label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ውውውውው ገለ ዓይነት ሙዘቃ ዕደምን ጥዕናን ያህቦኩም ደቂ ትግራይ ሽኮርት
tig
positive
ቆርጫጭ ጅግና ደላዪ ሓቂ ደላይ ሰላም ደላይ ፍትሒ
tig
positive
ይኣክል ህግድፍ በቃ ይኣክል ይኣክል በቃ ይኣክል በቃ ይኣክል
tig
positive
እንታይ ኢያ ትብለኩም ዘላ
tig
negative
ትሓልሚ ዲኺ ደለኺ ኣብ ካልእ ዓለም ትኾኒ ትነብሪ
tig
negative
ሰምሃር ድዮም ድብሉኪ ሎምስ ካብ ልበይ ኣውጺአኪ ረሲዐኪ ክንድታ ድፈትወኪ ድነበርኩ ጸአኪ ኣንቲ ፈታዊት ነብሳ ነብስኪ እንታይ እዩ ትርጉም ፍክሪ ትፈልጢ ኮንኪ ኣይስምዓንን እዛ ደርፊ ናኪ ኣይትምልከተክን እያ ባይ ርጀክቲ ሎክማጽ
tig
positive
እጆኻ እዚ ሓወይ እኮለግዛይ ኢርትራ ዘይተባህለ መን ኽባሃል እነ ሓማሰን እየ እውራጃ ዝፈሊ ዓሻ ሰብ ጥራይ እዩ እምላኽ ይባርኽካ
tig
positive
ኣጀል ደኣ መን ክቅድመካ ኣዝማሪኖ ወድ ማርያም ኣስመረይቲ ጻዕዳ ይበል ደርፊ ከኣ
tig
positive
ጽቡቅ ድኣ ኣይትምህሩን እንበር ሕማቅ ምምሃርሲ እወ ኣይትሓምቁን ኢኹም ወይ ሽግር ካብቲ ውቁብን ምዕርጉን ልብሲ ኣዴታትናስ ነዚ ቆራጽ ልብሲ ጽቡቅ ኢልካዮ ዝገርም ዩ ፎ ፎ ፎ በቃ ንስኻትኩምስ ድሑራት
tig
positive
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ራሄል ጥዕምቲ ድምጺ ምስ ብሉጽ ግጥሚ እጆኪ ቀጽልዮ ወዲ ኤረ ፈታዊ ሃገሩን ህዝቡን
tig
positive
ጅግና ኢካ ከምኡ ገይርካ ርእሶም ትኩዕ አብሎም አድጊ ባሕርኩመደ እዮ ዝደሊ ትግራዋይ ከዓ ፍቅርኩም
tig
positive
ሚሊ ምቕሉል ወዲ
tig
positive
የኢትዮጵያ ጓል ወቅሮ ከመይ ድይ ዘፍትውከም ኤሬትራ ማር
tig
positive
ዘይከምዝኣ እንታይ ደልየ ትዓወት ወዲ ያረድ
tig
positive
ናይ ብሓቂ ኣዚዩ ደስ ዝብል ድምጺ ፊሊ ሓወይ ክሊብ እሞ ኣብ ስሚዒ የእቲዋትና ተስፋ ይገብር ኣብ ቀጻሊ ክትምለሰና
tig
negative
ወላ ደርፍኩም ንሕድሪ እንተ ደኣሉ ንሕና ኤርትራውያን ግን ኣብ ሃገርን ንፈጣሪ ዘምልክ እምበር ንማንም ጸላኢኡ ስርዓት ዘምልክ ኣይንደልን
tig
positive
