label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ሮቢ ሓወይ መቅሰን ማራ ጥዕምቲ ደርፊ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ንበር ክበር ኮርዒዳ
tig
positive
አማን ማራቆንጆ ደርፊ ቀፅለሉ ክንፅበ ኢና ካብ አድዋ
tig
negative
ሽምኩም ግለጹ ትብል መፈራርሒት 30 ዓመት ጌራ
tig
negative
ኡይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ መንሽምካ ሓወይ ስዊዛዊያን ደርፊ የብልካን ኣይትድከም እዚኦም ቀጽሎ ዝብሉኻ ዘለዉ ድኽነትካ ጀመሩ ኢዮም እንታይ ገበረካ ቲ ገንዘብካ ኣብ ማይ ተእትዎ ገንዘብካ ስድራኻን ቤተሰብካን ብዓዳ ሰብ ተዘይብልካ ከኣ ሸርቦ ወይ ክዳን ተኸደኖ ባእ እዚኣስ ደሓን መጀመርያኻ ስለዝነበረት ሓሺሽናልካ ኣለና ፎርማ እምበር ጎሮሮ የብልካን
tig
negative
ኣንታ ሓወይ ንስካ ከአ አንታይ አዩ ጸገምካ ዳሓርካሲ ኣበይ ኮይና ይቅረ ክትሓትት ትብል ኣበይ ኮይና ድያ ኣፋ ከፊታ ትጻረፍ ነይራ ንባዓል አዛ ሻርሙጣ ነፂነት ደርፊ ከም ዘቃርጾኦ ከኮና ኣልወን እዝንኻ ክሰአና ደቅዛ
tig
positive
ረዘነ ናይ ብ ሓቂ በዓል ረዚን ቃል አዩ ን ዝርድ ኦ
tig
negative
እዋይ የሕዋተይ ሳዋ ሓቆም ዮም መዓሽጊ ብሽኮር ያ ክብልዋ ይግባይ ብይን ናይ ሳዋ ሽም መዓሸጊ እስቃጥላ ክንመውት ኣሎና ሳዋ ምባል ይትረፍ
tig
positive
በጉጉት ስጠብቅ ነበር እኳን ደና መጣክልኝ የኔ አንደኛ ነክ እኮ ተው ጃኪዬ ሁሉንም ቶሎ ልቀቅልን
tig
negative
ደርፊ ጥራይ ኣይ ትደንጉይና ዲስ ላይክ ንህቦም ስኢና ኣለና ደቂ ዮውሃንስ ምቅልቃል ኣይንስኣን ቅያር ተርኪባ ኣላ ያል ጀማዓ
tig
negative
ሙዚቃ ቃንቃ የብሉን ኣታ ሕሙም
tig
negative
ደሓር ከኣስ ኣብ ቅድሚ ናይ ኣርሴናል ስታድዬም ኬንካ ትሰርሓ ሲ ደገፍቲ ሊቨርፑል ማን የናይትድ ቼልሲ ሲቲ ኣብ ግምት ኣይተእትውን
tig
negative
ብሓቒ ማይኮ እዞም መበገሲዕምን ዓዶምን ዘይ ጉሓፋት ብስም ህዝብን ሃገርን ዝሽቕጡ ለሓስቲ ብያቲ ንሕና እዛ ሃገር ብዘርባ ወይ ለሚና ንሰን ረኺብናያ ኣሽሓት ኣእላፍ ብሉጻት ከፊልና ኢና ኣምጺእናያ ንኽንሸጣ ይኹን ክንልውጣ ኣይ ኮነን ክትሓስብዎ ክትሓልምዎውን ኣይነፍቕድን በለለይ እንተ እቶም ብታሪኽ ኣቦታትኩም ይንብሑ ትህበኑ ብ አርትራውነትኩም ትኾርዑ ደቒ እዛ ለዋህ መረት ድማ ኣዮና ኣጀኹም
tig
negative
ገልጣማት ኣኪልኩም ሰፈርኩም ጌርክሞ ቅቅቅ
