label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ፈትየያያያያ ክመውትትት በቃ ኬፍ ድፍድፍፍፍፍ ዝኾነት ፊልም
tig
positive
ዋው ርች ሑቢ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ክተፀልሉኒ እንበር ኢልኩም ዝተባረከ ኣሸንዳ ፍቅሪ ዝመለኦ ሂወት የንብርኩም ኣሕዋት በብዘለኩሞ ሰላምኩም ይብዛሕ
tig
positive
ጽቡቅ ኣልኻ ዝሓወይ
tig
positive
በሃኪ ፍክሪ ይሂሸና
tig
positive
ተተንውሕዋ ደስ ምበለና ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረ
tig
negative
ብስእሊ ናይታ ንምነያ ኣስሚርና ደኣ ተሓጊስና ምበር ምውሳእ ሲ ኣኡግድን ኣየዕገበትንን ወላ ውን ኣብ ተዋሳእቲ ብዙሕ ሃጓፋት ኣለዋ
tig
positive
ኣሕሊፈ ኣይህበኽን መኣስ ኮንኪ ጓና ሓደ ንምኽሓሉ ንመጻኢ ዓቢ ተስፋ ንገብረሉ ንፉዕ ስነ ጥበባዊ ሄሪ ነተባብዓዮ
tig
negative
ወይ ጉድ ከም ዓኽታ ገመል ንድሕሪት ኣድጊ ምስ ቦኽራ ከፍአት ድይ ዝብሃል ከምዚኣ እንተኮይና ሰላም ኣብ ገዛኻ ቱእቶ
tig
positive
ሳሌም ብትሚ ጽቡቅ ደርፊ ቀጽልዮ
tig
positive
ዋው ደቂ ኤረይ ኣጂዮና
tig
positive
ኣንካዕ ብሰላም መፃኩም ክፅበያ ፀንሐ እና ብርኽ ምክትታል ይግበረልና የሕዋት
tig
positive
ካብ በዓል ማንኪ ወዲ ማንኪ ንሳ ትሓይሽ
tig
negative
እዞም ኣብዚ ኮመንት ትጽሕፉ ዘለኹም እንትርፎ ብጽልኢ የዒንቱኹም ዘዓወረ ካልእ ተምጽእው ዋላ ሓደ ነገር ጽብቅቲ የለን ስለዚ ኣምላክ ክኣ ክምቲ ጸሊምዎ ዘሎ ልብኹም ጸለሎ ይኽደንኩም
tig
negative
ከመይ ጸይቅልካ ሽሊሕ ክክክክክክክክክክክክክ
tig
positive
ወዲ ሹቅ ማለት
tig
negative
ሕልና ዝሓደሩ ሕልና እንናበሉ ጠዋይ መልሲ ይህቡና ዕምርኩም የሕጽረልኩም ኣምላክ ባዕሉ ዳኣ እምበር
tig
negative
ሱቅ በል ድሩዝ ሞክስ አንስቲ
tig
negative
መጀመርያ ሰላም የብስራት እዚ መድያ ቀጺለ መልእክተይ ናብዚ ኢንተርነት ዘይኮነ ናብዚ ሓበሻ መድያ ኢዩ መጀመርያ ንዋንነቱ ዘጠቓልል ብጣዕሚ ዘገርም ኢዩ ምክንያቱ ዋናኡ ዘይፍለጥ ማዓልታዊ ዝምህሩ ዘይኮነ ዘጋጭዉ ነገራት እንዳምጻእካ ገንዘብ ዝሕግዛ ምሕሳብ ብጣዕሚ ሸም ፉል ኢዩ ኣብ ፈስ ቡክ መውዓሊ ዝሰኣኑ ዘዝጨደርዎ ዘንጸባርቅን ሕብረተሰብ ከተጋጭዉ ምሕሳብኩም ዝገርምን ኢዩ እንተኪኢልኩም ኣብ እንዳበልኩም ተመርኪስኩም ሰብ ክትምህሩን ከተንቅሑን ፈትኑ ሕቡኣት ከም ደቂሕድርትና ከም ስርዓት ህግደፍ ኣይተኩኑ ምክንያቱ ኣብ ሚድያኩም ንዝጠቅሙን ዘይጠቅሙን ክረዲት ትህብዎም ኣለኩም ንረብሓኩም ክትብሉ ኣነ ብውልቀይ ሓበሻ ሚድያ ዋንነት ናይመን ኢዩ ምፍላጡ ኣገዳሲ ይመስለኒ
