Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,700
am_tg
በመሆኑም በአምላክ ቃል ውስጥ ያለውን ትምህርት ኚቀተ ክርስቲያኗ ትምህርት ጋር ዚማወዳደር አጋጣሚ ነበራ቞ው።
ስለዚ፡ ንትምህርትታት ቃል ኣምላኜ ምስ ትምህርቲ እታ ቀተ ክርስትያን ኬነጻጜርዎ ይኜእሉ ነይሮም እዮም።
5,701
tg_am

5,702
am_tg
አንዳንዶቜ መጜሐፍ ቅዱስ ላይ ካነበቡት ነገር በመነሳት ዚቀተ ክርስቲያኗ ትምህርቶቜ ቅዱስ ጜሑፋዊ ድጋፍ ዹላቾውም ዹሚል ድምዳሜ ላይ ደሚሱፀ እርግጥ ይህን አመለካኚታ቞ውን በግልጜ መናገር አደገኛ አልፎ ተርፎም ለሞት ዚሚዳርግ ነበር።
ብመሰሚት እቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዘንበብዎ ድማ፡ ገሊኣቶም ነቲ ቕዱስ ጜሑፋዊ ዘይኰነ ትምህርትታት ቀተ ክርስትያን ነጺጎምዎ እዮም፣ እንተዀነ ግና፡ ርእይቶኊም ብግህዶ ምግላጜ ሓደገኛ፡ ካብኡ ሓሊፉ እውን ንህይወቶም ዜስግእ እዩ ነይሩ።
5,703

5,704
am_tg
ውሎ አድሮ ግን አብዛኛው ሕዝብ መጜሐፍ ቅዱስ በሚገኝባ቞ው ቋንቋዎቜ መጠቀም እዚተወ ሄደፀ ቀተ ክርስቲያኗ ደግሞ ዹአምላክን ቃል ሕዝቡ ወደሚጠቀምበት ቋንቋ ለመተርጎም ዚተደሚጉትን ጥሚቶቜ ተቃወመቜ።
ግዜ እናሓለፈ ምስ ኚደ፡ ሓፋሜ ህዝቢ ነቲ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኹበሉ ዝነበሹ ቛንቋታት ምጥቃም ሓደጎ፣ ቀተ ክርስትያን ኚኣ ነቲ ቓል ኣምላኜ ናብ ተራ ቛንቋታት ንምትርጓም ዚግበር ጻዕርታት ትጻሚሮ ነበሚት።
5,705

5,706
am_tg
ቀተ ክርስቲያኗ ዚምታስተምሚውን ነገር ዹሚቃወም ማንኛውም ሰው ኹፍተኛ ቅጣት ይበዚንበት ነበር።
ካብቲ ቀተ ክርስትያን እትምህሮ እተፈልዚ ርእይቶ ዘለዎ ድማ፡ ኚቢድ መቕጻዕቲ እዩ ዚጜበዮ ነይሩ።
5,707

5,708
am_tg
በመሆኑም ታማኝ ዹሆኑ ዹአምላክ ቅቡዕ አገልጋዮቜ በትናንሜ ቡድኖቜ ሆነው ለመሰብሰብ ተገደዱፀ ያውም መሰብሰብ ኚቻሉ ነው።
እሙናት ቅቡኣት ኣገልገልቲ ኣምላኜ በብሒደት ኪእኚቡ ይግደዱ ነይሮም፣ ገሊኣቶም ድማ ጠሪሶም ኪእኚቡ ኣይክእሉን እዮም ነይሮም።
5,709

5,710
am_tg
ንጉሣዊ ካህናት ዚሆኑት ቅቡዓን በተደራጀ መልኩ ሥራ቞ውን ማኹናወን አልቻሉም።
እቶም ቅቡኣት ንጉሳዊ ኜህነት ብእተወደበ መገዲ ኌገልግሉ ኣይኚኣሉን።
5,711

