label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ካብኡ ንላዕሊ ንስኺ ልበይ ሴርኪን ጽብቕቲ ሓብተይ
tig
positive
ቆርቻቸይ ኣብ ስዓታ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ህዝብካ ምውጋን ዩ ሩፍታ ውሽጢ ዘለዎ ኣንበሳ ኣናብስ
tig
negative
እዘን ደክካ ኣይፈትወንን ኢየ ዓጣሮ ንደቀን ብዝኮነ ኣብ ከጻሊ ክትምለስና ተስፋ ይግበር
tig
negative
ኣይገጠምኩሞን እዛ ደርፊ መዝገብ ቲኬት ናብ ሑቅፊ ህግደፍ እዩ ደልይዋ
tig
positive
ጀርጀ ኣያተወን ዓዲ ያ ጀምዓ
tig
positive
ዋው ዋው እንኳን ደና መጣህ ጃኪ አተ ጉበዝ አርቲስት ነህ ጃኪ የሰውን ስሚት በደንብ ተረድተህዋል በርታ ቀጥልበት ፈጣሪ ካተጋ ይሁን ወንድሜ በጉጉት ነዉ ምንጠብቀው
tig
positive
እዋይ ሂወት ኣብ ፊልሚ ክትርእዮ ክቀልል
tig
negative
ተስፋብርሃን ንኣረጋይ ሓጎስ እስከ መልሲ ሃቦ እዚእንስሳ ኣብዘይ ፈልጦ ሓደኢና ኣስላምና ክርስርያና እንዳበለ ዓዕ ይብል ኣሎ ከምቀደሙ ከምገመል
tig
negative
ኣየ ውዲ ትኩል እዚ ኩሉ ሰብ ክተት እልካ ኣህልቃዮስ ሕጂ ካኣ ውሑጅ ይውሰዶ ትብል ኣለካ ሓቂካ ንስካ ዳኣ እንታይ ገደሸካ እግርካ ዶ ወላ እድካ ዶ ተቆርጹ ዩ መሳክን መንእሰይ ክተት ትብሉዎ ሃገር ተውርራ እንዳ በልኩም ጽንሕ እልኩም ካኣ ኣይከሰርናን ትብሉ ኣብ ዚሓለፈ 60 ካብኦም ንላዕሊ ኣብዛ ዘይቲ ጠቅም ጎቦ ካኣ 19 ትብሉ ንስኩም ቅጽሮም ግን ካኣ ካቧኡ ንላዕሊ ዩ እዞም ኩሎም ኣብ ሳህራ ኮነ ሲና ልብያ ዝሳቀዩ ዘለዉ ግን ኣይ ህዝብኩምን እዮም ብዛዕቦኣኦም ሓንቲ ማዓልቲ እዚ ህዝቢ ተወጽዑ እልኩም ኣይትደርፉን እኩም ረሰሓት ከራኩር
tig
negative
ኣሕ የሕዋተይ ሸኮር መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ኣይስኣን ኢዱ ይቀበልኩም ፈጣሪ
tig
positive
ኤረትራውያን ጸላኢና ከነለሊ ብዘይምኻኣልና ዩ ጸገም ኣብ ደገ ዘለው ክንሪኢ ኣብ ውሽጢ በላዒ ጌርና ንዓና ተመሲሉ
tig
positive
ናይ በሓቂ መዳ ሓያል ስራሓ ሰሪሒካ ቀጽሎ ምስ ናይ ሕጂ ጊዜ ትከይድ ደርፊ ኣያ
tig
positive
አልገባኝም ምንድን ነው የምትለው
tig
negative