tig
negative
ደንጉያትካ ንዓ ባ ሰበይ ሓደ ሓደ ግዜ ካ ባ ንዓና ዕድል ሃበና ኩሉ ኮ ንስካ ብሒትካዮ
tig
negative
ክክክክክክክ ከኒፈ እንድየ ገለ ህግደፍ ኣብ ከምዚ ወዲቁ እልፊ ሸራሙጥ መሊኦም ክክክክ
tig
positive
ቆርጫጭ እንታይ ኢየ እሞ ክብለካ ብሓጎስ ሓፍ ኢለ ኮፍ ክሳብ ዝብል ጌርካኒ ኣሰይ ኣሰይ ቪቫ ቪቫ ብላይክ ጌርኩም ጸፋፍዑለይ ንቆርጫጭ
tig
positive
ጥዕምቲ ደርፊ ይበል ድምጺ ብሓቂ ፍቲውቲ ደርፊ ከም ሰብ መጠን ሓሳበይ ክህበካ ህቡብነት ከለካ ውጻ ካብ ኤርትራ ክሓልፈልካ ስቅ እልካ ወርቃዊ ዕዲልካን ዓድመኻን ኣይተ ማኺን ካን ህግደፍ ለውጢ ወይ ምዕባለ ትጽበ እንተ ሃሊኻ ግን ከም ማይ ሓቁንካ ልኻይ ምጽባይ እዩ ነገሩ
tig
negative
እዝንኻ ትቖረፅ ድርባይ ተቐቲሎም በኽቲ ናብ ብጸበባይ ወሲድካ ምእሳርካ ነይሩ ንዓኻስ
tig
negative
ሓዊ ሓዊ ዝጨኑ ኤርትራዊ የዋሃት ሐሰውቲ ሰብ ዝመስሉ ዓጋመታት ኾመንት እንዳሃቡ ኸፈላሊና ተጠንቀቁ ደቂ ደብረጼን ኣዝማድ ኢሰያስ ኢዮም ዲጂታል ሃመማ ይበሃሉ ኸፈላሊና እዩ ዘኽእሎም
tig
negative
ወዲ ጣባ ሓይሊ ፍርቂ ሰውራ ሻዕብያ ደርፍታት ወዲ ትኹል ሰሚዓ ብሳንጃ ክትተኣታቶወ ቺላህህህ ኣብ ጎኒ መቓብራት ሓወልቲ ክሰርሑልካ ነይርዎም ከም ወትሩ ኩሉ ግዜ ብሉጽ
tig
positive
ጂጂ ሽኮር ኣዝዩ ሰሓብን መዛናግዕን መሃርን መደብ ስለ ዘቅረብካልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
tig
negative
ኣንታ ሓውና ሕጂ ተባላሺዩካ እዚ ተስፋ ጸልማት ዝበሃል ሓደ ረሳሕ ዓጋመኛ ሰብ መሰል ኢዩ ኣብ ዒላበርዕድ ኣብ ደባልቖ ዝነብር ዝነበረ ኣቦኡ ካብ ትግራይ ብድኽነት ብዓጸቦ ዝተፈናቐለ ኢዩ ነሩ ኣብ ኤርትራ ሂወት ዘሪኡ ብጸሓፍቲ ትንፋስ ክመልስ ጀሚሩ እነሃልካ ድማ እዚ ለኽባጥ ሰብ መሰል ተወሊዱ ንነፍሱ ቖጺሩ ከም ወዲ ኣባት ተመሲሉ ንከታልል ይፍትን ኣሎ ስለዚ ካሎት ሰባት ክትሃንጾ እንተ ኣቕሪብካ ቕሩብ ዝሰምዓካ ምንሻውካ ኮለካ ይብል
tig
positive
ዝተበራኸ ሰንበት የውዕለና እዛ ፊልም ሲ ምዓት ጥበብ ዩ ፋሲስዋ ከም ዝስምዓኒ ካብ ደራሲ ክሳብ ኩልኹም ተዋሳእቲ ዳሪክተር ኣብ ልዕሌኩም ዘለኒ ክብረት ምስጋና ወሰን የብሉን ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ እሞ ኣጆኹም ይሕዋት
tig
negative
እልፊ ቆሮቆንዳ ዘይሓስብ ህዝቢ ኣታ ጋውና ማንኪ ቀሪብካ ኢኻ ናይ ዓሕዋትካ ማንኪታት ክትጽንበር
