label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
እገርመካ እዩ ኮ ሊቺ መንደፈራ ኮ ጌሮማ ጉዳይ ህድሞና ኮሙኡ ኣይትግበሩ ካብ ምሞሪና ምስ ደምሰስናዮ ተሰዲዎ ኣለኩም ሃደምቲ
tig
positive
ቃል ሃወይ ናይ ልበይ ረኪብካያ ኮራለይ
tig
positive
ተምኒተይ አስይ አስይ ሰፕፕፕፕ ምቁሪተይ
tig
negative
በጃኩም ኢልኩም ኣበይ ክንሂልሁሉ ድኣ ሰብ ፋሕ ፋሕ
tig
positive
ኣታ ነዛ ፉርቲ ኣይተጨንቅዋ እስከ በጃኹም
tig
negative
ወላ ሓንቲ እናፈተንኩ እውይይይ እንታይ ዓይነት መልሲ ዩ ዚ ኣሕ ኣነ ኣብኡ ክህሉ ኔርኒ ፎእ ህግደፍ
tig
negative
እሲክ ዛዐበክላ ዐድ ትፃረፍ አለክ ዚበለዕክሉ ፃሐሊ ሰባርት ሲዲ
tig
positive
ዋው ናይብሃቂ ዋና አለዋ እዛ ባሕሪ ሃገረይ ኤሪትራ ንዘልዓለም ንበርለይ እግዚአብሔር ኤርትራን ሕዝባን ይባርክ
tig
positive
እቶም ዝዳፈሩ ቅልውላው መንነት ዘለዎም እዮም ዓቕልና ኣጸንቂቖምና
tig
negative
አንታ አንታይ መዕት ወረደና ካብ ሕልሙ ተበራቢሩ ዕጀው ጀው
tig
negative
እንታይ ማለት እዬ ማሚሳ
tig
negative
ትንፈር ኣይትንፈር ጤል እያ ኮይኑ ሓኽሊ ዝተሓተተቶ ገዝኣ ካልእ ትህዉትት ምኻን ልኡክ ተኾንካ ንሱ አኡ ትጸገም ሓቂ ዝበሃል ከይትዛረብ ተዘየለ ትፈልጥያ ኢኺ ኢደይ ተባሂላ ስራህና ኣደይ ኣታ ቆልዓ ቀልጢፍካ ትምለስ ተዘይኮይኑ ኣብኣ ትረኽባ ዝበለትኒ ኣዘኻኪርኒ
tig
positive
ሳባ ስሕቲ ጎሮሮ በርትዒ ዝያዳ ሎሚ ንጽባሕ ክብርኪ ይበል ድምጺ ይበል ግጥሚ
tig
negative
ከዳዖ ካባኹም ኣይሕለፍ ሃደምቲ ሰላም አምላክ ኣይትበልዎ ኤዮ ምእንቲ እቶም ኣብ ጓሶት ዝሓድሩ ዘለወ ከድዓት ናይ ልማነኩም ጥራይ ግበሩ
tig
negative
ንስካ ናይዛ ሕማቂ ዘረባ ዝተዛርብካያ ንህዝቢ ይቅረታ ክትብሎ ይግብኣካ ዩ መክንያቱ ህዝቢ ማለት ኤርትራ ዩ ኣብ ደገ ይሃል ኣብ ውሽጥ ብዘይ ኣፋላልይ ኩሉ መሪርዎ ዩ ዘሎ ካዉኡ ክብለካ ዝደሊ ኣነስ ነዚ ህዝቢ ሕማቅ ርድእት ከይትሃብዎ ትብለናስ ህዝብ ማለት መን ዩ ኣነ ንስካ ከማና ኤርትራዋን ተደምርና ዶ ሓጎሰካ ህዝብ ኮና ሓቀይ ስለዚ ህዝቢ ዩ ዝምልሰላ ዘሎ ክትፍልጦ ዘለካ እንታይ እኩም ተስሙዑና ዘለኩም ብቃ ኣክልኩም ነዝ ህዝቢ ከም ዓሻ ግርኩም ለባማት ክትኮኑ ኣይትፈትኑ ዘይጥቅሚን ወራዙት ማዕዶ ኣይትኩንላና ነት ሕማቅ ዝሓስብ ሰብ ግድን እና ክንቃዎሞ ስለዝ ንህዝቢ ክትዳንግር እሉ ኣይትሕስብ ኣውኡ ኔርካ ተርፍካ ሰተተተተት እንተክእልካ ይቅርታ ሓቲትካ ጥራይ ተናሳሕ
tig
negative