5,712
am_tg
ዚሚሚብሜ፣ ዚሚያስፈራ ወይም ዚሚያስጚንቅ ሁኔታ ሲያጋጥምህ በሰማይ ላለው አፍቃሪ አባትህ ዚልብህን አውጥተህ ንገሚው።
ክንወስዶ ዘሎና ቐዳማይ ስጕምቲ፡ ናብ ዹሆዋ ልባዊ ጞሎት ምቕራብ እዩ።
5,713

5,714
am_tg
አንድን ቜግር ለመፍታት ዚቻልኚውን ያህል ጥሚት ካደሚግህ በኋላ፣ ዚተሻለ ዹሚሆነው ስለ ጉዳዩ መጹነቅ ሳይሆን ወደ ይሖዋ ኚልብ ዹመነጹ ጞሎት ማቅሚብ ነው።
ስክፍታ፡ ሻቕሎት፡ ወይ ጭንቀት ዚፈጥሚልካ ዅነታት እንተ ኣጋጢሙካ፡ ልብኻ ናብቲ ፈቃር ሰማያዊ ኣቊኻ ኣፍስስ።
5,715

5,716
am_tg
ላይ እንደተገለጞው ይሖዋ ደጋግመን ለምናቀርበው ኚልብ ዹመነጹ ምልጃ ምላሜ ይሰጣል።
ዘጋጠመካ ሜግር ክትፈትሕ ዝኚኣለካ ምስ ገበርካ እትጜልዮ ልባዊ ጞሎት፡ ኚይትጭነቕ ኪሕግዘካ ይኜእል እዩ።
5,717

5,718
am_tg
እንዎት?
ብኞመይ፧
5,719
tg_am
ብኞመይ፧
እንዎት?
5,720
am_tg
አእምሯቜንንና ልባቜንን፣ ኚሚሚብሹ ስሜቶቜ ዚሚያሳርፍ ውስጣዊ ሰላም በመስጠት ነው።
ብኞመይ፧
5,721

5,722
am_tg
በርካታ ሰዎቜ ይህን በሕይወታ቞ው ተመልክተዋል።
ንልብናን ንኣእምሮናን ካብ ዚርብሜ ሓሳባት ናጻ ኺገብሮ ዚኜእል ውሜጣዊ ህድኣት ብምሃብ እዩ።
5,723

5,724
am_tg
አምላክ ጭንቀታ቞ውና ስጋታ቞ው ተወግዶ፣ ኚመሚዳት ቜሎታ በላይ ዹሆነ ውስጣዊ ሰላምና መሚጋጋት እንዲያገኙ አድርጓ቞ዋል።
ሓያሎ ሰባት ነዚ ተመኲሮምዎ እዮም።
5,725

5,726
am_tg
አንተም እንዲህ ዓይነት ሰላምና መሚጋጋት ልታገኝ ትቜላለህ።
ኣብ ክንዲ ብጭንቀትን ብዚርብሜ ሓሳባት ዚሳቐዩ፡ ሰብ ኪሓስቊ ኻብ ዚኜእል ንላዕሊ ዝዀነ ሰላምን ህድኣትን ኪሚኜቡ ኣምላኜ ሓጊዝዎም እዩ።
5,727

5,728
am_tg
ዹአምላክ ሰላም ዚሚያጋጥምህን ማንኛውንም ተፈታታኝ ሁኔታ መቋቋም እንድትቜል ይሚዳሃል።
ንዓኻ እውን፡ ሰላም ኣምላኜ ንዝዀነ ይኹን ጾገም ኹተሰንፎ ኺሕግዘካ ይኜእል እዩ።
5,729

5,730
am_tg
ይሖዋ እኔ አምላክህ ነኝና አትጚነቅ።
ነቲ፡ ኣነ ኣምላኜካ እዚ እሞ፡ ኣይትጚነቕ።
5,731
tg_am
ነቲ፡ ኣነ ኣምላኜካ እዚ እሞ፡ ኣይትጚነቕ።
ይሖዋ እኔ አምላክህ ነኝና አትጚነቅ።
5,732
am_tg
አበሚታሃለሁፀ አዎ እሚዳሃለሁ በማለት በገባልን ርኅራኄ ዚተንጞባሚቀበት ቃል ላይ ሙሉ በሙሉ መተማመን ትቜላለህ።
ኚጜንዓካ፡ እወ፡ ክሚድኣካ እዚ ዚብል ዹሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋ ምሉእ ብምሉእ ክትኣምኖ ትኜእል ኢኻ።
5,733

