label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
negative
ብሓቂ ዝሕዝን እዩ እግዚአብሔር ኣቦይ ሕጅስ ይኣክለና
tig
positive
ኣንታ ነዛ ሽኮሪና ጋል እንታይ ግበሪ ይብልዋ ኣለዉ
tig
negative
ኣየ ደቂ የውሃንስ ደርፊ ደሪፍና ኢልክንስ ካብቲ ሂወቱን ዕድሚኡን ከፊሉ ዘገልገለ ንላዕሊ ሃገራውያን ክትኮና ማለትክንዩ ኣብ ልዕሊ እቲ ንኹሉ በዲሁ ንሃገሩ ዝተረባረበ ተወራዚክን እዚ ኩሉ ሕጂ ፈቆድኡ መሪርዎ ዘሎ እኮ ነዛ ተሽኳዕድዳላ ዘለክን ሃገር ደሙ ዘፍሰሰን ዝሓለውን ዝሃነጸንዩ ንስካትክንከ ኣቦኽን ሰብ ክጋደል ከሎ ምስ ናይ ደርጊ ፖሊስ ሽሉኽሉኽ ይብል ኔሩ ካብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመጹ ደረፍቲ ኢትዮጵያ ትቕደም ወንብዴ ይውደም ኢሎም ክቅስቅሱ ኣብ ኤርትራ ክዞሩ ከለዉ ኣቦኽን ምስኦም ኮይኑ ምርኢት የርእይ ኔሩ ናይ በዓል በረኸት ዜማ እንዳሰረቀ እሞ ኸ ደኣ ልዕሊ ኤርትራዊ ኤርትራውያን ክትኮና ይቕመጥዋ በጃኽን ታሪኽን ኩሉ ሰብ ይፈልጦ እዩ ኩሉ ደሓን ኔሩ ብሞትን ግፍዕን ኣሕዋትና ምልጋጽ ነተን ኣብ ዓዲ ዘለዋ ኣዴታት ሓዘን ምውሳኽ ግን ይቅረ ዘይብሃሎ ገበንዩ ግን ደሓን ንጊዜ ንግደፎ ግዜ ብዙሕ ከርእየና እዩ ከም ኣይትዘንግዒ
tig
positive
ምቁራት ደቂ ዓደይ
tig
positive
ትርጉም ዝተሓበበረና ተሎ ብርቱዕ ቓላት ዩ ወሪዱ ዘሎ
tig
positive
ቆርጫጭ ጸግዒ ዉጹዕ ህዝብካ ምካን ኩርዓት ኢዩ አሞ ትሓበን ኩራዕ
tig
negative
ኣብዘይ ሰላም ሰላም ሰቅ ከ ዘይትብል አምባኣር ከምዚኣ አያ ሰላም
tig
negative
ስናዕ ወይ ደቂ 40 ክጋሓፉ ኣለዎም ብዘይቀልዓለም ንሕና ትሻዓቴና ንዓወት ሽጥ ማዓንጣና
tig
positive
ዋውውውውውውው ገለኣይነት
tig
negative
እታ ኣብ ልበይ ዝነበረት ሓሳብ ረኪብካያ ብራዘር
tig
positive
ሰላም ሓወና የቀንየለይ ኣነ ብጣዕሚ ተማህር ቀፅለሉ
tig
negative
ኣቲ ሃላይ መኑ ገንዘብ ድኸፍሎም ኢስኹም ይርሃምኩም ይ ኣክል ትብሉ ሓሰውቲ ኢ ኩም ትግራዎት ኢንታዮም ገረሙኹም ናይ ዋሽንግተን ብዛዕባ ናሲር ዑመር ድ ኣ ደይትዛረቡ ቅዋምከ መን ድጻሓፎ
tig
positive
ኣታ ቀዳማይ ጽሔፈ በጃኩም ለከ ግደፎ ናቱ ከኣ እንቋዕ ደሓን መጻኩም
tig
negative
አንታ ሐውኢት መበላ አተዊ አብቲጨ ነዋ ረሳሕ ካብ መዓኮራ פעם ሓቢቢኢ
tig
positive
ያ ቶሜ ሓውና ሓቂ ሓቂ ሓቂ ቀጽሎ እስከ
tig
