Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,400
am_tg
ምላሳቜንንም ኚገራነው አምላክን በሚያስኚብርና ሌሎቜን በሚጠቅም መንገድ ልንጠቀምበት እንቜላለን።
ንልሳንና እንተ ገሪሕናያ ኞኣ፡ ንኣምላኜ ንምኜባርን ንኻልኊት ንምጥቃምን ክንጥቀመላ ንኜእል ኢና።
5,401
tg_am

5,402
am_tg
ድምፅ አውጥተን በመናገርም ይሁን በእጃቜን ምልክት በመስጠት ሐሳባቜንንና ስሜታቜንን ዚመግለጜ ቜሎታ ኹአምላክ ያገኘነው ድንቅ ስጊታ ነው።
እቲ እነመሓላልፎ መልእኜቲ በቲ ኻብ ኣፍና ዚወጜእ ድምጺ ይኹን ወይ ብኣእዳውና ብእንገብሮ ምልክት፡ እቲ ሓሳባትናን ስምዒታትናን ናይ ምምሕልላፍ ክእለትና ብሓቂ ዜደንቕ ውህበት ኣምላኜ እዩ።
5,403

5,404
am_tg
ይሁንና ይህን ስጊታ፣ ለማፍሚስ ሳይሆን ለማነጜ ልንጠቀምበት ይገባል።
ይኹን እምበር፡ ነዚ ውህበት እዚ ንምፍራስ ዘይኰነስ ንምህናጜ ክንጥቀመሉ ኣሎና።
5,405

5,406
am_tg
ሉቃስ ለጳውሎስ ኚጀና ጋር ዚተያያዘ ምክር ሰጥቶት ሊሆን እንደሚቜል እንዲሁም ለጳውሎስም ሆነ በሚስዮናዊ አገልግሎቱ ወቅት አብሚውት ለተጓዙት ሌሎቜ ሰዎቜ ዹሕክምና እርዳታ አድርጎላ቞ው እንደሚሆን ማሰቡ ምክንያታዊ ነው።
ሉቃስ ንጳውሎስን ነቶም ኣብቲ ሚስዮናዊ ጕዕዞ ዝነበሩ ኻልኊትን ሕክምናዊ ምኜርን ኣገልግሎትን ሂብዎም ኪኞውን ኣለዎ።
5,407

5,408
am_tg
ሉቃስ እንዲህ ማድሚግ ያስፈለገው ለምንድን ነው?
ስለምንታይ እዩ ሉቃስ ኚምኡ ኺገብር ዘድለዮ፧
5,409
tg_am
ስለምንታይ እዩ ሉቃስ ኚምኡ ኺገብር ዘድለዮ፧
ሉቃስ እንዲህ ማድሚግ ያስፈለገው ለምንድን ነው?
5,410
am_tg
ምክንያቱም ጳውሎስም እንኳ በጉዞው ላይ እያለ ታሞ ነበር።
ምኜንያቱ፡ ጳውሎስ እውን እንተ ዀነ ኣብ ጕዕዞኡ ሓሚሙ ነይሩ እዩ።
5,411

5,412
am_tg
ኢዚሱስ ሐኪም ዚሚያስፈልጋ቞ው ሕመምተኞቜ እንጂ ጀነኞቜ አይደሉም ብሎ ኹተናገሹው ሐሳብ ጋር በሚስማማ መልኩ ሉቃስም በዚህ ወቅት ዹሕክምና እርዳታ መስጠት ይቜል ነበር።
ሉቃስ ዚህቩ ዝነበሹ ሕክምናዊ ሓገዝ ምስቲ ዚሱስ፡ ሓኪም ንሕሙማት ደኣ እምበር፡ ንጥዑያት ኣዚድልዮምን እዩ ኢሉ እተዛሚቊ ቓላት ዚሳነ እዩ።
5,413

5,414
am_tg
ሉቃስ ዹሕክምና ሥልጠና ያገኘው ዚት ወይም መቌ እንደሆነ መጜሐፍ ቅዱስ አይነግሚንም።
ሉቃስ ነቲ ሕክምናዊ ስልጠና ኣበይ ወይ መዓስ ኹም ዝሹኾቩ መጜሓፍ ቅዱስ ኣይነግሚናን እዩ።
5,415

