id
stringclasses
430 values
sentence
stringlengths
9
2.12k
iso639-3
stringclasses
417 values
iso15924
stringclasses
39 values
language
stringclasses
418 values
tir_Ethi
ሕድሕድ ኦብ ስራሕ ዝርከብ ሰብ ሰብኦዊ ክብሩን ክብሪ ቤተሰቡን ዝሕለወሉ ኦድላዪ እንተኾይኑ’ውን ብካልኦት ማሕበራዊ ውሕስነታት ዝድገፍ ፍትሓውን ዘተባብዕን ፃማ ሪሃፁ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ከቢድ ስቓይ ዘውርድ፣ ጭካነ ዝመልኦ፣ ኢሰብኦዊ ወይ ሰብኦዊ ክብሩ ዘዋርድ ኦተሓሕዛ ወይ መቕፃዕቲ ኦይፍፀሞን፣
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ መሰሉን ግቡእን፣ ከምኡ’ውን ንዝቐርበሉ ዝኾነ ይኹን ገበናዊ ክሲ ዝምልከቱ ጉዳያት ንምውሳን ኦብ ነፃን ዘይኦድላውን ቤት ፍርዲ ብፍትሓውን ዕላውን መንገዲ ንክራኦዩሉ ምሉእ ማዕርነት ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ንዓቕመ ኦዳምን ሄዋንን ዝበፅሑ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኦንስትዮን ዘርኢ፣ ዜግነት ወይ ሃይማኖት እንተይገደቦም ናይ ምምርዓውን ቤተሰብ ናይ ምምስራትን መሰል ኦለዎም፡፡ ኦብ ኦመሰራርታ ሓዳር ፣ ኦብ እዋን ሓዳርን ኦብ እዋን ፍትሕን ማዕሪ መሰል ኦለዎም፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብማሕበር ንኽውደብ ኦይግደድን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
እዞም መሰላትን ነፃነታትን እዚኦቶም ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ኦንፃር ዕላማታትን መምርሕታትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ክትግበሩ ኦይኽእሉን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ኦብ ውሽጢ ዝነብሪሉ ሃገር ናይ ምዝውዋርን ምንባርን መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብባርነት ወይ ብጊልያነት ክግዛእ የብሉን፡፡ ባርነትን ናይ ባርያ ንግድን ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ክልኩል እዩ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ሓደ ነገር ኦብ ዝተፈፀመሉ እዋን ነቲ ጉዳይ ምፍፃም ወይ ዘይምፍፃም ገበን ምዃኑ ብሃገራዊ ወይ ብዓለምለኻዊ ሕጊ ተደንጊጉ ክሳብ ዘይፀንሐ ብሓላፍነት ኦይሕተትን፡፡ ከምኡ’ውን ነቲ ገበን ኦብ ዝፈፀመሉ እዋን ነቲ ገበን ተወሲኑ ካብ ዝነበሪ መቕፃዕቲ ንላዕሊ ዝኸብድ መቕፃዕቲ ክውሰኖ ኦይግባእን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ካብ ንህይወቱ ሓደገኛ ዝኾኑ ግፍዕታት ኦምሊጡ ኦብ ካልኦት ሃገራት ዑቕባ ናይ ምሕታትን ናይ ምርካብን መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ባዕሉ ካብ ዝፈጠሮ ሳይንሳዊ፣ ስነ ፅሑፋዊ ወይ ኪነታዊ ውፅኢታት ሞራላውን ንዋታውን ሪብሓታቱ ንክሕለዉሉ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብቀጥታ ወይ ብነፃ መሪፃ ብዝተመሪፁ ወከልቱ ኦቢሉ ኦብ መንግስቲ ሃገሩ ናይ ምስታፍ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ዝኾነ ይኹን ሰብ ነቲ ብሕታዊ መሪጋገፂ ነፃን ዝተማልኣን ምዕባለ ሰብኦዊ መንነቱ ዝኾነ ሕብሪተሰብ ዝፍፅሞም ግቡኦት ኦለዉዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ሪብሓታቱ ንምርግጋፅ ማሕበራዊ ሞያ ናይ ምጥያሽን ኦባል ናይ ምዃንን መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ካብ ውሽጢ እዚ ድንጋገ እዚ ዝኾነ ይኹን መንግስቲ፣ ጉጅለ ወይ ውልቀ ሰብ፣ ኦብዚ ድንጋገ እዚ ካብ ዝሰፈሩ መሰላትን ነፃነታትን ንገሊኦም ንምጥሓስ ኦብ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ንክሳተፍ ወይ ዝኾነ ይኹን ተግባር ንክፍፅም መሰል ከም ዘለዎ ዝሕብር ተገይሩ ዝትርጎም ውሳነ የለን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ንጥዕናን ድሕነትን ዓርሱን ቤተሰቡን ዝበቅዕ ደሪጃ መነባብሮ እንኮላይ ምግቢ፣ ክዳን ፣ መንበሪ ገዛ፣ ሕክምናን ኦድለይቲ ማሕበራዊ ኦገልግሎታትን ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡ ከምኡ’ውን ስራሕ እንትስእን ፣ እንትሓምም፣ ኦካለ ጉዱእ እንትኸውን ካብ ሰብ ሓዳር ሓዲኦም እንትመውት፣ እንትሽምግል ወይ ካልኦት ልዕሊ ቁፅፅሩ ዝኾኑ ፀገማት መነባብሮ እንተጋጥምዎ ድሕነቱ ንክሕለወሉ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ዝኾነ ይኹን ሰብ ኦብዚ ድንጋገ እዚ ዝሰፈሩ መሰላትን ነፃነታትን ዝሪጋገፀሉ ማሕበራውን ዓለም ለኻውን ስርዓት ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ዜግነት ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዕሪፍቲ፣ ናይ መዘናግዒ ጊዜ፣ ከምኡ’ውን ፍትሓዊ መጠን ሰዓታት ስራሕን መሃያ ዝኽፈለሎም ህዝባዊ ብዓላትን ክህልዉዎ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብሕጊ ካብ ዝተደንገገ ስርዓት ወፃኢ ኦይእሰርን፣ ኦይተሓዝን ወይ ኦይሕየርን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብሕጊ ካብ ዝተደንገገ ስርዓት ወፃኢ ኦብ ልዕሊ ውልቀ ህይወቱ ፣ ቤተሰቡ፣ ገዝኡ ወይ ኦብ ርክባቱ ጣልኝ ዝኦትዎ ኦይህልውን፡፡ ኦብ ልዕሊ ክብሩን ዝንኡን በደል ኦይፍፀሞን፡፡ ዝኾነ ይኹን ሰብ ከምዚኦም ካብ ዝኦመሰሉ ኢድ ኦእታውነት ወይ ከዓ በደል ዝከላኸለሉ ውሕስነት ሕጊ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
እዚ መሰል እዚ ብጭቡጥ ፖለቲካዊ ኦብ ዘይኮኑ ገበናት ወይ ንዕላማታትን መምርሕታትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኦብ ዝፃሪሩ ተግባራት ኦየገልግልን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ድልየት ህዝቢ መሰሪት ስልጣን መንግስቲ ክኸውን ኦለዎ፡፡ እዚ ድልየት እዚ ብምስጢር ወይ ብተመሳሳሊ መንገዲ በብጊዜኡ ብዝካየድ፣ ኩሉ ብማዕሪ ዝሳተፈሉን ኦጠቓላልን ብዝኾነ ትኽክለኛን ነፃን ናይ ምድማፅ ስርዓት ክግለፅ ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ቤተሰብ ተፈጥሮኦውን መሰሪታውን ጉጅለ ሕብሪተሰብ እዩ፡፡ ስለዝኾነ ካብ ሕብሪተሰብን ካብ መንግስትን ሓለዋ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብሰላም ናይ ምእካብን ምውዳብን ነፃነት መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ብዘቕፅዕ ገበን ዝተኸሰሰ ሕድሕድ ሰብ መከላኸሊኡ ኦቕሪቡ ኦብ ዝካተዓሉ እዋን ብሕጊ ገበነኛ ምዃኑ ክሳብ ዝሪጋገፅ ከምንፁህ ሰብ ክቑፀር መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ኩሎም ህዝብታትን ኩሎም ሃገራትን ክሳብ ሕድሕድ ውልቀሰብን ክሳብ ሕድሕድ ክፍሊ ማሕበሪጠ ሰብን ነዚ ድንጋገ እዚ ኩሉ ጊዜ ብምዝካር እዞም መሰላት እዚኦቶም ኦኽብሮት ንክሪኽቡ ብምስትምሃርን ብትምህርትን ንክፅዕሩ፣ ከምኡ’ውን ብሃገራውን ዓለምለኻውን ማዕበልቲ ስጉምቲታት፡ ኦብ ህዝብታት ኦባል ሃገራትን ኦብ ግዝኦቶም ኦብ ዘለዉ ህዝብታትን ሓፈሻውን ግብራውን ተቐባልነትን ሓለዋን ምእንቲ ክሪኽቡ ነዚ ዓለምለኻዊ ድንጋገ ሰብኦዊ መሰላት ኦዊጅዎ ኦሎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብሕገ መንግስቲ ወይ ብሕጊ ዝተፈቐዱሉ መሰሪታዊ መሰላት እንትጠሓስዎ ስልጣን ብዘለዎ ሃገራዊ ቤት ፍርዲ ግቡእ ካሕሳ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
እዚ ጠለብ’ዚ መሊኡ ንክሪጋገፅ ብዛዕባ እዞም መሰላትን ነፃነታትን እዚኦቶም ሓባራዊ ግንዛበ ምሓዝ ብጣዕሚ ኦድላዪ ስለዝኾነ፣
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ናይ ምሕሳብን ሓሳቡ ናይ ምግላፅን ነፃነት ኦለዎ፡፡ እዚ መሰል እዚ ብዘይ ኢድ ኦእታውነት ባዕላዊ ኦተሓሳስባ ናይ ምሓዝ ፣ ብዘይ ናይ ዶብ ማዕገቲ ካብ ዝኾነ ይኹን ሜላ መራኸቢ ሓበዌታን ሓሳብን ናይ ምንዳይ፣ ምቕባልን ምትሕልላፍን ነፃነት’ውን የጠቓልል፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብህዝባዊ ኦገልግሎታት ሃገሩ ብማዕሪ ናይ ምጥኝም መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብሕጊ ካብ ዝተደንገገ ስርዓት ወፃኢ ንብሪቱ ኦይውሪስን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብዘርኢ፣ ብቀለም፣ ብፆታ፣ ብቋንቋ፣ ብሃይማኖት፣ ብፖለቲካ ወይ ብካልኦት ኦሪኦእያታት፣ ብብሄር ወይ ብማሕበራዊ መበቈል፣ ብሃብቲ፣ ብትውልዲ ወይ ብካልኦት ደሪጃታት ኦድልዎ እንተይተገብሪሉ ኦብዚ ድንጋገ እዚ ናይ ዝሰፈሩ ኩሎም መሰላትን ነፃነታትን ተጠኝሚ እዩ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብህይወት ናይ ምንባር፣ ናይ ነፃነትን ድሕንነትን መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ህዝብታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኦብ ቻርተር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንመሰሪታዊ ሰብኦዊ መሰላት፣ ንኽብርን ልዕልነትን ሰብኦዊ ፍጡር፣ ንማዕሪ መሰላት ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኦንስትዮን ዘለዎም እምነት ብምርግጋፆምን ኦብ ዝሰፍሐ ነፃነት ከዓ ማሕበራዊ ምዕባለን ዝሐሸ ደሪጃ መነባብሮን ንምዝርጋሕ ዝወሰኑን ስለዝኾነ፣