እንታይ ገሮም ኢልካዮም ህዝቢ ኤርትራዩ ዓዋን ሓውናዩ ዝብልዘሎ እንበር ኣብማኣስከር ተኾነ ቢከዝ ኤርትራዊ ንባዕሎም ዪኸዱዎ ኣብኦሮፓ ተኾነ ብስም ኤርትራዊ ኣትዮም ካብህዝቢኤርትራ ዪሃድሙ ኣሞንጎናኣትዮም ዪፈላሊዩና ህዝቢኤርትራ በላዕኡን ቀታሊኡን ኣይፈልጥን ዩ ብፍላይ እዚሓተላ መራታት እዚ ንምንታይ ዘይኑሱ ኪመስልዳኣ ተለቂሑ እንዳኸደ ኣዲሳበባዶ መቀለዶ ውይተር ሓዉጥምየት እንዳመተ ሸንዳህዳሕ ዪብል ሓወይ ናይህቢኤርትራ መወዳእታየብሉን
tig
negative
ሰምሃር ኣቲ ፈኻስ ካብ ሒልፍኪ ተማሂር ፈዛዝ
tig
positive
ሹዱየ ኣንበሳ ቡሉጽ ስራሕ ወገነይ ኣይትደንጉየና ጥራይ ሹዱየ ወናኒ ተሪር ግጥሚ
tig
negative
ኢሳያስ ባዕሉ ንነብሱ ከም ኤርትራዊ ኣይኮነን ዝፈልጣ ከም ኢትዮጵያዊ ምበር ንሱ ዘበገሶ ክኣ ኣብ ጎንደር እቲ ሓቂ ነጊሩና ኢዩ
tig
positive
ጨጏራ ዓርከይ ብሉጽ ስራሕ ኣጁካ ሎሚ ዕንባባ ጽባሕ ፍረ እካ ንዓና
tig
negative
ሰይይይይ ሰይ ሰስና ሽሕን ዋልታን ኩና ሰላሕ ኢሉ ኣርኪብናሉ እዚ ጉሒላ ወዲ ተንቤን ትዃን ኤርትራና
tig
positive
ጽቡቕ ስራሕ የሕዋት ቐጽልዎ
tig
negative
ተንሲኣ ክኣ እዛ ረሳሕ ጎረሮ ንፊዔት መሲልዋ ንህዝባ ትዝንጥሎ ምስታ ገጽኪ ሓፍታ ገጽ ፌርኔሎ እንተሓስብክዮ እባ ንስኺ ኣጣዒስኪ ዶ ምስዚ ርኹስ እሰያን ምድራፍኪ ህዝቢ ሙሉእ ፎእ ኢሉ ፈንፊንኪ ሓሲብክሉ ዶ ትኮኒ እዚ ከም ዝመጸኪ ምኻን ኣበይ ክትሓስቢ ደንቆሮ ትዀኒ ተዛራቢት እንስሳ ምስሊ ሰብ ዝልበስኪ ኤዱ ሓፍተይ ኢልኪ ዝደርፍኪ ትማሊ ትማሊ ኣብ ምንታይኪ ድኣ ዊዕሎም እቲ ዝጠለቀ ኣብ ባሕሪ ንቡር ዘይረኸበ ቀባሪ ኣብ ኣጋ ወጋሕታ ዝጸልመቶ ቀትሪ ዕላማ ኔርዎ ወለዱ ክኣሊ ምፍቶት ዓሳ ዝኮነ ዓሳ ነባሪ ከመይ እባ ንስኽስ ከይትሓጎስኪ ንበሪ ብሂወትኪ ከለኺ ትሕቲ ሜሬት ስፈሪ ኣሕዋት ዘይብሉ ዶ መሲልኪ ከምታ ንዓኺ ክፈትወኪ በቲ ረሳሕ ልሳንኪ ዝቀረጽክዮ ከብዱ ሰብ ኣይጽላእካ ክብሃልሲ ክላእ ከምዚ እዩ ፎ ኢሉ ፈንፊንኪ ግዝፉ ዓብዩ ፈንፊንኪ ዶ እቶም ዝፈልጡኺ ኣዳዕዲዒም ተጸጊአካ ደገኺ ውሽጥኺ ከይመስለኪ ክትብሊ ትገብሪ ዝበሉኺ ክትዓብዲ ተምስዪ ምስቶም ከምዚ ከማኺ ኣብ ጎደና እትሓድሪ ተደርቢኺ ንገንዘብ ክትብሊ ነዛ ንኸብድኺ ዕዳጋ ዘውረድክዪ እቲ ኩቡር መንነትኪ ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ ኣይትታሃመሊ እናተዛረብኩ ይጽናሓልኪ ኣስተውዕሊ ብዙሕ ፍልልይ ኣለዎ ሎሚ ዘይ ክም ትማሎ ብርሃን ተሓሪምኪ ኣብ ሼላ ከይትሰፍሪ ህዝብካ ዩ ክብረት ምስ ደቅኺ ክበሪ በይኑ ዝጎየየ ቀዳሚ ከምዘይብሉ ንዝሓለፈ ሂወትኪ ተማሃርሉ ናብ ህዝብኺ ተመለሲ ሓላፋይ ዩ ኩልይ ብሂወት ክሳብ ዘለኹ ብዘለኒ ዕቅሚ ካብ ጎድኑ ውጹዕ ህዝበይ ምንቅ ከብለኒ ዝኽእል ሓይሊ የለን ኣይክህሉን ድማ እዩ ንህዝበይ ኣይርደኣኩምን እንተ ርእየ ክዛረብ እየ ይተዓዘብ ክድሕዶዶሖ የ ጥዑም ወዲ ጥዑም
