Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
6,100
am_tg
በእነዚህ ቅቡዕ እህቶቜ መካኚል ኚባድ አለመግባባት ተፈጥሮ ነበር።
ኣብ መንጎ እዘን ክልተ ቕቡኣት ኣሓት ኚቢድ ጾገም ተላዒሉ ነበሚ።
6,101
tg_am

6,102
am_tg
በኀዎድያንና በሲንጀኪ መካኚል ዹተፈጠሹው ቜግር ዚጉባኀውን ሰላም ሊያደፈርስ ይቜል ነበር።
እቲ ኣብ መንጎ ኀዎድያን ስንጥኬን እተላዕለ ባእሲ፡ ንሰላም እታ ጉባኀ ኺዘርግ ይኜእል ነይሩ እዩ።
6,103

6,104
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ፣ እነዚህ እህቶቜ መጚሚሻ ላይ ምን እንዳደሚጉ ባይገልጜልንም ጳውሎስ በፍቅር ተነሳስቶ ለሰጣ቞ው ምክር ጥሩ ምላሜ ሰጥተው መሆን አለበት።
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ውጜኢት ዘይነግሹና እኳ እንተ ዀነ፡ እዘን ኣሓት እዚአን ነቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝሃበን ፍቕራዊ ምኜሪ ጜቡቕ ምላሜ ሂበናሉ ኪዀና ይኜእላ እዚን።
6,105

6,106
am_tg
በዛሬው ጊዜም በይሖዋ ሕዝቊቜ ጉባኀዎቜ ውስጥ እንዲህ ዓይነት ሁኔታዎቜ ሊያጋጥሙ ይቜላሉ።
ሎሚ እውን ኣብ ጉባኀታት ህዝቢ ዹሆዋ ተመሳሳሊ ዅነታት ኪልዓል ይኜእል እዩ።
6,107

6,108
am_tg
ሆኖም ዹአምላክ ቃል በሆነው በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ዹሚገኘውን ምክር በተግባር ካዋልን እንዲህ ያሉ ቜግሮቜን መፍታት አልፎ ተርፎም እንዳይፈጠሩ ማድሚግ እንቜላለን።
ይኹን እምበር፡ ኣብቲ ቓል ኣምላኜ ዝዀነ መጜሓፍ ቅዱስ ንዚርኚብ ምኜሪ ኣብ ግብሪ ምስ እነውዕሎ ግና ነዚ ጞገማት እዚ ኜንፈትሖ ወይ ኚነውግዶ ንኜእል ኢና።
6,109

6,110
am_tg
ዹአምላክን ቃል ኹፍ አድርገን ዚምንመለኚት ኹሆነ ደግሞ በውስጡ ዚሚገኙትን መመሪያዎቜ እንኚተላለን።
ንቓል ዹሆዋ ኣዚና ነኜብሮ እንተ ዄንና ድማ፡ ምስቲ ዚህበና መምርሒታት ተሰማሚዕና ኜንመላለስ ኢና።
6,111

6,112
am_tg
ሁላቜንም ማበሚታቻ ያስፈልገናል።
ኵላትና መተባብዒ ዚድልዚና እዩ።
6,113
tg_am
ኵላትና መተባብዒ ዚድልዚና እዩ።
ሁላቜንም ማበሚታቻ ያስፈልገናል።
6,114
am_tg
በተለይ ኚልጆቜ ጋር በተያያዘ ይህ እውነት ነው።
ብፍላይ ክንዓቢ ኾለና መተባብዒ ዚድልዚና እዩ።
6,115
tg_am
ብፍላይ ክንዓቢ ኾለና መተባብዒ ዚድልዚና እዩ።
በተለይ ኚልጆቜ ጋር በተያያዘ ይህ እውነት ነው።
6,116
am_tg
ቲሞቲ ኀቫንዝ ዚተባሉ ምሁር ተክሎቜ ውኃ እንደሚያስፈልጋ቞ው ሁሉ ልጆቜም ማበሚታቻ ያስፈልጋ቞ዋል በማለት ተናግሚዋል።
ቲሞቲ ኢቫንስ ዝስሙ መምህር፡ ኚምቲ ተኜሊ ማይ ዜድልዮ፡ ቈልዑ እውን መተባብዒ ዚድልዮም እዩ።
6,117

