label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ሚሊ ሽኮር ገለ ዓይነት እያ ክሊፕ ምሉእ እዩ ወላ ጽቡቅ ድምጺ አለኪ ዜማ ቁርብ ሙሉእ ኣይኮነን
tig
negative
ፈካስ ታኒካ ገምሻሕ ድስቲ ዉራይ
tig
positive
ንኪድ ጥራይ ደቂ አርትራ ቀስ ብቐስ ናብ ንደልዮ
tig
positive
ኣጆኺ እተን ኣዴታትና ኣርሚምወንዩ ጸኒሑ ሕጂግን ክትሳኣ እየን እተን ልቢዝወሓደን ዉሑዳት ኣኽላባቱግደፍ ወዲአን ኣብሕፍረት ኣትየን ኣለዋ
tig
negative
እንታይ ግድኻ ብኤርትራውነታ ንሓንቲ ደቂቕ ውን ኣይጠራጠርን እየ ምስማዕ ደርፊ ትማሊ ዲኻ ጀሚርካ ወይስ ንኤሮፓ ሕጂ አኻ ሳክቱ መስለኒ ህብብቲ ደራፊት ካብ ጠፈኣትካ
tig
negative
መምህር ምክንኮ ኣፍወርቂ ከማክስ ኣሎ ዶ ኣክሕ ዓለም ብልሽ
tig
negative
አይ ወዲ ከልቢ ደንቆሮ መንዲካ ደልዩካ ኪድ
tig
positive
ፍቅር ሁሌም የትም ያሸንፋል
tig
positive
ብጣዕሚ ዘሕጉስ ኣጋጣሚ ባባ ኢዮብ እንኳዕ ብሰላም ምስ ሄለን ገጽ ንገጽ ፈጣሪ ሰማይ ኣረኻኸበኩም
tig
positive
ኣደይ ቱሙት ክትጽብቅ እዛ ሑሩማ
tig
negative
ሽኮሪና ደርፊ ምሳኺ ኣይትኸይድን እያ
tig
negative
ካብ ሓደ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ዘይ ትጽበዮ ናይ ሓሶት ምስኪር ተቀበልኒ ትዕዘብ ካብ ምግራም ሓሉፍካ ፎ ዘብል ግዜ በጽሕና ሓሳዊ ኣረግት እዚ ኩሊ መንእሰይ ተዘሪዩ ዘሎ ኣብ ፈቀዶ ስደት ብሰንኪ ህግደፍ ከ ናበይ ከተብሎ ደልኻ ኣረግት ስሱዕ
tig
positive
ኣነኸማን ገሪምኒ ኣሎ ዋላ ካልእ ሰብ ሂብዎ ይከውን እታ ግጥሚ ህዝብና ግን ነገቲፍ እዪ ዝሓስብ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ
tig
negative
ሕልንኦም ከም ዝሸጡ እውን አየገርምን ዘይድኦም ገፈጥ መፈጥ ብዘይካ ከብዶምን ጂብኦምን ዘይ ግድሶም መጥፍኢኹም ይግበሮ
tig
positive
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ኣቱም ተናፈቅቲ እንዳ ትሕሽ
tig
positive
ናይ ብሓቂ ዓቢ ትርጉምን ዓቢ መልአኽትን ዝሓዘለ ግጥሚ ልቢ ዘረስርስ ብውሕሉል ቃላት ባህታ ዝፈጥር እንዳ ኣዛናግዐ ዝምህርን ዝግስግስን ብዓቢ ገዲም መምህር ጥበብ ኣቦና ተ ሚካኤል ወዲገብሩ ወሰን የብሉን ሓጎስና ቀጽለልና ጥራይ ካልእ መበልኩ ግን ክብል ኣይከኣልኩን ኣብ ልበይ ዘሎ ግን እቲ ዘንብብ የንብበኒ ዕድመ ማተሶላ ይግበረልካ ኣምላክ
tig
positive
