amh
stringlengths
4
155
tig
stringlengths
7
186
ጎጥሮስና አብሚውት ዚነበሩት ሰዎቜ ሁሉን ነገር ትተው ኢዚሱስን ተኚተሉት።
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጎጥሮስን ብጟቱን፡ ንዅሉ ሓዲጎም ንዚሱስ ሰዓብዎ ይብል።
ይሁንና ይሖዋ አስደናቂ ተስፋ ሰጥቶናል።
ይኹን እምበር፡ ዹሆዋ ዜደንቕ ተስፋ ሂቡና ኣሎ።
ጳውሎስ ይበልጥ አስፈላጊ በሆኑት ነገሮቜ ላይ ትኩሚት ያደሚገ ኹመሆኑም በላይ ወደ ሶርያ፣ ትንሿ እስያ፣ መቄዶንያና ይሁዳ ብዙ ጊዜ በመሄድ አምላክን በትጋት አገልግሏል።
ጳውሎስ፡ ኣብቲ ዚሓይሜ ኣተኲሩ ነበሚ፣ ካብን ናብን ሶርያን ንእሜቶ እስያን መቄዶንያን ይሁዳን እናተጓዕዘ ኞኣ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኜ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነበሚ።
ይህ ደግሞ ይበልጥ እሱን እዚመሰልን እንድንሄድ ያነሳሳናል።
እዚ ድማ ንዕኡ ብዝያዳ ምእንቲ ኜንመስሎ፡ ንልብና ኌለዓዕሎ ይግባእ።
እነዚህ ቅቡዓን እንደ ማንኛውም ሰው መንፈሳዊ ትምህርት ማግኘት አለባ቞ው።
እዞም ቅቡኣት እዚኊም ኹም ካልኊት ክርስትያናት መንፈሳዊ ትምህርቲ ዜድልዮም እኳ እንተ ዀነ፡ ንቕብኣቶም ዜሹጋግጾሎም ግና ኣዚድልዮምን እዩ።
ዹጠዹቅነውን ሁሉ ወዲያውኑ ዚሚያደርግልን ኹሆነ በመካኚላቜን ያለው ግንኙነት ትክክለኛውን አካሄድ ዹጠበቀ አይሆንም።
ዝሓተትናዮ ዘበለ ብኡብኡ ዜማልኣልና እንተ ዀይኑ ግና፡ እቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ፡ ግቡእ መልክዕ ኣይህልዎን እዩ።
ዳዊት ይህን ዚጻፈው እሱ በታመመበትና ሁኔታዎቜን መቆጣጠር ባልቻለበት ወቅት አቀሎሎም ዙፋኑን ለመቀማት ዚተነሳበትን ጊዜ በማሰብ ሊሆን ይቜላል።
ዳዊት ነዘን ቃላት እዚአን ዝጞሓፈን፡ ኣብቲ ኣቀሎሎም ንዝፋኑ ኺምንዝዖ ዝፈተነሉ እሞ ሓሚሙ ብምንባሩ ነቲ ዅነታት ንምቍጜጻሩ ኣጞጊምዎ ኣብ ዝነበሹ እዋን ኪኞውን ይኜእል እዩ።
በዚህ ተስፋ ስላልሚኩ አይደለም።
በቲ ተስፋኊም ዘይዓገቡ ብምዃኖም ኣይኰነን።
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዚነበሩ በርካታ ክርስቲያኖቜ እንዲህ ያለ መንፈሳዊ ማበሚታቻ አግኝተዋል።
ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሓያሎ ክርስትያናት፡ ኚምኡ ዝኣመሰለ መንፈሳዊ ምትብባዕ ሚኺቊም እዮም።
ኢዚሱስ ዚሃይማኖት መሪዎቹ ጥያቄ በሚያነሱበት ጊዜ መልስ ይሰጥ ዹነበሹው ዚራሱን ጥበብ ወይም ተሞክሮ በመጠቀም አይደለም።
ሃይማኖታዊ ምጜራር ኬጋጥሞ ኞሎ፡ ኣብቲ ብዙሕ ጥበቡ ወይ ኣብቲ መወዳድርቲ ዘይብሉ ተመክሮኡ ኣይተወኚለን።
ይህ ሲባል ግን መሚጃዎቜን መሰብሰብና ደንቊቜን ማጥናት ማለት ብቻ አይደለም።
እዚ ኞኣ ሓቅታትን ሕግታትን ምፍላጥ ዹጠቓልል እዩ።
ይሖዋ ለእስራኀላውያን አሥርቱን ትእዛዛት ሲሰጥ፣ ኚእሱ በቀር ሌሎቜ አማልክትን እንዳያመልኩና ኹማንኛውም ዓይነት ዚጣዖት አምልኮ እንዲርቁ አዟቾው ነበር።
ዹሆዋ ኣብቲ ዓሰርተ ትእዛዛት፡ ህዝቡ ብዘይካኡ ንኻልኊት ኣማልኜቲ ኞዚምልኹ፡ ዝዀነ ይኹን ኣምልኟ ጣኊት እውን ኚይገብሩ ኣነጺሩ ገሊጹ እዩ።
በመሆኑም ዹአምላክ አገልጋዮቜ እንደመሆናቜን መጠን ለእኛ ዹሚመቾንንና ዹምንወደውን ነገር ኚመልበስ ባለፈ ልናስብበት ዚሚገባ ነገር አለ።
ስለዚ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኜ ኹም ምዃንና መጠን፡ ዚምሜኣና ወይ እንፈትዎ ኜዳን ጥራይ ንኜደን ማለት ኣይኰነን።
ኚቀት ወደ ቀት ስናገለግል ብዙ ጊዜ ሰዎቜን ቀታ቞ው አናገኛ቞ውም።
ኣብ በቀት እናኞድና ኜንሰብኜ ኚለና፡ ብዙሕ ሳዕ ንሰባት ኣብ ቀቶም ኣይንሚኜቊምን ኢና።
ዳዊት ኚቀርሳቀህ ጋር ምንዝር ኹፈጾመ በኋላ ይሖዋን ንጹሕ ልብ ፍጠርልኝፀ በውስጀም ጜኑ ዹሆነ አዲስ መንፈስ አኑር በማለት ተማጜኖታል።