5,416
am_tg
ጳውሎስ ለቆላስይስ ክርስቲያኖቜ ሲጜፍ ሉቃስ ዹሕክምና ባለሙያ መሆኑን ዹጠቀሰው ሉቃስን ስለሚያውቁት ሊሆን ይቜላል ተብሎ ይታሰባል።
ጳውሎስ ነቶም ኣብ ቈሎሮ ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ሉቃስ ሓኪም ምዃኑ ዝጠቐሰሎም፡ ይፈልጥዎ ስለ ዝነበሩ ኪኞውን ኹም ዚኜእል ይጥቀስ እዩ።
5,417

5,418
am_tg
በቆላስይስ አቅራቢያ ባለቜው በሎዶቅያ ዹሕክምና ትምህርት ቀት ነበሚ።
እቲ ዜገርም ኚኣ፡ ኣብታ ኣብ ጥቓ ቈሎሮ እትርኚብ ሎዲቅያ ቀት ትምህርቲ ሕክምና ነይሩ እዩ።
5,419

5,420
am_tg
ሁኔታው ምንም ይሁን ምን፣ ሉቃስ ዹሕክምና ባለሙያ እንጂ ዹሕክምና ቜሎታ ሳይኖሚው ጀና ነክ ምክር ዚሚሰጥ ሰው አልነበሚም።
ዝዀነ ዀይኑ፡ ሉቃስ ብዛዕባ ጥዕና ዘዝመጾሉ ዚዛሚብ ዘይሰልጠነ ተራ ሰብ ኣይነበሚን፣ ዚግዳስ፡ ሓኪም እዩ ነይሩ።
5,421

5,422
am_tg
ሉቃስ ዹወንጌል ዘገባውንና ዚሐዋርያት ሥራ መጜሐፍን ሲጜፍ ዚተጠቀመባ቞ው ዹሕክምና ቃላት እንዲሁም ኢዚሱስ ዚፈወሳ቞ው ሰዎቜ ላለባ቞ው ሕመም ትኩሚት መስጠቱ ይህን ይጠቁማሉ።
ሉቃስ ኣብ ወንጌሉን ኣብ ግብሪ ሃዋርያትን ሕክምናዊ ቛንቋ ምጥቃሙ፡ ኣብቲ ዚሱስ ዝገበሮ ምሕዋይ ድማ ምትኳሩ፡ ነዚ ዚሕብር እዩ።
5,423

5,424
am_tg
ይሖዋ፣ አንድያ ልጁን ወደ ምድር በመላክ ኹሁሉ ዹላቀውን ስጊታ በፍቅር ተነሳስቶ ሰጥቶናል! ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን ዹአምላክ ስጊታ በቃላት ሊገለጜ ዚማይቜል ነፃ ስጊታ በማለት ገልጟታል።
ዹሆዋ ነቲ ሓደ ወዱ ናብዛ ምድሪ ኺልእኮ ኞሎ፡ ካብ ኵሉ ዝዓበዹ ውህበት ፍቕሪ እዩ ሂቡና! ሃዋርያ ጳውሎስ ነቲ ተግባር እቲ፡ ኪግለጜ ዘይኚኣል ናጻ ውህበት ኣምላኜ ኢሉ ጾዊዕዎ ኣሎ።
5,425

5,426
am_tg
ጳውሎስ፣ አምላክ ቃል ዚገባ቞ው አስደናቂ ተስፋዎቜ በሙሉ እንደሚፈጞሙ ዋስትና ዹሚሆነው ዚክርስቶስ ፍጹም መሥዋዕት እንደሆነ ስለሚያውቅ ነው።
ጳውሎስ፡ ኵሉ እቲ ኣምላኜ ዘተስፈወና ዓበይቲ ነገራት በቲ ፍጹም መስዋእቲ ክርስቶስ ውሑስ ኹም ዚኾውን ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
5,427

5,428
am_tg
በቃላት ሊገለጜ ዚማይቜለው ይህ ነፃ ስጊታ ይሖዋ በኢዚሱስ በኩል ዚሚያደርግልንን መልካም ነገሮቜ በሙሉ እንዲሁም ዚሚያሳዚንን ታማኝ ፍቅር ያካትታል።
በዚ ኾምዚ ኞኣ፡ እቲ ኺግለጜ ዘይኚኣል ውህበቱ ንዅሉ እቲ ዹሆዋ ብዚሱስ ኣቢሉ ዚገብሚልና ሰናይን ብተኣማንነት ዜርእዚና ፍቕርን ዚጠቓልል።
5,429

