label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ኣብርሽይ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ ፈጣርይ
tig
negative
ህዝበይ ጉድ ረኪባ ብዝከድካዮ ሞት ፈጣሪ ምሕረቱ ይስደድ እምበር እንድዒ ከ መንግስተ ሰማይ ልሙድ ኣብስሂርካ
tig
negative
ክንክእል ኣለና ክኸዉን ኣለዎ ክአረም ኣለዎ እናበለ ግዜኡ ኣሕልፍዎ ወዲ መድህን
tig
positive
ናሆም እዴት እደምወድህ ግን ቋንቋ አማረኝ ብቻ ነው የምችለው
tig
negative
ልኡካት ሓወቡኡ ካብ መሪር ሓቂ መዳናገሪ ሓሶት ዶ ይበልጽ ኢልኩሞ
tig
positive
ምቅርቲ ዜማ
tig
positive
ቅቅቅቅቅቅ ኤኤኤኤ ርግበ ለቁማጽ
tig
negative
ንሰለስተ 27 ዓመት ብዛዕባ ፍትሒ ዝሰኣነት ሃገርን ሞትን ኣብ ጎዳጉዲ ዘለዉ ኤርትራውነትን ምንም ዘይበልካስ ዘየል ትግዕር ነዚ ሞትን ስደትን ድዩ እዚ ኩሉ ጅግና ሓሊፉ ዘላትኪ ወዳሲ ፈራሕ መልመጺ
tig
negative
ኣባይካ ኤርትራዊ ሓወይ ኣበይኪ ኤርትራዊት ሓፍተይ ኣጆና ድሕሪ ጸላም ዩ ብርሃን ወዲ ኽሪፋ ዓቢ ሰብ ይቐንየልና
tig
positive
ጆን ብላክ ቀባጽ ትመስል ቁሮጾም ክሳዶም ብዙሕ ምኒን ኣይትበል
tig
positive
ዝረኸባ ህይወቱ ከፊሉ ራህዋ ዝፈጠረ ጽምም ኢሉ ግዜ ይምጻእ ሰላም ጥዑም ወረ ሰብ ከይህሉ ዝተደናገረ ዘይተበራበረ ታሪኽ እንዳ ፈለጠ ዘይኣመነ ይተዓዘብ ብግዜ ክዳነ መልኣከ መቅሰን ወዲ ሓላል መሬት ነቶም ነብሶም ሸይጦም ክነሶም ሃገር ተሸይጣ ኢሎም ሓፍ ፈጠቕ ዝብሉ ሃሱሳት ግርም መልሲ ኣዳልይሎም ኣሎ ሕጂውን ሰብ ከይህሉ ዝተደናገረ ዘይተበራበረ ዋና ኣለዎ ባሕራ እዛ ኤረ ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት
tig
negative
ዘይጋገ ሰብ የለን ገጋ ማኣልቲ ዊኢልክን ነቲ ብሃዊ ከም ወርኪ ዝተፈተነ ዝግና መን አሰይ ኣብ ስዊት ትምህቱ ብበትርን ብማአሰርትን ዝተሳከየ ኣብ መዋዳአታ ኣዲ ገዲፊ ሃጽ ኢሉ ዝወጸ ተጻርፍክኖኦ ስለዚ ይክረታ ምልክት ብልሂ አዩ ንከጻሊ ክት ኣብያ ይክረታ ሃቲትክን ኣብ ጎድኒ መርቱ ተተው በላ ከብዚ ዝክፍ ከይመጸክን ነባሪ ህዝቢ አንበር ነባሪ ነባሪ ስራት የለን
tig
positive