tig
negative
ኣየ ሓማሴን ሙዉታት ሎሚስ ኒ ሓደ ዋጣ ኣብርሃም ዶ ኪተምልኩ ደሊኩም ኣብርሃም በካዪ ዋጋ ረኪብኩም ሲ ኪንዱዝይ ሃለውለው
tig
positive
ስነሓሳብ ህግደፍ ከመይ ጌርካ ሓሲኻ ሰብ ተእምን እዩ ሓደ ዝጭበጥ ነገር ኣይሰማዕኩላን
tig
positive
ሱራፊኤል ሸኮር ምሰ ባታኒያ
tig
negative
ቡዙሕ ትዛሮቡ አለኩም ቀዳማዳማይ ነገር አልማዝ ምስ ቡዙሕ ይቅሬታ ቡዙሕ እያ ዓጀውጀው ትብል ድሕራይኩም ይገድድ አውራጃ ጉሎ እንዳበለት አልማዝ ቡዙሕ ብአውራጃ ስለትዛረብ ትህቡ ኩሉኩም ሐደ ኢኩም ዲክታቶር እውን ኣይሰነፈን ኢሉ እዩ ሽግር ነዚሕልና ዘሉ መጀም ምሕረት የውርድ
tig
negative
እዝጊዮዮዮ ማሓረና ክርስቶስ አብ ሂወተይ ዝሕዝነኒን ዘጣዕሰንን ሐንቲ ዉጽዒትን ግዳይን በዚ ስርዓት እዚ ክንሰይ ግን ነዚ ይድግፍን ይሐሊን ይካታዕን ምንባረይ እዩ ግን ከአ አቦይ ስዉእ ስለዝኾነ ነቲ እሱ ዝወደቀሉ ዕላማ ዝኽሕዶ ኾይኑ ስለዝስምዓኒ ዝነበረ እዩ እንተኾነ ግን በንጻሩ ኾይኑ ረኺበዮ ዝጸረፋና በለለይ ህዝበይ ጆሲ ሐወይ ድማ ካብዚ ረሳሕ ህግደፍ ንክናገፍ ብመንገዲ ትንታነ ዘይፈልጦ ሚስጥር ንኽፈልጥ ስለ ዝሐገዝካኒ ምስጋናይ ወሰን የብሉን አንበሳ ብወገነይ አብጎንኻ አለኹ
tig
negative
ኣመጻጾኦም ዘይፍለጥ ጀበርትን ራሻይዳን ከማን ከፊልካ ህዝቢ ትግርኛ ክነብሩዮም ኪብለካ ዘሎ ኢሰያስ ነዚ እንታይ ዓይነት ዘረባ ኢካ ትዛረብ ዘለካ
tig
negative
ሰይጣን ሰብ አይስ ሰሪሑ ይብልዕ እምበር ወግሔ ጸብሔ ተረፊዑ ኮፍ ኢሉ ከም ሮባት ባተሪ ነንሕድኦም ንሰዓታት ዝግዕር ዶ ሕልና አልቦ ንከብዱ ሽዩጥ ህዝቢ ዝብድል በዚሖም ሓቀኛ ተቃላሳይ ዘድሊ ሓበሬታ ዝኮነ አድላይ ተዛሪቡ እዩ ስቅ ዝብል አደኩም እግዚያብሔር እንታይ ምበሉ ንግብርኩም ኤርትራውያን እንተኮይኖም እንተዘይወለድኩም ምመረጹ እንተዘይኮይኖም ውን እሾኽ ሰብ እንተዘይኮይኖም ምብዳልኩም ምሓዘኑ ዎ አምላክ ምሓዘኑ እከይ ግብሮም ፍደዮም አሜን
tig
positive
ኣጀኸ ኤፈር ዓርከይ ቅጽሎ
tig
positive
ዋእ ኣታ ይኦል ስነ ስርዓት ግበር ነዛ ፅብቅቲ ቆልዓ እውን ቢንያም ይብሃል ኢልካያ ክክክክክ በል ከም ሞርያ ክትብድላ ከይትሓስብ
tig
negative
ቆርጫጭ ኣነ ይጸልኣካ ዝነበርኩ ሕጂ ግን ድሓን ዳበኸኹ የ ዝሰምዓካ ዘለኹ በቃ
tig
positive
ስነስርዓት ዘለዎ መልሲ መልሲ በጃ ኣዴታት ጋሕ በሊ ኣዴ ክብርቲ እያ ግን ኣደ ስለዘይኮንኪ ኣይርድ ኣክን እዩ
