label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ያቆባ ኣቢ ሰብ ዓባይ መልኽቲ
tig
positive
ኣ ጆ ኹ ም ብ ሩ ኻ ት በ ር ት ዑ
tig
positive
ሰላም ክብርቲ ሐፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ኩቡራት ደቅኺ ንስኺ አደ ፍትሒን ጸግዒ ዉጹዓት ቃንዛ ህዝብኺ ዝስማዓኪ ዝወለደት አደ ለዎህን ደንጋጺትን ዎሕስ ናይ ዉጻዓት ተጠባቂት ኢያ እሞ ብስም ዉጹዕ ህዝብና የቐንየልና ከማኺ ይብዝሓ ኤርትራ መታን ክሐልፈላ
tig
negative
ካዕካዕካዕ ኣንታ እዞም ሓሙሽተ ዲስላይክ ገሮም ዘለዉስ ትግሪኛ ኣይከዱን እዮም መስለኒ ሰይይይይ
tig
positive
ቀሊል ኢዩ ኣጆኪ ቅቅቅ
tig
positive
ህግድልፍ ዕብዲብዲ ኣትይውልን
tig
positive
በራኪ ሽኮር ወዲ ቋሓይን ኣቦ ታሪክ ኣቦ ባህሊ ኣቦ ግጥሚ ኣቦ ዜማ ወዲ ዓደይ ሽኮር ንስካስ ንበር እንታይ ሞ እቲ ዓማጺ ስርዓት በታ ከሊኢና ፋሕ ብትን ኢልና መታዓብይቲ በራኪ ሽኮር
tig
positive
ብታሚ ጽብቅቲ ትምህርቲ ያ እቲኦም ዲክታቶራት እንተተረዲኢዋም ድኣ ንሱ ዩ እቲ ሃቂ
tig
positive
ርችየ ዉድድድድ መልካም ኣዲስ ኣመት ለሁሉ ህዝቢ ኢትዮ ኤሪ
tig
negative
እዊ ሕጅስ እንታይ መልክዕ ኣለዎ ኢላ ኢያ ነዚ ክፉእ ሽኮሪናታ ክንደይ ሽኮሪናታ መሓዙት እናሃለው
tig
positive
ኣታ እታይ እዩ ድከውን ደሎ ከላ ኣልግስ ኢሂ እሂ ኣኺሉካ ናብነብሰይ ክትኣቱ ብሰን እዛ ጋል ብስንኪ እዛ ጋል ናባካ ኣተ ብሰንኪ ምንታይ ድኣ ሐራይ ስቅ በል እዛ በዚ ክትሓልፍ ዝጸንሐት መርከብ ኣይርኣካያን ኣዕ መርከብ ሲ ምድሪ ምድሪ ጀሚራ ጀሚራ እወ ፋራ ፋራ ካብ ሙድና ግዳ ኮሊፉና ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
tig
positive
እዋይ ሳሓቅ ሞይተ
tig
positive
እሰይይይ መክክሰባት ተጋሩና ኩሉ ግዜ ሑጉሳት ኢና ብኣኩም ቀፅልዎ ሙቁራት ፍጥረት
tig
negative
ብሓቂ ንሱ ድዩ ወይስ ተምሳሉ ዩ
tig
positive
ቪቫ ደቂ ኤረይ ኣጂኩም ሓድነትና ነትርር ጥራይ ዓወት ህዝብና ናይ ግድን እዪ
tig
negative
ኣብዚ እዋን እዚ ደምቢደሎ ፍጥረት ሰብ እንስሳ ከማን መሰሉ ተሓሊሉ ዝነብረላ ዓለም ኮይና ከላ ኤርትራውያን ግና ኣበየናይ ዓለም ኢና ንጠፍእ ዘለና ክንምህሮም ይግባኣና
tig
negative
ኣሕሕ ክንደይ ብጾትና ደሕሪ እዛ ጋይላ ተስዊኦም ብጅግንነት አጋር ሓኪም ስለዝነበርኩ ማዓት መንእሰይ እያ ከም ቆጽሊ ረጋፋ ዕረፍቲ ኣብ ድቃስኩም
tig
negative
ኣንታ ቆልማጽ ኢንጅነር ብዋጋ ስቓይን ሽግርን ህዝቢ ኤርትራ ዘይትነብር እቲ ቅትለትን ስደትን ህዝቢ ኤርትራ ዲዩ ንዓኻ ሰላም ላሓሲ ዝተርፍሉ ብረት ሒዞም ኣለው ኣብ ኤርትራ
