label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
negative
ዝገጥሙና ዕድላትን እንዳበልኪ ደጋጊምኪ ዝጸናሕኪ ኣለኺ ኣየናይ ብድሆ ዩ እሱ ባዕልኹም እንዳሓማመስኩም ትፈጥረዎ ጸገም ጥራይ ዩዘሎ
tig
negative
ቖርጫጭ ሰልዲ ትርከባ እያ ንድጅታል ወያኔ እንተየሓጊስካ ዶ ሰምዕካ ኣቲኻያ ደሪፍካ ተምጽኦ ለውጢ የለን ነቶም መዛንኑኻን መታዓብይትኻን ኣብ ድፋዕ ገዲፍካዮም ኣብ ምቾት እናነበርካ ንዓኣቶም ኣይኮነን ትደርፎ ዘለኻ እንታይ ደኣ ንጁባኻ እዩ ብመልሓሶም ሃገር ዝሸጡ ብኣኻትኩም ቀለማዊ ናታትኩም ሓፍ ሓፍ ከም ጥዑም ብተይ ተመጽዩ ዝውዳእ እዩ ንግዜ ንሃቦ
tig
negative
ኣንቱም ሰባት አንታይ ኢና ጌርናኩም ከም በዓል እዚኤን ረስሓት ኣይ ተምጹልና ሰምሃር ረሳሕ ሕስርቲ ኣፍ ተሓለመት ኣፍሓርገጽ
tig
negative
ደ ደ ደ ደ ደ ኽብል ኣዕሚቛ ዘ ብደ ደ ይሕሸካ ዓረውረው ኣይትበል
tig
positive
ሓጺራ ብጣዕሚ ምስዳድ ክኣ ትድንጉዩና ኣለኩም ትጽቢት ከፊእና ዝተረፈ ከም ኣብ ንኡስ ዕሚኩም ምህላውኩም ምጠን ዓቢ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ዘለኩም ካብዚ ንላዕሎ ከምትሰርሑ ውን ተስፋ ዘለኩም ኢኩም ንፉዓት ቀጽልዎ ሓድሓደ ጉድለታት ገዲፍካ ኣብ ድሓን ኣለኩም
tig
negative
ኩሉ ብዛዕባ ተመስገን ትዛረቦ ዘለኻ ሓቅነት ዘይብሉ ዩ ሓቂ ተልዩካ ሥነ ሓሳብ በጽሓካ ኪንዲ ፍርቁ ኣይትመጽእን ኢኻ ኣጋእዝያን ከኣ ኣይኮነን ተመስገን ኣይታሓስዉ
tig
negative
ሙሴን ኣየ ሚድያን ብዛዕባ ባህልታት ኤርትራ ደኣ ንህዝቢ ኤርትራ ወይ ውን ነቶም ለባማት ምሳኻ ዘለዉ ዘይትሓቶም ህግደፍ ደኣ ባህልናን ልምድናን ህዝብናን ኣጥፊኦምልና እምበር እንታይ ቁም ነገር ኣለዎም ኤህ ነዌ
tig
positive
ማይናስ ሽኮር ገለዓነት 100
tig
positive
ኩቡራት የሕዋተይ እምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ቀጻሊ ውን ብኻልእ በርቲዕኩም ክትመጹና ኣብ ትጽቢት ጻሎና
tig
positive
መጀመርታ ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፍጠረ እግዚኣብሄር የመስግን ካብኡ ሓሊፈ መንክር ዝፈትው ላይክ ከም ኣመሉ ይግበር
tig
negative
ካትራመ ኩኒ ከምወዲ ባካሮ ሐጎልኪ ብሰማን 81 ምስ መርተ ካሕጂ መርቱ አንቲ መራት
tig
positive
ኣብሪህሞ ሽኮር ብጣዓሚ ደስ
tig
negative
ኣብ ትሕቲ ሕምብርትዝኺ ከ ከመይ ይስምዓኪ ኣሎ ኣግጭው ኣንዶ ኣብልያ ምስ ፊልሞን ዕንዝራ ክክክክክክ
