Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
6,000
am_tg
ሁላቜንም ሜማግሌዎቜ ዚሚሰጡንን በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዹተመሠሹተ መመሪያ ተግባራዊ ማድሚግ አለብን።
ሜማግለታት ንዚህቡና ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመስሚተ መምርሒ ኜንስዕቊ ኣሎና።
6,001
tg_am

6,002
am_tg
ጳውሎስ በጉባኀ ውስጥ ሥርዓት በጎደለው መንገድ ዚሚሄዱ ሰዎቜን አስመልክቶ ዹሰጠውን ምክር እንመልኚት።
ጳውሎስ ብዛዕባ እቶም ኣብ ጉባኀ ብዘይ ስርዓት ዚመላለሱ ዝሃቩ ምኜሪ እሞ ኾም ኣብነት ንርአ።
6,003

6,004
am_tg
አንዳንድ ዚጉባኀው አባላት በማይመለኚታ቞ው ጉዳይ ጣልቃ ይገቡ ነበር።
ገሊኩም ውልቀ ሰባት፡ ኣብ ዘይምልኚቶም ዚኣትዉ እዮም ነይሮም።
6,005

6,006
am_tg
በወቅቱ ዚነበሩት ሜማግሌዎቜ ለእነዚህ ክርስቲያኖቜ ምክር ሳይሰጧ቞ው አልቀሩምፀ ይሁንና እነዚህ ሰዎቜ ምክሩን ቜላ ብለው በድርጊታ቞ው ቀጥለዋል።
ብሜማግለታት ተመኺሮም እኳ እንተ ነበሩ፡ ነቲ ምኜሪ ነጞግዎ።
6,007

6,008
am_tg
ታዲያ ጉባኀው እንዲህ በሚያደርግ ግለሰብ ላይ ምን እርምጃ መውሰድ ይኖርበታል?
እሞኞ እታ ጉባኀ ኞምዚኣቶም ንዝኣመሰለ ሰብ እንታይ እያ ኜትገብሮ፧
6,009

6,010
am_tg
ጳውሎስ ይህን ሰው ምልክት አድርጉበትፀ ኚእሱ ጋር አትግጠሙ ብሏል።
ጳውሎስ፡ ምእንቲ ኺሓፍርሲ፡ ምልክት ግበሩሉ፡ ደጊም ምስኡ እውን ኣይትሕበሩ ኢሉ መምርሒ ሃበ።
6,011

6,012
am_tg
ሆኖም ጳውሎስ፣ ግለሰቡን እንደ ጠላት እንዳይመለኚቱት አስጠንቅቋ቞ዋል።
እዚ ምኜሪ እዚ፡ ነቲ ሰብ ኹም ጞላኢ ጌርካ ኜትርእዮ ዜተባብዕ ስለ ዘይኰነ፡ ሚዛናዊ ምኜሪ እዩ ነይሩ።
6,013

6,014
am_tg
በዛሬው ጊዜም አንድ ሰው ዚጉባኀውን መልካም ስም ዚሚያጎድፍ ጎዳና መኹተሉን ለማቆም ፈቃደኛ ባይሆን ለምሳሌ ኚማያምን ሰው ጋር መጠናናቱን ቢቀጥል፣ ሜማግሌዎቜ ይህን በተመለኹተ ለጉባኀው ዚማስጠንቀቂያ ንግግር እንዲቀርብ ሊያደርጉ ይቜላሉ።
ሎሚ እውን፡ ሜማግለታት ብዛዕባ ሓደ ምስ ዘይኣማኒ ሰብ ፍቕራዊ ዕርክነት ብምምስራት ኰነ ብኻልእ መዳይ ንስም እታ ጉባኀ ዜካፍእ መገዲ ዚስዕብ ሰብ፡ ናይ መጠንቀቕታ መደሹ ኺህቡ ይኜእሉ እዮም።
6,015

6,016
am_tg
ታዲያ ሜማግሌዎቜ ለሚሰጡት ምክር ምን ምላሜ ትሰጣለህ?
ነቲ ዚህቡኻ ምኜሪ እንታይ ምላሜ ኢኻ እትህብ፧
6,017
tg_am
ነቲ ዚህቡኻ ምኜሪ እንታይ ምላሜ ኢኻ እትህብ፧
ታዲያ ሜማግሌዎቜ ለሚሰጡት ምክር ምን ምላሜ ትሰጣለህ?
6,018
am_tg
በንግግሩ ላይ ዹተጠቀሰውን አካሄድ ዹሚኹተለውን ግለሰብ ዚምታውቀው ኹሆነ ኚእሱ ጋር ባለህ ቅርርብ ላይ ገደብ ታበጃለህ?
ብዛዕባ እቲ ኣብቲ መደሹ እተጠቕሰ ዅነታት ትፈልጥ እንተ ዄንካ፡ ምስቲ ሰብ እቲ ምሕባርካ ተቋርጜ ዲኻ፧
6,019