tig
negative
ኤርትራውያ ከመይ ኣቢሉ ክሓልድልኩም ቅምታ ከፊለሉ ትመቱ እንዳ ትመቱ
tig
negative
ካብ ብዙሕ ምድራፍ ውሑድ ግን ብሉፅ ዝረሓቀ ዓቕሚ ኣለካ ኣስተውዕል
tig
negative
ኩፉእ ሲ ካብ ዝሕባዕ ይግተር እስኻስ አፍካ መሊእኻ ኩሎም አረገውቲ ስኖም አስናኖም እንዳበልካ ትጻረፍ ሲ መልክዕኻ ትፈልጦ ዳኻ ፋራ ቀዳማ መወጽካ አልግሶ ዝብኢ ዝመሰልካ ነብስኻ ተሐጸብ ጨናዊ ምኻንካ ሩዱእ ኩፉእ ፍጥረት
tig
positive
558 ዘይ ኤርትራውያ ዲስ ላይክ ገሮም ቆዳራት በልዎም እስኪ በጃኩም
tig
negative
ኣበይ ንቕጽል ምድሪ ቤትና እሾኽ ኣብቒሉ ብኹሉ መኣዝን መርገጽን ዘይብሉ ሃገር ምስ ኮነት ሰፈር ቶኻሉ ፎቆዶ ሰሃራን ባሕ ኣንታ ክቕጽል ዶ ገሊኹም ደሓን ምልእ ኣብልዋ
tig
positive
ሶሊ ምቅርቲ ይበል ድምጺ
tig
negative
ኣብ ትሕቲ ሕምብርትዝኺ ከ ከመይ ይስምዓኪ ኣሎ ኣግጭው ኣንዶ ኣዉጽእ ምስ ገብርሂወትን ዕንዝራ ክክክክክክ
tig
negative
ሎቅማጽ ተበላጺት ኢለኪ ኣለኩ ባህ መጺእክን
tig
negative
28 ዓመት ንሰርሕ ኣለና ሃገር ድማ ንድሕሪት ትምለስ እዋእ ሕፈሩ ለውጢ እንተዘይ ሪኢኻ ትጋገ ከም ዘለኻ ክርድኣካ ኣለዎ
tig
negative
ፈገር ተበላጺት ኢለኪ ኣለኩ ባህ ኣይበልኪ
tig
negative
ኣይየድልየናን ኢዩ ህግደፋውያን ዋሒድ ለያብ ኣብዚኣ ዝኮነ ስነ ጥበባዊ ከይዝርግሕ ኣይኮነን ክኣ ክንሕጉሰኩም ኢና
tig
negative
ለማኒ አዛ ከኣ ፈንፊንኪ
tig
negative
ኣረጋይ ኣስተውል ቅድም ምዠራብካ ብፍላይ ነደቀባት ኤርትራውያን ክትኣምኖም ዘይግባኣካ ተጋሩን سلام ደም ዘለዎም ኩኮኑ ኣለዎም ካልእ ወልደኣብ ወ ጽላላ ወልወል ኣክሱም ኣቦና አይኮነን ናይ ተጋሩ ኣቦ እንበር ናይኤርትራውን ኣይኮነን
tig
negative
ትውልዲ ኤርትራ ዝብል ዝኾነ ፓስፖር ሒዝኩም እንተዘይቀሪቡ ኣብ አዲስ አበባ ዓዱኩም ትፈልጡ ዶ ወያነ እንታይ ዓይነት ክፉኣት ምኴኖም ሪእኹሞም ትኾኑ ካብ የሕዋቶም ህግደፋውያን ዝገደዱ ንሃገርናን ኣሳቕዮሞ እዮም
tig
positive
ኣይ ሓሶት ኢሰያስ ሌባ ኪድ ጥራይ ዓድካ
tig
negative
ን ኤርትራ ዘይኮንካ ን ደቃ ትጽውዓላስ ነዴኻ ን ሓዋካ ጸውዓላ ፍሊሞን ሓውኻ ኣብ ዓሰብ ኦሞረዲዪ ሓሚሙ ዝዛረቦ ኣብ ዘይ ፈልጠሉ ኩነታት ኢዩ በጺሑ ኔሩ ሓውኻ ሃይለሚካኤል ስሱዕ ኣባል ትካላትን ነቚጣ ኢዩ ምስዛ ቅድሚ ምድራፍካ ጊን ነዴኻ ክትረዋ ኔርካ ምኽኒኣቱ ን ኩለን ኣዴታት ውጽዓትን ስዋትን ማእከል ኢድካ ኣውጺኻ ንዕቀትካ ስለ ዘራካየን ጊን ኣይትጨነቅ ንፍሊሞን ሓውኻ በረኻ ወሲዶም ህግደፍ ዪረውእዎ ኣለዉ ስድራበትካ
