label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
negative
ትግራይ ትግርኚ ዮያዳዕ ብሓደ ክንነብር ኢና እንተበልና ኣስላም እንታይ እዩ ጸገምኩም ፈቲኩም ጸሊእኩም ደሓንዶ ዶ ምስ ኣስላማይ ናይ ሸሪዓን ቃንቃ ዓረብን ዝደሊ ኣብ ኤርትራ እቲ ትግርኛ ከማን ኣከለጉዛይ ምስ ሰራየ ወይ ሰራየ ምስ ኣከለጉዛይ ከማን ተኣማንነቱ ስለዘይብልና እቲ ትግርኛ ምስ ሓዉ ትግራዋይ ብሰላም እዩክነብር ዝደሊ ዝኮነ ይኩን ትግርኛ ትግራዋይ ሓወይ እዩ ኢሉ ናብ ክብርታቱን ዝመጸ መርሓባ ያእ ኣይፋለይን ምስ ኣስላማይ ኮይነ ሎቅመጽመጽ ክብል እየ ሓንሳብ ተረፍ ናይ ዓረብ ሓንሳብ ተረፍ ናይ ጥልያን ክልሕስ እየ ትብል እንተሊካ ክርትፍትፍ ኣቢልና ከምቀደምኩም ንሱዳንኩም ከም ኣቦታትኩም ጀብሃ ገሌኩም ትስውኡ ትመስሉ ኣብዚኣ ትበልዩ
tig
positive
ይህዋት በጃኩም ደርፍቲ ኣይትህሰዩ ዳውን ሎድ ገድፍው በጃኩም ንሃግዞም
tig
negative
መዓናጡን ሓርገጽ ከምዝቀየሩ ተዛሪባ ክክክ ተሓዋዊስዋ መስዋእቲ ከምዝተገብረሉ ውን ትዛረብ ኣላ ወያነ ከኣ ኢላ ክክክ ትግርኛ ግምጥልልል ኢላ
tig
negative
ሰደፍኩም ሕዝኩም ጥራይ ተዳለዉ ንመፃኩም ኣለና ዓጣሪት ማሓውሩ ንላዕሊ ዘፈጸምዎ ኣለዎ ሕጂ ክኣ ተስፋ አሰያስ ዘግምጠለሉ ስዓት ኣኽላ ኢያ ተዳለዉ ሰደፍኩም ሒዘኩም ሎሚ ጽባሕ የለን ይኣኽለና ስደት ህግደፍ መስ ደቂ መዛምርቱ ክነጥፍኦ እዩ
tig
positive
አጆካ በርትዕ ዝያዳ ብዝበለጸ ግን ንእግዚአብሔር ብመዝሙር እንተተመስግን እቲ ዝዓበየ በረከት እዩ
tig
negative
ኣታ ወይለከ ትብሃል ውሽማ ሓውካ ድያ ወዲ ብድብድ ድቃላ ተሕዝኑ ኢካ እሞ ንስካ ሓውለላ እቲ ኣታዊኣ ወይ ህግደፍ ይክፈልዋ ሰክት ዋሒድ
tig
negative
ጥበብ ጥበብ ሓፋሽ እዩ ከውሊ የብሉን ሕቡእ ምስጢር ሂወት ይገልጽ እንበር ካብ ህዝቢ ዘምልጥ ውሳኔ ካብ ብበጥ ዝኸይድን ገመል ኣይፍለን እዩ ስለዚ ኩሉ ተዝግለጽ ኮኾብ ኣይኮነን ከዋኽብቲ ምስተረኽቡ ሽ ግ ኣርክ ዋ ን
tig
negative
እዋ እንታይ ዓይነት ፍልም ዩ ወደይ ወላ ሓንቲ መልኽቲ ደይ ብሉ ኣቃርጾ በጃካ
tig
positive
ሳሚ ንፉዒ ብጠዓሚ ጽቡቅ ስራሓ ነዞም ግዳያት ዝኮኑ ዘለዉ ምድራፍካ ኣድኒቀካ ኣጆኩም ደቂ ኤረይ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ ድሕሪ ጸበባ ብርሃን ኣሎ ኣጆኩም ንዝመቱ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ንስድራ ከ ጽንዓት ይሃብ