ኚመይሲ፡ ምስ ባትሎባ ዝሙት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ንዚሆዋ፡ ጜሩይ ልቢ ፍጠሚለይ፣ ጜኑዕ ዝዀነ ሓድሜ መንፈስ ኚኣ ኣብ ውሜጠይ ኣንብር ብምባል ለመኖ።
ለሰዎቜ ፍቅር ስናሳይ ዹአምላክን ክብር እናንጞባርቃለን።
ንኻልኊት ሰባት ምስ እነፍቅሮም፡ ክብሪ ኣምላኜ ኢና እነንጞባርቕ።
በዚህ መንገድ ኢዚሱስ ዹአምላክን ሉዓላዊነት ደግፏል።
በዚ ኾምዚ ድማ ንልዑላውነት ኣምላኜ ደገፈ።
በአንደበታቜንም ሆነ በሚሊዮኖቜ ዚሚቆጠሩ መጜሐፍ ቅዱሳዊ ጜሑፎቜ በማበርኚት ለሰዎቜ ምሥራቹን እናሰራጫለን።
ነቲ መልእኜቲ ኞኣ ብቓልን በቲ ብሚልዮናት ዚቝጾር ቅዳሓት መጜሓፍ ቅዱሳዊ ጜሑፋትን ኣቢልና ንዝርግሖ ኢና።
እያንዳንዱ ግለሰብ ፈተና ውስጥ መግባት አለመግባቱ በራሱ ላይ ዚተመካ ነው።
ነፍሲ ወኹፍ ሰብ፡ ብፈተና ናይ ምውዳቕ ወይ ኚኣ ካብቲ ፈተና ናይ ምርሓቕ ምርጫ ኣለዎ።
ኹሁሉ በላይ ደግሞ በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዚተመሠሚቱ ጜሑፎቜን ስታነብ አልፎ አልፎ ቆም እያልክ ማሰላሰልህ ትምህርቱ ወደ ልብህ ዘልቆ እንዲገባና ለተማርኹው መልካም ነገር ይሖዋን በጞሎት እንድታመሰግን አጋጣሚ ይሰጥሃል።
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመስሚተ ጜሑፋት ኚተንብብ ኚለኻ ደው እናበልካ ተስተንትን እንተ ዄንካ፡ ነቲ እተንብቊ ነገር ኚተስተውዕሎን ስለቲ እትመሃሮ ዘለኻ ነገራት ንዹሆዋ ብጞሎት ኚተመስግኖን ኣጋጣሚ ይህበካ እዩ።
ዚሚያሳዝን ቢሆንም ዚትኛውም ክርስቲያን በኃጢአተኛ ሥጋው ምኞት መመራት ሊጀምር ይቜላል።
እወ፡ ዝዀነ ይኹን ክርስትያን ብሓጥእ ስጋኡ ምምልላስ ኪጅምር ይኜእል እዩ።
ጳውሎስ ይህን ዹተናገሹው እነማንን በአእምሮው ይዞ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን ባንቜልም አምላክን በመታዘዛ቞ውና ዚእሱን ፈቃድ በመፈጾማቾው በድንጋይ ተወግሹው ስለሞቱት ስለ ናቡ቎ እና ስለ ዘካርያስ መናገሩ ሊሆን ይቜላል።
ጳውሎስ ብዛዕባ መን ይዛሚብ ኹም ዘሎ ርግጞኛታት ክንኹውን ዘይንኜእል እኳ እንተ ዀንና፡ ኹም ናቊትን ዘካርያስን ዝኣመሰሉ ገሊኩም እሙናት ሰባት ንኣምላኜ ብምእዛዞምን ፍቓዱ ብምግባሮምን ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም እዮም።
በርካታ ወንድሞቻቜን በመሬት መንቀጥቀጥ፣ በጎርፍ መጥለቅለቅ፣ በኃይለኛ አውሎ ነፋስ፣ በሱናሚ ወይም በሌሎቜ ዚተፈጥሮ አደጋዎቜ ዚተነሳ ጉዳት ደርሶባ቞ዋል።
ብዙሓት ኣሕዋትና ብምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ብምዕልቕላቕ ማይ፡ ብህቊብላ ንፋስ፡ ብሱናሚ፡ ወይ ብኻልእ ባህርያዊ ሓደጋታት ሕሰም ሚኺቊም እዮም።
ዹይሖዋን ሕግ መጜሐፍ ዚሚያስተምሩ ሰዎቜን ወደ ይሁዳ ኚተሞቜ ልኳል።
መጜሓፍ ሕጊ ዹሆዋ ተጠቒሙ ኞኣ ብወፈራ ንህዝቡ ምሂሩ እዩ።
አንዳንዶቜ በአምላክ ማመን ያቆሙት በሃይማኖት ውስጥ ዹሚፈጾመው ነገር ቅር ስላሰኛ቞ው ነው።
ገሊኩም ኚኣ ብሃይማኖት ተስፋ ስለ ዝቘሚጹ፡ ኣብ ኣምላኜ ምእማን ሓዲጎምዎ እዮም።
ይሖዋ ኚዚያ በኋላ ሕይወት ያላ቞ውንና ዹሌላቾውን ነገሮቜ በሙሉ ሲፈጥር ልጁ አብሮት እንዲሠራ አድርጓል።
ዹሆዋ ንወዱ፡ ኣብ ኵሉ ኻልእ ዕዮታት ፍጥሚት ምስኡ ኺሳተፍ ፈቒዱሉ እዩ።
ዮናታን እንዲህ ያለ ተፈታታኝ ሁኔታ አጋጥሞት ሊሆን ይቜላል።
ዮናታን ኚምኡ ዓይነት ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ።
ይሖዋ በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት ዚተትሚፈሚፈ መንፈሳዊ ምግብ ይሰጠናል።
ዹሆዋ ብእሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ኣቢሉ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ ብምሃብ እውን ባሪኹና እዩ።
አምላክ ሳኊልን ንጉሥ እንዲሆን ዚቀባው ቢሆንም ኹጊዜ በኋላ ሳኊል ታዛዥ ሳይሆን በመቅሚቱ ይሖዋ ተወው።