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ኦዴታትን ህፃናትን ፍሉይ ክንክንን ሓገዝን ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎም፡፡ ብሕጋዊ ወይ ብዘይሕጋዊ መርዓ ዝውለዱ ኩሎም ህፃናት ብማዕሪ ማሕበራዊ ሓለዋ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎም፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ወዲ ሰብ ምልኪን ወፅዓን ንምውጋድ ሓይሊ ንክጥቀም ምእንቲ ከይግደድ ሰብኦዊ መሰላት ብሕጊ ክኽበሩ ኦድላዪ ስለዝኾነ፣
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ዕድል ትምህርቲ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡ ትምህርቲ እንተውሓደ ኦብ ቀዳማይን መሰሪታውን ብርክታት ብነፃ ክወሃብ ኦለዎ፡፡ ትምህርቲ ቀዳማይ ብርኪ ግድነታዊ ክኸውን ኦለዎ፡፡ ቴክኒካውን ሞያውን ትምህርቲ ብሓፈሻ ክማላእ ኦለዎ፡፡ ዕድል ላዕለዋይ ብርኪ ትምህርቲ ድማ ኦብ ብቕዓት ተመስሪቱ ብማዕሪ ክወሃብ ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ኩሎም ሰባት ኦብ ቅድሚ ሕጊ ማዕሪ ኦብ ልዕሊ ምዃኖም ብዘይ ኦፈላላይ ናይ ሕጊ ማዕሪ ሓለዋ ክግበሪሎም መሰል ኦለዎም፡፡ ኩሎም ሰባት ነዚ ድንጋገ’ዚ ብምጥሓስን ነዚ ድንጋገ’ዚ ንምጥሓስ ብዝግበሩ ምልዕዓላትን ካብ ዝበፅሖም ኦድልዎ ሓለዋ ናይ ምርካብ ማዕሪ መሰል ኦለዎም፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ብተወሳኺ ሓደ ዜጋ፣ ሃገሩ ነፃ ግዝኦት፣ ብሞግዚት ዝመሓደር፣ ዓርሰ ምምሕዳር ዘይብሉ ወይ ኦብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ሉኦላዊ ገደብ ዝርከብ እንተኾነ’ውን ብምኽንያት ናይ ሃገሩ ፖለቲካዊ፣ ሕጋዊ ስልጣን ወይ ዓለምለኻዊ ደሪጃ ኦድልዎ ኦይፍፀሞን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ትምህርቲ ኦብ ምሉእ ምዕባለ ሰብኦዊ ፍጡርን ኦብ ምጥንኻርን ምኽባርን ሰብኦዊ መሰላትን መሰሪታዊ ነፃነታትን ዘተኮሪ ክኸውን ኦለዎ፡፡ ትምህርቲ ኦብ መንጎ ኩሎም መንግስታት ፣ ዘርኦዊ ወይ ሃይማኖታዊ ጉጅለታት፣ ምርድዳእ፣ ምክእኦልን ምሕዝነትን ዘማዕብል ክኸውን ኦለዎ፡፡ ብተወሳኺ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሰላም ንምዕኝብ ንዘካይዶም ተግባራት ክሕግዝ ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ኦባል መንግስታት ምስ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕግጋዝ ሰብኦዊ መሰላትን መሰሪታዊ ነፃነታትን ዓለምለኻዊ ጠመተን ሓለዋን ምእንቲ ክሪኽቡ ንምፅዓር ዝጠልቡ ስለዝኾነ፣
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብሕጊ ካብ ዝተደንገገ ስርዓት ወፃኢ ዜግነቱ ክቕንጠጥ ወይ ዜግነቱ ናይ ምልዋጥ መሰሉ ክኽልከል ኦይኽእልን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ናይ ኦተሐሳስባ ፣ ሕልናን ሃይማኖትን ነፃነት ኦለዎ፡፡ እዚ መሰል እዚ ሕድሕድ ሰብ ሃይማኖቱ ወይ እምነቱ ንምልዋጥ ፣ ከምኡ’ውን ንብሕቱ ወይ ምስ ካልኦት ብሓባር ኮይኑ ብዕሊ ወይ ብውልቀ ብዛዕባ ሃይማኖቱ ወይ እምነቱ ክሰብኽ ፣ ክትግብር፣ ከምልኽ ወይ ከብዕል ንዘለዎ ነፃነቱ የጠቓልል፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብዘይ ኦድልዎ ንሓደ ዓይነት ስራሕ ማዕሪ ክፍሊት ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ካብ ዝኾነት ትኹን ሃገር እንኮላይ ካብ ሃገሩ ናይ ምውፃእን እንደገና ናብ ሃገሩ ናይ ምምላስን መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ዝኾነ ይኹን ሰብ ኦብ ኦጠቓቕማ መሰላቱን ነፃነታቱን ንመሰላትን ነፃነታትን ካልኦት ንምቕባልን ንምኽባርን፣ ኦብ ሓደ ዲሞክራሲያዊ ሕብሪተሰብ ዘድልዩ ስነ ምግባር፣ ፀጥታን ድሕነትን ንምምላእን ተባሂሉ ብሕጊ ንዝተወሰኑሉ ማዕቀባት ጥራሕ ተገዛኢ ይኸውን፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ኦብ ዓለም ንናይ ኩሎም ሰባት ተፈጥሮኦዊ ክብሪትን ንማዕሪን ዘይገሃሱን ሰብኦዊ መሰላትን ምቕባል መሰሪት ነፃነት፣ ፍትሕን ሰላምን ስለ ዝኾነ፣