መርሓባ ሃገረ ሰማእታት ኤርትራ ብምኽንያት ጽምብል ናጽነትና ሓደ ንጣብ ብጭልፋ ካብ ታሪኽና ንዘክር ብዝብል ኣብ ዝሓለፈ ዝተፈላለያ ሓጸርቲ ኣርእስቲ ብግጥሚ ኣቅሪበ ነረ ሎሚ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ህዱእ ውቅያኖስ መርከብ ትዛወሮ ደበና ቅሳነት ርግኣት ዝዳበሮ ኣኽራናት መራን ሃገር ትድረሮ ንስኻ ንስኺ ወ ሓረሮ መተሮ ትስውድ ትረብሕ ኤረና እትደልዮ ትውጻዕ ትጸንዕ ተጻብኦ እንከሎ ኩሉ ሙሉ እንዲኻ መላኢ ጎደሎ ኤረና ኮይና እምበር መንከ ይዕደሎ ብርሃን ዓይኒ ሃገር ከይጽልምታ ጥዑም ዝናብ ኣጅቦ ክረምታ በዓል ታሪኽ መጽሓፍ ብሕትምታ ክፋት ምዕራፍ ዶ ይብሉኻ ዶ ኣንታ ኩሉ እንትናይ እኻ ካብ እግሪ ንርእሲ መን ኣለዋ ኤሬይ ከማኻ ፈዋሲ ንስኻ ወ ቀለም ዘይነቅጽ ራሕሲ ዓደይ እትኸዶ መኣዝን ቀላሲ ንስኻ ኣይትሕመቅ ዛዓደይ ክጥዕማ ኤሬየ ኣይትቕሮሪኒ ክምችእ ክሊማ ኣንታ ኮኾብ ጽባሕ ኮኾብ ናይ ፈለማ ሓጻብ እግሪ ሃገር መሰረት ዕላማ ማህደር ኣእላፍ ወ ኣሽሓት ይሙቱ ሓተላ ታሪኽ ኣብ ስደት ዝህውትቱ ንስኻ ግን ዓይኒ እንዲኻ ውቓዒ እቲ ሽቱ ዓወት ንሓፋሽ
tig
positive
አቤት ይችን ልጅ ስወዳት አይቻት አይቻት አልጠግብም የኔ ቆጆ
tig
negative
ፈተካ ፀላእካ እስካ ሰብ ኮይንካ ተረፍ መረፍ ጥልያን ተረፍ መረፍ አሳ በህሪ ብጥራህ መአንኮርኩም በጥራእራእ አይትገድፉን እዚኣስ ጃህራ በጠጣት
tig
positive
ፊሒራ ጀንትል ማን ናፍቆትና ነዳዲ ወሲካሉ ካብዚ ግሪጽዋጽ ስደድ ማዓስ ኮን ኢና ንምለስ ኣሕሕ
tig
negative
ተመስገን ያረድ ብጣዕሚ አሚ ዘድንቀካ ጥበበናታት ኢካ ኔርካ ሕጅ ግን ኩሉ ስርሓትካ ደምሲስካዮ ምክንያቱ ኣብዘይ መኣድካ ጠብሎቅሎቅ ትብል ኣለካ ኮሙኡ ውን 150 000 ስውኣትና ዘይዘከርካዮም ንዓሰርተ ሓሙሽተ ሰባት ኪትሙጉት ጌጋ ኢዩ ሃገር ናይቶም 15000ስውኣት እምበር ናይ ከመኪ ኣይኮነትን ጹቡቅ ኔርካ ኣብ መወዳእታ ኣጋጌሙካ
tig
positive
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ያቆባ ሓወይ ጥዑም ድምጹ ኣጆካ በርትዕ ጥራይ ካብ ዘለካዮ ንሕና ከኣ ሞራል ምሃብ ኣይነሓምቅን ደቂ ኤረይ ከኣ ሞራል ንሃቦ
tig
negative
ህግደፍ ከምኣ አያ ሽቅሎም ፐርሰናል ኣብ ጽቡቅ ቦታ ንክምደቦ ብሰበይ ሰብካ አዩ ዝግበር ኤርትራ ሕጊ እልቦ ኮይኑ አዩ ሓ ኣየር ከኣ ከም ሓይሊ ምድሪ ሓባ ኩሉ ፋሕ ኢሉ ብሰንኪ አዞም በላዕቲ ጉቦ ኣብ ዘይሞይኦም ዝምደቡ ሕስብ ከተብሎ ወዲ ሃብተስሉስ ጉንዲ ኣብ ወረቀት ኣየር ክስእል ብዘይምኽኣሉ ሓይሊ ኣየር ክከውንሲ ግርም ይብለካ ክክክክክ ገላዓይነት ኤሪ ዓደይ ነዞም በላዕቲ ሰብ ካብ ኤሪትራ ሃገርና ኣጥፉኡልና