5,734
am_tg
ይሖዋ እሱ ዹሰጠንን ቜሎታዎቜ በጥሩ ሁኔታ እንድንጠቀምባ቞ው ይፈልጋል።
ዹሆዋ ነቲ ዝሃበና ኜእለታት ጜቡቕ ጌርና ኜንጥቀመሉ እዩ ዚጜበዚና።
5,735

5,736
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
5,737
tg_am
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
ለምን?
5,738
am_tg
ምክንያቱም እኛን ይወደናልፀ እንዲሁም ያሉንን ቜሎታዎቜ በዚህ መንገድ መጠቀማቜን ደስታና እርካታ እንደሚያስገኝልን ያውቃል።
ምኜንያቱ፡ ዹፍቅሹና እዩ፡ ንተውህቩና ኜንጥቀመሉ ኾለና ዕግበት ኹም እንሚክብ እውን ይፈልጥ እዩ።
5,739

5,740
am_tg
ይሁንና ይሖዋ፣ ዹሰው ልጆቜ ዹአቅም ገደብ እንዳለባ቞ው ያውቃል።
ምስናይዚ፡ ደቂ ሰብ ድሩት ዓቕሚ ኾም ዘለዎም ዹሆዋ ይፈልጥ እዩ።
5,741

5,742
am_tg
በራሳቜን ጥሚት አለፍጜምናን፣ ኃጢአትንና ሞትን ማስወገድ አንቜልምፀ በተጚማሪም እያንዳንዱ ሰው ዚመምሚጥ ነፃነት ስላለው ሌሎቜ ዚሚያደርጉትን ነገር መቆጣጠር አንቜልም።
ብርእስና ኻብ ዘይፍጜምናን ሓጢኣትን ሞትን ሓራ ኜንኚውን ኚቶ ኣይንኜእልን ኢና፣ ኵላትና ነናትና ናይ ምምራጜ ናጜነት ስለ ዘሎና እውን፡ ንኻልኊት ሰባት ክንቈጻጞር ኣይንኜእልን ኢና።
5,743

5,744
am_tg
ኹዚህም ሌላ ዚቱንም ያህል እውቀትና ተሞክሮ ያካበትን ብንሆን ኹይሖዋ አንጻር ስንታይ ምንጊዜም ሕፃናት ነን።
ዘዋህለልናዮ ፍልጠት ወይ ተመክሮ ብዘዚገድስ ድማ፡ ምስ ናይ ዹሆዋ ኺነጻጞር ኚሎ፡ ደሹጃና ወትሩ ኾም ናይ ቈልዑ እዩ።
5,745

5,746
am_tg
ይሖዋ እንደሚደግፈንና እኛ ማድሚግ ዚማንቜለውን ነገር ለእኛ ሲል እንደሚያደርግልን በመተማመን ምንጊዜም ዚእሱን መመሪያዎቜ መፈለግ ይኖርብናል።
እምበኣር፡ ኣብ ዝዀነ ይኹን ኵነታት፡ ኣብ መሪሕነት ዹሆዋ ኜንውኚል ኣሎና፣ ኹም ዚድግፈናን ንሕና ዘይንኜእሎ ኾም ዚገብሚልናን እምንቶ ኞነሕድር ኣሎና።
5,747

5,748
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ እጃቜንን አጣጥፈን ኚመቀመጥ ይልቅ ዚሚያጋጥሙንን ቜግሮቜ ለመፍታትና ሌሎቜን ለመርዳት አቅማቜን ዹሚፈቅደውን ሁሉ ማድሚግ ይኖርብናል።
ምስናይዚ ድማ፡ ጞገማት ንምፍታሕን ንሰባት ንምሕጋዝን ግቡእ ስጕምቲ ኜንወስድ ኣሎና።
5,749