ካብ የሕዋት ዝቀረበ ሕቶታት ኣዝዩ ንጹርን ጽፉፍን ኮይኑ ይስምዓኒ ናይ ፎዝያ መልሲ ግን ፍርሓት ናይ ሓላፊኣ ዘለዋ ኮይኑ ይስምዓኒ ፍታሕ ካብ ፈጣሪ እንድዩ ኣካየድቲን ፈጸምትን ናይቲ ጉዕዞ ግን ንሕና ኤሪትራውያን ሙኻንና ኣሚንና ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ግቡኡ ክረክብ ህዝብና ንጽዓር ነዚ ሰሚናር ብተገዳስነት ዘቅረብክሞ ኣካላት ድማ ምስጋናይ ይብጻሕኩም
tig
negative
ኣንታ ዞም ናይ ሎሚ ስነ ጥበባውያን ከመይ ዝብኢ እዮም እበር ዶ ከመይ ከምዘላና ይርድኦም እዩ መሲልና ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ፋሕ ኢልና ከለናስ ገንዘብ ዶ ክብረት ይብሉና ንዓድና ሰላም ከውርደላ ዝኽእል ስራሕ ክዓዪ ሞ ሽዑ ህዝብን ንስኹምን ክትኰኑ ኢኹም
tig
negative
ኣደታትና ኣብ መገዲ ይሓርሳ አተን ዶ ኢልካኣ ለክባጥ ሕጂ ከኣ ኣብ ባሕሪ ይሓርሳ ኣለዋ
tig
negative
ህግደፍ ሰራዊት ኤርትራ ደቅኻ ይሳቀሎ ዕድሜካ ምሉእ ባርያ ህግደፍ ኮንካ ደቅካ ድማ መግረፍትን ህግደፍን ሳሃራን ሊብያን ክትገብረሎም ኣለካ ተንስእ ሰራዊት ኤርትራ መሳርሕትካ ኣድሕን
tig
negative
ሄልን ሓብተይ ሃይማኖትና ክቡር ዩ ሃይማኖትና ሃይማኖት መናፍቓን ኣይኮነን ማለት መናፍቓን ከም ድላዮም ስለ ዝደርፉ ስለዚ ንስኺ ሙዚቃ ገዲፋ ኢልና ክንደይ ኢና ተሓጊስና ንሕና ኸ ምዓስ ኢና ከምዚ ናታ ክንክውን ኢለና ቅዱስ ቅንኢ ሕዝና ነይሩ ሕጂ ግን በዛ ዝገበርክያ ኣነ ፈሪደኪ ኣለኩ ምኽንቱ ክትእረሚ ዲስ ለይክ ሂበኪ ኣብ ሓደ ጥበብ ክኣ ዕሰሊ ኣብዚ ምሳይ ድሰማማዕ እቲ ምንታይ ክእረሙ ኣለዎም በቃ
tig
negative
መሕረር ሓሳዳትን ሰብ ሕማቅ ዕላማን እባ ኾይንና ብተሳሓብቲ ናይ ኢሰያስ ፋሕ ይብል ኣሎ ህዝብን ሃገርን
tig
negative
ኣቦኽን ምስ ደርጊ ንሰኽን ምስ ህግደፍ ዝተረግመት ስድራ
tig
negative
ወጃባት ኢኩም ግዲ ታሪክ ክትዕቅብ መጀመርታ ብዛዕባ ህልው እንተዄንካ ክትዝቲ ኣለካ ናይ ጥፍኣት ደበና ኣብ ልዕለና አንተ ኣንጸላለወ ታሪክ ታሪክ ምባል ንህላወና ኣየውሕስን አዩ
tig
positive
ኣብርሃም ንስኻ ተቀዲሑ ዘይነጽፍ ባሕሪ ኢኻ ንስኻ ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኻ ንስኻ ተጣዒሙ ዘይውዳእ መቀረት ኢኻ ንስኻ ተበርቢሩ ዘይውዳእ ፍልጠት ኢኻ ንስኻ ተወዲኡ ዘይውዳእ ፍቅሪ ኢኻ ንስኻ ቁሪ ዘይሕልፍ ማሙቅ ኢኻ ንስኻ መምህር ሂወት ኢኻ ንስኻ ፍሉይ ፍጥረት ኢኻ ኩሉ ግዜ ድማ ኣብ ልብናን ቀልብናን ኣለኻ ኣምላኽ ኣብ ሕቅፎ ኣብርሃም ኢሳቅ ያቆብ ይጸምብርካ ታሪኻዊ መምህርና