6,118
am_tg
አክለውም አንድ ልጅ ማበሚታቻ ዹሚሰጠው ኹሆነ ዋጋ እንዳለውና ሌሎቜ እንደሚያደንቁት ይሰማዋል ብለዋል።
ውሉዳት መተባብዒ ዚውሃቩም እንተ ዀይኑ፡ ኹም ዚጠቕሙን ዜማስዎም ሰብ ኹም ዘሎን ኰይኑ ኺስምዖም ይኜእል እዩ ኢሉ ገለጞ።
6,119

6,120
am_tg
ይሁንና ዹምንኖሹው በሚያስጚንቅ ዘመን ውስጥ ነው።
ይኹን እምበር፡ ኣብ ጜንኩር ግዜ ኢና እንነብር ዘለና።
6,121
tg_am
ይኹን እምበር፡ ኣብ ጜንኩር ግዜ ኢና እንነብር ዘለና።
ይሁንና ዹምንኖሹው በሚያስጚንቅ ዘመን ውስጥ ነው።
6,122
am_tg
ሰዎቜ ራስ ወዳዶቜና ተፈጥሯዊ ፍቅር ዹሌላቾው ስለሆኑ ሌሎቜን ማበሚታታት ዹተለመደ አይደለም።
ሰባት ፈተውቲ ርእሶምን ፍቕሪ ንስድራ ቀቶም ዘይብሎምን ኰይኖም ኣለዉ፣ ምትብባዕ ድማ ዳርጋ ጠፊኡ እዩ ዘሎ።
6,123

6,124
am_tg
ሰይጣን ዲያብሎስ፣ ተስፋ ኚቆሚጥን በመንፈሳዊም ሆነ በሌሎቜ አቅጣጫዎቜ እንደምንዳኚም ስለሚያውቅ ተስፋ ሊያስቆርጠን ይፈልጋል።
ሰይጣን ድያብሎስ፡ ተስፋ ምቝራጜ ብመንፈሳዊ መዳይን ብኻልእ መገድን ክሳዕ ክንደይ ኬዳኜመና ኾም ዚኜእል ስለ ዚፈልጥ፡ ተስፋ ኬቝርጞና እዩ ዚደሊ።
6,125

6,126
am_tg
ሰይጣን፣ ጻድቁን ኢዮብን ተስፋ ለማስቆሚጥ ሲል ዚተለያዩ መኚራዎቜ ያመጣበት ኹመሆኑም ሌላ ዚሐሰት ውንጀላዎቜ እንዲሰነዘሩበት አድርጓልፀ ሆኖም ሙኚራው አልተሳካለትም።
ሰይጣን ነቲ ጻድቕ ዝነበሹ እዮብ ብመዓትን ብኜስን ተስፋ ኬቝርጟ እኳ እንተ ፈተነ፡ ተንኰሉ ግና ኣይሰለጊን።
6,127

6,128
am_tg
እኛም ዚቀተሰባቜንንና ዚጉባኀውን አባላት በማበሚታታት ዚዲያብሎስን ሥራ ማክሾፍ እንቜላለን።
ንኣባላት ስድራ ቀትናን ጉባኀናን ብምትብባዕ፡ ንግብሪ ድያብሎስ ክንጻሚሮ ንኜእል ኢና።
6,129

6,130
am_tg
እንዲህ ማድሚጋቜን ቀታቜንንም ሆነ ዚመንግሥት አዳራሻቜንን ደስታ ዚምናገኝበትና ኚመንፈሳዊ አደጋ ነፃ ዚምንሆንበት ስፍራ ለማድሚግ ይሚዳል።
ኚምኡ ምስ እንገብር፡ ቀትናን ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜን ሰላምን ደሓንን ዚርኹቩ ቊታ ኪኞውን እጃምና ኞነበርክት ንኜእል ኢና።
6,131