tig
negative
ሕልናስ ዘፋጥጥ ያ ክክክክክ ሞይተ ድየ ገለ ጎማ ኮሜቶች ክክክክ
tig
negative
ኣሕሕሕ ኣታ ደቂ ንስትዮ ሃገርና ብከምዚ ዓይነት ኣስቃቂ ዝሕልፋ ዘለዋ ስ ብጣዓሚ ዩ ሊባውያን ብፍላይ ናይ ኣስቴር ምስ ሰማዕኩስ ነቢዐ ኤርትራውነት ጸሊአ ኤርትራዊ ጸሊኤዮ ነዝኤን ዘይንከውን ኢና መፍቶ ህግደፍ ባ ኮንና መላገጺኦም ኮይንና በቃ ሓደ ልቢ ካኣ ዝተፈራርሃ ቄናን ልቢ ፈተውቲ ነብስና ኣምላኽ ምስቶም ውጹዓትን ጥልማትን ኡሱራትና ይኹን
tig
negative
30 ዓመት ጎበዝ ቘልዓ ልቦና ሓይሊ ዝተረር እዩ 30 ዓመት ናይ ወዲ ሰብ እትይ ሓያል ግድኑ ዘራጋገጸላ ውዕይትይ እድመ ሓያል ጥበባውያንና ዩ 16 17 ዕድመ ገና ህጻናት ሓይሊ ይኹን ስርዓተኛን ዘይ ቆጸሩ ነብስሶም ዘይ መርሑ ኣብ ትሕትይ ወለዶም ዝመሓደሩ ናጻ ሓንጎል ብጀካ ጸወታ ካልእ ኣተሓሳስባ ዘይ ብሎም ንጹሃት እንስሳ እዮም ሎሚ ዓብትኩም ፍለጡ ትሓስብዎ ፋፋሕ እልኩም ብሰንኪ ህግድፍ ህግደፍ ብኹሉ መለክዕ ሓያል እዩ ሓያል ህዝብይ ሓያል መንግስትይ እፈጥር መንግስትይ ኤርትራ ክድራዕን ህዝቡ 2019 ጎብለል ኮኑ ናይ ኣፍርቓ ሕሰብ 27 ብሓያላት ሃገራት ኣመርካን ሰዓብታን ከዳሚት ወያነ እገዳ መልእኽቲን ዘይ ተፈተነ ኢትዩጵያዊ ግን በድሁ ምስ ህዝቡ ጸብለል እሉ እንባእ ጎቦ ኮነ 2019
tig
positive
ዳኒተይ ማዓረይ እንካዓ ሰላም መጻኪ የኔ ማር ውድድድድ
tig
negative
እዚ ኩሉ ፈጠረ ናይ ህግዲፍ ኢዩ ካብቲ ቀንዲ ቅልውላው ናይ ኤርትራ ንምምላጥ ኢዩ ምበር ኤርትራ ናትና ኢያ ዝብሉ ሐደ ክልተ ጉጅለ እንተለው ቅጭጭ ዘብል ነገር አይኮነን ዘረባ ሑሱር ኢዩ ከንያ ወይ ሶማል ኤርትራ ናትና ኢያ ክብሉ ይኽእሉ ኢዮም ደሐር ከአ እንታይ መንግስቲ አለኪ ኢዩ
tig
negative
ምንም የምለው እዮሃ እምዬ አገር
tig
negative
ኣቲ ካብ ኢዝጊ ስ ኢንበር ኣደ ኢኪ ክትከን ኣደ ግን ለዋሃ ኢያ ንስኪ ግን ንዘይምሃብ የሀዋትኪ ኣብ ሳሃራ ን ባሃር ኢናተፉኡ ፈተውት ርእሶም ሳህራ
tig
positive
ማራ ደስ ተብል ደርፊ ቀጽሎ ሓቢቢ
tig
positive
ሕጂ ግርም እንቋዕ ናብ ህዝብኻ ተጸንበርካ ዝሓወይ ካልእ ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሕ ንጽበየካ ኣጆኻ በርትዕ
tig
negative
ሰክቲ ረሳሕ ያ እንዲያ እያ ጋሓፍቲ በጃካ
tig
negative