tig
negative
ጋሓፍ መንድዓት ስነ ጥበብ ገጽኪ ትርሓቕ ፎፎፎ
tig
positive
ኣሐቢንካ ኒ ሓበን ድዩ ዝተባህለ ከምይ ልበይ ሓጎስ ወሪርዎ መስለካ ክብሪ ይሃብካ ኤሩየ ወለላ ክብረተይ እምበር ብልየን ዓንና
tig
positive
መራሓባ ምዕርግት ሃገረይ ሰላም ኩሉኹም ደቂ ሩሑስ ባዓል ናጽነት ይግብረልና ወትሩሰማታትና የዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ
tig
positive
ብራቮ ሓየት
tig
negative
ሊዲያ ንምንት ትህሱው ምስ ስርአት ህግደፍ ህሳው እዩ ቀትሉት አመጽት እዩም ውደቅት ንህግድፍ
tig
negative
መይታትኪ ምስክነይቲ ይቅረ ዝብል ስብከትኩምን ክትመጺ ምጺ አንበር እዚኣሲ እድዒ
tig
negative
ጋል የውሃንስ የጋጥምዎ ህጂ ሲ ሸተት ኢላትኪ አያ ኣንቲ ገምሻህ ህንጀራኺ ተኣጽያ አያ ብካልአ መለ ደኣ ፍትኒ ኣንቲ ሾሩሙጣ
tig
negative
ወይ ሰብ ይሕዋተይ ሎምስ ገለ ኢልኹም ኢኹም እምበኣር ኣፍንጫን ከኣ ትርጉም ኣለዎ
tig
positive
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ንተመስገን ካሕሳይ ተጠንቀቕሉ ኢልና ግን ኢሳያስ ዝጸረፈ ደላዪ ፍትሒ ማለት ኢዩ ጌጋ ርድኢት
tig
negative
ለኽባጥ መታለሊ ኣሰሳይ ናይ ናይ ምልኪ ምዃንካ መዓዝ ጥፊኡና
tig
negative
ስፍሓት ኤፍረም እንቋዓ ከድምካና ምስነብስኻ ኢልካ ረሳሕ ሓንጎል መራሕትን ምልኪ መትኩም ድብርጺ ኣይብለናን ኢዩ ኣብዛሕካዮ ህዝቢ ዘይቡልኩም ክትመቱ ጥራይ ኢዩ ዘለኩም ክውዳእኩም ኢዩ ካ ኢሰያስ ሰቅእይኩም ምሹሙሻት ኣንስቲ
tig
negative
ደቂ እረይ ጻዕዳ ኢታወይቲ ኮይና ኢያ ኣብልዕለና ኮይና ተኽድድ ፍልልይና ከነርኢያ ኣለና
tig
negative
ኢሳያስ ሜንታል መራሒ አለኪ ጎሐፍ
tig
negative
ላይክ ኣይህበካን አየ ምክንያቱ አንተ ሂበካ ምሳካ ይህሱ ኣለኩ ማለት አዩ ኣብ አርጋንካ ጸዩቁልካ መኣኮር ብክቡርካ ሞይትካ ቀልቲፍካ ይኩንክን ሃቲትካ ኣብ ጎድኒ ሂወቲን ህዝብካ ኮይንካ አዛ ሞይታ ዘላ ክብረትካ ምለሳ
tig
positive
ጆሮ ያለው ይስማ በጣም ጥሩ መልእክት ነው መዋደድ ይሁን የኛ አላማ ሮቤል ለወሬ ቦታ አይሰጥም ጠንክሮ እየሰራ ነው ሮቤል እንወድሀለን ቀጥል በርታ
tig
negative
ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ንኽቡር ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ እግዚኣብሄር ቅዱስ ሚካኤን ብስራታዊ ቅዱስ ገብርኤልን ይሓልዎም እቶም ሓሳዊ ለኽባጥ ዓጋመ ትግራዋይ ሃይማኖት ዝራስዩ መጸለሚ ዘይማዕርጎም ተሸኪሞም ዘለዉ ጳጳስ ህግደፍ ሉቃስ ግን ብዘይ ንስሓ እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብኽፉእ የጥፍኣዮም
tig
negative
እውይ ኣነ ነዚ ሞኽባዕቲ ዝባሃል ጸሊአዮ መይተ በጃካ ፊልሚ ኺሰምዑን ክሞት
tig
positive
ማራ ኬፍ ኣለካ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
tig
negative
ኣታ ፊስቶ ሙሉእ ሜክኣብ ኔርኪ መጺኺ ገጽኪ ትከወል ኣታ ነዛ ሰብ እዚኣ ካብ ደርፊ ሐግሒጉ ዝሰጎ ዳ ሲኢና ኣነ ብወገነይ ካብዞ ቻነል ነቐለት ትኾኒ
tig
positive
ናይ በሃቂ ነጋሪት ደርፊ ተዓሞተይዝመጠልካኒ
tig
negative
ወዲ ከቢረ ኢልካ ከኣ መጸውዒ ሂብካ ይገርም ሰብ ንኸተኽፍእ ከይደቀስካ ካብ ትሓድር ንኸተኽፍእ ትብሎ ውጽኢት ስራሕ ሰሪሕካ ኣብነት ክትከውን ይምረጽ ኣንተዘይኮይኑ ኣፍካ ኣኪብካ ትም ጨቂኻ ምንሻው ንዓኻ ንድሕሪት ክመልሰካ ኢንተዘይኮይኑ ፋይዳ የብሉን
tig
negative
ኣሕ የሕዋተይ መዓረይ መንግስተ ስማይ ስማይ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም ፈጣሪ
tig
positive
ኣጆካ ኖሆም ሽኮር ንኩሉ ፍጣሪ ኣለዎ
tig
positive
ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ያሬድ ዓርከይ
tig
negative
ኣስዶም ብወርቂ ታሪኽካ ብዒባ ካፋሊ ብካያ በዛ ሓሳዊት ዜማ መሸጣ ሃገር ዝተገብረ ሽርሓዊ ውዕል ጉሒላ ኢሰያስ ዝገበሮ ዓይነ ውዕል ብሓቂ ተጋጊኻ ከለኹከይ ጠሊምካዮ ኣይኽለና ን እዩ በሎ ጎዶሎ መኣዲ ኣነ ወዲ ኣርባዕተ ዓመት ከሎኹ ኢኻ ንእንጅነሪንግ ኮለጅ ኬድካ ጉማ ክትዝክር ድማ ኣብ ኣ ኣ ኔረ ንዘይ ሰላም ሰላም ኢልካ ምዝማርካ ግን ቢተወደድን ባርያን ወዲ ዘርኤን ብዙሕ ክንፈሓዳስ ዳሕራይ ድማ ንኣዲስ ኣበባ ኬድካ ምስ ኣቶ በረኸት ጠላም ናይ ኢሰያስ ዶንቆሮ ዶክተር ብጣዕሚ ተጋጊኻ ርእስኻ የኽእለካ የዐርያ ብተባዕ እቅሬታ ንህዝብኻ ጸላም ታሪኽ ኣብ ጸዓር ኻብ ሓርበኛ ዝፈልጠካ ተ ይ ተ ሓ ኤ
tig
negative
አቲ ክቀድሖ ዝዋዓለስ ስራሕ ዶኽን ዘይ ብሉ ኮይኑ ኣኺሉካ አዝኒ ዘቀይም ደርፊ መዋእልኩም ኣኪልኩም መሕፈር
tig
negative
ክህልዉ መራሕቲ ህግድፍ ነበር šምĠር ፕሮፊት ይብሎምን ዘረባ ኣይክእሉን እዮም ሱቅ ኢሎም ሃለዉለዉ ዝብሉ
tig
positive
ክክክክ እውይ መከራ ክተጉርዒ ድኪ ደልኪ
tig
positive
እንቋዕ ብዳሓን መጻኩም ደቂ ኤሪይ ኣንቲኮ ኣብል
tig
positive
ክክክክክክ ኣላ በርሀ ሽኮር ኢዚአን ኣንስቲ ክቀትላኻ ደልየን
tig
positive
ዋው እምቋዕ ደሓን መጻእኩም
tig
positive
እንቋዕ ብዳሓን መጻኩም ምንጭዋት ደቂ ኤረይ እዚ ርኢካያ ዘይትምኖ ፊልምስ ሓጽራትኒ በጃኩም ኣንውሕ ኣብልዋ ብዝተረፈ ሰላም ንዓኩም ይኩን
tig
negative
ክክክክክክ ኣታ ገለ ኪንሰምኢና ሙካን ሃኪካ አካ ከሙ አያ ቲመሲል አቲ ኣፋ ገፊሁ ኣሎ ኣጥዕሚዮ አሲኪ መኣልቲ ጊዘ አረጊት ኣረጊዝት
tig
negative
ባህልታትንናን ክብርታትናን ከይራኣያ ህዝብና ኣጥፊኩም ፍቆዶ ስደትን ምረትን ጥፍኣትን ሞትን ኣብ ስደትን ዝከድናዮ ቦታ ንከይ ንሰማማዕ ንከይ ኣይንበቀልኩምን ሰሪሕኩምስ ብዛዕባ ባህሎምን ሶቦም ክፈልጡ ትብሉ ሕፈሩ ኣብይ ዞሎ ህዝቢ ኣብስደት ወላ ኣብ ኡሱርበት ንመን ሓቲቶም ክፈልጡ ኩላ ኣጽኒትኩማ ጉሓፋት
tig
negative
ምሊ ተሪፋ ኣላ ሕጂ ክርደኣ ሽወያ ንቅጽዓያ ከይተብዝሕላ ግን ሓደራኩም ክክክክክክ ከምዚ ናይ ዝኤን ከይትገብርዎ ወይ ሽግር ክትከብር ሓውካ ኣኽብር ኮይና ሎሚ ነዞም ገለ ወደጀ ሰብ መልሓስ ድላያ ናይ ምግባር መሰል ኣለዋ ትብሉ ከኣ ገለ ክንብለኩም ንሕና ውን ድላይና ናይ ምግባር መሰል ኣለና ተደልና ላይክ አንተዘደልና ከኣ ድስላይክ ንህብ ድሓር ከኣ ክትፈልጥዎ ደለኩም ንሕና ከም ኤርትራውያን ብናይ ኢድካ ኢድካ ዝፍለጥ ቃልሲ ኣክይድና ኢና ነዚ ሕጂ ትደርፈሉ ዘላ ቃንካ ኣውሕስናዮ ሕማቅ ዕድል ብሎም ውን ጻማ ኣበርቲዕና ስደት ተደብስና ነዚ ከኣ ኣብ ግድንና ኮይኑ ኣጆና ዝበለኩም ደኣምበር ካልእ ድውስከና ሲ ኣይንደልን ኢና
tig
negative
ወዲ ጠንቓሊት ወዲ ረሳሕ ምናምን መንነትካ ሓሊኻ ትም ዘይምሓሸካን ወዲ ፉጉር ጽቡቅ ተትህሉ ዶ ኣብ ፍቆዶ ተዘሪእና እዋይ ኣደይ ማዓረይ ሕጂስ ኤርትራዊ ሙካነይ ከሕፍረኒ ጀሚሩ ፈጣሪ እንተዄንካ ሰላምና ኣውርደልና
tig
positive
ብሳሓቕ ኣብዘይ ሕማምና ከብጹሑና እዮም
tig
negative
እንቋዕ ብድሕረኻ ዚኾናዮ ኣይራኣኻዮ ዘደዓዕሰና ሲኢና እንኮ ልቢና ትፈጦ እስካ ኢኻ ኔርካ ክትህሉ ኔርካ ሞራልና ብድሕረኻ መሬት ዘቢጡ ኣብሪህ መ ዜ የ