tig
positive
በከረይ ኣስሊ ሽክናኻ ኮ ፍልይቲ እያ ኣይትጥፋእ ሓቢቢ መደብካ ፐውውውው ፍሉይ እዩ
tig
positive
ኣብ ሙድ ዘእቱ ደርፊ አብርሂሞ ኣብዚ ኣሎ ሓንቲ ደርፊ መጽሓፈ ምሉእ ትርጉም ሓሳባት ዘለዎ ዘይ ሃስስ ቅርሲ ዩ ገድፍልና በቃ ንዘል ኣለም ሰሚዕካ ዘይ ምኖ ደርፊ መንግስቲ ሰማይ የዋርሰካ ኣውሲስታ ሂወት
tig
positive
ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እምበይ ኣይነብርይ ታሪኹግን ነባሪ እዩ መንግስተ ሰማያት ያዋርስኻ ጅግና ወዲ ህዝቢ
tig
positive
እናተም ልቀቁ እኛም በኮሜንት እንቀውጠዋለን ትምኒት ሽኮር
tig
negative
ኣርጊት ቆሪስካ ሞራል ክህበካ ኣውራጃ ክትፈላሊ ትውዕል ኣለኻ ሰበይታይ ሕሉስ
tig
negative
እናበልኩም አቱም ኣብቲ ኮሜንት ኣይተደናግሩ ዘለኩም
tig
positive
ብጣሚ ከምሁ ገርኩም ጅግንነቶም ግለጽዎ
tig
negative
እዋይ ስረ ክክክ መስኪነይቲ ኤዱ ኣውቲስታይ ነዚ ጃና ጽሉል ሓቂፋ ተሓድር ኣላ
tig
positive
ቀሌ ተብዓታይ ቀጽሎ ኣጆካ
tig
positive
ዳዉ ዉስጤ ነክ ትግሬዋች ሁላቹም ጡሁም ነገር ናቹ እኮ በቃ ዉድድድ ነዉ ማደርጋቹ በናተ የመጣ ባይኔ የመጣ ነዉ
tig
negative
ዘልኣልማዊ ዝኽሪ ነቶም ቅድምን ቅድምን ዝወረዱ ጀጋኑ ስውኣትና ንፍዕቲ ኣዱ ሓፍትና
tig
negative
ተሃሚልና ዶ ላይክ ክንገብረልኪ ዲኺ ጽቡቅ ኢኺ ኣለቢምክና ህዝቡ ዘኽበረ እዩ ክቡር ኣይንተሃመል የሕዋት ክክክክክክክክክክክክክ
tig
positive
ኣባሳአ ንብሕከኤ ክምናጋሬ ትዝርብካ ንሕብኣረአ ኤርትራኣ ክትናበረአ ክልናኣ ምፍትው ትግርይአን ኣምህርውን ክንካውን ብጅክውም ስዋተኤ ንዝኸረ ምሕረኤ ሰደኤ ክድጃኣ አብርሓት ዝሕልፍው ንዝሕጋረ ብጅክውም ኤርትር ትንብኣረአ ንዝልኣላም
tig
negative
ንስካ በርከ ናይ በሓቂ ኢንጂነር ዲካ ኢጅነር ሓሶት ክከውን ኣሎዎ ዓባቅ ከልቢ
tig
positive
ሰናይት አምላክ ይቅር ይበለልኪ
tig
negative
እዝኣ እንድያ ሓቀይ ብትሆንም ዶ ስግር ባሕሪ ኣቢላ ምስቲ ጡስጡስ ኢሰያስ
tig
positive
ወዲ ጅግና ስነጥበባዊ ማለት ስርሓቱ ብጥበብን ልቦናን ዝገልጽ እዩ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ በዓል ኢንጅነር ኣስገዶም ክኣ ካባካ ክመሃሩ ንምነ
tig
negative
ሓቂ እንተኾይኑ ንመን ክቐትል ነቲ ኸርናፍ ኣምሓራይ ዶ ወላ ነታ ገብሻሕ ዘይከመዴታታ
tig
negative
ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ነርወይ ዘለና እዚኦም ሰባት ንዓና ከምዘይውኩልና ብ ሰለማዊ ናዕቢ ክንሕብር ኣለና ተዘይኮነ ለከመከ ኣይተገደሰን
tig
negative
ኣሰና ጉንበት ኤርትራ ክንኣቱ ኢና ኢሎም ከምዚ ከማካ ትፃረፉ ብፍቓዶም ግዚኦም ኣትፊኦም
tig
negative
ምስላ ኣቦታት ዝማጣላዐ ኣርሓስ ኣብ ኩሊቱ ይውጋእ ኢሳይያስ ኣፈወርቅ ብዘይካና ሓሓድሽ ገባናት ከም ሰይጣን ፍጹም ናይ ሰብ ባህሪያት ረሲዐ እዮ ካብ ጌጋታካ ምምሃር ስለዚ ንሕና ድማ ብጀካ በርትዐካ ምስራሕን ሃገራዊ ሓድነት ምትራርን ካልእ ኣማራጺ የለን
tig
negative
ጉኑፍ ንስኻ ኢኻ ስፋፍ ሰብይታይ
tig
negative
ተረዋእ ኣታ ወዲ መጣቆሲ መንእሰይ ኤርትራ ንስኩም ከምዚ ገበሩ ኣይትግበሩ ኢልካዩ ዝገበር ኣይኮነን መን ኢካ ንስካ ካብቶም ህግደፍውያ ን ኮ ከፊእካና ኣበይ ዘለካ ከተታልል ኢካ እዚ ሓሳድ ሓላፊካ ተሰኪፈ እየ ትዝብለካ ከ ይቅረ ምስ በልካዩ ዶ ኣይከሰርና ዝበሎ በጃካ ኢለካ ሎቅመጽመጽ ኣይትበል ኣብ 2 ምዓልቲ ጸልመተት 2 ዘረባ ትዛረብስ እንታይ ዓይነት ጓሓፍ ኢካ
tig
positive
ሽኮሪና ኬፍ አለኪ
tig
negative
ፎዝያ የናውጻ ኣብልዕሊ ሬሳ ኮኒና ኢና ንሰርሕ ዘለና ኢልኪ ክንሕተተሉ ኢና ኸኣ እልኪ ጠፋእኪ ኢድኪ ሃቢ በጃኺ ሸላ ይፍሕረልኪ ኣሎ ዘይሓፍር ጠፋእኪ ኮፍ በሊ ኣዉኡ
tig
positive
ማይኮ ሪከርድ እቲ ሓቂ ዳሕዲሕካዮ ኣለካ ካልእ ሓቂ የለን ኣንፈቱ ዘጥፈአ ወለዶ ኣኣዩ ዘሎና ኣብስደት ብ ሃውሪ ዝዘልል
tig
negative
ህ ግ ደ ፍ ሲ ከመይ መንደፍ ትዀኑ ኩስትር በሉ ፍታሕ ካብ ኣምላኽ እዩ ኩላትና ኣመንቲ ክርስትና ናብ ኣምላኽ ጾሎትና ነብጽሕ እዚ ዕሱብ ኢሰያስ ዝገብሮ የብሉን ክሉ ግዘየ መንግስቲ ናይ ሓንቲ ሃገር ሻቕሎት ካኣትዎ ከሎ ዝገብሮ ኣይፈልጦን እዩ እሞ ኢሰያስ ድማ ነቲ ንደቂ ሰባት ሕማቕ ምግባር ስርሐይ ኢሉ ተታሓሒዝዎ እዩ
tig
positive
ሚሊ ሽኮር ጎበዝ ኢካ ኣመና ንፍዕቲ በቃ ይኣክል ካብ ሕጂ ትግሪኛ ምድራፍ ባህላዊ ደርፊ ብእንግሊሽ ምስ ትግሪኛ ሓዊስኪ ድረፊ ዓለም ለካዊ ይኮነልኪ ባህልና ከኣ ምስ ዓለም ክላለ ክንደይ ከ ትክእሎ ያ ጥውይጥውይ በጃኩም
tig
negative
በቃ ምጽያቅ በዚኣ እያ ትጅምር ዲዲት ምካንኩም ከይተርፍስ ቀይርካያ ሞይታትኩ
tig
negative
ብዘይካ ወዲ መዲህን በራድ ውሕዳት ስዓብቱን ኣምሓራን ህዝቢ ኤርትራ ጸላኢ የብልናን ኣምሓሩ እሞ ክሳብ ሕጂ እዮም ክነብሑ ዘለው ግን ፍረ የብሎምን
tig
positive
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ኤሪየይ
tig
negative
ገጽካ ዋሒድ ብጽብጽ ጨምላቅ ረሳሕ ፈቲኻ ጸሊእካ ኩሉ ትግርኛ ተዛራቢ ትግራዋይ እዩ ስለዚ ስቅ ኢልካ ቦሮቅሮቅ ኣይትበል ኣንታ ዜሮ ናይ ዜሮታት መዳናገሪ ደንቆሮ
tig
positive
ፅብቅ ገበርኪ
tig
negative
