለይትን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽና ዚኸስሶም ዝነበረ ኸሳስ ኣሕዋትና ተደርብዩ እዩ እሞ፡ ሕጂ ድሕነትን ሓይልን መንግስትን ናይ ኣምላኽና፡ ስልጣን ከኣ ናይ ክርስቶሱ ዀይኑ እዩ!
68,575

68,576
am_tg
እነሱም ከበጉ ደም የተነሳና ከምሥክርነታቸው ቃል የተነሳ ድል ነሱት፤ እስከ ሞት ድረስ እንኳ ለነፍሳቸው አልሳሱም።
ሳላ ደም እቲ ገንሸልን ሳላ ቓል ምስክሮምን ድማ ስዒሮምዎ እዮም፣ ኣብ ቅድሚ ሞት እኳ፡ ንነፍሶም ኣየፍቀርዋን።
68,577

68,578
am_tg
ስለዚህ እናንተ ሰማያትና በውስጣቸው የምትኖሩ ሁሉ ደስ ይበላችሁ! ምድርና ባሕር ግን ወዮላችሁ! ምክንያቱም ዲያብሎስ ጥቂት ጊዜ እንደቀረው ስላወቀ በታላቅ ቁጣ ተሞልቶ ወደ እናንተ ወርዷል።”
ስለዚ፡ ኣቱም ሰማያትን ኣባታቶም እትነብሩን፡ ተሓጐሱ! ኣቱም ምድርን ባሕርን ግና፡ ድያብሎስ ሓጺር እዋን ከም ዘለዎ ፈሊጡ፡ ብብርቱዕ ቍጥዓ ወሪዱኩም ኣሎ እሞ፡ ወይለኹም።”
68,579

68,580
am_tg
ዘንዶውም ወደ ምድር እንደተወረወረ ባየ ጊዜ ወንድ ልጅ በወለደችው ሴት ላይ ስደት አደረሰባት።
እቲ ገበል ከኣ ናብ ምድሪ ኸም እተደርበየ ምስ ረኣየ፡ ነታ ተባዕታይ ሕጻን ዝወለደት ሰበይቲ ሰጐጓ።
68,581

68,582
am_tg
ሆኖም ሴቲቱ ከእባቡ ፊት ርቃ ለአንድ ዘመን፣ ለዘመናትና ለግማሽ ዘመን ወደምትመገብበት በምድረ በዳ ወደተዘጋጀላት ስፍራ በርራ መሄድ እንድትችል የታላቅ ንስር ሁለት ክንፎች ተሰጧት።
ነታ ሰበይቲ ግና፡ ካብ ገጽ እቲ ተመን ርሒቓስ ግዜን ግዜያትን ፍርቂ ግዜን ክትምገብ፡ ናብ በረኻ ናብቲ ቦታኣ ምእንቲ ኽትነፍር፡ ክልተ ኽንፊ ዓብዪ ንስሪ ተዋህባ።
68,583

68,584
am_tg
እባቡም ሴቲቱ በወንዝ ውስጥ እንድትሰምጥ ከአፉ የወጣ እንደ ወንዝ ያለ ውኃ ከኋላዋ ለቀቀባት።
እቲ ተመን ድማ፡ ውሒዝ ምእንቲ ኺወስዳስ፡ ደድሕሪ እታ ሰበይቲ ኸም ውሒዝ ዝበለ ማይ ካብ ኣፉ ተፍአ።
68,585

68,586
am_tg
ይሁን እንጂ ምድሪቱ ለሴቲቱ ደረሰችላት፤ ምድሪቱም አፏን ከፍታ ዘንዶው ከአፉ የለቀቀውን ወንዝ ዋጠች።
ምድሪ ግና ነታ ሰበይቲ ረድኣታ፣ ምድሪ ኣፋ ኸፊታ፡ ነቲ እቲ ገበል ካብ ኣፉ ዝተፍኦ ውሒዝ ወሓጠቶ።
68,587