tig
negative
ኢዚአ ዓሌታ ሙሉ ክትጠፍእ አለኒ ንሳን ደቃን ክትሕተት አለዋ
tig
negative
ንሕና ውን እኮ ገሪሙና ኢዩ ነይሩ ወልደገርግስ ይኹን ባዕሉ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ስለዘይተሳተፈ ገሪሙና ነይሩ ሱዳናውያን ጎሪሖም ህግደፍ ዲኣ እሱ ዝረገጻ ትነቅጽ እንድያ ጨው እያ እግሩ ህግደፍን ኢሳያስን ዛኣተውዋ ነገር ቀድያ ኣይትቐድን ኢያ ሎምስ ግዜኣ ኣኺላ ኢያ
tig
negative
እዘን ኣክላባት ገዛ መጺአን መን ዓተረ ደሪፍኪዮ ጋል ታ ጀላዕ ኣፍ ኣፍሞክባዕቲ
tig
negative
ኣንታ ኣረጋ ሓጎስ ደቂ ጦርን ስርናይ ኢልካ ትጻረፍሲ ቁሩብ ኣይ ትሓፍርን ዲኻ ካባኻ ናላዕሊ ምልሻ ስገምን ኣሎ ድዩ ካብ ወዲ ዓሰርተ ክልተ ዓመት ኣትሒዝካ ኣይኰንካን ብስርናይ ኣምሓሩ እንዳ በላዕካ ጎቢዝካ ስለዚ ካባኻ ንላዕሊ ምልሻ ስርናይ የለን
tig
negative
ሳብስክራይብ ከማን መጨረሻችንም ዋሒድ ጉማማ
tig
positive
ዋውውውውው ይምቸኩም ደቂ ኤሬ አሕዋትና ብጣዕሚ ፅብቅቲ ደርፊ ምስ ባህላዊ ክዳውንትን ኩዳን መንግስተ ከም ባህልና ሙዋዳደሪ ዙይብሉ አይዞና ብቲበቲ ኮይንና እዙ ባህልና ናዓቅቦ
tig
positive
ቆርጫጭ እንቛዕ ኤርትራዊ ኮንካ ምዑት ወዲ ምዑታት
tig
negative
ወይ ጉድ ኩለን ኣዴታት ኤርትራ ኣንስቲ ወታሃደራት ኢየን ነይረን ማለት ዩ ኢዚኣ ናይ ኣስላማይ ጸብጻብ ኢያ ሓሶት ኣይተቃሉሑ
tig
negative
ጽቡቕ ክንከፍለኪ ኢሎምኺ ነሮም ድዮም ድጂታል ውያኔ እሞ ዘይትነግርና ደኣ ክንደይ ክንከፍለኪ ኢሎምኺ ነሮም ኩልኹም ድፉናት ሓዊ ዶ ኣትይኩም ሓምሻይ መስረዐኛታት ህግደፍ ጅግና ምኻኑ ተረዲእኩ ዶ ገና ነንባዕልኹም ክትባላለዑ ኢኹም ኢኹም ሓዊ ትለብልብኩም ንህዝባዊ ግንበር ዝጸርፍ እምበር ዝጸንዕ የለን ስለዚ ዝሓብተይ ኣይትድከሚ ተምጽእዮ ፍለጢ እንተን ተሪፈን ዘለዋ ዕድመኺ ብሰላም ክትነብርለን ጽዓሪ ካብ ሕልሚኺ ተባራበሪ ዓማ ምስቲ ፈለላዩ ኣተሓሳስበኣ ቀደም ቀድም ሞይታ ተቐቢረ ያ ስለዚ ንዓኺ ክሕሸኪ ካብ ሕልምኺ ተባራበሪ እንተዘየሎ ግን ንስኺ ኹኒ እቲ ተካል መሽክሎ ድራር ዝበሃል መሃይም ይኹን ክሎኦት ደምቢደሎ እና ባሃልቲ እናተባህሉ ሓሙሻይ መስረዐኛታ ተረፍመረፍ ደርጊ ዑሱባት ኣግእዝያን ዓረባውያብ ተመዊሎም ብስምሃይማኖት ክርስትና ዝሽቁጡ መናፍቓንን ንኸብዶም ዝነብሩ ልኡዃት ማለሊትን ካብ ዘረባን ጸርፍን ሓሊፍኩም ተምጽእዎ ነገር የለን ንማለሊት እኳ ፈልጥክዮም ኣለኣኺ ግን ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስኩዎ ንህዝቢ ግንባር ኣይትጽረፊ ምኽንያቱ የማዝነው ግንባር ዝጸርፍ እምበር ንህዝባዊ ግንባር ዝስዕር ሓይሊ ስለዘይ ይተፈጠረ ድኻም ኮንኪ ኢኺ ክተርፊ