ኣታ ጎሓፍ ክትጽረፍ አባይካ ትደሊ መነዲካ ተሸይጣ ኢሉ ንሕና ድበልና ህዝቢ ዘይ ፈልጦ ውዕል ይገብር ኣሎ ህግደፍ ሂና ኢልና ትፈልጦ ዲካ ንስካ አንታይ ከምዝግበር ዘሎ ነዚ ጅግና መልኣከ ሓውና አንዶ ግዳ ከይትጽይቀሉ ጎሓፍ ታንክስ መልኣከ ሓውና ካብ ብልቢ ንፈትወካን ነድንቀካን ኣሕዋትካ ደለይቲ ፍጥሒ
tig
negative
ደጂ ያ ኣነ ሽኮር ኢየ ክክክክ ሕጂ ብቃንቃካ ተዛሪብካ ኣታ ድርባይ ለዛዪ ንስርናይ ክትወሃብ ኢላ ኣዴካ ተጎምቢሓ ካብ ብጽብጽ ዝሞለቃ ኣታ ሙላቅ ናይ ዘይመንግስታውያን እቲ ናትካ ናይ ውሽጥካ ናብ ከተጸግዖ ኣታ ውዳቅ ነቲሕ
tig
positive
ማይናስ ዳይረክተር ከማኻ ኣይራኣኹ ዋ በጃኻ ናይ ኩሉ ባዕልኻ ስርሓዮ ብስም ማይናስ ዋላ 5 በጃኹም
tig
negative
እምሓርኝ በላ ከምዚ ወዲ ኣሽባሪ ኣእምሮ
tig
positive
ከመይ ደኣ ላ ዛ ደርፊ ባዓል መን ኢዮም ስቡሓት ዝሃውተቱ
tig
positive
ሳቢቲ ሽኮር ውላድ ሰገን ምጭው ኣስናና ደስ ትብል ደርፊ
tig
positive
አለው እኮ መሊኦም መሊኤን ብገበን ዘይተጨማለቁ አብ ውሽጢ ዘሎ አብ ለውጢ ግደ እንተተጻዊቶም ብሕጊ ክንድቲ ዘበርከትዎ ገበኖም ይቅረ ይበሃለሎም ተጋደልቲ ህግንባር አይኮኑን ንናጽነት ህዝቦም ስለዝውጹ ህግንባር አድዮሎጂ ስነ ሓሳብ እዩ ንህዝቢ ክጥፍእ ዝውጸ እዩ ስም ይቀይሩ እምበር እቶም ሰባት ንሶም እዮም ንዓዲ እናደውልኩም አብ ለውጢ ግደ ክጻወቱ አተባብዕዎም በደሎም ክሕደገሎም
tig
positive
ኣጂኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ምስ ህዝብኻ ካብ ወግንካ ወዲ ህዝቢ ኮይንካ ኣለኻ ቆርጫጭ ኣንበሳ ሕጂ ግርም ጸግዒ ዉጽዓት
tig
positive
ዝገርም ድራማ እዩ ኣቱም ንፉዓት ደቂ ዓደይ ምዓረይ ኣጆኹም በርቲዕኩም ቀጽልዎ
tig
negative
ዘራዓይ ክክክክክክ ብጀካ ናይ ወዲ ሑሉኩስ ደርፊ ሰሚዕኻ ትፈልጥ ዶ ጨናዊ ጸማም
tig
negative
ኣቲ ለሓሲት ብዘይ ንቡር ትግበር ሻርሙጣ ኣረጊት እዚዮ በሉ ኣቲ ጋልዛ ጺሕፉልኪ ኢዩ ከ ጋለይ ኣኪቡኪ ኣቲ ዘይ ጥዓመ ǾęĮ ኣቲ ገፋሕ ንሃቦም ኣቲ ባራንዳ መጻወቲት ጃምዓ ሎሚ ዶ ሳላ ሂግደፍ ሰብ ኮንኪስ ሂግደፍ ከኣ ትብሊ ኣለኪ ደርፍኪ ገዛኪ ዓጺኪ ስምዕዮ መነዲኪ ኢዩ ከ ጺሕፉልኪ ፎፎፎፎፎፎ ኦኦኦኦኦ ኣኣኣኣድድድድ
tig
negative
የሞግሶም አለኩ ነቶም ናይ ጅጋኑ ስራሕ ስኢኑስ ማለቱ እዩ መንግሰት ሰማያት ያዋርስኪ ኣቦና ኣቦይ ሓጅ ሙሳ ፊትሒ ን ኡስራትና ፍትሒ ንክሎ ህዝቢ ኤርትራ በሃፍሻ ሞት ንህግደፋውይን
tig
negative