tig
negative
ሳላ ወዲ መድሂን በራድ እንታይ ተሳኢኑ ንእስነትና ድኣ ኣብ ስደት ትቅህምም ኣላ ፋሕ ኣቲዩና ምስ ኣቦና ኣዴና ምስ ሊቢያ ምስ መታዓቢትና ካብ ሃገርና ተጓሒፍና ኣብ ስደት ብጭንቀትን ሕርቃንን ቀሲንና ኣለና ኣብኪኽና ማማ ስነ ጥበባዊት ማማ ጽገ ልብና ተመቃቂሉኣሕ ኣሕ
tig
negative
ምስክነይቲ ፎኮስኮስ ኣቢልዎ ኣስመሮም ቆራጽ ከማኻ ይብዝሑ ፎዝያ ግና ካብ ኣይኣ ዝተማሃረቱ ኣብ ክሊ ሕቶ ከርተት ምባል መሪጻ ወዲ ባህታ እውን ካብ ናይ ተስፋጋብር ዘይሰንፍ ጀጋኑ ኤርትራውያንን ድምጺ ህዝቢ
tig
positive
ኣታ እንታይይይ መሲላ ዘላ ንተጋሩ ዘይናቶም ዝህብ ዝፃረፍ ባዕላ ማሪያም ኣክሱም ያ ትምልሰልኩም እግዚአብሔር ይመስገን ትሪኢዋ ዘለኹም መሲላቶ ዘላ በስማም ውይይይይይይ
tig
negative
ብቁዕ ኣቦይ ጀነራል ጨምላቕ በዒንትኻስ ኣይኮነን
tig
negative
ተረዋኢት ባዓልኪ ኣይትጥፍእና ዕደጋኪ ጸይክያ ከም ቀደም ዳኣ ዲስ ላይክ ተቀበሊ
tig
negative
ኣምላኽ ብየማኑ ይቀበሎም
tig
positive
አጀኩም አብ ጎንኩም አለና ቀጽሉዎ
tig
positive
ጽቡቅ ሙዚቃ ጽቡቅ ግጥሚ ጽቡቅ ክሊብ ናይ ባሃቂ ተስፋ ዘለካ ኢካሞ ቀጽሎ ዝሃወይ ብዝያዳ ግን እታ ምሳካ ክሊብ ዝሰረሀት እብዛ ነቲ ስራህካ ከም ጻሃይ ኣድሚቃቶ ንኣኣ ውን ምስጋና ይግባኣ
tig
positive
ምቕርቲ ሽኮሪና ንዓኺ ሲ00000
tig
negative
መን ጸ ዋና የብሉን የሜል ንብረትናዶ
tig
positive
በራኺ ሽኮር እንቓዕ ብድሃን መጻኻ ብፍላይ ታሪኽ ኣብ ምምሕልላፍ ትጻወቶ ዘለኻ ግደ ኣቢ አዩ ቐጽሎ ጂግና ወዲ ጀጋኑ
tig
positive
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ
tig
negative
ሎምስ ኸኣ ሕልፍ ሓሊፍኩም ልኡኽ ናይ ፈጣሪ እንዳበልኩም ትውድሱ ኣለኩም እዋይ ሕልና ኣልቦ ዝኮንኩም ሰባት ወዲ ትኩል ብዕራይ ጋሽ ባርካ እምበኣር ንሰብ ስልጣን ክትውድስ ትውዕል ኣለካ ወዲ ትኩል ክባሃል ከሎ ቐደም ክቡር ስነጥበባዊ ኢካ ኔርካ እንተሕጂ ሓምሊ ኣድጊ ተቀይርካ እንታይ እዩ ጸገምካ ኣሰር ኣሕዋትካ ዘይትሕዝ ንስካስ ሰብ ምስመራሕካ እምበር ብሰብን ሰልድን ዶ ምስተገዛእካ ግን ደሓን ኽሓልፍ እዩ ኩሉ ኣጆና ደቒ ኤረይ ደቕዛ ሓላል መሬት ሓድነትና ጥራይ ነትርር ኩሉ ጽባሕ ነበር ኽከውን እዩ ነባሪ ህዝቢ እምበር ነባሪ ስርዓት የለን ነባሪ ስርዓት ተዝህሉ ኔሩ ናይ በዓል ሂትለር ስርዓት ምሃለወ ኔሩ ንግዚኡ ግን ይህሉ እዩ ንዘልኣለም ግን ክነብር