ኣምላኜ ንሳኊል ንጉስ ኪኞውን እኳ እንተ ቐብኊ፡ ሳኊል ግና ጾኒሑ ዘይእዙዝ ኰነ፡ ዹሆዋ ድማ ነዓቖ።
እንዲህ ካደሚግን ዹይሖዋ ምሥክሮቜ መሆናቜንን ለመናገር አንሞማቀቅም።
ኚምኡ ምስ እንገብር፡ ኹይተሰኹፍና ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኹም ዝዀንና ገሊጜና ኜንላለ ንኜእል ኢና።
ሙሎ፣ ይሖዋ ለእስራኀላውያን ቃል ስለገባው ነገር በጥልቅ ባሰላሰለ መጠን በአምላክ ላይ ያለው እምነትና ለእሱ ያለው ፍቅር እያደገ ሄዷል።
ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ንእስራኀላውያን ዘተስፈዎም ተስፋ ኞስተንትን ኚሎ፡ ንዹሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ትዓቢ፡ እምነቱ ድማ ትድልድል ነበሚት።
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትንቢት እንደሚያሳዚው በ1914 ክርስቶስ በሥልጣኑ ሲገኝ ዹአምላክ መንግሥት በሰማይ መግዛት ጀምሯል።
እቲ ዚሱስ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ብ1914 ምስ ጀመሚ፡ እታ ሰማያዊት መንግስቲ ኣምላኜ ኹም እተመስሚተት ትንቢት መጜሓፍ ቅዱስ ይነግሹና እዩ።
ብዙዎቜ ሰይጣን አለ ብሎ ማመን ቂልነት እንደሆነ ይሰማ቞ዋል።
ብዙሓት ሰባት፡ ሰይጣን ኹም ዘሎ ምእማን ዕሜነት ኰይኑ ይስምዖም እዩ።
በጉባኀ፣ በወሚዳና በክልል ስብሰባዎቜ ላይ ንግግር ሲሰጥ ማስታወሻ ትይዛለህ?
ህዝባዊ መደሹ ኪቐርብ ኹሎን ኣብ ዓበይቲ ኣኌባታትን መዘኻኞሪ ትጜሕፍ ዲኻ፧
ይሁንና አብዛኞቹ ክርስቲያን ባለትዳሮቜ ዹአምላክን መመሪያ ስለሚኚተሉ፣ ለእነዚህ ቜግሮቜ ሁለቱንም ወገኖቜ ዚሚያስማሙ መፍትሔዎቜን ማግኘት ቜለዋልፀ ይህም ዚሚያስመሰግና቞ው ነው።
ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኊም ክርስትያን ሰብ ሓዳር ብኣምላኜ ኪምርሑ ፍቓደኛታት ብምዃኖም፡ ንዅሉ እዚ ጞገማት እዚ ኞኣ ክልቲኊም ዚቕበልዎ ፍታሕ ይገብሩሉ ብምህላዎም ኪንኣዱ ይግብኊም።
ኢዚሱስ ኹይሖዋ ጋር በቢሊዮን ለሚቆጠሩ ዓመታት አብሮ ሳይሠራ አይቀርምፀ በመሆኑም አንዳ቞ው ለሌላው በጣም ጥልቅ ፍቅር አዳብሚዋልፀ እንዲሁም ፈጜሞ ሊበጠስ ዚማይቜል ጠንካራ ወዳጅነት መሥርተዋል።
ዚሱስ ምስ ዹሆዋ ምናልባት ንቢልዮናት ዓመታት እዩ ዓይዩ፣ ኣብ መንጎ ሓድሕዶም ኚኣ ድልድልትን ዘይትብተኜን ፍቕሪ እያ ማዕቢላ።
ኹዚህ በተቃራኒ በእኛ ዹሚተማመን ኹመሆኑም ሌላ ሊሚዳን ይፈልጋል።
ብኣንጻሩ እኳ ደኣስ፡ ብኣና ይተኣማመንን ኪሕግዘና ይደልን እዩ።
በአካባቢዋ ኹዘር ጋር ዚተያያዘ ግጭት ሲቀሰቀስ ግን ቀደም ሲል ለሰርቊቜ ዚነበራት ጥላቻ ማገርሞት ጀመሚፀ በመሆኑም ለሰርቊቜ መስበክ ኚበዳት።
ይኹን እምበር፡ ኣብቲ እትነብሚሉ ኞባቢ ዓሌታዊ ዓመጻ ምስ ተላዕለ፡ እቲ ቐደም ዝነበራ ጜልኢ ኪቕልቀል ጀመሚ፣ ንተቐማጩ ሰርብያ ምስባኜ ድማ ኣዝዩ ኞበዳ።
ይህ ሲባል ግን እንደ ይሖዋ ገደብ ዚለሜ ነፃነት አለን ማለት አይደለም።
ኚምቲ ንዹሆዋ ዘለዎ ዓይነት ምሉእ ናጜነት ዚብልናን።
ዹማመዛዘን ቜሎታ ያለው ማንኛውም ሰው በክፉ መናፍስት እንደማያምን ይናገራሉ።
ኣስተውዓሊ ሰብ ኣብ እኩያት መናፍስቲ ዘይኣምን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም።
ፈርዖን እንደሚገድለው ቢዝትበትም እንኳ እምነቱ፣ ለአምላክ ያለው ፍቅርና ምናልባትም ወደፊት ዚሚጠብቀውን ግሩም ሕይወት በአእምሮው መሳሉ ፈርዖንን በድፍሚት ለመጋፈጥ አጠናክሮታል።
ፈርኩን ኪቐትሎ ምስ ኣፈራርሆ እውን ኚይተሚፈ፡ ነቲ ምፍርራህ ብትብዓት ኪገጥሞ ዝኞኣለ፡ እምነትን ፍቕሪ ኣምላኜን ስለ ዝነበሮ፡ ምናልባት እውን ኣብ ኣእምሮኡ ብሩህ ተስፋታት ይስእል ስለ ዝነበሹን እዩ።
ዚቀተሰብህ አባላት እንዲህ ያለ ጞሎት ስታቀርብ መስማታ቞ው በይሖዋ እንደምትታመን እንዲገነዘቡ ያደርጋ቞ዋል።
እኳ ደኣስ፡ ብዚሆዋ ኾም እትእመን ኪርድኡ እዮም።
ታዲያ ዹይሖዋ ፍቅርና ምሕሚት ምን እንድናደርግ ሊያነሳሳን ይገባል?