tig
negative
ኪዲ ያኸ ፍቕሪ ክትደርፊ ኣየምሕረልክንዩ ከቢድ ዋጋ ምኽፋልዩ ዝጽበየኪ ዘሎ ዕንቅርቢት
tig
negative
ኩላትኩም ዶ ወጭጭክን ሓቀይ ክንድታ ፍረ ጣፍ ትኹን ዓቅምን ኣፍልጦን ኮታ እልፍ ኢርይራይ ኣብዚ ነዛ ምሽምሽቲ ከተሐጉሳ ንኹቡር ጀነራል ስብሓት ተጸረፍክኖኦ ክንድቲ ሽንቱ ኣይትመጻን ኢኽን እዘን ሉኡኻት ውዒግን ዝኾንክን ኢምበር ኢሱስ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ጀነራላት ኣምጺኽን ዋላ ሓደ ድዋዳደሮ ኣይትረኽባን ኢኽን ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢዩ ወይለኽን ደቅ ከደምቲን ውዒግንን
tig
positive
ኣይትህሶይና ኢባ ትድገም ኣላ ግን ድሓን መዛኻከሪ ይከውን ኢዩ ፍልይ ዝበለ ኣሙጽኢልና
tig
positive
ሺኮሪና እታ ኪሊብ እካ ብጣዕሚ ደስ ተብል ኣጆኪ ቀጽሉዮ በሊ
tig
positive
እውይ አርዳአ ሕርደይ ክልደይ መስቅምንግር ክምዝይ አይው ክጽለልው
tig
positive
የቀንየልና ቆርጫጭ ክብረት ይሃበልና ኣጆካ ካኣ ኣብ ኮንካ ኣለና ቆርጫጭ ነብሲ
tig
positive
ኣብይን ሰዓብቱን ከምኡ ድማ ንኣምሓራይን ኣብኪኽምኩወም ደስ ይብል
tig
negative
የማታቁ ወዲ ከልቢ ደንቆሮ መንዲካ ደልዩካ ኪድ
tig
negative
ፍረወይኒ ሓፍተይ ንስኺ ብህግደፍ እሙናት ከምዝዀኑ ትዛረብ ኣለኺ ኣይገርመንን እዩ ንስኺ ከምድላይኪ ዝደለኽዮም ኤርትራውያን ዘይደለኽዮም ረሻይዳ መንነቶም ከልኪልክዮም ኣብ ሳውራ ስለዘይነበሩ ንሳውራ ብጎዞሞ ዝነበሩ ድማ ደቅባት ተባሂሎም
tig
negative
ድሓር ከኣ እስላማይ ንተጋሩ ከም ህዝቢ ኣይንጸልኦምን ግን ከም መንግስቲ ፖለቲክ ተፍልጥኩም ኣምሓራይ ን ኤሬትራውያን ክማንድስ ን ኢና ንጸልኦም ምኽንያቱ ብ ንጉስ ሃይለስላሰ ዛዚሞም ንእስላማይ ኤርትራዊ ቀቲሎም ሓሪዶም ገዛውቶም ኣንዲዶም እቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ንሱዳን ሃዲሙ ክፍለጥ ዘለዎ ታሪክ መንግስቱ ዓንደማርያም ምስ መጸ ግን እቲ ሞትን ማእሰርትን ብማዕርነት ኣተግቢርዎ ማለተይ ንክርስትያን ን እስላማይ በሓደ ኣጥፊእዎ ስለዚ እስላማይ ንትግራዋይ ኣጸልኦን ወላ ንኣምሓራይ ጥ ዝ ቢ
tig
positive
