Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,600
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ጉዳዩን በጥሞና እንዲያመዛዝን በትዕግሥት እርዱት።
ዚግዳስ፡ ነቲ ጕዳይ ኪሓስበሉ ብትዕግስቲ ሓግዞ።
5,601
tg_am
ዚግዳስ፡ ነቲ ጕዳይ ኪሓስበሉ ብትዕግስቲ ሓግዞ።
ኹዚህ ይልቅ ጉዳዩን በጥሞና እንዲያመዛዝን በትዕግሥት እርዱት።
5,602
am_tg
እንደ እውነቱ ኹሆነ ልጃቜሁ በቅንነት ዚሚያነሳ቞ው ጥያቄዎቜ፣ ለጉዳዩ ትኩሚት እንደሰጠውና ዹማወቅ ፍላጎት እንዳለው ይጠቁማሉ።
ውሉድካ ብቕንዕና ሕቶታት ዚሓትት፡ ተገዳስነት ስለ ዘለዎን ኪርዳእ ስለ ዚደልን እዩ።
5,603

5,604
am_tg
ኢዚሱስ ገና በ12 ዓመቱ ቁም ነገር ያዘሉ ጥያቄዎቜን ጠይቋል።
ዚሱስ ገና ወዲ 12 ዓመት ኚሎ፡ ኚቢድ ሕቶታት ሓቲቱ እዩ።
5,605
tg_am
ዚሱስ ገና ወዲ 12 ዓመት ኚሎ፡ ኚቢድ ሕቶታት ሓቲቱ እዩ።
ኢዚሱስ ገና በ12 ዓመቱ ቁም ነገር ያዘሉ ጥያቄዎቜን ጠይቋል።
5,606
am_tg
ልጆቻቜሁን በሚገባ እወቋ቞ውፀ ይኾውም አስተሳሰባ቞ውን፣ ስሜታ቞ውንና ዚሚያሳስቧ቞ውን ነገሮቜ ለመሚዳት ጥሚት አድርጉ።
ንውሉዳትካ ኣጞቢቕካ ፍለጊም፣ ኣተሓሳስባኊምን ስምዒታቶምን ሻቕሎቶምን ፍለጥ።
5,607

5,608
am_tg
አብሚዋቜሁ በጉባኀ ስብሰባዎቜ ላይ ስለሚገኙና በአገልግሎት ስለሚካፈሉ ብቻ በይሖዋ ላይ እምነት እንዳላ቞ው አድርጋቜሁ አታስቡ።
ኣብ ክርስትያናዊ ኣኌባታት ስለ ዚእኚቡን ምሳኻ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ስለ ዚሳተፉን ጥራይ፡ እምነት ኹም ዘለዎም ጌርካ ኣይትደምድም።
5,609

5,610
am_tg
ኚልጆቻቜሁ ጋር አብራቜሁ በምታሳልፉት በማንኛውም ጊዜ በውይይታቜሁ ውስጥ መንፈሳዊ ነገሮቜን ለማካተት ጥሚት አድርጉ።
ዚግዳስ፡ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትካ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ኣመያይጊም።
5,611

5,612
am_tg
ኚልጆቻቜሁ ጋር ሆናቜሁ ጞልዩፀ እንዲሁም እነሱን በተመለኹተ ጞልዩ።
ምሳታቶም ጞሊ፣ ምእንታኊም እውን ጞሊ።
5,613

5,614
am_tg
ኚእምነታ቞ው ጋር በተያያዘ ዚሚያጋጥማ቞ውን ማንኛውንም ፈተና ለማስተዋል ጥሚት አድርጉፀ ፈተናውን እንዲወጡትም እርዷ቞ው።
ኣብ እምነቶም እንታይ ፈተና ኾም ዜጋጥሞም ክትፈልጥ ጜዓር፣ ብኞመይ ኹም ዚዋጜኡሉ ድማ ሓግዞም።
5,615

5,616
am_tg
ኢዚሱስ ዋነኛ ሥራው ዚመንግሥቱን ምሥራቜ ማወጅ ነበር።
ዚሱስ ቀዳምነት ዚህቩ ዝነበሹ ዕዮ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ምስባኜ እዩ።
5,617