6,020
am_tg
በዚህ መንገድ ፍቅር ማሳዚትህና ቁርጥ አቋም መውሰድህ፣ ሥርዓት በጎደለው መንገድ ዹሚሄደው ሰው አቋሙን እንዲያስተካክል ይሚዳው ይሆናል።
ፍቕራዊ ሓልዮትካን ጜኑዕ መትኚልካን፡ ነቲ ሰብ ብዘይ ስርዓት ምምልላስ ሓዲጉ ብቕንዕና ኺመላለስ ኬለዓዕሎ ይኜእል እዩ።
6,021

6,022
am_tg
ኹሌላ አገር ዚመጡ ሰዎቜ ኚሄዱበት አገር ባሕል ጋር ለመላመድ ዚተቻላ቞ውን ጥሚት ማድሚግ አባ቞ው።
ተሰዲዶም ዝመጹ ሰባት ንባህሊ እታ እተሰድዱላ ሃገር ንምልማድ ብዙሕ ጻዕሪ ዚድልዮም እዩ።
6,023

6,024
am_tg
በዚህ ሚገድ ሩት ግሩም ምሳሌ ትሆናለቜ።
ኣብዚ መዳይ እዚ፡ ሩት ጜቡቕ ኣብነት ሓዲጋ ኣላ።
6,025
tg_am
ኣብዚ መዳይ እዚ፡ ሩት ጜቡቕ ኣብነት ሓዲጋ ኣላ።
በዚህ ሚገድ ሩት ግሩም ምሳሌ ትሆናለቜ።
6,026
am_tg
አንደኛ፣ ለመቃሹም ፈቃድ በመጠዚቅ፣ ለሄደቜበት አገር ባሕል አክብሮት እንዳላት አሳይታለቜ።
ቀዳማይ፡ ክትቅርም ፍቓድ ብምሕታት፡ ንባህሊ እቲ ዓዲ ኣኜቢራ እያ።
6,027

6,028
am_tg
መቃሹም መብቷ እንደሆነ ወይም ደግሞ ሌሎቜ እሷን ዚመንኚባኚብ ግዎታ እንዳለባ቞ው አልተሰማትም።
ካልኊት ኪገብሩላ ኾም ዚግብኣ ገይራ ብምሕሳብ፡ መሰላ ኾም ዝዀነ ገይራ ኣይወሰደቶን።
6,029

6,030
am_tg
ሁለተኛ፣ ለተደሚገላት ደግነት አድናቆቷን ገልጻለቜ።
ካልኣይ፡ ስለቲ እተገብሚላ ለውሃት ብኡብኡ ምስጋናኣ ገሊጻ እያ።
6,031

6,032
am_tg
ዹሌላ አገር ዜጎቜ እንዲህ ያለ መልካም ባሕርይ ካላ቞ው፣ ዚአገሩ ነዋሪዎቜም ሆኑ ዚእምነት ባልንጀሮቻ቞ው አክብሮት ያሳዩዋ቞ዋል።
ተሰዲዶም ዝመጹ ሰባት ኹምዚ ዓይነት ኣሚኣእያ ምስ ዚህልዎም፡ ኣኜብሮት እቶም ነበርትን ክርስትያናት ብጟቶምን ናይ ምርካብ ዕድሎም ይሰፍሕ እዩ።
6,033

6,034
am_tg
ይሖዋ ዚተለያዚ ባሕልና ዜግነት ያላ቞ው ሰዎቜ ምሥራቹን እንዲሰሙ አጋጣሚ በመክፈት ጾጋውን ስላሳዚን በጣም ደስተኞቜ ነን።
ዹሆዋ ሳላ ጞጋኡ፡ ኵሎም ዓይነት ሰባት ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ኪሰምዑ ምፍቃዱ ዹሐጕሰና እዩ።
6,035