tig
negative
ኣፍቃሪ ኣትርከቢ ጋሕባ ክዳን ኢሰያስ ኢምባኣር ክትድርፊ መጽኺ ምስጣ ህዝብናን መንሰየና ይብጽሕኺ ኣፍዕላ ኣፍኪ ኣይትበሊ ህዝብና ክትዋረዘይይ ኣበደኺ ዝቦቆልኪ ኢኺ
tig
positive
ኣቲ ጂግና ይበል ይበል ኣብ ምጅማርኪ ከምዚ ዝኮንኪ ኣብ ዝቕጽል ገለ ተኣምር ከተርእይና ምሉእ እምነት ኣሎኒ ኮርዒዳ
tig
positive
አባት ልጄ ና እስቲ አግዘኝ ልጅ አባዬ ደሞ ሻይ እየጠጣሁ ነው ይቀዘቅዝብኛል አባት እና ምን ችግር አለ ፍሪጅ ውስጥ አርገው እንዳይቀዘቅዝ ልጅ ያምሀል እንዴ አባዬ አባት ምነው ልጅ መብራት እኮ የለም
tig
negative
እዚ ሉቃስ ትብልዎ ዘለኹም ሰብዓይ ካብ ኢሳያስ ክንሕይሎም አይንሪኦን ኢና ንኩሉ ግዜ አለዎ ክነረኻኽበሉ ኢና ናይ ውርደቱ መዓልቲ ርሑቅ አይኮነን አባ አንጦንዮስ ወንጌል
tig
positive
ሰይ ሰይ ሰይ ሳባ ሽኮር ንዓኪ ዳኣ አንታይ ከነውጻኣልኪ ጽብቅቲ ደርፊ ምስ ክሊባ ንኩላትኩም ኣመንቲ ክርስትና የሕዋተይ ካኣ ርሑስ ቅዱስ የውሃንስ ይግበረልኩም ይግበረልና
tig
positive
ሕጊ ሓሉ ኣማን መታን ክትድሕን ክክክክክክክክክክክክ ጸሎት አዘውትር ክክክክ
tig
positive
ደጀን አንብዑኒ ወላሂ
tig
positive
መላከ ጂግና ኣታ ኣንበሳ ወራሲ ሃገር ወዲ ሃገር ኣኩሪዕካና ኣታ መኩርዒ ቀጽሎ ዋና ኣለዋ ካላይ ክፋል አቶም አዚኒ ዘለኩም ስሙዑ አቶም ዘይቢልኩም መስሚዒ ግን አዝንኩም ዕጸዉ ሎኩቱዎ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኢያ ኣቱም ዲስ ኣግሊ ቲገብሩ ዘለኩም ኣይንሃርቂን ሚኪንያቱ ናይ ኤርትራ ንኤርትራውያን ስለ ዚኮነ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ዘህጉስ ዘባራቢብን ኢዩ አሞ ሞራል ንሃቦ ኣቱም ኣብ ኢሮጳ ዘለኩም ደረፍቲ ኣይቲረቡሽና ሓሚመልኪ ጸሚመልኪ አዳበልኩም ልበይ ልብኪ አዳበልኩም ኣይቲረቡሹና
tig
positive
ምሸት ክንሽይፎ ኢና ሕጂ ኣብ ትምርቲ ኣለና ሪጋ ሳልሳይ ሒዘ ኣለኹ
tig
negative
ናይ ብሓቂ ኣብዚ ሕጂ ዘሉ ጽገም ተገልጽ ጸገም እያ በስምኣብ እንዳበሉ ሕልና ዘድሓኑ እስከ ከምዚ ከማይ ተበላጺ ዘጋጠመኩ ኣግኣዛን
tig
positive
ኣቲ ውጋር ጉዳይ ናይቶም ኣብ መቀለ አስያስ ጉሕፈዎም ዘለዎ ወያነ ዘይተገበሪ
tig
negative