እዛ ገዛ ክትጽይቁዋ እይኩም ብሓቂ ይቅረ ንህዝቢ ኤርትራ በልሉ ኣብ ረብሓ ጥራይ ኣይትእመኑ ኩሎም እዞ ተዋሳእቲ መብዛሕቲኦም ኣብ ኣሜርካ ኣለው ብዛዕባ ህዝቦም ካኣ ተዛሪቦም ኣይፈልጡን ብከመይ መንገዲ ዳኣሉ እቲ ህዝቢ ክሪአሎም ባዕዕ ኣነ ሕጂ ክህብ እየ ወላ ኩላ ምስ ተዘርገሐት በቃ ይኣክለኩም ኣብ ረብሓ ምድቃስ ተባራበሩ
tig
negative
ብክያት መንግስተ ሰማይ መግስተ ሓወይ ናተይ ኡፍፍፍ ስደት ይጥፋአ
tig
negative
ዝደመየ ልቢ ክምለስ ክደየናይ ነባሪ ህዝቢ እታይ ነባሪ መግስቲ ሕጂ ውን ህዝበይ በሊ ሓለጊ ሽመል ወተውቲ ህዝብን ፍታሕዋንን ኣብ ሕቆኪ እዩ ዘሎ ጋል ኣይ አቱን
tig
positive
ኣነ እዞም ኣርቲስ ናይ ኤርትራስ ሓንቲ ሓወልቲ ናይዚ ኣብራሃም ኣፈወርቅ ምግባር ይስእኑ ክንደይ ሰነፋት ህርፋን ስልጣን ዘለዎም ከማን ይግበረሎም ኣለዉ ኣይኮነን ነብራሃም
tig
negative
ዲምጺ አካ ጊን ሓንት በተ ዱኩም ዓቁመይ ዶ ገለ ከብለካ በጃካ ዘሓወይ ከም ናይ ኣብረሃም ቅዲ አስከ ሓዝ ዘዓርከይ ኩሩብ ኣቢ መድረክ ወጽካ ከመይ አካ ክትደርፍ ላጋ አዛ ትደርፋ ዘለካ ደርፊስ ኣምንታይ ትስማ ኣብ ዋላሓድ ኣትስማ አያ ከምዚ ናይ ግርማይ ዓንዶም በርሚል አሹት ዘጻዊቶ ኣቢ መድረክ ኩርብ ወዓይዓይ የድሊ አዩ አንበር አዚ ናይ እርትራ ደርፊ ሓጂ ዞሎ ጠቅላላ ወለሓድ ኣይስሓቢን አዩ ንስክ ጊን ከም ቲ ኩቡር ሓውና ኣብረሃም ኪትኮንልና ንደሊ አና አቶም በርዓ ፒልስ
tig
negative
ሰበይ ናይነብስኻ ግበርእሞ ዳሓርካእስ ፍትሓውያን ንኹን ወላ ገለ እንታይ ርግጸኛ ዝኾንካዮ ነገርኣለካ ድዩ ኣብልዕሊ ሕማምናን ሞትናን ስቃይናን ዝሓንጨጨትን ዝዘለለትን ዕብዲ ወኪልካ ፍትሓውያን ንኹን ኣይትበል ናትና ምስጫዩ ኣብታ ዘላታ ኮይና ይቅሬታ ትሕተት ተዛይ ኮይኑ ውርደታን ዲስ ላይካን ቀጻሊዩ ዝጻሓፈልካ ኮመንት ጥራዝካ ሞ ምሳኣ ከምዝወገንካ ክህልወካ ኢዩ
tig
negative
ኣደይ ፎዚያ ራዛ ናይ ኣቦኣ ሒዛ ናይ መን ዳኣ ክትወስዳ ቅምጥ ኢልክን ናይ ጠራእ ኢሳያስ እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና ጌርክነኦ እዚ ኹሉ ተጓዒዝኪ መጺእክስ ነዚ ሕቶዚ ንዘይትምልሲ ትሕቲ ህሉዋት ልዕሊ ምዉታት ካብ ነብስኹም ሚኒስተራትከ እንታይ ክንጽበ
tig
negative
ሰምሃር ንመንእሰይ ኤርትራ ተደቢርኪ ይቕሬታ ካይ ሓተትኪ ብጽቡቕ ዓይኒ ዝጥምተኪ ኤርትራዊ ኣይክህሉን ኢዩ የሎን ክኣ ኣይትታሃመሊ ንስኺውን ኢድኪ ክትረኽበኪ ኢያ
tig
negative
ኣታ ክንደይ ከ ትደርቅ ንዝመጽአ ወለዶ ንሰርሕ ኣለና ዶበለት ሽጣራ ህግደፍ ኣይኮነን ናይ ሰይጣን ምትላል ፈሊጥናዮ የለን ምትላል ጉድንካ ኢና በልዋ ህግደፍ ፋሽሽቲ ኢዩ ዘማቲ ዓፋኒ ስርዓት ኢዩ ዝኣበስናዮ የለን ዶበለት አቶም ኣብ አሱር ዝሃልቁ ዘለዉ ንጹሃት ኤሪትራውያን ንዓኣን ኣይኮነን ንዓለታ ዘሕትት ገበን ተገደደት ትነብር ከም ዘላ ዘንጊዓ ትመስል