ኣይክእልን እዩ ምክንያቱ ንህዝቢ ኹሉ ግዜ ክትራስዮን ክትረግጾን ስለ ዘይከኣል ሕጂ ውን ካብ በዓል ወዲ ትኩል ፍትሒ ኣይንጸበ ምክንያቱ በዓል ወዲ ትኩል ትረፍ ፍትሒ ከምጽኡ ንነብሶም ክውንኑ ኣይከኣሉን ፍትሓውያንን ፍትሒ ከምጽኡ ዝኽእሉን ግን ኔሮም በዓል ባርያ ወገነይ ወገንካ ብሃይማኖት ቐቢላ ውጊድ ምፍንጫል ናይ ጥፍኣት ታኬላ ኣብ ሓንቲ ሓሳብ ትኩን ሃገርና ብኩላ በዓል ባርያ እንትርፎ ጋጋት ከጽብቡ እምበር ጋጋት ኣየግፍሑን እዮም ኸምኡ ስለ ዝኮኑ እዮም ኸኣ ከም በዓል ወዲ ትኩል ክነብሩ ዘይኸኣሉ ሓቒ ረጊጾም ክኸዱ ሕልንኦም ኣይፍቕደሎምን እዩ ልቦም ዝበሎም እዮም ዝዛረቡ ኔሮም ኣብራሃም ውን ኢልዎ እዩ ፍልልይና ጸይርና ንከባበር በዓል ወዲ ትኩል ግን ኣብ ውራይ ናይ ሰይጣን እዮም ዘዳክሩ ከምዚ ሕጂ ንሪኦ ዘለና ማለት እዩ ኣብ ዘይሰላም ሰላም ኮይኑ እዩ ይብለና ኣሎ ነዚ ጽሑፍ ተንብብ ቢ ዘለካ ኪ ኣብ መንገድካ ኪ ኣሳልጦ ይምነየልኻ ኪ ካብ ልበይ
tig
positive
ተዓወቲ ኣንበሲት እንቋዕ ብሰላም መጻኪ ብሩክ ቁዱስ የውሃንስ ካኣ ንኹሉ ህዝቢ ዓለም
tig
negative
ኣቲ ቦሶሮ
tig
positive
ዋውውውውውውው ወዲ ቐሪን ሓቢቢ
tig
positive
ኣረጊት ከ ትጠንስ ዲያ ኢልዋ ትጠንስ እወ
tig
negative
ምሊ ተሪፋ ኣላ ሕጂ ክርደኣ ቅሩብ ንቅጽዓያ ከይተብዝሕላ ግን ተደሊኹም ክክክክክክ ከምዚ ናይ ዝኤን ከይትገብርዎ ወይ ሽግር ክትከብር ሓውኻ ኣቦኻን ኮይና ሎሚ ነዞም ገለ ወደጀ ሰብ መልሓስ ድላያ ናይ ምግባር መሰል ኣለዋ ትብሉ ከኣ ገለ ክንብለኩም ንሕና ውን ድላይና ናይ ምግባር መሰል ኣለና ተደልና ላይክ አንተዘደልና ከኣ ድስላይክ ንህብ ዳሕራይ ከኣ ክትፈልጥዎ ደለኩም ንሕና ከም ኤርትራውያን ብናይ ኢደይ ኢድካ ዝፍለጥ ቃልሲ ኣክይድና ኢና ነዚ ሕጂ ትደርፈሉ ዘላ ቃንካ ኣውሕስናዮ ሕማቅ ዕድል ኮኑ ውን ጻማ ቃልስና ስደት ተደብስና ነዚ ከኣ ኣብ ግድንና ኮይኑ ኣጆና ዝብለና ደኣምበር ካልእ ድውስከና ሲ ኣይንደልን ኢና
tig
negative
ፍኣድ ያሆ ሃገር ብ ኣውራጃ ገማሚዕና ሓኾምሽቲ ንኽትከውን ንጽዕሮ ዝለና ቐሊል ኣይኮነን እሞ ሕጂ ውን ወዶ ደንከል ክትከውን ተስፋ ይገብር ካብቶም ዝነብሩ መታን ክትከውን
tig
negative
62570 1483 እንዳ ህግደፍ ጉኑፋት ለወስቲ እንቃቕሖ
tig
positive
ድንግል እያ ዋሕሰይ ኣሜን ግዳ ዘይትብል ስም ናይ ኣደ ኣምላኽ ገርካ ትሕሱ 03
tig
positive
ነዚኦም ዝጠቀስካዮም ሰባት ብብሓደ ከነጥፍኦም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ክንወደብ ኣለና