ጽግዕተኛታት የጥፍእኹም ዕድመ ልክዕኹም ኣይሕለፈልኩም ባራዩ ምስ ፀላእቲ እንዳተሻረኹም ምስ ጥልያን ምስ ትርኹሽ ምስ እንግሊዝ ምስ ግብፂ ምስ ዓረብ ባንዳታት ኮንኩም ሰላም ከሊእኹምና ተጋሩ እቶም ኣብ ዓድና ዘለው ሓሳዳት ደቂ መረብ ሰገር ዘውደቐትሎም ተዳለው ትግራይ ኣይንድመርን
tig
negative
ኡይ ኢልካ ዓምኻ ሞት ሑጹይ ኢዮ ናይ ኤርትራ ዘጣቁስ ዘይነቅሐ ህዝቢ ሒዝና እንታይ ይግበር
tig
positive
ሓወይ ኣነ ኮ ኣይፈልጦን ኢየ ግን ኣብ ኮመንት ከም ዘንበብክዎ ኣብ ዉሽጢ ባሕሪ ዝርከቡ ኢዮም
tig
positive
ኮኮብ ኮመዲ ናይ ኤረትራ ደስ አሉና ትሓጉስካ ትመስል ምስ ረኣና
tig
positive
ያቆባ ብሃንቀውታ ንጽበየ ካ ኣለና
tig
positive
ሶሌይ ሓላል እንካዕ ደሓን መፃካ በዓል ጥዑም ድምፅ
tig
positive
ዋውውውው ጽብቕ ስራሕ ኣጆካ ሞ በርትዕ ነዚ ወጹዕ ህዝብና ካኣ ልሳን ኩኖ
tig
negative
ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕካ 100 ሓወይ ናተይ ኡፍፍፍፍፍፍ ግን ከብደይ በሊዕካኒ ሶ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ንጽበ
tig
positive
አሪፍ ዘፈን ነው አንደኛ ይመችክ ከበቡአ
tig
positive
ዓንዲት መቕሰን 00
tig
negative
ብድምጻዊ መሸሽ ዝረኸብኩሞ መሳኪን መቸም ኣብ ፊልም ውልቀ ሰባት ምንሻው ዓሲ ኢዩ
tig
positive
እንደ ስነፍ ቆሎ ሀገሩ ቢታመስ ፃም ይታደራል እንጂ ያላተ አይቀመስ ይድረስ ለማፍቅርህ
tig
positive
ኣጆካ ሓጎስ ወዲ ሃገር እዞም ሰኪትኩም ኣብዚ ጋህተፍተፍ ትብሉ ዘለኩም ካኣ ሎሚ ውን ከም ትማሊ ሃገር ዋና ኣለዋ ሰብ የብላን ኢልኩም ደኣ ወስ ዘይትብሉ ሃደምቲ ክልተ ሳዕ ዝሞቱ ጀጋኑ ማስመድያ
tig
positive
ውውውው ጽቡቅ ስራሕ አዩ ጽብቃት ኣዋልድ ኣሪካና ዳሓን አቶ መንግስተሰማይ የዋርሶ ወዲ ኪኮ ሓውና
tig
negative
እዋይይይ እዋይይይ እዋይይይ እንታ አምላኽ በጃኻ ይቅረ ይበለልና ዘጋጠመ ፈተነ እዋይ ኤርትራ ሃገርና ዓዲ አዛብእ ቀተልቲ ኣረሜናት አረሜናት ኮይና ተሪፋ
tig
negative
ኣቱም ወኻሩ ኣብ ጛል ሓብትኩም ካብ ትኹትቱ ካብ ኣብ ዩቱብ ዝተዘርገሐ ደርፊ ክትበኣሱ ትውዕሉ ቁምነገር ዘይትገብሩ ቁሪ ኤውሮፓ ተቐፍቕፉ ትም ኢልኩም ደናቑር ወለዶ
tig
negative
ክክክክክክክክ ዋይ ሓራሙ በላዕቲየ ሆእ ሆእ
tig
positive
ሕጂ ግርም ወዲ ያረድ ጽቡቅ ስራሕ
tig
negative
ብዘይ ጫማ ሳሕል መጺኣ ዓገመ እንታይ ኢያ ትብል ዘላ
tig
negative