ንዓናኾ ፍቕርን ምሕሚትን ዹሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ኺድርኞና ዘለዎ፧
በአሁኑ ወቅት ኚሕመማቜን ተአምራዊ በሆነ መንገድ እንደምንድን አንጠብቅም።
ሕጂ ብተኣምራዊ መገዲ ኜንሓዊ ትጜቢት ክንገብር ዚብልናን።
አንዳንድ ወንድሞቜ ደግሞ ተቃውሞና ስደት እያጋጠማ቞ው ነው።
ገሊኩም ኣሕዋትና ብሰንኪ ተቓውሞን መስጐጕትን መኚራ ይወርዶም ኣሎ።
ይህ ደግሞ ራስህን በጥሞና መመርመር ይጠይቅብህ ይሆናል።
እዚ ድማ ንርእስኻ ኜትምርምር ዚድልዚካ ማለት እዩ።
በመሆኑም ኚአለባበስና ኚአጋጌጥ ጋር በተያያዘ ዹምናደርገው ምርጫ ሉዓላዊውን ጌታ ይሖዋን ዚሚያስደስተውን ነገር ግምት ውስጥ ያስገባ መሆን ይኖርበታል።
ስለዚ፡ ኣብ ኣኚዳድናናን ኣመለኻኜዓናን ነቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ ዹሆዋ እንታይ ባህ ኹም ዜብሎ ኣብ ግምት ኚነእቱ ኣሎና።
አምላክ፣ በዚህ ጥቅስ ላይ ኹተገለጾው ዝግጅትና ኚተጠቀሱት ግለሰቊቜ ጋር ዚተያያዙ እውነታዎቜን ቀስ በቀስ እንዎት እንደገለጠ ዹሚጠቁሙ እንዲሁም ትንቢቱ እንዎት እንደሚፈጞም ዚሚያሳዩ ቁልፍ ጥቅሶቜን በቅደም ተኹተል ማስፈር ትቜላላቜሁ።
ኣምላኜ ኹመይ ገይሩ በብግዜኡ ብዛዕባ እዚ ንሰባት ኹም ዝገለጾሎምን እቲ ትንቢት መዓስ ኹም እተፈጞመን ዚሕብር ቀንዲ ጥቕስታት መጜሓፍ ቅዱስ ኣብኡ ዘርዝር።
ሌሎቜም ዚራሳ቞ውን ውሳኔ ዚማድሚግ ነፃነት እንዳላ቞ው አምነን መቀበል አለብን።
ሓደ ኻብቲ ኣብ ናጜነትና ዘሎና ደሚት፡ ካልኊት ኣብ ህይወቶም ናይ ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ መሰል ዘለዎም ምዃኑ እዩ።
በጉባኀው ውስጥ ወደፊት ሊያኚናውን ስለሚቜለው ነገር እያሰበ ያለን አንድ ወንድም ወደ አእምሯቜን እናምጣ።
ሓደ ሓው ኣብ ጉባኀኡ ብኞመይ ኪሕግዝ ኹም ዚኜእል ኪሓስብ ኹሎ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ።
ለምሳሌ ያህል፣ ዹምንኖሹው በመጚሚሻዎቹ ቀኖቜ ውስጥ መሆኑን ዚሚያሳዚውን ቅዱስ ጜሑፋዊ ማስሚጃ በዝርዝር በማጥናት ዹዚህ ሥርዓት መደምደሚያ በእርግጥ እንደቀሚበ ያለህን እምነት ማጠናኹር ትቜላለህ።
ንኣብነት፡ ኣብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ንነብር ኹም ዘለና ብዝያዳ ምእንቲ ኜትተኣማመን፡ ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ኹም ዘለና ዚሕብር ቅዱስ ጜሑፋዊ መርትዖ ብዝርዝር ኚተጜንዕ ትኜእል ኢኻ።
ለመመሥኚር ዚሚያስቜል አጋጣሚ ካገኘንም ነፃነት ተሰምቶን እንመሠክራለን።
እወ፡ ኣጋጣሚ ኪኜፈተልና ኞሎ፡ ንምምስካር ኣይክንሜቝሚርን ኢና።
በተመሳሳይም ይሖዋ ለጞሎታቜን መልስ ኚመስጠቱ በፊት ዹተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ ዚሚያደርገው ለእኛ ጥቅም ሲል ሊሆን ይቜላል።
ብተመሳሳሊ፡ ዹሆዋ ንዓና ዚሕሾና ስለ ዚፈልጥ፡ ንጞሎትና ቕድሚ ምምላሱ እተወሰነ ግዜ ንኺሓልፍ ኪፈቅድ ይኜእል እዩ።