positive
ብርኽ ምጅማር እስከ ይግበሮ ጆርጆ ቢርዕኹም የሰስኖ እንዳዛናግዑ ዘስተምሁሩ ኩቡራት ስነጥበበኛታት
tig
positive
ሕመረትና
tig
negative
ኣንታ ሓሳዊ ኤርትራዊ ይባሃል መንነት የብልናን ወላይ ካሕሳይ ኪዳነ ኩፍሉ መልኣከ ተኸለ መን ኢዮም ሓውካ ኸ ይቐትለካ ኢዩ ትምሳሕ ሓመድ ዓሊ ያኣነ ኣብራሃም ወደባይን እዞም ኩሎም መሻይኽ ክጠፍኡ እንከለው መን ኢዮም
tig
positive
ኣሰይ ወዲ ገብሩ ኢዚ ደሪፍ ናይ ግርብሩ ቲኡም ኢዩ ኮሙ ኪኣ ናይ 209 የረና
tig
negative
ገራሰ ብዕራይ አብ አመሪካ አሓቢእካ ሃለውለው ስባኣይ እንተ ኮይንካ አብ ኤርትራ ኮይንካ ተዛረብ ሃሳስ
tig
negative
ሰላም እንጂነር ኣስጎደም እንታይ ረኪቡካ ወደይ ድቕድቕ ዳኣ መሊሳ እንበር ነቐለት ስድራበት ናብ ስደት ክወጺእሉ ዝተከፍተ ዶብ ስ ጸላም ተቐንጢጡ ኢልካያ ተጋጊካ መልሰሉ ምናልባት ብሕጂ ዝራአ ሰላም እንተ ሃልዩ ግን ኣፍካ ይስዓር እንበር ንዘሎ ሰላምስ እንተ ኮንካስ ተጋጊካ ሰብ ከፊእዎ ኣሎ እንጂነር ኣስጎዶም ብለባምካን ብኪኢላኻን ኣይትዓሹ መልሰሉ
tig
positive
ኤፋረይይይይይይይይይይይይይ ሰይ ገበራ ኣዴካ ንዓካ ዝወለዳልና ኣግርጭው
tig
positive
ዋውውውውውው ሺኮር ጓል ኤረይ ኣጆኪ ደስ ዝብል ደርፊ ቀጽሊዮ
tig
negative
ኣረጊት ሽርሙጣ ክንደዲኣ ኸኒ ምእራግካ አያ ኣብ ኤርትራ ዘላ ሕልናኣ ከም ነፍስኻ ተዛሪብካ ምኻድ
tig
negative
ጽብቅቲ ደርፊ ኔራ ክሊብ ግን ምሳኣይትከይድን እያ ምክንያቱ ናፊቀ እንዳበልካ ስ ምሳካ ካኣ ትጻወት ኣላ እታ ትጉዓዝ ዘለካ ጓል ጌጋ ኣይስምዓን
tig
negative
ክላእ ተጎዘዝ ፈዛዝ ንስኻ ሕሊሚ ዓባይ ትግራይ ዩ ጅልምኹም ተገጢምኩም ኢኩም እዚአቶም ማለሊት ለማኒት አፍካ ሀዞ ቆማል አኮለጉዛይ ዓዲ ሞኳንንንቲ ዪ ከማኻን ዘአመስለኡ አኮለጉዛይ የለን አን ውዲ ስረዖ የ ግን ንስካ ሕማም ናይ ነብስኻ ዩ ዝጻወትልካ ዞሎ አፍካ አክብ ንስኻ ጫካ ዋኽርያ ኢኻ ገጽካ ይከወል ኮወል
tig
negative
ኢርትራዊ ዲኻ ኣታ መንእሰይ ናይብሓቂ ነብስካ ፈቲኻ ኢኻ ወጺካ ሕድሪ ጀጋኑ ረጊጽካ ነቶም ኣብ ድፋዕ ዝነበሩን ዘለውን ሃገርና ብጸላእቲ ከይትድፈር ዝሕልዉ ጠንጢንካዮም ወጺካ ወይስ ንኤውሮፓውያን ኢኻ ታሪኽ ክትሰርሕሎም ደሊኻ ታሪኽ ጅግንነት ኣብ ሃገርካ ኢዩ ዝስራሕ ነዚ ኢዩ ኽኣ ብዘይ ታሪኽ ክትነብር ኢኻ ዝበለትካ ሰምሃርን ብጾታን ሓለይቲ ህዝቢ መሲሎም ናይ ሓሶት ነጋዶ ዓቢ ሽም ንነብሶም ኣጠሚቆም ደለይቲ ፍትሒና ኢና ዝብሉ ኢዮም ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ዘደናግርዎ ዘለዉ ኣንፈቱ ኣስሒቶም ስነ ጥበብ ሃገሩ ከምዝጸልእን ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ሃገሮም ዘለዉ ሙዝቀኛታት ጽልኣት ከምዝሕድሩ ጌርካ ናይቲ ብናቶም ባይረስ ዝተለኽፈ ስነ ጥበባዊ ደርፍታት ጥራሕ ከምዝሰምዕን ከምዝውድስን ምግባር ንካልኦት ደረፍቲ እንዳ ኣቃናጸብካን ክብረት ሰብ እንዳገሃስካ ክብረተይ ይተሓሎ ናይዝበልካ ድኣሞ እንታይ ትርጉም ኣለዎ ደልዪ ፍትሒ ኢየ እንዳ በልካ ስምካ ሰማይ ሰቂልካ ንሰብ ኽኣ ክብረቱ እንዳቀንጠጥካ በየናይ መለክዒ ድኣልካ ደላዪ ፍትሒ ክትከውን ዝከኣልካ ኣይትተሃመል ሕጂ ውን ኣስተውዕል ናይ ብሓቂ ክኣ ፈታዊ ነብሱ ኢኻ ወሓጦ ተዘይ ወሪድልካ ማይ ጌርካ ኣውርዶ ስለዚ መንእሰይ ሕጂ ውን ኣይትተሃመል ተረዳእ ኣስተብህል ብታባህለ ዓንገር ኣይትበል ተረዲእካ ወስን መሸቀጢ ሃሱሳት ኣይትኩን ብርድኢት እምበር ብስምዒት ኣይትንበር ስምዒታዊ ወዳቂ ኢዩ ንዝኮነ ነገር ውን ብብስሰለት ፍለጦ ኣይትተዓሻሾ ነቲ ወርቃዊ ቃላት ብሕማቅ ኣይትተርግሞ ብሓቂ ተረድኣዮ ብውሕዳት ናይ ማስ ሜድያ ሃሱሳት ከይተሃመልካ ግዜካ ከየጥፋእካ ጉዳይ ነብስካን ስድራኻን ሃገርካን ግበር እቶም ተሃመልቲ ደጊመ ኣነ ውን ኣይትትሃመሉ ይብለኩም ቅድሚ ምዝላልካ ትዓልቦ ፍለጥ ኣይትተሃመል መንእሰይ
tig
negative
ማማ ፎዚያ ንዕላማስ ጉሒላ ተጋዲልኩም የግዳ ነዚ ውጹዕ ህዝቢ ክሒድኩሞ
tig
negative
ፎዝያ ሃሺም ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ኢና ዘለና ከይ ሓፈርኪ ከኣ ትሕስዊ ኣለኺ እዚ ጽንተት ኣብ ኤርትራውያን ሓፈርኪ ዘሎ ተሓታቲት ሙኻንኪ ጥራይ ኣስምርሉ
tig
positive
መርሓብ እብሰናይ ደሓን መጻእኩም ኣብሽርኹም ሕናማ ምስልኹም ህሌና ላይክ ዎ ኮመንት እግልና ሕዶጎ
tig
positive
ደላይ ነብሱ አታ አንዳ ኣስሓቀት መሃሪት ፊልም አንቓዕ ደሓን መጻኩም ኣጆኩም ኣይትሕመቂ ምትብባዕ ከኣ ንሕና ኣይንሓምቅን ኢና ሓንቲ ምክሪ ግን ኣለትኒ ንስነጥበባውያን ሃገረይ ቅድሚ ናብ ዩቲብ ምዝርጋሕኩም ኣብ ኤርትራ ካ ኩለን ከተማታት ኣብ ኣዳራሻት ተተሬዎ ፊልምታትኩም ምክንያቱ ቁሩብ ገንዘብኩም ተመለስኩም ወላ ኣብቲ ሕውሲ ከተማታት ገጽኩም ተተዛወርኩም ከማን ኣይጽላአን ኢዩ ምክንያቱ ዩቲብ ገንዘብኩም ድመልሰልኩም ኮይኑ ኣይስመዓን ኢዩ አሞ ከኣ ከምዚ ብሉጽ ስራሕ አንዳ ሰራሕኩም ከምዚ መበልየይ ብሰንኪ አዚ ሕማቅ ስርዓት 95 ህዝብና ኢንተርነት ኣይጥቀምን ኢዩ ኣብ ርአሲኡ ምስቲ ፊልም ትግሪና ምካኑ ብዙሕ ሰብ ደይሰምዕ ቃንቃ ኢዩ ዘለና ጽቡቅ ምነበረ ኒሩ ይብል ወላ ኣብቲ ሓውሲ ከተማላት ተትከዱ ህዝብና ከኣ ደሓን ኢዩ ኣብ ምውጻአ አንበር ኣብ ኣስመራ ጥራይ ኮንኩም ነዕኩም ከማን ኣይጽቡቅን ኢዩ ማለት ኩላትና ስለ ንፈልጠን አተን ስኔማታትና ብሃገራዊ በዓል ዶ ገለ መለ ትሑዛት አየን ኣምላክ ንስነጥበባውያንን ንስነጥበብን ሃገርና ይባርክ
tig
positive
ትም ለ ይስሕቅ ትም ለ ይነብዕ ተወጃቢሩኒ ዝብደል ዝጉህይ ዝራገም ዝጣዓስ ከምዛደ እምበር ኮይነ እህም ታንታነይ ነዲኡ ዘፍቅር ሓየሎም ከናሪ ድምጹ
tig
positive
ኣቢ ሓወይ ከመይ ዲካ ወገነይ ጥዑም ኣብ እዝኒ ዝሱካዕ ኩሉ ድርፍታትካ ዝወጾ የብሉን ንዓይ ውዱእ ኢካ ንራከብ ንከውን ኣብ ኣስመራና ሓድሽ ዓመት ኣምላክ ይትሓወሶ
tig
negative
ኣሰና ከይ ኣረጋገጽኩም ኩሉ ጊዘ ምዝራብ ኣይጹቡቁን ጉሓፋት ተቡሉና ኣለኩም በቃ ዙር ፈንቅል ፈሺሉ በጃኩም ኣይተሐፉሩና ህጡር ሓበረታ ኣሕሉፉልና
tig
negative
ኪዲ እንታይ ትብሊ ከም ኣጆኽ ከማን ድሰምዓኪ የለን ጉሓፍ ዘይታሪኽኩም ኢሰያስ
tig
negative
ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይካኣልኩን ኡፍፍፍፍፍፍ
tig
positive
ዕደመን ጥዕናን ንኩብር ፕረዝደንት ኢሰያሰ አፈወርቂ
tig
positive
ሰቶብ ስቶብ በጃኩም ውራይ ምህረኩም ግበሩ ኣዚ ኮመድይ ኣይኮነን ጸወታ ዩ ዚ ስለዚ እቓርጽዎ ንዝካሉ ግደፍሎም ኮመድይ ዝበሃል መሃርን ኣዛናግዕን ከከውን ኣለዎ
tig
negative
ንስካ ኢካ ሎቅማጽ ግድደፍ ጀሚርዎ ወራር ትብል ኣለካ ቃላት መለስ ካብ ዝሓለፈ ተወከስ ጎረበት ኪሓልፈሉ ንስካ ኣብ ጸልማት ኪትህሉ ኣቅበሎን የ እንተዘይ ኮይኑ ግድን ተለካኪምና ናቲ ህጉም ኪንኣቱ የብልናን በዓል ንስካ ጀለፍፍ ሕጂ ታሪክ ኪትብልሉ ኪድ ጥራይ እቲ ታሪክ ሕጂ ተጋሩ ክረኽብዎ ይምስክርዎ ኣለዉ እዛኣ ባዕልካ እንተ ሰሚዖምካ ነቶም ደቅካ ጥራይ ግበራ
tig
positive
እውይ ኣነስ ኩሉ ግዜ መወዳታ ይጽሕፍ
tig
positive
ያአላህ ረቢ ይብፃሓሊኩም ወላሂ ማረ ይሕዝኖ እቶም ቆሉዕ ሓባይቢይ
tig
positive
ሚሊ ናተይ እንቃዕ ናትና ኮንካ ንስኻስ ወደደይ
tig
negative
ኮለል እድዩ ስራሕኩም ሰረቅቲ ብደም ኑጹሃት ሰኺርኩም ንሰብ ጸላም ተጎልቢብኩም ተጥፍእዎ ኣለኩም
tig
positive
