amh
stringlengths 4
155
| tig
stringlengths 7
186
|
---|---|
ይሖዋ በዛሬው ጊዜ ሰዎችን እየረዳ እንደሆነ እንድናምን የሚያደርገን አጥጋቢ ምክንያት አለን። | ሎሚ፡ የሆዋ ኣብ ህይወት ሰባት ብንጡፍ ይዓዪ ኸም ዘሎ ዜርኢ እኹል መርትዖ ኣሎና። |
ያም ቢሆን እንደ ጳውሎስ ይህን ለማድረግ መጣር ይኖርብናል። | ከም ጳውሎስ ግና፡ ከምኡ ንምግባር ክንጽዕር ኣሎና። |
በመሆኑም ሳኦል ዮናታንን ተቆጥቶ ኃይለ ቃል በመናገር አዋረደው። | ስለዚ፡ ሳኦል ተቘጢዑ ንዮናታን ኣዋሪድዎ። |
መጽሐፍ ቅዱስ፣ በአምላክ ቃል ላይ የሚያሰላስሉና የተማሩትን ተግባራዊ ለማድረግ የሚጥሩ ሰዎች በረከት እንደሚያገኙ ደጋግሞ ይናገራል። | ቃል ኣምላኽ፡ ኵሎም እቶም ብዛዕባኡ ዜስተንትኑን ነቲ እተማህርዎ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚጽዕሩን ከም ዚባረኹ ተስፋ ይህብ እዩ። |
ሆኖም ለምሥራቹ ጥሩ ምላሽ የሰጡ ሰዎችን ፍላጎት ለማሳደግ ጊዜ መድቧል። | ይኹን እምበር፡ ግዜ ወሲዱ ነቲ ሰባት ብዛዕባ እቲ ብስራት ዘለዎም ተገዳስነት ይዅስኵስ ነይሩ እዩ። |
እስቲ ስለሚጠብቁን በረከቶች አስብ! በአሁኑ ጊዜ እንኳ በዓለም ውስጥ ከሚታየው መከፋፈልና ግራ መጋባት ተገላግለናል። | እንታይ በረኸት ይጽበየና ኸም ዘሎ እሞ ሕስብ ኣብሎ! ነቲ ኣብዚ ስርዓት ዘሎ ሓድነት ዚበታትን ሕንፍሽፍሽ ድሮ ሓዲግናዮ ኣሎና። |
እሱ የወሰነው ጊዜ ሲደርስ ደግሞ ከዚህ በፊት ይጠቀምባቸው ከነበሩት መሪዎች ሁሉ የላቀ መሪ ሾመ። | በቲ ዝመደቦ ግዜ ድማ፡ ካብቶም ኣቐዲሙ እተጠቕመሎም ኣዝዩ ዚበልጽ መራሒ ሸይሙ እዩ። |
ከስብከት ሥራው በተጨማሪ ጉልበቱንና የማሰብ ችሎታውን ተጠቅሞ አምላክ በሰጠው ትእዛዝ መሠረት መርከብ ሠርቷል። | ኣብ ስብከት ኣብ ልዕሊ ምስታፉ ኸኣ፡ ከምቲ ኣምላኽ ዝበሎ መርከብ ንምስራሕ፡ ጕልበቱን ኣእምሮኡን ተጠቒሙ እዩ። |
ይሖዋ አቅማችን ምን ያህል እንደሆነ በደንብ ያውቃል። | የሆዋ ንዓቕምና ምሉእ ብምሉእ ይፈልጦ እዩ። |
ይሖዋ ጥበበኛ ፈጣሪያችን፣ አፍቃሪ ጌታችንና ሰማያዊ አባታችን እንደ መሆኑ መጠን ይህን የማድረግ መብት አለው። | ንሱ ጥበበኛ ፈጣሪናን ፈቃር ጐይታናን ሰማያዊ ኣቦናን ስለ ዝዀነ፡ ከምኡ ናይ ምግባር መሰል ኣለዎ። |
ምናልባትም በሞት የተለዩአቸው የሚወዷቸው ሰዎች ትንሣኤ ሲያገኙና እነሱን ሲቀበሉ በዓይነ ሕሊናቸው ያዩ ነበር። | ምናልባት ብሞት ንእተፈልዮም ሰቦም ካብ መቓብር ኪቕበሉ ብኣእምሮኦም ይስእልዎ ነይሮም ይዀኑ። |
እንዲህ ብሏል፦ ሴትየዋ የዚያን ዕለት ጠዋት ከይሖዋ ምሥክሮች ጋር መገናኘት እንድትችል ወደ ይሖዋ ጸልያ ነበር። | ብዛዕባ እዚ ኸኣ ንሱ ኸምዚ በለ፦ በታ ንግሆ እቲኣ፡ መሰኻኽሩ ምእንቲ ኺረኽብዋ ናብ የሆዋ ጸልያ ነይራ እያ። |
ከዚህ በፊት ፍጻሜያቸውን ያገኙ በርካታ ትንቢቶችን በማጥናት ገና ፍጻሜያቸውን ባላገኙ የመጽሐፍ ቅዱስ ተስፋዎች ላይ ያለህን እምነት አጠናክር። | ኣብ ናይ መጻኢ ተስፋታት መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎካ እምንቶ ምእንቲ ኺድልድል፡ ነቲ ድሮ እተፈጸመ ሓያሎ ትንቢታት ክትምርምሮ ትኽእል ኢኻ። |
በአሁኑ ጊዜ የጉባኤ አገልጋይ ላይሆን ይችላል፤ ነገር ግን ክርስቲያናዊ ባሕርያት ማዳበር እንዳለበት ይገነዘባል። | ገና ኣገልጋሊ ጉባኤ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ መንፈሳዊ ባህርያት ኬማዕብል ከም ዘለዎ ይግንዘብ እዩ። |
በጉባኤ ውስጥ የነበሩ አንዳንዶች ለሌሎች ውሳኔ ማድረግ ይፈልጉ ነበር። | ኣብታ ጉባኤ ዝነበሩ ገሊኦም ንኻልኦት ካብ ሃዋርያት ኪንጽልዎም ኢሎም ኣብ ብሕታዊ ጕዳያቶም ኪውስኑሎም ደልዮም ነበሩ። |