ማግባት ዹሚፈልጉ ክርስቲያኖቜ ጓደኝነትን በተመለኹተ ይበልጥ ጥንቃቄ ማድሚግ አለባ቞ው።
ብፍላይ እቶም ኪምርዓዉ ዚደልዩ ንጜል ክርስትያናት፡ ብዛዕባ እቲ ዚምስርትዎ ዕርክነት ኪጥንቀቑ ኣገዳሲ እዩ።
አብርሃምና ሣራ፣ ይስሐቅና ርብቃ እንዲሁም ሕልቃናና ሐና ለትዳር ጓደኛቾው ያላ቞ውን ፍቅር ገልጞዋል።
ኣብርሃምን ሳራን፡ ይስሃቅን ርብቃን፡ ኀልቃናን ሃናን ነንመጻምድቶም ፍቕሮም ገሊጟም እዮም።
ተጚማሪ እውቀት ማግኘት ቢፈልግም በአደባባይ ኚኢዚሱስ ጋር ሲነጋገር ቢታይ ሰዎቜ ምን እንደሚሉት በማሰብ ፈርቶ ነበር።
ዝያዳ ኺፈልጥ እኳ እንተ ደለዚ፡ ምስ ዚሱስ ብግህዶ ኺዛሚብ ኹሎ ኾይርአ ፈርሀ።
አብዛኛውን ጊዜ ያገቡ ክርስቲያኖቜ ብዙ ዚቀተሰብ ኃላፊነት ይኖርባ቞ዋል።
መብዛሕትኡ እዋን፡ እተመርዓዉ ኣገልገልቲ ኣምላኜ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቀት ኣለዎም።
ዹይሖዋ መመሪያዎቜ ግን አልተለወጡምፀ እሱ አሁንም አንድ ይሖዋ ነው።
ግናኞ፡ ዹሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት ሕጂ እውን ኣይተቐዚሚን፣ እወ፡ ሎሚ እውን ሓደ ዹሆዋ እዩ።
በአስተዳደጋ቞ው ወይም በማኅበሚሰቡ ውስጥ ባላ቞ው ቊታ ዚተነሳ ሌላ ዘር ወይም ዜግነት ካላ቞ው ሰዎቜ እንደሚያንሱ ሊሰማቾው ይቜላል።
ብሰንኪ ኣተዓባብያኊም ወይ ማሕበራዊ ደሚጃኊም፡ ካብቶም ካልኊት ዓሌት ወይ ህዝቢ እተፈልዩ ዀይኑ ኺስምዖም ይኜእል እዩ።
አንድ ሰው ትዳሩ አስደሳቜ እንደሚሆን ተስፋ አድርጎ ይህ እውን ሳይሆን ሲቀር እርካታ ሊያጣ፣ እንደተታለለ ሊሰማው አልፎ ተርፎም በምሬት ሊዋጥ ይቜላል።
ሓደ ሰብ ብዛዕባ ዜሐጕስ ሓዳር ዝነበሮ ትምኒት ኹም ዝሓሰቩ ኾይኰነ ምስ ሚኞቊ፡ ዕግበት ኪስእንን እተታለለ ዀይኑ ኺስምዖን ኪማሚርን ይኜእል እዩ።
በሮም ዹሚገኙ ክርስቲያኖቜ ቀድሞውኑ ዚተቀበሉትን ነገር ማሚጋገጥ ያስፈለጋ቞ው ለምንድን ነው?
ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ክርስትያናት ነቲ ድሮ እተቐበልዎ ነገራት ስለምንታይ እዮም መርሚሮም ኪፈልጥዎ ዜድልዮም ዝነበሹ፧
ሚሪዬታ እንዲህ ብላለቜፊ ኹሁሉ በላይ ዚሚዳኝ በአገልግሎቱ ላይ ትኩሚት ማድሚጌ ነው።
ሚርዚታ ኾምዚ በለትፊ ኣቓልቊይ ኣብ ኣገልግሎት ምግባሚይ ኣዝዩ ሓጊዙኒ እዩ።
በመስክ አገልግሎት ስንካፈል ሌሎቜ እምነት እንዲያዳብሩ ኚመርዳታቜን በተጚማሪ ዚራሳቜንም እምነት እያደገ ይሄዳል።
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኜንሳተፍ ኚለና፡ እምነት ካልኊት ጥራይ ኣይኰንናን እንሃንጜ፣ ዚግዳስ፡ እምነትና እውን ትዓቢ እያ።
ዹዓለም መንፈስ፣ ወደማንፈልገው አቅጣጫ ሊወስደን ኚሚታገል ወንዝ ጋር ሊመሳሰል ይቜላል።
መንፈስ ዓለም ምስ ሓደ ናብ ዘይደለናዮ ኣንፈት ዚደፍኣና ውሕጅ ኪመሳሰል ይኜእል እዩ።
በእርግጥም አብርሃም በእምነታ቞ው ዚተነሳ እንደ ጻድቃን ለተቆጠሩት ሁሉ አባት ተብሎ መጠራቱ ምንም አያስደንቅም!