ዋይ ወዲ ቱኩል እዚኣ ኮንካ ተሪፍካ ክክክክክክክክክክክ ዮወሃንስ ኢኩም ግን ተማሊ እንታይ ኢልካ ትደርፍ ኔርካ ትረክቡ ዋይ ጉድ
tig
positive
ሰመረ መቅሰነይ ይበል ድምጺ መመሊሱ ዝስህብ ይበል ቀጽሎ ኣታ ወዲ ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ግጥሚ
tig
negative
ኣንታ ወዲ ሓጎስ እዚኦም ብስም ተቃውሞ ዘደናግሩ ኣባላት ህግደፍ ዮም
tig
positive
ኣብዚ ኣለካ ተባታይ ደርፊ ዝዎጾ ዘይቡሉ ተባ ውሳነ ብሃገሩን ህዝቡን ዝሓመመ ቡሉጽ ስራሕ ሰብ እንተሎ ዘይተባራበረ ኣብ ድቃስ ዘቅተረ ንሱ ዩ እንበር ኣብ ዓለም ናይ ሕልሚ ዋናታት ግን ሸጥ መትከል ከም ዓሚ ብሓድነት ሱግሚ
tig
negative
ኣታ ፈኪስ ጠራጢ ለይባ ሞ የለን ፈገር
tig
positive
ፍቅር ይንገስ ኣብ ኩሉ
tig
positive
ቅቅቅክክክክቅቅቅቅ
tig
negative
ኣምሺ በዓል እሲካ ደኣ ሰላም ቲፈጥዎ ኢኪም ጎበዝ ተሻሞ ኢልኩም ኣብ ዘይ ሞሲባና ሸሚምኩሙና ሲ ሕጂ ከኣ ሰላም እሞ ከኣ ህዝቢ ደይሕጎሰሉ
tig
negative
አንቲ ጋዕገዕ ሪሳሕ ዓጋመ በታ ዓርብክያ ዘለኪ ዓርብኪ እክ እበር ክንፋቶ ከም ብታነቡ ንጉሆ በጣዕ እልና ከማኪ ዝአመሰላ አብ ትሕቲ ዓገፊ መጻወቲ ዝነበራ መፈላሕቲ ሻሂ ናይ መራሕቲ ጀብሃ ጀጋኑ ዝጸርፈ ጉሐፈት አበይ ክበጽሐ የክላ
tig
positive
አደያም ቆጆ ሥወድሺ
tig
negative
ጋልዛ ሃዳሚ ተምልስካ ምባል እዩ ምፍኻር
tig
positive
ነመስግነካ ኣብርሃምኖ ተስፋ ዘስነቅካና ዘይነጽፍን ዘይውዳእን ነባሪ ስራሕ ገድፍካልና
tig
positive
ተኣወት ወዲ ህዝቢ አንቃዕ ናብ ህዝብካ ኣበለካ ድሕሪ ህጂ ክብሪ ኣብ ህዝብካ 00 ኣለካ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና
tig
negative
ኤርትራ ዓደይ ደባሲ ሓዘን ይፍጠረልኪ ተካል ግዜ ኣደታትና ሓዘን ጥራይ ኮይኑ ዕጭአን
tig
negative
አበይ አሎ ንነጻነት አይወጣም እንታይ ምመለስ አታ ባዓል ገመል አለካ ዶ አመል ደሓያ ዶ አለካ አብሻይ እንተትሓቶ አብሻይ ውልዷ ተአሲሩ ተስዲዱ ተጨው ምበለትካ ስነጥበኛ ክነታት ናይ ህዝቡ እንተይተዓዚቡ ንዓይ ኤካ አይኩነን
tig
positive
ኣሰይይይይ ምቅርቲ ዛንታ
tig
negative
ኰፍ በል ዓሻ ካብዚ ንላዕሊ ደኣ አንታይ ክትከውን ደሊኻ ንስካስ ከኣ ፍሉይ ደምበር ዶ የአምሮ ኣለካ አዩ ምስ ኣብ ደገ ተወሊዶ ዝዓበዩ ኮንካ ትደርፍ ኣለጃ ግን ሃክካ አካ ቆንዳፍ ደርጋሓዮ ኪድ ዓድኻ ኩሙ ኢልካ ድረፍ ኣምሓራይ ቐደም ኣቦካ ደቅካ ኬዱስ ኪድ ዓድኻ