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ብመንፅር ክብርን መሰልን ኩሎም ሰባት እንትውለዱ ነፃን ማዕሪን እዮም፡፡ ምስትውዓልን ሕልናን ዝተዓደሎም ብምዃኖም ንሕድሕዶም ብሕውነታዊ መንፈስ ክተሓላለዩ ኦለዎም፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ንስራሕ ፣ ንነፃ መሪፃ ዓይነት ስራሕ፣ ንፍትሓውን ምቹእን ኩነታት ስራሕን ስራሕ ከይስእን ንዝግበር ሓለዋን መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ንሰብኦዊ መሰላት ኦብ ግምት ዘይምእታውን ምጥሓስን ንሕልና ወዲ ሰብ ዘቑሰለን ኦሪሜናዊ ተግባራት ዘስዓበን ምዃኑ ፣ ናይ ዘሪባን እምነትን ነፃነት ዘለዋ፣ ካብ ፍርሕን ፀገምን ነፃ ዝኾነት ዓለም ንክትህልው ዝለዓለ ትምኒት ደቂ ሰባት ምዃኑ ስለ ዝተኦምነሉ፣
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
መርዓ ብነፃን ምሉእ ፍታውን ተመራዓውቲ ጥራይ ይፍፀም
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ኦባል ሕብሪተሰብ ከም ምዃኑ መጠን መሰል ማሕበራዊ ውሕስነት ኦለዎ፡፡ ከምኡ’ውን ብሃገራዊ ፃዕርን ብዓለም ለኻዊ ምትሕብባርን ምስ ውዳበን ሃብትን ሕድሕድ መንግስቲ ብዝሰማማዕ መልክዑ ንክብሩን ንነፃ ዕቤት ሰብኦዊ መንነቱን ኦድለይቲ ዝኾኑ ቁጠባዊ፣ ማሕበራውን ባህላውን መሰላቱ ክሪጋገፁሉ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ብውልቁ ይኹን ምስ ካልኦት ብሓባር ንብሪት ናይ ምውናን መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ኦብ መንጎ ሃገራት ምሕዝነታዊ ዝምድናታት ንኽዓቢ ምሕጋዝ ኦድላዪ ስለዝኾነ፣
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ስለዚ ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ኦብ ባህላዊ ህይወት ሕብሪተሰብ ብነፃ ንክሳተፍ፣ ካብ ኪነት ተጠኝሚ ክኸውን፣ ኦብ ሳይንሳዊ ምዕባለ ብፅሒቱ ንከበርክትን ካብ ውፅኢቱ ንክጥቀምን መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
tir_Ethi
ሕድሕድ ሰብ ኦብ ዝኾነ ይኹን ቦታ ኦብ ቅድሚ ሕጊ ብሰብኦዊ መንነቱ ንክፍለጥ መሰል ኦለዎ፡፡
tir
Ethi
Tigrinya
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te resel, barbarimnasɵe, and-e publuko bută pe Themesqe.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas, savo kerel buti, si les hakaj te ovel pokindo bibange aj basutne ćhandeća, so te ristărel pesqe aj familiaqe normŕlo zivipen and-o manuśikano demnipen. O pokinipen lesqo śaj te kompletisavel, kana si tebutno, avere xaingenɵar kotar-o sociàlo rakhipen.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te ròdel thaj te arakhel and-e aver Thema rakhipen mamuj i persekùcia.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Soske o nacije e Unijakere nacijengoro ko Dokumenti palem zorjakeri plo učipe ko fundamentalno čačipe e manušesko, ko digniteti thaj molipe e manušeskere personakoro thaj jekhipe maškaro rom thaj romni thaj soske dingje lafi te inicirin o amalikano progresi thaj te šušjakeren o šartija bašo dživdipa ko pobaro tromalipe.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Khonik ni smiil te ovel teljardo ko pharipe ja ko dilini, thaj bimanušikano ja džungalo keripe ja penali.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sakone isile čačipa ko dživdipe thaj arakibasko ple personakoro.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Khonik na smiini te ovol ikerdo ko phanlipe ja teli exploatacija, phanlipe ja ko kinipe-bikinipe e phanlimacar ko sa o forme si phanle.