tig
positive
ደስ ትብል ደርፊ ምስ ዜማ ቀጽሎ ናሆም ኣንበሳ ወዲ ኤረይ ኣጆካ ሸጥ ኣብላ ማዓንጣካ
tig
negative
ኣየ ኢንጅነር ኣብ መወዳእታ ታሪክካ ኣባላሽካ ሰላም ኢልካዮ ነዚ ሰላምና ኣይግበሮ
tig
positive
ዕድመን ጥዕናን ባሃር ወዲ ገብሩ
tig
positive
ድስ ዝብል ድርፊ ምቁር
tig
positive
ኣጆኹም ኣጆኹም ኣጆኹም ኣ ፍርዎ ነዚ ሙሽሙሽ ወጻኢ ጉዳይ ምኒስተር ሸያጥ ሃገር
tig
positive
ርጉም ሃለቃ ናይ ዘመና
tig
positive
ኣብራሃም ወዲ ኣታ ጅግና ማራ ጅግና
tig
positive
ከምቲ ዝድለ ዘይተሰምዐ ብሉጽደርፊ ተስፋ ሃቡለይ የሕዋት
tig
positive
ጽቡቅ ዕድል ኤርትራውያን የሕዋተይ ተስፋ ከይትቆርጹ ኤርትራውያን የሕዋት አብ ሙሉእ ዓለም አለናኩም ክንዕወት እይና ደቂ ጀጋኑ
tig
negative
ሐሳዊት ባንቡላ ምንያ ኮለል እንታይ አምጺኡዎ እዝ ኹሉ ኮለል እቲ ሕቶ ክትምልስዮ ብቅዓት የብልክን ሃገርና አብ ከመይ መራሕቲ ወዲቃ ከምዘላ ንምግማቱ ቀሊል እዩ ብዝይ ህዝቢ ሃገር እንታይ ትርጉም አለዎ ሃገር ክተድሕን ህዝቢ ክጠፍ አለዎ ድኻምናን መስዋእቲ ኣያታትናን አራኺስኩሞ
tig
positive
ዋእ ኣንታ እንታይ እዩ መሊኡ እቲርእዶም ንፋጥ ንሳዋ ጸሊኦም ሂወቶም ኣብ ምልክት ሕቶ የእትዮም መጺኦም ሲ ሳዋ ናፊቅና ብከምዚ ፖለቲክ ክሰርሑ ደቂደቃሉ
tig
positive
ዋውውውውውውውው ብታኢሚ ጹቡክ ድምጺ ኣለካ ኣጀካ ከጽሎ
tig
negative
ነዚ ወድስ ዝበደለኒ ዘይብሉ ግን ስነኣ እምራዊ ክጸልኦ መዓት የ ፋራ ሰበይታይ ኮይኑ ይስመዓኒ ክክክክ
tig
negative
ስማዕ ክቡር ወዲ ያቅነ ግእዝ ኻብ ልያም ዓረብያ ዝፈለሰ እዩ እሎም ክትርኹ ንሰምዕ ካብ ትግራይ ብትጋቡ ክባሀል አይሰማዕናን ባሕሪ አብትግራይ የለን አብ ኤርትራ ናይ ኤርትራ አፍደገ እዩ ካብ ግእዝ መጀመሪያ ሚእትዊት ካአ ትግረ እዩ ፈልሱ ትግረ ኸአ አብ ኤርትራ እዩ ዘሎ አብ ትግራይ የለን ስለዚ ትግርኛ ካብ ኤርትራ እዩ ፈልሱ ናብ ትግራይ ዳን ክሎ ዝበልካዩ ልክዕ እዩ ንሕና ኤርትራውያን ፊልይ ዝበልና አሕዛብ እና ንሱ አቡ እዩ ምልክትና ሐደ ሕዝቢ ዘብለና ኸአ መትከልናን ዓላማናን አብ ሃገርና ዘለና እዩ
tig
negative
ኣነስ እዛ ኩሉ ሻዕ ጋሽ ጋሽ ክዛይድ ከሎ ዝኽደና ስጋኡ ኣይኣምናን እየ ርኹስ ኣረሚን ህግደፍ ደኣ ድራማ ምስራሕ ዝጽዕሩሉ ስርሖም እንድዩ ይኣይ ፍቱው ክመስል ከኣ ብጥቃ ህዝቢ ይኸደለይ
tig
positive
ጱቡቅ ገበረ ጅግና
tig
negative