68,588
am_tg
ዘንዶውም በሴቲቱ ላይ እጅግ ተቆጥቶ የአምላክን ትእዛዛት የሚጠብቁትንና ስለ ኢየሱስ የመመሥከር ሥራ የተሰጣቸውን ከዘሯ የቀሩትን ሊዋጋ ሄደ።
እቲ ገበል ከኣ ነታ ሰበይቲ ተቘጥዓ፣ ምስቶም ትእዛዛት ኣምላኽ ዚሕልዉን ብዛዕባ የሱስ ዚምስክሩን ዝተረፉ ዘርኣ ኺዋጋእ ድማ ከደ።
68,589

68,590
am_tg
ከዚህ በኋላ ከፍተኛ ሥልጣን ያለው ሌላ መልአክ ከሰማይ ሲወርድ አየሁ፤ ከክብሩም የተነሳ ምድር በብርሃን ደመቀች።
ድሕርዚ፡ ዓብዪ ስልጣን ዘለዎ ኻልእ መልኣኽ ካብ ሰማይ ኪወርድ ከሎ ረኣኹ፣ ብኽብሩ እውን ምድሪ በርሀት።
68,591

68,592
am_tg
እሱም በኃይለኛ ድምፅ እንዲህ ሲል ጮኸ፦ “ወደቀች! ታላቂቱ ባቢሎን ወደቀች! የአጋንንት መኖሪያ፣ የርኩስ መንፈስ ሁሉ እንዲሁም የርኩሳንና የተጠሉ ወፎች ሁሉ መሰወሪያ ሆነች!
ብብርቱዕ ድምጺ ኸኣ፡ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ “እታ ዓባይ ባቢሎን ወዲቓ፡ ወዲቓ! ማሕደር ኣጋንንትን ሰፈር ኵሎም ርኹሳት መናፍስትን ሰፈር ርኹስን ጽሉእን ዘበለ ዅሉ ዑፍን ኰይና!
68,593

68,594
am_tg
ብሔራት ሁሉ የዝሙቷ የፍትወት ወይን ጠጅ ሰለባ ሆነዋል፤ የምድር ነገሥታትም ከእሷ ጋር አመንዝረዋል፤ የምድር ነጋዴዎችም ያላንዳች ኀፍረት ባከማቸቻቸው ውድ ነገሮች በልጽገዋል።”
ኵሎም ኣህዛብ ኣደዳ ወይኒ ፍትወት ምንዝርናኣ ዀይኖም፡ ነገስታት ምድሪ ኸኣ ምስኣ መንዚሮም፡ ነጋዶ ምድሪ እውን ብሓይሊ ሕንቃቐኣ ሃብቲሞም።”
68,595

68,596
am_tg
ከሰማይም ሌላ ድምፅ እንዲህ ሲል ሰማሁ፦ “ሕዝቤ ሆይ፣ የኃጢአቷ ተባባሪ መሆን የማትፈልጉና የሚደርስባት መቅሰፍት ተካፋይ መሆን የማትፈልጉ ከሆነ ከእሷ ውጡ።
ካብ ሰማይ ከኣ ካልእ ድምጺ ሰማዕኩ፦ “ኣቱም ህዝበይ፡ ኣብቲ ሓጢኣታ ኸይትጽምበሩ፡ ካብቲ መዓታ እውን ከይትካፈሉስ፡ ካብኣ ውጹ።
68,597

68,598
am_tg
ኃጢአቷ እስከ ሰማይ ድረስ ተቆልሏልና፤ አምላክም የፈጸመቻቸውን ኢፍትሐዊ ድርጊቶች አስቧል።
ከመይሲ፡ ሓጢኣታ ኽሳዕ ሰማይ ተጸፍጺፉ፡ ኣምላኽ ድማ ዓመጻኣ ዘኪሩ እዩ።
68,599