5,618
am_tg
ይሁንና እሚኞቜና አስተማሪዎቜ እንዲሆኑ ሌሎቜን ለማሠልጠን ጊዜ መድቧል።
ኰይኑ ግና፡ ጓሶትን መምህራንን ምእንቲ ኪዀኑ ኢሉ፡ ንኻልኊት ንምስልጣን እውን ግዜ መዲቡ እዩ።
5,619

5,620
am_tg
ፊልጶስ በወንጌላዊነቱ ሥራ ተጠምዶ ዹነበሹ ቢሆንም አራት ሎቶቜ ልጆቹን፣ ቅዱስ ጜሑፋዊ እውነቶቜን ለሌሎቜ በማካፈሉ ሥራ ውጀታማ እንዲሆኑ እንደሚዳ቞ው አያጠራጥርም።
ፊልጶስ ብዕዮ ወንጌላውነት ትሑዝ እኳ እንተ ነበሚ፡ ኣርባዕተ ኣዋልዱ ንፉዓት ሰበኜቲ ቕዱስ ጜሑፋዊ ሓቅታት ምእንቲ ኪዀና ሓጊዝወን ኪኞውን ኣለዎ።
5,621

5,622
am_tg
በዛሬው ጊዜስ እንዲህ ዓይነቱን ሥልጠና መስጠት ምን ያህል አስፈላጊ ነው?
ኹምዚ ዝበለ ስልጠና፡ ሎሚ ኜሳዕ ክንደይ እዩ ዜድሊ፧
5,623

5,624
am_tg
በዓለም ዙሪያ ለምሥራቹ አዎንታዊ ምላሜ ዚሚሰጡ ሰዎቜ ቁጥር እዚጚመሚ ነው።
ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ቍጜሪ እቶም ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ዚቕበሉ ዘለዉ ሰባት ይበዝሕ ኣሎ።
5,625

5,626
am_tg
አዲሶቜ ገና ኹመጠመቃቾውም በፊት መጜሐፍ ቅዱስን በግላቾው ዚማጥናትን አስፈላጊነት እንዲገነዘቡ ማድሚግ ያስፈልጋል።
ዘይተጠምቁ ሓደስቲ እውን ንኣገዳስነት ብሕታዊ መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስ ኪርድእዎ ኣለዎም።
5,627

5,628
am_tg
ለሌሎቜ ምሥራቹን መስበክና እውነትን ማስተማር ዚሚቜሉት እንዎት እንደሆነ መማርም ይኖርባ቞ዋል።
ነቲ ብስራት ንኻልኊት ብኞመይ ኹም ዚሰብኩ፡ ብዛዕባ ሓቂ እውን ብኞመይ ኹም ዚምህሩ ኺፈልጡ ኣለዎም።
5,629

5,630
am_tg
በጉባኀዎቻቜን ውስጥ ያሉ ወንድሞቜ፣ ዚጉባኀ አገልጋዮቜና ሜማግሌዎቜ ለመሆን ዚሚያስፈልጓ቞ውን ብቃቶቜ ለማሟላት እንዲጣጣሩ መበሚታታት ያስፈልጋ቞ዋል።
ኣብ ጉባኀታትና ዚርኚቡ ኣሕዋት፡ ኣገልገልቲ ጉባኀን ሜማግለታትን ንምዃን ዜድሊ ብቕዓት ምእንቲ ኌማልኡ፡ ኣበርቲዖም ኪዓይዩ መተባብዒ ዚድልዮም እዩ።
5,631

5,632
am_tg
ዚጎለመሱ ክርስቲያኖቜ ለአዲሶቜ ጥሩ መመሪያ በመስጠት መንፈሳዊ እድገት እንዲያደርጉ ሊሚዷ቞ው ይቜላሉ።
ብሱላት ክርስትያናት ንሓደስቲ ጜቡቕ ትምህርቲ ብምሃብ፡ መንፈሳዊ ዕቀት ኪገብሩ ኺሕግዝዎም ይኜእሉ እዮም።
5,633

5,634
am_tg
ጠንካራ ትዳር፣ አንዳ቞ው ዹሌላውን ስህተት በትዕግሥት ዚሚያልፉ ባልና ሚስት ጥምሚት ነው።
ድልዱል ሓዳር ንሓድሕዶም ሕድገታት ብዚገባበሩ ኜልተ ሰባት እዩ ዚቐውም።
5,635

5,636
am_tg
እንዲህ ያሉ ባልና ሚስት እርስ በርስ ይቻቻላሉፀ እንዲሁም በነፃ ይቅር ይባባላሉ።
ንሓድሕዶም ኪተዓጋገሱን ብናጻ ይቕሹ ኺባሃሃሉን ኣለዎም።
5,637