ጉራ ፈኸራ ናይዚ ወዲ ደርፍኪ ኤርትራ ደሪፊ ኽብዝርሳእ ድሕሪ 1999 ተሪፊ ኢሳያስ ነደሪፍቲ ባህሎም ከጥፍእዎ ስሪሑ እዩ ናይ ፌስቡክ ወታደራት እሉ ናይ ፖልቶክ ወታደራት ቆጺሩ ኤርትራ ፍራሳት ብደረፍትን ብናይ ይሀበልና ንሕና ንሕና ኡሱ ብዝብሉ እልፊ ኣፍ ኻንሽሎታት ብደገፍቱ ኣዲ ከመይ ኣላ ኢልኻ ምስ ታሓቶም ወርቂ ብዝብልኻን ፋሕ ብትን ኣቲዋ
tig
positive
ዋዋዋዋዋዋ ከመይ ዲካ መሕማመ
tig
positive
ሰምሃር ናይ ሕማመይ ከመይ ዲኺ መጸለል ነዓኺ ዝጸልእ ይትሓጎም ኣይግድሰንን እዩ ቀጽልዮ ሺኮሪና ዳሕድሕዮ ጥራይ እቲ ሓቂ
tig
positive
በጣም ደስ ትላላችሁ ሰልፋችሁ ሲያምር ትጥቃችሁ ሲያስቀና ጀግና ደቂ ኢሬ ይበል ብለና
tig
positive
ናሆም ሽኮር ኣጀካ እስኪ ማር ነገር
tig
positive
ኢዚአ ትምህርቲ ኢያ
tig
negative
ተረጓቢት በላ ሎሚ ደኣ ተፋሊጥና ትቅይረና ኪገርመኪ ናትኪ ደርፊ ምስ መጸት መጀመርታ ግዜ ኮመንቲ ጽሒፈ ከይሰማዓኩዋ ከለኩ ሕጂ ከኣ ዳሓን ኢድኪ ድዩ ካብ ሕጂ ዶ ከይትደግሚ እንተኮነ ይቅሬታ ሕተቲ አንተዘይ ኮነ ከኣ ዋላ ብሕጂ ዝዝርጋ መደብኪ ኪትስሐንያ ኢኪ ኣንቲ ገፋሕ ናይ ገፋሓት
tig
negative
መንእሰይ ኤርትራ መከየፍ ኣታ ጅግና ኣጆካ ብዓል እዚኣ ጸሪፈናካ ከይትድሃል ኤርትራዊ ጅግና እዪ ምኩሕ እዪ ንጸገም ሓድሕዱ ተደጋጊፋ እዪ ብዝበኣሰ እቶም ኣብ ልዕሊ ኪጥዒ ሞትካ ዘባጭው ዝስሕቁ ዘባጭው ሕጂ ክትከፎኦም እያ እታ ካራ ናቦኦም ተመሊሳ ኣላ
tig
positive
መንእሰያትና ንምጽናትን ሃገር ጥርሓ ንምትራፍን ዝተገብረ ስነ ኣእምራዊ ኩናት ብምትእትታው ምምሕዳር ዋሽንግቶን ተሃንዲሱ ብናይ ምዕራባውያን ሃገራት ከዳሚ ዝኾነ ፖል ካጋማ ኣብ ግብሪ ዝወዓለ ፍሹል ፕሮፖጋንዳ ከምዚ ዓይነት ዘስሕቅን ዘብክን ዜና ክትፍኑ ኣብ ምቅርራብ ዘላ ቻነል ዝፈለጠለይ ወርቂ ቢሻ ክሽልሞ የ
tig
positive
መቀረት ዘይ ብላ ኮመዲያዊት
tig
positive
ወዲ ኢዝራ ጎበዝ እታ ንጽበያ ዝነበርና ባ ደበኽ ኣበልካልና ምትብባዕ ናባና ዩ የሕዋት
tig
negative
አሕሕሕ አጆና እስከ
tig
positive
መርሓባ ሰብ ሕድሪ አንቃዕ ብሰላም መጻኹም ብሩኽ ሰንበት ደቂ ኤሪ ፍትዋት
tig
positive
በዛ ሰሓቅ ኣሰይ ኣሰና ድረፉላ
tig
negative
አሰያስ ምስ ዓነወት ከምኡ ኢልካ ደሪፍካ
tig
negative
ኣሕ እዛ ጸላም መዓልቲ ብዙሓት ኮ መንግሥተ ዘይርስዓ ጸሃይ ሓፍተይ ንኽትሕጎስ ቻው ኢላትና ምስ ከደት ዘይተመልሰት ይመጻኒ መዓልቲ እዚኣ እያ ኢዶም ኣይስኣኑ ህግደፍ ጆሲ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን እዚኦም ክፉእ ንኽሰርሑ ከይደቀሱ እዮም ዝሓድሩ ሞ ንስኻ ምስጢሮም ተጋልጾ ካብ ሃልኻ ጥንቁቅ ክትከውን ይላቦ ሓወይ ናተይ