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Soske e raštrakere džene dena lafi kaj ka kheren kolaboracija e Unijakere nacijencar te bi rezervirinen o fundamentalno mothovipe thaj praktika e manušikane čačipaske thaj fundamentalno tromalipe.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te zal tar savorre Themesɵar, vi pesqeresɵar, thaj te irinel pes palpalem and-o po Them.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sakone isi čačipe tromano te participirini ko kulturakoro dživdipe ko amalipe, te dživdini ko arti thaj te participirini ko sikljovno progresi tgaj ko lačipe so odotar ikljola.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Nikon nanaj te dukhavdõl torturaća ja punimatenćar ta tradimatenćar, save si zuklane, bimanuśikane ja telăren les sar manuś.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Dikhindor so o bango prinzaripen thaj o uśtavipen e manuśikane hakajenqo ligarde zi nesave zuklimata, save dukhaven o ilo ta o vogi e manuśikanimnasqo,
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sakone isiole čačipa baši preventiva e moralne thaj e materijalne interesija so ikljovena kotar sakona sikljovno, lilarno thaj artikani aktivnost kasko kerdo si vov.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Avridoles nanaj te kerdòl ulavipen p-i bàza e politikane, krisikane ja maśkarthemutne statusqiri e phuvăqesqiri ja e teritorűqesqiri, kaj perel o zeno, sar te ovel akava status : and-o umblavipen ja na, tel-o vast averesqo ja na, avtonòmo ja na thaj limitisardo ja na k-o suvrenipen.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te prinzardõl sakaj ta sakate sar jurikano zeno.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
And-i realizàcia pe hakajenqi ta mestimatenqi, sarkon si te ovel limitisardo numaj pal-i decìzia e kanonesqi thaj numaj odobor te prinzardòn aj te respektisaven e averenqe hakaja ta mestimata; avec limìte śaj te thàvden numaj kotar-e bixoxavne mangimata e moralaqe, e publikone aćhimnasqe thaj e generalone laćhimnasqe jekhe demokratikone dostimnasɵe.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te dinglõl aj te xodinel, viz lesqo ciro e butăqo si te ovel godăver limitisardo thaj si te lel periodik pokindo mesto vaxt.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Dikhindor so e sela e Unisarde Themenqoro palem afirmisarde and-o Baro Lil so paćan and-e manuśikane bazutne hakaja, and-o demnipen aj molipen sarkole manuśikane zenesqo aj and-o barabaripen maśkar-e murśa aj zuvlă thaj so akala sela ćaćes mangen te spiden o sociŕlo zamavipen aj te resen laćheder standŕrdă zivimnasqe and-jekh bareder mestipen.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
