Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,900
am_tg
ኹዚህም ሌላ ጞሐፊዎቹ ራሳ቞ውም ሆኑ ሌሎቜ ዹአምላክ አገልጋዮቜ ዹፈጾሟቾውን ስህተቶቜ ሳይሞሜጉ ዘግበዋል።
ጕድለታት ገዛእ ርእሶምን ጕድለታት ካልኊት ገላዉ ኣምላኜን እውን ብንጹር ገሊጟም እዮም።
5,901
tg_am

5,902
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ለሕይወት ጠቃሚ ዹሆኑ መመሪያዎቜን ዚያዘ በመሆኑ፣ ብዙዎቜ ይህ መጜሐፍ በአምላክ መንፈስ መሪነት ዚተጻፈ መሆኑን እንዲያምኑ አድርጓ቞ዋል።
ብዙሓት ሰባት ነቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዘሎ ስርዓታት ምስ ሚኣዩ፡ መጜሓፍ ቅዱስ ብድራኞ መንፈስ ኣምላኜ ኹም እተጻሕፈ ኣሚኖም እዮም።
5,903

5,904
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስን መመሪያዎቜ ተግባራዊ ማድሚጋቜን በሐሰት አምልኮ እንዳንካፈል ዹጠበቀን ኹመሆኑም ሌላ ብዙዎቜን ባሪያ ካደሚጉት አጉል እምነቶቜ ነፃ አውጥቶናል።
ስርዓታት መጜሓፍ ቅዱስ ካብቲ ንብዙሓት ሰባት ባሮት ዝገበሹ ናይ ሓሶት ኣምልኟን ማሪታዊ እምነትን ሓራ ይገብሚና እዩ።
5,905

5,906
am_tg
እንደ ዝግመተ ለውጥ ያሉ ትምህርቶቜ ለይሖዋ ብቻ ዚሚገባውን ዚአምላክነት ቊታ ለፍጥሚት እንዲሰጥ አድርገዋል።
ትምህርቲ ፍልቀት ንተፈጥሮ ኾም ኣምላኜ እዩ ዚገብሮ፣ ኹም ናይ ዹሆዋ ዓይነት ሓይሊ ኾም ዘለዎ ገይሩ እውን እዩ ዚገልጟ።
5,907

5,908
am_tg
አምላክ ዹለም ዹሚሉ ሰዎቜ ዚወደፊት ሕልውናቜን ሙሉ በሙሉ በሰው ልጆቜ እጅ እንደሆነ ይሰማ቞ዋል።
እቶም ኣምላኜ ዹልቩን ዚብሉ ሰባት፡ መጻኢና ምሉእ ብምሉእ ኣብ ኢድና ኾም ዘሎ እዮም ዚኣምኑ።
5,909

5,910
am_tg
ይሁንና ዚተሻለ ዚወደፊት ሕይወት እንደሚኖሚን እርግጠኛ ዹሆነ ተስፋ ሊሰጡን አይቜሉም።
ዝሓሾ መጻኢ ኾም ዚህሉ ግና፡ ርግጜ ተስፋ ኣይህቡን እዮም።
5,911

5,912
am_tg
አምላክ ለእስራኀላውያን ዚሰጣ቞ው ሕግ አንድ ግለሰብ ወንድ ይሁን ሎት ለመለዚት ዚሚያስ቞ግር አለባበስን ይሖዋ አጥብቆ እንደሚጠላ በግልጜ ያሳያልፀ በዛሬው ጊዜ ይህ ዓይነቱ አለባበስ ፋሜን እዚሆነ መጥቷል።
እቲ ኣምላኜ ንእስራኀላውያን ዝሃቩም ሕጊ፡ ዹሆዋ ነቲ ኣብ መንጎ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ብንጹር ዘይፈላሊ ዓይነት ኣኚዳድና ኾም ዚጞልእ ገሊጹ እዩ፣ ኣብዚ ግዜና ኞምኡ ዓይነት ቅዲ ኣሎ።
5,913