tig
positive
ደቂ ኢረይ ሓላላት ኣጆኩም ቀሪብና ኢና
tig
negative
ኣታ ኣበይ ኔርኩም ኢኩም ኣብ እርጋንኩም ትኮኖ ዘላ ጠፊኩም ዶ ሎክመኛታት ብዛባ ህዝባ ዘይደረፍኩም ብዛዕባ መሬት እዋይ ርእሲ በጃኩም ኣንጻር ሕልናኩም ዘይትዛረቡ ብዘይ ጠቅም ዝናኩም ኣይተባላሽዉ
tig
positive
ተላለይኒ እንዶ ፉሉይ ስራሕ ዱላ ጎበዝ
tig
positive
የቀንየልና ገጣሚ ውቅያኖስ ጉዕሽ ኢሉ ውን ቆርጫጭ ጥበብኩም ይሰስን ደቂ ዓበይቲ
tig
negative
ጥር እልካስ እኩያለ እታይ ገደሰካ ወደይ ከም ናይ ኣሕዋትካ ጽቡቅ ተልሂት ንላዓሊ ዘይትመጸና በል ሩሑስ ሐድሽ ዓመት ይኩነልኩም ይግበረልና
tig
positive
እረ የተርጓሚ ያለህ ቋንቋው ባይገባኝም ተረድቸዋለሁ በቪዶውዎ አቤት ድምፅህ ውበትህ በቃ ኤርትራዎች ውስጤ ናችሁ እኔም ስደት ለቆኝ መጥቸ ሀገራችሁን ለማየት ያብቃኝ
tig
positive
ኢማ ወዲ ጽብቅቲ ደርፊ ንገርዋኣ
tig
positive
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት ኣቦታት ን ብጹእ ወቁዱስ ኣቦና ኣንጠንዮስ ካኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ካብዚ ጨካን ስርዓት
tig
negative
ዓጋመ እንታይ ገድሽኩም ኢዩ ሰማሃር ሓፍትና ኢያ ባዕልና ኣለናያ ቖማላት ዓጋመ ሕማቕ ክንግበር ኢኹም ተተባቡዑና ኣብ ጽብክ ከይንበጽሕ ምንታን ኢልኩም ልዕሌኹም ከይንረአ ኢልኩም ኢኩም ቶንኮሌኛታት ደቃሉ ካብ ዝጋዋሓ ጸላኣትና ኢኹም
tig
negative
ወዲ ትኹል የሚፈልጉ ተደሚሩ ማይን መዓርን ጋሕሲ ዝወደቀት ስጋ ሓመድ ዩ ጉዝጓዛ
tig
negative
ጀላዕ ነታ ሃገር ሐንቲ ነገር ዘይገበርኪ አቲ ጎይታኺ አጋመ እዩምሳና ኮይኖም ሃገር ድሰርሑ እዮም እስኽ ከእንታሪኽ አለኪ
tig
positive
ኣንቲ ሓላል ሃገር ሃገረ ሰማእታት ምስ ደቂ ልምዓት ዶ ምስ ደቂ ጥፍኣት ሰማያዊተየ ባንዴራ ኣቦታተ ምስ ዞም የሕዋተይ ዶ ምስ ዞም ጸላእተይ ኪሮሰይ ብሰታሪት መረብ ሰጊራ ዓድና በጺሓ ጥበብካ
tig
negative
ኢሰያስ ኣፍወርቂ አብርሃ ተምቤናይ ወዲ ምድህን በራድ ወዲ ጋሕባ ሕሱር ôźţ ቀሪባ እያ
tig
negative
ስቅ በል ማአልቲ ጋህታፍ ገፊሕ አፍ ኢስኪ አኬባ አይትፈላሊ ናይዝነበረ ይንበር ክቃለስ ወጺኡ ጋሐፍ
tig
negative
በረኻታት ንልበይ እቲ ዓቢ ከተማ ኣደይ ዘዘኪረ ስደት ባዓለገ
tig
positive
ሞት ከም ኣዳም ኣደታተይን ኣሓተይን ነቂለን ዓይኒ ኣባይክን ይደፈን
tig
negative