5,638
am_tg
እርግጥ ነው፣ ሁለቱም ስህተት መሥራታ቞ው አይቀርም።
እወ፡ ክልቲኊም ሰብ ሓዳር ይጋገዩ እዮም።
5,639
tg_am
እወ፡ ክልቲኊም ሰብ ሓዳር ይጋገዩ እዮም።
እርግጥ ነው፣ ሁለቱም ስህተት መሥራታ቞ው አይቀርም።
5,640
am_tg
እንዲህ ዓይነት ሁኔታ በሚፈጠርበት ጊዜ ባልና ሚስት ኚስህተታ቞ው መማር፣ ዚትዳር ጓደኛቾውን ይቅር ማለት እንዲሁም ፍጹም ዹሆነ ዚአንድነት ማሰሪያ ዹሆነውን ፍቅር ማሳዚት ይቜላሉ።
ኚምኡ ኌጋጥሞም ኹሎ ግና፡ ካብ ጌጋታቶም ኪምሃሩ፡ ይቕሹ ኺባሃሃሉ፡ ፍቕሪ ፍጜምቲ ማእሰር ሓድነት ክትኚውን ኬፍቅዱላ ኣጋጣሚ ይሚኜቡ እዮም።
5,641

5,642
am_tg
በተጚማሪም መጜሐፍ ቅዱስ ፍቅር ታጋሜና ደግ ነው።
ብተወሳኺ፡ ፍቕሪ ዓቃልን ለዋህን እያ።
5,643
tg_am
ብተወሳኺ፡ ፍቕሪ ዓቃልን ለዋህን እያ።
በተጚማሪም መጜሐፍ ቅዱስ ፍቅር ታጋሜና ደግ ነው።
5,644
am_tg
ፍቅር ዹበደል መዝገብ ዹለውም ይላል።
ኣይትቕዚምን እያ።
5,645
tg_am
ኣይትቕዚምን እያ።
ፍቅር ዹበደል መዝገብ ዹለውም ይላል።
5,646
am_tg
አለመግባባቶቜ በተቻለ ፍጥነት መፈታት አለባ቞ው።
ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር ዚፍጠር ዘይምርድዳኣት ብቕልጡፍ ኪፍታሕ ኣለዎ።
5,647

5,648
am_tg
በመሆኑም አንድ ክርስቲያን ባልና ሚስት በመካኚላ቞ው ለተፈጠሹው ለማንኛውም ቅራኔ፣ ጀምበር ሳትጠልቅ እልባት ማበጀት ይኖርባ቞ዋል።
ስለዚ፡ ክርስትያን ሰብ ሓዳር መዓልቲ ኞይዓሚበት ፍልልያቶም ኬደቅሱ ኣለዎም።
5,649

5,650
am_tg
ስላስኚፋሁህ ይቅርታ አድርግልኝ ብሎ ኚልብ ይቅርታ መጠዹቅ ትሕትና እና ድፍሚት ይጠይቃልፀ ይሁንና ዚትዳር ጓደኛሞቜ እንዲህ ማድሚጋ቞ው ቜግሮቜን በመፍታት ብሎም በመካኚላ቞ው ያለውን ጥምሚት በማጠናኹር ሚገድ ትልቅ ሚና ይጫወታል።
ካብ ልብኻ ተደሪኜካ ንበደልካ ይቕሚታ ንምሕታት፡ ትሕትናን ትብዓትን ዚድሊ እዩ፣ ይኹን እምበር፡ ኚምኡ ምግባር ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር ዚፍጠር ብዙሕ ጞገማት ይፈትሕ፡ ንሓድሕዶም እውን ዚቀራርቊም እዩ።
5,651

5,652
am_tg
ዘወትር ነቅታቜሁ ጠብቁ ዹሚለውን መመሪያ ተግባራዊ ለማድሚግ፣ ፍላጎት ብቻ በቂ አይደለም።
ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕ ምዃን ኪብሃል ኚሎ፡ ቅኑዕ ንምግባር ክንሕልን ኣሎና ማለት ጥራይ ኣይኰነን።
5,653