tig
positive
ሄለን ሽኮር ጅግና ጓል ጀጋኑ
tig
positive
ክክክክክክክክክ ዋይ ስልብጥ ኢልዋ ሰብኣይ ክክክክክክክክክክ
tig
positive
መርሓባ ሎሚ ኣክሪዕካኒ ታወዲ ማህደር ትምህርተይ ሒዘእንዳከድኩ ዝኸተርካኒ ናይብሓቅ ቆርጫጭ ሓውና ልበይ ተንኪፍካኒ መክንያቱ ኣነ ካብቀጽሪ ቤትምህርተይ ምስማህደረይ ተኸቲረ ንትዕሊም ዝወረድኩ እየ ጽቡቅስራሕ ቀጽል
tig
positive
እንቃዕ ድሓን መጻኹም ዳማ ኣጀኹም በሉ ኣይትሕመቑ ጽቡቕ ስራሕ ማኩ ሽኮር እሞ ዘይ ትነግርና ድኣ ገነዘብ ምሓገዝናኪ ኔርና ክክክክክክክ ወላ ድኣ ፈታዊ ገንዘብ ይፍቶ ድኣ እምበር ንሰብ ክሕግዝ ግን ይሓስብ ኢዩ ሶ ንፉዕ ኣጆኻ እዋይ ሸንጋባይ ሽጉጥ ምስ ረኣየ ዝገበረ ሲ ኣነ ሞት ምመረጽኩ
tig
negative
እዋይ ሓወይ ተዓዝረት ብሰላም ሓጎሶኩም አግዚአብሄር ጥዑም
tig
positive
ፋጨ መግለጺ ኣልቦ
tig
positive
ኣብሳአ ኤስከኤ ውኤርው ጋለኤ ኤርትራኣ ብህከኤ ትዝርብይው ዝልከኤ ህከኤ ኤይው
tig
negative
እንታይ ታሪክ ኣቐዲማ ኣለዋ እንታይ ክትሓቱላ ወደይ ንዚኣ ዝተቐበለቶ ድርቢይቲ ከልቢ ህግደፍ ዘረባ ምልሓስ ኢሳያስ እንዲያ ትዛረብ ዘላ
tig
positive
ናይ ባሓቂ ኖሆም ሽኮር ኬፍ ኣለካ ኬፍ ኣለዎ ደርፍኻ
tig
negative
ኰይነን ለያቡ ተመችየናኒ እንተ ዩኤል ጾ ጨጎራ እለካ አለኩ
tig
negative
ዝኸበክን ወ ሮ ፎዝያ ሽሕኳ ነቲ ዝቐረበልክን ሕቶታት ንኽትምልስኦ ብቕዓትን ድልየትን ከምዘይነበረክን ንነፍሲወከፍ ኣእሙሮ ዘሎዎ ኤሪትራዊን ወይ ኤሪትራዊት ብሩህ እንተኾነ እቲ ተሓንጊጥክንኦ ዘሎኸን መዓርግ ፍትሒ ብቅዓት ፍጹም የብልክንን ንዓኽን ከናእስ ወይ ከቆናጽብ ማሌተይ ከምዘይኮንኩ ድማ ብትሕትና ክሕብረን እፈቱ እቲ ብቕዓት የብልክንን ዘበለኒ ምኽንያት ድማ ሓደ ወይ ሓንቲ ከምዚ ኸማኽን ነቲ ዝተሓንገጦ ወይ ተሰኪሙዎ ዘሎ ሓላፍነት ብግቡእ ከተግብርን ክፈርድን ዘይክእል ምስዝኸውን ወይ ኾይንክን ኣብቲ ሰድያ ተኾይጥክን ኣብ ሊዕሊ ንጹሃት ኤሪትራውያን እትገብርኦ ዘሎኽን ሰፍዘይብል ጉድኣትስ ይስቆረክን ዶኾን ይኸውን ንመጽነቲ ትኳዕ ኢሰያስ ንስኽን ሙህሮ ቆጽርክን ናይ ፍትሒ ሚኒስተርስ ኣሽንኳይ ሓደ ወይ ሓንቲ በቲ ፈጣሪ ዝዓደሎም ኣእሙሮ መሲሎም ብግቡእ ተገንዚቦሞ ኣልው መጽነቲ ኢሰያስ ናብ ኣብጽሓን ኸይዱ ኣይከሰርናን ተማሊእና ብሙሉኡ ኣምሊስና ኢና ኣብሞንጎ ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ፍልልያት ወይ ክልተ ህዝቢ ዮም ኢሉዝኣምን እተራእየካ ኣሊዩ ታሪኽ ዘይፈልጥ ኢዩ ኢሉና ንሓደ መድመዪ ህዝብና ንስኻ ምርሓና ስልጣን ብዘይቃልዓለም ሂበካ ኣለኹ ክብልከሎ ኣብ ኣደባባይ ወጺኡ ወየ ናይ ፍትሒ ስልጣንክን ድኣ ናበይ ኣበለ ንስኽል ምስ ትርኣያ ኢሰያስ ልውውጥ ወይ ውዑል እንተዘይ ነብረክን ጥሮታ ንምሕታት ኣይምጸገመክንን ብኽብረትክን ኣብ መደምደምታ በጃኽን ብኽብረትክን ኽርስትና ንምእንቲ ራህዋ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሩባታት ሳሕል በእላፍ ዝወደቑ ስውኣትና ኣፍክን ኣይትኸፈታ ንመረዳእታ እተቐትሉን ድማ እቶም ሁስተን ዝሓተቱኹን ክልተ ሰባት እቲ ሕትኦም ሕቶ እትምግብ ህዝቢ ኤርትራ ምኳኑ ክትፈልጣ ይግባእ
tig
negative
ተጋሩ ዘይትብሉ ፍንቅል መጽረይ ሒዝኩም ጌርኩማ ሳዋ ብልጽግና ኤርትራ ኢያ ትግርኛ አስተምሩኝ ኤርትራውያን ላሓስቲ ትፋእ
tig
negative
ኩሎም እዚኦም ኣባላት ናይ ጀብሃ ነበር ዝነበሩ እዮም እንታይ ዳኣ ተረኽበ ሎሚ ኣብ መሳኹቲ ተለቪዢን ቅልቅል ይብሉ ኣለዉ
tig
negative
ሰክቲ ፌሶ ኣይድቃስ ሓዳር ግበሪ እዚ ናይ ባጋሚንዶ አደርሳቹህ ግደፍዮ
tig
negative
ኣብዛ ደርፊ ሓንቲ ነገር ኣስተባሂለ ጭፊራ እንዳ ኣረከበ ግን ጉቡእስ እቲ ጉቡእስ ከሙኡ እዩ ነሩ ደቂ ሰሕል ብኤሮታዊ
tig
negative
አዚኦም ተወሊድኩም ዘለኹም ኣአዳውኩም አንብኣር
tig
negative
ኣሕ ዓለም መላአ ሀኒቲ እወ ያኽ
tig
negative
ዓለም ከዚያ እያ አጆኩም እናበልና አምላክ በገነት የንብርክ
tig
negative
ኣበይ ኣሎ ቢትወደድ ኣብርሃ መታዓቢትካን መታዓቢትካን መጋድልትካን ነዚኦም ኣብ ጎዳጉዲ ረሲዕካስ ሰላም ዓገብ ዓገብ ጎቲትካዮ ባባ ኢንጅነር ኣብ ዝሓልፍ ግዜ ዘይሃስስ ጸሊም ታሪክ ተባኽን ኣለካ
tig
negative
ኣታ ርአሲ ኣለካ ድዩ ካብ ኣሰና ተዛሪባ ኢልካ ትዛረብ ኤርትራዊ ተኮይንካ ናብ ስድራካ ደዊልካ ዘይተረጋግጽ ንስካ ሓደ ደንቆሮ ኢካ
tig
negative
ኣብዚ በጺሕናዮ ዘለና ዘመን ንእንስሳ ከማን መሰል ተዋሂብዎ ከይጸንትን ከይቅተልን ሙሉእ ዕድሚኡ ብነጻ ክነብር ካብ ተጋዳኣይ እንስሳ ታዓቂቡ ይነብር ኣሎ ንሕና ኤርትራውያን ድማ ከም እንስሳ ከማን ተቆጺርና መሰል ነቲ ናጻን ኮይና ክንነብር መሰል ጸጋ እግዚኣብሔር ብጸግኡ ከማን ኣብ ዓድና ኣየስተማቀርናን ኣይራኣናን ብሓደ ትግራዋይ ኢሳያስ ቀታሊ ነቲ ዝከበረ ወድኣባት ኤርትራ ከጽንቶ ከሎ ትም ኢልና ንዕዘብ ኣለና ብዘይ ንሕሲያ ድማ የጥፋኣናሎ
tig
positive
ዓይንስ ናተይ ይኸፍእ ኔሩ መቸም ነመስግነካ ዝዓርከይ ውስኽ ውስኽ ኣቡሉና ሙዚቃ ትግርኛ ማራየ ዝፍቱ