6,036
am_tg
አንዳንዶቜ በትውልድ አገራ቞ው መጜሐፍ ቅዱስን ዚማጥናት ወይም ኹይሖዋ ሕዝቊቜ ጋር በነፃነት ዚመሰብሰብ አጋጣሚ አላገኙ ይሆናል።
እዞም ሰባት እዚኊም ኣብ ዓዶም፡ መጜሓፍ ቅዱስ ኬጜንዑ ወይ ምስ ህዝቢ ዹሆዋ ኾይተሰኹፉ ኺሓብሩ ኣጋጣሚ ዘይነበሮም ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
6,037

6,038
am_tg
ዹአምላክ ሕዝቊቜ ዹሚኹተለውን ዚመጜሐፍ ቅዱስ ምክር ተግባራዊ ለማድሚግ ይጥራሉፊ በምድር ያሉትን ዚአካል ክፍሎቻቜሁን ግደሉፀ እነሱም ዚፆታ ብልግና፣ ርኩሰት፣ ልቅ ዹሆነ ዚፍትወት ስሜት ና቞ው።
ህዝቢ ኣምላኜ ነዚ ዚስዕብ መጜሓፍ ቅዱሳዊ ምዕዶ ኺትግብርዎ ይጜዕሩ ስለ ዘለዉ እዩ፣ እቲ ምዕዶ ኾምዚ ይብልፊ እምበኣር፡ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኣካላትኩም፡ ማለት ምንዝርና፡ ርኜሰት፡ ፋሉል ፍትወተ ስጋ፡ ክፉእ ትምኒት፡ ስስዐ፡ እዚ ድማ ኣምልኟ ጣኊት ቅተሉ።
6,039

6,040
am_tg
ዚእምነት ባልንጀሮቻቜን ይህን ምክር በተግባር ማዋል ኚባድ እንዲሆንባ቞ው ማድሚግ አንፈልግም።
ክርስትያናት ብጟትና ነዚ ምኜሪ እዚ ኺስዕቡ ኾም ዜጾግሞም ክንገብር ኣይንደንል ኢና።
6,041

6,042
am_tg
ልቅ ዚፆታ ሥነ ምግባር ዚነበራ቞ውና እንዲህ ዓይነቱን ሕይወት ዹተዉ ወንድሞቜና እህቶቜ ዚኃጢአት ዝንባሌዎቜ እንዳያሞንፏ቞ው መታገል ይኖርባ቞ው ይሆናል።
ብዕሉግ ህይወት ሓዲጎም ዝመጹ ኣሕዋትን ኣሓትን ምስ ድኻሞም ይቃለሱ ይህልዉ ይዀኑ።
6,043

6,044
am_tg
ታዲያ እኛ ትግሉ ኚባድ እንዲሆንባ቞ው ማድሚግ እንፈልጋለን?
ቃልሶም መሾም ኚነኜብደሎም ኣይንደልን ኢና።
6,045
tg_am
ቃልሶም መሾም ኚነኜብደሎም ኣይንደልን ኢና።
ታዲያ እኛ ትግሉ ኚባድ እንዲሆንባ቞ው ማድሚግ እንፈልጋለን?
6,046
am_tg
ኚመንፈሳዊ ወንድሞቻቜንና እህቶቻቜን ጋር በምንሆንበት ጊዜ ለአለባበሳቜን ዹምንጠነቀቅ ኹሆነ ጉባኀው ኹፍተኛ ዚሥነ ምግባር ደሹጃ ዚሚጠብቁ ሰዎቜ ያሉበት ቊታ እንዲሆን አስተዋጜኊ እናደርጋለን።
ምስ መንፈሳውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንኹውን ኚለና፡ ጉባኀና ስነ ምግባራዊ ንጜህና ዝሰፈኖ ምዃኑ ኣብ ኣኚዳድናና ኺንጞባሚቕ ኣለዎ።
6,047

6,048
am_tg
እርግጥ ዚምንለብሰውን ነገር ዚመምሚጥ ነፃነት አለን።
እንታይ ኹም እንኜደን ናይ ምሕራይ ናጜነት ኣሎና።
6,049
tg_am
እንታይ ኹም እንኜደን ናይ ምሕራይ ናጜነት ኣሎና።
እርግጥ ዚምንለብሰውን ነገር ዚመምሚጥ ነፃነት አለን።
6,050
am_tg
ያም ሆኖ ሁላቜንም፣ ሌሎቜ በሥነ ምግባር ንጹሕ ሆነው መመላለስ እንዲሁም በአስተሳሰባ቞ው፣ በንግግራ቞ውና በድርጊታ቞ው ዹአምላክን ዚቅድስና መሥፈርቶቜ መጠበቅ ቀላል እንዲሆንላ቞ው ዚሚያደርግ አለባበስ ዚመምሚጥ ኃላፊነት ተጥሎብናል።
ይኹን እምበር፡ ካልኊት ንጜህናኊም ሓልዮም ንምምልላስ ዕንቅፋት ዘይኰኖም፡ ብሓሳብን ብቓልን ብኣካይዳን ስርዓታት ቅድስና ኣምላኜ ንምሕላው እውን ዘዚኜብደሎም ኣኚዳድና ናይ ምሕራይ ሓላፍነት ኣሎና።
6,051