የአምላክ ቃል፣ ክርስቲያን ሽማግሌዎች የድርጅቱን ንጽሕና መጠበቅ እንዳለባቸው ይናገራል። | ቃል ኣምላኽ ንሽማግለታት፡ ንውድቡ ንጽህቲ ገይሮም ኪሕዝዋ ይእዝዞም እዩ። |
ይሁንና ይሖዋ የመምረጥ ነፃነታችንን ሊጋፋ ስለማይፈልግ ወደ ፈተና እንዳንገባ አይከለክለንም። | ይኹን እምበር፡ ነቲ ናይ ምምራጽ ናጽነትና ስለ ዜኽብሮ፡ ኣብ ፈተና ኸይንወድቕ ኣይዓግተናን እዩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ብምርጫና ንዕኡ እሙናት ክንከውን እዩ ዚደልየና። |
አስፈላጊ በሚሆንበት ጊዜ አመለካከታቸውንና ውሳኔያቸውን ለማስተካከል ፈቃደኞች መሆን አለባቸው፤ ሁላችንም ብንሆን የእነሱን ምሳሌ መከተላችን ጠቃሚ ነው። | ግቡእ ኣብ ዝዀነሉ እዋን፡ ኣተሓሳስባኦምን ውሳነታቶምን ኪቕይሩ ድሉዋት ኪዀኑ ኣለዎም፣ ኵላትና እውን ኣብነቶም ክንስዕብ ኣሎና። |
ጳውሎስ የእምነት ምሳሌ የሚሆኑ የተለያዩ ወንዶችንና ሴቶችን ከዘረዘረ በኋላ ከሁሉ የላቀ አርዓያ ስለሆነው ስለ ጌታችን ኢየሱስ ክርስቶስ ተናግሯል። | ጳውሎስ ብዛዕባ እቶም እምነት ዘርኣዩ ሰብኡትን ኣንስትን ምስ ገለጸ፡ ቀጺሉ ብዛዕባ እቲ ኻብ ኵሎም ብዝያዳ ብሉጽ ኣብነት ዝዀነና ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣጕልሐ። |
ይህ ደግሞ ጊዜ የሚያባክኑ ልማዶችን ማስወገድና በአምላክ አገልግሎት የሚያሳልፉትን ጊዜ ከፍ ለማድረግ የሚያስችል ግብ ማውጣት ይጠይቅባቸው ይሆናል። | እዚ ኸኣ፡ ግዜ ዜጥፍእ ልማዳት ምንካይን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ እነሕልፎ ግዜ ንምውሳኽ ሸቶ ምውጻእን ዚሓትት ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
እንግዲያው ሙሴ ላይ የሰጠውን ጠንከር ያለ ምክር ማስታወሳችን በጣም አስፈላጊ ነው! አምላካችን ይሖዋ አንድ ይሖዋ መሆኑን ከተገነዘብንና ከልባችን ካመንን እሱን ብቻ እናመልከዋለን፤ እንዲሁም ተቀባይነት ባለው መንገድ እናገለግለዋለን። | ስለዚ፡ ነቲ ሙሴ ኣብ እተዛረቦ ሓያል ቃላት ወትሩ ኽንዝክሮስ ኣየ ኽንደይ ኣገዳሲ ዀን እዩ! ነቲ፡ የሆዋ ኣምላኽና ሓደ የሆዋ እዩ ዚብል ሓሳባት ብንጹር እንተ ተረዲእናዮን ብሓቂ እንተ ኣሚንናሉን፡ ንየሆዋ ኸምቲ ዚደልዮ ጌርና ብምግልጋል ንዕኡ ንበይኑ ተወፋይነት ክንህቦ ዚከኣለና ኽንገብር ኢና። |
ከርኅራኄ የመነጨ ምሕረት አባትና የመጽናናት ሁሉ አምላክ የሚያስፈልገንን ስሜታዊና መንፈሳዊ ድጋፍ አትረፍርፎ ይሰጠናል፤ ይህን የሚያደርገውም በእምነት ባልንጀሮቻችን አማካኝነት ሊሆን ይችላል። | እቲ ኣቦ ርሕራሐን ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን ብስምዒታውን ብመንፈሳውን መዳይ ዜድልየና ደገፍ ከም ዚገብረልና፡ ኣመንቲ ብዝዀኑ ብጾትና ኣቢሉ እውን ኪሕግዘና ኸም ዚኽእል ክንተኣማመን ንኽእል ኢና። |
ይህ ሁሉ ትብብር የሚጠይቅ ነገር ነው። | ነዚ ዅሉ ንምግባር ኪተሓባበሩ ነይርዎም። |
አምላክ፣ አብርሃምን የሚስቱን ሐሳብ እንዲሰማ እንዳሳሰበው አስታውስ። | ኣምላኽ ንኣብርሃም፡ ርእይቶ ሰበይቱ ኺሰምዕ ከም ዝመዓዶ ኣይትረስዕ። |
እንዲህ ያደረገው ለምንድን ነው? | ስለምንታይ፧ |
የሚቻል ከሆነ ተጨማሪ ኃላፊነት በመስጠት ያሉትን መልካም ባሕርያት እንዲያዳብር እርዱት። | ዚከኣል እንተ ዀይኑ፡ ተወሳኺ ሓላፍነታት ብምሃብ፡ ጽቡቕ ባህርያት ኬማዕብል ሓግዞ። |
ከዚህ ይልቅ ጊዜያችንን መንፈሳዊ ብቃቶችን ለማዳበር ብንጠቀምበት ጥበብ ይሆናል። | የግዳስ፡ ንግዜና መንፈሳዊ ብቕዓታትና ንምምሕያሽ ምስ እንጥቀመሉ ጥበባዊ እዩ። |