tig
negative
ወዲ ቱኩል ጅግና እንዳብልናስ ተኹላ ከይድካ በሊዕካና ኣሕ ከሙኡ ዩ እዮሱስ ኩሩስቶስ ኣንቓዕሪሩ ዝተስቅለሉ ስ ቑልቑል ኣፉ ፍርዲ ንኻልኣይ ግዜ በጺሕና
tig
negative
ዓሕሕሕሕሕ ኣብ ዓለምና ራህዋ ኣብ ኤርትራ ሳዋ ኣብ ግዜ ኩናት መስዋእቲ ኣብ ግዜ ሰላም መዓሰርቲ እዚ ኮይኑ ናይ ሃገርና መከነት ዓሕ ዓለም ንዓና ጥራይ ኮይናትና ሲኦል ኦ ልዑል ፈጣሪ ብ ዓይን ምሕረትካ ረኣየና ሰላምካ ኣይትደንጉየና ፈንፈስ ቁዱስካ ኣውርደልና
tig
positive
እንጀራ ዓለም ብልዒ ሓቂ ይሃብኪ ሓቀኛ ፍረኡ እኪ ሶሉሽ ሽኮር ቀፅልሉ ኣጆኪ
tig
negative
ዓጋመ ዓጋመ ሙኻኑ ኣይትተርፎን እዩ ኣብዓድና ከምዘያንቆሔ ዓይኑ
tig
positive
ዋይ ዓክ ንብዓት ዝርው ግዳ በለኒ ዓኽ
tig
negative
ዘገርም ኢዩ ደቂ 90ታት ክውፈዩ መንእሰያት ናበይ ተአልዩ ኮይንዎም ድዩ ደኒኖም ክበኽዩ ጠላዓት አጋቡዝ እንታይ ይዋጥዩ ንህድማ ጥራሕ ከመኽንዩ እወ ጽባሕ ታሪኽ ክሓተኩም ኢዩ አቦና ፈጣሪ ይሓልውኩም መዋእልኩም ንቤት አምላኽ ዘገልገልኩም ብከሃድያን እንተተበደልኩም አቦና ቡጹእ ዎ ቁዱስ ጎይታ ኢዩ ዋሕስኩም አብ መሬየት እንተበደልኹም ካብ ፈጣሪ ተአምር ኢዩ ካሕሳኹም ቁዱስ አብ መሬየት ቁዱስ አብ ሰማይ ይኹን ንዓኹም
tig
positive
ንፍዕቲ ጥዑም ድምጺ ኣለኪ ኣበርትዕኪ ቀጽልዮ
tig
positive
ተሜ ናይ ብሓቂ ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ዘሎ ኢካ ገሊጽካዮ ክብሪ ይኹንካ
tig
positive
መልኣከ ከምስምካ ለኡክ አዛ ሓላል መሬት ቀጽሎ ኤርትራ ን ዘልኣለም ክትነብር አያ ብ ጀጋኑ ደቃ
tig
positive
ኣጥዒምኪ ይፈልጥ ድዩ
tig
negative
ደሞክራስያውያን ኢና ግን እቲ ጽሑፍካ ደጊምካ ኣንብቦ ምክንያቱ ደሞክራሲ ማለት ንዝጸፈዓካ ኣክብር ማለት ኣይኮነን እንታይ ደኣ መሰል ናይ ደቂ ሰባት ምሕላው ዩ መሰል ዘሓለወት ሰምሃር መሰላ ክሕለወላ እንተ ደሊካ ከምኡ ዝበሃል ነገር የለንኑሱ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ጥራይ እዩ ዘሎ መዳናገሪ
tig
positive
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓወይ ናተይ
tig
positive
ኣንታ ዓይነይ ድዩ ወላስ ኩለን ሓራሙ ናይ ትግራይ ሽኮራት እየን ዘዝመጸት ኮ ታሓንቲ ካብታ ሓንቲ ዘይበላለጻ ኮይነንኦ ምሽክናይ ዓይነይ ፈጠጥ ፈጠጥ ኢሉ ተሪፉ
tig
negative
አነ ድገርመኒ እኮ ዝኮነ ጠስጣስ ዘፍረስዋ ብወግዒ ኤርትራ ክዛረብን ከም ሓላይን መሲሉ ከዳናግርን ከሎ እዪ
tig