መርሓባ ሃገረ ሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ንቅድሚት ኣብ ዲፕሎማሲያዊ መዳይ ኣብ ዞባዊ ምርግጋእ ንሰላም ብልጽግናን ምዕባሌን ሃገረይ ብርኽቲ ቅድስቲ ሃገር
tig
negative
ኣቲ እንታይ ዩ እቲ ሽቑርቛር ኣፍሊጥኪ ዘስድኣካ እንከለኺ
tig
positive
ዱላ ዓይነይ ጽቡቕ ስራሕ የግዳስ ስነ ጥበባዊ ምራሒ ህዝቢ ስለ ዝኾነስ ኣካዳድናኻ ቅሩብ የሰክፈኒ ናይ ሳዕስዒት ባዕሉ ምፈለጠ ኣክዳድና ግን በጃኻ ባህላዊ ግብሮ ሰብ ክምሃር
tig
positive
ናይበሓቂ ቢሊጽቲ ደሪፊ
tig
positive
ፍቕርን ሰላምን ኣብ ዙርያኩም ይኩን ፍትዋት ስድራ
tig
negative
ብኻ እዚአን ኣጥፊእካ ንሳ ተትምለስ ኣታ በራሕ ሰብኣይ
tig
positive
ዓሽ ደቂ ኤረይ ዝሕጉስ ስራሕ ምንኣሰይና
tig
positive
ተስፋ አለካ ሙሉእ ደርፍታትካ ብታዓሚ ከጽል ራሻ ወዲ
tig
negative
ኢሳያስ ፍረ ናይቲ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ካብ ዝስለፍ ኣትሒዙ ዝዘርኦ ዘርኢ ኢዩ ሕጂ ዝዓጽዶ ዘሎ ከም ሓቂ ካብ 2001 ኢዩ ክዓጽዶ ጀሚሩ
tig
positive
ክቡር ወዲ ህዝቢ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ዝሓወይ ቀጽሎ ቀሪብና ኢና ኣጆኻ ህዝበይ
tig
negative
ኣቱም ሰባት ዓዲ ንክኣትው ንህዝቢ በጃ ምሃብ ክሳዕ ማኣስ ኢዩ ዝቅጽል መዝገብ ናይ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ምሓዝን ድሕሪኡ ዘጥረይዎ ንብረት ከይተረፈ ምምዝጋብን ኣገዳሲ ስለ ዝኮነ ደቅት ኤረ ብዘዘለካዮ መዝገብን ሓበረታን ኣይተቋርጽ
tig
positive
ኣል ሓምድልላህ
tig
negative
ንዓና እዚ ቅሩሕ ጀነራል ሃልዩ ኣይ ሃልዩ ኩሉ ሓዴና እምበር ከስ ኩሉ ነናይ ኢዱ ክረክብ ግድን እዩ ምክንያቱ ክፉእ ዝገብር ዝነበረ ክፉእ እዩ ዝረክቦ ኢሰያስ ባዕሉ ኣቃሊልልና ኣሎ እምበር ከስ ጀነራል ናይ ምንታይ ሄርሞንን እዩ ዝፈልጥ ሰብ ብዛዕባ ዝተቃለሰሉ ዕላማ ዝሰሓተ ሰብ እንታይ ጽቡቅ ንጽበየካ ብሕጂ ሃልዩ ኣይ ሃልዩ ኩሉ ሓደ እዩ
tig
negative
ክክክክክክክክ ዋይ ኔረን በላዕቲየ ሆእ ሆእ
tig
negative