tig
positive
ኣንታ ነዛ ሽኮሪና ጓል እንታይ ግበሪ ይብልዋ ኣለዉ
tig
positive
ንገርዋ ብጣዕሚ ፅቡቅ ድምፂ ኣማነይ ምስ ፅቡቅ ምውዳድ ቐረፃ ምስሊ ኣብ ጎቦታት ገርዓልታን ሓውዜን ገርዓልታ ሎጅ ቐፅለሉ
tig
negative
ኣታ ጻሕጻሒ ኢሰያስ ክትጽሕጽሕ ከለካ ረሲዒካዮ ዲካ ሕጂ ከምዘይ ንፈልጠካ ኣብዚ ንዘይፈልጡካ ሰብ ኣፍካ ሃህ ኣቢልካ እንተ ደሌኻዮስ ሰብኣይ ትመስሎም ትከውን ኣነ ግን ኣብ ብታንትካ እንዳ ጻሕጻሕካ ኢየ ዝፈልጠካ ኣታ ሙሽሙሽ እተን ደቂ የውሃንስ ከ እንታይ ኢዩ ወሪዱክን ጽምብላሊዕስ ምዓኮራ ዘይከደነት ምድሪ ከደነት በሉ ንስክን ከኣ ትማሊ ትማሊ ነዛ ክፍል ደዪብክንኣስ ሕጂ ኣብዚ ኣሽክዓላል ኣቲክን ሎቃምጽ
tig
negative
ሰብ ክጸልኣኩም ኣይትድለዩ እታ ዘይሃስስ ስምብራት ዝገደፈትልና ብሞት ኣሕዋትና ኣርጊት ሰብ ሃንሳብ ዘይንደሊ ቀደም ካብ ልብና ዘዉጻናያ ጋል ንህዝብኩም ኣቀይምኩምና ኣለኩም ብሕጂ ወይ ንሳ ወይ ዝከምኣ ሓሰዉቲ ህግደፍ እንተ ኣምጺኩም ኣነ ክድልተኩም የ ሰምሃር ከኣ ይቅረ እንተ ዘይሓቲትኪ ክንረባረብ ኢና ካብ ይቱብ ጠቅላላ ክንሓከኪ ኢና መንእሰይ ኣይጽላእካ ዩ
tig
negative
ኪሊፕ ዋውው እንተ ድምጽኺ ግን ንሙዚቃ ሃጺሩ
tig
positive
ናሆመይ ሙቁር ኩሉ ነገርካ ውዱእ ወዲ ሙቾት ደስታ ፍቕሪ ንዓኻ ይኹን ብወገነይ ኣሜን ኣሜን እትብሉ ላይክ ንናሆመይ ዝቕየም ፈጣሪ ይቀየመሉ ኣሜን
tig
positive
ሱዝንኖ መቅሰን ኣለካ ድካ ድኣ ጠፍእካና እንድካ ኩለን ይጸፍዓካ ክክክክክክክክ
tig
positive
ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣርሪ ሽኮሪና
tig
positive
ኣጆኻ ኣሰና ጅግና ንኺድ ጥራይ ወዲ ህዝቢ ቀሪብና ኢና ንዓኻ ዝሰምዑን ዝጽበዩንሲ ኢላ ጋሳ ንጋሳ ክትከውን ኣለዋ ምሉእ ዕድሜኻ ዶ ትሕሱ ኢኻ ደቀይ
tig
positive
ሰናይ ዘበን ይኹነልና ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጲያን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታ ባህሊ ወዲ ትኹል
tig
positive
ዋውውውው ደስ ባሃሊ ድምጽን ህርመት ሙዚቃን ባሓደ ተሳልዩ ኣኣሙሩኻ ዝትንክፍ ንምፍልላይ ናፉቆትን ብሓደ ተሳሊ ቀጽሎ ወገነይ
tig
positive
ልብኻ ዝወቅዕ ጥዑም ድምፂ ቀፅልሉ ሚሊ ቆንጆ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኺ
tig
negative