6,052
am_tg
ባል ዚሚስቱ ራስ መሆኑ፣ ሚስት ዚባሏ ዚበታቜ እንድትሆን አያደርጋትም።
እዚ ስርዓት እዚ ንሰበይቲ ኻብ ሰብኣያ ኾም እትንእስ ኣይገብራን እዩ።
6,053

6,054
am_tg
እንዲያውም አምላክ ለሚስት ያሰበውን ድርሻ ለመወጣት ያስቜላታልፀ አምላክ ሎትን ሲፈጥር አዳም ብቻውን መሆኑ መልካም አይደለም።
ዚግዳስ፡ ነቲ ኣምላኜ ብዛዕባ ሰበይቲ፡ ሰብኣይ ኣዳም በይኑ ኪኞውን ጜቡቕ ኣይኰነን።
6,055

6,056
am_tg
ማሟያ ዚምትሆነውን ሚዳት እሠራለታለሁ ብሎ ነበር።
ንዕኡ መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት ክገብሚሉ እዚ ኺብል ኹሎ ዝሓሰቩ ግደ ኜትፍጜም እዩ ዚሕግዛ።
6,057

6,058
am_tg
ዚጉባኀ ራስ ዹሆነው ክርስቶስ ፍቅር እንደሚያሳይ ሁሉ አንድ ክርስቲያን ባልም ዚራስነት ሥልጣኑን በፍቅር ሊጠቀምበት ይገባል።
ኚምቲ እቲ ርእሲ ጉባኀኡ ዝዀነ ክርስቶስ ፍቕሪ ዜርኢ፡ ክርስትያን ሰብኣይ እውን ንርእስነቱ ብፍቕሪ ኺጥቀመሉ ኣለዎ።
6,059

6,060
am_tg
ባል እንዲህ ሲያደርግ ሚስቱ ኚስጋት ነፃ ትሆናለቜፀ እንዲሁም ባሏን ማክበር፣ እሱን መደገፍና ለእሱ መገዛት ያስደስታታል።
ኚምኡ ምስ ዚገብር፡ ሰበይቱ ውሕስነት ይስምዓ፡ እተኜብሮን እትድግፎን እትግዝኊን ብምዃና እውን ዕግበት ትሚክብ።
6,061

6,062
am_tg
ዚኢዚሱስ ተኚታዮቜ እሱን መምሰል ኚፈለጉ፣ እሱ እንደወደዳ቞ው እርስ በርሳ቞ው መዋደድ ይኖርባ቞ዋል።
ሰዓብቲ ዚሱስ ንጐይታኊም ምእንቲ ኺመስልዎ፡ ንሓድሕዶም ኪፋቐሩ ኣለዎም።
6,063

6,064
am_tg
በመሆኑም ክርስቲያን ባለትዳሮቜ፣ አስፈላጊ ኹሆነ አንዳ቞ው ለሌላው ሕይወታ቞ውን እንኳ ለመስጠት ዚሚያነሳሳ ጠንካራ ፍቅር ማዳበር ይኖርባ቞ዋል።
ስለዚ፡ ኣብ መንጎ ክርስትያን ሰብ ሓዳር ዘላ ፍቕሪ ኣዝያ ሓያል ካብ ምዃና እተላዕለ፡ እንተ ኣድልዩ ነፍሲ ወኹፎም ምእንቲ መጻምድቱ ኺመውት ፍቓደኛ ኪኞውን እትድርኜ ክትኚውን ኣለዋ።
6,065