5,430
am_tg
በእርግጥም ስጊታው እጅግ አስደናቂ በመሆኑ ዹሰው ልጆቜ ሙሉ በሙሉ በሚሚዱት መንገድ መግለጜ አስ቞ጋሪ ነው።
እቲ ውህበት እቲ ኣዝዩ ዜደንቕ ካብ ምዃኑ እተላዕለ፡ ምሉእ ብምሉእ ብሰባት ኪግለጜ ኣይኚኣልን እዩ።
5,431

5,432
am_tg
እንዲህ ያለ ልዩ ስጊታ በመቀበላቜን ምን ሊሰማን ይገባል?
ኹምዚ ዝበለ ዜደንቕ ውህበት ምቕባልና እንታይ ጜልዋ ኌሕድሚልና ይግባእ፧
5,433

5,434
am_tg
ደግሞስ ኹይሖዋ ያገኘነው ስጊታ ምን እንድናደርግ ሊገፋፋን ይገባል?
እዚ ውህበት እዚ ኣብ ምንታይ ግብራዊ መገድታት ድራኞ ኺገብሚልና ኣለዎ፧
5,435

5,436
am_tg
አኗኗርህን መለስ ብለህ እንድታጀንና ሕይወትህን ዚምትመራበትን መንገድ እንድትቀይር ያነሳሳህ ይሆን?
ንተግባራትካ ዳግም ክትሓስበሉ፡ ንኣነባብራ ህይወትካ እውን ክትቅይር ይድርኞካዶ፧
5,437

5,438
am_tg
ይበልጥ ለጋስና አፍቃሪ እንድትሆን እንዲሁም ዹበደሉህን ይቅር እንድትል ያነሳሳህ ይሆን?
ንኻልኊት ሰባት ብዝያዳ ለጋስን ፈቃርን ክትኚውን፡ ንዝበደለካ እውን ይቕሹ ኜትብል ትድሚኜ ኢኻ።
5,439

5,440
am_tg
ይሖዋ በክርስቶስ አማካኝነት ዹሰጠን ስጊታ ኚዚትኛውም ስጊታ በእጅጉ ዹላቀ ነው።
እቲ ዹሆዋ ብክርስቶስ ኣቢሉ ዝሃበና ውህበት፡ ካብ ኩሉ ዝተዋህበ ውህበት ኣጞቢቑ ዚዓቢ ምኳኑ ዘክር።
5,441

5,442
am_tg
ኃጢአትና ሞት ወደ ዓለም እንዲገባ ምክንያት ዹሆነው አንድ ሰው ሲሆን እሱም አዳም ነው።
እቲ ብእኡ ኣቢሉ ሓጢኣትን ሞትን ናብ ዓለም ዝኣተወ እተባህለሉ ሓደ ሰብ፡ ኣዳም እዩ።
5,443

5,444
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ በአንድ ሰው በደል ዚተነሳ ሞት እንደነገሠ ዹሚናገሹው ለዚህ ነው።
ስለዚ፡ ብኣበሳ እቲ ሓደ፡ ሞት በቲ ሓደ ነገሰ።
5,445

5,446
am_tg
ጳውሎስ ዹአምላክን ዚተትሚፈሚፈ ጾጋ ማግኘት ዚሚቻለው በአንዱ ሰው በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት እንደሆነ ተናግሯል።
ኚምቲ ጳውሎስ ኣስዕብ ኣቢሉ ዝገለጟ ድማ፡ ብዙሕ ጾጋ በቲ ሓደ ዚሱስ ክርስቶስ መጞ።
5,447