ዕሰል ዳኣ ፋሕ ኢላ ናይቀደም ንደርፎ ነበርና እንድኪ ገርክያ ከከከከከ ኣደይ ሳዓዳ ጓልክን ማዓዳ ጓለይ ሚዒደ ከከ ኡፍፍፍፍ ስነጥበብ ሃገርና ንከይምዕብል ተጻሪሮሞ ዞም እኹምም ህግደፍ ኣብ ሓንቲ ዜማን ኣብ ሓንቲ ግጥምን ኮለል የብልዎ ኣለው ኣሕ ደስ ዝበሎም ከይ ገጥሙን ከይዝይሙን ክብሉኻ ኣለው
tig
negative
ኣቲ ሻርሙጣ ኮሙኢኢልኪ ባዓለገ
tig
negative
እዚኣስ ግድል ባዕልኹም ፍትሕዋ ኢኹም ደሊኹም ዘለኹም ዓዲ ውዒል ሙኻና ፈሊጥኩ ክክክክክክ
tig
positive
ትስፉው ስነ ትበባዊ ናሆም መስተ
tig
negative
ሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀ ኣበይ ዘሎ ሰላም ዩ ኝኝ ኣፈርፈር ህግደፍ
tig
positive
ክክክክክክክክክክክክክክክክክ እዋይ ገለዓይነት ኮሜዲ ጽብቅ ስራሕ ወገናተይ ኣጆኩም ቀጽልዎ ብሩኻት ኣሕዋተይ እቲ ምትብባዕ ናባና ጊደፍዎ
tig
positive
እዋይ ሃተፍተፍ ዓይኒ ደንቆሔ አብ ይቱብ ፈይስ ቡክ መንግስትናን ህዝብናን ሐደ አካል እዩ
tig
negative
ዘይሕጋውያን ጀሚሮም ኣለዉ ጥንቅቕ በል ህዝበይ ብ ምኽንያት ወጽዓ እንዳ በሉ ጅብኦም ንምምላእን ጀሚሮም ኣለዉ ክክክክ
tig
positive
ጽቡቅ ኢልካ ኣሰና ኣነ ዝገርመኒ እቶም ናይ ቀረባ ኣዝማዱ ሓዉ ሓፍቱ ደቂ ሓውቦታቱ ኣኮታቱ ወ ዘ ተ የብሉን ዲዩ እንተወሓደ ሃለዋቱ ብቀረባ ክፈልጡ ዝግብኦም በዓልቲ ቤቱን ደቁን ከ እንታይ ኣበይ ኣለዉ ዩሮፕ ሰጊሮም ዲዮም ወይስ ኢድ ኢሳይያስ ኣርኪባቶም ጀነራሉ ቅርሲ ኤርትራ ኢዩ ንዑ ሓቢርና ነእውየሉ
tig
negative
ሰምሀለይ ተፈታዊት ፍጥረት ፍትውትው እዛ ደርፊ ከዓ ፍሊቲ እያ ዓቅሊ አታፍቅረይ ከአሎ
tig
positive
ኩቡራት ይሕዋት ማለት ስለሙንን ኣንታ ጋዜጠኛ ኢዚን ኣብ ዝተፈላልያ ዓለም ውድባት ኢና ብሃልት ክንድ ዋን ነሽን ውድባት ከምዝይብላ 1000 1000 ኣረጋግጽኩም ሎሚ ጽባሕ ድሕር ጽባሕ ኣልፋን ኦምጋን ዋን ነሽን ቪባ ቨባ
tig
positive
ሳብክራብይን ሊይክን ግይርልካ ኣለኹ ታንክስ ቆርጫጭ ሕጂ ግርም
tig
positive
ትዝታታት እባ ገዲፍካልና ኣብርሃምኖ ንስካ ናብታ ናይኩላትና ሓሊፍካ ዘይነጽፍን ዘይውዳእን ስራሕ ገዲፍካልና ሓሊፍካ
tig
positive
ኣሜን ምቁር ሓወይ
tig
negative
አንታ ሐወይ አነ ዝገርመኒ አስላም እንታይ በዲሎም ንሶምሲ ንስለ ኤርትራ ሂወቶም ዝወፈዩ ብከብዶም ኤርትራ ንኤርትራዊያን
tig
negative
ኣቲ ሰምሃር ናይቶም ኣወዳት ምርባሽ እኮ ምኣከለና ኔሩ እስኪ ከኣ ኡይይይይይ ከይብል ትም በሊ