ብዚ ግዜ ዚ ምስ በጊዕ ተጸጊዕካ ክትስኣል ጥራይ 300 00 ናቕፋ ኢኻ ትኸፍል
tig
negative
ብኬሪ ቀጠኒ ለባም
tig
positive
ዓንዲተይ ሓላል ወዲ ህዝቢ ኩሉ ዘጸብቀሉ ይበል ድምጺ ምስ ክሊብ እንታይ ክወጾ ባህልና መኩሪዕና መንነትና
tig
negative
ምን አገባህ ሀውልት ብንተክል ባንተክል በገዛ አገራችን አንተ ብሎ ታሪክ አዋቂ ዝም ብለህ አትቀባጥር ገገማ ወንድ ከሆንክ ለምን በአማርኛ አታወራም ዲቃላ
tig
positive
እዋይ ጉድ ረኪብና ብካ ከም ቀደምና ክብረትና ሂዝና ምሓሸና ሰላም ኮይኑ ኢልና ተሓጉስና ሞ ሕጂ ግን እንድዒ ይፈርሓላ ነዛ ብርክቲ ሃገርና
tig
positive
ብጣዓሚ ጽብቅቲ ፊሊም ሶ ኒስ ፒስ
tig
positive
ሰማሃር ዮውሃነስ ሺኮርሪና
tig
negative
ኢዚ ህግ ትብሎ ዘሎኻ ብዘይ ህጊ አደና ዝምጸ ጉጅለ ሃገር ዝሓድር ዘሎ ብሱሩ ተማህዩ ከይጠፈአ ኢዚ ኩሉ ገበን በየን መጺኡ ባዕልካ ትምለሶ ኣሎካ መን ኢዩ ህግ መን ኢዩ ኢሳይስ ዘይትፈልጥ ትመስል ዘሎኻ የዋህነት ንብሎ
tig
negative
ዓረብ ዓረብ ዝከነ ከሕትተካ ኢዩ ዩክሬን
tig
positive
እሰይ ደቂ ትግራይ
tig
negative
ኣሕ ኣታ ለዋህ ፈጣሪ ባዕልኻ ግርህ በልና ከም ብዝሒ ምሕረትካ ምበር ከም ሓጥያትና ኣይትኺደና
tig
negative
ኤረይ ዓለመይ ንስካ አሞ ታሪክ ዘይትፈልጥ ብ ቤላ ቤለው ትነብር ክትከውን ኣለካ ሓኒሽ አዚኦም ሓያላት ዓለም እዮም ፈሪዶሞ አሞ ዋጋ ሓንሽ ክንድዚ ዝብል የለን ኣጽንዕ
tig
negative
ንስኺ ጀብሃ ተጋሲሶምኺ እዮም ኣንደርለክት ደቅሲ ኣረጊት
tig
positive
ኣሳጉማይ ወሲኸሉ ዘብዘብ 3 ገና ለኹ ገና ደሎ ይተዓዘብ ኣሳጉማይ ወሲኸሉ ዘብዘብ 3 ገና ለኹ ገና ደሎ ይተዓዘብ 2 ሚዶ እንታይ የድሊ ንበራሓት ምኽሪ ኣይደልን የ ካብ ፈራሓት ክቕጽልየ ብዘሎኒ ብልሓት ዓባሩ እምበር ኣይርእን ስቡሓት 3 ኣሳጉማይ ወሲኸሉ ዘብዘብ 3 ገና ለኹ ገና ደሎ ይተዓዘብ ኣሳጉማይ ወሲኸሉ ዘብዘብ 3 ገና ለኹ ገና ደሎ ይተዓዘብ ሕጂ ግዳ ሓሊፈዮ ሱሳ 60 ካብ ቀደመይ ዘይብለይ ኣበሳ እንታይ ዝፈልጦ ሎኒ በጃካ እሳ እንታይ ዝፈልጦ ሎኒ በጃካ እሳ ቆላ ዓደይ እንኮላይ ከበሳ ኤሪትራ ያ ንሳ 2 ኣሳጉማይ ወሲኸሉ ዘብዘብ 3 ገና ለኹ ገና ደሎ ይተዓዘብ ኣሳጉማይ ወሲኸሉ ዘብዘብ 3 ገና ለኹ ገና ደሎ ይተዓዘብ ከዕልለኩም ቀንዲ ሕመረቱ ታሪኽ ኣሎ ንታሪኽ ደዘንቱ ዘዘንቱ ሴፍ እንዳ ጉራድየ ደይኣቱ ዘይኣቱ ሴፍ እንዳ ጉራድየ ዘይኣቱ ኣይህውትትን የ ምስቶም ዝሃውተቱ ምስቶም ዝሃውተቱ 2 ዓጢቐዮ ሎኹ ሓምላይ ክቕይራ ኣታ ነዛ ሃገር ሜሬታ ምስ ባሕራ ወረ ናይ ጀጋኑ ኣሎኒ ሓደራ ኣታ ናይ ጀጋኑ ኣሎኒ ሓደራ እዚ ኩዳእዩ ገና ሎ እቲ ስብራ ስምራ 3
tig
positive
ስነ ልቦናዊ ጥበብ
tig
positive
ጩሩ 150 በጺሐን ኣለዋ
tig
positive
እውይ ሳቢተይ እዚኣስ ንዓይ ኢኪ ደሪፍክለይ
tig
negative
ኣደይ ዓባይ ሓቂ ተዛሪብኪ ሓለንጊ ህግደፍ ክሳብ ኣብ ዝመሃርዎን እዮም ዘለው ስለዚ ሒዝክዮ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብቲ ትበልዕዮን ትሰትዮን ውን ህግደፍ ኣለው
tig
negative
ኣጥፍእዎ ንድሙ ይመስል ከመይ ኢሉ ዩ ጉንብሕ ጉንብሕ ዝብል ክክክክክ ብዝኮነ ቡሉጽ ስራሕ
tig
positive
ጥበብን ግጥሚን ካብ ወዲ ገብሩ ምምሃር የድሊ ምስጢር እቲ ግጥሚ ዘደንቕ ኢዩ ካብ ኩሉ ጉዳይ ሃገር መትከላዊ ምኻኑ ካብ ቃሉ ንርዳእ
tig
negative
እዚ ተባዕ ስጉምቲ ዝወስዱ ዘለዉ ተማሃሮ ኣክንዲ ምድጋፍ ኣስላም ኢዮም ጅሃድ ክርስትያን ኢዮም ልኡካት ወያነ ኢዮም ክንስሕቕን በቃ ነንሒድሒድና ምትእምማን ሲኢና ኢሰያስ ክኣ ዕድመ ስልጣኑ የናውሕ ኣሎ ስለዚ ንዝተበገሰ ዲክታቶር ንምእላይ ኣክንዲ ንዋግኣዮም ኣይትድለ ምንእኣስን ዝይከውን ጠቀነ ንሰብ ምጥቃን ከይገደፍናዮ ኢሰያስ ክእለ ምሕሳብ ዘይክውን ኢዩ
tig
negative
ኣነ ብታዕሚ ገሪሙኒ አዚ ሰብ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ዕቢዱ ወይ ድማ ተጸሊሉ ኣሎ መስለኒ ኢንጂነር ሰላም አሉ ደሪፉ አልካስ ዲስ ላይክ ምሃብ ሲ ምስ ምንታይ ይቁጸር ሰላም ዘይ ደሊ ሰላም ይሃቦ ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ የሕዋተይ ሰላም ፍተዉ ቡዙሓትን ጡምዙሓትን ኣይትኩኑ እቶም ዲስልይክ ትገብሩ ዘለኩም
tig
negative
አንታይ ዓይነት ድንዝዝቲ ኣረጊት ምኒስትሪ ኢያ ጸኒሓቶ ወደይ አዚ ሃገርር ሓቁ አንድዩ አዚ ህዝቢ ክጸንት
tig
negative