5,448
am_tg
ይህ ጾጋ ዹሰውን ዘር በሙሉ ጠቅሟል።
እቲ ጾጋ እቲ ኞኣ ንዅሎም ደቂ ሰብ ጥቕምታት ኣምጺኡሎም እዩ።
5,449
tg_am
እቲ ጾጋ እቲ ኞኣ ንዅሎም ደቂ ሰብ ጥቕምታት ኣምጺኡሎም እዩ።
ይህ ጾጋ ዹሰውን ዘር በሙሉ ጠቅሟል።
5,450
am_tg
ጳውሎስ በአንዱ ሰው በኢዚሱስ መታዘዝም ብዙዎቜ ጻድቃን ይሆናሉ ብሏል።
ብተኣዛዝነት እቲ ሓደ ማለት ዚሱስ፡ ብዙሓት ጻድቃን ኪዀኑ እዮም።
5,451

5,452
am_tg
በመሆኑም ዹአምላክ ጾጋ በጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ዹዘላለም ሕይወት ያስገኛል።
ብልክዕ ንምዝራብ፡ ጾጋ ኣምላኜ ብዚሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪመርሕ ይኜእል እዩ።
5,453

5,454
am_tg
ይሖዋ፣ ልጁ ወደ ምድር መጥቶ ቀዛውን እንዲኚፍል ዚማድሚግ ግዎታ አልነበሚበትም።
ዹሆዋ ንወዱ በጃ ኪኞውን ኢሉ ኺልእኮ ግዎታ ኣይነበሮን።
5,455

5,456
am_tg
ይሖዋና ኢዚሱስ፣ ኃጢአተኛ ዚሆኑት ዹሰው ልጆቜ በቀዛው አማካኝነት ይቅርታ ማግኘት ዚሚቜሉበትን ዝግጅት ያደሚጉት ዹሰው ልጆቜ ይህን ለማግኘት ዹሚበቁ ወይም ዚሚገባ቞ው ስለሆኑ አይደለም።
ሓጥኣን ሰባት እውን ነቲ ንይቕሚታ መሰሚት ዝዀነ ኣምላኜ ዘዳለዎን ዚሱስ ዝኾፈሎን በጃ ይግብኣና ኺብልዎ ዚኜእሉ ኣይኰነን።
5,457

5,458
am_tg
በመሆኑም ዚኃጢአት ይቅርታ እና ዹዘላለም ሕይወት ተስፋ ማግኘታቜን ይገባናል ዹማንለው ደግነት ወይም ጾጋ ነው።
ስለዚ፡ ይቕሚታን ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወትን ምርካብና፡ ብሓቂ መግለጺ ጞጋኡ፡ ማለት ይግብኣና ዘይንብሎ ለውሃት እዩ።
5,459

5,460
am_tg
እንግዲያው ዹአምላክን ዚደግነት ስጊታ ይኾውም ጾጋውን ኹፍ አድርገን ልንመለኹተውና ይህንንም በአኗኗራቜን ልናሳይ ይገባል።
እምበኣር፡ ንውህበት ጾጋ ኣምላኜ ኣኜቢርና ኜንርእዮን ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ብእኡ ኜንጜሎን ኣሎና።
5,461

5,462
am_tg
ራሳቜንን መመርመራቜን አስፈላጊ ነው።
ገዛእ ርእስና ኜንምርምር ኣሎና።
5,463
tg_am
ገዛእ ርእስና ኜንምርምር ኣሎና።
ራሳቜንን መመርመራቜን አስፈላጊ ነው።
5,464
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
5,465
tg_am
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
ለምን?
5,466
am_tg
ጳውሎስ በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር ሞት ያስኚትላል ሲል ጜፏል።
ጳውሎስ፡ ናይ ስጋ ምሕሳብ፡ ሞት እዩ ኢሉ ጜሒፉ ኣሎ።
5,467

5,468
am_tg
ይህ ትኩሚት ልንሰጠው ዚሚገባ ጉዳይ ነውፀ በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር በአሁኑ ጊዜ መንፈሳዊ ሞት ዚሚያስኚትል ሲሆን ወደፊት ደግሞ ቃል በቃል ሕይወታቜንን ያሳጣናል።
እዚ ቐሊል ነገር ኣይኰነን፣ ሕጂ መንፈሳዊ ሞት፡ ኣብ መጻኢ ድማ ኣካላዊ ሞት እዩ ዜስዕብ።
5,469