tig
positive
ፈታሪናስ ርሁሩህ አዩ በሓቂ ረዳኢ ጽጉማት ጽቡቅ ስራሕ ኣቢ
tig
negative
ኣብ 4 00 ደቂቅ ዘሎ እሞ ተዓዘብዎ ሪኢቶኩም ሃቡ ኣነ ኣብ ኤርትራውያን ስነ ጥበበኛታት ተዓዚበዮ ዘይፈልጥ ሪአ ኣለኩ ግን ዓገብ እንቶከነ ኣብ ክሳድኩም ምገበርክሞ እቲ መስቀል ኣይኮነን ግን ብዝኮነ ኣብ ዝመጸእ ፍርያትካ የራክበና
tig
positive
ኤርትራውያን ላለየ ላሎየ ምባል ጀሚርኩም ከም ተጋሩ ፅቡቕ ተበግሶ እዩ ክክክክ
tig
negative
ዓጋመ ጨምላቅ እስከ ፈክር ንሕና ውን ኣብ ጎንኻ ንዝምቢ ከም ዘለና ኣይፈለጥካን ረስሕ
tig
negative
ኣንታ ሕሱር ብድሕሪ ኹናት ኮንካ ማዓዝ መላምል ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ኣጥፊእካስ ሕጂ ክኣ ትኽሕዶም ኣለኻ የክብረካ ሰብ ኢኻ
tig
negative
ኣስመራ ዳኣ እንታይ ክትገፍሐን ጸቢባተን እንበር ብድከድኦ ክጽረፋ ተዋሪደን ባዕለን ይበሃል ኢለን ደናቑር የን እዜን ጌና ምስ ዚአን ሲ ክንጻረ ኢና
tig
negative
ፓፓጋሎ ብጾትካ እስርብትን መቃብርን ሰፊሮምስ ነዚ ድዩ ኔሩ
tig
negative
ናይ እዚ ሕልና ኣልቦ ገዲፍካ ኣሎ ሞይቱ ኩሉ ሓደ ዩ ኣገዳሲ ኣይኮነን ዘላለማዊ ዚመሐዞ ሕሱር ሰብ እዩ
tig
positive
ኤርትራዉን ሑስማት ኢኩም እንኮዕ ንስኩም ትከፍልዎ ኣይ ኮንኩም ንስኩም ሊይክ ክትግብሩ ድስላክይክ ክትገሩ እንታይ ትረክቡ ሕሱማት ኢኩም ስድዳት ንሓፍትኩም እኮ ዝጨኩም ከምይ ኣቢልኩም ክሓልፍኩም ኣጆኪ ሓብተይ ቀጽልዮ
tig
negative
ኣሰይ ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ነዞም ሽኮሪናታት ድቂ ዓደይ ድምጽ ሓቂ ድምጺ ፍትሒ ድምጺ ባዚጋር ተዓፊኑ ዘሎ ድምጺ ህዝብና እተን ደቀይ ኣምላኽ ይርእየኩም ኣሎ ዝበላ ናይ ብሓቂ ሕልና ዝተንክፍ ዘረባ ዩ ነዞም ንኣሕዋቶም ደቅ ዓዶም ውቁባት ዘለዉ ኣምላኽ ሕልናን ፍቅሪን ዝመልአ ልቢ ይሃቦም ምስ ኣሕዋቶም ክሳተፉ ደቂ ኤረ ደቂ ሓደ ልቢ
tig
negative
ኣቲ እንታይ ዩ እቲ ሽቑርቛር ብጽብቕትኺ ትኸፍኢ ባዕልኺ
tig
negative
ኢሰያስ ዓጃው ብዙሓት ዓጃዋት ኣምባሳደራት ኣፍርዩ ዝተሓተተቶ ሓማታ ዘይተሓተተቶ ዓጀውጀው ብጣዕሚ ዘሕፍር ዩ በዚኦም ኤርትራ ክትማሓደር ኣምላኽ ማዓልቶም የሕጺሩ ኣብ ቅድሚ ፍርዲ ብስዉርን ሞሸንቆቓ ገመድ ዝስቆሉላ ማዓልቲ ቀሪባ ያ ናይ ግዜ ሕቶ ጥራይ ዩ
tig
positive