ይአኽለኩም ኒስካ ካብ ቀደም ዘረብኡ ከም ደቅኣንስቲዮ ተጋሩ አይትእመኑ ካብ መለሖሶም ብትሖቲ ኮራሎ ብድሕር ሕጂ ኣይኮነን ትግራዋይ ናይ ትግራይ ደም ዘለዎም ንኤርትራ ኮነ ንኤርትራውን ክቀርቡ የብሎምን ኢለ ነይረ እታ ጊዜ መፅያ
tig
negative
ዬኤል ብውጹዓት ኤርትራውያን የመስግነካ ነዚኦም ጋኒናትን ጨካን ስርዓት ብሐቂ ቦሎም ስለወጸካዬ ደጊመ ደጋጊመ ብኤርትራውያን ኩርዓት ዝኮና የመስግነካ
tig
negative
ኣታ ምትሉሕ ሰብኣይ ደኣ ከምዚ ከማካ ዘይኮነ ምትሉሕ
tig
negative
ስቅ በሊ ሐሳዊት ጽልልቲ አበይ ኣለኺ አቢ አይቶ ተደሚርና ክብል ከሎ ጸግዕኪ ሒዝኪ ኔርኪኩሎም ኣሕሊፍና እዮም አምሐራ ተጋሩ ኮስታርቶም ትምጻእ
tig
negative
እዋይ ልበይ ተሰባቢሩ ናይ ኣቦና ድምጺ ምስ ሰማዕኩ እዋይ እዞም ናብ ኣዉሮፓ ዘመጹ ፓፓስ ክሕስዉ መስቀል ዝኣክል ኣብ ክሳዱ ኣንጠልጢልካስ ይሑሶ ነቶም ታኣሲሮም ዘለዉ ኣቦና ጸሎተ ኣንጦንዬስ መዋጽኦ መዋጻኦ ፈጣሪ መስጣ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ክሳድኩም ዩ ዘሎ ላሓስቲ ኢሰያስ ኣሪግኩም ፎ ኢዬም ዘብሉ እዞም ፓፓስ ናብ ኣዉሮፓ ዝመጹ ሰራቂ ፓፓስ
tig
positive
አይ የኔ ማሮች መጣቹልኝ ሱሴ ናቹ እኮ እደው ብውዳቹ ብወዳቹ አልጠግባቹ እደው ምን ላርጋቹ ማራኪዎቼ ውድድድድድድድድድድድድ
tig
positive
ኣይርከብ ሰላም ከም ዝሓለፈ ወዲ መድህን በራድ ካይተጋሕፈ ከማካ ዝበለ የብዛሓዮ ዎገነይ ቡዙሓት ኤሬትራዉያን ኣለዉ ከማካ ለባማት
tig
positive
ናብሐቂ ጥዑም ደርፊ
tig
positive
ዎው ርሑስ ጋማ ይግበረልካ ውላድኩም ኣበባኹም የርኤና ሲካይ ሓውና
tig
negative
ድሕሪ ህግደፍ ነዓይ ፈራዲ ርገጹኒ ክሳዶም ክቕንጥበኦምየ
tig
positive
20 000 ዶላር እባ ሃቡኒ
tig
positive
ቻፒተይ ናተይ እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ሕሉፍ ሂወተይ እየ ዝዝክር
tig
positive
ያኢሮብ ዘፈን ውስጤ ነዉ ላይክ ግጭኝ ኢወዳችሁለው
tig
positive
ኣታ ማይናስ ቆልዑ ሒዝካ ትጠፍእ ኣለካ
tig
negative