ኣታ እዛ ኤርትራ ትረኽቦስ ኣታ ዘይትገድፍዋ ካልኣ ዘይኣኽላ ኩሉ ደረጃኡ እናቀያየረ ኤርትራ ክብል በሉ ፍተዉ ጽልኡ ጀጋኑ ስውኣትና ዝነበሩን ዝሰንከሉን ኤርትራ ናይ ማንም ዘይኮነትስ ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራይ ኢሎም እዮም መዓስ እዚ ኩሉ መስዋእቲ መጻወቲ ኮይኑ ኩሉ ዘዘርከበ ክሓልም ግደፉና በጃኹም
tig
negative
ሃሃሃሃሃሃሃሃ ቅድም ክንድኣ ምጺ ኣብዚ ብኮፍኪ ኣፈይ ገፊሕ እዩ ኢልኪ ዘይድሊ ዘረባ ኣይትዛረቢ
tig
negative
ናይ ሓማሴን ሽጣራ ብሕማም ካንሰር ገንዘብ ህዝቢ ናብ ህግደፍ
tig
negative
ዓጋመ ዓጋመ ሙኻኑ ኣይትተርፎን እዩ ዝወርደና ከምዘያንቆሔ ዓይኑ
tig
negative
ኣቢት ላግጺ ኣታ እዚ ከ ኣበይ ከሪሙ እዩ ሕጂ ጽቡቅ ኣላ ዓደይ ዝብል ዞሎ እዚ ናተይሲ እዩ ተሐበን ደቅካ ትጻወት ኣሎካ ዝነበረካ ክብሪ ብልል ተብሎ ረሳሕ
tig
negative
ትግራዎት ናይዘለኣለም ቀንዲ ጸለትና አዮም ክሳብ ሕጂ ምስ ወያነ ኮይኖም ኣብ ል0ለና ዝገብርዎ ዘለዉ ሓይልታትን ተንኮልን ንኹሉ አሪትራዊ ግሉጥ አዩ ብግዘ ደርጊ ናይ ደርጊ ጃሱሳት ኮይኖም ንኪንደይ አሪትራውያን ዘየቅተሉን ዘየኢሰሩን ፈታሽ ሱባት ኪንደይ ኣዋርቅ ንሰን ዘይሰረቁን ሰረቅቲ ሓሰውቲ ውዱቃት ፊጥረት አዮም ሕጂ በቶም ኢትዮጵያውያን ቤተሰቦም ትማሓላልፋ ሚስተባህሉ አሞ ኣቅሎም ምስጸበቦም የሕዋት ክብሉና ክክክክ ኢሪትራዊ ኣይትተሃመል ህጂ አዉን ሕውነት ደልዮም ዘይኰኑስ አቲ ናይ 0ባይ ትግራይ ሕልሞም ከተግብሩ ደልዮም አዮም አዚ ግን ፈጺሙ ኣይከውንን አዩ ሕልሚ ጥራሕ አዩ ኮይኑ ኪተሪፍ ናይዞም ኣትማን ሓሳዳት ተንኮለናታት ጎረበት ሙኻን 0ቢ መስጣ አዩ
tig
positive
ኣሰይ ደስ ትብል ደርፊ
tig
positive
ህዝብና ኣብ ልዐሊ ኢሳይያስ ኣፈወርቅ ዘሎዎ ጽላኣት ጠርዚ በጺሖ ይርከብ ናይ መድረኽ መሪሕነት ደንጉዩ
tig
negative
ወዲ ትኹል ከመይ ቁልቁል ኣፍካ ተደፋእ ጸላእትኻ ፍቀዶ ጎዳጉቲ ተኣሲሮም ይሳቀዩ ንስኻ ከኣ ተላኽዕ ወዲ ኮማሪት ምጥራ
tig
negative
መቸም ኣብ ጽሑፍካ ዳርጋ ባዕልኻ ሓታትን መላስን ስለ ዝኾናካ ብዙሕ ዝምልኣልካ የብለይን ደሞክራሲ ትብል ቃል ግን ዓጋም ጠሓስ ኣይኮነን ገደብ ከም ዘለዎ ውን ክትፈልጥ ኣሎካ
tig
negative
