label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ነዚኣ ደኣ ጎበዝ ከማን ክውሕዳ ዩ ኣጉባዝ እምበር ዋይ ታሓምሸኒ ሳሱላላላ ትመስል ኣንታ ሶላ ናይ ሙደይ ከኣ ተባዕታይ ዝኾነ ደርፊ ኣስሚዕካና የቐንየልና ወዲ ዓደይ
tig
positive
ደስ ዝብል ፊልም
tig
negative
ኣቲ ወዛል በቶም ፍቁራትን ወረጃታትን ኣቦታታይ ዘጽንሑለይ
tig
positive
ኤርትራወች አቤት ሥትመቹን ሥወዳችሁ
tig
negative
ንግስተየ ሸጣን ጎስት ገጽ ቫንቫየር ንስክ ደኣ ደም ጉሐፈ ገጽ ከልብ አንታይ ደኣ ሓስብክ ከምድር ነቡሱ ደርፍኩሉ ወላስ መንግስት ዘፍቅደሉ ብሰማይ ዝበረረ አዩ ጉማማ ዘይተቃርጽዮ ግዳ ድረፍ
tig
positive
ከምትምኒተይ እንተዝኾነለይ ኣይትገራህ ልበይ እሞ ኣብ ክውንነት የለን ማለትካ ድዩ
tig
negative
ኣታ እዞም ገሊኹምሲ ይድረፍ ኣሎ ኢልኹም ኢኹም ትደርፉ በቓ በጃኹም ኣይተሕሩቑና
tig
negative
ግደፍና ደኣ ኣቲ ከልቢ ናይ ትማሊ ቃላትኪ ከም በሊሕ መስማር ይወግኣና ኢዩ ሕጂ ከኣ ኢኪን ሓብትክን እቲ ኣምሓራይ ወዲ ሃለቃን ማኡ ደኣ ትፍኣ ከምታ በይስ ብስንኪ ወኻሩ
tig
negative
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ትግራዋይ ቆንዳፍ ፍቅሪ ክትሕተቱ ኤርትራውያን ክትብልስ ያ ሰሪን ያከ ገፊሕ ምጥራ
tig
positive
የምወድሽ ማራኪየ
tig
positive
ቅቅቅቅቅቅ መግዓዝያ ኣብ ዘመነ ህግደፍ
tig
positive
ናይ ጎረቤት ሃገር ኢልክስ ብሄር ትፅውዒ
tig
negative
ስቅበል ን ዑሱባት ን ዝይሓፍርን
tig
positive
ጥበብ ኣብዚ ነሀለ እንበር በዞም ናይ ዘመና ተቃየቁቲ እኮ ኣእዛና ጸሚምና
tig
negative
ካብ ኣንበሳ ናብ ወኻርያ ቱርፍ ድሕሪ ደጊም ወዲ ትኩል አንታይ አዩ ነይሩ ባህጊ ኣቦታትና ኢስያስ ከም ድላዩ ክገብራ ወዲ ትኩል ከማካ ገይረ ዝፈትዎ ኣይነበረን ህጂ ግን ብሓቂ ከም ሰብ ፈንፊነካ ሁሱር ከድዕ ደይ ወዲ ህዝቢ
tig
negative
እዋይ ሃገር ትህነጽ ኣላ ክትብሊ ልክዕ ከማኺ ተደኒሳ እያ ዘላ ዝጎድኣ ሓቚፋ ትነብር ዘላ ምስሊይቲ እቲ ሕቶ ኣይመለሰቶን ኣብዛ ዘላታ ምትራፍ ይሕሻ ናበይ ክትኣትዊ እዚ ዝተኣሰሩሉን ኩነታት ዘይትፈልጥ ረሲኣን ሕንቕንቕ እያ ትብል ስቕ ኢልካ ምሕሳው እዩ ወዲኣ ሕጊ ጸቕጥን ሸርሕን ሚኒስተር ኢሳያሳዊት እያ ዓቕሚ የብላን
tig
positive
ደይ ከምዚ ንደሊ ካብዚ ንላዕሊ ከማን ኣጆካ ጥራይ ጂግና
tig
positive
ሰላም ንዓኪ ጉዓይ ክፍሉ ሰላም ይብዛሐኪ ከማኪ ይብዛሕ ዓወት ንዓኪን ንውጹዓት ኤርትራውያን
tig
negative
ጫዕዳ ነብሲ ያሆ ወይ ጠላም ዓጋመ ናይ ወያነ ከልቢ ትሽትት አሎኻ
tig
negative