6,066
am_tg
ብዙ ሰዎቜ ዚሚጞልዩት፣ እንዲሁ ዚአእምሮ እሚፍት ለማግኘት እንጂ አምላክ ጞሎታ቞ውን እንደሚሰማ ስለሚያምኑ አይደለም።
ሓያሎ ሰባት፡ ጞሎት ጜቡቕ ኹም ዚስምዖም ስለ ዚገብር ዚጜልዩ እኳ እንተ ዀኑ፡ ኣምላኜ ንጞሎቶም ብሓቂ ኾም ዚሰምዖ ግና ኣይኣምኑን እዮም።
6,067

6,068
am_tg
በመሆኑም ይሖዋ ጞሎት ሰሚ መሆኑን ማወቅ ያስፈልጋ቞ዋል።
እዞም ሰባት እዚኊም፡ ዹሆዋ ሰማዕ ጞሎት ምዃኑ ኺፈልጡ ዚድልዮም እዩ።
6,069

6,070
am_tg
ኢዚሱስ ለደቀ መዛሙርቱ ማንኛውንም ነገር በስሜ ኚለመናቜሁ እኔ አደርገዋለሁ ብሏ቞ዋል።
ዚሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ብስመይ ገለ እንተ ለሚንኩም፡ ክገብሮ እዚ በሎም።
6,071

6,072
am_tg
ማንኛውንም ነገር ሲል ኹይሖዋ ፈቃድ ጋር ዚሚስማማ ማንኛውንም ነገር ማለቱ እንደሆነ ግልጜ ነው።
ገለ ኺብሃል ኚሎ፡ ምስ ፍቓዱ ዚሰማማዕ ንዘበለ ነገር ኹም ዜመልክት ፍሉጥ እዩ።
6,073

6,074
am_tg
ዮሐንስ በእሱ ላይ ያለን ትምክህት ይህ ነውፀ ዹምንጠይቀው ነገር ምንም ይሁን ምን ኚፈቃዱ ጋር በሚስማማ ሁኔታ እስኚለመንን ድሚስ ይሰማናል ዹሚል ማሚጋገጫ ሰጥቶናል።
ዮሃንስ፡ እቲ ኣብኡ ዘሎና እምንቶ እዚ እዩፊ ኹም ፍቓዱ ጌርና እንልምኖ ዘበለ ይሰምዓና እዩ በለ።
6,075

6,076
am_tg
ጞሎት አእምሮን ኚማሚጋጋት ያለፈ ጥቅም እንዳለውና ወደ ይሖዋ ዹጾጋ ዙፋን ለመቅሚብ ዚሚያስቜል ግሩም መንገድ እንደሆነ ሌሎቜ እንዲያውቁ መርዳት ትልቅ ነገር ነው! ሰዎቜ በትክክለኛው መንገድ፣ ወደ ትክክለኛው አካል እንዲሁም ተገቢ ስለሆኑ ነገሮቜ እንዲጞልዩ ስናስተምራ቞ው ወደ ይሖዋ እንዲቀርቡና በተጚነቁበት ወቅት መጜናኛ እንዲያገኙ እንሚዳ቞ዋለን።
ስለዚ፡ ጞሎት ስነ ኣእምሮኣዊ ጥቕሚ ዘለዎ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ናብ ዝፋን ጾጋ ዹሆዋ ኜንቀርበሉ እንኜእል ዜደንቕ መገዲ ምዃኑ ንሰባት ክንምህሮምሲ ኣዚ ኜንደይ ኣገዳሲ ዀን እዩ! ሰባት በቲ ቕኑዕ መገዲ፡ ናብቲ ቕኑዕ ኣካል፡ ብዛዕባ ቕኑዕ ነገራት ኪጜልዩ ንምህሮም እንተ ዄንና፡ ብግዜ ጭንቂ ንዹሆዋ ኪቐርብዎን ምጜንናዕ ኪሚኜቡን ንሕግዞም ኣለና ማለት እዩ።
6,077

6,078
am_tg
እነዚህ ቃላት ዹሁሉንም ታማኝ ዹይሖዋ አገልጋዮቜ ስሜት በሚገባ ይገልጻሉ።
እዘን ቃላት እዚአን፡ ንስምዒት ኵሎም እሙናት መሰኻኜር ዹሆዋ ኾም ዜንጞባርቓ ዜጠራጥር ኣይኰነን።
6,079

6,080
am_tg
ነገር ግን ሕመም ወይም ዚዕድሜ መግፋት ዚምታቀርበውን አገልግሎት ቢገድቡብህስ?
ብሰንኪ ሕማም ወይ እርጋን ኣብ ኣገልግሎት ክንድቲ እትደልዮ ኜትገብር እንተ ዘይክኢልካኞ እንታይ ክትገብር ትኜእል፧
6,081