እምበኣር፡ ኣብርሃም ንዅሎም እቶም ዚኣምኑ ኣቊኊም እንተ ተባህለ ዚውሕዶ ኣይኰነን።
ይሖዋ ዹነነዌ ሰዎቜ ንስሐ እንደገቡና እንደተለወጡ ሲያይ ውሳኔውን ቀይሯል።
ዚሆዋ፡ ሰብ ነነዌ ኾም እተነስሑን ኣተሓሳስባኊም ኹም ዝቐዚሩን ምስ ሚኣዚ፡ ውሳነኡ ኣተዓራርዩ እዩ።
በጥንታዊ ዚቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎቜ ላይ ዚተደሚጉት ጥናቶቜ፣ ዛሬ ያለው መጜሐፍ ቅዱስ ይሖዋ በመንፈሱ መሪነት መጀመሪያ ያሰፈሚውን ሐሳብ ዚያዘ መሆኑን ቅን ልብ ያላ቞ው ዚመጜሐፍ ቅዱስ ተማሪዎቜ እንዲያምኑ አድርገዋ቞ዋል።
ተመሃሮ መጜሓፍ ቅዱስ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጜሑፋት ዝገበርዎ መጜናዕቲ፡ እቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ መጜሓፍ ቅዱስ ኚምቲ ዹሆዋ ኣብ ፈለማ ብድራኞ መንፈሱ ዘጜሓፎ ምዃኑ ምትእምማን ኣሕዲሩሎም እዩ።
ክርስቲያኖቜ እንዲህ ዓይነት ታማኝነት ለማሳዚት በዚህ ዓለም ላይ በሚፈጠር በዚትኛውም ግጭት ወይም ውዝግብ ውስጥ ኚመግባት መቆጠብ አለባ቞ው።
ክርስትያናት ኹምዚ ዓይነት ተኣማንነት ኬርእዩ እንተ ዀይኖም፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ግጭትን ፖለቲካዊ ጕዳያትን እዛ ዓለም እዚኣ ኺርሕቁ ኣለዎም።
ሜልማታቜንን ዹምናገኘው ኹይሖዋ ዘንድ እንደሆነ በማሰብ ይህን ማድሚግ እንቜላለን።
ዹሆዋ ኞኣ ዚግብኣና ዓስቢ ኺህበና እዩ።
ለትዳር ጓደኛህ፣ ለቅርብ ወዳጅህ አሊያም ለጉባኀህ ሜማግሌ ስሜትህን መናገርህ ስላለህበት ሁኔታ ሚዛናዊ አመለካኚት እንዲኖርህ ሊሚዳህ ይቜላል።
ብዛዕባ እቲ ዜጚንቐካ ነገራት ሚዛናዊ ዝዀነ ኣሚኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ ኻብ መጻምድትኻ፡ ካብ ናይ ቀሚባ ዓርክኻ፡ ወይ ካብ ሓደ ሜማግለ ጉባኀ ሓገዝ ክትሚክብ ትኜእል ኢኻ።
ዚዓመት መጜሐፍ በምታነብበት ጊዜ ቆም ብለህ ማሰብህ እንዲሁም ባነበብካ቞ው ተሞክሮዎቜ ላይ ማሰላሰልህና ልብህ እንዲነካ ማድሚግህ ጠቃሚ ነው።
መጜሓፍ ዓመት ኚተንብብ ኚለኻ እቲ ዘንበብካዮ ተመክሮታት ንልብኻ ምእንቲ ኺትንክፎ ሓንሳእ ደው እናበልካ ምስትንታን ኪሕግዘካ ይኜእል እዩ።
ይሖዋ፣ ታማኝ አገልጋዮቹ አንዳንድ መብቶቜን እስኪያገኙ አሊያም ደግሞ ያሉበት ሁኔታ እስኪስተካኚልላ቞ው ድሚስ ዹተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ ሊፈቅድ ቢቜልም ምንጊዜም እነሱን ኹመደገፍ ወደኋላ አይልም።
ዹሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ወትሩ ይድግፎም እኳ እንተ ዀነ፡ ፍሉይ መሰላት ክሳዕ ዚሚኜቡ ወይ ኚኣ ዚምሜእ ኵነታት ክሳዕ ዚርኚብ ኪጜበዩ ይሓድጎም እዩ።
ታዲያ ኚሰይጣን ጋር በምናደርገው ውጊያ ማሾነፍ እንቜላለን?
እሞኞ ኣብቲ ምስ ሰይጣን እንገብሮ ቓልሲ ኜንዕወት ንኜእል ዲና፧
ሐዋርያው ጎጥሮስ፣ አይሁዳዊ ላልሆኑ ሰዎቜ መሠሹተ ቢስ ጥላቻ ነበሚውፀ ውሎ አድሮ ግን እንዲህ ያለውን አሉታዊ አመለካኚት ማስወገድ ቜሏል።
ሃዋርያ ጎጥሮስ ንእተወሰነ ግዜ ኣይሁድ ብዛዕባ ዘይኰኑ ሰባት ኣሉታዊ ኣሚኣእያ ነይርዎ እዩ፣ ነዚ ግና በብቝሩብ ካብ ልቡ ደምሲስዎ እዩ።
አራቱም ልጆቿ 14 ዓመት ሳይሞላ቞ው ዚተጠመቁላት ቀሚኒሲ እንዲህ ብላለቜፊ ዹተደበላለቀ ስሜት ተሰምቶን ነበር።
ደቂ 14 ቕድሚ ምዃኖም እተጠምቁ ኣርባዕተ ውሉዳት ዘዕበዚት በርኒስ፡ ሜዑ፡ ስምዒትና ኣጞቢቑ እተተንኚዚሉ እዋን እዩ ነይሩ።
በእርግጥም መጜሐፍ ቅዱስ አስቀድሞ እንደተናገሚው በመጚሚሻዎቹ ቀናት ውስጥ ዚሚኖሩ ሰዎቜ ዚማያመሰግኑ ሆነዋል።
እወ፡ ኚምቲ መጜሓፍ ቅዱስ እተነበዮ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ሰባት ዘዚመስግኑ እዮም ኰይኖም ዘለዉ።
ዚሰዎቜ ግድዚለሜነት ተስፋ እንዲያስቆርጣቜሁ ወይም ነቅታቜሁ ኹመጠበቅ እንዲያዘናጋቜሁ አትፍቀዱ።
ካልኊት ተገዳስነት ዘይብሎም ምዃኖም ተስፋ ኬቝርጞካ ወይ ንንቕሓትካ ኌዳኜሞ ኣይትፍቀድ።
ታዲያ ይሖዋ ስላደሚገው ዚጥምቀት ዝግጅት ተገቢ አመለካኚት እንዲኖርህ ምን ይሚዳሃል?
ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ዝሰርዖ ጥምቀት ቅኑዕ ኣሚኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ፡ እንታይ ክትገብር ትኜእል፧
በእርግጥም እኛ ስህተት ስንሠራ በሰማይ ያለው አባታቜን ይቅር እንደሚለን ሁሉ እኛም ሌሎቜ ስህተት በሚሠሩበት ጊዜ ይቅር ባዮቜ ልንሆን ይገባል።
ስለዚ፡ ኚምቲ ኣቊና ዹሆዋ ኜንጋገ ኾለና ዚምሕሚና፡ ንሕና እውን ኣብነቱ ብምስዓብ ካልኊት ኪጋገዩ ኾለዉ ንምሓሮም።
ኢዚሱስ ሲሰድቡት መልሶ አልተሳደበም።
ንዚሱስ ድማ ንመስሎ ኢና፣ ንሱ፡ ምስ ተጞርፈ፡ መሊሱ ኣይጞሚፈን።
መጜሐፍ ቅዱስ እንዲህ በማለት ይመክሹናል፩ እንደ አስፈላጊነቱ ሌሎቜን ዚሚያንጜና ሰሚዎቹን ሊጠቅም ዚሚቜል መልካም ቃል ብቻ እንጂ ዹበሰበሰ ቃል ኚቶ ኚአፋቜሁ አይውጣ።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ንሰማዕቱ ምእንቲ ኺጠቅምሲ፡ ንምህናጜ ዜድሊ ዘበለ ጜቡቕ ቃል እምበር፡ ሕማቕ ቃልሲ ኻብ ኣፍኩም ኣይውጻእ ኢሉ ይምዕደና።
ብዙ አስፋፊዎቜ ይህን ዚአገልግሎት ዘዮ ውጀታማና አስደሳቜ ሆኖ አግኝተውታል።
ሓያሎ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኣብዚ ዕዮ እዚ ብምክፋሎም ብዙሕ ውጜኢትን ዓስብን ሚኺቊም እዮም።
ይህን ዹሚጠቁሙ አንዳንድ ምልክቶቜን እስቲ እንመልኚት።
ገለ ኻብቲ ሒደት ናይ መጠንቀቕታ ምልክታት እስኚ ንመርምር።
በመሆኑም በዓለም ላይ ያለው መዝናኛና አለባበስ እንዲሁም ዓለማዊ ጓደኞቜ ልባቜንን እዚማሚኩት መሆን አለመሆኑን ለማሚጋገጥ አዘውትሚን ራሳቜንን መመርመር ይኖርብናል።
እዚ ኺብሃል ኚሎ፡ ልብና ብዓለማዊ መዘናግዒታት፡ ብምሕዝነት፡ ብቕዲ ኜዳውንትን ኣመለኻኜዓን ምእንቲ ኞይሰድዕ፡ ወትሩ ኜንምርምሮ ኌድልዚና እዩ።
እንዲህ ብሏልፊ አባት ሆይ፣ ፈቃድህ ኹሆነ ይህን ጜዋ ኚእኔ አርቅ።
ሜዑ፡ ኣቊ፡ እንተ ፈቲኻስ፡ ነዛ ጜዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ።
ጎጥሮስና ሌሎቜ ደቀ መዛሙርት ዚወደፊቱን ጊዜ በአእምሯ቞ው እንዲስሉ ለመርዳት ኢዚሱስ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነገራ቞ው።
ዚሱስ ነተን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ቓላት እተዛሚበን ንጎጥሮስን ነቶም ካልኊት ደቀ መዛሙርትን ብዛዕባ ዚመጜእ ኣብ ኣእምሮኊም ንኺስእሉ ምእንቲ ኺሕግዞም ኢሉ እዩ።
በዚህ መንገድ እርስ በርስ መበሚታታታቜሁ በመንፈሳዊ ዚሚያጠነክርህ ኹመሆኑም በላይ ያለብህን ማንኛውንም ጭንቀት መቋቋም ቀላል እንዲሆንልህ ያደርጋል።
እቲ ኣብኡ እትሚኜቊ ምትብባዕ፡ መንፈሳዊ ስንቅኻ ኜትመልእን ንጭንቀትካ ኜትዋጜኣሉን ይሕግዘካ እዩ።
ኚመጀመሪያ ዚሰማቜሁት መልእክት እርስ በርሳቜን መዋደድ አለብን ዹሚል ነውና።
ንሓድሕድና ኜንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኜቲ እያ ኢሉ ጜሒፉ እዩ።
ለአምላክም ሆነ ኹጊዜ በኋላ ዚእስራኀል ንጉሥ ለሚሆነው ለዳዊት ያለውን ታማኝነት አላጓደለም።
ካብቲ ንኣምላኜን ነቲ ጾኒሑ ንጉስ እስራኀል ዚኾውን ዳዊትን ዝነበሮ ተኣማንነት ምንቕ ኣይበለን።
ልክ እንደ ኢዮሳፍጥ ሁሉ እኛም አንዳንድ ጊዜ፣ ቜግር ሲያጋጥመን ምን ማድሚግ እንዳለብን ግራ እንጋባ ምናልባትም በፍርሃት እንዋጥ ይሆናል።