ኣክሱማዊ ኣግኣዝያን ኣየናይ መንነት ኢዩ ኢጣላውያን ዝሃቡና ብዘዓባ እቲ ኤርትራ ዝብል ስም እንተኾንካ ኪ ሞ ዕሽነትካ ኢኻ ትገልጽ ዘለካ እንቶ እቲ ዪንቨርስቲ ትብልዮ ዘለኺ ከኣ ይንቨርስቲ ስለ ዘየለ ከይተመሃርና ኣይተረፍናን እኳ ደኣ ልዕሊ እቶም ትምክሕሎም ዘለኹም ትግራይ ድዮም ዋላ እትዮጵያ ብርእስና ንነብር ሓርበኛታት ኢና እቲ ኩሉ ጸርፊ ኣውሪድካዮ ኪዮ ዘለኺ ኣብ ይንቨርስቲ ስለ ዝተመሃርካ ዲዩ ዶንቆሮ ጠዋይ ልቢ ከም ሰብ ደኣ ጽቡቕ ከይትሓስብ
tig
negative
ንነብስኻ ኢኻ ጸሪፍካ ምኽንያቱ ጀበርቲ ትግርኛ ሓደ እዩ ኣረኣእያ የብሉን ብዘይካ ሃይማኖት
tig
negative
ኣነ ዝገረመኒ ወዲ ስዉእ ምካነይ ዩ ንብላሽ ኣቦይ ምጥፉኡ ኡፍፍፍፍ
tig
positive
ሳለም ሽኮር ናይ በሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ ተስፋ ንገብር ካልኣይቲ ክትደግምና
tig
positive
ትግሬዎች ውስጤ ውስጣውስጤ ናችሁ በፍቅር ነው የምወዳችሁ አቦ እናተ ኑሩበት በዛውም የትግሬ ሴቶችዬ የትግሬ ወድ ፈልጉልኝ እሽ
tig
negative
ንምንታይ ይቅሬታ ትሓቱ ኩሉ ዜናኹም እኮ ሓሶት ዩ
tig
negative
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ብሓቂይ ንሂወተይ ዘቡላሸወ ኣይርስዖ
tig
positive
ዋውውውው ጆሊ እንበር ጆሊ ደጋጊመ ምጽጋብ ሲኢነያ ሽማይ ነብሲ ቀጽሎ ጎበዝ
tig
positive
ውውውውው ማራ ደስ ባሃሊት በተለይ ኣቤልን ራሄልን መርዓኩም እንተይ ረእና ከኣ ተፈፂመ እግዚኣብሄር እንተለሚንከዮ ዘየኮኑ ነገር የለን ኣቤሌ እንካዕ ወለድካ ንምረኣይ ኣብቀዐካ ከም የቅርታ ዝመስሎ ነገር የለን እሞ ኣመላክ ምሳኩም ዪኩን
tig
negative
ኣታ ኣበይ ኣደኻ ዝነበርካ ረሳሕ ኢኻ ሰብኣይ ትመስል ዋላ ኣብቲ ዘለኻዮ ዓዲ ወጺኻ ከሙኡዩ ዘልኻ ተዛረብ ቀታሊኻ ኣይፍለጥን ኬድካ ትግራይካ ስዋኻ ዚጓስየን እንበር ኣብ ሉዓላውነትና ምስትመጹ ግና መጥፊኢኹም ክኸውን እዩ ኤርትራ ን ኤርትራውያን
tig
negative
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ዕጭኡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መጨረሽታ ከምዚ ኮይኑ ክትርኣዮ ከሎኻ ህዝቢ ኤርትራ ብጃምላ ኣህሊቕካ ከም ተኸተልቲ ሕጊ ኢኪም ትቐርቡ ንባዕልኪ ብዘይ ሕጊ ዝተመረጽኪ ብዛዕባ ሕጊ ክትዋራዘይ ኣብ መጨርሽታ ዝብላ ኣብ ኤርትራ ቁዋም ሓሲብካ ናይ ውልቀኻ ሕጊ ክትፈጥር እቲ ዝዓበየ ገበን ኢዩ
tig
negative
ጉማማ ዝናኪ ጸሪፍክዮ በሊዕክዮ ሰምሃረይ ሎሚ ተመቢሳ እያ ዘይትጨንወካ ኦርዲ ደርፊ ገዲፍኪ ሸቀጥ ጀምሪ ኣብ ሸቀጥ ጽቡቅ ዕድል ይትምነየልኪ
tig
negative
ወዲ ሸርሙጣ ቆማል
tig
negative
ሳዓስዒት ሚለን ሰለዝሞተት ቀይርካዮ ምሳካ ዘይትከይድ ሳዓሳዒት
tig
positive
ቆርጫጭ ሓወይ ኣጆካ ኩሉ ግዘ ክንሰማካ እና በርትዕ ዛርከይ
tig