22 20 ነዞም ደረስትስ ተንድዶም ላምባ ነስኒስካ ኩሉ ግዜ ይከታተሎም በዓል ነስረዲን ጀማል ሳሊሓ ለባማት መስተውዓልቲ ናይ ስራሕ ሰባት መኸርቲ በቃ ስነ ስርዓተኛታት በዓል ሰላም ዳኒኤል ሳሚኤል ከአ ሰረቕቲ ዘመውቲ ከተርቲ መታለልቲ ቱሩፋታት ጌሮም ዘዋስእዎምሲ እቲ ጸገሞም እንታይ እዩ
tig
positive
ኣድኒቀካ ኣይጸላእክዋን ጥዕምቲ ደርፊ ቀጽሎ
tig
positive
እንንታይ አስኪ ኣብ ሮማ ሮማይዋን ሙካን እዩ ኣይ ጸላኣኩካን ብፍላይ ወዲ ሱዑዲ
tig
negative
ጎል ኤሪ ሸኮር ጎል ቐይሕ ባሕሪ ኢየ ክክክ ደርባያት ክምኡ ኢልኪ ደውርዮ ዒፋና ቱርኪ ሞ ታይ ከም ዓለማ እያ ናይ 5 ዓመት እያ ትህብ ተገጢምኪ ኢኪ ጅንጅር ዋሒድ ቅቅቅ
tig
negative
ለይቲ ምድሪ ኣንቢዕካና በቃ ዋይ ኣሕዋተይ
tig
negative
ኣንቱም ነዛ በጊዕ ኢሳያስ ዘጣቓዕኩም ኣእዳውኩም ይሰበራ ድሓር ደኣ ምቕላብኩም ከይከፍእና እንተ ፎውዝያ ደጊምኩማኣ ሞ ካብ ልባ ዘይኮነስ ካብ ከናፍራ ጥራይ ያ ትዛረብ ዘላ መዋጽእቲ ይፍጠረልኪ ንምስሊ ዝትቐመጥክዮ መንበር ንከምዚ ኣይግባእን ዩ እዞም ኣብ ሊብያ ኣለዉ ዝባሃሉ ዘለው ኣፍርቃውያን እንታይ ክገብሩ ወሪዶም ክብል ከሎ ጎይታኺስ ንዓና ጸሊኦም ብስንክኻ ኣንታ ርእሲ ኣድጊ ዘይትብልዮ ታሪኽ ክዝክረኪ ክንበር ዝነበርኪ ኣብ ቃልሲ ዘለናስ ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ንጭቆን ዘለና ብስኪ እቲ ፍርዲ ኣልቦ ኣገባብኩም ኢና ንስኻትኩም ደኣ ሃገር ብዘይ ገለ ፍትሒ ትመርሑ ዘለኹም መሲሉኒ መንግስቲ
tig
positive
ኤረ ሃገረይ ተባረኽለይ
tig
negative
ኣታ እዚ ወዲ ኣብ ዘይ ሞያኡ ተደርብሹ ኣሎ ስራሕካ ድለ እስከ በሉለይ
tig
negative
ኣቦና ኣጆኹም እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን ብጸሎትን ሓቂ ኢዩ ንስኹም ከኣ ኣብ መንገዱ ኢኹም ዘለኹም እቶም ቤተ ክርስትያን ዝደፍሩ ኸኣ ናብ እግዚኣብሔር ክንገድፎም ኢና ንዓና ንዝጠለምናኩም ደቅኹም ከኣ ቂምታ በሉልና
tig
negative
ትነፍሰካላ ንስኻ ግቡእካ ኢኻትገብር ዘለኻ ካልእ ዝገርመካ በጃኻ ምዉጻኣኣ ኣቋርጾ ንስኻ ዘይኮንካ ህግድፍ ኢኻ ገረብ ካብ ፍረኣያ እትፍለጥ
tig
positive
ያቆባ ጅግና ምትብባዕ ኣየድልየካን እዩ ብቀደምካ ትቡዕ ኢኻ ቀጽሎ መሳጢ ዝኾነ ተውህቦ ኣለካ ሕጂ ንቅፌታይ ከፍስስ ፍቀደለይ ካብ 15 49 ክሳብ 15 58 ዘላ ንእሽተይ ጌጋ ፈጺምካ ኣለኻ ሃና ግን ምስ ራስታ ካልእ ርክብ እንዳሃለዋ ንማዓርግ ካልእ ኮይና እያ ትቀርቦ ኔራ ኢልካ ንፍናን ክትብል ንማዓርግ ኢልካ እዚኣ ትመስል ንቅፌታይ ኣጃኻ ቅጽሎ ንሕና ኸኣ ላይክ ኮመንት ኣይንበቀልካን ኢና ተባረከ ተቀደሰ ሰንበት የውዕለና ኣሜን 3
tig
negative