5,750
am_tg
በሌላ አባባል በይሖዋ መታመን እና መልካም ዹሆነውን ማድሚግ ያስፈልገናል።
ብሓጺሩ፡ ብዚሆዋ ኜንእመን፡ ሰናይ ኚኣ ክንገብር ኣሎና፣ እወ፡ ብተኣማንነት ክንመላለስ ኣሎና።
5,751

5,752
am_tg
ቀርዜሊ ዚቀሚበለትን ግብዣ አልተቀበለም።
ባርዚላይ ነቲ ዕድመ ኣይተቐበሎን።
5,753
tg_am
ባርዚላይ ነቲ ዕድመ ኣይተቐበሎን።
ቀርዜሊ ዚቀሚበለትን ግብዣ አልተቀበለም።
5,754
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
5,755
tg_am
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
ለምን?
5,756
am_tg
ምክንያቱም ዕድሜው ገፍቶ ስለነበር ለንጉሡ ሾክም መሆን አልፈለገም።
ብዕድመ ደፊኡ ስለ ዝነበሚ፡ ነቲ ንጉስ ጟር ኪዀኖ ኾም ዘይደሊ ነገሮ።
5,757

5,758
am_tg
ስለዚህ ቀርዜሊ በእሱ ምትክ ኪምሃም ልጁ ሳይሆን አይቀርም እንዲሄድ ሐሳብ አቀሚበ።
እቲ ምናልባት ወዱ ነይሩ ኪኞውን ዚኜእል ኪምሃም ኣብ ክንዳኡ ኪኞይድ ድማ ተማሕጞነ።
5,759

5,760
am_tg
ቀርዜሊ ጥሩ ውሳኔ እንዲያደርግ ዚሚዳው ልኩን ማወቁ ነው።
ትሕትና ንባርዚላይ ሚዛናዊ ውሳነ ኺገብር ሓጊዛቶ እያ።
5,761
tg_am
ትሕትና ንባርዚላይ ሚዛናዊ ውሳነ ኺገብር ሓጊዛቶ እያ።
ቀርዜሊ ጥሩ ውሳኔ እንዲያደርግ ዚሚዳው ልኩን ማወቁ ነው።
5,762
am_tg
ዚዳዊትን ግብዣ ያልተቀበለው ተጚማሪ ኃላፊነት ለመሾኹም ብቁ እንዳልሆነ ስለተሰማው አሊያም ዚጡሚታ ዘመኑን ዘና ብሎ ማሳለፍ ስለፈለገ አልነበሚም።
ንዕድመ ዳዊት ዘይተቐበሎ፡ ሓላፍነት ኪቕበል ኹም ዘይበቅዕ ስለ እተሰምዖ ወይ ኣብ ግዜ እርጋኑ ጟር ዘይብሉ ናብራ ኺነብር ስለ ዝደለዹ ኣይኰነን።
5,763

5,764
am_tg
ይህን ያደሚገው ያለበት ሁኔታ እንደተቀዚሚና ዹአቅም ገደብ እንዳለበት አምኖ ስለተቀበለ ነው።
ኵነታቱ ኾም እተለወጠን ዓቕሙ ድሩት ምዃኑን ስለ እተገንዘበ እዩ።
5,765

5,766
am_tg
ኹአቅሙ በላይ ዹሆነ ዚኃላፊነት ሾክም መሾኹም አልፈለገም።
ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ኺስኚም ኣይደለዚን።
5,767
tg_am
ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ኺስኚም ኣይደለዚን።
ኹአቅሙ በላይ ዹሆነ ዚኃላፊነት ሾክም መሾኹም አልፈለገም።
5,768
am_tg
ሥልጣን፣ ኃላፊነት ወይም እውቅና በማግኘት ላይ ትኩሚት ካደሚግን በውስጣቜን ዚራስ ወዳድነትና ዹፉክክር መንፈስ ሊያቆጠቁጥ ይቜላልፀ ይህም ዹኋላ ኋላ ለሐዘን ይዳርገናል።
ኣብ ስልጣን፡ ዝና፡ ወይ ተፈላጥነት ነተኵር እንተ ዄንና፡ ምትህልላኜን ምቅንናእን ጓህን ጥራይ እዩ ዜፍርዚልና።
5,769