O sa čačipa thaj tromalipa programirime ko akava Dokumenti preperena sakone dženeske bizo razlika ko dhikhiba ki rasa, farba e mortikako, o pol i čhib, i religija, thaj o politikano ja aver gndalipe, o nacionalno ja amalikano iklipe, i situacija e barvalipaski, o bijandipe ja bilo savo šarti.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sakone isi čačipe ko tromanipe e gndakoro thaj vakeribaskoro, so asterela thaj o čačipe te na ovel bisansarimo ki oli religija, sar thaj kako čačipe te rodol, te lel thaj te buvljakeri o informacije thaj o ideja bilo save bućencar thaj bizo dikhipe e granicengoro.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Nikon nanaj te astardòl, dikărdõl phandlimnasɵe je naśărdől arbitrar.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sakone isiole čačipa ko jekh raštralipe.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
O dat thaj i daj isiolen avgo čačipa te alosaren ki savi sikljovni ka džan olengere čhave.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sako isile čačipa te formirani thaj the khuvel ko sindikati bašo arakhiba ple interesija.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas, savo akuzisavel so kerdas nasulipen, si les hakaj te bućjõl bidośalo, zikaj lesqi doś ni arakhlõl prufisardi and-jekh publģko kris, anda savi si ov grantisardo pa savorre riga te śaj rakhel pes.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
O sikljoibe valjani te avol ki linija ko baro progeresi e manušikane personakoro thaj zoralipa e kandibasko e manušikane čačipasko thaj e fundamentalno tromanipa. Odova valjani te pomožini o xačariba, sabrluko thaj o dostluko maškaro sa o nacije, rasno thaj religiozno grupacija, sar em i buti e Unijakere nacijengoro bašo ikeripe o sansari.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Ko kheribe ple čačipa thaj tromanipe sakova manuš šaj te ovel teljardo numa ko okola graničipa so si gndinde e kriseja nameraja te kerelpe phindžardipša thaj šunipa e čačipaskoro thaj e tromanipasko e averengo em nameraja te kerel po ćefi, o čačikane rodipaja e moralesko, e javno sistemsko thaj i fundamentalno gudlošukariba ko demokratikano amalipe.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj, and-o sasto barabaripen, te śundõl publik thaj bixoxavnes tar-jekh kris biumblavdi aj birigutni, savi lel decìzia vaśa lesqe hakaja ta dută ja vaśa varesave kriminŕlo akuzàcie mamuj lesɵe.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