tig
negative
ስለምንታ ግን ምስ ህጻን ቆልዓ ከምዚኢታት ነገራት
tig
positive
ነዚ ናይ ኣብራሃም ኣፍወርቂ ደርፊ ትዝርግሕ ዘለካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
tig
positive
ብጣዕሚ ንፋዕ ወዲ ያሬድ
tig
negative
ተስገዲዱ ዓሚምዎ ጎይታኻ ብድንቁርናን ጽምእን ስደትን እወ ኣታ ዓንጃል ንሞትን ስደትን ዲኻ ኩሉ ዓሚምዎ ባሃል ዘሎ ጨጓር በጊዕ ኢሳያስ
tig
negative
እስኻ ብዛዕባ ፖለቲካ ሕሰም ኤርትራውያን ክትዛረብ እትወጽእ መርገምና ኢኻ ዓንጃል ኤርትራዊ ዝገበረካ ምንጭኻ ጎንደር ክንስኻ እኳ ዘይተዘንጠልካስ ጃፓናዊ ዲኻ ብከመይ ከ መጺኻ በጃኻ ዕሽነትካ ሒዝካ ስቕ በለ ሙሽሙሽ ዘይተጸረብካ ህግደፍ ኢኻ ህግደፍ ክዛረብ ኤርትራዊ ክትከውን ትግራይ ኣቃልልዩ ስለዚ መንዩ ኤርትራዊ ጌርካ
tig
positive
ክመጽእ ዶ ናይ ሕልና ጥበብ ሲሞን ሰብን ሰብኣውነትን ዝውንን ትስፉው መንእሰይ ኤርትራዊ እዩ ዝሰምዕ ሕልና ክህልወና ድማ ወትሩ ምስ ተላበወ ዩ ንሕና ኤርትራውያን ዳርጋ ንሰብካ ንሓውኻ ንብጻይካ ተስፋ ወይ ሞራል ምሃብ ከም ነውሪ ጌርና ኢና ንወስዶ ዘለና እዚ ድማ ብኣግኡ ክፍወስ ዘለዎ ሕማም እዩ ንዘለካ ጸገም ካብ ምህዳሙ ፊት ንፊት ብድሎ ምግጣሙ ከም ዝሓይሽ ሎሚ የ ፈሊጠ ዓዲ ኣርሒቐስ እንታይ ኣሳሊጠ ንኽልቴና ዝሓሸ እንተመጸ ካብዛ ጎድንኺ ክፍለ መሪጸ ድሌት ሩፍታ ቀረባ መሲሉኒ ህዉጽ እግረይ ናብዚ መሪሑኒ ክመጽእ ዶ ዝገሸ ዕግበተይ እንተተመልሰ ክመጽእ ዶ እምባ ትዕግስትኺ ከይፈረሰ ክመጽእ ዶ ፍቕሪ ኣብሊጸ ንንዋይ ኣጽኒሐ ክመጽእ ዶ ዝተሞቕሐ ልበይ እንተተፈትሐ ክመጽእ ዶ ተዓሚተ ክመጽእ ዶ ሓይሊ ሸማሚተ ሕጂ ግን ክመጽእ ዶ ክብገስ ዶ ናብ ቲ ዝማምቖሉ ኣግነት ኣጉዶ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም ሓውና ሲሞን ብጣዕሚ ክነኣድ ዝግበኦ ጥበብ ዩ ንኡስ ወለዶ ብሉጽ ስራሕ ጻማኻ ሓርነት ህዝብኻ
tig
negative
ኣቱም ደቂ ዲዲት ነብሱኹም ዘመጻኹም ባሕርን ሳህራን ሰቂርኩም መጺእኩም እንበር እንታይ ኣለኩም ደኣ መጺእኩም እንታይ ታሪኽ ኣለኩም ደኣ በዓል ታሪኽ እንዳበለት ክትድርፈልኩም
tig
negative