negative
እዛ ግጥሚ ምስ ሰኣንኩ ጓሂኡ ተሰሚዑኒ ግጥሚ ስምዒት ሓቀኛታት ኮይኑ ክንበብ ከሎ ምስ ሕጉሳት ምጠዓመ ምስ ጉሁያት ድማ የጉሂ ኣዕጽምቲ ኣፍቃሪ ዘምክኽ ጓሂ መካርቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብ ምኽኣል ስኢነዮ እምብዛ ናፊቐ ኩሉ ኣጽሊኡኒ ውሽጠይ ኣዋዲቐ ሓጎስ ርሒቑኒ እምብዛ ሓዚነ ኣብዛ መራር ዓለም ንበይነይ ኮይነ ከመይ ክኢልክዮ ናብራ ብዘይዚዱ ተስፋ ኣይቆረጽኩን እነኹ የማዕዱ ኣንቲ ዚዱየይ ሓቂ ድዩ ቲ ንፈርሖ ኮይኑ ማሙቕ ፍቕርና ኣብዚ ተወሲኑ ኣይተወሰነን
tig
negative
ፈተውቲ ነብሶም ተባሂልና መንእሰይ ኤሪትራ ተቀይሙ ዩ በቃ ኣኸለ
tig
positive
ካካካ ሰብኣይ ክረክበልኪ ኢየ
tig
negative
እዋይ እዛ ዝረድኣካ ሰብኣይ ክሳብ ሎሚ ጎተት ኣሳጉማይ ዘይተወደብና
tig
negative
ደድሕሪ ምዕራባውያን ኣመንዝራታት ኣየ ምዕባለ ብመንነቶም ዝሓፍሩ ደረፍቲ ኣብዚሕና ዓገብ ክብሪ ኣለዎ ሕብረተሰብና ክብረቱ ሓልውሉ ነዘን ወሓላሉን ምዕሩጋትን ኣወልድና ኣይተራኽሱወን ኣገባብ ግበሩ ክደንወን ዙርያ ምስ በዓል እድያት ነጸላ ተተኸደና እዩ ግርምአን ግደፉ ኣይትጸይቕወን ነዘን ግርማ ኹሉ
tig
positive
ካባኩም ሳብስክራይብ ሲሕበ ኣለኩ ለክበጥበጥ ሐስውቲ
tig
positive
ስወድክ የኔ ማር
tig
positive
ታይ ክወጾ ኣብልዕሊ ለባም ኣይትመድር ዩ
tig
negative
ኢዚ ኩሉ ጠፊካ ነርካስ ነዚኣ ሒዝካልና መጺካ
tig
positive
ቀላኣብ ሽኮርርር በላ ስራሕ ቀጹሎ ኣጀካ
tig
negative
ምናቹ ነው ከናንተ ኣህያዎች ኣንድ መካከል የለም እኛ ትግሬ ዎች የብቻችን ይሻለናል ስው ኣማራ ስሆድ ውስጥ ትምህርት ገድላች እያላካችሉን ኣንድ እንሁን እሚል
tig
negative
ክብርታት ሕብረተሰብና አተነውር ንልምድን ስርዓትን ኣለባብሳ ከኣኮ ዘየንጸባርቅ ኣለባብሳ ሚለን ነቲ ስራሕ ኣመና ክብሪ ከሊኤዎ ብዝኮነ ንመጻኢ ንክብሪ ሕብረተ ሰብና ድርኺት ዝውስኽ ስራሕ ክትሰርሕ ተስፋ ይገብር ብወገን ትዋሳአቲ ግን ጽቡቅ ስራሕ
tig
positive
ኣንቱሙ ሰባት እቲ መቀል ከመይ እሉ ዱ ሓሲሩ ኣብ እዝና ጠልጠል ኣቢላቶ በቃ
tig
negative
ራኣዩ በሉ ናብራ መንእሰይ ኤርትራ ብ ሻዕብያ ሓፍታማትን ከምዚ እዩ ዘሕልፍ
tig
negative
ጉቡዝ ተሻሙ ኢልካ ክንደይ ዓደግትን አወዲኢካስ ህጂክዓ ሰላም ኢልካ ትደርፍ አለካእድመካ እባ ትህጸር
tig
positive
ፎርሳ ደኣ ወዲ ሓራስ ነብሪ ኣጆካ ትራይ ፎርሳ ዘኣርከይ
tig
negative
ማማ እንታይ ታርክአለኩም ብጀካ አንታ ንስኪ መነደክ ዓጋመ ቀርብኪ እክእ ምስ ቶም ቡዲ ሐዊ ክቃጸሊ እበር አብ ኤርትራ በሊዕና የለን
tig
positive
እምዬ ሰላምሽ ይብዛልኝ ጃኪ ወንድማችን እናመሰግናለን
tig
positive