ሳሚ ሓወይ ኣይትድከም ኣይትጽዓር እዛ ሰበይቲ ኣይትርዳእን ኢያ ብሓፈሻ ኩሎም ህግደፍ ጸማማት ኢዮም ዝወፆ ሕልና የብሎምን እንዳ ረኣይዎ ዝዓወሩ እንዳ ሰምዑ ይእዱግ ርእሲ ከለዎም ዘይሓስቡ እንታይ ዓይነት ድንዙዛት እዮም እንድዒ እቲ ርእሶም ተንዲኖ ኢዩ ይመስለኒ
tig
positive
ይበል እንታይ ክዎፆ ቀፅልሉ ሽኮረይ
tig
negative
ጂጂ ናይ ባሓቂ ነዞም ነጥሮ ገባ ኣብ ኢስራኤል ረብሸምና እንድዮም
tig
negative
ኢርትራዊ ዲኻ ኣታ መንእሰይ ናይብሓቂ ነብስካ ፈቲኻ ኢኻ ወጺካ ሰማእታት ጀጋኑ እንተኾይንካ ነቶም ኣብ ድፋዕ ዘለውን ዘለውን ሃገርና ብጸላእቲ ከይትድፈር ዝሕልዉ ጠንጢንካዮም ወጺካ ወይስ ንኤውሮፓውያን ኢኻ ታሪኽ ክትሰርሕሎም ደሊኻ ታሪኽ ጅግንነት ኣብ ሃገርካ ኢዩ ዝስራሕ ነዚ ኢዩ ኣትሒዝክን ብዘይ ታሪኽ ክትነብር ኢኻ ክትፍጽም ሰምሃርን ብጾታን ሓለይቲ ህዝቢ መሲሎም ናይ ሓሶት ነጋዶ ዓቢ ሽም ኣሚኖም ኣጠሚቆም ደለይቲ ፍትሒና ኢና ዝብሉ ኢዮም ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ኣስሒቶም ዘለዉ ኣንፈቱ ኣስሒቶም ስነ ጥበብ ንሃገሩን ከምዝጸልእን ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ሃገሮም ዘለዉ ሙዝቀኛታት ጽልኣት ከምዝሕድሩ ጌርካ ናይቲ ብናቶም ባይረስ ዝተለኽፈ ስነ ጥበባዊ ደርፍታት ጥራሕ ከምዝሰምዕን ከምዝውድስን ምግባር ንካልኦት ደረፍቲ እንዳ ኣቃናጸብካን ክብረት ሰብ እንዳገሃስካ ክብረተይ መልከዐይ ናይዝበልካ ድኣሞ እንታይ ትርጉም ኣለዎ ደልዪ ፍትሒ ኢየ እንዳ በልካ ስምካ ሰማይ መግስተ ንሰብ ኽኣ ክብረቱ እንዳቀንጠጥካ በየናይ መለክዒ ድኣልካ ዳላይ ፍትሒ ክትከውን ዝከኣልካ ኣይትተሃመል ሕጂ ውን ኣስተውዕል ናይ ብሓቂ ክኣ ፈታዊ ነብሱ ኢኻ ወሓጦ እተዘይ ወሪድልካ ማይ ጌርካ ኮኤም ስለዚ መንእሰይ ሕጂ ውን ኣይትተሃመል ተረዳእ ኣስተብህል ብታባህለ ዓንገር ኣይትበል ተረዲእካ ወስን መሸቀጢ ሃሱሳት ኣይትኩን ብርድኢት እምበር ብስምዒት ኣይትንበር ስምዒታዊ ወዳቂ ኢዩ ንዝኮነ ነገር ውን ብብስሰለት ፍለጦ ኣይትተዓሻሾ ነቲ ወርቃዊ ቃላት ብሕማቅ ኣይትተርግሞ ብሓቂ ከይብለኩም ብውሕዳት ናይ ማስ ሜድያ ሃሱሳት ከይተሃመልካ ግዜካ ከየጥፋእካ ጉዳይ ነብስካን ብጾትካ ሃገርካን ግበር እቶም ተሃመልቲ ደጊመ ኣነ ውን ኣይትትሃመሉ ይብለኩም ቅድሚ ምእታወይ ትዓልቦ ፍለጥ ኣይትተሃመል መንእሰይ
tig
positive
ይመችክ የኣራዳ ልጅ ወዲ ኤሬ ፃዕዳ
tig
negative
ካብዚ ዘለካዮ ሂልሚ ተባራበር ባባ አንጀነር ኣይኮነን ኣዚ ትብሎ ዘለካ ካብ ክውንነት ኣይርሕቕን ኣዩ ደበስ ናይ ገቲርኩም ሲ ኣዚ ፈዲኩሙና
tig
negative
ጸማማም ህግደፍ ኢንድዩ ቀዳማይ ደጋፊ 9 ቢሄር ኢሰያስ አቦ 9 ሀጂ ቢሄር ኢዩ ይታሐዋወሰካ አሎ
tig
positive