5,914
am_tg
አምላክ አለባበስን በተመለኹተ ኹሰጠው መመሪያ በግልጜ መመልኚት እንደሚቻለው ወንዶቜ ሎት እንዲመስሉ፣ ሎቶቜ ደግሞ ወንድ እንዲመስሉ አሊያም በሁለቱ ፆታዎቜ መካኚል ያለውን ልዩነት ማወቅ አዳጋቜ እንዲሆን ዚሚያደርጉ አለባበሶቜን አምላክ ይጠላል።
ካብቲ ኣምላኜ ብዛዕባ ኣኚዳድና ዝሃቩ መምርሒ፡ ንደቂ ተባዕትዮ ኾም ደቂ ኣንስትዮ ዜምስሎም፡ ንደቂ ኣንስትዮ ድማ ኹም ደቂ ተባዕትዮ ዜምስለን፡ ወይ ኣብ መንጎ ሰብኡትን ኣንስትን ዘሎ ፍልልይ ዘይንጹር ዚገብር ኣኚዳድና ኾም ዘይፈቱ ብንጹር ክንርኢ ንኜእል ኢና።
5,915

5,916
am_tg
ዹአምላክ ቃል፣ ክርስቲያኖቜ ኚአለባበስ ጋር በተያያዘ ጥሩ ውሳኔ እንዲያደርጉ ዚሚሚዷ቞ው መሠሚታዊ ሥርዓቶቜን ይዟል።
ኣብ ቃል ኣምላኜ፡ ንክርስትያናት ብዛዕባ ኣኚዳድና ጜቡቕ ውሳነታት ኪገብሩ ዚሕግዞም ስርዓታት ኣሎ።
5,917

5,918
am_tg
ክርስቲያኖቜ ዚሚኖሩበት ቊታ፣ ባሕላ቞ው ወይም ዚአዚሩ ሁኔታ ምንም ይሁን ምን እነዚህን መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ ተግባራዊ ማድሚግ ይጠበቅባ቞ዋል።
ዚነብሩሉ ዓዲ፡ ባህሊ፡ ወይ ክሊማ ብዘዚገድስ፡ እዚ ስርዓታት እዚ ኺሕግዞም ይኜእል እዩ።
5,919

5,920
am_tg
ዚትኛው አለባበስ ተቀባይነት እንዳለውና ዚትኛው ደግሞ ተገቢ እንዳልሆነ ዚሚገልጜ ዝርዝር መመሪያ አያስፈልገንም።
ኣዚናይ ቅዲ ኜዳውንቲ ቕቡል፡ ኣዚናይ ድማ ዘይቅቡል ምዃኑ ንምውሳን፡ ዝርዝር መምርሒ ኣዚድልዚናን እዩ።
5,921

5,922
am_tg
በቅዱስ ጜሑፋዊ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ ዚምንመራ ሲሆን እነዚህ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ ምንም ዓይነት ዹግል ምርጫ እንዳይኖሚን ዹሚኹለክሉ አይደሉም።
ዚግዳስ፡ ንብሕታዊ ምርጫና እተወሰነ ቊታ ዚፈቅድ ቅዱስ ጜሑፋዊ ስርዓታት ኢና እንስዕብ።
5,923

5,924
am_tg
ይሖዋ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት እኛን ለማበርታት ቜሎታውም ሆነ ፍላጎቱ አለው።
ዹሆዋ ብመንፈሱ ኣቢሉ ብርታዐ ኺህበና ይኜእል እዩ፣ ኪህበና ድማ ይደሊ እዩ።
5,925

5,926
am_tg
በመሆኑም ሰይጣንና ይህ ክፉ ሥርዓት ዚሚያመጡብንን ማንኛውንም ፈተና መቋቋም እንድንቜል ይሖዋ መንፈሱን እንዲሰጠን መጠዚቃቜን ወሳኝ ነገር ነው።
ስለዚ፡ ነቲ ኻብ ሰይጣንን እዚ እኩይ ስርዓቱን ዚመጾና ብድሆታት ምእንቲ ኜንምክቶ ነቲ መንፈስ እቲ ኜንጥቀመሉ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።
5,927

5,928
am_tg
በተጚማሪም በአምላክ ቅዱስ መንፈስ መሪነት ዚተጻፈው ቃሉ ስላለን እጅግ አመስጋኞቜ ነን።
ብዘይካዚ፡ እቲ ውጜኢት መንፈስ ቅዱስ ዝዀነ ቓል ኣምላኜ ስለ ዘሎና እውን ኚነማሱ ንኜእል ኢና።
5,929

5,930
am_tg
እስቲ በዚወሩ ስለምናገኘው በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዹተመሠሹተ መንፈሳዊ ምግብም አስቡ።
ብዛዕባ እቲ ኣብ ወወርሒ እንሚኜቊ፡ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመስሚተ መንፈሳዊ ምግቢ እውን ንሕሰብ።
5,931

5,932
am_tg
ላይ ዹሚገኘው ትንቢት ዹተነገሹው በኢዚሩሳሌም ዹነበሹው ቀተ መቅደስ በድጋሚ በሚገነባበት ወቅት ነውፀ በዚህ ጥቅስ ላይ ዹሚገኘው ማበሚታቻ ለእኛም በጣም ጠቃሚ ነው።
እተን ኣብ ዘለዋ ቓላት፡ ቀት መቕደስ ዚሩሳሌም ክትህነጜ ኹላ እዚን ተዘሪበን፣ ኣባና ድማ ኣጞቢቐን ይዓይያ እዚን።
5,933

5,934
am_tg
ኹዚህም ሌላ በጉባኀ ስብሰባዎቜና በትላልቅ ስብሰባዎቜ እንዲሁም በቲኊክራሲያዊ ትምህርት ቀቶቜ አማካኝነት ኹሚሰጠን ትምህርት ብርታት እናገኛለን።
ብተወሳኺ፡ በቲ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኌባታትን ኣብ ኣኌባታት ወሚዳን ኣብ ኣኌባታት ዞባን ኣብ ቲኊክራስያዊ ኣብያተ ትምህርትን ዚውሃበና መለኮታዊ ትምህርቲ እውን ዚበርትዓና እዩ።
5,935

5,936
am_tg
ዹምናገኘው ሥልጠና መንፈሳዊ ግቊቜ እንድናወጣ እንዲሁም ያሉብንን በርካታ ክርስቲያናዊ ኃላፊነቶቜ እንድንፈጜም ያነሳሳናል።
እቲ ዚውሃበና ስልጠና ቕኑዕ ድራኞ ኺህልወናን መንፈሳዊ ሞቶታት ኚነውጜእን ንእተፈላለዚ ክርስትያናዊ ሓላፍነትና ኜንፍጜምን ኪሕግዘና ይኜእል እዩ።
5,937

5,938
am_tg
ወጣቶቜ በይሖዋ አገልግሎት ብዙ ነገር ለማኹናወን ዚሚያስቜል ጉልበት አላ቞ው።
መንእሰያት ኣብ ኣገልግሎት ዹሆዋ ብዙሕ ኪዓምሙ ዜኜእሎም ብርታዐ ኣለዎም።
5,939

5,940
am_tg
በቀ቎ል ዚሚያገለግሉ አንዳንድ ወጣቶቜ፣ መጜሐፍ ቅዱሶቜንና መጜሐፍ ቅዱሳዊ ጜሑፎቜን በማተሙና በመጠሹዙ ሥራ ይካፈላሉ።
ገሊኩም ኣብ ቀት-ኀል ዜገልግሉ መንእሰያት ኣሕዋት፡ መጜሓፍ ቅዱስን ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመስሚተ ጜሑፋትን ኣብ ምሕታምን ምጥራዝን እዮም ዚዓይዩ።
5,941