ስድራቤት ኣጽኑቱ ስድኡ ሓቁፉ ኣይነብርን የለን እንተሎ ኻኣ ስጋብ እታ ማዓልቱ ትኣክል እዩ ብንዕቀት እንታይ ከየሙጹኡ ትብሉ ትህሉዉ ሰብ ቀቲልካ ሰብ ኣካለ ጎዶሎ ገይርካ ሰብ ብሽምዓ ሰብ ኣሲርካ ሰብ ኣድኪኻ ኣጥሚኻ ኣጎሳቂልካ ኣሳቂኻ ትሕዞ ኣይምሰልኩም ሎሚ ሳላ ሓበሬታ ሳላ ምሳኩም ዝነበሩ ሰብ ሕልናን ግን ማዓልቲ ሕነ ምህላዋን ኣይተዘንግዑ ባዓልመን ተሳቁናኸኣ ጹቡቅ ገርና ፈሊጥናኩም ኣለና ስድራኹም ኣበይ ይነብሩዉን ፉሉጥ እዩ ኢራብ ርእሳ ተቀበረት ዝተሓብኤት ይመስላ እህ ተጸበዩ ጥራሕ
tig
positive
ውሰደኒ ውሰደኒ ናበይ ደሊኪ ሽኮሪና ፊትኒ አሞ አንተ ኣቢኪ ባዕለይ ክጻገመልኪ ኢየ
tig
negative
ኢንታይ ከዓብሰልካ
tig
negative
ዓንጃል ኣበይ እሞ ይርዳኣካ እምበር ካብዚ ድረፊ ዝከፍእ ሰብ ፈንፊንዋ
tig
negative
ኣብቲ ዉሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብስ ኣይታኣዉየሎምን እንበር ሙዉታት ኢዮም ሩሙስ ወሎዶ ሒዙ ኣጥፊኡና ወዲ መድህን በራድ ኤርትራውይ ኣእሚናታ
tig
negative
መቸም ኣብ ጽሑፍካ ዳርጋ ኣጸቢቕካ ሓታትን መላስን ስለ ዝኾናካ ብዙሕ ዝምልኣልካ የብለይን ደሞክራሲ ትብል ቃል ግን ሳዕሪ ጠሓስ ኣይኮነን ገደብ ከም ዘለዎ ውን ክትፈልጥ ኣሎካ
tig
negative
ኣሕ እዚ ጋዕጋዕ ስርዓት ህግደፍ ፋሕ ፋሕ ኣግዝሙኒ ደምሳሲስቱ ትምጻእ እዞም በላዕቲ ክመስሉ ሽፋቱ ኣረሜናት ጨካናት ፍጥረትን ሕልናን ወዲ ሰብ ዘይብሎም ዕሉላት ነጋዶ ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ውድቀት ንጠለምትን ረገጽትን ጨፍለቕትን ስርዓት ህግደፍ
tig
negative
ናይ ጣኒቆ 1ይ ካሴቱን ዘይረሳዕ ዝክሪ አለኒ 2004 ናይ ሕልናይ መጀመርያ ኮነት ጐል ሀዋን አብ ያሸንፍል ዓለም ዘአተኩላ ግዜ እያ ነይራ ዋላ ንሳ አብ ሕጂ ህወት የላን ግን ክስብ ሎሚ ነታ ድርፊ ሄዋን
tig
positive
ሚሉ ዓይነይ ፍትውትው ምቕርተይ
tig
positive
ተባዕታይ ደርፊ ሳሚ ስሚ ልበይ ቀፅለሉ
tig
positive
ዘረባ ኣወል ምድሪ ዘይ ኮነ ክወድቅ ካብ ጠፈር ሃፊፉ ኣባጅጎይ እዩ ዝድይብ ኬፍ ዘለዋ አካዳድንኣ ክኣ ካብ ጀማዓና እያ ዘብሄረ ናይ ሕማመይ
tig
positive
ኣብሽር ወዲ መሬት ዓወት ንሓፋሽ
tig
negative
ሓሰውቲ ንስካ እቲ ትሓቶም ንሶም ካልእ ይምሉሱልካ ወታኣታ መግለጺ ልክበጣኦም ዪ መርጎዲ ክሳዶም ባ ወ ኮይኖም ስዋኣትና ነዞም ህጉደፋ
tig
negative
ሕጂ አብ ትምህርቲ አደይ ከይሓፈርካ ክሪኣ እየ እዋይ እዚ ናይ ጀርመን ቋንቋስ መን እዩ ፈጢርዎ ህውከት