positive
ኣብርሸይ መምህር ሕልና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና
tig
negative
አታ አረጋይ ነዚ ተመስገን ብዙሕ አይተቃልሎ ኤርትራውነቱ ዘሕድጓ የለን ናይዞም ትግራይ ትግሪኚ ዝብሉ ግን ዓገብ ክፍሉ የድንቆ እየ ኔረ ግን ትግራውነትና ምባሉ ዓገብ ኣምሓራ ትግርኚ ዝብሉ ግን ዓድና ሸተት ኢሎም ይግደፉልና ሐሳብካ ብገለ ገለ ጽብቅ መብርሂ ሂብካ
tig
positive
ኣብሽር ክብረተይ
tig
positive
ፍሉይ ጥበብ አንበሳ ሐወይ ቀጽሎ
tig
negative
ሰይጣውንቲ ሰብ አይስ ሰሪሑ ይብልዕ እምበር ወግሔ ጸብሔ ተረፊዑ ኮፍ ኢሉ ከም ሮባት ባተሪ ዝወጠ ሮባት ዝግዕር ሕልና አልቦ ንከብዱ ሽዩጥ ህዝቢ ዝብድሉ በዚሖም ሓቀኛ ተቃላሳይ ዘድሊ ሓበሬታ ዝኮነ አድላይ ተዛሪቡ እዩ ስቅ ዝብል አደኩም አቦኩም እንታይ ምበሉ ንግብርኩም ኤርትራውያን እንተኮይኖም እንተዘይወለድኩም እንተኮይኖም ምመረጹ ውን ፍጡር ሰብ ከማኩም ምብዳልኩም ምሓዘኑ ዎ አምላክ ክስቶባ ክፉእ ግብሮም ፍደዮም አሜን
tig
negative
ተጋሩ ኣይኮኑን ጸላእትና ኣይትጋገ በጃኻ ክሳብ ክንድዚ ኣብ ዓሌት ዘተኮረ ጽልኢን ጥርጠራን ጽቡቕ ኣይኮነን ኢሳይስን እቶም ደቒ መዛምርቱን ብፍጥረቶም ሰብ ዕቡያት ግብሪ ስለዝኾኑ ኢዮም በዓል ክፉእ ግብሪ ከኣ ካብ ዝኾነ ዓሌት ኣሎ መን ድዩ ነቲ ትእዛዛቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ እቲ ዋርሳይ ዝበሃል ኢሳይስ ዝልለ ኤርትራዊ ዶ ኣይኮነን መን ድዩ ንስርዓት ኢሳያስ ገጥ ኣቢሉ ሒዙ ምጥባው ዘሎ ኤርትራዊ ዶ ኣይኮነን
tig
positive
ወዲ ያረድ ጽቡቅ ደርፊ ሓንቲ ክብለካ ግን ኣብ ጉዳይ ፍቅሪ ትራይ ኣይትድረፍ ንውጹዓት የሕዋትካ ከኣ ኣብ ጸቢብ ዘለዉ ከብ በዓል ኪሮስ ኣብራር ፍጹም ከኣ ኣቅምካ ኣበርክተሎም ወድሓንካ
tig
positive
ምቅርይ
tig
positive
ናሆም ፍቅር ሽኮር ግን አይትሕፈር ማራ እየ ከኣማን ዘድንቀካ
tig
negative
እቲ ህዝቢ ምስ ኢሳያስን ኮራኩርን የሎን ሰልጣን አይንደልን ካብ በልኪ እሞ በጃኩም አልግሱ
tig
negative
ካዛብ ጋሕፋፍ ወድዛ
tig
negative
ብቀዶሙስ ማዓስ ጠፊኢዎም ኮይኑ ነቶም ደገፍቲ ናብ ሃገሮም ከብርሩዎም ኔርዎም ሕጂ ዊን ኣቶኪሮም እንተሰሪሖሙሉ ጽቡቅ ኔሩ
tig
positive
ብሉጻት ስነ ጥበባውያንን ብሉጽ ስራሕን
tig
negative
ርግእ ብቃስ ናብ ሓቂ መጺካ ጆሲ ከምዚ ገርካ ሓቀኛ ምስሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣቅርበልና ኣብሽርካ ዘሓለፈ ዘተጋገካዮ ኩሉ የቅረ ኮይንካ ብራቮ ጸላኢና ብጀካ ህግደፍ ንባሉ የለን ኣቅረራባካ ደስ ዝቢል እዩ ዝሒዝን እዩ