5,654
am_tg
በጌትሎማኒ ዚአትክልት ቊታ ደቀ መዛሙርቱ ካጋጠማ቞ው ሁኔታ ጥቂት ቀናት ቀደም ብሎ ኢዚሱስ ለይሖዋ ምልጃ እንዲያቀርቡ ነግሯ቞ው ነበር።
ካብቲ ኣብ ስፍራ ኣታኜልቲ ጌተሮማኔ ዘጋጠመ ነገር ሒደት መዓልትታት ኣቐዲሙ፡ ዚሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ናብ ዹሆዋ ኺምህለሉ ተማሕጺንዎም ነይሩ እዩ።
5,655

5,656
am_tg
እኛም በመንፈሳዊ እንዳናንቀላፋ ኹፈለግን በጞሎት ሚገድ ምንጊዜም ንቁዎቜ መሆን አለብን።
ስለዚ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕ ንምዃን፡ ብጞሎት ክንነቅሕ ኣሎና።
5,657

5,658
am_tg
ኢዚሱስ መጚሚሻው ዚሚመጣው ባላሰብነው ሰዓት እንደሆነ ስለተናገሚ አሁን በመንፈሳዊ ዚምናሞልብበት እንዲሁም ሰይጣንም ሆነ እሱ ዚሚቆጣጠሚው ዓለም ዚሚያቀርባ቞ውን ዚማይጚበጡና ሥጋቜንን ዚሚያማልሉ ነገሮቜ ዚምናሳድድበት ጊዜ አይደለም።
ዚሱስ ብዛዕባ መወዳእታ ግዜ ኺገልጜ ኚሎ፡ ብዘይሓሰብኩምዋ ሰዓት ኪመጜእ እዩ ስለ ዝበለ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ እንታኞሰሉ ግዜ ኣይኰነን፣ ነቲ ሰይጣንን ዓለሙን ዜቕርቡልና፡ ስጋና እውን ዚምነዮ ዘይጭበጥ ሕልሚ እንስዕበሉ ግዜ እውን ኣይኰነን።
5,659

5,660
am_tg
ይሖዋና ኢዚሱስ፣ ስላዘጋጁልንና በቅርቡ ስለምናገኛ቞ው በሚኚቶቜ እንዲሁም ምንጊዜም ነቅተን መጠበቅ ስለምንቜልበት መንገድ በመጜሐፍ ቅዱስ አማካኝነት ነግሚውናል።
ኣምላኜን ክርስቶስን ብመጜሓፍ ቅዱስ ገይሮም፡ ኣብ ቀሚባ እዋን እንታይ ኹም ዚጜበዚናን ኹመይ ጌርና ኜንነቅሕ ኹም ዘሎናን ተማሕጺኖምና ኣለዉ።
5,661

5,662
am_tg
ለመንፈሳዊነታቜንና ኹይሖዋ ጋር ላለን ዝምድና ትኩሚት መስጠት እንዲሁም ዹአምላክን መንግሥት ማስቀደም አለብን።
ንመንፈሳውነትናን ነቲ ምስ ዹሆዋ ዘሎና ርክብን ኚነተኵሚሉ፡ ንመንግስቲ ኣምላኜ ድማ ቀዳምነት ክንህብ ኣሎና።
5,663

5,664
am_tg
በቅርቡ ዹሚፈጾመውን ክንውን ዝግጁ ሆነን መጠበቅ እንድንቜል፣ ያለንበትን ጊዜ እንዲሁም በዙሪያቜን ዚሚኚናወኑትን ነገሮቜ ማስተዋል ይኖርብናል።
ነቲ ዚመጜእ ድሉዋት ምእንቲ ኜንኚውን፡ ነዚ ዘለናሉ ግዜን ነዚ ዚኾውን ዘሎ ፍጻመታትን ኚነለልዮ ኣሎና።
5,665

5,666
am_tg
እንደተናቅን ወይም ተገቢ ያልሆነ ነገር እንደተደሚገብን በሚሰማን ጊዜ ስሜታቜንን መቆጣጠር ኚባድ ሊሆንብን ይቜላል።
ኹም እተነዓቕና ወይ ኹም እተበደልና ዀይኑ እንተ ተሰሚዑና፡ ስምዒታትና ምቍጜጻር ኪኞብደና ይኜእል እዩ።
5,667