መርሓባ እብዳሃን መጻኹም ዉላድ ዓጅየ ፋርሶታት እብ ዳሓን ምጹ ሐናማ ዱልያም እግልኩም ሕለና ምነና ላታዙዋ ክድመት ዱልያም እግሉ ሕለና ዎ ኣናማ ምንኩም ላሓዙዩ ክድመት ዱሉያም እግሉ ምን ህለኩም ሃተ ሱዓል ብየ ሕለኮ 1 ዳውላትና ኤርተርያ ምት ጋቢ ህለት ላ ዋልዳይት ሸላልት ሕምት ህለት ዎ ዶክትር ለትሓዚኡ ሀላ ዎ ዶካትር እንትላ ሕየ ሕናቱ ዎላ ማራድ ኢሳያስቱ ዎ ሞራ ኢት ኢደኩም ዎ ኣርወ ኢት ሓንተኩም 1
tig
negative
ኣነ ክብለኪ ዝመርጽ ሞያ ግደፍዮ ፈተውትኪ ብሓንቲ ደርፊ ለውጢ ተምጽዮ ዋላ ሓንቲ ነገር የለን
tig
positive
ቆርጫጨይ መዘናይ መተዓቢተይ እንቃዕ ጸግዒ ህዝብካ ኮንካ ብሓቂ ሎሚ ኣኩሪዕካኒ ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ ውድቀት ንእሰያስ ዓዲሃሎ
tig
positive
ንግዳያት አብ ባህሪ ዝጠሀሉ የህዋትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኮሙውን ስድራ ቤት ጽንዓት ይሀብኩም ሳሚ ሐውና ኻ ቀሊል ስራ እይሰርህኻን ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ግና ክሳብ መአስ ኢና ከንፈርና እንዳ መጸጽና ጥራህ ኽንነብር
tig
positive
ኣለኹም ዶ ደቂ ትግራይ ኣለና
tig
negative
ሽፍትነት ገድሊን ብመሪር ድያብሎስ ኣብ ጋሃንም የንብረና ኣሎ ስለዚ ዝሕፍር እንበር ዘሕብን የብልናን ኣብዚ ዝሓለፈ 50 ዓመት ኣሎ ተኮይኑ ንገሩና እንበር ክወፍሩ ካብታ ዝጀመሩላ ስቅያት ህዝቢ ኤርትራ ከረረ እንበር ኣይፈኮሰን ባዕሎም ምስ ሓዝዎ በተመንግስቲ ሞ ንሪኦ ኣለና
tig
negative
ውጺ ኣንጪዋ ኩርኩር ኢሰያስ
tig
positive
ጣኒቆይ ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ
tig
negative
መረረን ቁዘማ በዚሑ ዋእ ናይ ግዳይነት ኣምር ፍታሕ ዘምጽእ ኮይኑ ኣይስምዓንን ሞራል መንእሰይ ከስዕብ ዝኽእል ንወኑ ዝተንኽፍ ሃገራዊ ሞዛሙር ድዩ ተወዲኡ ዝደርፍ ይቁንዞ ዝገልጽ ዝቁንዞ ዘይተጨልገመ የለን ነቲ ቃንዛ ዘትፈልጦሞ ከኣ ደሊካ እካ ኣይትረክንን ስለዚ ሞራል መንእሰያት ሓፍ ኣቢልካ ንካልእ መድረክ ምቅራቦም ተራ ደረፍትን ወደብትን ክከውን ዘለዎ ንሰብ ከይሓወየ ኣይተዘካክርዎ
tig
negative
ኢዚ ንዓሰርተ ዓመታት ዝሓሰካዮ ኸ ይቅረታ ኣይትሓተሉን ዲካ ቅድሚ 3ወርሒ ክልተ ጋንታታት ናይ ተቃወምንቲ ኣብ ውሽጢ ኤረትራ ኣትየን ኢልካ ጻዕዳ ሓሶት ሓሲካ ኔርካ እሞ ነዚ ውን ይቅረታ ሕተተሉ ሰራቅን ቆርበትን እናሓደረ ይፈኩስ ከም ዝብሃል ፈኩሽካ ኣማኔል ኢያሱ ከንደይ ከ ትሕሱ ዋህዮ ኢሕዋት ምኻንካ ንፈልጥ ኢና ዘገርም ኢዩ ናይ ክልተ ኣማኒኤል ኢያሱን ኢያሱ ሳህለን ቅድሚ ህዝቦምን ረብሖኦም ኢዩ ዘገድሶም
tig