tig
negative
ያ ጽብቅ ኣለካ ትግርኛ ደርፊ ዩኩን ካልእ ቃንቃታት ኣምሓሩ ክደርፍዎ ከለዉ እዩ ደስ ዝብለካ ኣታ ናይዞም ገልኦም ትግርኛ እዩ እሎም ዝደርፉልካ ኮ ከብዲካ እዩ ዝነፍሐካ ኪያሮ ኣነስ ክሳብ እታ ደርፊ ዩኩን ፍልም ክሳብ ትዉዳእ ሊዕሊ 17 ጥራጥ ይጠርጥ ኪያሮ ብፍላይ ከምዚ ንዉሕ እንተ እላ እታ ፍልም ሞ ግፈፎ ከቡደይ ፍጭም ካሃናት ትከዉን ባዕ ትግርኛስ ድቅ ኤረይ ዲኣ ንዛረቦ እምበር ዓዲ ገልኦምስ ብክሳዶም ሓንቅካ ተዛርቦም ዘለካ ዓምጮቅጮቅ እዮም ዘቡሉዎ
tig
positive
ተስፋይ አርከይ ብታእሚ ጽቡቕ ስራህ ቀጽሎ ወገነይ
tig
negative
ሃኒ ነዘን ኣናጹ ዘይተውጽአን ፊልም ከባላሽዋ እምበር ኣይጸብቃን እየን
tig
positive
ንኩሉኹም ኤረትራዊያን ጥራይ ሩሑስ ይግበረልኩም ኣብ ሽግር ናይ ሃገረይ ኤረትራ ደቂ ኤረይ ጥራይ ሰለ ድካፈሉ ሳብር ዓብዱ ዩሱፍ ሓቢቢ ምስ ክብርቲ ወላዲትካ ሰላም ሳብራይ ወዲ ጅግና ስዉእ ኢኻ ለብም በርትዕ ናይ ኣቦኻን ቡጾቱን ተቀበል ኣነ ን ሃገረይ ኤረይ በል ኣበና ስዉእ ዓብዱ ዩሱፍ ለባም መስተዉዓሊ ኣብ ሃገሩ ዓቢ ኣበርኩቶ ድገበረ ኩቡር ሕራይ በሃሊ ዓቃል ኢዩ ንስኻ ዉን ጡዑም ኢኻ ሓደራ ናይ ስዉእ ኩቡር ኣቦና ዓብዱ ዩሱፍ ቀሊል ሰብኣይ ኣይ ኮነን ናይ ወለድኻ ታሪኽ ሕድርን ኣብ ደሃሊኻ ሃሉ ንሱ ኢዩ ታሪኽካ ኩቡር ስዉእ ኣቦና ዓብዱ ዩሱፍ ኣብ ናቕፋ ድደረፎ ኣሎ ምስ ቡዙሓት ሙዚቀኛታት ኣዕሙካ ስምዓዮ ኣስተማቅሮ ንሱ ኢ ታሪኽ ናይ ወለዲ ከም ኣቦኻ ኩነለይ ሳብረይ ጅግና ወዲ ኤረይ ኣታዓባቢያኻ ብልቢ ድናኣዱ ስድራ ኣለካ ኣይ ትሕመቕ በርትዕ
tig
negative
ነሹ ዓርኩ ንዘልኣለም ኣይትንበር እንታይ እዩ ክንድዚ ዘዛርበካ ዕርክነት ኣንርሃም ምንባራ እንታይ ዘነውር ስለ ዘለዎ እዩ በጃኩም ሓጠውቀጠው ግደፍዎ ኣይስልችወኩምን ድዩ
tig
negative
ውሽማ ወዲ ከልቢ
tig
positive
ዋውውውውውው ገለ ዓይነት መለይ 2ይ ኮመንት
tig
positive
ገለ ዓይነት ዝፈልጦም ሰባት ክደርፉ ጀሚሮም ኣለው ቐጽሎ ሃንደበታዊ ፍቕሪ ክኣ ዕጫ ዩ ኣጆኻ ደርፊ ከተውጽእ እኳ ዘይተጸገምካ ትብዕ ኢልካ ጥራይ ሕተታ
tig
positive
ኣታ መሓጎስ ከም ከመይ ዲካ ወድ ሹቐይ እስካስ ህደሙ አይበልካን ጥራይ ክዘዋወሩ ተደሊዮም ሃበሬታ ሂብካዮም