5,668
am_tg
በዘራቜን፣ በቆዳቜን ቀለም አሊያም በውጫዊ ገጜታቜን ምክንያት ብንነቀፍ ስሜታቜን በጣም እንደሚጎዳ ዚታወቀ ነው።
ብሰንኪ ዓሌትና፡ ሕብሪ ቘርበትና፡ ወይ ካልእ ኣካላዊ ትርኢትና እንተ ተገፊዕና ኣዚና ኜንጕሂ ንኜእል ኢና።
5,669

5,670
am_tg
ይህን ያደሚገው ዚእምነት ባልንጀራቜን ሲሆን ደግሞ ሁኔታው ምንኛ ዹኹፋ ይሆናል! በዚህ ጊዜ መጜሐፍ ቅዱስ፣ ስሜታቜንን እንድንቆጣጠር እንዲሁም ቶሎ እንዳንቆጣ ዹሚሰጠንን ምክር ተግባራዊ ማድሚጋቜን ምንኛ ጠቃሚ ነው! ማንኛቜንም ብንሆን ቶሎ ቅር ላለመሰኘትና ይበልጥ ይቅር ባይ ለመሆን ጥሚት ማድሚግ እንደሚያስፈልገን ጥርጥር ዚለውም።
እዚ ግፍዒ እዚ ዝበጜሓና ብሓደ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይና እንተ ዀይኑ እሞ ኞኣ ክሳዕ ክንደይ ኰን እዩ ዜጕሂ! ነቲ መጜሓፍ ቅዱስ፡ መንፈስና ኜንገትእን ንዅራ ኞይንህወኜን ዚህበና ምኜሪ ኣብ ግብሪ ምውዓሉሲ ኜሳዕ ክንደይ ጥበባዊ ዀን እዩ! ኵላትና ብቐሊሉ ተነቀፍቲ ኾይንኾውንን ዝያዳ ይቕሹ ኜንብልን ጻዕሪ ኜንገብር ኹም ዘሎና ፍሉጥ እዩ።
5,671

5,672
am_tg
ይሖዋና ኢዚሱስ ይቅር ባይ መሆንን ትልቅ ቊታ ይሰጡታል።
ዹሆዋን ዚሱስን ንበደል ምሕዳግ ኣርዚኖም እዮም ዚርእይዎ።
5,673
tg_am
ዹሆዋን ዚሱስን ንበደል ምሕዳግ ኣርዚኖም እዮም ዚርእይዎ።
ይሖዋና ኢዚሱስ ይቅር ባይ መሆንን ትልቅ ቊታ ይሰጡታል።
5,674
am_tg
አንተስ ይቅር ባይ ኹመሆን ወይም ቁጣህን ኚመቆጣጠር ጋር በተያያዘ ይበልጥ መሥራት ያስፈልግህ ይሆን?
እሞኞ፡ ዝያዳ ይቕሹ ኜትብል ወይ ስምዒትካ ኜትቈጻጞር ዚድልዚካ ደዀን ይኾውን፧
5,675

5,676
am_tg
ቁጣ቞ውን ዚመቆጣጠር ቜግር ያለባ቞ው ሰዎቜ አብዛኛውን ጊዜ ምሬት ያድርባ቞ዋል።
መብዛሕትኡ ግዜ፡ ስምዒቶም ዘይቈጻጞሩ ሰባት ይምሚሩ እዮም።
5,677

5,678
am_tg
በመሆኑም ሌሎቜ ይርቋ቞ዋል።
በዚ ምኜንያት እዚ ድማ፡ ካልኊት ኪቐርብዎም ኣይደልዩን ይዀኑ።
5,679
tg_am
በዚ ምኜንያት እዚ ድማ፡ ካልኊት ኪቐርብዎም ኣይደልዩን ይዀኑ።
በመሆኑም ሌሎቜ ይርቋ቞ዋል።
5,680
am_tg
በምሬት ዹተሞላ ሰው በጉባኀ ውስጥ መጥፎ ተጜዕኖ ሊያሳድር ይቜላል።
ዚምሹር ሰብ ኣብ ጉባኀ ሕማቕ ጜልዋ ኺገብር ይኜእል እዩ።
5,681

5,682
am_tg
በአሁኑ ጊዜ ዹምንኖሹው ይሖዋ እኛን ለመቅሚጜ ሲል ባዘጋጀው መንፈሳዊ ገነት ውስጥ ነው።
እቲ ሕጂ ዹሆዋ ንዓና ዚቐርጾሉ ዘሎ ሃዋህው፡ ኹም መንፈሳዊ ገነት ጌርካ ይርአ እዩ።
5,683