5,770
am_tg
ኹዚህ በተቃራኒ ግን ልካቜንን ማወቃቜን ኚወንድሞቻቜን ጋር ተባብሚን በመሥራት፣ ቜሎታቜንንና አቅማቜንን ለአምላክ ክብር ለማምጣትና ሌሎቜን ለመርዳት እንድንጠቀምበት ያነሳሳናል።
ትሕትና ግና ብዅሉ ኜእለትናን ጻዕርናን ንኣምላኜ ክብሪ ኞነምጜእን ንኻልኊት ንምሕጋዝ ዚኚኣለና ኜንገብርን ትሕግዘና።
5,771

5,772
am_tg
ይሖዋ በጣም አስደናቂ ዹሆነ ፈጣሪ ነው።
ዹሆዋ ኺፍራህ ዚግብኊ ፈጣሪ እዩ።
5,773
tg_am
ዹሆዋ ኺፍራህ ዚግብኊ ፈጣሪ እዩ።
ይሖዋ በጣም አስደናቂ ዹሆነ ፈጣሪ ነው።
5,774
am_tg
ዚፍጥሚት ሥራዎቹ በሙሉ ተወዳዳሪ አይገኝላ቞ውም።
ኵሉ እቲ ዝፈጠሮ ነቲ ልዑል ስርዓታቱ ዜማልእ እዩ።
5,775
tg_am
ኵሉ እቲ ዝፈጠሮ ነቲ ልዑል ስርዓታቱ ዜማልእ እዩ።
ዚፍጥሚት ሥራዎቹ በሙሉ ተወዳዳሪ አይገኝላ቞ውም።
5,776
am_tg
ይሖዋ በፍቅር ተነሳስቶ ለሁሉም ዚፍጥሚት ሥራዎቹ ገደብ አበጅቷል።
ዹሆዋ ብፍቕሪ ተደሪኹ ንዅሉ ፍጥሚት ዶብ ገይሩሉ እዩ።
5,777

5,778
am_tg
ሁሉም ነገር እርስ በርስ ተቀናጅቶ መሥራት እንዲቜል ዚተፈጥሮ ሕጎቜንና ዚሥነ ምግባር ደንቊቜን አውጥቷል።
ኵሉ ብስኒት ምእንቲ ኺዓዪ፡ ሕግታት ተፈጥሮን ስነ ምግባርን ኣውጺኡ እዩ።
5,779

5,780
am_tg
በመሆኑም በአጜናፈ ዓለም ውስጥ ያሉት ነገሮቜ በሙሉ በአምላክ ዓላማ ውስጥ ዚዚራሳ቞ው ቊታና ድርሻ አላ቞ው።
ስለዚ፡ ኣብ ዩኒቚርስ ዘሎ ዅሉ ነገራት ኣብ ዕላማ ኣምላኜ ነናቱ ቊታን እጃምን ኣለዎ።
5,781

5,782
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዚስበት ሕግ ኚባቢ አዹር ምንጊዜም በምድር ዙሪያ እንዲኖር ያደርጋልፀ እንዲሁም ዚባሕር ሞገድንና ውቅያኖሶቜን ይቆጣጠራል።
ዹሆዋ ዅሉ ፍጥሚቱ ብሓደ ተዋዲዱ ብዛዕባ ዚዓይዹሉ መገዲ ስርዓት ኣውጺኡ እዩ።
5,783