ኣነስ ይገርመኒ ኣብ ትሕቲ ዓራት ኢሮፓ ተትሓቢእኩም ሲ ንወለዲ ጥበባት ትዘናጥሉ ቅድም ነቲ ንሶም ዘሕለፍዎ ታሪክ ተመሊስኩም ኣንብብዎ ድሓርካአ መን ዩ ወሰንትን መመይትን ገርኩም ንዓኩም ክሓጉስ ኢሉ ዘይደረፈ ዲኩም ደሊኩም ንዕ ኡ ዕግበት ዝፈጠረሉ ደርፊ ደሪፉ ሎ ግዴታ ኣይኮነንን ንዓመታትት ካብ ጥበብ ርሒቁ ድሓን ድዩ ኢልኩም ከም ሰብ ሓቲትኩምሉ ዘይትፈልጡስ ሕጂ ኛውኛው ትብሉ በጃካትኩም ሕማም ነብስኩም ዩ ዘለኩም ጪንቀት ኢኩም ተፍስ ሱ ዘለኩም የግዳ ንሱ ነታ ኩናትን ወረ ኩናትን ጸሊ ኡ ሰላም ምምጽ ኡ ዕጋበት ፈጢሩሉ ስምዒቱ ገሊጹ ሎ ብምዚቃ ንስካትኩም ግን ምሰቦታትኩም ትዳፈሩ ዘይ መዕበይኩም ዘለፋ ምዕባለ ትቆጽርዎ ኣይፋልኩምን እዝን ወድዙን ሚዛንኩም ሜአረት ዘቢጡ ሜዛን ዝከማኩም ዘጋታት ኤርትራ ኣብ ሚዛንኩም ኣውሪድኩም ብደገ ይኩን ብዓዲ ኤርትራዊ ክብረት ኣየፍትወኩን ዩ ክርገጽ ጥራዩ ዘለዎ ከምንብሃል ትገብሩና ታ ትደክይዋ ድማ ትምኒትኩምን ኣከያይዳኩምን ዩ ሓለይቲ ክትመስኩ ምስ ጽያፍ መልሓስኩም በጃካትኩም ተሰተሩ ቲ ኩልና ንደልዮ ነገር ከም ፍቃድ ኣምላኽ ኣብ ግጹ ኡ ኣይክን ስእኖን ኢና እንተ ናትኩም ጸሊት ግን ከም ሊብያ ሶርያ ኢራው ዘይኮነት ዩ ትምኒትኩም የግዳ ቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላኽ ከ ስለዚ በጃኩም ምስ ሰብ ታሪክን ጥበብን ኣቢታት ኣዴታ ንዝንጣል ግደፍዊ ክቡር የክብረካ ዓቅሚ ነብሱ ዩ ጽቡቅ ከሎ ድማ ሕማቅ ኣይትቀድም ዩ ዎ ድሓንኩም
tig
positive
ኣሰይ ኣንታ ኣበይ ኔርካ እዝ ኩሉ ግዜ ኣኩርዕካን ወድ ኤረ ጅግና ወድዞም ጅጋኑ ሰብ ቅያ እንተተዛርቦ ዘምሕረሎም እንተተ ጨምቶም ዘይስሕቱ ንጸላእቶም ሞግቶም ዘይርቱዑ ከይዶም ዘይደክሙ መግለጽ ስእነሎም ደቅ ቀይሕ ባሕር ሕጅውን ኣይንህብን ባሕርና ንሕና እና ዋንኣ እንትደልና ንገፈላ እንተደልና ንሕንብሰላ ወግድ በሎም ዝጥምትዋ ኣለው ዋንኣ ዝሞቱ ስሌኣ መታን ክትኮኖም ርስት ደቃ የቀኔሌይ ነዛ ኮመት ክጽሕፍ ዝበቃዕኩ ዓወት ነኤርትራውያን ባሕርና ንዓና
tig
positive
ሚሊየ ኩሉ ንቲናይ አኪ ነዓይ በቃ ዕብድብድ አየ ኢለልኪ ሶ ኣይንታፋእ ደዊሊለይ ኢኪ
tig
positive
ሱቅ ኢልካ ተሓቢእካ መሻርፍ ካብ ወያኔ ምብላዕ የለን ድሕሪ ሕጂ ተላካኪምና ኢና ንከይድ ኢሎም እዬም ኢዱን እግሩን ተቀፊዱ ከሎ እሞ ወያነ አብ ሥልጣን ኮፍ ኢላ ከላ ዘይሰለጠ ዶ ሕጂ ህግ በጣጢሱ መሰስ ምስ በለ ክሰልጠኩም
tig
positive
ዋው ገቦዝ ቆልዓ ኣጆኻ
tig
positive
አጆኺ ወገነይ አምላኽ ክሕግዘና እዩ አብ ማእከልና ድማ ሃሱሳት ከም ዘለዉ ፈልጥና ብዙሕ ጥንቃቀ ከድልየና እዩ
tig
positive
ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ድምጽን ግትምን ዝተሰነየት ደርፊ በቃ ኣብ ጸበባ ኮነ ኣብ ራህዋ ምስ ፍቅሪ
tig
negative