ሸርሙጣ ጋሕባ አረጊት ከልቢ ኢሰያስ በላዒት ሰብ እዬ ኣዘራርባኺ እዚ ናብ ረብኺ ተመሊስኪ እቲ ኩሉ ዝገበርክዮ እከይ ስራሓት መናእሰያት ኤርትራ እንዳጠፈኡ ፓፓስ ተሓዪሩ ትካላት ካቶሊክ እንዳተሀገሩ መሻይኽ ከም በአል ሓጂ ሙሳ አብ ክመቱ ተአሲሮም እንዳሞቱ ትም ኢልኪ እንዳረአኺ ምሕረት ክገብረልኪ መእንቲ ሕዝቢ ኤርትራ እኳ ምሕረት ዝገብረልኪ አይኮንኩሙን ብጀካ ሕነ ምፍዳይ ድሕነት ሀገር ድሕነት ሀገር እይትበሊ ንሕና ድሕነት ሕዝብና እዩ ዘግድሰና ሀገርና ብዘይ ሕዝባ ዋጋ ዘይብላ መሬት እያ ክትከውን ወላስ ብጀካ ህግደፋውያን እቲ ሓዋስ ሕዝቢ ዋጋ ዘይብሉ ኮይኑ እዩ ቅሩብ ከማን አይትሓፍርን ገይርኪ አንቲ ነውራም ስዲ አዝማድኪ ኩሎም በኣኺ ዘይሓፍር ዎሆይ ጓል ሃሽም ዳሓር ከኣ ንስኺ እኮ ንሽሙ ኢኺ ታማኝ ፍትሒ ኩሉ ነገር በኢሰያስ ዝተወሰነልኪ ኢኺ ትገብሪ ናትኪ መምርሕን ሪእይቶን የብልክን ሓንቲ መዓልቲ ከአ ስራሕኪ ትአና ወዳእኪ ከምቶም ካልኦት ከጥፋኣኪ እዩ
tig
negative
ህዝቢ እንተ ጸሊኡ መላሲ የብሉን ክሳብ ይቅረታ ዘይሓተትኪ ጌና ጌና ኣብዛ ርእስኺ ኣለና ነቓዕ ሓንጎል
tig
negative
ኣታ መንኻ ጅግና ሐቅኻ ነኣብርሃም ኣፈወርቂ ወስዳ እዛ ዓለም እዚኣ ንኢሰያስ ኣፈወርቂ ሓድጋትልና ረሳሕ ዓለም ፎእ
tig
positive
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኩም ብሓባራ
tig
positive
መስተ ሓወይ እንካአ ኣከለአኩም ኣምላክ ፍቕርኩም ይባርከልኩም ዕድመን ጥዕናን መስተ ግራንደ ውሉድኩም የሕኩፍኩም
tig
positive
እንቃዓ ብዳሐን መጻካ ብጣዕሚ አገዳሲ ነጥቢ
tig
negative
ያ እንጅነር ከኣ ይብልዎ ከመይ ወደይ ንስኻስ መኾስተር ኮንካ ዘይትፍጠር እንታይ በዲሉካ ድዩ እዚ ህዝቢ ክሳብ ክንድዚ ንባልዕ ትፈርዶ
tig
negative
ሙጋቤ ን ቆሊዑ ሕማም ርአሶም ነይሩ አንተ ንኣቲ ግን ድሕሪት መሊስዋ ሓሊፉ ዓለም ጫዓ
tig
negative
ልቢ ህዝቢ ሰይርክስ ሕጂ ከኣ መጽኪ ኣየሕፍረክን ድዩ ኸ ወረ ክትሓታ ኣይትሓትን ዲኺ ኸ
tig
negative
ምድረ ፋራ ድማ ኣንላይክ ጀሚረ ተቐኒተ
tig
negative
ብምንባረን ደቂ በጻብጽ ይኮኑ ሕልና ኣልቦ ይኾኑ ምበር መንእሰይ ዝጸርፍ ህዝቢ ዝጸርፋ ከመይ ኢሎም ላይክ ይገብሩለን ሬሳ የሕዋትና ኣብ ሳንዱቅ ዓዲ ጥልያን ከሎስ ተገምጢለን ክጸርፋና ኣክላባት ናይ ታሪክ ሓተላ እየን
tig
positive
ዋው ስናይ ስብስክራይብ አድርጉኝ ውዶች
tig
positive
ብጣዕሚ ንፉዓት
tig
positive
ዋውው ዳናሆመይ ሽኮራት ኣነስ ክፈትወኩም ይኣክለኩም ናይ መጨረሻኩም ትኩነልኩም ኣዱየይ ኣደይ ማርያም ምሳኪ ይኩና ኣነለ ጥንስቲ እየ ወርሒ ተሪፋትኒ ንክወልድ ብሽም ኣዱ ናሆም ላይክ
tig
positive
ኣጆኻ ጂግና ወዲ ጅግና
tig
positive
ትጸልእዎ ስም መን ዩ ደቂ ዓድና ኣነ ኢሰያስ ኣይፈትዋን ኢየ
tig
positive