አሎካ እዚ ደርፊ ኢሉ ድዪ ደሪፍዋ ጃዕባብ ዓጣሪ
tig
negative
ሰምሃረ ን ምንታይ ዲኪ ን ህዝብ ኪ ይቅሬታ ዘይትሓቲ ይቅሬታ ኮ ናይ አምላኬ እዩ ሰብ ካ ሰብካ ሓፍተይ ናተይ
tig
positive
ጵቡቅት ደርፍ ኢያ ልይኪ ንሃቦ ኢስከ 00000
tig
negative
ቆልዑት ኮና ዘይኮናስ ናይዚ ዝኸይድ ዝዘሎ ዘመተ ናይ መድያታት ምለት ብእትዮዽያውያን ዝርአ ዘሎ ኣብልዕሊ ልእላውነትና ዝንጉዕ ኣታሓሳስባ ንርእኢ ስለዘለና ዩ ብዓቢኡ ባዕሉ ፔል ኣቢ ኣብ ቅድሚ እሰያስ ኣነን እስይስን ምስእንድመር ወደብ ንካፈል ማለት ኢሰያስ ቁስመላህ ዓሰብ ስለዚ ስክፍታና ምግላፅ ቆልዕነት በለጽኩምን ዕገብ ናይዚ ኩሉ ርኢቶና ድማ መልሲ ክትህበና እፅበ
tig
positive
ደቂ ትግራይ ማዓራት
tig
positive
ክክክክክክ ደስ ዝብል ስራሕ ነዞም ሰብ ኢሮጳ እምምም
tig
negative
ሓቅካ ወደይ ሕማም ሰራልዮን ደኣ ማይተምናይይይይይይይ ተብሎም እምበር ናይ ደገ ደኣ ሉሙሳት እንደዮም
tig
negative
ኣንታ አዝ ኣንጃል አንታይ ይብላሎ ከስተብህለሉ ደሎ ዝደርፎ ዘሎ ደሪፍ ሰቅ አልካ ኣስመራ ኣመሪካ ኣንዳበልካ ዘይትማላለስ 40ኣመት ገሪካ ኣብ ስደት 1 ኣግሪካ ኣብ ጉድጋድ ኣቲይ በጃካ ከም ሰብ ኩን ኣብዚ እንዉልካ ወግናዉ ዝኮነ ደሪፍ ኣይድለካን ኣዩ አንትኪኣልካ በትክሪስትያን ተማላለስ ቆሮብ ሰብ ኣካ ታሪክ ግደፈ ምስ ሃገሪካን ሀዚባን ደው በል ደቂ ብርሃነ ከዳኣት ሃውሪ ታርኪ ከሃተኩም ኣዩ
tig
negative
ነተን ሕቶታት ዕዮ ገዛ ሃብዋ ተማሂርኪ ከኣ ምጺ ንሓደ ሰብ ክትጣበቂ ተዋሪድኪ ምሽክነይቲ
tig
negative
ጆሲ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣነ ጸሮና ዩ ዓደይ ናይ ኣብረሄት ምስ ኃላ ከምዚ ጆሲ ዝብሎ ዘሎ ከም ዘጋጠመ ብሓቂ ኣምልኽ ምስክረይ ናይ አብረሄት ክቲዛረብ ምስ ሰማዕኩ ነብሰይ ክቓጻጸር ኣይካኣልኩን ኣብ ህግደፍ ደይተ ገበረ የለን ግን ገለ ሰባት ከላእ ንፖለትካኦም ክብሉ ይውስኹሉ እዮም ይብሉ እሕዋተይ ኣነ ይብለኩም Ąğùù ሓቲ ኮ ኣይወሰኸላን ሽዑ ህዝቢ ሰንዓፈን ከባብኣን መስመኣብ እልዎ ንህግደፍ ዮድት ምስ ተሃርመት እቶም ሰራዊት ካብ ሰራዊት ወያነ ስለ ዝፈርሑ ንብረሄት ሓዝልኪ ኣምጽእያ ከይትበቅዕ ድማ ክንደግመኪ እና እሎማ ስለዚ ጆሲ ኣጆኻ በርትዕ ኩሉ ጊዜ ይካታትለካ እየ ብዙሕ ላይክ እበር ምጽሓፍ ንጥፍቲ ኣይኮንኩን