ኣታ ብኤርትራዊነትና ዘህፍሩናስ ኣብ ኢሮፖ ተኣኪቦም ኣለው ድኽነቶም ዝረሰኡ
tig
positive
ወዲ ያረድ ሎሚ ክሒስካኪ በቃ ኣጆካ ደጊም ገጥ ጥራይ በል
tig
positive
ተጋዳላይ እጃጂዬሞ እዞም ውሑዳት ኣካልብ
tig
positive
ናሆም ስቡክ ስራህ
tig
negative
ብኸመይ ግን ን ንኢሰያስ ዝዉረስ ፕረዘንት ጡፍ ካብ ቀደሙ መልሓሱ ንጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ዝሕግዝ ኢዩ ኔሩ እንታይ ኮይኖም ንባዓል ድሩዕ ዘይገበርዎም ብጠዓሚ ኢዩ ዝገርመኒ
tig
positive
ኣማንኤል ጽቡቅ ሕቶ ወዲ ተምንዎ ጽብቅ መግለጺ ኢዩ ግን ኣብዝ ሕቶ ኣለኒ በዓል ወልደንኪኤል ሃይለ ወዲ ፍላንሳ ወዲ ፈንቅል ኣብ ምንታይ ነሮም ኣብዚ እንተርቪዉካ ኣይትገልጾምን ኣለካ ክንሰምዕ ከለና ግን ወዲ ሃይለ ኣብ መራሕቲ ሓይሊ ከም ዝነበረን ይቃዎሞም ከም ዝነበረን ኢና ንፈልጥ
tig
negative
ብእምነት እስቲፋኖስ ድልዉ ውዒጎ እዚ ጂግና ወዲ ትኹል እብል አሎ ሰይጣን ዝኾነ ወያነ ተሳዒሩስ ሰላም ኮይኑ ማለት ጀጋኑ ቄሮ ንሕወሓት ካብ አዲስ አበባ ቤተመንግስቲ ምስ ሃደንዋ ከም አራዊት ሕወሓት እግረይ አውጽኒ ንመቀለ ሃዲማ አብ ባህርዳር ተሓቢአ አላ ተስፋ ይገብር ንሕቶኻ ብትኽኽል መሊሰልካ ክኸውን ንስኻውን ብመልሰይ ዓጊብካ ክትከውን
tig
positive
ኢትዮጵያ ለዘላለም ትኑር አንድ ሚያረጋትን መንግስት ያምጣልን ፈጣሪ
tig
positive
ዋ ከመይ ደኣላ እዛ ጉዳይ ዘይጠዓምካዮ ፍቅሪ ምዕባድ
tig
negative
ምኒስትሪ ሽግር ንሕናኮ ንሕዝቢ ድከውን ሕጊ ሲኢና ገዲፍናያ ንሰበ ስልጣን ዝከውን ሕጊ ኢና ሲኢና ብሕጊ ደይቡን ዉረዱን ህዝቢ ኣሳትፉ ንህዝቢ ከኣ ኣይትዓምጹ ናጽነቱ ኣይትግፈፍዎ ካብ ኩላትኩም ምኒስትሪታት ጀሚርና ክሳብ ዝተዓሙ ዓድታት ኣብ ኤርትራ ገበነኛታት ኢኩም ሰብ ተዘይ ቀተልኩም ዕድመ ወድሰብ ግን በሊዕኩም ብዘይ ሕጊ ኬድኩም ክትብልዎ ኣታሊልኩም ሸፊጥኩም ኩሉ ሰራቂ ንብረት 1 2 3 ዓመት ከምዝእሰር ንፈልጥ ሰብ ዝሰርቅ ሰብ ድማ ከምዘይ እሰር ንፈልጥ ንኣብነት ኣብ ሓጺር ግዜ ብርሃነ ኣብረሃ ተሰሪቁ መን ሰሪቅዎ ናበይ ዚፍጽሞ ስለምንታይ ዓሎቅቲ
tig
negative
ጹንዕ ብሱል ዘረባ ግን ኣብ ኣከለጉዛይ ዶቦም ኣይፈልጡን እዮም ወደብ ከምዘለዎም ሃስዮምኻ እዮም ኔሮም ዝበልካያ ተጋጊካ ሻውሽ ጥራይ ድዩ ኣከለጉዛይ ወይ ኩላትና ኣብ ማስመድያ ዘይተቀመጥና ክንደይ ሙሁርን ርህሩህን ስቅ ኢሉከም ዘሎ ኣይትፈልጥን ዲካ ኣከለጉዛይ እኮ ንበዓል ኣብርሃም ተወልደ ንየማነ ባርያ ዝወለደት ማህጸን እያ
tig