5,470
am_tg
ሆኖም ጳውሎስ፣ አንድ ሰው በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር ስለጀመሚ ብቻ መጚሚሻው ሞት እንደሚሆን መናገሩ አልነበሚም።
ኰይኑ ግና፡ ጳውሎስ ኚምኡ ኺብል ኚሎ፡ ሓደ ሰብ ናይ ስጋ ኺሓስብ እንተ ጀሚሩ፡ መወዳእታኡ ግድን ሞት እዩ ማለቱ ኣይነበሚን።
5,471

5,472
am_tg
ለውጥ ማድሚግ ይቻላል።
ኚመይሲ፡ ለውጢ ኺግበር ይኚኣል እዩ።
5,473
tg_am
ኚመይሲ፡ ለውጢ ኺግበር ይኚኣል እዩ።
ለውጥ ማድሚግ ይቻላል።
5,474
am_tg
በቆሮንቶስ ይኖር ዹነበሹውን ዚሥነ ምግባር ብልግና ዹፈጾመ ሰው እንደ ምሳሌ እንውሰድፊ ይህ ሰው በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ በማተኮሩ ኚጉባኀ ተወግዷል።
ብዛዕባ እቲ ኣብ ቈሚንቶስ ዝነበሹ ብስጋ ብምምልላሱ እተወገደ ሰብኣይ እሞ ሕስብ ነብል።
5,475

5,476
am_tg
ያም ቢሆን ለውጥ ማድሚግ ይቜል ነበርፀ ደግሞም ለውጥ አድርጓል።
እቲ ሰብኣይ እቲ፡ ለውጢ ኺገብር ክኢሉ እዩ።
5,477

5,478
am_tg
ግለሰቡ ሥጋዊ ነገሮቜን መኹተሉን ትቶ ወደ ትክክለኛው ጎዳና ተመልሷል።
ብስጋ ምምልላስ ሓዲግዎ፡ ናብ ቅኑዕ መገዲ እውን ተመሊሱ እዩ።
5,479

5,480
am_tg
ይህ ሰው ለውጥ ማድሚግ ኚቻለ በዛሬው ጊዜ ዹሚገኝ ክርስቲያንም ለውጥ ማድሚግ ይቜላልፀ በተለይ ደግሞ በቆሮንቶስ ዹነበሹውን ሰው ያህል ሥጋዊ ነገሮቜን በመኹተል ሚገድ ዹኹፋ ጎዳና ያልተኚተለ ሰው መቀዹር ላይኚብደው ይቜላል።
እቲ ሰብ እቲ ለውጢ ኺገብር እንተ ኜኢሉ፡ ሎሚ ዘሎ ሓደ ክርስትያን እውን ለውጢ ኺገብር ይኜእል እዩ፣ ምናዳ ኞኣ ክንዲ እቲ ኣብ ቈሚንቶስ ዝነበሹ ሰብኣይ ካብ ሓቂ ርሒቑ ደድሕሪ ስጋ እንተ ዘይስዒቡ፡ ዝሰፍሐ ዕድል ኣለዎ።
5,481

5,482
am_tg
ይሖዋ እንደሚደግፈን ተማምነን ሞክማቜንን በእሱ ላይ መጣል መቻላቜን ምንኛ ዚሚያጜናና ነው! አምላክ ኹምንጠይቀው ወይም ኚምናስበው ሁሉ በላይ እጅግ አብልጊ እንደሚያደርግልን ሙሉ በሙሉ መተማመን እንቜላለን።
‘ዹሆዋ ኾም ዚድግፈና ፈሊጥና ጟርና ናብኡ ምድርባይሲ ኜሳዕ ክንደይ ኰን ዜጾናንዕ እዩ! ኣምላኜ፡ ካብቲ እንልምኖን እንሓስቊን ዘበለ እምብዛ ኣዕዚዙ ኺገብር ዚኜእል ምዃኑ ምሉእ ብምሉእ ክንተኣማመን ንኜእል ኢና።
5,483

5,484
am_tg
እስቲ አስበውፀ ይሖዋ ዚሚያደርግልን አብልጊ ወይም እጅግ አብልጊ ብቻ ሳይሆን ኚምናስበው ሁሉ በላይ እጅግ አብልጊ ነው! ሜልማታቜንን ማግኘት ኹፈለግን በይሖዋ ላይ ሙሉ እምነት ማሳደር እንዲሁም መመሪያዎቹን መታዘዝ ይኖርብናል።
ሕስብ እሞ ኣብሎፊ ኣብዚሑን ኣዕዚዙን ጥራይ ዘይኰነስ፡ እምብዛ ኣዕዚዙ ኺሕግዘና ይኜእል እዩ! ዓስቢ ኜንሚክብ እንተ ደሊና፡ ብዚሆዋ ኾም እንኣምን ኚነርእን ንመምርሒታቱ ኜንስዕብን ኣሎና።
5,485