5,942
am_tg
ጥቂት ዚማይባሉ ወጣት ወንድሞቜና እህቶቜ ዚመንግሥት አዳራሟቜን በመገንባትና በማደስ ሥራ ይሳተፋሉ።
ሓያሎ መንእሰያት ኣሕዋትን ኣሓትን ኚኣ፡ ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኜ ኣብ ምህናጜን ኣብ ምክንኻንን ይሕግዙ እዮም።
5,943

5,944
am_tg
ዚተፈጥሮ አደጋዎቜ ሲኚሰቱ ወጣቶቜ፣ ተሞክሮ ካላ቞ው ወንድሞቜ ጋር በመሆን በአደጋው ለተጎዱ ሰዎቜ እርዳታ ይሰጣሉ።
ባህርያዊ ሓደጋታት ኬጋጥም ኚሎ፡ መንእሰያት ተመክሮ ምስ ዘለዎም ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ሓቢሮም ሚድኀት ንምሃብ ጻዕርታት ይገብሩ እዮም።
5,945

5,946
am_tg
እንዲሁም በርካታ ወጣት አቅኚዎቜ ምሥራቹን ለመስበክ ሲሉ ሌላ ቋንቋ ይማራሉፀ ወይም ወደ ሌላ አካባቢ ተዛውሹው ያገለግላሉ።
ብዙሓት መንእሰያት ፈለምቲ ድማ፡ ንደቀባትን ቋንቋ ወጻኢ ንዚዛሚቡ ማሕበሚሰብን ብስራት ዚበስሩ ኣለዉ።
5,947

5,948
am_tg
መዝሙራዊው ይሖዋን ዚሚሹ መልካም ነገር አይጎድልባ቞ውም ሲል ዘምሯል።
ሓደ ዘማሪ፡ እቶም ንዹሆዋ ዚደልይዎ ግና፡ ገለ ጜቡቕ እኳ ኣይጐድሎምን ኢሉ ዘሚሩ እዩ።
5,949

5,950
am_tg
በእርግጥም ይሖዋ በቅንዓት ዚሚያገለግሉትን ፈጜሞ አያሳፍራ቞ውም።
እወ፡ ዹሆዋ ነቶም ብቕንኣት ዜገልግልዎ ፈጺሙ ኣዚሕፍሮምን እዩ።
5,951

5,952
am_tg
በይሖዋ አገልግሎት ዚቻልነውን ሁሉ ስናደርግ በግለሰብ ደሚጃ፣ ይሖዋ ጥሩ መሆኑን ቀምሰን ማዚት እንቜላለን።
ኵላትና ኣብ ኣገልግሎት ዹሆዋ ዚኚኣለና ዘበለ ኜንገብር ኚለና፡ ዹሆዋ ሕያዋይ ምዃኑ ጥዒምናን ርኢናን ኢና።
5,953

5,954
am_tg
አምላክን በሙሉ ነፍሳቜን ማገልገላቜን ተወዳዳሪ ዹሌለው ደስታ ያስገኝልናል።
ብምሉእ ነፍስና ንኣምላኜ ኹነገልግል ኹለና ድማ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ ሓጐስ ንሚክብ ኢና።
5,955

5,956
am_tg
አንድ ሰው በፆታ ብልግና ምክንያት ካልሆነ በስተቀር ሕጋዊ ፍቺ ቢፈጜምም እንኳ ሌላ ሰው ለማግባት ነፃ አይሆንም።
ሓደ ሰብ ብዘይ ምኜንያት ምንዝርና ብሕጊ ምስ ዚፋታሕ፡ ኪምርዖ ናጻ ኣይኰነን።
5,957

5,958
am_tg
እርግጥ ነው፣ ሆሮዕ ዚፆታ ብልግና ዚፈጞመቜውን ሚስቱን ጎሜርን ይቅር እንዳላት ሁሉ ክህደት ዚተፈጞመበት አንድ ባለትዳርም ንስሐ ዚገባውን ዚትዳር ጓደኛውን ይቅር ለማለት ሊመርጥ ይቜላል።
ልክዕ እዩ፡ ኚምቲ ነብዪ ሆሎእ ነታ ዝመንዘሚት ሰበይቱ ጎሜር ይቕሹ ዝበለላ፡ ሓደ ሰብ እውን ንዝዘመወ መጻምድቱ ይቕሹ ኺብል ይኜእል እዩ።
5,959