tig
negative
እንታይ ከም ዝብል ጠፊእኒ በቃ ኩሉ ነገር ሰሪሕካዮ ኢኻ ናይ ብሓቂ ህሉው ኩነት ናይ ህዝብና ስለ ዘንጸባረቅካ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን
tig
positive
አይደያም ቆጆ ሥወድሺ ማር
tig
positive
ብራቮ ተሞየ ኣስሊ
tig
positive
ንገሮም ስኪ ነቶም ከርናፋት ኣምሓሩ ክውሓትዋ ሃነፍነፍ ዝብሉ ዘሎዉ
tig
negative
ኣነ ድገርመኒ ስለ ምንታይ ኢኹም እቲ ግጥሚ ትደጋግምዎ በጃኩም 2016 ከም ሻሙ ሓሊፉ እዛ ዓመተ2017 ግን ዉሰደኒ ዶ ዚያዳ ዶ ቀስ በል ዶ ገለ ዝብል ግደፍዎ ሕጂ ዛዕባ ሃገር ድረፉ ምኽንያቱ ሃገር ኣሎካ ዮ ክብረት ት1ም ኢልኩም መይትኩም ዘይትቕበርሉ ዓዲ ኮዪንኩም ዉሰዲ ዋላ ምጻኒ ተመሓየሹ ፎእ
tig
positive
እዋይ ጸገም ከመይ ዳኣላ ወደይ እዛ ዛንታ ከይጀመረት ከተሳቅየና ጀሚራ ዳኣ እሞ ድማ ኩሎም ኣወዳት ኣብ ሕማቅ ኩነታት ኣለዉ በለ እስኪ ኣብ ጽቅጽል ብሃንቆዉታ ክንጽበ ኢና ያቆብ ሓውና ብልቢ ኢና ነመስግነካ ኩሉ ማሃርን መዛናግዕን ትሰደልና ዘላካ ከይመስገንናካ ኣይንሓልፍን ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዕ ኣምላክ ይሓግዝካ
tig
negative
እንታይ ኣለወን ኢዩ ደረት ኣፍልብኺ ክለማመዶ ክንዲ ፈጸጋ ዝኾና ሒዝክስ ደርፍኺ ጽብቕ ኔሩ ተዋሳኢት ግን ደረት ኣፍልባ ዝመልአ ክተምጺኢ ኔርክስ
tig
negative
ንኢሰያስ ለሓሲ ምዃኑ ዝፈልጦ ሰብ ኣይነበረን ብዘይካ ኣቦይ ወላድየይ ኣቀዲሙ ሓቢሩኒ ነይሩ እምበር እዞም መማህርቱ መጋድልቱ ወይ ድማ መታዕብይቱ ኢና ዝብሉ ሰባት ቅንጣብ ሓቤሬታ ኣይነበሮምን
tig
negative
ኣታ ረሳሕ ሕማምኩም ደኣ ደይ ኣይትውኩሉን ንምጥፋእ ኢዩ ስራሕኩም ደቂ ፍንፉናት ቆማላት
tig
positive
ጽቡቅ ስራሕ ተማሓይሻ ዝመጸት ትመስል ቀጽልዎ
tig
negative
እዛ ጸዋዕቲ ሃገር ሕጂ ውን ናይ ቀደም ስውኣት ዳዘከረት ነቶም ናይ ሕጂ አብ ባሕሪ ዝጠፍዕ ዘሎ ድዓ መን ይዘክሮም
tig
positive
ኣየ ንስኻ ትጎዪ ኣለኻ ትነጥር ምስ ዘይትፈልጦም ትሰክር ከም ዋና ዘይብሉ ከልቢ ትፍክር ኣብ ዘይ ዳስካ ትዕንድር ካብ ደቅኻ ኣይትማሃርን እንታይ ይብሉ ኣለው ኣይተስተትንን ደቂ ደቅኻ ዝብሉዎ ኣይትሰምዕን ንስኻ ንኽትድምር ንሕና ኣይንድመርን ተራባረብ ኮይኑ ኣብዛ ተካል ዓለም ቅሳነት ከሊእካና ሃገር ብዘይ ሰላም ባዓል ኣቢ ምስ ህዝቢ ንስኻ ምስ ተረፍ ደርጊ እንታይ ሞ ደቂባት ዓጺኻ ተሪፍካ ሓደ ኣድጊ ኣጆኹም ድምጻውይን ሃገርና ነባርሮ ነዚ ቁርዲድ ገበነኛ ንሱ ከይጠፈአ የላን ሰላምና ክንምለስ ናብ ውቅብቲ ሃገርና ዝተጋገኹዎ ኣርሙኒ ኣቢ ሓወይ ኣጆኻ ቡሉጽ ስራሕ ዳይረክተር ማይናስ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ሳሚ ወዲ ኣፌ ኣምስተርዳም 20 9 2019