ናሆም ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ሰብ ኣብ ክንድዲ ዛዓርቅ የባእስ እዩ ግን ምስ ኣደ ጓልካስ ተዓረቅ ዳኣ ምስ ኣዱ ምክንያቱ ኩሉ ግዜ ሓዳግ ሙኳን እዩ ዝበለጸ ስለዝስ ስለ እታ ጓልካ ተዓረቁ
tig
positive
ደስ ክብል ስታይሉ ድምጽኻ ምቁር
tig
positive
እዋይ ህዝቢ ኤርትራ
tig
positive
ንፉዓት ኢኹም ንስኹም ጀጋኑ ኣናብስን ዋዕሮታትን ንናይ ህግደፍ መንደፍ ጉድ ኣብ ቃልዕ ኣውጺእኩም ንህግደፍ ኣብ ዳሱ ዝመከትኩሞ ስለዚ ልዑል ኣኽብሮትን ምስጋናን ንዓኹም ኣሕዋትን ኣሓትን
tig
negative
ኣምላክ ባዕሉ ይፍደየልኩም እምበር ካብዚ ጸማም ህዝብስ ተሪፍኩም ኢኩም
tig
negative
ሴቶች ፀጉርክ ቆላችሁ ፎንቃአናታችሁላይወጣ እኔደግሞ የማዳምስራ አናቴላይወጣ
tig
positive
እቲ ዕድመስ ብ ዶላር እየን ሂበንኦ ንሳንዲት ሳንዲት ከኣ ብናቅፋ ኣሽሪፉ ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ይሕብረና ይኸዉን እምበር
tig
negative
ሬሳታት ደቅዛ ሙዉታት ፍሱሳት ሓሞት
tig
positive
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኩልና
tig
negative
ቅጽልዮ ደርፊ ንዓኺ ክትጽመድ እያ ፊልም ትገብሪ
tig
negative
ክንእወት ህዝብ ኤሪትራ ክብተን ከማና እዩ ዝደሊ ትግሪጛ ዛኣሊ ኩሉ ኤሪትራዊ ገርኩም ዝፈረዩዎም
tig
negative
ጀላዕ ነታ ሃገር ሐንቲ ነገር ዘይገበርኪ አቲ ጎይታኺ አጋመ እዩምሳና ኮይኖም ሃገር ዝዓዩ እዮም የመሰለኝ ከእንታሪኽ አለኪ
tig
positive
ኣኣኣኣአ ኣታ እዚኦም ስራሕና እኮ ኣረሲዖሙና ኣቤት ሰሓቕ ላቭ ዩ
tig
positive
ሰወደቸው ገራገር ወች ውስጠ ናቸው ፍቅርኛ ገራገር ነው
tig
negative
ኣታ ያቆበይ መንገስቲ ኣይኮናን ኣቢና በጃኹም ጌርናዮ ዩ ጠፊእና ኣጆኹም
tig
negative
ኣየ ሚኒስትሪ ራዕዲ ትግብሪ ብላሽ ህውተታ ኢዩ እንትርፎ እቶም ዉሑዳት ጥሪትኩም ኩሉ ነቒሑ እዩ
tig
positive
ዋውውው ናሆም ብጣዕሚ ዝብነቕ ሰረሕ እዩ ኣነ ካብቶም ኣድናቂካ እየ
tig
negative
ሰምሃር ጽባሕ ንዝሓልፍ መንግስቲ ከተሐጉሲ ነቲ ዘይሓልፍ መንእሰይ ዝጸረፍክዮ ዝርሳዕ ከይ መስለኪ ምስቲ ዲክታቶር ስርዓት ብምኻን ክብርኽን ረብሓኽን ኣጉዲልኪ ዓሻ ኮይንኪ እምበር ደርፍኺ ኢሰያስ ኣይኮነን ክሰማዓልኪ ህዝቢ ኢዩ ዝሰምዓልኪ ባዕልኺብዝፈጸምክዮ ገጋ ኣብ ክሳራ ኣቲኺ