ንሕና እውን ሓድሓደ ግዜ ኾም ዮሳፋጥ እንታይ ኹም እንገብር ኪጠፍኣናን ክንፈርህን ንኜእል ኢና።
ዚኢዚሱስን ምሳሌ በመኹተል መጜሐፍ ቅዱስን በዹቀኑ ማንበብ፣ ማጥናትና ባወቅነው ነገር ላይ ማሰላሰል ይኖርብናል።
ንሕና እውን ኣብነት ዚሱስ ብምስዓብ፡ ንመጜሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኞነንብቊን ኚነጜንዖን ብዛዕባ እቲ እተመሃርናዮ ኞነስተንትንን ኣሎና።
ዚሐሰት ሃይማኖት ድርጅቶቜን እዚደገፉ ዹአምላክን ሞገስ ማግኘት እንደማይቜሉ ተገንዝበዋል።
ንናይ ሓሶት ሃይማኖታዊ ውድባት ክሳዕ ዝደገፉ፡ በሚኞት ኣምላኜ ኹም ዘይሚኜቡ ተገንዘቡ።
ይሁንና እንዲህ ያለው ተገቢ ያልሆነ ስሜት በራሱ እንደሚጠፋ በማሰብ እጇን አጣጥፋ አልተቀመጠቜም።
እቲ ኣሉታዊ ስምዒታ ባዕሉ ኜሳዕ ዚጠፍእ ኢዳን እግራን ኣጣሚራ ኜትጜበ ኾም ዘይብላ ግና ተገንዘበት።
ባለንበት ሁኔታ ዚተነሳ፣ ዚመንግሥቱን ሥራ ለመደገፍ ማኹናወን ዚምንቜለው ነገርና ዹምናደርገው መዋጮ ውስን ሊሆን ይቜላልፀ ያም ቢሆን ይሖዋና ኢዚሱስ ሁላቜንም በዚህ ሚገድ ዹምናደርገውን ጥሚት በጣም ያደንቃሉ።
ሚብሓታት መንግስቲ ኣምላኜ ንምድጋፍ እንገብሮ ጻዕርን ኣበርክቶን ድሩት እንተ ዀነ እውን፡ ዹሆዋን ዚሱስን ነቲ እንገብሮ ጻዕሪ ኣኜቢሮም እዮም ዚርእይዎ።
ሐዋርያው ጎጥሮስ ለክርስቲያኖቜ ሲጜፍ እንዲህ ብሏልፊ ይህን በመሰለው ያዘቀጠ ወራዳ ሕይወት ኚእነሱ ጋር መሮጣቜሁን ስለማትቀጥሉ ግራ ይጋባሉፀ በመሆኑም ይሰድቧቜኋል።
ሃዋርያ ጎጥሮስ፡ ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐዚኹም ይግሚሙ፡ ንዓኻትኩም ንክርስትያናት ኚኣ ይጞርፉኹም ኣለዉ ኢሉ ጞሓፈ።
መጀመሪያ፣ ዚጉባኀ አገልጋይ ለመሆን ዚሚያስፈልጉትን ብቃቶቜ ለማሟላት ይጥራል።
ፈለማ፡ ኣገልጋሊ ጉባኀ ኪኞውን ይጜዕር።
በድግሱ ላይ ኹተጠበቀው በላይ ብዙ እንግዶቜ መጥተው ሊሆን ይቜላል።
ቍጜሪ እቶም ናብቲ መርዓ ዝመጹ ኣጋይሜ ካብቲ ትጜቢት እተገብሚሉ ንላዕሊ ነይሩ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
ኀልሳዕም ግብዣውን ወዲያውኑ በመቀበል ዝቅ ተደርገው ዚሚታዩ ሥራዎቜን በማኹናወን በዕድሜ ዹገፋውን ነቢይ በታማኝነት ማገልገል ጀመሚ።
ኀልሳእ ውዓል ሕደር ኚይበለ፡ ነቲ ዕድመ ተቐበሎ፣ ትሑት ዕዮ ብምዕያይ ኚኣ ነቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበሹ ኀልያስ ብተኣማንነት ኣገልገሎ።
እንደ ሚካያህ እና ኀርምያስ ያሉት ነቢያት መዘባበቻ በመሆንና ወህኒ ቀት በመጣል ፈተና ቢደርስባ቞ውም እምነት ስለነበራ቞ው ተቋቁመውታል።
ኹም ሚክያስን ኀርምያስን ዝኣመሰሉ ነብያት ብምኜንያት እምነቶም፡ ብላግጜን ብማእሰርትን ተፈቲኖም እዮም።
ይሖዋ በድርጅቱ ምድራዊ ክፍል ውስጥ ዹሚገኙ አገልጋዮቹን በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት ይመራ቞ዋል እንዲሁም ይመግባ቞ዋልፀ ይህን ባሪያ ዚሚመራው ደግሞ ዚጉባኀው ራስ ክርስቶስ ነው።
ዹሆዋ ኣብታ ምድራዊ ኜፋል ውድቡ ንዘለዉ ህዝቡ በቲ ኣብ ትሕቲ እቲ ርእሲ ጉባኀ ዝዀነ ክርስቶስ ዘሎ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ገይሩ ይመርሖምን ይምግቩምን እዩ።
README.md exists but content is empty. Use the Edit dataset card button to edit it.
Downloads last month
5
Edit dataset card