ኣዚየ ዝፈትዎ ደራሲ ኤፋር ጹብቅቲ ኮሜዲ አያ ሙቁራተይ
tig
positive
ሎሚ ተሓጊሰልካ ኣንበሳየ
tig
positive
ዕድመን ጥዕናን ውዲ ገብሩ ኣቦና
tig
positive
ከደት ከደት ከደት ናበይ ከይዳ ቅቅቅ ሙቁራተይ ደቂ ዓደይ ብጣዕሚ ሓሪፍ ሙዚቃ ናይ ራያ ኣናጋግራ ክምቸወኒ ማዓት እየ
tig
positive
ን ኣምንቲ ምስልምና እንቆዕ ጾመ ልጎምኹም ፈታሕኹም ዒድ መብሩኽ ዒድ ኣልፈጥር ይግበረልኹም ሰይይይይይይ ወዲ ባይረ ዕባይ ኣስመራ እንቆዕ ብሰላም መጻኻ ኹሉ ግዜ ብኣኻ ሕጉሳት ኢና ወዲ ባይረ ዓቢ ሰብ ካብዚ ንላዕሊ ስራሕ ክኣ ንጽበ
tig
negative
ካብ ቀዳማይ ፈታዊካን ኣድናቂካን ናብ ቀዳማይ ጸላኢካ ኮይነ ኣለኩ ድሁል ኣረጊት
tig
positive
ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ እዋይ ወረ ሓበሻ ያጀማዓ ኻላስ ወረ ጥራይ ኮና አስተኽፉሩላህ
tig
positive
ይበል ደርፊ ከም ገለ ዓይነት
tig
positive
የሕዋት ኣይኮናን ሓቢቢ
tig
negative
ብጻይ ፋኑስ ንስኻ ክትቃለሶ ዘለካ ወይ ዝግበኣካ ንቲ ስርዓት ወይ ነቲ ስነሓሳባቱን እምበር ከመይ ንስነጥበባውያን ደገፍቲ መንግስቲ ንምንታይ ትኾኑ ኢልካ በቲ ኣነ ዝደለኹዎ መገዲ ዘይኸድኩም ኢልካ ንህዝቢ ትፈላልይ ንመሰል ናይ ካልኦት እውን ክተኽብር ኣለካ ናባኻ ንኽመጹ ጸዓር እምበር ንመንእሰያትና ኣብ ሶሻልሚድያ ስለምንታይ ክጸራረፉ ክተፋነኑ ትገብር ንዲሞክራሲን ፍትሒን ዝቃለስ ሰብ ንናይ ሰባት ናይ ምድጋፍ ወይ ናይ ምቅዋም መሰል ክሕሉ ይግባእ ካብ ሓደ ገዛ ተቃዋሚን ደጋፍን መንግስቲ ኣለዉ ቁሩብ ካብቶም ነጸላ መንደቕና ተመሓሩ ደገፍቲ ዓረና ትግራይ ደገፍቲ ህወሓት ዘለዎም ፍልልይ ኣብ ቦትኡ እንከሎ ኣብ ውሽጣዊ ሓድነቶም ግን ህዝቦም ከይፈላለ ይጽዕሩ ኣባና ግና ሕድሕድ ደም ምፍሳስ ዘስዕብ ከም ጓና ንተፋነን
tig
negative
አቲ ሐፍትና ዝወጻኺ ስራሕኪ ግበሪ እቲ መን ኢኹም ንስኸትኩም እትብልዮ ንሕና ጀነራል ሃገርና ኤርተራ ዝጠፈአና መን ኢኺ ንስኽኸ ዋይ ንሽሙ አመሪካ ወይ አውሮጳ አለኺ ንሐደ ጅግና ሃገር ሐቲቶም ኢልኪ ዓዘፍዘፍ ትብሊ ተኸፊልኪ ክትኮኒ ቀፅልዮ እስኺ እንበር ጸርፍን ውርደትን ደሊኺ አብ አደባባይ ዝወጻኺ ሕፈሪ ወረጃ ማዕዶ
tig
negative
ቶኽላ መናፍቃን ናበይ እዪ እማ ጉያ ዝተወገዘ ኣቦ ትገብሮስ ኣከለ
tig
positive
አኔ አማረኛ ነኝ ግን እንደገባኝ ነው ሚመስለኝ ልጅቷን ስወዳት ድባብ አላት ደባይ ደባይ ድባበይ አይ እይ አውይ ወድሻለው ጥሎብኝ
tig