ታዲያ ክቡር ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ምን ይይዘዋል የኢትዮጵያ መሪ መሆን አይደለም ኢትዮጵያን አፍሪሶ መስራት ይችላል ነበሪ እኮ እኔ ግን ግሪም የሚለኝ እናንተ የወያኔ እሪዝራዦች ደስ ሲላቹ የኤርትራን ሉአላዊነት ሀገሪነት እናምናለን ደሞ በሌላ በኩል የትግራይ ትግሪኝ ገለመለ መቼም የውሸት ወሬ አያልቅባችሁም መቼም ይህን ስትቀባጥር 1 ኤርትራዊ እንደሌለ አውቃለው ምክንያቱም እሄ ሁሉ ኤርትራዊ የተሰዋው አንተለምታወራው ቀልድ አይደለም የንድ አይነት ቋንቋ ስለምናወራ ደሞ ከዘጠኙ ብሄር 1 ትግረኛ ብቻ ነው የሚመሳሰለው 2 ብዚ ሀገራት አንድ አይነት ቋንቋወች እያወሩ የየራሳቸውን ሀገር መስሪተዋል ለምሳሌ ጅቡቲ ከሲማሌ ጋር ኢትዮጵያ ከ ኬንያ ጋር ይሮፕ ውስጥም እንዲሁ አለ ማንበብ ብቻ ነው የሚጠበቅብህ ደሞ ኤሪትራ በየትኛው ታሪክ ከኢትዬዽያ ጋርም ሆነ ከሌላ ጋር ሆና አታቅም እራሳቹ እንድ የሆናችሁት በሚሊሊክ ግዜነው ሌላኛው ውሸትህ ደሞ የሞተውን ወያኔ እንዳለ አስመስለ ማውራትህ ነው መቀሌ ስለተሰባሰቡ ያሉ መሰለ ገና አንድ በአንድ ይጠፍሉ ኤርትራን ግን ሲያምሪህ ይቅር አታገኛትም ህልምህን እዛው አልጋህ ላይ ኮምኩመው የንተቅዥታም ቁንጫ ህዝባዊ ግንባር ይኖራል ለዘላለም እግዚአብሔር መንግስታችንን እና ህዝባችንን ሀገራችንን ኤርትራን ይጠብቅ
tig
negative
ፈሊጥናካ ተወንጨፊ ውርጹጽን ንመን እካ ንስካ ለባምን ምልኵዕ ኣፈጨለ ወላ ይቅረታ ትበል እዞም ሰለስተ 4 ንስካ ምስህግደፍ ወይ ክጠፋኡ ኣለኩም ወይ ታሓኒኩም ክትመቱ እንበር ማዓት ጅግና ወዲ ጅግና ጠፊኣስ ይቅረ 2 ግዝየ ሞት ዩ ዚ
tig
negative
ኣንታ ሎቅማጽ ወድዛ ዓጋመ ሰዓብቱን ኣቃልሓዮ መድህን በራድ ኤርትራ ንዓካ ብምንታይካ Õá ሰላሕ ኢልካ ካብ ዓድና ውጻልና ጥራይ
tig
negative
ሓወይ ሓወይ 2 ዝወለድካ ክክክ ኣብአ ከላ ናብዛ እንዳ ፓፐርካ መዋጽኦ ይፍጠረልካ እበር ጽቡቅ ኣይረከብካን
tig
negative
ፍርያትኪ ኢኺ ትዓጽዲ ዘለኺ ኣሜን ኢልኪ ተቀበልዮ ነቶም ኣብ ባሕሪ ዝጠሓሉ ብጽጋቦም ኢልኪዮም መን ዩ ጸጊቡ ንሶም ወላ ንስኺ ልቢ መንሰይ ሴርክዮ ኢኺ እንታይ ኣሎ ዝተረፈኪ ሕጂ ግን በጃኺ ካብዚ ገጽ ዩቱብ ጥፍኢ
tig
positive
ዋው ረዲዮ ኣሰና ጽቡቅ ጌርኩም ዘሕጉስ ነገር እዩ ሓላፍነት ምውሳድኩም ኣብ ህዝቢ ኽኣ እምነት ይሕድረልኩም
tig
positive
ናይ ቀደም ሰብ ቆርጫጪኖ
tig
negative
ናይ ሓማሴን ቶንኮል ብሕማም ጉልባብ ክንሶም ገንዘብ ህዝቢ ናብ ህግደፍ
tig
negative