5,960
am_tg
በመንፈሳዊ ሁኔታ ምንዝር ዚፈጞሙት እስራኀላውያን ንስሐ ሲገቡ ይሖዋ ምሕሚት አድርጎላ቞ዋል።
ዹሆዋ እውን ብተመሳሳሊ፡ እስራኀል ብመንፈሳዊ መዳይ ምስ ዘመወት እሞ ምስ ተነስሐት፡ ምሒርዋ እዩ።
5,961

5,962
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ አንድ ባለትዳር፣ ዚትዳር ጓደኛው ምንዝር እንደፈጞመ ካወቀ በኋላም ኚእሱ ጋር ዚፆታ ግንኙነት መፈጾሙን ቢቀጥል እንዲህ ማድሚጉ ለበዳዩ ይቅርታ እንዳደሚገለት ስለሚቆጠር ኚዚያ በኋላ ፍቺ ለመፈጾም ዚሚያስቜል ቅዱስ ጜሑፋዊ መሠሚት አይኖሚውም።
ምስዚ ብዚተሓሓዝ፡ ሓደ ሰብ፡ መጻምድቱ ኾም ዝዘምወ ምስ ፈለጠ፡ ምስቲ ዝኣበሰ መጻምድቲ ጟታዊ ርክብ ክገብር ፍቓደኛ እንተ ዀይኑ፡ በዚ ተግባሩ እዚ ይቕሹ ኾም ዝበሎ ጌርካ ኾም ዚቝጞር፡ ድሕርዚ ድማ ንፍትሕ ቅዱስ ጜሑፋዊ ምኜንያት ኹም ዘይህልዎ ኺፍለጥ ይግባእ።
5,963

5,964
am_tg
ኢዚሱስ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ኹተናገሹ በኋላ ነጠላ ሆነው ለመኖር ስጊታው ያላ቞ው ሰዎቜ እንዳሉ ገልጿል።
ዚሱስ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ድሕሪ ምትንባሁ፡ ብዛዕባ እቶም ኹይተመርዓዉ ኺነብሩ እተዋህቊም ተዛሚበ።
5,965

5,966
am_tg
አክሎም ይህን ሊቀበለው ዚሚቜል ይቀበለው በማለት ተናግሯል።
ኣስዕብ ኣቢሉ እውን፡ ኪቕበሎ ዚኜእል ይቀበሎ በለ።
5,967
tg_am
ኣስዕብ ኣቢሉ እውን፡ ኪቕበሎ ዚኜእል ይቀበሎ በለ።
አክሎም ይህን ሊቀበለው ዚሚቜል ይቀበለው በማለት ተናግሯል።
5,968
am_tg
ብዙዎቜ፣ ሐሳባ቞ው ሳይኚፋፈል ይሖዋን ለማገልገል ሲሉ ነጠላ ሆነው ለመኖር መርጠዋል።
ብዙሓት ክርስትያናት ንዹሆዋ ብዘይተኞፋፈለ ኣእምሮ ኌገልግልዎ ስለ ዝደለዩ፡ ኹይተመርዓዉ ምንባር ሓርዮም ኣለዉ።
5,969

5,970
am_tg
እንዲህ በማድሚጋ቞ውም አድናቆት ሊ቞ራ቞ው ይገባል።
ኚምኡ ብምግባሮም፡ ኪንኣዱ ይግብኊም።
5,971
tg_am
ኚምኡ ብምግባሮም፡ ኪንኣዱ ይግብኊም።
እንዲህ በማድሚጋ቞ውም አድናቆት ሊ቞ራ቞ው ይገባል።
5,972
am_tg
ዹይሖዋ ጾጋ ብዙ በሚኚቶቜ ዚሚያስገኝልን ቢሆንም ይሖዋ ዹፈለግነውን ብናደርግ በ቞ልታ እንደሚያልፈን አድርገን ማሰብ አይኖርብንም።
ካብ ዹሆዋ ዝሚኞብናዮ ጾጋ ብዙሕ በሚኞት ዜምጜኣልና እኳ እንተ ዀነ፡ ዹሆዋ ንዅሉ ዓይነት ኣካይዳ ዕሜሜ ኹም ዚብሎ ጌርና ኜንሓስብ ዚብልናን።
5,973