tig
negative
ኣበይ ዘሎ ሰላም አዪ እስኪ ኣይተታልል ነጻ ፕረስ ነጻ ሜድያ ዘይብላ ዓዲ ባዶ ኮይና ኩሉ ተሰዲዱ ዘይትቕየርን ደብዛዝን ቲቪ ሒዝና ኮንና ሰላም ኮይኑ ትብለና ኣንታ ተመስገን ያሬድ ካኣ ዓጺካዮ ኔርካ ሕጂ ህዝቢ ምስ ጸልኣካ ኣነ ኣይኮንኩን ዶ ገለ ዶ ዚብሉካ ምክንያት ሓቂ ዘይትዛረብ ናብ ሓቂ ዘይትቐርብ ጽባሕ ንጉሆ ግን ከም ተሓዝቲ ደበበ ይቕሬታ ከምትሓትት ፍለጥ
tig
negative
ፎዝያ ባንቡላ ተረዋኢ ኮለል እንታይ አምጺኡዎ እዝ ኹሉ ኮለል እቲ ሕቶ ክትምልስዮ ብቅዓት የብልክን ሃገርና አብ ከመይ መራሕቲ ወዲቃ ከምዘላ ንምግማቱ ቀሊል እዩ ጹፉፍ ህዝቢ ሃገር እንታይ ትርጉም አለካ ሃገር ክተድሕን ህዝቢ ክጠፍ አለዎ ድኻምናን መስዋእቲ ይሕዋትናን አራኺስኩሞ
tig
positive
ሊዱ ሽኾር ተስፋ ገብር ሓደ ክንራከብ ኣጆኺ በርትዒ ጽቡቕ መደብ
tig
negative
ኦ ኣምላኸይ ተብጅየሙኻ እዮም እሞ ባዕልኻ ጻህገርገር ተዃሉ ሰላም ሰይጣውንቲ ባዕልኻ የህድኣሎም ካብዛ ተካሊት መሬት ሰባ ትበልዕሲ ወዲእና ኢና
tig
negative
ኣይትድከሙ ኣብ ዩቱዩብ ኣይትኺዱ እንተ ሓሰብካዮ ኸ ዘርእስታ ደርፊ ሰምህር ኣፍ ዒላ ኣብዚ ኣላትኩም ብጅዋ ምጹ ክሰደልኩም የ ፊኒታ ምንባር ጡዑም ሮቢ ንስኪ እንተ ኣጢሉሉ ዝባን ወዲ ነይ ብኩናት ክውጋእ ምድረበዳ ኣጢሉሉ ደሙ ኪመስል ንስኺ ኸ ታሓስብክዮ ይሳሓቆ ዶ ኔሩ ይብከዮ እወ ስከ ተኾለፈ ሓሞት ጢዒምዎ ገዝኡ ዝገደፈ ብሰንኪ ጨካን ባሕሪ መዋእሉ ተኾለፈ ዝብልክዮ ፈታዊ ነብሱ እቲ ዕሽል ከ እንታይ ባ ኣቢሱ እስከ ሕስብዮ እንተ ቀይርኪ ኸ ንስኺ ኤዱ እንዶ በሉለይ ኢልኪ ንሓንቲ ሓፍትኺ ዝበኸኺ እሞ ኸ ሽሾ ጻጸ ዶ ተቆጺሮም እቶም ኣሕዋተይ ዓይኒ ኣደይ ክነብዕ ደሊኪ ትጨርቅለይ እንተ ምርኣይኪ ኸ ፈታዊ ነብሱ ኢልኪ ገንዘብ ንመናኣሰያትና ሙዉት ድዩ ህሉው ፈታዊ ነብሱ ስከ ሕሰቢ ይኣክለና ባ ሕጂስ ቀይሪ ጎደና ኣይኮነን ክንሰምዓክስ ቀይሪ ኣይጽሊኡና እንተ ሓሰብክዮ ኸ ኣብ ሓዘነይ ትስዕስዒ ኣብ ተስካረይ ተጣቂዒ ካብ ንብዓት ኣደይ ተሚዕኪ ትበልዒ እንተ ሃስብክዮ ኸ ንስኺ ስታይል ቀይርኪ ትመጽናስ ናይ ኣኽቢርኪ ዲኺ እንተ ተሚዕኪ ኸ ንስኪ ነዛ ጓል ስከ እለዩልና በጃኹም ኣነስ ቃላት ሓጺኡሩኒ