tig
negative
ታጋሩ ታሪክ ኣለና ትብሉ ታሪኩም ምስቲ ክፋኣትኩም ሒስኩም ኣብ ትግራይ ኮፍ ዘይትብሉ ሓሰውቲ ክትነብሩ አይትክልን ሖንቲ መኣልቲ ሖንቲ ኤርትራዊ ኣሻ ሕጂ እዚ እረሳሕ ኣጋመ ኢሰያስ ከሎ ንእተው ኢልኩም በቲ ብኣምሖሩ ዝገጥመኩም በትሪ ኤርትራዊ ክሕወስ ንስሑም ንኤርትራ ክትኣትው ድሕሪዩ እቲኣ ናይኣቦታትኩም መርዚ አብኤርትራውን ክትገብሩ ላእሊ ታሕቲ ትብሉ ካብ ተጋሩ እንተይ ክንከስብ ኪሳራ ኪሳራ ኪሳራ ጥራይ ዝብላእ የለኩም ዝስተይ የብልኩም ካባሑም ንኤርትራ ዝኣትው ክፍኣት ሺርሙጥና ልመና ወዘተ ካብዚኦም ዘተፈለየ ጣፍ በርበረ ፀባ ሺጉርቲ ወዘተ እንተይ ንኤርትራ ክመፅእ ይክእል ትግራይ ብጥሜት ብኤድስ ብሖሶት ቀዳማይ
tig
positive
ህዝባዊ ግንባር ንሙቅራጽ መልሓስ በክሪ ኣስሊ
tig
negative
ኣብየት ወዲ ቱኹል ኢስኻስ ማይን ዘባን ምዃና ትፈልጥ እንተ ኔርካ ደኣ እንታይ 30 ዓመት ኣብ ጎበታት ዘብሊ ኔሩኻ ቱሩፍ ድሕሪ ደጊም ተበትኮ ኣድጊ ኢሰያስ
tig
negative
እንታይ ዝመሰለ ዘመነ ዓዋንን ቦጅባጃትን ግዜእዩ ወደይ ኣረጋይ ከብቲ በቲዝገበርካዮ ንቡጾትካ ኣብ ምዝላቕ ገዲፍካ ምስ ደርጊኮንካ ንህዝብና ትቃለሶ ዝነብርካ ዝከብድ ተግባራት የለን ምሓፈርካን ምፈራህካን ከማን ሃላይ ግን ኩሉግዜ ሃላይ እዩግን ሓንቲ ኣላዝሰሓትካያ ሕጂ ኣስላማ ኣስላም ትብል ኣለካ ጽባሕ ንግሆ ኣስላም እንተድሒኖምካ ክንርእዮም ኢና ናይ ትግርኛ ኢድ ኣይትፍክርን እያ ከይትቅየሙልና ግን ክትሪኣ ኢካ ኣብ ኣሜሪካ ኮንካ ዶ ከይትውድኦ ውጽእ ክትብል ኢካ ንኣስላም ኣሚካ ሽዑ የራክበና ኤርትራ መሬት ትግርኛ ንሕነ እያ ትግራይ መሬት ትግርኛ ሞሲሊም እያ ግን ካብ ክንድዚ ትዓፍር ንመን ውድብ መሪሕካን ተመርሕካን ወይ ኣበይ ኣለካ ዘበለካ ህዝቢ ሲ እተፍቅሩ ኣብምንታይን ኢካ ትዓፍር ዘለካ ኣስላም ሃላይ ስለዝኮንካ ስሞም ቀይሮም ገሊኦም ብስሞም ኣጆካ ኣረጋይ ሓጎስ እንተበሉካ ካብሃላይ ላም ዝወጽእ ቁሩብ ነቲሕብረት እንተኣዛራረብናዮ ኢልካ ዝግበር ንዓካ ከምከልቢ ሓዞ እንተበሉካ ውሕ ውሕ እንተበልካ ሓንቲ መዓልቲ ኢድ ትግርኛ ክትጥዕማ ኢካ
tig
negative
ን መንእሰይ ኤርትራዊ እንዳ ናሻካ ዕዳጋ የለን ፉንፉናት ተፈንፌክን ኢክን ሓንቲ ዕድል አንትን ምዚ ረሳሕ ዘይውሩዙይ ኣላባብሳክን ኣብ ዕዳጋ ኣዲ ኣምሓራ ፈትና ወይ ድማ ከም ሂለን ፓውሎስ መዛሙራን ምካን እያ ክክክክክ ረዊእኩም
tig
positive
ምርጥ ዘፈን ነው ኤፊ ቀረፃው ምርጥ ነው በተለይ ልጅቷ ደስ ስትል
tig
negative