የመዝናኛው ዓለም፣ ሰዎች ምላሳቸውን እንደ ሰይፍ እንዲስሉ እንዲሁም መርዘኛ ቃላቸውን እንደ ቀስት እንዲያነጣጥሩ ያበረታታል። | ዓውዲ መዘናግዒ ንብዙሓት ሰባት ልሳኖም ከም ሰይፊ ኺስሕሉን ሕሱም ቃላቶም ከም ፍላጻታት ኬዝግቡን የለዓዕሎም እዩ። |
ስሜትህን በግልጽና በሐቀኝነት መናገርህ ያለህበትን ሁኔታ ለመረዳትና መፍትሔ ለመፈለግ በእጅጉ ይረዳሃል። | ብዛዕባ እቲ ዜተሓሳስበካ ነገራት ብግልጽን ብቕንዕናን ምምይያጥ ንጭንቀትካ ኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። |
ይሁን እንጂ የጥንቶቹን የአምላክ ሕዝቦች ይገዙ ከነበሩት ነገሥታት አንዳንዶቹ የአምላክን መመሪያዎች አልታዘዙም። | ይኹን እምበር፡ ገሊኦም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምላኽ ዚገዝኡ ዝነበሩ ነገስታት፡ መምርሒታት ኣምላኽ ኣይሕልዉን እዮም ነይሮም። |
አዎ፣ አብርሃም በትንሣኤ ያምን ነበር። | እወ፡ ኣብርሃም ብትንሳኤ ይኣምን ነይሩ እዩ። |
ኢየሱስ አንድ ጀልባ ላይ ሆኖ ተሰብስበው የነበሩ ሰዎችን ያስተማረበትን ወቅት እንደ ምሳሌ እንውሰድ። | ንኣብነት፡ የሱስ ንጃልባ ኸም መድረኽ ብምጥቃም፡ ንህዝቢ ምሂሩ እዩ። |
ደስተኛ እና ስኬታማ ለመሆን ከፈለግን የአምላክን ቃል አዘውትረን ከተቻለም በየዕለቱ ማንበብ አለብን። | ሕጉሳት ክንከውንን ኪሰልጠናን እንተ ደሊና፡ ንቓል ኣምላኽ ኣዘውቲርና፡ እንተ ተኻኢሉ ድማ በብመዓልቱ ኸነንብቦ ኣሎና። |
ልጆቻችሁ በአሥራዎቹ ዕድሜ ውስጥ እያሉ ከይሖዋ ጋር ይበልጥ ትርጉም ያለው ወዳጅነት መመሥረት፣ ለአገልግሎታቸው ግብ ማውጣትና እዚያ ላይ ለመድረስ መሥራት እንዲሁም ራሳቸውን መወሰን ብሎም ከውሳኔያቸው ጋር ተስማምተው ለመኖር ጥረት ማድረግ ይችላሉ። | ውሉዳትኩም መንእሰያት ከለዉ፡ ምስ የሆዋ ትርጉም ዘለዎ ዕርክነት ኬማዕብሉ፡ ኣብ ኣገልግሎት ሸቶ ኣውጺኦም ንምውቃዑ ኺጽዕሩ፡ ርእሶም ወፍዮም ምስ ወፈያኦም ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ኸለዉ ድማ መሃዝቲ ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። |
ሌላ አመቺ ጊዜ እስኪያገኝ ድረስ ጠበቀ። | ምሹእ ግዜ ኽሳዕ ዚረክብ ተጸበየ። |
በተመሳሳይም ለማያምኑ ዘመዶቻችን እውነትን ስንነግራቸው አስተዋይ መሆን አለብን። | ብተመሳሳሊ፡ ንዘይኣመንቲ ቤተ ሰብና ብዛዕባ ሓቂ ኽንዛረቦም ከለና፡ መዓስ ክንዛረቦም ከም ዚግባእ ከነስተውዕል ኣሎና። |
የማናምነውን ሰው ልንወደው አንችልም። | ከመይሲ፡ ንዘይንተኣማመኖ ሰብ ብሓቂ ኸነፍቅሮ ኣይኽእልን ኢና። |
የዚህ ሥርዓት መጨረሻ መቅረቡንም ሆነ ክርስቶስ በአሁኑ ጊዜ የአምላክ መንግሥት ንጉሥ ሆኖ እየገዛ መሆኑን ማስተዋል እንዳይችሉ ዲያብሎስ የማያምኑትን ሰዎች አእምሮ እንዳሳወረ እየተመለከትን አይደለም? | ንሰባት ብዛዕባ ምምጻእ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዝን ክርስቶስ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ይገዝእ ከም ዘሎን ክትነግሮም ከለኻ፡ ድያብሎስ ንኣእምሮ እቶም ዘይኣመንቲ ኣዕዊርዎ ኸም ዘሎ ትርኢዶ ኣለኻ፧ |
ኢየሱስ ከሞት ከተነሳ ብዙም ሳይቆይ የመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪዎች ለሚሆኑ ከ500 የሚበልጡ ደቀ መዛሙርት ታይቶ ነበር። | ድሕሪ ምትንሳኡ፡ ምስቶም ኣወጅቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ተስፋ ዝገበረሎም 500 ሰባት ተራኸበ። |