6,082
am_tg
ለሚንኚባኚቡህ ሰዎቜና ለሌሎቜ ምሥራቹን ስትናገር ዚምታቀርበው ቅዱስ አገልግሎት ታላቁን አምላካቜንን ኹፍ ኹፍ እንደሚያደርግ አትዘንጋ።
ንኣለይትኻን ንኻልኊት ሰባትን ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ምስ እተበስሮም፡ በቲ ቕዱስ ኣገልግሎትካ ጌርካ ነቲ ዜደንቕ ኣምላኜና ኾም እትውድሶ ኣይትሚስዕ።
6,083

6,084
am_tg
በእምነትህ ምክንያት ታስሚህ ኹሆነ ደግሞ ሁኔታዎቜ በፈቀዱልህ መጠን ስለ እውነት መመሥኚርህ አይቀርምፀ ይህም ዹይሖዋን ልብ ያስደስተዋል።
ብእምነትካ እንተ ተኣሲርካ፡ ኵነታትካ ብዚፈቕዶ መጠን ብዛዕባ ሓቂ ኾም እትዛሚብ ኣዚጠራጥርን እዩ፣ እዚ ኞኣ ንልቢ ዹሆዋ ዚሐጕሶ እዩ።
6,085

6,086
am_tg
በሃይማኖት በተኹፋፈለ ቀተሰብ ውስጥ ሆነህ መንፈሳዊ እንቅስቃሎዎቜን አዘውትሚህ ለማኹናወን ጥሚት ስታደርግም ይሖዋን ታስደስታለህ።
ብዘይካዚ፡ ብሃይማኖት ኣብ እተኞፋፈለት ቀት እናነበርካ መንፈሳዊ ልማዳትካ ትሕሉ እንተ ዄንካ፡ ዹሆዋ ይሕጐስ እዩ።
6,087

6,088
am_tg
በአስ቞ጋሪ ሁኔታዎቜ ውስጥ ብትሆንም እንኳ ይሖዋን ማወደስ እንዲሁም መንፈሳዊ እድገት ማድሚግ ትቜላለህ።
ኚቢድ ኵነታት ኬጋጥመካ ኾሎ እውን፡ ንዹሆዋ ኜትውድሶን መንፈሳዊ ዕቀት ክትገብርን ትኜእል ኢኻ።
6,089

6,090
am_tg
ዹአምላክን ውድ እውነትና እሱ ዹሰጠውን ተስፋ ለሰዎቜ ስታካፍል ይሖዋ እንደሚባርክህ ጥርጥር ዚለውም።
ነቶም ተስፋ ዜድልዮም ዘሎ ሰባት ብዛዕባ እቲ ኣምላኜ ዘተስፈዎ ዜደንቕ ተስፋታት ኣብ ምምሃር ዓብዪ እጃም እንተ ኣበርኪትካ፡ ዹሆዋ ብርግጜ ኪባርኞካ እዩ።
6,091

6,092
am_tg
ዹይሖዋ አገልጋዮቜ፣ ዹአምላክ ቃል ዹሆነውን መጜሐፍ ቅዱስን ኹፍ አድርገው ይመለኚቱታል።
ኣገልገልቲ ዹሆዋ ነቲ ቓል ኣምላኜ ዝዀነ መጜሓፍ ቅዱስ ኣኜቢሮም እዮም ዚርእይዎ።
6,093

6,094
am_tg
ሁላቜንም ፍጜምና ስለሚጎድለን አልፎ አልፎ ቅዱስ ጜሑፋዊ ምክር ያስፈልገናል።
ኵላትና ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንና ድማ፡ ሓድሓደ እዋን ቅዱስ ጜሑፋዊ ምኜሪ ይውሃበና እዩ።
6,095

6,096
am_tg
ታዲያ ምክር ሲሰጠን ምን እናደርጋለን?
እሞኞ ነዚ እንታይ ምላሜ ኢና እንህበሉ፧
6,097
tg_am
እሞኞ ነዚ እንታይ ምላሜ ኢና እንህበሉ፧
ታዲያ ምክር ሲሰጠን ምን እናደርጋለን?
6,098
am_tg
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዚኖሩትን ኀዎድያን እና ሲንጀኪ ዚተባሉ ክርስቲያኖቜ እንደ ምሳሌ እንመልኚት።
ነተን ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበራ ኀዎድያን ስንጥኬን ኹም ኣብነት ንርአ።
6,099