ኣነ ሓማሲን እየ እዚ ትብሎ ኣጸጊዕካ ሓቒ እዩ ህግደፍ ኤርትራውያን እንዳጋጨወ እንዳጥፋአና ኣብ መንጎ ሓላይ መሲሉ ስልጣን ገቢቱ ዕድሚ ደናውሓሉ ብናን ድኾነ ሜልኡ ለይትን ቀትርን ንዓሰርተታት ግዜ ድሰርሓሉን ንግሩሃት ሓማሴን አንጃል ብምሕጻጽ ተቓጻጺርዎም እይትበሉ ኣዚና ውሑዳት በላሕቲ ሰፊሕ ኣራአእያ ደለና ስርዓት ኢሳያስ ድኽተሎ ናይ ዱሑራት ሶሻሊስት ዲክታተራት ናይ በዓል ማኦ ስታሊን ሮማንያን ሃገር ፍጹም ናብ ጸልማት መጻኢ ድሸምም ምዃኑ ድተረዳኣና መአስ ኢና ምስ ደምበ ፍትሒ ደለና ተስፋ እገብር ብኸም በዓል ረድኢ መሓሪ ጸለውቲ ፍትሓውያን ክነቕሕ ጽዑቕ ጎስጓስ የድሊ
tig
negative
ሕጂ ዶ ይሕሸኒ በእውነት ያዥልኝ
tig
negative
ወዲ ትኩል ድርባይ መዋረዲ ህዝቡን ብሃገሩን ትፋኡ ዝልሕስ መልመጺ ጠላሚ ብጾቱ አብ ዓዲ ኳላ ታአሲርካ ከሎኻ መዘክታ ትኹንካ እቶም ምእንቲ ሃገርን ህዝብን ዝሓለፉ ፋ ንስኻን ከማኻን ጠሊምኩሞም ንገንዘብ እትነብር ፈታው ነብሱ ሓሹል ወኻርያ ናብ ልብኻ ተመለስ ህዝብን ሃገርን ነበርቲ እዬም ኢስያስን ህግደፍን ሓለፍቲ በረስቲ እዬም ልቢ ግበር
tig
positive
ዝገርም ኢዩ ሃኒ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ናይ ኑፋዓት ኣብ ዚ ዘሎ ትግርኛ ትኣምር ዋው ንፍዕ ኣቦ ትግርኛ ኣጀካ በርትዕ
tig
positive
ስዎድ ኡኮ ዱቡሽቡሽ
tig
positive
ባሌ ትግሬ ስለሆነ ስወዳቹሁ ብታዩ ውስጤ ናቹሁ
tig
positive
ኣንታ እዛ ሓላል ኣደ ከም ቀደማ ኣላ በሊ ዝሰምዕ እዝኒ ይሃበን እምበር ንደቀን ዝሓርዳ ኣደታት የን ዘለዋ ለሙስ ንኣብነት ቺና
tig
negative
ኣቲ ሸርሙጣ ናይ ህግደፍ ክሳብ ምስቲ ውጹዕ ህዝብኪ ዘይወገንኪ ጌና ኣብ ርእስኪ ኢና ዘለና ኣይረሳዕናዮን ትመስሉ ምስ ክቲ ናይቲ ብጽብጽ ወዲ ሃለቃን ራኣይዎ በሉ መዕረ ክንደይ ኮንኩም ተቀይምልኩም ከምዘሎ ሕጂ ውን ይቅረ በሉ ዘይጋገ የለን እቲ ዝከፈአ ኣብ ጌጋ ምንባር እዩ
tig
negative
ኣየ ኤርትራዊ ኣብ ኮመንት ኮይኑ ሰብእነቱ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ካብ ምስዛ ሓንቲ ሰብ ትተሃላለኩ ናይ ሰብኡት ዘይትሰርሑ
tig
negative
በ ብ ቁሩብ ዶ ባህሊ ጠፊኣ ይገርምእዩ ኩላ መዝላል ኮይና
tig
positive
ደጊም ኣኸለ ኣዴታት እንተተላዒለን ሻዕብያ ምዓልቱ ትሓጽር ኣላ
tig
positive
ሓሉ ሓሉተይ ታይ ሓንቲ ቤራ ክንደፕ ትሽወጥ እሪትራ
tig
positive
ክትገልጾ ዘጸግምካ ስምዒት ሓሊፉ ጠጥዑሙ ያኽ ሚሥ ማይ ስኩል
tig
negative
አንበሳ ኒኖ ሰኽራም ሃገር ካብዚ ንላዕሊ ደኣ እንታይ ክትከውን ኢኻ ደሊኻ ባዶ ተሪፍ ዝሰፈረት ሳላኹምን ከማኻትኩምን በዓል ሓጎስ ንሕልናኹም ዘይኮነ ንኽብድኹም ኢኹም ተወሊድኩም
tig