negative
ኣቱም ዓጃውስ ካብ 100 ጻጸ አረኡ ምስ ተባህልኩም ክትፈልትዋ ኢኩም ቆላውእ
tig
positive
ያ ጀማዓ ኣነ ፍቅሪ ሕዝኒ ምስ ዚ ወዲ ገለ ግበሩ ፍትውትው የ ዘብለካ ሓቢቢ
tig
positive
ሩሑስ ብዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልኹም ይግበረልና ኣምላኽና እግዚኣቢሄር ኣውድኣመትና ይባርኽን ይቐድስን ኣብ ከርተት ዘለው ከርተቶም ዝፍትሓሉ ኣብ ጉዕዞ ዘለው ሰላም ዝኣትውሉ ዝተፈላለዩ ፍቁራት ዝራከብሉ ዝተበታተነ ስድራቤት ዝትኣኻኸብሉ ኣብ ስደት ዘለና የሕዋት ስደትና ዝሓፅረሉ ብዓል ይግበረልና በቢ ዘለናዮ ሰናይ ብዓል ይግበረልኩም ይግበረልና ንብሙልእኩም ፈተውተይ ሙሓዙተይ ስድራቤተይ መትዓብይተይ እንካዕ ኣብፅሓኹም ሩሑስ ብዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና
tig
negative
ካብ ሰምሃር ጋሕባ አቲ ዉጹዕ ኣብ አይግድሸኒ ባሕሪ ዘሎ ህዝበይ ይበዝሓኒ ይሕሸኒ ንስኻ ግን ለኽባጥ ለክባት ኢኻ
tig
negative
ኣቲ ኸልቢ መጺኺ ከኣ ሕጂ እንተ ዝጥሕል ኔረ ንስኽን ሓፍትኽን ኣብ ተስካረይ ምሳዕሳዕክን ኔርክን
tig
negative
ናይ ብሓቂ ብዘይ የሱስ ሂወት የለን ካብ ኣምላክ ሪሒቅካ ጽቡቅ ከምዘየለ ይርእዮ ኣለኩ ተክተልቲ ሂወት ናፊቀዮ
tig
negative
አንታይ ዓይነት ፍልሚ አዩ አዚ ናይ ሕታምና ናይ ሓሙስ አንዳበልኩም ብደቅንስትዮ ምልጋጽ ድሕሪ ብዓል ሲዚኒኖ ኮሜዲ ሃገርና መሪት ምዝባጡ የሪኢካ
tig
negative
አዚእም ሐሰዉቲ ለካብጥ ይበሃሉ ሕሰር ሰብ መጠን ነብሱ የሕሰረካ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ የክብረካ ዓጋመ ብታሪክ እበር ብመልሐሰ አይኮናን ንፍለጥ ሐሳዊ
tig
negative
ነዚ ደርፊስ ዝበደለኒ ዘይብሉ ግን ስነኣ እምራዊ ክጸልኦ መዓት የ ፋራ ሙሽሙሽ ኮይኑ ይስመዓኒ ክክክክ
tig
negative
መተዓብይተይ ካብ ግዜ ንእስነት ሓመድ ሞቃሕምተይ ቡሉጽ ዓርከይ ቅድሚ ሰሙን ታነል ዓለም ተፈሊኒ እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ በቃ ናፍቆተይ እንዳመጻኹም ሆሲተይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ
tig
positive
ሰሌ ናይ ሕማመይ
tig
positive
ካብ ቆናጁ ቆንጆ ድርፍታትኪ ብጣዕሚ ሙቁራት ቀፅልሉ
tig
positive
ኣየ ሰብ ኣቲ ሰበይቲ ስቅ ኢልኪ ኣይተአገርግሪ ጋልኪ ምስ አቲ ሰይጣን ማኩ አያ ዘላ