positive
እንኳን አደረሳቹ አለባበሳቹ አንደ ስማቹ አንደኛ ነው
tig
negative
እዚ ወዲ ካብ ቀደም ህግደፍ እዪ ኣብ ደምበ ፍትሒ ኣትዪ ህዝቢ ዝብትኑ ሓደ ካብኦም ምኳኑ ኣብዚ ዝሓለፈ 5 ወርሒ ኩሉ ነገሩ ኣስተብሂለሉ ኣለኩ 100
tig
negative
ኣጃካ ሓወይ ንዓካ ዝበሎ ኩሉ ኣምላክ ኣበራቢሩለይ ኣሎ ብጣዒሚ ዝሕዝን ኢዩ ኡፍ
tig
negative
ወዲ ዓዳ ዘፍትወላ ትጥለምካ ብላሽ ብዓለብርሃምዶ ምጠፉኡ እፍሊ ሽንቲ ምንቲ ሃገርን ህዝብን እፍሊ ዝነብሩ ዘለው ከደዓት መበቆል ያላል ድምሱሳት
tig
positive
ቖርጫጭ ደቢስካና ተዓወት እንቛዕ ብድሓን መጻኻ
tig
negative
ስደተኛታት ስዊዝ እቶም ንነጋሲ መጸዋዕታ ዘይመጻኹም ኣብ ስዊዝ ትነብሩ ኣብ ነጻ ሃገር እንዳ ነበርኩም ዝፈራሕኩም እምበር ዶ ኣሰብኡት ኢኹም
tig
positive
ኒባህልና ስለዘንጸባረቅዮ
tig
negative
ዲስላይክ ጽገቢ ዝበላ ከይትግምጠል ምስ ህዝቢ ሓዊ ትኣጉድ ድዩ ዝባሃል ባዕልካ ክይሓሰርካ ከለኻ እዛ እምበርኩሉወየ እለያ ህዝቢ ተቂሒሩ መላሲ የብሉን ናይ ደቂ የውሃንስ ናባኻ ከይትግምጠል ማይኮ ክርዊኣኪ
tig
negative
ኣታ ወይለከ ትብሃል ውሽማ ትባዕ ድያ ወዲ ብድብድ ጉሓፍ ተሕዝን ኢካ እሞ ንስካ ሓውለላ እቲ ትኬት ወይ ህግደፍ ይክፈልዋ ነጅስ ዋሒድ
tig
negative
ክስማዕ ዝግበኦ ድሕሪት ተሪፉ ክትርኢ ከለኻ ብጠዓሚ የሕዝን እምበር ደርፊ ብኹላ ምላ ጽፍፍቲ ያ ኣገናዕ
tig
negative
ኣግዓዜያንዶ ኣግእዝያን ናብ ናይ 3ሺሕ ዓመት ስልጣኔዶ እንታይዶስ ሜዲስ ናይ ጃንሆይ ናይ 3ሺሕ ታሪኽ ድሓር ክንዳይ ታሪኽ ተሓሊፉስ ንሕና ኤርትራውያን ሃገርክ ሰሪሕና ሃገር ፈጢርና ነዚ እብ ቅድሚ ዓይንኻ እትርእዮ ጭቡጥ ህልዊ ታሪኽ ክትዕዘብ ዘይትኽእል ብናይ ዘመነ እኒ እኒ ታሪኽ ክትጃሓር ህዝቢ ክትእክቡ ዘይኮነስ ነዛ ዘላ ሃገር ክትፍንጥሑ ከይደቀስኩም ትሓድሩ ደቓሉ ደቂ ኢሳያስ ጥፍእትኩም ንባሃህለላ ያ ሰረቕቲ ምስ ፈጥርትኹም ትውዕሉ ብልዎም
tig
positive
ሲንጣቀይ ናይ ሕማመይ
tig
positive
ሳሚዬ አነተ አደለም ዘፍነህ ብታስነጥስ ራሡ ለኔ ምርጥ ዜማ ነው የኔ ተወዳጆ ምርጥ ስራ በራበን ሰአት ነው የተከሠትከው
tig
negative
ኣየ ኣቶ ኢንጂነር ካብ አድመ ናብ ሐስረት ካብ ድራፊ ናብ ለፍላፊ ካብ ዓቢ ናብ ቆልዓ ካብ ለባም ናብ ዓሻ ሙኻን ካብ ድለካ በል ከትፍለጥ አዚ ሀዝቢ ነዝክብሮ ዝጥዕሞ ነዝሕስሮ ካኣ 100 አጽፍይ ጌሩ ዝመለስ ሀዝቢ ኢዬ አሞ ክሳብ የቅሬታ ዘይሓተትካ ናይ ዝመና ክኽሕስ ሕስረት ከይኮንካ ኣይከተርፍን ኢኻ አሞ ኣብ ኤርጋንኻ ኣይትባላሽው ዋ