O res edukaciaqoro si te luludõl lośales o manuśikano personalipen thaj te zorărdõl i pativ karing-e manuśkane hakaja ta bazutne mestimata. Isi te spidel o halăripen, i tolerŕncia ta o amalipen maśkar savorre nŕcie, raciàlo aj religiàlo grùpe; vipalćhande si te zamavel e aktivimata e Unisarde Themenqere vaś-o dikăripen e aćhimnasqo.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Khonik ni smiil te ovel proizvolno astardo, phanlo, pa ni phaldimo.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te ròdel efektìvo maźutipen k-e kompetènto krisă e Themesqe kana kerdõl vareso, so phagel e bazutne hakaja, save si prinzarde lesqe and-i konstitùcia ja and-o kanon.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te phirel thaj beśel mestes and-o Them kaj zivel.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te kerel buti, te alosarel mestes pi buti, te oven les bibange aj basutne kondìcie butăqe thaj te ovel rakhlo mamuj-o bibutăripen.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Dikhindor so o avipen jekhe lumiaqo, anda savi e manuśa śaj vakeren aj paćan mestes so mangen thaj anda savi nanaj te ovel dar aj ćororipen, si i maj opruni aspirŕcia e manuśesqiri,
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Dikhindor so si trebutno te ovel jekh kanon rakhimnasqe e hakaja manuśikane, te na ovel o manuś ligardo, sar maj palutni zor, and-o maripen mamuj- tirŕnia thaj o uśtavipen,
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sakone isi čačipe te participirini ko direktoribe e javno bućencar ki pi phuv, butpaše ja prekal tromane alosarime delegatija.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Ko akava čačipa khonik našti te vikini ki situacija o paldipa te ovol fundamo upri bangi buti kotar i bipolitikano karakteri ja keriba kontra e funde thaj e čikata e Unijakere nacije.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Khanć akala Deklarŕcia naśti te interpretisavel sar dispozěcia savi mukhel. Them, grùpa ja zenes te stratisarel varesavo aktivipen ja te kerel vareso mangindor te uśtavel ja phagel e hakaja ta mestimata, save si dine avri akate.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Savorre manuśa biandõn meste thaj barabar k-o demnipen aj k-e hakaja. Si len godi aj somzanipen thaj si len te trąden pen jekh karing o aver and-o vogi e phralimnasqoro.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Nikasqe naśti te kerdõn arbitrąro hamimata and-o zenutno zivipen lesqo, and-i famìlia lesqi, and-o kher lesqo ja and-i korespondència lesqi; naśti te kuślõn lesqi pativ aj lesqi reputącia. Sarkas si les hakaj te ovel rakhlo mamuj asave hamimata ja asave kuśimata.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
Sarkas si les hakaj te temelisarel sindikàta, ja te ovel somdasno anda laɵe, te rakhel pe interɵse.
rmn
Latn
Balkan Romani
rmn_Latn
I volja e nacijakiri si baza e raštrakere tagaripaske: akaja volja trubul te mujarelpe ko palovakteske ja tromane alosariba so ka ćerenpe e fundamentalno thaj jekhutne čačipaja e xangoso e, garavdune xangibaja ja e jekhutne keribaja koja so garantirini tromanipe e xangibasko.
rmn
Latn
Balkan Romani