ወደ አምላክ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል። | ንኣምላኽ ምስ እንቐርቦ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ። |
አስተሳሰባቸው የተለወጠው ጭንቀት ወይም መከራ ስለበዛባቸው አይደለም። | ብሰንኪ ስምዒታዊ ውጥረት ወይ ነውጺ እውን ኣይኰነን ኣተሓሳስባኦም ለዊጦም። |
እነሱም ምድርን በሚያስተዳድረውና ታዛዥ ለሆኑ የሰው ልጆች አስደናቂ በረከቶችን በሚያመጣው የአምላክ መንግሥት ውስጥ በሚኖራቸው ድርሻ ላይ ማሰላሰል ይችሉ ነበር። | ስለዚ፡ ኣብታ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እትገዝእን ንእዙዛት ደቂ ሰብ በረኸት እተመጽእን መንግስቲ ብዛዕባ ዚህልዎም ግደ ኼስተንትኑ ይኽእሉ ነይሮም እዮም። |
ይስሐቅ እስኪወለድ ድረስ ዓመታት ቢያልፉም አብርሃም ተስፋ አልቆረጠም፤ ይሖዋም አላሳፈረውም። | ይስሃቅ ክሳዕ ዚውለድ ንነዊሕ ዓመታት እኳ እንተ ተጸበየ፡ ኣይተሓለለን፡ የሆዋ እውን ኣየሕፈሮን። |
የመጨረሻዎቹ ቀናት በ1914 ሲጀምሩ በዓለም ዙሪያ የነበሩት የይሖዋ አገልጋዮች በጥቂት ሺዎች የሚቆጠሩ ነበሩ። | ብ1914 ዳሕሮት መዓልትታት ኪጅምር ከሎ፡ ኣብ መላእ ዓለም ሒደት ኣሽሓት ኣገልገልቲ የሆዋ ጥራይ እዮም ነይሮም። |
አንዳንድ ሽማግሌዎች ጊዜ መድበው ሌሎችን ማሠልጠን ከባድ ይሆንባቸዋል። | ገሊኦም ሽማግለታት ንኻልኦት ንምስልጣን ዚኸውን ግዜ ንምምዳብ ይኸብዶም ይኸውን። |
አስተዳደጋችን ወይም የቀድሞ አኗኗራችን ይሖዋ የሚጠላቸውን ነገሮች እንድንወድ ተጽዕኖ ያደርግብን ይሆናል። | ኣተዓባብያና ወይ ቀደም ዝነበረና ጠባይ፡ የሆዋ ንዚዅንኖ ልምድታት ከም እንፈቱ ገይሩና ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
ክርስቲያን ያልሆኑትን ጨምሮ በርካታ ሃይማኖቶች የሚያስተምሩትን ነገር ከመጽሐፍ ቅዱስ ጋር በጥንቃቄ አነጻጸረው። | ስለዚ፡ ንትምህርትታት ብዙሓት ሃይማኖታት፡ እንተላይ ንትምህርታት ክርስትያን ዘይኰና ሃይማኖታት፡ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠንቂቑ ኣነጻጸሮ። |
ይሖዋ፣ ማበረታቻ ሊሰጡን የሚችሉ አሳቢ የሆኑ ወንድሞች የሚገኙበት ዓለም አቀፋዊ የወንድማማች ማኅበር ሰጥቶናል። | የሆዋ ምትብባዕ ኪህቡና ዚኽእሉ ሓለይቲ ኣምለኽቱ ዝሓቘፈ ዓለምለኻዊ ሕውነት ሂቡና እዩ። |
ኢየሱስ መቀበልም ሆነ መስጠት ደስታ እንደሚያስገኝ ተናግሯል። | የሆዋ ኣብ ምሃብን ኣብ ምቕባልን ሓጐስ ከም ዘሎ ገሊጹ እዩ። |
ጊዜያችን የተጣበበ ቢሆንም ሁላችንም ለግል ጥናትና ለቤተሰብ አምልኮ ጊዜ መመደብ ይኖርብናል። | ብእተፈላለየ ነገራት ትሑዛት እኳ እንተ ዀንና፡ ንብሕታዊ መጽናዕትን ንኣምልኾ ስድራ ቤትን ግዜ ኽንምድብ ኣሎና። |
በ2013 ተሻሽሎ በወጣው የእንግሊዝኛ አዲስ ዓለም ትርጉም ላይ የአምላክ ስም 7,216 ጊዜ የሚገኝ ሲሆን ይህ ቁጥር በ1984 በተዘጋጀው እትም ላይ ካለው በ6 ይበልጣል። | ኣብቲ ብ2013 እተኸለሰ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ እቲ ስም እቲ 7,216 ሳዕ ይርከብ፣ እዚ ድማ ካብቲ ብ1984 ዝወጸ ሕታም ብ6 ይዛይድ። |
ሆኖም ሽማግሌዎች ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፋቸውን ከቀጠሉ ይዋል ይደር እንጂ ጉባኤው አስፈላጊ ሥራዎችን የሚያከናውኑ ብቃት ያላቸው ወንድሞችን በማጣት መቸገሩ አይቀርም። | ሽማግለታት ዜድሊ ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐዩ እንተ ዀይኖም፡ ውዒሉ ሓዲሩ እታ ጉባኤ ንዅሉ እቲ ዜድሊ ነገራት ኪኣልዩ ዚኽእሉ ብቕዓት ዘለዎም እኹላት ሽማግለታት ክትስእን ትኽእል እያ። |