tig
negative
መረረን ማሕዮ ሎሙስ ዋእ ናይ ግዳይነት ኣተሓሳስባ ፍታሕ ዘምጽእ ኮይኑ ኣይስምዓንን ሞራል መንእሰይ ከለዓዕል ዝኽእል ንወኑ ዝተንኽፍ ሃገራዊ ሞዛሙር ድዩ ተወዲኡ ዝደርፍ ይቁንዞ ዝገልጽ ዝቁንዞ ዘይተጨልገመ የለን ነቲ ቃንዛ ዘትፈልጦሞ ከኣ ደሊካ እካ ኣይትረክንን ስለዚ ሞራል መንእሰያት ሓፍ ኣቢልካ ንካልእ መድረክ አነጋገር ተራ ደረፍትን ንቕሓተን ክከውን ዘለዎ ንሰብ ቁስሉ ኣይተዘካክርዎ
tig
negative
ኡይይይይይ ኤማየ ሑብ ተዳኪለ
tig
negative
አቶ አማኒኤል ድሕሪ ባይታኻን መነትካን ከይገለጽካ አሰና ኢልካ እንታይ ኢዩ ኣተሓሳስባኻ አሰና ክንብል ሃገረ ኤርትራ ንስባ ጎረቤት ዘይኮነ ብወዲ መርየት ህዝቢ ወዲ መርት ቖጻሊ ዘውደቐሉ ንህዝቡ ዝሓልን ክኸውን አለው ይብል ናይ 1985 ስደተኛ የቐንየለይ
tig
negative
ሐሳዊ ሕጂ አይገደፍክዎን ትብለና ባዕልኻ እንዲኻ ወዲ አለኹ ደሐንኩኑ ዓይነት ተፍኒኻ ብድሕሪኡ 3ተ ግዜ መጺኻ ኤርትራ ይባሀል ኩሉ ግዜ ሰብ ትደሊ ግን ንስኻ ቶምዝፈልጡኻ ወዶ ገባ ኾንካ ንጸላኢ እግርኻ ዝሀብካስ ብሕጂ ዘይተዛረብካ ከተድምዕ ዋይ ዝወረዳ ኤርትራ ሃገረይ እስኻስ ንበዕልኻ ንባዕልኻ ትግራዋይ ከብዚ ይቱብ አይትጥፍኡና ዘለኩም አረጋይ አረገይናዓገጋመ ሽም እዩ 2ይ ምህርየ ዝብል ተመስገን 3ይ ነጋሲ ሰረቀ ዝበሃል ሰረቀ ውን ትግራዋይ 4ቲ ፌቨን ትበሃል እዩነዚ ንርሴኹም ዮንሃፕ ቁምነገር አልቦ በዓል ከዳዕ ካብ ብአኹም ትወግሕስ ኢሰያስ ይሕሸና ካብ ንፈልጦ ሸይጣን ባዓል ንስኻስ ቆልዑ ተዕብዩ አለኹሞ አድጊ በረኻ ወደሐንካ ስጋብ ገዲፈዮ ኢልካ ተናዚዛ
tig
positive
ጂጂ ነብሲ እዛ ተዋስኦ መበቆላ ናይ ግርማይ ኣመሪካኖ ስለዝኮነት ክትምጉሶ ክረዲት ኣለካ ብዝኮነ ሰኒ ስራሕ ክክክ
tig
positive
ብዛይ ጋዳሎ ጽብቅቲ
tig
positive
ልክዕ አብርሀም ገብረመድህን ዋውው ደስ ትብል እያ
tig
negative
ምናቹ ነው አስቸገረህ ኣህያዎች ኣንድ መሆን የለም እንጅ ትግሬ ዎች የብቻችን ይሻለናል ስው ኣማራ ስሆድ ወደ ትምህርት ገድላች እያላካችሉን ኣንድ እንሁን ትላላቹ
tig
positive
መርሓባ ጻዕራም ህዝብን መንግስትን ሃገረ ጽንዓትን ተጻዋርነትን ኣጂዮና
tig
negative
ኣበይ ዘሎ ሰላም ዩ ሃገር ቢ ራዕድን ፍርሕን ዲክታቶርነትን ተወሪራ ዘላ ሃገርሲ ሰላም ኮይኑ
tig
negative
ፎዝያ ሓፍትና ጽባሕ ኣብ ኤርትራ ብዝሓደራ ሕማም መይታ ኢሎም ከይጥፍኡኺ ብሰላም ትነብርላ ሃገር መሪጽኪ ጉድ ህግደፍ ንህዝቢ ግለጽሉ እንተዘየሎ ካባና ንላዕሊ ነዚ ስርዓት ስለትፈልጥዮ ትሕቲ መሬት ክዳጉነኪ እዩ