6,132
am_tg
ዹይሖዋ ታላቅ ፍቅር በብዙ መንገዶቜ ታይቷል።
ዹሆዋ ብእተፈላለዚ መገዲ ዓባይ ፍቕሩ ኣርእዩ እዩ።
6,133
tg_am
ዹሆዋ ብእተፈላለዚ መገዲ ዓባይ ፍቕሩ ኣርእዩ እዩ።
ዹይሖዋ ታላቅ ፍቅር በብዙ መንገዶቜ ታይቷል።
6,134
am_tg
አስደናቂ ዹሆነውን ጜንፈ ዓለም እንደ ምሳሌ እንመልኚት።
ንኣብነት፡ ግዝፊ ዩኒቚርስ እሞ ሕሰብ።
6,135
tg_am
ንኣብነት፡ ግዝፊ ዩኒቚርስ እሞ ሕሰብ።
አስደናቂ ዹሆነውን ጜንፈ ዓለም እንደ ምሳሌ እንመልኚት።
6,136
am_tg
በብዙ ቢሊዮኖቜ ዚሚቆጠሩ ኚዋክብትንና ፕላኔቶቜን ዚያዙ በቢሊዮኖቜ ዚሚቆጠሩ ጋላክሲዎቜ አሉ።
ቢልዮናት ኚዋኜብትን ፕላነታትን ዝሓዙ ብቢልዮናት ዚቝጞሩ ጋላክሲታት ኣለዉ።
6,137

6,138
am_tg
ፍኖተ ሐሊብ በተባለው በእኛ ጋላክሲ ውስጥ ኚታቀፉት ኚዋክብት መካኚል ፀሐይ ትገኝበታለቜፀ ፀሐይ ባትኖር ኖሮ በምድር ላይ ያሉ ስፍር ቁጥር ዹሌላቾው ሕያዋን ፍጥሚታት ሕልውና ያኚትም ነበር።
ኣብዚ ዘለናዮ ጋላክሲ ሊሐ ኻብ ዚርኚቡ ኞዋኜብቲ ሓንቲ ጾሓይ እያ፣ ብዘይካኣ ኞኣ፡ ኣብ ምድሪ ዘለዉ ህያዋን ፍጥሚታት ኪነብሩ ኣይምኞኣሉን ነይሮም።
6,139

6,140
am_tg
እነዚህ ሁሉ ፍጥሚታት ይሖዋ፣ አምላክ ለመሆኑ እንዲሁም እንደ ኃይል፣ ጥበብና ፍቅር ላሉት ባሕርያቱ ማስሚጃ ና቞ው።
እዚ ዅሉ ፍጥሚታት፡ ዚሆዋ፡ ኣምላኜ ኹም ዝዀነን ኹም ሓይልን ጥበብን ፍቕርን ዝኣመሰለ ባህርያት ኹም ዘለዎን ዜሚጋግጜ መርትዖ እዩ።
6,141

6,142
am_tg
ይሖዋ ምድርን ሲፈጥር በእሷ ላይ እንዲኖሩ ላሰባ቞ው ሕያዋን ፍጥሚታት አስፈላጊ ነገሮቜን በሙሉ አብሮ ፈጥሯል።
ዹሆዋ ኣብ ምድሪ ነቶም ኣብኣ ኺነብሩ ኢሉ ዝፈጠሮም ፍጥሚታቱ ዜድልዮም ዘበለ ነገራት ፈጢሩሎም እዩ።
6,143

6,144
am_tg
ለሰው ልጆቜ ውብ ዚአትክልት ቊታ ያዘጋጀ ሲሆን ለዘላለም መኖር ዚሚያስቜላ቞ው ፍጹም አእምሮና አካል ሰጥቷ቞ዋል።
ንደቂ ሰብ፡ ጜብቕቲ ገነትን ፍጹም ኣእምሮን ንዘለኣለም ኪነብር ዚኜእል ሰብነትን ሂብዎም እዩ።
6,145

6,146
am_tg
በተጚማሪም ሕይወት ላለው ሁሉ ምግብ ይሰጣልፀ ታማኝ ፍቅሩ ለዘላለም ጞንቶ ይኖራልና።
ብዘይካዚ፡ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡ ንዅሉ ህያው ይምግብ እዩ።
6,147

6,148
am_tg
ንጉሣቜን በሚሊዮን ዚሚቆጠሩ ሰዎቜ ዚመንግሥቱን መልእክት እንዲቀበሉ ልባ቞ውን ለማዘጋጀት ዚሚሚዱ ዚተለያዩ መሣሪያዎቜን ባለፉት ዓመታት ሰጥቶናል።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ንጉስና ልቢ ሚልዮናት መልእኜቲ መንግስቲ ኣምላኜ ኹም ዚቕበል ጌርና ንኞነዳልዎ ዚሕግዝና እተፈላለዚ ናውቲ ሂቡና እዩ።
6,149