ላንጋ ላንጋ እንካዕ ደሓን መጻእኩም ግን ትድንጉዩ ኣለኩም ኣይትደንጉዩ እቲ ሞራል ናባና ግድፈዎ
tig
positive
ዋውውውውው ደስ ትብል ደርፊ ን መዘከርታ ኢሰይ ትኩነለይ ቀጽሎ
tig
negative
እኽብካብ ናይ ብወያነ ደቂ ሃገር ረስሓት ፍጥረት
tig
negative
ዋዲ ኣፍዎርቂን ህዝባን ከሎ ጽንጽያ ዓሚቱ ኣይረግፈላንዩ አቶም ዕረዝጣዓምኩም ተረዉኡ
tig
positive
ሃላ ምሳልኸር ሓባይብ
tig
positive
ኣጅከኤ ትርሕሰኤ ንፈተኤ ጅብሕወተኤ ሕክናኤዓ ኤርትራወት ጅብሓአ ኣብኣየ አግሐኤ ብሌኤ ዝህፈኣየኤ ኣውዘይው ታርከኤ
tig
positive
እወ ጣዓሞት ኣደና መንጢልና ትብሉ ደለይቲ ፍትሂ ላይክ አስከ ርገጹ
tig
positive
ኣዝዩ ሰሓቢ ዝርርብ ደቂ ኤሬ የቀንየልና
tig
positive
ሎምስ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ጎኑ ህዝቡን ሃገሩን ደው አሉ ሕጉስ ትብል ይኣክል በቃ
tig
positive
ወይ ዉበት ወይ ድምፅ ሁሉም ገዳይ ነዉ ልጂቱም ቆንጆ
tig
negative
ኡኡኡኡኡይይይይይይ ኣታ ሎሚ ሲ ን መን ኢና ክንኣምን ወዲ ቱኩል ሲ ከመይ ተተከል ትማሊ ክንደይ ምንእሰይ ክተት ኢልካ ኣትፊካዮም ሲ ዕላምካ ከይ ህረምካ ኢድካ ሂብካ ኡሙን ትጋዳላይ ሲ ንስካ ኢካ ኒርካ ዶስ ዝሓንጸጽካዮ ዶብ ኣሎ ኢዩ ክላ ኢሪትራዊ ኩልትካ ተናሲሕላ ጠራሕ ሞትካ ተጸበ ኣብ ስደት ዝልካ ኮ ከይ ሞትካ ሞትካ አንድካ በላሽ ዝኮንካ ህዝቢ
tig
positive
ኣቢ ናተይ
tig
negative
ኣታ በጃኹም እባ ዙፋን ካብ ትጋደል 7 9 ዓመት ጌራስ ጎላ ቘልዓ
tig
positive
እዋይ ገንዘብ ተካል ዘሪኢ ሰይጣን ነዛ ሰባኣይ ኣብዝይ ምሽክላኣ ዳኺልዋ ተካልሂወት በሉ እስኪ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ሰላም ወፊርኩም ሰላም እተዉ ኣሜን በል ኩልኻ ተዛራቢ ትግርኛ
tig
negative
ዱሁል ረሳሕ ባዕለገ ሽርሙጣ ዘይትስተሪ ከ ሰብ ክሳብ በሰልኡ ዘሕዊ ጋሕባ
tig
negative
ሓሰውቲ ንስካ እቲ ትሓቶም ንሶም ካልእ ይምሉሱልካ ወታኣታ መግለጺ ልክበጣኦም ዪ መርጎዲ ክሳዶም ባ ወ ኮይኖም ስዋኣትና ነዞም ለያቡ
tig
positive
ተመስገን ያሬድ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ምህላው ጽቡቅ ገይሩ በሪሁልካ ክከውን ተስፋ ይገብር ካብ ህዝቢ እንታይ ዓይነት ግብረ መልሲ ረኪብካ ድማ ኣብ ግብሪ ሪኢካዮ ኣለካ
tig
positive
ወዲ ቀሪን ኣየ ድምጺ ግጥሚ ምስ ዜማኣስ እንታይ ወጻ ተዓወት የኣከ
tig