tig
positive
ወልካም ደቂ ሓንቲ ልቢ ዋውውው ፅብቅቲ ፊልሚ
tig
positive
ኣምላኽ ይባርኽኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም ዘመን ናትኩም ዘመን ሓጎስ ይግበሮ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም
tig
negative
ኣብዛ ፍልልይና ዝተላገጽክናልና ልእላዉነት ኤርትራ ደቂ የውሃንስ ናይ ኢድክን ክትፍደያ ኢኽን
tig
negative
ነብስ ይማር ዘፈኑ ምን እደሚል ባይገባኝም አጀት ይበላል
tig
negative
መን ኣደካ ደሉይካ ወዲ መዲሂን በራድ ሽይታን ካብ ኣድና ኣልግስ ኣርትራ ናይ ኣርትራዋን እያ ንስካ ኣፎርኪ ክድ ውይ ክኣ ክንትፍስካ ኢና ምስ ኩሉ ስድራቤይካ ኣይቅስን ውድ ርግምቲ
tig
negative
ናይ ቆጦባ ጸገም ካብ ቀዳማይካ ዳሕራይካ ኣታ ሰበይ ነዛ ሃገር ሕልፊ ሰብካ ዘውጽኡን ኣለካ ዲዩ ዳሓን ግን ልቢ ኤርትራዊ ሰቢርካ ቅሳነት ተረኪብካስ ንግዜ ንግደፎ እንተ ነቶም ፈትውቲ ነብሶም ዝበልካዮም ኣብ ፈቀዶ ባሕርን ሳህራን ምድረበዳን ዕሸላት ልቢ ዘይቃጸሩ ቆሉዕ ግን ኣምላክ ገነቱ ከንብሮም ኢዪ ሕርቃና ጥቕላል ተዘይ ዣውጻእናዮም ጽቡቅ ዘለና ይመስለኩም ኣሎ ደጊመ ግዜ ሕዚኒ እምበር ፍት ንፊት በጽሕና ከነዕፍረካ ኢና ኤርትራውያን ወዳሓንካ
tig
negative
በኛ ደሪፍ ምስማዕ ከንገድፎ እምበር ኩሉ ስቅ እሊ ማይክ ምሓዝ ኩይኑ እዊዊ ውሰደኒ እልካስ ደርፊ ክልትፍ ኢልክን ስ ግበርኒ ከትበላ እየ ዝፈርሕ
tig
positive
ኣቢ እንካዕ ደሓን መጸካና ጽብቅቲ ደርፊ ግጥምን ዜማን ጽብቅቲ ኣድኒቀያ ኣጆካ በርትዕ እቲ ሞራል ከኣ ናባና ግደፎ ንሕና ከኣ ንስነ ጥበባውያን ምትብባዓ ኣይንሕመቅ የሕዋተይ
tig
positive
ኣሰይ ወዲ ሓወቦይ ሽኮር ደስ ዘብል
tig
negative
ዋይ ስልብጥ ሃየበሊ ግዚ ምስልባጥ አንበር ሰምዕካ ምሕጎል ሓጎስ ኣይትታሓጎሱ ደኣ ንስካስ ካንሰር ህዝቢ
tig
negative
ጋል ትግራይ ብሲ ኪዲ ኮርማም ዓጋመ ነቃዕ እግሪ ሃማማ እንዲኹም ዓጋመ ኣብ ኩሉ ጦብሎቅ ኣቃርጹ ትብሉ ሕጂ እዉን ከም ኣመልኩም ቱት ጦብሎቅ በሉ ጉሓፋት ሰይይይይ
tig
positive
ኤፍየ ምርጥ ብቃት ያለህ ልጅ ነህ ይሄን ስራህን በጣም ነው የወደድኩት በርታ
tig
negative
በለለይ ሓማሴን ድርባይ ደቃሉ በጻብጽ ደቃሉ እንስሳታት ዶናቁር እኔኝህ
tig
positive