6,150
am_tg
ኚእነዚህ መሣሪያዎቜ አንዳንዶቹ ያገለገሉት ለተወሰኑ አሥርተ ዓመታት ሲሆን አንዳንዶቹ ግን አሁንም ጠቃሚ አስተዋጜኊ እያበሚኚቱ ነው።
ገሊኡ ናውቲ ንዓሰርተ ዓመት ወይ ካብኡ ንዚዛይድ እዋን ጠቓሚ ዀይኑ ጾኒሑ እዩ፣ ገሊኡ ድማ፡ ግዜ ዘይሓልፎ እዩ።
6,151

6,152
am_tg
ይሁንና ሁሉም መሣሪያዎቜ ኚወንጌላዊነቱ ሥራቜን ጋር በተያያዘ በተለያዚ መንገድ ቜሎታቜንን እንድናዳብር ሚድተውናል።
ኰይኑ ግና፡ ኵሉ እዚ ናውቲ እዚ፡ ብእተፈላለዚ መገዲ ኜእለትና ኞነመሓይሜ ሓጊዙና እዩ።
6,153

6,154
am_tg
ብዙዎቜ አገልግሎት እንዲጀምሩ ዚሚዳ቞ው አንዱ መሣሪያ ዚምሥክርነት መስጫ ካርድ ሲሆን ዚመንግሥቱ አስፋፊዎቜ ይህን መሣሪያ መጠቀም ዚጀመሩት በ1933 ነው።
ንብዙሓት ኣገልግሎት ኪጅምሩ ዝሓገዘቶም ንዋት፡ እታ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኜ ካብ 1933 ኣትሒዞም ዚጥቀሙላ ዝነበሩ፡ ካርድ ምስክርነት እትብሃል ካርድ እያ።
6,155

6,156
am_tg
ካርዱ አጠር ያለ ዚመጜሐፍ ቅዱስ መልእክት ዚያዘ ነበር።
እታ ካርድ ሓጺር መልእኜቲ መጜሓፍ ቅዱስ ድማ ትሕዝ ነበሚት።
6,157
tg_am
እታ ካርድ ሓጺር መልእኜቲ መጜሓፍ ቅዱስ ድማ ትሕዝ ነበሚት።
ካርዱ አጠር ያለ ዚመጜሐፍ ቅዱስ መልእክት ዚያዘ ነበር።
6,158
am_tg
ዚምሥክርነት መስጫ ካርድ ብዙ ጥቅሞቜ ነበሩት።
ካርድ ምስክርነት ብእተፈላለዚ መገዲ ጠቓሚት እያ ነይራ።
6,159
tg_am
ካርድ ምስክርነት ብእተፈላለዚ መገዲ ጠቓሚት እያ ነይራ።
ዚምሥክርነት መስጫ ካርድ ብዙ ጥቅሞቜ ነበሩት።
6,160
am_tg
አንዳንድ አስፋፊዎቜ በስብኚቱ ሥራ ዚመካፈል ኹፍተኛ ፍላጎት ቢኖራ቞ውም ዓይናፋር ነበሩፀ ምን ብለው መናገር እንዳለባ቞ው አያውቁም።
ገሊኩም ኣስፋሕቲ ኣብ ዕዮ ስብኚት ኪካፈሉ ሓያል ባህጊ እኳ እንተ ነበሮም፡ ሓፋራትን እንታይ ኹም ዚብሉ ዘይፈልጡን እዮም ነይሮም።
6,161

6,162
am_tg
ሌሎቜ ደግሞ ዚሚያውቁትን ሁሉ በጥቂት ደቂቃዎቜ ውስጥ ለቀቱ ባለቀት መናገር ይቜላሉፀ ሆኖም አንዳንድ ጊዜ ዘዎኛነት ይጎድላ቞ው ነበር! ዚምሥክርነት መስጫ ካርዶቜ ግን በሚገባ ዚተመሚጡ ጥቂት ቃላትን ስለሚጠቀሙ ለአስፋፊዎቹ እንደ አንደበት ሆነውላ቞ዋል።
ካልኊት ኚኣ ነቲ ብዓል ቀት ኣብ ውሜጢ ሒደት ደቓይቕ ኵሉ እቲ ዚፈልጥዎ ይነግርዎ ነበሩ፣ እቲ መእተዊኊም ድማ ኵሉ ሳዕ ብሜላ ኣይነበሚን! እታ ካርድ ምስክርነት ግና፡ ብሒደት ምሩጻት ቃላት፡ ኣብ ክንዲ እቲ ኣስፋሒ ትዛሚብ ነበሚት።
6,163