tig
negative
ህድምና ሳክት ኢኹም ግን
tig
negative
ኣየ ሰምሃር ሳዲስት አሞ ሕጂ ኣብ ፍቅሪ ዓለም ዘየለ መሰለይ ኢዩ ዝብል ዘሎ ከም ዝመስለኒ ግን ትርጉም ጥበብ ዝተረዳኣኪ ኣይትመስልን ኢኺ ስነጥበብ ማለት ስምዒት ህዝቢ ብመልክዕ ጥበብ ምዝራብ ኢዩ አንተኪልኪልኪ ዓቅምኺ ግበሪ ኣይኮነን ክኣ በስመኣም ኢልኪ ኣፍኪ ሓዝልና ክስምዓኪ
tig
positive
ኣጆካ ኣጆካ መጻና ትንፋሱ ነሕጽሮ ወዲ በራድ
tig
negative
ድሕሪ ቁሩብ ግዜስ ዜማን ግጥም ደርፍታትና ሓደ ክኸዉን ኢዩ እንታይ ወሪድዎም ኢዩ ሓዱሽ ናቶም ዘይምህዙ ዕቑር ዘይተበርበ ባህሊ ከለና ንምንይ ይደጋገም
tig
positive
ናይ ብሓቂ ኣደ ኢኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከማኪ ኣደ ኢና ናፊቅና ኔርና
tig
positive
ንምንታይ ኢክን እባ ኩሉ ግዜ አብ ናይ ፍቅሪ ደርፊ ቅንጣብ ምንጣብ ትክደና ብባህላዊ ክዳን ምፍቃር አይካእልን ድዩ
tig
negative
ከምዚ ኣይፈልተካን አዩ አዚ ህዝቢ አንጅነር ኣስጎዶም ኣበይ ደሎ አዩ አቲ ሰላም መኣስ አዩ ረኪቡ ሰላም አዚ ህዝቢ ኩሉ ከም ደቀ ዛግራ ፋህ ኢሉ ተበታቲኑስ ካባካ ዘይ ንጽበዮ ረኪብና
tig
negative
ኣየ እንዳ ንሕና ንሱ ንሱ ንሱ ካን ኣብ ኣጋ እርጋንካ ዓለም ዘርግካያ ሰብ ክኣርግ ከሎ ናብ ህፃን ተመልሰ ምሕሳብ ኣይኽእልን ክበሃል ሰምዐ ካብዚኣ ተምሃይረ ኣሎኩ ጀጋኑና ኣብ ትሕቲ መሬት ተሓይሮም ህዝብና ናፅነት ቀለብ ፈቐድኡ በረኻን ብምግፋፍ ዓሳ ኮይኖም ኣዴታትናን ኣሕዋትናን እንዳተዓመፃ ከሎዋ ፅማም እዝኒ ዕዉር ዓይኒ ኮይንካ ትም እልካ ጭፍራ ንሕና ንሱ ንሱ ንሱ ኮይንካ ሰላም ኣሎ ግዜ ተመልሱ ህዝቢ ኤርትራ ሓሳብካ ሰምሩ ፍረ ቃልስኻ ዓወት ረክቡ ክትብል ኣይትሓፍርን ካብ በልካስ ፅቡቕ ታሪክና ግና ክፋረደካ እዩ
tig
negative
ከምታ ሽፍትነት ኴንካ ካብ ጎንደር መጺካ ዝተቀመጥካያ ዓድና ኤርትራ ብበትሪ እንዳተጠብጠብካ ካብታ ዘለካያ መንበርካ ከምትግምጠል ፍለጣ ደቂስና ንሓድር ከይመስለካ
tig
positive
በጃካ ክቡር ሓው ተባዕታዊ ባህርካ ከይስዕረካ ነዛ ግዝእቲ ፍቅርካ ኣወል ፍቅርካ ወትሩ ካብ ኣእምሮካ ከይ ትፈልያ ኣምላክ ኣካክቦ ይፍጠረልኩም
tig
positive
ምሉ መከርቲ
tig
positive
መዝሙር ሰላም ክሳዕ ዝኾነ ምሉእ ሰላም ይግበረልና
tig