tig
positive
ሰሌ ጅግና ጽቡቕ ስራሕ ምስ ጽብቕቲ ጓል ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልኩም ይግበረልና ንኩልና ህዝቢ ዓለም ሰላም ፍቕርን ስኒትን ይንገስ አብ ኩልና
tig
negative
ኣይይይ መጸ ከኣ ዚ ኣብ ሽንግርዋ ሳዕስዒት ተወዳደር በጃካ ሰኒ ክትረክብ ኢካ ደርፍስ ኣይሰፈርካንያ
tig
positive
ይቅሬታ ዝሓተት ልቦና ዝመልኦ ሰብ አዩ ሞ ቅቡል አዩ
tig
positive
እንቓዕ ደሓን መጻእኩም ሳሮነይ ጽብቅቲ ሳሮነይ ብልጽቲ ኮኾብ ኣጆኺ ኣይትሕመቂ ኣብ ህይወት መስገድል ግድን ዩ ክገጥመኪ ግን ኣጆኺ ተስፋ ስነቂ ነዚ ክቡር ጋዠጠኛ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ክንዲ ፍትሕቲ ኢኺ ወላስ ፍትሕቲ ኣይኮንክን ኣብ ክንዲ ምባሉ ንምንታይ ሓዳር ኣለኪ ዶ ኣብ ሓዳርኪ ኣለኺ ወላስ ተፋላሊኹም ኢሉ ዘይሓተታ ንትግርኛ ቐመም ገርካ ክትዛረቦ ከለኻ እዩ ግርም
tig
positive
ሶሪ ሰበይ ዳን ማለት ብቃንቃ ኢብራይስ ዳኛ ማለት ኣይኮነን ዳኛ ማለይ ብቃንቃ ኢብራይስ ሾፌት ይብሃል ቤት ፍርዲ ክኣ ቤት ምሽባት ይብሃል ዳን ግን እታ ኣብ ክንዲ ን ንጥቀም ይ እንተ ተጠቂምና ዳይ ከምዚ ይኣክል ማለት ኢዩ ብቃንቃ ኢብራይስ 1ዓመት ተማሂረ ነይረ ጽሕፈት ይኩን ቃንቃ ተማም ገይረ ተማሂረ ኢየ ሶ ካብቲ ቃንቃ ኢብራይስ ኣሕላ ሳሬት ኣኮል ምጽዉያን ሚያ ኣኩዝ ኣኒ መብሱጥ ኣል ዘ ትትከድሙ ቭ ታሲሙ ይተር ሚዳይ ዝማን ቭኦድ ይተር ሚዳይ ቶዳ ሮባ ንብለኩም ሓባይብና ጽቡቅ ስራሕ
tig
negative
እዚ እንታዋይ እዩ እዛ ኤርትራ ዝዛረበላ ዘሎ እታ ዝምነያ ኤርትራ ድያ ሓቀይ ኣብ ገለ ፕላነት እትርከብ እያ እዚ ኹሉ ትዛረቦ ዘሎኻ ዘይምስሊ ኤርትራ እዩ ግን እዚ መንግስቲ ዕግብቲ እዩ እስኹም ዝኾንኩም ተጻባእቲ ኣነስ ናብራኹም ግበሩ ብዝዋሓደ መቕበሪኹም ዝኸውን ገንዘብ ኣክቡ እምበር እዚስ ሕማም እዩ
tig
positive
ኣቦ ድኻታት መምህር ፍቅሪ ብድሕሬኻ ሕልና ቆሪራ ኣምላኽ ኣብ የማናይ ክንፉ የንብርካ ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ግበሩ
tig
negative