tig
positive
ኖሆም ሽኮር ኬፍ ኣለካ ይኣክ
tig
positive
ናይ ብሓቅይ ሳሌም ኣብራህም ኣይሞተን ኣብ ኩሉ ሂወትና ኣሎ
tig
positive
ወዲ ገብሩ ኣቦ ህዝቢ መትከሉ ዘይቅይር ከምቶም ጅቦኦም ከግፋሑ ዝሕስው ዘይጨማለቅ ከሙኡ ስለ ዝኮነ እዪ ካኣ ብ ዓበይትን መናእሰይን ፍቱው ዝኮነ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉ
tig
positive
ሓሊፈ ኣለኩ ደለይቲ ፍትሒ ኣርኩቡኒ
tig
positive
ኣሰይ ኣጆካ ወዲ ኤረይ ወለላ ማዓር
tig
negative
ሓደ ብፍልጠት ሓደ ብጉልበት ሓደ ብንብረት ነልምዓያ መሬት ሃገርና ኣብርሸይ ታይ እሞ ዲክታቶር ከሎ ኣበይ ክንሰርሕ ክንምዕብል
tig
negative
ኣቲ ዝተሓተትክዮ እንታይ ፍቅሪ ኣፍሊጥኪ እዩ ኪዲ ድኣ ኩሉፎ ኢሉኪ እዩ
tig
negative
ሓሳዊት ንሕና ሀተፍተፍ ገድሻና ቡዛዕቤኮም
tig
positive
ክክክክክክክክክክክክክክክክ
tig
negative
ኣብመንጎ ዕሱባት ኣኽላባት ኢሰያስን ጭፍርኡን ኣብመንጎ ደለይቲ ፍትሕን ሰብ ሓቅን ኣብ መንጎ ደገፍቲ ውልቀ መላክን እምቢ ንምልኪ ዝብሉ ኢትዩጵያውያን ዝግበር ቆይቊ ማዓልታዊ ንምግታእ ኮይኑ ኣሎ
tig
positive
ሕጅ ግርም ኮነ ኣብ ሓደ ንመጽእ ኣለና ኣጆኩም ደቂ እረይ እታ ሳዓት ትቃረብ እያ ዘላ ከምዛ ናይ ሱዳን ክንገብራ አና ሕጅ ንድሕሪት ምባል የላን ፎርሳ ጥራይ
tig
negative
ሃተፍተፍ አይትበል ወያነ ስለዝተሰዓረት ስለዝጸበባ እምበር ንእርትራዉያን ውዒላ አይኮነትን ኤርትራ እያ ላዕለዋይ ኢድ ዘለዋ አለው ጊዜ እዚ ሳላቲ ዘይሕለል ተንኮሎም
tig
negative
ኣታ ውኻርያ ኣብ ቦኽራ ኢኻ ትሓርእ ዘሎኻ ጽባሕ ክወግሕ እዩ ኣባኻ ትእክቦ ዘሎኻ ታሪኽ ዓቑብ ኣሎኻ ብዛዕባ ሰራዬ ኣይትዛረብ ደቂ ሰራዬ ኣይትፈልጥን የለን ባኮ ርእሱ ጸማ ም ኢኻ ናቫጋቶ ሙሽሙሽ ውኻርያ መሰረተ ኣልቦ ሃላይ
tig
positive
ሰላም ዘይብሉ ሂወት ናብራ ኣይኮነን ግን መናፍቃንን ሃርጋፋትን ነጋዶን ገጽ ኤርትራ ክርእዩ ኣይነፍቅድን ናትና ንዓና ካባና ናባና ነንባዕልና ኣብ መሬትና ኣብ ገዛእ መሬትና ብህዝብና
tig
negative
ሃገርን ህዝብን ዘጥፍኡ ክንደይ ብቀደሙስ ክርስትያን ኢዮም
tig
positive