6,164
am_tg
በዛሬው ጊዜ ስለ ይሖዋ ዚፍጥሚት ሥራዎቜና ዓላማው እዚተፈጞመ ስላለበት መንገድ ሰፊ እውቀት በማግኘት ተባርኚናል።
ሎሚ፡ ብዛዕባ ፍጥሚት ዹሆዋን ብዛዕባ እቲ ዕላማኡ ዚፍጜመሉ መገድን ብዙሕ ፍልጠት ስለ ዘሎና፡ ተባሪኜና ኢና።
6,165

6,166
am_tg
ዓለም ኹፍተኛ ትምህርትንና ብዙ መማርን ያበሚታታል።
ዓለም፡ ዝለዓለን ብሉጜን ትምህርቲ ኜንመሃር ተተባብዕ እያ።
6,167
tg_am
ዓለም፡ ዝለዓለን ብሉጜን ትምህርቲ ኜንመሃር ተተባብዕ እያ።
ዓለም ኹፍተኛ ትምህርትንና ብዙ መማርን ያበሚታታል።
6,168
am_tg
ይሁንና ዚብዙዎቜ ተሞክሮ እንደሚያሳዚው እንዲህ ዓይነቱን ግብ መኚታተል አብዛኛውን ጊዜ አንድ ሰው እምነቱንም ሆነ ለአምላክ ያለውን ፍቅር እንዲያጣ ያደርገዋል።
ይኹን እምበር፡ ኹምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ምስዓብ፡ እምነትን ንኣምላኜ ዘሎካ ፍቕርን ኹም ዜጥፍእ ብተመክሮ ተራእዩ እዩ።
6,169

6,170
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ግን እውቀትን እንድንወድ ብቻ ሳይሆን ጥበብና ማስተዋልም እንዲኖሚን ያበሚታታናል።
መጜሓፍ ቅዱስ ግና፡ ፍልጠት ክንፈቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ጥበብን ኣእምሮን ኚነጥሪ እውን ዚተባብዓና እዩ።
6,171

6,172
am_tg
ይህም አምላክ ዹሰጠንን እውቀት ተግባራዊ በማድሚግ ራሳቜንንም ሆነ ሌሎቜን መጥቀም ዚምንቜልበትን መንገድ ማስተዋል እንደሚገባን ያሳያል።
እዚ ኞኣ፡ ንርእስናን ንኻልኊትን ምእንቲ ኜንጠቅም፡ ነቲ ኣምላኜ ዝሃበና ፍልጠት ብኞመይ ኹም እንጥቀመሉ ምምሃር ማለት እዩ።
6,173

6,174
am_tg
ዹአምላክ ፈቃድ ሁሉም ዓይነት ሰዎቜ እንዲድኑና ዚእውነትን ትክክለኛ እውቀት እንዲያገኙ ነው።
ኣምላኜ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጜእን እዩ ዚደሊ።
6,175

6,176
am_tg
ለሰዎቜ ሁሉ ዚመንግሥቱን ምሥራቜ ለመንገርና ሰዎቜ አምላክ ለሰው ዘር ያለውን ታላቅ ዓላማ እንዲያውቁ ለመርዳት ልባዊ ጥሚት ስናደርግ ይሖዋን እንደምንወደው እናሳያለን።
ብምሉእ ልብና ብዛዕባ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ንኻልኊት ብምንጋርን ሰባት ብዛዕባ እቲ ኣምላኜ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዓብዪ ዕላማ ኺርድኡ ብምሕጋዝን እታ ንዹሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ኞነርኢ ንኜእል ኢና።
6,177

6,178
am_tg
ዚሰዎቜ ቋንቋ ዹመማር ቜሎታ ኹአምላክ ዹተገኘ ተአምራዊ ስጊታ ነው።
ደቂ ሰብ ዘለዎም ናይ ቋንቋ ኜእለት ካብ ኣምላኜ ዝሚኞብዎ ተኣምራዊ ውህበት እዩ።
6,179

6,180
am_tg
አምላክ ዹሰጠን አእምሮ ኹሌላም አቅጣጫ ሲታይ በጣም ጠቃሚ ዹሆነ ስጊታ ነው።
እቲ ኣምላኜ ዝሃበና ኣእምሮ ብኻልእ መገዲ እውን ፍሉይ እዩ።
6,181