5,974
am_tg
ኚጥንቶቹ ክርስቲያኖቜ መካኚል አንዳንዶቹ በአምላክ ጾጋ እያሳበቡ ዓይን ያወጣ ምግባር ይፈጜሙ ነበር።
ካብቶም ቀዳሞት ክርስትያናት፡ ብጞጋ ኣምላኜና ኣመኜንዮም ንውርምና ኺገብሩ ዚፍትኑ ሰባት ነይሮም እዮም።
5,975

5,976
am_tg
እነዚህ ታማኝ ያልሆኑ ክርስቲያኖቜ፣ ኃጢአት ቢፈጜሙም ይሖዋ ሁልጊዜ ይቅር እንደሚላ቞ው ያስቡ ዹነበሹ ይመስላል።
እዞም ዘይእሙናት ክርስትያናት እዚኊም፡ ኹም ድላዮም ሓጢኣት ኪገብሩ ኾም ዚኜእሉ፡ ዹሆዋ ድማ ወትሩ ሓጢኣቶም ኹም ዚሓድገሎም ሓሲቊም ነይሮም ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
5,977

5,978
am_tg
ይባስ ብለው ደግሞ ወንድሞቻ቞ውም ዚእነሱን አስጞያፊ አካሄድ እንዲኚተሉ ይገፋፉ ነበር።
እቲ ዝኾፍአ ድማ ኣብቲ ንዕቀት ዚንጞባሚቐሉ መገድታቶም ምእንቲ ኺሓብርዎም፡ ንኻልኊት ኣሕዋት ኪሓብልዎም ጜዒሮም እዮም።
5,979

5,980
am_tg
ዛሬም ቢሆን እንዲህ ዚሚያደርግ ማንኛውም ሰው ዹጾጋን መንፈስ በንቀት እያጥላላ ነው።
ሎሚ እውን እንተ ዀነ፡ ኹምዚ ንምግባር ዚፍትን ዝዀነ ይኹን ሰብ፡ ንመንፈስ ጾጋ ብንዕቀት ዚቘጥዕ እዩ።
5,981

5,982
am_tg
በዛሬው ጊዜ ሰይጣን፣ አንዳንድ ክርስቲያኖቜን ኃጢአት ቢፈጜሙም አምላክ ምሕሚት እንደሚያደርግላ቞ውና ምንም ቅጣት እንደማይደርስባ቞ው አድርገው እንዲያስቡ በማድሚግ እያታለላ቞ው ነው።
ሎሚ፡ ገሊኩም ክርስትያናት ብሰይጣን ስለ እተታለሉ፡ ሓጢኣት እንተ ገይሮም ዹሆዋ ብኡብኡ ዚሓድገሎም ኰይኑ እዩ ዚስምዖም።
5,983

5,984
am_tg
ይሖዋ ንስሐ ዚሚገቡ ኃጢአተኞቜን ይቅር ዹሚል ቢሆንም እንኳ ዚኃጢአት ዝንባሌያቜንን ለማሾነፍ አጥብቀን እንድንታገል ይጠብቅብናል።
ዹሆዋ ንእተነስሑ ሓጥኣን ሓጢኣቶም ኪሓድገሎም ፍቓደኛ እኳ እንተ ዀነ፡ ነቲ ሓጥእ ዝንባለታትና ኜንቃለሶ ይጜበዚና እዩ።
5,985