5,784
am_tg
ዚስበት ኃይል ባይኖር ኖሮ በምድር ላይ ሕይወት አይኖርም ነበር።
በዚ ምኜንያት እዚ ድማ ሕጊ ስሕበት፡ ኣብ ኚባቢ ምድሪ ንዘሎ ሃዋህው ኣዚር ኚይወጜእ ይሕዞ፡ ንማዕበላትን ውቅያኖሳትን ይቈጻጞር፡ ኣብቲ ኣብ ምድሪ ንዘሎ ህይወት ኣገዳሲ ዝዀነ ስርዓት ተፈጥሮ እውን እጃሙ ዚበርክት እዩ።
5,785

5,786
am_tg
ይሖዋ ለፍጥሚት ሥራዎቹ ያወጣ቞ው ገደቊቜ በአጜናፈ ዓለም ውስጥ ፍጹም ዹሆነ ሥርዓት እንዲሰፍን አስተዋጜኊ አድርገዋል።
ኵሉ ፍጥሚት፡ እንተላይ ደቂ ሰብ፡ በዚ ዶብ እዚ ይቕዚዱ እዮም።
5,787

5,788
am_tg
እንዲህ ያለ ሥርዓት መኖሩ አምላክ ምድርንም ሆነ ዹሰውን ዘር ሲፈጥር ዓላማ እንዳለው በግልጜ ያሳያል።
ብንጹር እምበኣር፡ ኣብ ፍጥሚት ዚርአ ስርዓት፡ ኣምላኜ ንምድርን ንደቂ ሰብን ዕላማ ኾም ዘለዎ እዩ ዚምስክር።
5,789

5,790
am_tg
በአገልግሎታቜን ላይ ዹምናገኛቾውን ሰዎቜ፣ ይህን አስደናቂ አጜናፈ ዓለም ዹፈጠሹውን አምላክ እንዲያውቁ ልንሚዳ቞ው እንቜላለን።
ኣብ ኣገልግሎትና፡ ሰባት ኣብቲ ነዚ ዜደንቕ ስርዓት እዚ ዝፈጠሹ ኣምላኜ ኹም ዜተኵሩ ኜንገብርዶ ኣይግብኣናን፧
5,791

5,792
am_tg
ሙሮን ተክቶ ዚእስራኀል መሪ ዹሆነው ኢያሱ፣ ዹአምላክን ሕዝቊቜ እዚመራ ኚኚነዓናውያን ጋር በተዋጋበት ወቅት ዹይሖዋ ሠራዊት አለቃ ሚድቶታል።
እቲ ንሙሮ ተኪኡ መራሒ ዝዀነ እያሱ ንህዝቢ ኣምላኜ መሪሑ ምስ ኚነኣናውያን ኪዋጋእ ኚሎ፡ መስፍን ሰራዊት ዹሆዋ ኣበራቲዕዎ እዩ።
5,793

5,794
am_tg
ኹተወሰኑ ዓመታት በኋላ ደግሞ ንጉሥ ሕዝቅያስ፣ ኢዚሩሳሌምን ሊወር ኚመጣው አስፈሪ ዚአሊራውያን ሠራዊት ጋር ተፋጥጊ ነበር።
ብግዜ ንጉስ ህዝቅያስ ድማ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ሰራዊት ኣሶር መጺኊም ንዚሩሳሌም ኚበብዋ።
5,795

5,796
am_tg
በዚህ ጊዜ ዹይሖዋ መልአክ ወጥቶ በአሊራውያን ሰፈር ዚነበሩትን 185,000 ሰዎቜ በአንድ ሌሊት ገደለ።
ኰይኑ ግና፡ ኣብ ሓንቲ ለይቲ፡ መልኣኜ ዹሆዋ ወጺኡ፡ ኣብ ሰፈር ኣሶራውያን 185,000 ሰባት ቀተለ።
5,797

5,798
am_tg
እርግጥ ነው፣ መላእክቱ ፍጹማን ቢሆኑም ዚእነሱን እርዳታ ያገኙት ሰዎቜ ፍጹማን አልነበሩም።
መላእኜቲ ፍጹማት እኳ እንተ ዀኑ፡ እቶም መላእኜቲ ዚሕግዝዎም ሰባት ግና ፍጹማት ኹም ዘይኰኑ ርግጜ እዩ።
5,799