tig
positive
እዋይ ኣታ ክንደይ ክትሽኩር ኢያ በጃኩም ሰሓቅ እካ ቀቲላትኒ ኣይትስኣኑ ተጋሩ ኣሕዋተይ ካብ ሓፍትኩም ኤርትራዊት
tig
positive
ሕጂ ግርም መሰተ አሰሊ እንቋዕ ከብ ቡሎይ ኪዳን ወጻእከ ጸፈፈቲ ሰራሕ እያ
tig
negative
ዋይ ሓወይ ነዚ ክትግዕታ ዶ ዚሕልኪ ኮይኑ ነገሩ ዝኩሉ ጠፊእካስ ነዚኣ ስነጥበብ እንታይ ድዩ ነቲ ሕዝቢ ብልቡ ዝስምዖ ንስኻ ብኣፍካ ምንጋር ዶ ኣይኮነን ኢሞ ኣቦና ሓጎስ ንሕዝቢ ብልቡ ዝስምዖ ዲካ ትደርፈሉ ዘለካ እሞ ከ ኤርትራ ካብዘይ ትርኣ ወይ ካብዘይ ትቅመጠላ ነዊሕ ካብ ገበርካ ብከመይ ዳ ጹብክ ከምዘላን ጉልበተንን ከምዘይብላን ፈሊጥካ ወላስ ነታ ትነብረላ ዘለካ ኢመሪካ ኢኻ ትደርፈላ ዘለኻ በል ከመይ ከምዘላ ክትፈልጥ ነቲ እኩዋ ገዲፍካዮ ዝሃደምካ ሕጂ ባሕርን ሳሃራን ዝወጽእ ዘሎ ደርፊካያ ንሱ ክምልሰልካ አዩ እንበር ንስኻስ ሃገር ስለ ዘይራኣካያስ ኣይትፈልጣን ኢኻ
tig
positive
መንግስቲ ዘንቀጥቀጠ ሕቶታት ህዝቢ
tig
negative
ምስዛ ጽሕፍቲ ንስመር
tig
positive
ኣብ ሓደ መጺና ወዲ ያረድ
tig
negative
ኣደይ ጉዐይ ከምኡ ኣይባሃልንዩ ጌጋ ትዛረባለክን ፎዝያ ሓንቲ ንበይና እሞክኣ ጋልንስተይቲ ድሕሪ ምጥንቃቑ ኣይ ካኣስራንዲዩ ዋላ ናይግድን ከም ኣሓታ ክትጠንስ ኣለዋ ኢክን ትብላ ወይ ክኣ ናብሓዊ ትደፍእኣ ዘለኽን
tig
positive
ንኽገልጻ ቃላት የብለይን ነዛ ፊልም 100
tig
positive
ሚሊ ዓይነይ ገለ ዓይነት ደርፊ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ንጽበ ኣጆኪ
tig
negative
እያስጠላክ ነዉእዴ ምዘፍነዉ ሲገርም የዘንድሮ ሙዚቃ ገማቹ መሞት ትችላለክ
tig
negative
ስምዓኒ እንዶ ኣበይ ኮይና ድያ ፈታዊ ነብሱ ኢላ ሕጂ ከኣ ሕልናኣ ስለ ዘድልያስ እቕረ ምባል ኣይትክእልን ኮሙ ዝበሃል የለን እዚኣ ወይ ኤላ ወይ ንሳ እያ ሊኢካትካ ኪዲ በጃካ
tig
positive
ጾብቅቲ ቴዳ
tig
positive
ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ ንክብሪ ኣብርሃም ላይክ ሃቡኒ
tig
negative
ኣሕሕሕ ታይ ሞ ክንብል ብጾቶም ኣይስኣኑ ኣብ ፍርዲ ዝቀርቡላ ግዜ ቀሪባ ግዲ ትኸውን በላዕቲ ሰብ
tig
negative
ኣቱም ደረስቲ ይኣክል ብሕብረተሰብ ናይ ገጠር ምልጋጽ ክዝንግዕ ሰብ እዩ ከምዚ እዞም ሰባት ተላቢሰሞ ዘለዎ ገፀ ባህሪ ዝገብር