ክሓልፍ እዩ ህግደፍን ሰዓብቱን ጊዜኩም ተጸበዩ አብ ሙሉእ ዓለም ዘለና ደለይቲ ፍትሒ ጠበቓኡ ሸሽሞም ተታሒዙ አብ መዝገብ ይታሐዝ አብታ ዲሞክራሲ ኤርትራ ንደልያ አራጊፍካላ አብ ፍርድ ቤት ክቀርቡ አለዎም ደሐነ ደሐነ ዘመደይ አይከውንን እዩ
tig
negative
መንጌ ዳኣ ካብዚኦም ዘፍሊ ዘይብሉ እዎይ ጉድ
tig
negative
እዎይ ተጋሩ ትገብርዎ ጠፊእኩም እሳያስ እቲ እንኮን ኤርትራውነት ዝፈጠረ ሰነ ሓሳብ ብግብሪ ዘጨበጠ ባእታ ናይ ኤርትራ እዩ ነዚ ኣይኣመነን ደም ይተሓለብ ወኻሩ
tig
negative
ንስካ እተልገስካ ንኩላህና ቦታኩም እዪ ንስካ جاوبنى ክትልብም ንህና ንግዜ ንግደፎ
tig
positive
ሕጅውን ኢዞም ይሕዋትና ተማሃሮ ኢስያስ ከይቀደሞም ክቅድሙዎ ኣለዎም እንተዘይኮነ ንናይ ምንባር ዕድሎም ኣስጋኢ ኢዩ ምክንያቱ ኣብ ቃልስ ካብ ሳዕሳዕኩም ኩቡራት ይሕዋት ክትቆጻጸዩ ኣለኩም ንሳ ድማ ተግባር ትብል ቃል ልዕሊ ኩሉ ኣቅድምዋ
tig
negative
እንዳ የውሃንስ ሸጣዉንቲ እንታይ እሞ ሸጣዉንቲ ዩ ሓቂ ዘይትዝሙሩሉ ሓሰውቲ
tig
negative
ጥራይ ምቕናይ ትብል ጥራሕ ትስማዕ ቃል ኣላታ እዛ ድርፍኻ ወዲ ትኹል ቅንይ ኢልካ ከኣ ተታሊልና ኢና ጎበዝ ተሻሞ ኢልካ ሰብ ከተጥፍእ ሄሄሄ ተገጢምክን
tig
positive
ዋውውውው ገለ ዓይነት ድርፊ ደጀን ዓርከይ ከመይ ድካ መክየፍ በል እስከ ኣይታ ሕመቅ ቀጸሎ ሓቢቢ ኣና
tig
positive
ብጻይ ዎዲ ትኹል ጀግና ዎዲ ጀጋኑ
tig
negative
ሓቂ ንምዝራብ እዙይ ደርፊ ኣይኮነን ጣዕሚ እዉን የብሉን ኤፍሬም ከዓ ናይ ባዕልኻ ሒዝካ ነዓ
tig
negative
ሄሪ ትመስሊ ትባሃሊ ቋፍቋፍ ረሳሕ እለኪ ኣለኩ ኣበይ ትፈልጥዮ ልቢ ትግራይ ነፋጥ
tig
negative
አብ ቀጻሊ ብናትካ ናይ ገዛእ ነብስካ እስታይል ሒዝካ ክትመጽእ ተስፍ እገብር ሰበይትካ ናትካ ዝመስልዎ የለን ዓቡዱ ዋላ አቦካ ይኩን ሞያካን ኩትኮርዕ አለካ እያ አነ ዝብል ከም ናተይ ርእቶ ወደሐንካ
tig
negative
ኣላ ጋል የውሃንስ ንስኪ ከ ተሓሰብክዮስ ነፍቅረኪ ዶ አደይ ተሓሰብክዮስ ንብለኪ ዶ ሽኾረይ ትሓስቡኒ ዱኩም ትብሉኒ ማዓረይ ሽኾረይ አንታይ ኣምሲልና ኢና ንብለኪ ሽደነይ እንታይ ኣምሲልና ኢና ንሓስበኪ ትማል ትማሊ ኣይኮንክን ዲኪ ኣብ ቃንዛናን ሞትናን ስደትናን ተሽካዓልሊ ዝነበርኪ ጋል የውሃንስን ሕጂ ሞ ልብና ክትመልስዮ ኢልኪ ኣይትሕሰቢ ሓንቲ ግዜ ልብና ሰሪኪዮ ኢኪ
tig
positive
ኣነ ኮሜንት ፅሒፈ ኣይፈጥን ግን እዛ ድራማ ፍሊ ዝበለት ኮናትኒ ትምህርቲ ዘለዋ መሳጢት ድራማ እያ በሉ ደቂ ትባዕትዮ ካብዚ ክፉእ ጉዳይ ጥንቅቅ በሉ ደጆን ካኣ ማራ ፈትየዮ