በመሆኑም ቀንም ሆነ ሌሊት በሌላ አባባል አዘውትረው የአምላክን ቃል ያነብባሉ ሊባል ይችላል። | በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ መዓልትን ለይትን ወይ ኣዘውቲሮም የንብብዎ እዮም። |
እኛም የይሖዋን ጥሩነት ስንቀምስ እንዲህ ዓይነት የጸና እምነት ማዳበር እንችላለን። | ንሕና እውን የሆዋ ሰናይ ምዃኑ ምስ ጠዓምና፡ ከምዚኣ ዝበለት እምነት ከነሕድር ንኽእል ኢና። |
አብርሃም ታላቅ እምነት እንዳለው የሚያሳዩ ነገሮችን ያከናወነው፣ ተስፋ ከተሰጠበት ዘር ጋር በተያያዘ አምላክ ስለተናገረው ትንቢት ፍጻሜ በዓይነ ሕሊናው በማየቱ ነው። | ኣብርሃም ንእምነቱ ብዜደንቕ ተግባር ኪገልጻ ዝኸኣለ፡ ብዛዕባ እቲ ዘርኢ እተዋህበ ትንቢት ኣምላኽ ዚፍጸመሉ ዅነታት ዝረኣዮ ነገር ስለ ዝነበረ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
የምንኖረው ሰይጣን ዲያብሎስ በሚቆጣጠረው ዓለም ውስጥ ከመሆኑም ሌላ ፍጹማን አይደለንም፤ በመሆኑም የዓለምን የተሳሳተ አስተሳሰብና ምግባር በቀላሉ ልንኮርጅ እንችላለን። | ሰይጣን ድያብሎስ ኣብ ዚዕብልላ ዓለም ስለ እንነብርን ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንናን፡ ኣብ ዓለም ዘሎ ግጉይ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ብቐሊሉ ኽንቀድሕ ንኽእል ኢና። |
በመሆኑም 380 ሊትር የሚሆነውን ውኃ በተአምር ወደ ጥሩ የወይን ጠጅ ለወጠው። | የሱስ ኣአንጋዲ ምዃን፡ ግቡእ ምዃኑ ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ 380 ሊትሮ ማይ ናብ ጽቡቕ ወይኒ ቐየረ። |
በመጀመሪያው መቶ ዘመን የኖሩ የኢየሱስ ተከታዮች ርኩስ ከሆነ መዝናኛ ይርቁ ነበር። | ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሰዓብቲ የሱስ፡ ካብ ርኹስ መዘናግዒ ይርሕቁ ነበሩ። |
ይሖዋ፣ በየሳምንቱ በሚደረጉት ክርስቲያናዊ ስብሰባዎች አማካኝነትም አገልጋዮቹ ጭንቀትን መቋቋም እንዲችሉ ይረዳቸዋል። | የሆዋ ብሰሙናዊ ኣኼባታት ጉባኤ ኣቢሉ እውን ክርስትያናት ንጭንቀቶም ኪዋጽእሉ ይሕግዞም እዩ። |
ኢየሱስ ሕይወቱን መሥዋዕት አድርጎ ከሰጠ በኋላ ትንሣኤ አግኝቶ ወደ ሰማይ ተመልሷል፤ በዚያም ከየትኛውም መስተዳድር፣ ሥልጣን፣ ኃይልና ጌትነት እጅግ የላቀ ቦታ ተሰጥቶታል። | የሱስ መስዋእታዊ ሞት ምስ ሞተ፡ ተንሲኡ ናብ ሰማያት ከይዱ እዩ፣ ኣብኡ ድማ፡ ልዕሊ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን ሓይልን ጕይትነትን ዝዀነ ስልጣን ተዋሂብዎ እዩ። |
ይሖዋ የመምረጥ ነፃነት ሰጥቶናል፤ ይህም እውነተኛ ነፃነት ያስገኝልናል። | የሆዋ ናይ ምምራጽ ናጽነት ሂቡና እዩ፣ ምስኡ እውን ናይ ሓቂ ናጽነት ሂቡና ኣሎ። |
የመጽሐፍ ቅዱስን እውነቶች የምንነግራቸው በመንፈሳዊ የተራቡ ሰዎች፣ ስለ አምላካችን ሲያውቁና በቃሉ ውስጥ የሰፈሩትን ውድ እውነቶች ሲገነዘቡ ልባቸው በደስታ ይሞላል። | ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኻልኦት ክንነግሮም ከለና፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ ሰባት ንኣምላኽናን ነቲ ኣብ ቃሉ ዚርከብ ክቡር ሓቅታትን ኪርድእዎን ኬማስዉሉን ስለ ዚጅምሩ፡ ደስ ይብለና እዩ። |