tig
negative
ነሽነሽ ተስፈኣለም ንስካ ደኣ ስግር መረብ እንዲካ እንታይ ይምልከተካ መን መርዓት ኢልኪ ትኮሓሊ ዩ ነገራቱ ክክክክክ
tig
negative
ነሽነሽ ተስፈኣለም ኣታ ነሽነስ እንታይ ኣብ ዝከድክዎ ትጸንሓኒ ደንቆሮ ኣድጊ ገዛና
tig
positive
እዴት እደምወድህ ግን ለምን ከኛ ራቃቹ
tig
positive
ኮርጫጨይ ኣጆኩም ቀሪቡኩም ኢኩም
tig
negative
ኣይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ናይ ኢድኩም ኣይክላኣዮም
tig
negative
ብሓንሳአ ኣሎና ምስ እዞም አረግቶት ደቂ ሑሱራት
tig
positive
ናይ ብሓቅ ጽብቅቲ ትምህርቲ ኩቡር ሓወይ እዘን ካቡኡ ዝኸፍእ ኢዩ ኣብ ልዕለና ተፈጽሙ ግን ከኣ ዘይርዳኣና ምኻኑ እዩ ደሕዝን
tig
positive
እታ በጃካሙ ሰደዳላን ኣባ
tig
negative
ብባይቶ ይተግበር ተጋዳላይ ንምንታይ ደዩ ዝተጋደሌ እሰያስ ይወገድ ህዝበይ ክበል ተሓንበሌ
tig
positive
ዓሕሕሕሕሕ እዋይ ኣነ ህዝበይ ኣምላክ ኣቦይ ባዓልካ ስርላም ኣውረደልና ምእንቲ ህጻናት ኢልካ ጆሲ ሓዉና ካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
tig
positive
ኣየ ኤፊ ዝድሙጹ ክጥዕም ኤፊየ ፍትውትው
tig
negative
ኣሕሕሕ ኣታ ደቂ ንስትዮ ሃገርና ብከምዚ ዓይነት ኣስቃቂ ዝሕልፋ ዘለዋ ስ ብጣዓሚ ዩ ዝብክየኒ ብፍላይ ናይ ኣስቴር ምስ ሰማዕኩስ ነቢዐ ኤርትራውነት ይፈትወኪ ኤርትራዊ ኣግብራኒ ነዝኤን ዘይንከውን ኢና መፍቶ ህግደፍ ባ ኮንና መላገጺኦም ኮይንና በቃ ሓደ ልቢ ካኣ ይበሃለለይ ቄናን ልቢ ፈተውቲ ነብስና ኣምላኽ ምስቶም ውጹዓትን ጥልማትን ኡሱራትና ይኹን
tig
negative
ሱቕ በል እስቱቢት ገለ ዶ ረብሓ ሃሊካ ኢዩ ካ ዋል ትሓኒቃ ጋሕ ዘይትብል ጋልታ ከልቢ ይቕረ ናይዚኣ ኣገዳሲ ኣይኮነን ካብ ስንጥበብ ዝብሃል ክትጥፍእ ጥራይ ኢዩ ዘለዋ
tig
positive
ግና እዪ ዘሎ እቲ ስብራ ናይ ብሓቂ00
tig
positive
በሬ ጅግና በጃካ ፈንዎ እቲ ሓይልካ ደረት ዘይብሉ ልብካ ዝቅስቅስ ሓይሊ ዩ ዘለካ ሞ መውረርያ ኣይተሕጽረሉ ካልእ ትሰርሕ ሓያል ኢካ ንብለካ ኣለና ንጽበ ኣለና ዓወት ንምነየልካ
tig
negative
ሰኽራም ውራይ መስተኻ ጥራይ ግበረሉ ጀልጋድ ይውሓዱ ዓይነት ኤርትራዊ የብልናን መን ኢዩ ጴንጠ ብዛዕባ ሃገሩ ኣይዛረብን ኢዩ ዝበለካ እቶም ስለ ሃገሮም ዝተሰዉኡ ኣብ ኣብምንቲ ምንታይ ዲዩ ረሳሕ ሓንጎል
tig
positive
መርሓብ እንኻዕ ብደሓን መጻካ ናሆም ጅግና ኣቤት ግጥሚ ስጡም ናዩ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ዩ ኣጆካ ቀጽሎ ዘየጉድል ሙሉእ ጁባ ሃብታም ወዲ ድያ ረኪባ ኣብዚሑ ዝህባ
tig
negative
እዚ ናይ ሎሚ ወግእ አብ ፈይስቡክ ዓግርግር ዝሄርብሕ ጠራእ ዝርብሕ አይንግበር
tig
positive
እዚ ኩዳ ኢዩ ጌና ኣሎ ትስምራ
tig
negative
ጭሩም ጸላኢት ህዝቢ ኤርትራ ዝነገሰ ንጉሳ ነቅጽልት ጽሓያ
tig
positive
ጽብቅ ስራሕ ሓቢቢ
tig
positive
በጣም በጣም ደሰ ይላል አይዛቹ በሩቱ ማሮች
tig
negative
በል ጥዑም ጥዒምካ በዚ ጀሚርካ ድምጻዊ ከይትህሉ ተጠንቀቕ ብ ድምጻዊ ሕድሮም ጌረ ከየጉይየካ ቅቅ ቤላ ስራሕ ግዳ
tig
positive
ክክክ ኣየ ከምዛ ማይናስ ዝምልሳ ዘሎ ሲ ምምላስ ኣላ ብዓል ቶክላ ደኣ ይሕዋትና መሲሎም እባ ትጽውት ኔሮምልና ብዓል ክፉእ ግብሪ ትምህርቲ ዶ ገለ ኣዶንኩር ነሮምና ድሓን ድሕሪ 2ዓምት እዚ ዝብኢ ዲክታቶር ምስ ኣፈናነዮ ኩሉ ከምቲ ንደልዮ ክኸዉን ዩ
tig
negative
እዋይ ሓፍተይ እግዚአብሔር ይባርኪ ናትኪ ቢኢሱ እምበር አብ ዓዲ ዓረብ ዘለና መብዛሕትና ናብራና ከምኡ እዩ
tig
positive
ኣቦታተይ ኣብ ባዕቲ ኣስፊርካ ዝጠለምካኒ
tig
positive
መልኣከ ኣንበሳው ወለት ባርካ ኣብሽር ኣበት ድምጺ ኣብሽር ዓርኮብኮባይ አኮ ኣሪካና ኣብሽር ወለት አርትርያ ዓጀ
tig
negative
እዚ ኮሚዲ ደርፊ ፍሊም ግደፍዎ በጃኮም ንኽንድ ባዓል የማነ ባርያ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ብድሕሪ ስዚኒኖ ብድሕሪ በኪ ኣይቲ ንጥፈታቱ ካልእ ስራሕ ኰፍ በሉ
tig
negative
አንታይ ዓይነት ኮሚዲ አዩ አዚ ናይ ረቡዕ ናይ ፓራዲዞን ከይትብሉ ብደቅንስትዮ ምልጋጽ ድሕሪ ብዓል ሲዚኒኖ ኮሜዲ ሃገርና መሪት ምዝባጡ የሪኢካ
tig
positive
ዞባ ደቡብ ዓይኒ ብርኪ ባህሊ ብሄረ ትግርኛ