6,182
am_tg
ኚእንስሳት በተለዹ ሰዎቜ ዚተፈጠሩት በአምላክ መልክ ነው።
ሰባት ኹም እንስሳታት ዘይኰኑስ፡ ብመልክዕ ኣምላኜ እዮም ተፈጢሮም።
6,183

6,184
am_tg
ሰዎቜ ነፃ ምርጫ ስላላ቞ው ዹቋንቋ ቜሎታ቞ውን ተጠቅመው አምላክን ማወደስ ይቜላሉ።
ናይ ምምራጜ ናጜነት ኣለዎም፣ ነቲ ናይ ቋንቋ ኜእለቶም ኚኣ ንውዳሰ ኣምላኜ ንኺጥቀሙሉ ኺመርጹ ይኜእሉ እዮም።
6,185

6,186
am_tg
ቋንቋን ዹፈጠሹው አምላክ እሱን ማክበር ለሚፈልጉ ሰዎቜ ሁሉ ግሩም ዹሆነ ስጊታ ይኾውም መጜሐፍ ቅዱስን ሰጥቷ቞ዋል።
ኣምላኜ ንዅሎም እቶም ንፈጣሪ ቛንቋ ኬኜብሩ ባህጊ ዘለዎም ዘበሉ፡ እቲ ዜደንቕ ውህበት ዝዀነ መጜሓፍ ቅዱስ ሂብዎም እዩ።
6,187

6,188
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ በኹፊልም ሆነ በሙሉ ኹ2,800 በሚበልጡ ቋንቋዎቜ ይገኛል።
እዚ ኞኣ፡ ብምሉእ ወይ ብኞፊል ብልዕሊ 2,800 ቋንቋ ይርኚብ።
6,189

6,190
am_tg
በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዹሰፈሹውን ሐሳብ ስታነብ ዹአምላክ ዓይነት አስተሳሰብ ይኖርሃል።
ነዚ ቕዱሳት ጜሑፋት እዚ ምስ እተንብቊ፡ ንኣእምሮኻ ብሓሳባት ኣምላኜ ኢኻ እትመልኊ።
6,191

6,192
am_tg
በዚህ መንገድ ለመዳን ዚሚያበቃ ጥበብ እንድታገኝ በሚያስቜሉህ ነገሮቜ ላይ ማሰላሰል ትቜላለህ።
በዚ ኾምዚ ድማ፡ ብዛዕባ እቲ ንድሕነት ዜለብመካ ነገራት ኚተስተንትን ትኜእል ኢኻ።
6,193

6,194
am_tg
ማሰላሰል ሲባል አእምሮ በአንድ ነገር ላይ እንዲያተኩር ማድሚግ ይኾውም በአንድ ጉዳይ ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ሊሆን ይቜላል ማውጠንጠን ወይም በተመስጊ ማሰብ ማለት ነው።
ምስትንታን ኪብሃል ኚሎ፡ ጜቡቕ ይኹን ሕማቕ ብዘዚገድስ፡ ሓሳባትካ ኣብ ሓደ ነገር ምትኳርን ብዛዕባኡ ምሕሳብን ማለት እዩ።
6,195

6,196
am_tg
ኹምንም ነገር በላይ ዹሚጠቅመን ስለ ይሖዋና ስለ ኢዚሱስ ክርስቶስ ማሰላሰል ነው።
ክልተ ኻብቲ ኞነስተንትነሉ እንኜእል ብሉጜ ዛዕባታት፡ ብዛዕባ ዹሆዋ ኣምላኜን ብዛዕባ ወዱ ዚሱስ ክርስቶስን እዩ።
6,197

6,198
am_tg
በክርስቶስ ሞት መታሰቢያ በዓል ላይ ኚቂጣውና ኹወይን ጠጁ ዚሚወስዱ ሰዎቜ ቁጥር ለበርካታ አሥርተ ዓመታት እዚቀነሰ ሲሄድ ተመልክተናል።
ኣብ ቀሚባ ዓመታት፡ ቍጜሪ እቶም ኣብ በዓል ዝኜሪ ሞት ዚሱስ ካብቲ ቕጫን ወይንን ዚወስዱ ሰባት ኪውስኜ ርኢና ኢና።
6,199