label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
negative
ኣይሓይሽን እዩ መዕቀሊ ምንዳይ ድሕሪ ማይ ዎዲ ኤረይ ተባራበር ማዓልቲ እስካላ ምሕከር ኣኪሉ
tig
positive
ኣታ ወዲ ንስኻ ኣበይ ኣለኻ ጅግና
tig
negative
እዋይ ዕላላሲ ደስ ክብለካ ካብ ነብሳ ከም ትሓትት ሲ ንብዓት ክሳብ ኰይነን እያ ብስምዒት ትዛረብ ሓቓ እያ ናትና ዛንታስ ምግናን ኣየድልዮን እዩ ንፍዕቲ ነቶም ክንፈልጦንደሊ ጥራይ ኣፍልጥና ክሰምዕ ዘይደለየ ደኣ ስማዕ ኢልካ ኣይትግድዶን ኢኻ ኣምላኽ ጥራይ ይምሓሮም ናትኪ ጽሑፋት ከንብብ ክፍንቅል እየ ብህጂ ከምዚ ዘይንፈልጦም ከኣ ኣፍልጥና ኢኺ ወይነይ ንኹሉ ኤረትራዊ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ኣብ ስደት ኣይጠዓመና ኣብ ዓድና
tig
negative
ኣታ ኣረጊት 40 ዓመት ሸይፍካያ ደይትፈልት ዝተሓቃቀፈሉ ሕጂ በሮቅሮቅ ትብል ኣለኻ ታይ ጸይቅልካ ትብል ኣብ እርጋንካ ጸይቅልካ
tig
positive
እንካዕ ናትና ኮንካ
tig
positive
3ይ ክፋል ናይዛ ፊልም ከመይ ክትከውን ኢያ ንሱ ስራሕ ክጂምር ከም ዘለዎ ክነግርዎ ኢዮም ዳሓር ጽቡቅ ምስ መጸ ከነራስነካ ኢና ጸኒሕና ሲና ናትካ ኢያ ክብሉዎ ኢዮም
tig
negative
ቡዙሕ ትዛሮቡ አለኩም ቀዳማዳማይ ነገር አሃትና ምስ ቡዙሕ ይቅሬታ ቡዙሕ እያ ዓጀውጀው ትብል ድሕራይኩም ይገድድ አውራጃ አውራጃ እንዳበለት አልማዝ ቡዙሕ ሐሰውቲ ስለትዛረብ ትዛረቡ ኩላኩም ሐደ ኢኩም ዲክታቶር እውን ከሙኡ ኢሉ እዩ ሽግር ነዚሕልና ዘሉ መጀም ምሕረት የውርድ
tig
positive
ሰብ ንነብሱ ክመስል እንከሎ ግርማ ዘለዎ ዝህቢ ኤርትራ ንዘልኣለም ከክብረካ እዩ
tig
negative
ጃሱስ ኣብ ጥዑም ኮንኪ ተምዕሮ ዝኮነ ናብራ ህዝብና ትድምስሲ ኣለኪ ጋሕሻር ቦጥ ሙሉእ ሓርኢ
tig
positive
እንታይ ክወጾ ኩሉ ሙሉእ100
tig
positive
ዋውውውው ሽኮሪና ብጣዕሚ ዝወጾ የብሉን ግጥሚ ዜማ ድምጺ ቁንጅና ብጣዕሚ ኣነ ኣብ ሑብ ኣተየ ኣለኩ ኣጆኪ ቀጽልዮ
tig
positive
ሰላም ኩቡራት ሕቶ ኣለኒ ጋል 22 ዓመት ጋልኣንስትየቲ ምስ ወዲ ክንደይ ዓመት ውዲ ተባዕታይ ብፍቅሪ ክትቅሮን ኣለዋ
tig
positive
ብልጽቲ ፍሊም ያ ቆጽልዎ ክቡራተይ
tig
negative