tig
negative
ፎፎ ጨናዊት ኣፍ
tig
positive
ድምጺ ደቂ ኤረይ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ተጸቦእ ሕለሚ ዓባይ ትግራይ ወያኒ ደው ምባልኩም ኣብዚ ሾሻል መድያ የሕጉስ ዶርሆ ተሓለመት ጥረ ምረ እዩ ጸገምና ኢሰያስን የሕዋትና ሰዓብቱን እዮም
tig
negative
እንታይ ይቡሉ ኢልካዮም ህዝቢ ኤርትራዩ ዓዋን ሓውናዩ ዝብልዘሎ እንበር ኣብማኣስከር ተኾነ ቢከዝ ኤርትራዊ ንሶም ዪኸዱዎ ኣብኦሮፓ ተኾነ ብስም ኤርትራዊ ኣትዮም ካብህዝቢኤርትራ ዪሃድሙ ኣሞንጎናኣትዮም ዪፈላሊዩና ህዝቢኤርትራ በላዕኡን ቀታሊኡን ኣይፈልጥን ዩ ብፍላይ እዚሓተላ ዎሎዶ እዚ ንምንታይ ዘይኑሱ ኪመስልዳኣ ተለቂሑ እንዳኸደ ኣዲሳበባዶ መቀለዶ እንዳበሎ ሓዉጥምየት ንከለና ሸንዳህዳሕ ዝወራዘየሉ ሓወይ ናይህቢኤርትራ መወዳእታየብሉን
tig
negative
ዳዕሮ ጥልያን ዳዕሮ ደቂ ዓንዱ
tig
negative
ንስኻ ኢኻ ስራሓ ዝይብልካ እምበር ኣታ ጨናዊ ቢስቢስ
tig
positive
ናሆምይ ኣጆካ
tig
negative
ምስክነይቲ ዓጀውጀው መበሊኡ ኣስመሮም ቆራጽ ከማኻ የብዛሓዮም ፎዝያ ግና ካብ ኣይኣ ዝተማሃረቱ ኣብ ክሊ ሕቶ ኮለል ምባል መሪጻ ወዲ ባህታ እውን ካብ ናይ ኣስመሮም ዝተዓመ ጀጋኑ ኤርትራውያንን ድምጺ ህዝቢ
tig
negative
ጋሕባ ኣፍ ኣድጊ ሃገርና ዲኣ ተባታቲኑ ሕዝባ ጊርም ኣላ አኮ ይቢል ኒዓዲ መእተዊ ዲካ ደሊካ
tig
negative
ስደት ስዲ ኢዩ ኣቲ ጎሓፍ
tig
negative
ኣቱም ሰባት ሓንሳብ ዕድል ሃብዋ ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዘላ ከመይ ጌራ ያ ሞ ሓቂ ክትዛረብ ሓቂ ድዛረብ ዶ ኣብ ኤርትራ ይሓድር ዩ ስለዚ እቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ጭኮና ኣብ ግምት ነእትዎ በሊ እናተባህለት ያ እንበር ኣይናይ ኢላቶ ምስኪነይቲ
tig
positive
ጆሊ ማራ ኢየ ድፈትወካ
tig
negative
ልክዕ ልክዖም ምስነገርካዮም ዓጋመ ይብሉኻ ብዓቢኡ ዓጋመ ተንቤናይ ሓቚፎም እንዳኸዱ ሃላያት
tig
negative
ደቂ አንስትዮ እኮ እየን ንይግደፍ ደው ዘበለኦ ሕሉፍ ሐሊፈን አብ ልዕሊ ረሳ መንእሰያት ነቐፌታኣ ከይተረፈ ንትርሓስ ዘይትፈልጣ ክንሳ አብ አፍልጦ ዘይብላ ነገር እንታይ ሕቡሽይ አለዋ መንእሰያት ወርቃዊ ጓሐፍት አይተጥፍ ኡ ከምዚ ዝ አመሰለ ሃለውለው ካልእ አዘራርባአ ድማ ብ አውራጃዊነት ሃገራዊ ጉዳያት ክካየድ ትድግፍ እያ
tig