5,486
am_tg
ሙሮ ዚእስራኀልን ብሔር እንዲህ ብሏ቞ዋልፊ አምላክህ ይሖዋ ርስት አድርገህ እንድትወርሳት በሚሰጥህ ምድር ላይ ይሖዋ ይባርክሃልፀ ይህ ዹሚሆነው ግን ዹአምላክህን ዹይሖዋን ቃል በትኩሚት ዚምትሰማና እኔ ዛሬ ዚምሰጥህን ትእዛዛት በሙሉ በጥንቃቄ ዚምትፈጜም ኹሆነ ነው።
ሙሮ ንህዝቢ እስራኀል፡ ኣብታ ዹሆዋ ኣምላኜካ ንርስቲ ኜትርስተያ ዚህበካ ምድሪ፡ ዹሆዋ ብርግጜ ኪባርኞካ እዩ ሓንትስ ድምጺ ዹሆዋ ኣምላኜካ ኣጞቢቕካ ተኣዘዝ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ዅሉ ትእዛዝ ኚኣ ተጠንቂቕካ ሓሉ።
5,487

5,488
am_tg
አምላክህ ይሖዋ በገባልህ ቃል መሠሚት ይባርክሃል።
ኚመይሲ፡ ዹሆዋ ኣምላኜካ ኞምቲ ዘተስፈወካ ኺባርኞካ እዩ በሎ።
5,489
tg_am
ኚመይሲ፡ ዹሆዋ ኣምላኜካ ኞምቲ ዘተስፈወካ ኺባርኞካ እዩ በሎ።
አምላክህ ይሖዋ በገባልህ ቃል መሠሚት ይባርክሃል።
5,490
am_tg
ይሖዋ፣ በታማኝነት እስካገለገልኚው ድሚስ እንደሚባርክህ ሙሉ በሙሉ ትተማመናለህ?
እሞኞ፡ ንዹሆዋ ብተኣማንነት እንተ ኣገልጊልካዮ፡ ንሱ ኾም ዚባርኞካ ምሉእ ብምሉእ ትተኣማመን ዲኻ፧
5,491

5,492
am_tg
ይህን ለማድሚግ በቂ ምክንያት አለህ።
እወ፡ ክትተኣማመን ዜኜእለካ እኹል ምኜንያት ኣሎካ።
5,493
tg_am
እወ፡ ክትተኣማመን ዜኜእለካ እኹል ምኜንያት ኣሎካ።
ይህን ለማድሚግ በቂ ምክንያት አለህ።
5,494
am_tg
ይሖዋ፣ ሰዎቜ በሕይወት እንዲኖሩ እንጂ እንዲሞቱ አይፈልግም።
ዚሆዋ፡ ሰባት ብህይወት ኪነብሩ እምበር፡ ኪሞቱ ኣይደልን እዩ።
5,495
tg_am
ዚሆዋ፡ ሰባት ብህይወት ኪነብሩ እምበር፡ ኪሞቱ ኣይደልን እዩ።
ይሖዋ፣ ሰዎቜ በሕይወት እንዲኖሩ እንጂ እንዲሞቱ አይፈልግም።
5,496
am_tg
ዚሕይወት ምንጭ እንደመሆኑ መጠን ኚሞት ለተነሱ ሁሉ አባት ይሆንላ቞ዋል።
ምንጪ ህይወት ስለ ዝዀነ፡ ኣቊ ዅሎም እቶም ዚትንስኡ እዩ።
5,497

5,498
am_tg
ኹዚህ አንጻር ኢዚሱስ በሰማያት ዚምትኖር አባታቜን ሆይ ብለን እንድንጞልይ ማስተማሩ ተገቢ ነው።
ዚሱስ፡ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቊና ኢልና ኜንጜሊ ምምሃሩስ ክሳዕ ክንደይ ቅኑዕ ኰን እዩ።
5,499