5,986
am_tg
‘ለአምላክ ያደሩ መሆንን ዚሚያሳዩ ተግባሮቜ በጉባኀ ውስጥ ዚምታደርጋ቞ው እንቅስቃሎዎቜ ሲሆኑ አዘውትሮ በስብሰባ ላይ መገኘትንና በአገልግሎት መካፈልን ያካትታሉ።
‘ንኣምላኜ ብዘሎካ ተወፋይነት ዚርአ ግብርታት ነቲ ኣብ ጉባኀ ዘሎካ ንጥፈታት፡ ማለት ኣብ ኣኌባታት ምእካብን ኣብ ኣገልግሎት ምስታፍን ዜጠቓልል እዩ።
5,987

5,988
am_tg
በግልህ እንደምታቀርበው ጞሎትና ዹግል ጥናት ዚመሳሰሉ ሰዎቜ ዚማያዩአ቞ው መንፈሳዊ እንቅስቃሎዎቜም በዚህ ውስጥ ይጠቃለላሉ።
ብዘይካዚ፡ ኹም ብሕታዊ ጞሎትን ብሕታዊ መጜናዕትን ዝኣመሰለ ኻልኊት ዘይርእይዎ መንፈሳዊ ንጥፈታት እውን ዹጠቓልል እዩ።
5,989

5,990
am_tg
ራሱን ለይሖዋ ዹወሰነ ግለሰብ እነዚህን ነገሮቜ እንደ አድካሚ ሥራ አይመለኚታ቞ውም።
ህይወቱ ንዹሆዋ ዝወፈዹ ሰብ ነዚ ግብርታት እዚ ኾም ኣጞጋሚ ገይሩ ኣይርእዮን እዩ።
5,991

5,992
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ንጉሥ ዳዊት ዹገለጾው ዹሚኹተለው አመለካኚት ይኖሹዋል፩ አምላኬ ሆይ፣ ፈቃድህን ማድሚግ ያስደስተኛልፀ ሕግህም በልቀ ውስጥ ነው።
ዚግዳስ፡ ኹም ናይ ንጉስ ዳዊት ዓይነት ኣሚኣእያ እዩ ዜንጞባርቕ፣ ኣብ ሓደ እዋን፡ ዳዊት፡ ኩ ኣምላኜ፡ ፍቓድካ ምግባር ደስ ይብለኒ እዩ፣ ሕግኻ ድማ ኣብ ውሜጠይ እዩ ኢሉ እዩ።
5,993

5,994
am_tg
ራስህን ዹወሰንክና ዹተጠመቅክ ክርስቲያን ስትሆን በይሖዋ ፊት ዚምትቆመው ራስህን ቜለህ እንደሆነ አስታውስ።
ርእስኻ ወፊኻ እተጠመቕካ ክርስትያን ምስ ኰንካ፡ ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ብርእስኻ ደው ኹም እትብል ኣይትሚስዕ።
5,995

5,996
am_tg
ለእሱ ዚምታቀርበው አገልግሎት በማንም ላይ ሌላው ቀርቶ በወላጆቜህ ላይ ዚተመካ መሆን ዚለበትም።
ንዕኡ እተቕርቊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ካልኊት ሰባት፡ ዋላ እውን ኣብ ወለድኻ እተመርኰሰ ኪኞውን ኣይግባእን።
5,997

5,998
am_tg
ቅዱስ ሥነ ምግባር መያዝህ እንዲሁም ለአምላክ ያደርክ መሆንህን ዚሚያሳይ ተግባር መፈጾምህ እውነትን ዚራስህ እንዳደሚግክና ለመጠመቅ ብቃቱን እያሟላህ እንደሆነ ያሳያል።
ቅዱስ ኣነባብራኻን ንኣምላኜ ብዘሎካ ተወፋይነት ዚርአ ግብርታትካን፡ ሓቂ ናትካ ኾም ዝገበርካያ፡ ኚምኡ ድማ ናብ ጥምቀት ንምብጻሕ ዕቀት ትገብር ኹም ዘለኻ ይሕብር እዩ።
5,999