መጠመቃችን የይሖዋ እንደሆንን ያሳያል። | ጥምቀትና ድማ፡ ናይ የሆዋ ኸም ዝዀንና እዩ ዜርኢ። |
እኛም በተመሳሳይ ለሌሎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ እንዳለን ወይም በዘራችን የመኩራት ዝንባሌ በውስጣችን እያቆጠቆጠ እንደሆነ ካስተዋልን፣ ይህን አመለካከት ከሥሩ ነቅለን ለማስወገድ ከፍተኛ ጥረት ማድረግ አለብን። | ንሕና እውን ኣሉታዊ ኣረኣእያ ኸም ዘሎና ወይ ብዓሌትና ኸም እንሕበን እንተ ተፈሊጡና፡ ካብ ልብና ንምምሓዉ ሓያል ጻዕሪ ኽንገብር ኣሎና። |
ታዲያ ሰይጣን፣ እሱና በዓይን የማይታዩት ግብረ አበሮቹ በተረት ዓለም ውስጥ የሚገኙ ባለታሪኮች ብቻ እንደሆኑ ተደርገው መቆጠራቸው ቅር የሚያሰኘው ይመስልሃል? | ሰባት ንሰይጣንን ነቶም ብዓይኒ ዘይርኣዩ ጭፍራኡን ከም ልቢ ወለድ ገይሮም ምርኣዮም፡ ንሰይጣን ዜተሓሳስቦዶ ይመስለካ፧ |
ያም ሆነ ይህ ማርያምና ኢየሱስ ለአዲሶቹ ተጋቢዎች እንዳዘኑላቸውና ከእፍረት ሊታደጓቸው እንደፈለጉ አሳይተዋል። | የሱስ ዘይተጋህደ ሓይልታት ከም ዘለዎስ፡ ማርያም ትኣምንዶ ነይራ እያ፧ |
ሰዎችን ስታነጋግሩ ምን ምላሽ እንደሚሰጡ አስተውላችኋል? | ምስ ሰባት ኣብ እትገብሮ ዝርርብ እንታይ ኣስተውዒልካ፧ |
ራሳቸውን ወስነው በመጠመቅ እሱን ከማገልገል ወደኋላ ይላሉ። | ርእሶም ወፍዮም እተጠምቁ ኣገልገልቱ ኻብ ምዃን የድሓርሕሩ እዮም። |
በዚህም ምክንያት አንዳንድ ጊዜ ችግሮች ሊፈጠሩ ይችላሉ፤ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥመን ከወንድምህ ጋር ታረቅ የሚለውን የኢየሱስ ምክር ተግባራዊ ማድረግ እንዳለብን ተምረናል። | ስለዚ ኸኣ፡ ሓሓሊፉ ጸገማት ኪልዓል ይኽእል እዩ፣ ከምኡ ኼጋጥም ከሎ ድማ፡ ምስ ሓውካ ተዓረቕ ዚብል የሱስ ዝሃቦ ምኽሪ ብኸመይ ከም እንስዕብ ተማሂርና ኢና። |
እንዲህ ያሉት ችግሮች እየጨመሩ ሲሄዱ የወንድማማች ፍቅራችንን ጥልቀት ለማሳየት የሚያስችሉን አጋጣሚዎችም ይጨምራሉ። | እዚ ጸገማት እዚ እናወሰኸ ብዝኸደ መጠን፡ ዕምቈት ሕውነታዊት ፍቕርና እነርእየሉ ኣጋጣሚታት እናሰፍሐ እዩ ዚኸይድ። |
ሌሎችን የማበረታታት ልማድ ካለን እነሱም በምላሹ ያበረታቱናል። | ንኻልኦት ናይ ምትብባዕ ልማድ እንተ ኣጥሪና፡ ካልኦት እውን ብግዲኦም ኬተባብዑና እዮም። |
እነዚህ ለውጦች የጥንቱ የአምላክ ሕዝብ ከእሱ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ እንዲመላለስ አስተዋጽኦ አድርገዋል። | እዚ ለውጥታት እዚ ድማ፡ ጥንታውያን ህዝቢ ኣምላኽ ምስ ፍቓዱ ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ሓጊዙ እዩ። |
አብርሃም ከእሱና ከይስሐቅ ጋር ከተጓዙት አገልጋዮቹ ከመለየቱ በፊት እናንተ አህያውን ይዛችሁ እዚህ ቆዩ፤ እኔና ልጄ ግን ወደዚያ በመሄድ በአምላክ ፊት ሰግደን ወደ እናንተ እንመለሳለን ብሏቸዋል። | ኣብርሃም ነቶም ንዕኡን ንይስሃቅን ዘሰነይዎም ግዙኣቱ ሓዲግዎም ቅድሚ ምኻዱ፡ ምስዚ ኣድጊ፡ ኣብዚ ጽንሑ፣ ኣነን እዚ ወድን ከኣ ናብቲ ኼድና ኣምሊኽና ናባኻትኩም ክንምለስ ኢና ኢልዎም እዩ። |
አምላክ መሲሐዊውን መንግሥት ማቋቋሙ የሰው ልጆችን እንደሚወድ ያረጋግጣል። | ኣምላኽ ነታ መሲሓዊት መንግስቲ ብምድላው፡ ንደቂ ሰብ ከም ዜፍቅሮም ኣርእዩ እዩ። |
የምናደርገው እያንዳንዱ ውሳኔ ከይሖዋ ጋር ባለን ግንኙነት ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ተጽዕኖ ማሳደሩ አይቀርም። | ኵሉ እቲ እንገብሮ ምርጫ፡ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ እንተ ንጽቡቕ እንተ ንሕማቕ ይጸልዎ እዩ። |