tig
negative
እዛ ድራማን በቲ አራቢአ ዝተዋህባ ሪኢቶ ናይበሓቅ ርክብ የብላን እታ ደርፊ አብ ቦትአ አዲአ እንተ እቲ አቅራቢእ ዝሃቦ ሪኢቶ ግን ብጣዕሚ ዘህዝን እዩ ክሳብ መዓስ ክንህሱ ምንባር ግን
tig
positive
ክሓተካ ኢየ ኣነ መልሰለይ ዘመን
tig
positive
ክክክክክ ኣቦይ መብርየ ዘግርድ ያሆ ንበር ክበር ስከ
tig
positive
በሃር ናይ በሃራት ንበረለይ ክበረለይ ኣያይ መዓረይ
tig
negative
ሪኢካ ተንብዕ ዘገርም ታሪክ ንውልድ መራታት ኣምላክ ይሓግዝካ ዛሓወይ ኣውርደልና ኣምላክ ንብዓት ኣደና ራህየል ዝተቅበልካ ፈጣሪ ስማይ ምድሪን ንድሕነትና ዝክፈልካ ዋጋ ሎምስ በደልና ንዓካ ደንግጽልና ካባካ እሞ ናባይ ኢና ርህሩ ባህርያቱ ለጋስ ምልእ ኢዱ ንክራ ደንጋዪ ንምሕረት ቅልጡፍ ዝኮንካ ኣምላከ ኣባዊነ ጾልትና ኣብ ዝፋንካ ጻባኦት ሰማያት ይብጻሕ በጃካ ርድኤና ኣምላከ ኢስራኤል ይክፈልኩም
tig
negative
እሔውውውው እዋይ ኣብራኸይ ወለል እንካን በለኒ ለካስ ብፍቕሪ ዝጀመረ ድህለላስ ኣብዛ ደርፊ ገይረ ረማዕ ባ ኣበለኒ ብሓቂ ኣይትጥፋኣና ሽኮር ኣጆኻ ቀጽለሉ ቡዙሕ እና ንጽበ ካባካ ወይ ሰብ ይሕዋተይ ትብል ረድዮ ፍቅሪ ሓሚመ
tig
negative
ዓኒኪ ትደፈን ብወዲ አፈም አይርይዮ አብሀገሩ ህሩግ የብል አሎ አንቲ ተገባርት
tig
negative
ፍሉያት ኢኩም ንስካትኩም ሲ ኩልኩም ሓደ ብባህልኩም ደለይቲ ፍትሕኩም ነንረብሓኩም ዩ እንበር ትማሊ የሕዋትናን መሓዙትናን ቀለብ ዓሳ ይረኽቡዎ ሕጂ ድማ ጎይላ ትገብሩ ህግደፍ ኔሮም እንተዝኮኑ ግን ብዙሕ ምበልኩም ኣምላክ ድኣ ነቲ ውጹዕ ሪኡ ሃገርና ሰላም ይግበረልና እንበር ካብ ሰብ ሲ ሪኢናዪ ብጎይላ ከ እንታይ ፍትሒ ክንረክብ
tig
positive
ፍረ ሓወይ ወዲ ደላይ ፍትሕ ኣታ ጀግና ኣጆካ መቅሰን ሓፍትካ ካብ ትግራይ
tig
negative
በጃኹም እስኺ ሃቡዎ ስለ ዉጱዕ ወግን ዘይትደርፍ ኣታ ኾንቶ
tig
negative
ድሕሪ ባርያ ዶ ደርፊ ይስማዕ ናይ ሎሚ ከኣ ዘይመጻካ ድገሞ ዘይመጻካ ደርፎም ቆሪጾም ኣብናቶም ነገርካ ዘይኣምኑ ጥውያት
tig
positive
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ አንታይ ሓገዝ ትደሊ ካባይ ቁልፊ ከቀብለካ ይኽእል ኢየ
tig
negative