tig
negative
ምኒስትሪታት ኤርትራ ታሓቢኦም ንርእሶም ፍትሒ ዘይረከቡ ከመይ ኢሎም ፍትሒ ንህዝቢ ከምጽሉ ከም ዕያውታ ተተጎቲቶ ክእሰሩን ክጠፉን ጥራይ
tig
negative
በሊታ መዮ ሽቃቅ
tig
positive
የቐንየልና ምሕሬ ህያብ ናይ ዛ መዓልቲ እያ ንዓና
tig
positive
እዋይ 10 ቅረሺ ቤቲ
tig
negative
አርትራዊ ደኣ ሃቅና አንዲና ሰላምና ክርህቅ ካብ የህዋትናስ ክንድዚ ኣረመናዊ
tig
positive
ከምዚኦም ዝኣምስልው ኣቦታት ኣሎዋና
tig
positive
ንወዲ ቀሪን ዝገልጽ ቃል የብለይን ንሕልንኡ ዝነብር ስነጥበባዊ
tig
negative
ወኻርዪ ዝመሰልኪ ወኻርዪትብሊ ሐሰማ ሎምስ ምስ ትግራይ ነውን ተዛሪብኩም ዐጋመ ንዐጋመ ዐይኒ ነባዕ ድቃላ አብ ስደት ኮይንካ ምፍካር ሰብ ስረ እንኮይንኩም ብቅልጡፍ ንትግራይኩም እንትይ አምጽኦ ከ ኡምሐርኛ ዱርፋ
tig
negative
ዘይሓልፍ ህዝብን ሃገርን እዩ ስርአት የለን ኣንቲ ገፋሕ ስለዚ ድምፅ ህዝብ ምስማእ ፅቡቅ እዩ
tig
negative
እዋይ ሃገር ዓንያ ሸለው ኣታ እንታይዮም ስለዝገብሩ ዘለው ክሳብ መዓስዩ ከምድላይካ ክክየድ ተዋሪድና
tig
positive
አሪፍ ነው በርቱ ኤርትራ ስወዳቹ እኮ ውድድድድድ
tig
negative
ኩላ ኣብስደት ኮይና እያ ኣንበሳ ትኸውን ን ኤርትራዊ ሓዋ እመበር ንኻልእ ኤውሮፓዊ ይኹን ዓረብ እሽን ኣውያትን ኢና ቺዝ በሊዓ ስደታ ትርስዕ እምበር ኣብ ኤርትራ ከለና ከመይ መሪርና ኔሩ ንፈልጥ ኢና ግበር ኣይትግብር በቃ ንሰን ክኣ ግበራ ኣይትግበራ እንታይ ይገብራ እምቢ ዴን ክብላ ኩላ በዓል ተመስገን ሮቤል ኩላ ኣብዘይ ትርከብ ኮይና እያ ተቃወም ዘላ ፍትሓውያን ክአ ክንከውን ንፍትን ብደርፊ ከምዚ ዝበልና ድአ ዓዲ ምስ ኣተና ነቶም ሰብ ዘጥፍኡ ክንዲ ፍርዲ ነቕርቦም ብጎዞሞ ክንቛረጽ ኢና ትምህርቲ ከይነስተውዕል ነዚ ወዲ ከምዚ ኮነ ኢሎም ኣደንቀሮሙና ትበዝሕ ስደት ዘላ 7 8 ጠጠው ዘበለት እያ ኤርትራና ኣምላኽ ባዕሉ ይታዓረቃ እምበር
tig
negative
ኑፉዑ አካ ጊን ሓንት በተ ዱኩም ዓቁመይ ዶ ገለ ከብለካ በጃካ ዘሓወይ ከም ናይ ኣብረሃም ቅዲ አባ ሓዝ ዘዓርከይ ነኣብነት ኣቢ መድረክ ወጽካ ከመይ አንተኮነ ክትደርፍ ናኣብነት አዛ ጌርካያ ዘለካ ደርፊስ ኣምንታይ ትስማ ኣብ ዋላሓድ ኣትስማ አያ ከምዚ ናይ ግርማይ ዓንዶም ሚልየን አሹት ዘጻዊቶ ኣቢ መድረክ ኩርብ ወዓይዓይ የድሊ አዩ አንተ አዚ ናይ ኣርትራ ደርፊ ሓጂ ዞሎ ጠቅላላ ወለሓድ ኣይስሓቢን አዩ ንስክ ጊን ከም ቲ ኩቡር ሓውና ኣብረሃም ኪትኮንልና ንደሊ አኢና አሞ በርዓ ፒልስ
tig