እንዴታ! መጽሐፍ ቅዱስ ዲያብሎስን ተቃወሙት፤ እሱም ከእናንተ ይሸሻል ይላል። | እወ! መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንድያብሎስ ተጻረርዎ እሞ፡ ንሱ ኻባኻትኩም ኪሃድም እዩ ይብል። |
የወንድማማች ፍቅር ከአሁኑ ማዳበራችን አስፈላጊ ነው፤ እንዲህ ማድረጋችን ወደፊት የሚያጋጥመንን ማንኛውንም ፈተናና መከራ ለመቋቋም ያስችለናል። | ሕውነታዊት ፍቕርና ኣብቲ ኣብ መጻኢ ዜጋጥመና በብዓይነቱ ፈተናታትን ጸገማትን ስለ እትሕግዘና፡ ሕጂ ኸነማዕብላ ኣሎና። |
የአምላክን ሕግጋት ከማይታዘዙ ሰዎች ጋር ጓደኝነት ከመሠረትን በእነሱ ዘንድ ተቀባይነት ለማግኘት ስንል እነሱ የሚያደርጉትን ነገር ለመፈጸም ልንገፋፋ እንችላለን። | ምስቶም ንሕጊ ኣምላኽ ዘይእዘዝዎ ንተዓራረኽ እንተ ዄንና፡ ብኣታቶም ተቐባልነት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ከምቲ ንሳቶም ዚገብርዎ ኽንገብር ክንፍተን ንኽእል ኢና። |
ሰይጣን በቅቡዓን ቀሪዎችና በሌሎች በጎች ላይ ጦርነት አውጇል። | ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ ካልኦት ኣባጊዕን ይዋጋእ እዩ ዘሎ። |
በመሆኑም ምንጊዜም ቢሆን አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ወደ ይሖዋ መጸለይ እንዲሁም እሱ በቃሉና በድርጅቱ አማካኝነት የሚሰጠንን መመሪያ በጥንቃቄ መመርመር ይኖርብናል። | ስለዚ፡ ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና፡ ነቲ የሆዋ ብቓሉን ብውድቡን ኣቢሉ ዚነግረና ነገራት ብጸሎት ክንሓስበሉ ኼድልየና እዩ። |
ሩት ለይሖዋ ፍቅር እንደነበራት ልብ በል። | ሩት ንየሆዋ ዝነበራ ፍቕሪ ኣስተብህል። |
መንፈሳዊ የጦር ትጥቃችን እንዳይላላም ይረዳናል። | እቲ እንለብሶ መንፈሳዊ ኣጽዋርና ኸኣ ምሉእ ዘይጕዱል ይኸውን። |
ልጆች የሆናችሁ፣ በቤተሰባችሁና በጉባኤያችሁ ውስጥ ካሉ ታማኝ የሆኑ ትላልቅ ወንድሞችና እህቶች ጋር ብትቀራረቡ ይሖዋ ስላደረገላቸው በርካታ መልካም ነገሮች ሊነግሯችሁ ይችላሉ። | ኣቱም መንእሰያት ዘበልኩም፡ ኣብ ስድራ ቤትኩምን ኣብ ጉባኤን ናብ ዚርከቡ ብዕደመ ዝደፍኡ እሙናት ኣሕዋት ቅረቡ፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝገበረሎም ሰናይ ነገራት ድማ ተምሃሩ። |
ሁላችንም ከፍተኛ ዕዳ እንደተሰረዘልን መገንዘብ ይኖርብናል። | ንነፍሲ ወከፍና ኣዝዩ ዓብዪ ዕዳ ኸም እተሓድገልና ኽንግንዘብ ኣሎና። |
በግልጽ ማየት እንደምንችለው ይሖዋ ለሰው ልጆች ሐሳቡን የሚያስተላልፈው እነሱ ሊረዱት በሚችሉ ቀለል ያለ መንገድ ነው። | እምበኣር፡ የሆዋ ንሰባት ሓሳባቱ ኼመሓላልፈሎም ከሎ፡ ንሳቶም ምእንቲ ኺርድእዎ፡ ነቲ ሓሳባቱ ዚገልጸሉ መገዲ የቕልሎ እዩ። |
የሰዎችን ልብ መንካት እንዲችል የማስተማር ዘዴዎቹን እንደ ሰዎቹ ሁኔታ መቀያየር ነበረበት። | ስለዚ፡ ልቢ ሰባት ምእንቲ ኺትንክፍ፡ ንኣመሃህራኡ ኸከም እቲ ዜድልዮም ኪቐያይሮ ነበሮ። |
አንዳንዶች በራሳቸው ጥረት ለማቆም በተደጋጋሚ ጊዜ እንደሞከሩና እንዳልተሳካላቸው ተናግረዋል። | ገሊኣቶም ነቲ ወልፊ ብርእሶም ደው ኬብሉ ብተደጋጋሚ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ኣይሰለጦምን። |
በመሆኑም ለመጠመቅ የሚያስብ አንድ ሰው ይህን ውሳኔ የሚያደርገው በራሱ ፍላጎት ተነሳስቶ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን አለበት። | ስለዚ፡ ሓደ ኺጥመቕ ዚሓስብ ሰብ፡ ብሓቂ እቲ ውሳነ ናቱ ድሌት ምዃኑ ኼረጋግጽ ኣለዎ። |