tig
negative
ውሉፍ ናይ ፌስቡክ ቡክ ንሳ ድያ ኣይትድለ ንስኻውን እንተትሕተት እቲ እየገፋፋኘ ናይ ማይ ነገር ኢዩ ምበልካ ምክንያቱ ኣብ ክልተ ሰሙን ሓሳብ ኢካ ትሕጸብ ነርካ ኣብ ታ ዓድካ ድካ ርእሲ ድሩዝ
tig
positive
ጅግና ሓወይ ናይ ባሓቂ ሰብ ኣለዋ
tig
positive
በጃኻባ ሮቤል ናይ ግሪክ አሻራ ኣብ ጀርመን ተቐባልነቱ ክንድምንታይ ከምዝኾነ ባ ሓበሬታ ሓበና
tig
positive
እብርስ እቦ ትግርኛ መንግስተ ሰማይ ያዋርስካ
tig
negative
ኣብ ስረይካ ትሸይን ጸዊዕካኒ ድኣ ባለገ ምስ ኣዱ ዝገጥም
tig
positive
ቢትወደድን ድሩዕን ጀጋኑ እዞም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣብ ትመጽእ ኤርትራ ብቲ ወርቃዊ ቃላቶም ዝተወረቀ ሓወልቲ ክንሰርሓሎም ኢና ነዚ ዝድግፍ ኤርትራዊ ዩ እንተዘይ ኮይኑ ግን ጽግዕተኛ ኢና ንፈልጦ
tig
positive
ሲንጣቕ ንሓመዱ ክክክ
tig
negative
ዓሻ ጹቡቅ ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊኡዎ ኣሎ ዱ ዝባሃል
tig
positive
ጽብቅ ስራሕ ሳባ ምስ ናይ ባህልና የ ግዳኣ ሲ ኣይትጥፊኢ ጠፊኢክና እንዲኪ ኣቱም ሳማዓቲ ካኣ ሃየ እቲ ምትብባዓን ላይክን ንሃባ ርሑስ ቁዱስ የውሃንስ ካኣ ይግበረልና ፍቅርን ሲንትን ዝዓሰሎ ሓዜንተኛ ዝሕጎሰሉ ሑሙም ካብ ዓራት ዝወርደሉ ይግበሮ
tig
negative
መንሰይ ኸይ ሓዝኻ ደርፍይ ትርጎም ዘይ ብሉ ግና ኣብ ርስኸን ኣሎ ናይ ፈቅርይ ደርፍካ ታርኸን ኸለ ኣይ ተሕስባ ኣብ ክደምይ ህዝብካ ኤርትራ የቅርታ ሐትኣ
tig
positive
ቆርጫጭ ሽኮር መን ኣሎ ከማካ ብድምጹ ክሊፑ ግጥሙ ዜሙኡ ኩሉ ሙሉእ ኢዩ ስራሕካ ኣይትጥፊኣና ድ ኣ ንስካስ
tig
positive
ዋውውው ኣንታ ክንደይ ደስ ትብለካ እያ ሶ ጽቡቅ ስራሕ ሰምሃሪኖ
tig
negative
አዚእም ሐሰዉቲ ሃሰውቲ ይበሃሉ ሕሰር ሰብ መጠን ነብሱ የሕሰረካ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ የክብረካ ዓጋመ ብታሪክ እበር ብመልሐሰ አይኮናን ንፍለጥ አይትበል
tig
positive
ደንጒኻ ምበር ደሓን ኢኻ
tig
positive
እንቋዕ ዳሓን መጻኩም ተናፈቅቲ
tig