ሰክት እዚ ድአ ዓሰብ ዮ ደልዩ አይነትእመንዎ
tig
positive
ኣቱም ሰባት እዛ ጋል ነዓይ ከተዕብደኒ እያ ሚለይ ኣነ እታ ዝበለጸት ኮኾብ ኢለኪ ኣለኹ ሚሊ ብዓይኒ መርፍእ ሓሊፋ ተዝብሉኒ ኣይምተገርምኩን ቅንጥስጥስ ጥራይ በሊለይ ሚለይ ምቅርቲ
tig
negative
ክክክክክ ንፉዓት ውይ እዛኣረጊት ሰብኣይ ንምፌታሕ ክትነቅሕ ክክክ መጨረሻ ግን ከምናይ ባዕለይ ሂወትታሪክ መሲላ ተሰሚዓትኒ
tig
negative
ኡፍ አታ መን ይቡሉኻ ደሓን አይትሰኸፍ ብዛዕባ ማይ ጽቡቅ አኽራማት እዩ ዘሎ ሃልውለው ግደፍ
tig
negative
አነስ ዋላ ክሪአ ከለኩስ ተምላስ በሊዕኒ ተከወልልና ፎእእ ኢልናኪ ኢና አይርደአክን ዲዩ ምጥሪ ዒሉ
tig
positive
ከመይ ድየ ዝሕብየካ ኣብራሃም
tig
negative
ሰምሃር ብልጽቲ እካ ኢንተ ነበርኪ ሕጂ ግን ሰምሃር ባይታ ኢዩ ወሪዱ
tig
negative
ኣቲ ኣረጊት ገጽ በቕሊ ሙኻን እቲ ፈረስ ይሕሸኒ ካባኪ
tig
positive
ክክክክክክክክክክክክ ኣታ ንስካስ አንቃቅ ተወለድካ
tig
positive
አቮ ስወዳችሁ በተለይ ኢዮባ በጣም ሀሪፍ ተዋናይ ንህ ሽማግሌ ነበር ደግሞ የምትመስለኝ በፊት ለካ ወጣት ነክ
tig
positive
መጀመርያ ሰላም ነዓኻ ይኹን ኩቡር ድምጻዊ እንጅነር ኣስጎዶም ቀጺለ ኣብዘሓለፈ ስነጥበባዊ ስረሓትካ ከም ገዲም ስነ ጥበባዊ ኣዝየ የድንቀካን የኽብረካን እየ ቀጺለ ግን እዛ ኣብዚ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ዩቱብ ዘውረድካያ ስራሕካ ካባኻ እሞ ድማ ካብ ገዲምን ምኩርን ስነጥበባዊ በዓቢኡ ድማ ዓቢ ኣፍልጦ ኣብ ስነጥበብ ከምዘሎካን መጠን ምስ እቲ ንነዊሕ እዋን ዝጠፋእካዮ ከም በዓል ሞያ ንኣብ መርየት ዘሎ ሓቅን ፍጻመን ከንጸባርቅ ዝኽእል ስረሓት እንዳተጸበና ክንስና ካብ ኩሉ ተጸባይኻን ደጋፊኻን ውዱቅ ዝኾነ ስረሓት ከተቅርብ ዝተጸበየካ ፍጹም ኣይነበረን ስለዚ እንድዒ መቸም ካብ ልብኻ ንንብዓት ኤርትራዊት ኣድ ኣይፈልጦን እየ ኢልካ ካብ ልብኻ ተረዲኡካእንተደኣ ሰሪሕካዮ ኾንካ ከም ሰብ ተጋጊኻ ህዝቢ ኤርትራ ዊን ካባኻ ንጌጋኻ ይቅረታ ከምዝጽበየካ በዚ ኣጋጣሚ ከዘኽኽረካ እፈቱ እንተ ፍጹም ጽቡቅ ኣለኹ ኢልካ ግን ኣብ ዕብየትካ ጸዩቅልካ ጥራይ እየ ኪብለካ ዝኽእል ኣብ እዚ ዕድመ እዚ ከምዚ ዓይነት ኪልተ ዓይንኻ ዓሚትካ ንዘስተውዕል ኣእሙረኻ ደፊንካ ንሱ እዩ እንተኢልካ ግን ኣብ ዕብየትካ ሕልናኻ ስኢንካዮ ውሽጥኻ እንዳዘራረግካ ዝተረፈ ዕድመኻ ሞገስካ ኣይተርሕቅ እብለካ