ብሰንኪ እዚእን ደርፊ ብጽሞና ክንገድፎ ኢና ባዕልኪ ታሐቡኢ ገፉሕ ዋሒድ
tig
positive
ዳላስ ኣዝዩ ዕዉት ስራሕ እቲ ኣብ ዓድና ክህሉ ዝድለ ዘሎ ምክብባር ዝተሓወሶ ሓሳብካ ምግላጽ እንተ ቲ ኮለልን ህውተታን ኣመላልሳኣ ጠፊእዋ ዘይኮነ ንጎይተኣ ዘለዋ ፍርሒ ስለዝኮነ ግድን ክትሕሱ ስለዘለዋ እዩ መሳኪን ከምቲ ሓደ ዝበሎ ካባና ንላዕሊ ምስተሸቁረሩ እዮም
tig
negative
ግደፈና ሰብ ትመስሉ ሃሰውቲ ሃገር ኣብዚ ኮንካ ልልልልልልልልል ተብልካ ትርጉም ኣልቦ ኢኹም
tig
negative
ኣንታ ናሆም ዳሓን ዶ ኣይነበርካን ቱርካዊት ስ ለምድናዮ ጀመርና በጃኻ ጥበብ ምስልዩነት ኣይትፈቱና ያ ንባህላዊ ጉያይ ህግደፍ ክትሕጉሱ እናበልኩም ግዜኹም ክጥዕመኩም ሕብረተ ሰብ ትብድሉ እታ ሃገረና ቤት ማሕቡስ ኮይና ደላ ንፈልጣ ደይኮናን ትማሊ ንነብረላ ደይኮናን ኔርና በጃኹም ቅሩብ ሎምስ ክስቆረና ኣለዎ
tig
negative
ዝውሓዱ ጭው ኮይና እዛ ደርፊ ከምኣ ዝነበረታ ብናይ ቀደም ትምቅር እተን ኣዋልድ ናተን ድምጺ ክሕወስ ኣይነበሮን
tig
positive
ልዑል ሰማያዊ ኣምላኽ ካብቲ ንዓዓ ተፍቅራ ዝነበርካ ንላዕሊ ተፍቅረካን ተፍቅራን ይሃብካ
tig
positive
ገለ ዓይነት
tig
negative
ናይዘን ራእሲን ደይ ስርሕ ሕስራት እዜኢን ደምጸን ከስምዕ ሕስራት ገሩ ደውልዓኒ ዘብላ አባ በላ በቃ ክትጅምርዮ
tig
positive
መንክር ብጣዓሚ እዩ ዝምችወኒ
tig
positive
ያ ትክክል ኩቡር ሓውና ኣበይ ሞ ንፈልጦ ኤርትራውያን ብዜካ ጸርፊ ርእሲ የብልናን በኪልና እንዲዩ ኢሰያስ ወዲ መድህን በራድ
tig
positive
የቐንየልና ዛራ ፍልጠን ፍልጠትኩም ይሰስን
tig
positive
ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም ኩብራት የሕዋት ንስለቲ ርኢቶኹም
tig
negative
ኣነ ወዲ ሓትንኡ ኢየ ኣይትርከቡ ከይኣክለና መሊስኩም ሓዘን ትውስኩና ኣለኩም ብናይመን ፍካድ ኣብ ቻነልኩም ሸር ገርክሞ ክርዳኒ ኣይከኣለን ሕጂ ግን ስደዱልና ኣውጽእዎ መሸቀጢ ረኪብኩም ሰብ ኣብ ሓዘን ኣሎ
tig
positive
ዋይ ሂወት ስደት ዝባሃል ሲ ካብ ክደይ እዩ ዝፈልይና ዘሎ ብዝኮነ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና ኣብ ጸበባ ዘለዉ የሕዋትና መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣሜን 3
tig
negative
ዕለት 21 12 2016 ክቡር ሕዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ብኣካል ንዝፈልጦ ኩነት ምስክርነተይ ንኽህብ ብዓብይኡ ኣነ ኣፍቅዱለይ ህቦ ቃለ ምስክርነት ንሓቅነቱ ዘረጋግጾ ያድርሳችሁ ፈጣሪና ዝኾነ ኣምላኽ ክኸዉን እከሎ ብኻልኣይ ደረጃ ዘረጋግጹለይ ብኣካል ዝፈልጡ ህዝቢ ኤርትራ ክርስትናን ኣብዝኾነ ስለዝኾኑ ንዝህቦ ምስክርነት ኩሉ ሓቅነቱ ንዝምልከት ነገር ናብ ኣቶም ክገድፎ እየ ህዝቢ ኤርትራ ንኹን ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ትግርኛ ሕብረተሰብ ንምንታይ ኢና ፈጣሪና ኣምላኽ ይባርኽካ ስራሕ ንሰርሕ ዘለና ህዝቢ ክልቴና ሃገራት ብፍላይ ሕብረተሰብ ትግርኛ ዝኾና ፈጣሪና ኣምላኽ ዝፈትዎን ዝሕጎሰሉን ሕብረተሰብና ሰላምን ቅሳነትን ረኺቡ ነንሕድሕዱ ፍቕርን ሕዉነትን ከምእዉን ምትሕግጋዝ ነሓፍሰሉ ተግባራት ኣይንትግብርን ዘለና ብእንገብሮ ስራሕን ነጸብራቓትናን ብእንገብሮ ኣምላኽ ክሕጎሰልናን ክሕግዘናን ኣስላማይ ክስታናይ ከይተበሃሃልና ንሰላም ሓቢርና ንስራሕ እንዳበልኩ ናብ ዝህቦ ቃለምስክርነተይ ክሰግር ኣፍቑድለይ ሕጂ ንኽረክብ ቃለ ወሃቢ ብኣካል ዝፈልጦ ብዛዕባ ሳሆ ትግረ ራሻይዳን ሕብረተሰብና እዩ 1 ሳሆ ሳሆ ህብረተሰብና ንሕብረተሰብ ምስ ትግርኛ ሕብረተስብ ዝፈልዮም ሳሆ ዝብል ስምን ምስልማና ሃይማኖቶም ኮይኑ ኣብ ጊዜ ሓጎስ ይኹን ኣብ ጊዜ ሓዘን ኣብ ሓደ ዳስ መርዓ ይኹን ሓዘን ዝተዘርዘሩ እዚ ክብል እንከለኹ እታ ዝሰርሑላ ድስት ወይ ድስት ስጋ ስለ ዝስራሓላ ነናቶም ክጥቀሙ እንከለዉ ኩሉ ነገር ብሓደ ይግደዱ ሕብረተሰብና ኣብዝኾነ ዓለም ዘየለ ናይ ምስልምናን ክርስትናን ፍቕሪ ኣሎ እንተተባሂሉ ኣብ ሞንጎ ብዳውየት ክርስትና ሕብረተስብና ዘሎ ሕዉነታዊ ዝኾነ ፍቕሪ እዩ ትግረን ሳሆ ይኹኑ ብሄረ ትግርኛ ህዝቢ ኣከለጉዛይ ዳርጋ መብዛሕቲኡ ኣካል ሕብረተሰብ ትግርኛን ሳሆን ቋንቋ ዝዛረብ እዩ ክንዛረበሎም ብዙሕ ካብ ሃቂ ኣይክርሕቕን ኢና ኣብ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ሞንጎ ክልተ ብሄራት ሰላም ኣበይ ኣሎ እንተኢልና ኣብ ሞንጎ ብሄረ ሳሆን ብሄረ ትግርኛ ህብረተሰብ ኣዉራጃ ኣከለጉዛይ እዩ ዘሎ ኢለ ይድርኾ ነዚ ኣፍሉጠይ ንነዉሕ ዓመታት 2 ብሄረ ትግረ ባህሊን ምቕሉል ንትግርኛ ሕብረተሰብ ዘኽብርን ቀልጢፉ ዘቕርበካን እምነት ዘሕድርን ሰላማዊ ዝኾነ ሕብረተሰብናን ምኻኑ ጥራሕ ዘይኮነ መልሓሱ ዘይቕይር ፍጥረት ብሄረ ትግረ ኢለ ከቐምጦ ይመርጽ ነዚ ኣፍሉጠይ ብኣካል ልዕሊ 10 ዓመታት 3 ጀበርቲ ሕብረተስብና ብመሰረቱ ብኹሉ መዳይ ካብ ትግርኛ ሕብረተሰብና ብጀይካ ሃይማኖት ዝፈልየና ካሊእ ከጠቓልል ኣይኽእልን እዩ ኩነታት ጀበርቲ ክንርኢ ምስ እንፍትን ንትግርኛ ህብረተሰብና ጠንቂ ኣይኮኑን እዮም በንጻሩ ትግርኛ ህብረተሰብ ኣብ ልዕሊ ጀበርቲ ሆርሞናት ይገብር እዩ እዚ ከኣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብፍላይ ኣብ ኣዉራጃ ሰራየ ዝረአ ተርእዮታት እዩ ዓድታት ብዙሕ ምግንዛብ ኣየድልየንን እዩ ንሓደ ኩነት ግን ብንጹር ክጠቕስ እየ ኣብ 1992 ኣብ ሞንጎ ንትግርኛ ዓዲ ኣባ ዕቦን ዓዲ ዓናግር ኣዉራጃ ሰራየ ዓናግር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዝሰላሰል ዝነበረ ዘይምቅዳው ነገራት ዶብ ሰጊሩ ኣብ ብዓል ስዑዲ ዓረብ ዝነበሩ ጀበርቲ ፈጢርዎ ዝነበረ ስሚዕት ሓደ ዝዓበየ ዝፍጸም ትግርኛ ህብረተሰብ ኣብ ልዕሊ ጀበርቲ እዩ ኔሩ ነቲ ተላዒሉ ዝነበረ ጉዳይ ብኣጋ ንምእላዩ ዝተኻእለሉ ቀንዲ ምኽንያት ጀበርቲ ዓዲ ኣባ ዕቦ ይቅረ በሃልትን መስተውዓልትን ብምኻኖም ተፈጢሩ ንዝነበረ ወጥሪ ኣብ ሓጺር ሰዓታት ነቲ ኣሰሓሒቡ ዝነበረ ቦታ ሓዱሽ ስም ብምሃብ ዓዲ ዓብሻን ዓዲ ኣባ ዕቦን ሰላም ጌሮም ክቀላጠፍ ዝነበረ ፕሮጀክት ተዛዚሙ ኣብ ኣገልግሎት ከምዝህሉ ተገይሩ እዩ ነዚ ጉዳይዚ ብፍሉይ ዝፈልጦ 2 ዓመት ኮይኑ ብሓፈሻ ኣብ ዝፈላለየ ቦታታት ተክልፉ ጀበርቲ ኣብ ትግርኛ ሕብረተስብ ስክፍታታት ከምዘለዎም ትዕዘብ ኢኻ እዚ ከኣ ምብጋሶምን ትግርኛ ኣብ ልዕሊ ጀበርቲ ዘንጸባርቕ እዩ እዚ ነገርዚ ከኣ ሕብረተሰብ ትግርኛ ከወግዶ ዘለዎን ክእረም ዝግበኦን ጉዳይ እዩ ኤርትራዊያን ምስልምና ሃይማኖታት ተኸተልቲ ንትግርኛ ሕብረተሰብ ኤርትራ ጠንቂ ወይ ኣስጋእቲ ስጋብ ዘይኮኑ ከም ጸላእትኻ ክተቐምጦም ምፍታን ንፈጣሪና ምቕያምን የህዋትና የህዋትና ምስልምና ምኽሓድን ስለዝኾነ ብማሕበር የሕዋት ንዘፍቑሩና ኢና በሃልቲ ንሕብረተሰብ ትግርኛ ዘይዉክሉ ኣብዝሕጂ እዋን ዝቀላቐል ዘሎ ዘይንቡረ ኩነታት ዘይንቡረ ምስልምና ፍልልይና ኤርትራዊያንን ትግራይ ትግርኚ ሕብረተሰብን ሓቢርና ክንቃወሞ ኣለና ብሄረ ሳሆ ትግረ ጀበርቲ ምስልምና ሃይማኖት እዮም ኣነ ምስክርነተይ ዝህብ ዘለኹ ኣካል ትግርኛ ሕብረተሰብ ክርስትና ሃይማኖት ንሓቅነቱ እየ ብኣካል ንዝፈልጦ ዕምቚ ዝበለ መልክዑ ንኸቕርብ ዘገደደኒ ቀንዲ ሕልናይ ኮይኑ ከምኡዉን ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ሓቂ ተዘረብ ዝብል ቕዱስ ሃይማኖት ስለዝኾነ ንዝፈልጦ ኽምስክር ኽምስክር ኣብ ሓይሊ ዝሃበኒ ልዑል ምስጋናይ ይቀበለኒ የቐንየለይ የሓተይ የሕዋተይ
tig
negative
ክክክክክክ ድሁላት ገንዘብ ናይ ህዝቢ ክትኣሪዩ ላክ ሳብስክራዩብ ክትብሉ እንዳዋዓልኩምስ ተመልስኩም ኪኣ ከምዚ ጌርኩም ትኮትምሉ ኣለኩም ንዚ ህዝቢ
tig
negative
ሰብ ሓተላ ታሪኽ
tig
positive
እዛ ደርፊ ምስ ሂወተይ ዝተኣሳሰረት እያ
tig
negative
ሎሚ ካብቲ ተቅርቦ ቅሩብ ውጽእ ኢልካ ናብ ናይ ስድራና ወስ ምሰበልካ ብፍላይ ድማ ናብ ምኣዲ ስድራ ቀባሕባሕ ደይትብል ብርግጽ ልበይ ተተንኪፈ ምኽንያቱ ኤርትራዊት ኣደ ማዕረኽንደይ ወሊዳ ከምዘይ ወለደት ብዕሙር ስድራ ማሚቛ መሊሳ ብዕሙር ጽምዋ ክትብላዕ ከላስ ማዕረ ኽንደይ ዘሕዝንዩ ግን ይወግሕ ይኸውን ንመን ኢልዎ ፈጣሪ
tig
positive
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ እዩ ቀፅለሉ
tig
negative