ዋው ዴቭ ሓውና እንካዕ ብሰላም መፃኣካ ንኩለኩም ናይ ክርስትና እምነት ተከተልቲ ዝኮንኩም ኣብ ዓዲ ዘለኩም ኮነ ኣብ ስደት እንካዕ ንባዓል ትንሳኤ ኣብፀሐኩም ኣሕዋት
tig
positive
ኣጆካ ጥራይ ምንጭው ወዲ ኤረይ ኣስሊ
tig
positive
ኣቦ ሓቂ እስኪ ናይ ነቢ የማነ ባርያ ኣብ መዕረፊኡ ኣብጽሓዮ ካባኻ ቡዙሕ ዩ ትጽቢትና ዶ ር ወዲ ገብሩ ጹሩይ ኤርትራዊ
tig
positive
ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ ክምዚ ናትካ እየ
tig
negative
ጉጅለ ኢሳያስን ወይጦታቱን ዝምድርዎ ተቃመርቲ ፈተውቲ ነብሶም ይደግምዎ ህዝቢ ኤርትራ ብጀካኹም ጸላኢ የብሉን ህዝቢ ትግራይ ተቀቢሉ ዘዕቁብ ጭዋ ህዝቢ ኢዩ ስለ ብዓይንና ዝራአናዮ
tig
positive
ንፉዓት ኣጆኩም
tig
negative
ኣየ ኤርትራውያን ነንሕድሕድኩም ክትባልዑ እቲ ቀንዲ ጸላኢኹም ኣብ መንበሩ ኮፍ ኢሉ ይስሕቀኩም ኣሎ ዘሕዝን ሓውኻ እንዳተሳቀየ ብመሪር መግዛእቲ ካብ ሃገሩ ሃጽ ኢሉ እናጠፈአ ምስቶም ነዚ ገበን ዝፍጽሙ ዘለዉ መራሕቲ ኤርትራ እዚኹሉ ሳዕስዒት ዘውጽአቶ ዶ ኔሩ እንታይ ከንካ ዲኻ ሃገርካ ይሕሸካ ስደተኛ ዝኸንካ መግዛእቲ መሪርካ ዶ ኣይከንካን
tig
positive
ህድእ ዝበለ ድምፂ ይበል
tig
positive
የሆንሽ ቆንጅዬ ነገር
tig
negative
ብወግዒ ርእስኽን ኣድኒንክን ንህዝቢ ኤርትራ ይቅሬታ ከይሓተትክን ክብረት ዝብሃል ረኺብክን ማለት ስለዘይክኣልኩ ደቂ ዮውሃንስ ኮራኹር ህግደፍ
tig
negative
ያ ነዚ ሕጂ ድምጻዊ ዲኹም ክትብልዎ ሙኻን ስደት ሕሱም ብሞያኻ ስራሕ ዘይርከቦ ሓቕኻ ኢኻ ክትፍትን እንበር ፋቻኻስ ዕንጨይቲ ምፍላጽ እዩ ኔሩ በዛ ሎሚ ዘቕረብካያ ንሓደ ወርሒ ገጽ ሰብ ከይትሪኢ ዶንጎላ ዋሒድ
tig
negative
ወዲ ትኹል ድርባይ መዋረዲ ህዝቡን ሃገሩን ትፋኡ ዝልሕስ ከዳዕ ጠላሚ ብጾቱ አብ ዓዲ ኳላ ታአሲርካ ከሎኻ መዘክታ ትኹንካ እቶም ምእንቲ ሃገርን ህዝብን ዝሓለፉ ፋ ንስኻን ከማኻን ጠሊምኩሞም ንገንዘብ እትነብር ፈታው ነብሱ ሓሹል ወኻርያ ናብ ልብኻ ተመለስ ህዝብን ሃገርን ነበርቲ እዬም ኢስያስን ህግደፍን ሓለፍቲ በረስቲ እዬም ልቢ ግበር
tig
positive
ጅግና ኣደ ኣባይኪ ይንባዕ ሓላል ናይ ብሓቂ ተባዕ ኤርትራዊት ኣደ ማለት ኣጆኺ ንብዓትኪ ሪኢዩ ነቶም ኣብ ጸበባ ዘለዉ መዋጾኦ ይፍጠረሎም
tig