tig
positive
እንካን በሰላም መጣሽ በጣም የኔ ቆንጆ ስወድሽ እኮ የኔ ኛ
tig
positive
ግጥሚ ብጣዕሚ አያ ትነኣድ ህርመት ጊን አንዲዒ አርቲራውያን አንታይ አና ኮና ምርዳኣ ኣብዩኒ አቶም ቀዳሞት ኣዝዮን አዮም ሓያላት ዋ ግዝየ ተቀዩሩ አቶም አቶፕያውያን ኣጸብቆም በልጾምኩም ነዞም ሓጂ ዘለኩም ምኪንያቱ ንሶም ኣቃራርባ አታ ደርፍ ቦታ ይመርጹ አንደገና ሓቀና ዝኮነ ምስላ የርአዩ
tig
positive
እቲ ናይ ቐደም ደርፍታት ከምዚ ጌርካ ኣጽፊፍካ ምድጋም ኣይጽላእን ዩ ጽቡቅ ኣሰራርሓ ክሊፕ ሓወይ ድምጽካ ውን ጥዑም ዩ ኣይትሕመቕ ኣብ ዝቕጽል ብካልእ ትሕዝቶ ክትመጸና ንጽበ
tig
positive
ፅብቅቲ ክሊፕ እያ ቀፅልዮ ሓፍትና ብገምጋም ዲጂታል ወያነ ኣሕሊፍናኪ ኣለና
tig
negative
ንጽቡቕኪ እዮ ግዲ ሃገረይ
tig
positive
ሮናልዶ በል ክትደረር ኣታ ወዲ ደገፍቲ ሮናልዶ ከምቲ ልሙድ ብርኽቲ ሰምበት ይገበረልና ኣምላኽ
tig
negative
በስምኣብ በጣም ብልህ እና እውነተኛ ሰው ነህ
tig
negative
እንታይ ሓሶት እዩ እዚ ደርግ ተዛረብቲ ከለኩሉ ኔሩ ማላዴቶ
tig
positive
ኣጆኻ ነጋሲ ሓውና ብርትዕ
tig
negative
ማይናስ እዚ ይበልሕ ኣውሪስኩም ድውዕል ዲካ እታ ሰብ ሲ ባህሉን ታሪኩን እተውረሰ እንድካ ኣጅውጂ ኣውሪስኩም ደቅና ድማ ንሱ ኮይኑ ቃሎም በል ኣነስ ከሙ ገረ ዝጾሎኦ የብለይን ኣይትሓዘለይ እበር
tig
negative
ኣሕ ብ እልፊ ደቂ ስሳ እባ ሃገር ተረሚሳ
tig
positive
ኣወል ቅጽል ጥራይ
tig
negative
ጎራሓት ተጋሩ ዋላ ሓንቲ ኣይገደፉልናን ተምቤናይ ትግራዋይ ኢሳያስ ስልጣን ሒዙ ደቂ ዓዱ ተጋሩ ክኣ ንባድመ ሒዞም እንታይ ድኣ ንሳ ኔራ ድሌቶም ጌሮማ ክኣ ብግብሪ ክኣ ኣርኤምና
tig
negative
ልብና ሓንሳብ ከም ልቢ ፎርኦን ኣትሪርክንኦ ኢኽን ናብታ ሲጡ ፍትውተይ
tig
positive
ኣይጎደለን ናይዛ ደርፊ ቶዞኩረይ ኣብ ልብያ ዩ ኣብ ቃርያን ሓምራ ዝብሃል ንኣስታት 8 ወርሒ ተኣሲረ ከልኹ ምስ መታኣስረይ ማዓልታዊ ይደርፋ ነይረ ኣብርሃመይ
tig
positive
እዉነት ኣብ መጨረሻስ ሞቴ
tig
negative
ኢሰያስ በዓል ካሜሩን ክዳውንቲ ዶ ተፅበኩ ኣታ تحيه
tig
negative
እፍፍፍ እዘን ኣዋልድና ተፋጊአን ክኽእልኦ
tig
positive
ወዲ ቀሪን ሽኮረይይይይይይይ
tig