አታዉረኛ ባልታጠቁ ሓዉ ካብ አሠመራ አወፀእን ብመባሉ ዶ አኮኑን እዮም እዱ ቆረፀም ንበረቱ ዘረፋም ዘላአኸዎ ሓቂተዛረብ
tig
positive
ተባዕ ወዲ ያሬድ
tig
negative
መተኣማመኒ ምስ ፍራሳት ዲኻ ጺሒፍካያ እዛ ናይ ቖሉዑት ኳይኑው ትብል ብዝኾነ ሓደ ዩ ዕላማና ሃገርና ክንውንና
tig
positive
አየ ድራር ድራር ርእሲ ትርሞስ ነብሲካ ዘየማሀደርካስ ብዛእባ ሀገር አየርኤልካ
tig
positive
ያ እዚ ኩሉ ኮመንት ምስ እዚ ፊልም ድዩ ወሪዱ ባእ ደቀ ዲኦም በቲ ልሙድ በሉ ጽፍዑና
tig
positive
ፆቡቅ ኣሎካ እዚ ሀወይ እዚ ሀስዊ ውዲ መድህን በራድ ዘይገበሮ ገበን የለን ሽህ ግዜ እንተቀተናልንዮ እኩል ኣይመሰልን
tig
negative
ንዓኻ መን ሰብ ምስቆጸረካ ኢኻ ንስነጥበባዉያን ከተጠንቅቕ ጉሓፍ መደናገሪ
tig
negative
እታ ናይ 666 ባንደራ የጸብቐለይ ካልእ ጽቡቅ ኢልና ኢና
tig
positive
ስይ ስይ ደቂ ትግራይ ቆናጆ ትግራይ ናይ ብሀቂ ናይቆናጅ ብርክቲ ምድሪ እያ ወዲ ኩኩብ ፅብቅ ስራህ ከም ወትሮካ እጅኩም ናይና ትግራይ ንቅድሚት
tig
negative
እንታይ ገደሰኒ ካባና ነርሕቃ እሞ ሽዑ ውጺኢቱ ከሐጉሰና ኢዩ ኣስላማይ ይኹን ክስታናይ ክውቃዕ ኮሎ ኣምሂሮም ንበል ኢድን ጓንትን ተወሃሂድናን ሽግርና ክእለ
tig
positive
እዋይ ኣነስ እንኳዕ ናይዚ ኩሩዕ ወርቂ ህዝቢ ኮንኩ ኤፍሬም ንፋዕ ስነ ጥበባዊ ናይ ትግራይና ኢካ ቀፅሎ ካብዚ ንላዕሊ ብፋሉይ ስራሕ ኢና ንፅበየካ ይበል ጎሮሮ ምስ ጣዕሚ ዜማ ባሓቂ ሱሑል ድምፂ
tig
positive
ኣታ ብምንትያ ኢኩም ትዱዉሉ ዘለኩም ንጎርኒ ቡዙሕ ዘረባ ኣለኒ መልሲ ቡሁጹጽ እ ላይክ ለሚነ ኣይፈልጥን ኢየ ግን ካኣ ኣይደሊይን ኢየ
tig
positive
ጅግና ወዲ ኤርትራ አረጋይ
tig
positive
ህግደፍ ስጋብ ዘለው ባህልና ጥበብና ልዕሊ ኹሉ ከኣ ኤርትራውነትና ክህስሱን እዩ ድለሌቶም ስለዚ ኤርትራዊ ሰብይ ህግደፍ ንጸርገሉ ሜላ ንባላሐት ንታአከብ ኢህን ምህን ንባሃል
tig
positive
ደስ በሃሊ ሓሳብ እዩ
tig
negative
ነሽነሽ ተስፈኣለም እንታይ ትፈልጥ ንስኻ እዚ ኮ ብዛንታ ኢካ ትፈልጦ ቀደም ንስኻ ኣብ ጉስነት ከለኻ ኢዩ ተፈሊና ሶ
tig
negative
መቃበጠርቲ ናይ ህግደፍ አይ ትኹኑ አበይ ዘሎ ሰላም እዩ ህዝቢ አብ ዕዱ ዘይ ቀስነሉ ሰላም ዘይ ብልኩም ንጸላም አዩ ዝባሃል ህዝብናን ሃገርናን ዝኽእሉ ናብራ
tig
negative
ኣይይይ ልቢ ድሰብር እዋይ አፍ እምቢ እምቢ ድሕሪ ደጊም ብክያት ዋጋ የብሉን ሓንሳብን ነሓዋሩን ነቲ ዘብክየና ምቕባሩ እዩ
tig
negative
እሽርሩ እሽርሩ ክትብሊ ከለኪ ዜማ ትሰርቂ ኣለኪ ናብ ናይ ትሰግሪ ኣለኪ
tig
positive
መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ በተሰብ ፅንዓት ያሃቦም
tig
positive
ጋል ጻሃየ ሺኮር ተኮይንለይስ ክምራዓወኪ እየ
tig