UDHR-LID

Why UDHR-LID?

You can access UDHR (Universal Declaration of Human Rights) here, but when a verse is missing, they have texts such as "missing" or "?". Also, about 1/3 of the sentences consist only of "articles 1-30" in different languages. We cleaned the entire dataset from XML files and selected only the paragraphs. We cleared any unrelated language texts from the data and also removed the cases that were incorrect.

Incorrect? Look at the ckb and kmr files in the UDHR. Both are the same! ckb is known for the Arabic script, although it can also be written in Latin. Clearly, a unique file cannot belong to two different languages (at least in the text language identification task). We also deleted files that we believe those scripts are no longer in use.

The deleted files include:

  • ckb_Latn (Arabic is in use.)
  • azb_Latn (Arabic is in use.)
  • khk_Mong (Cyrillic is in use, but the other varieties of Mongolian language in Inner Mongolia use the Mongolian writing system.),
  • vie_Hani (Latin is in use.)

For dealing with scripts in other languages, if you are interested, check Glotscript code and paper. We have prepared a tool for detecting the script of a text, as well as metadata to determine the correct script for each language.

We believe UDHR should remain a test corpus in NLP, not a training corpus. Of course, we are not opposed to great works such as Franc built on top of UDHR. However, if your work scale is much bigger than UDHR, do not put UDHR in your data. Use it as test/validation, or find out what is wrong with your training data with help of UDHR. Be aware that a part of UDHR may be hosted on other websites such as Wikipedia, news websites like BBC, collaborative translation communities like Tatoeba. Before using UDHR as a test, exclude any sentence where UDHR is a part of your training.

We created this corpus for language identification evaluation task in our GlotLID paper, but feel free to use it for your own task. The texts here are not in order, and they're not parallel. However, each row of data belongs to the determined language, long, cleaned, and has rich linguistic content!

Usage (HF Loader)

from datasets import load_dataset
dataset = load_dataset('cis-lmu/udhr-lid', split='test')
print(dataset[0]) # First row of udhr-lid

Download

If you are not a fan of the HF dataloader, download each language directly:

! wget https://huggingface.co/datasets/cis-lmu/udhr-lid/resolve/main/udhr-lid.csv 

or clone the whole repository:

! git clone https://huggingface.co/datasets/cis-lmu/udhr-lid

License

UDHR is the most translated copyright-free document in the world. We license the actual packaging, the metadata and the annotations of these data under the cc0-1.0 (waiving all of the rights under copyright law).

Citation

If you use any part of this data in your research, please cite it (along with http://www.unicode.org/udhr/d/) using the following BibTeX entry.

@inproceedings{
  kargaran2023glotlid,
  title={{GlotLID}: Language Identification for Low-Resource Languages},
  author={Kargaran, Amir Hossein and Imani, Ayyoob and Yvon, Fran{\c{c}}ois and Sch{\"u}tze, Hinrich},
  booktitle={The 2023 Conference on Empirical Methods in Natural Language Processing},
  year={2023},
  url={https://openreview.net/forum?id=dl4e3EBz5j}
}
Downloads last month
0
Edit dataset card