ቐመም ህይወት እንቓዕ ብሰላም መጻእካና እዛ ዛንታ እንበር ከም ዝፈልሐ ካርታመ ልበይ ኣምኪኻትኒ ባእ ልቢ ወለድ ዛንታ ኮይኑ እንበር ንሄርሞን ዝገበርኩ ገይረ መሓዛይ ምገበርክዋ ነይረ ጻዕዳ ልባ ብሙሉእ ልባ ተፍቅር ገርሂ ለዋህ ንጹህ ልቢ ትውንን ጓል ሄዋን ኣበይ ትርከብ መዓርግ ድማ ክንዲቲ ዘፍቐርክዎ ጸሊአዮ ሓደራ ዘፍቀረ ከይብደል ንሄርሞነይ ድማ ፍናን ክኸፍለላ እዩ ግን ንመርሃዊትከ
tig
positive
ጸሎት ንግበር ደኣ በል ዝሓወይ ካልእ ወላሓደ መፍትሒ የብሉን ኩላትና በብሃይማኖትና ነንእሽተይ ጽሎት ንግበር ኣይመስለካን
tig
positive
ያ ሄለነይ ታታ ማኣንዱ ሲ ፍሪ ዶ ትኮኒ
tig
positive
ዓባሩ እምበር ኣይርእይን ስቡሓት ሰብ ቀደመ ረዘንቲ ጹኑዓት መልሓስ ኣብ ግዜኹም ባ ብኻ ተፈጢረ
tig
negative
እንታይ ያ ትብል ደላ እንጣጥዕ እነግረኪ ኣለኩ መልሲ ይለን ምባል ምሓሸኪ መስኪነይቲ
tig
negative
ትርጉም ኣልቦን ብልጭልጭ እንዳበልካስ ናዕታ ፈቴዮ ሓዲኡ ሓዝ በጃኻ ትርጉም ደርፊ ኣብ ግጥሚ ዶ ኣይኮነን
tig
negative
አትደሉይናን እህግደፍ የአክል ቻው
tig
positive
ሽዱ ጅግና ብጣዕሚ ደስ ተብል ደርፉ ኣጆካ ኣይትሕመቅ ካብዚንላእሊ ክትሰርሕ ከኣ ንትስፎ
tig
positive
እዋይ ኣታ ዞም ህግደፍ ሲ ጽምዋ ዶ ሞይቶም ሓቀይ ከድከድ ቁሪ ኮይንዎም ኣነስ ደንጊጸሎም ምሳና ምስ ህዝብኹም ምሓሸትኩም ክትማምቁ ን ተሜ ግን ኣገናዕ ብራቮ እብለካ
tig
positive
እዋይ ኣነ ንከርተት ዶ ካብ ስድራካ ትፍለ እካ ኣሕ
tig
negative
ኣነ ደጋፊኪ አየ ነይረ ንምንታይ መዝሙር ትዝምሪ ግዘስ ደርፊ ዘይቓርጽክዮ
tig
negative
እዉይ ኣነ ሓወይ ኣይትስኣን ሊብያ ትብሃል ዓዲ ትገምጠል ኣታ ኣበየናይ አምላክ ድዩም ዝኣምኑ እዉይ ሊብያዊያን ድሓን ኣቱም ረሳሓት ልብያን ካብ አፍሪካ ክትወፂእ ኣለዋ እዞም ዓካራት
tig
positive
ዙር ፈንቅል ዙር ለውጥን ዕቤትን ኢዩ
tig
positive
ንስካ ከ ኣበይ ክትውዕል ከምዚ ብዕራይ ሻካ ዝረከባ ተማም ጌሩ ጢዒምካ ዘሎ ክክክክ
tig
positive
ናብ ቤት እግዚአብሔር ተማላለሲ ዝሓፍተይ
tig
positive
ታሪኽ አግአዝያን ብጣዕሚ ሰፊሕዩ እዚ ኣብ ሐንቲ ከሊፕ ዘሎ ብጣዕሚ ጽቡቕን ካብዚ ንላዕሊ ንኽሰርሑ ምትብባዕ የድልዮም ንመጀመርታ ግዘ አብ ትግርኛ ከምዚ ዓይነት ፉሉይ ስእልን አቀራርጻን ቴድሮስ አጆኻ
tig
positive
ዋው ያሬዶ በጣም አሪፍ ነዉ በርታ
tig
negative
አሎካ ክንደይ ደፋር ሰብ ክትጸልእ ዘዛርብ እዩ ዘሎ ደቀይ ሎሚኸ እንታይ እያ ትብል ዘላ
tig