5,684
am_tg
በዙሪያቜን ያለው ዓለም በክፋት ዹተሞላ ቢሆንም ያለ ስጋት ተሹጋግተን እንኖራለን።
ኣብ ኚባቢና ዘላ ዓለም እክይቲ እኳ እንተ ዀነት፡ ንሕና ግና ድሕንነትን ውሕስነትን ይስምዓና ኣሎ።
5,685

5,686
am_tg
ይሖዋን ማወቅና ዚእሱን አባታዊ ፍቅር ማጣጣም ቜለናል።
ንዹሆዋ ፈሊጥናዮ፡ ኣባታዊ ፍቕሩ እውን ጥዒምና ኢና።
5,687
tg_am
ንዹሆዋ ፈሊጥናዮ፡ ኣባታዊ ፍቕሩ እውን ጥዒምና ኢና።
ይሖዋን ማወቅና ዚእሱን አባታዊ ፍቅር ማጣጣም ቜለናል።
5,688
am_tg
በአዲሱ ዓለም ውስጥ ስንኖር ደግሞ መንፈሳዊው ገነት ኚሚያስገኛ቞ው በሚኚቶቜ ዹተሟላ ጥቅም ማግኘት እንቜላለን።
ኣብ ሓዳስ ዓለም፡ መንፈሳዊ ገነት ዜምጜኊ በሚኞት ምሉእ ብምሉእ ኚነስተማቕሮ ኢና።
5,689

5,690
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ በዚያ ወቅት በአምላክ መንግሥት አገዛዝ ሥር ምድር ወደ ገነትነት ትለወጣለቜ።
ሜዑ፡ ምስቲ መንፈሳዊ ገነት ዚሳነ ቓል ብቓሉ ገነት ኣብ ትሕቲ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኜ ኪህሉ እዩ።
5,691

5,692
am_tg
ዓለም አቀፍ ተሃድሶ በሚኖርበት በዚያ ጊዜ፣ ይሖዋ ዚምድርን ነዋሪዎቜ መቅሚጹን ዚሚቀጥል ሲሆን ኚእሱ ዚሚያገኙት ትምህርት ኹምንገምተው በላይ ይሆናል።
ኣብቲ ምድሪ እትሕደሰሉ እዋን፡ ዹሆዋ ንነበርቲ ምድሪ ኪቐርጟም፡ ሕጂ ኜንግምቶ ኻብ እንኜእል ንላዕሊ ድማ ኪምህሮም እዩ።
5,693

5,694
am_tg
በተጚማሪም እሱ ዹሚሰጠንን ትምህርት መቀበልና ፈቃዱን ሙሉ በሙሉ መፈጾም እንድንቜል ይሖዋ አእምሯቜንንና አካላቜንን ፍጹም ያደርግልናል።
ብዘይካዚ፡ ኣምላኜ ንኣእምሮናን ንሰብነትናን ፍጹም ስለ ዚገብሮ፡ ትምህርቱ ኣብ ልብና ኞነሕድሮን ብዘይ እንታ ኣብ ግብሪ ኾነውዕሎን ኢና።
5,695

5,696
am_tg
እንግዲያው ለይሖዋ መገዛታቜንን ለመቀጠል ቁርጥ ውሳኔ እናድርግፀ ይህን ስናደርግ ይሖዋ ዹሚቀርጾን ስለሚወደን መሆኑን እንደተገነዘብን እናሳያለን።
ስለዚ፡ ንዓና ንምቕራጜ ዚገብሮ ጻዕሪ ኾም መግለጺ ፍቕሪ ጌርና ብምርኣይ፡ ብሕጂ እውን ንዹሆዋ ንገዝኣዮ።
5,697

5,698
am_tg
ኚክርስቶስ ልደት በኋላ በነበሩት ዚመጀመሪያዎቹ ጥቂት መቶ ዓመታት ውስጥ በርካታ ሰዎቜ መጜሐፍ ቅዱስን በግሪክኛ ወይም በላቲን ማንበብ ይቜሉ ነበር።
ኣብ ቀዳሞት ሒደት ዘመናት ድሕሪ ክርስቶስ፡ ሓያሎ ሰባት ንመጜሓፍ ቅዱስ ብግሪኜኛ ወይ ብላቲን ኬንብብዎ ይኜእሉ ነይሮም እዮም።
5,699