ሳሙኤል ጉዳዩን ለይሖዋ ከመተው በቀር ምንም አማራጭ አልነበረውም። | ነቲ ጕዳይ ኣብ ኢድ የሆዋ ኺሓድጎ ነይርዎ። |
ለምን? | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ |
የአምላክ ስም የገባባቸው አምስት ተጨማሪ ቦታዎች ናቸው። | ካብዚ እዚ ስም ዚርከበሉ ተወሳኺ ሽዱሽተ ቦታታት፡ እቲ ሓሙሽተ ኣብ ይርከብ። |
የአንድን ሽማግሌ ጊዜ የሚፈልጉ በርካታ ጉዳዮች መኖራቸው እውነት ቢሆንም ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፍ የጉባኤውን መንፈሳዊ ደህንነት አደጋ ላይ ሊጥለው ይችላል። | ህጹጽ ቈላሕታ ዜድልዮ እተፈላለየ ጕዳያት እኳ እንተሎ፡ ሓደ ሽማግለ ንኻልኦት ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐ እንተ ዀይኑ ግና፡ እዚ ኣብ መንፈሳዊ ጥዕና እታ ጉባኤ ጕድኣት ኬስዕብ ይኽእል እዩ። |
ክርስቲያን ነን የሚሉ እንደነዚህ ያሉ ሰዎች ከባድ ኃጢአት ፈጽመው ንስሐ የማይገቡ ከሆነ ከእነሱ ጋር ያለን ጓደኝነት መቋረጥ ይኖርበታል። | ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣምሰሉ ክርስትያናት፡ ከቢድ ኣበሳ ፈጺሞም ክነሶም እንተ ዘይተነሲሖም፡ ነቲ ምሳታቶም ዝነበረና ዕርክነት ከነቋርጾ ኣሎና። |
ዳዊትም የይሖዋን መንፈስ አግኝቶ ነበር። | ዳዊት እውን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኹ እዩ። |
ይሖዋ በጉባኤ ውስጥ ተጨማሪ ኃላፊነት እንድትቀበል የሚፈልግ መሆኑን ሽማግሌዎቹ እርግጠኞች የሚሆኑት ታማኝና እምነት የሚጣልበት ሰው መሆንህን ስታስመሠክር ነው። | ምኽንያቱ፡ እሙንን ሕድሪ እተጽንዕን ምዃንካ ምስ ኣርኣኻ ጥራይ እዮም ሽማግለታት፡ የሆዋ ኣብ ጉባኤ ተወሳኺ ሓላፍነት ኪውሃበካ ኸም ዚደሊ ኺፈልጡ ዚኽእሉ። |
ከእምነት ባልንጀሮቻችንም ሆነ ከሌሎች ሰዎች ጋር ባለን ግንኙነት ትሕትና በማሳየት የሚከተለውን ምክር ተግባራዊ እናደርጋለን፦ ክፉን በክፉ ወይም ስድብን በስድብ አትመልሱ። | ምስ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትና ይኹን ምስ ካልኦት ኣብ ዘሎና ርክብ፡ ትሕትና ነርኢ፡ ነቲ፡ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ፡ ወይስ ጸርፊ ኣብ ክንዲ ጸርፊ ኣይትምለሱ። |
አብርሃም በይሖዋ ዘንድ የማይቻል ነገር እንደሌለ ተገንዝቧል። | ንኣምላኽ ዚስኣኖ ነገር ከም ዘየልቦ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
ቅዱስ መንፈሱ የጉባኤውን ዝግጅቶች በሙሉ ልባችን መደገፍ እንድንችል ይረዳናል። | እቲ ንጡፍ ሓይሉ ኸኣ ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎ ስርዓት ብምሉእ ልብና ምእንቲ ኽንድግፎ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ። |
አንድ የማመሳከሪያ ጽሑፍ እንደገለጸው መቀበል ተብሎ የተተረጎመው ቃል በበኩረ ጽሑፉ አንድ ነገር እውነት መሆኑን ማመንና እርግጠኛ መሆን የሚል ሐሳብ ያስተላልፋል። | ብመሰረት ሓደ መወከሲ ጽሑፍ፡ እታ ዝኣመንካሉ ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ በዅሪ ቓል፡ ብዛዕባ ሓቅነት ሓደ ነገር ምእማንን ርግጸኛ ምዃንን ዚብል ሓሳብ እያ እተመሓላልፍ። |
ይህን በማድረግ ምክንያታዊ፣ ትሑትና ሩኅሩኅ አምላክ መሆኑን አሳይቷል። | በዚ ኸምዚ ድማ፡ ልዙብን ትሑትን ርሕሩሕን ምዃኑ ኣርእዩ እዩ። |