እቶም ብሉጻት ኮዋኽብቲ ሰማእታቱ ኤርትራ ወትሩ ይዘከሩ ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና
tig
negative
ኣብዚ እዋን እዚ ኣሸንካይዶ ፍጥረት ሰብ እንስሳ ከማን ነቒሑ ተሓሊሉ ዝነብረላ ዓለም ኮይና ከላ ኤርትራውያን ግና ነቲ ንምምባር ዝፈቀደሎም ኣምላክ ኣብ ዓዶም ኣይተጠቀሙሉን ብጀካ ዓመጽን ዓዲ ሓቢርካ ስደትን ኣበየናይ ዓለም ኢና ንነብር ዘለና ክንፈልጥ ይግባኣና ተበራበር ወዲ ኤረ
tig
negative
ደምና ዝተኸፈሎ ዶብና ቐንጠመንጠ ኣየኮነን ዶብና ይመልከት አብዛ ደርፊ ናይ ወዲ ትካቦ ዘለው ሰራዊት ክንደይ ካብኦም ብጾትና እዮም ንዶብ ኢሎም ተስዊኦም እቲ መልሲ ዝዎዓልናን ዝቐበርናና ንፈልጦ ኢና ስለዚ ሚንስተር ሓበሬታ ሃለው ቐጠው አይትበል ዓ ለይኩን ብ
tig
positive
እንቃዕ ሰላም መጸካምና ናፍቅናኩም ቀኒና
tig
positive
ኣጅኩም ኣይትሕመቁ ቀጽልዎ አቶም ንግጥሞም ሽምኩም ንምድፋን ብ ዶ ዞ ር ቁሩበት እዩም ተስፋ ዘይ ምቕራጽ
tig
negative
ክንዲጎቦ ዝኸውን ዕሽነት ካብ የእተወካ ህግድፍ እንታይ ክጥቀስ ሮግሯግ
tig
negative
ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን አፍሪቃ ተላዒላ አላ ማለት እዮ
tig
positive
ኣሕ ዋይ ናእሽቱ የሕዋተይ ክንዲ ትምህርትኩም ኣብ ካምፕ ተደርብይኩም ንሰብ ዘይካሎ ን እግዛአብሄር ይካአሎ እዩ እሞ ኣጆኩም ክወግሕ እዩ
tig
negative
ኣየ ብዓል ናይ ሰቁራጦስ ፓፓጋሎ ተሕዝኑ ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ኣምላኽ ዚሃበኩም ገዲፍኩምስ ኣብ ደገ ተናድዪ ሕስብ ሕደሩ ስኪ ክልቲኦም ጎድንታቱ ብምዝኽኻር ልቦና የዕብዪ ክትምህሩ እምበር ክትጋገዪስ ኣየተጸበናን
tig
negative
ኪድ ገዚፍ ቱኡማት ሃዳሚ ውካርያ አሳያስ ከኣ ደንቆሮ
tig
negative
ኣታ ኣበይ ጠፊኢካ ንእጎድ ኢልካ ትጠፍእ በዚ ዘለናዮ ኣጊድና ኣለና ኪናት ክክክክክክ
tig
positive
ዋውውውውውውው ናይ ብሓቒ ይብላዕ ሙዚቓ ቁሩብ ናብ ፋኑስይ ሸርተት ዘበለት ትመስል ግን ዋውውውው 100 𝗦𝘂𝗯𝘀𝗰𝗿𝗶𝗯𝗲 𝗹𝗶𝘃𝗲
tig
negative
ዕንዳይ ሓወይ ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ኣይፈለጥካዮን
tig
negative
እንታይ ኢኩም ትግርኛ ትግርኛ ትብሉ ኣስላምከ ምስ ቱሩኪ ወይ ቀጠር ተራኪቦም ኣኬባ ኣይ ገበሩን ዲዩም ዓጀውጀው ኣይትበሉ ጀለፍፍ
tig
negative
ትጻረፉን ዘለኩም ከምትናቱ ገርኩም
tig
negative
አብ 27 ዕመት ዲጋ ዕዲ ሓሎ ጥራይ እዩ አብ ኤርትራ ዝዕበየ ስሪሕት እዩ ዝሕዝን
tig