ኪድ ዝብኢ ጁባካ ትራይ ኣይትጉደል ባኣል ንውካ ንገንዘብ ኢኩም ቱጋአዙ
tig
negative
ክንደይ ተኸፊልካ ከምኡ ንኽትብል ኣንታ ጉማማ ኩርኩር ረሳሕ
tig
positive
ኣጆካ ንሆም ንፉዕ ጥዕምቲ ደርፊ ግን እቶም ደቅኩም ከ ሒዛቶም ድያ ከይዳ ቆልዑ እንተገዲፋትልካ ኣጆካ ብሮ
tig
positive
ተገዲስካ ኣንብባ ግዜ ኣብ ዝረከብካሉ አማንኤል ንቅሎ ኣዴታት ኣዚና ነመስግነክን አማንኤል ኣቦና ኣያና ድማ ነመስግነካ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ እዚ ኩሉ መቸም በይንካ ትገብሮ የለካን እሞ ሓገዝትካ ምሳካ ዝሰርሑ ተደናገጽቲ ንህዝቢ መደብ ጌርካ ከተፋልጦ ተስፋ ይገብር
tig
positive
ውርዙይን ጭውነት ዝመልኦ ስራሕ ጀጋኑ ደቒ ዳላስ
tig
positive
ሚሊ ካብ ኤርትራ ሰላማዊት ካብ ኢትዮጵያ ክልተ ቀብዛራት ሸኮሪናታት
tig
negative
ካላሽነይ ዝደርፍካሉ ጎሮሮ እንታይ በከሎ ኣማዕዲኻ መሳርሒ ወያኔ ካይኑ ገለ ኢልካሎኻ ከም ኣፍካ ንዓኻ ይግበሮ ዕሱብ
tig
positive
ኣቱም ጀምዓ እዚ ወዲ ወሪዱ ዝብሎ ዘሎስ ናይ መንግስቲ ወርሓዊ ትካቦ መሳርፍ ማለቱ ድዩ ክክክ ብዝኮነ ጥዑም ስዋ ጋይላ ዓንዲት እታ ሓሪፍ ህዝቢ ክደርፋ እናተጸበዮ ከሎ ሙሉቅ ኢሉ ዝተረፈ ድሓረይ ሐደ መንእሰይ ወዲ ኢሮፓ ብቅጭናት ወዘራዝር ተሰንዩ ዝደረፋ ዓንዲታ ከምቲ ባዕሉ ዝደረሳ ባዕሉ ድማኒ ክደርፋ ተስፋ ንረብር
tig
negative
እቲ መልእኽቲ ረዚን ክነሱ ጽቡቕ ኣናብባ ብርትዕ ዝበለ ድምጺ ከም ኣማኑኤል እያሱ ከንብቦ ጽቡቕ ኔሩ ምበልኩ ሓደ ካብቲ ኤሪ ቲቪ ዝተዓወተትሉ ሓተታ ከም ኣስመላሽ ዝመሰሉ ኣብ ልቢ ሰብ ክሳብ ዝምለስ ጌሮም መልእኽቶም ስለ ዘሕልፍዎ እዮም ስለዚ ኣማኑኤል ንኻልእ እዋን ከምዚ ዝበለ መልእኽቲ እንተለኻ ትርር ብዝበለ ተተማሕላልፎ ጽቡቕ ምኾነ ካብ ተኸታታሊኹም ኣሰና እየ ኣምላኽ ንምድርና መኦቆቢትናን ንህዝብናውን ምሕረት ኣምላኽ መንግሰተ
tig
positive
ኣቶ ወዲ ገዛዉተይ ኣኽርያ ማየመበሳ ጻዕዳ
tig
negative
ሕጂና ጉደር ረሳሕ ስርዓቱ ፈሊጥና ሐወይ ግን ልክዕ አጆካ
tig
negative
እምበር ዘራጊቶ ኣጆኺ ሃገርይ ክንሃንጸኪ ኢና ደቕኪ
tig
positive
እውይ እዛ ደርፊ ከተፀለልኒ ኢላ እና ብጣዕሚ ፅብቅቲ እያ ኣይዞካ ቀፅለሉ
tig
negative
ጠራጢ ፎሽካል ሓሳዊ ሩጉም ድርባይ መደናገሪ ሃዳሚ ሓሳዊ ፍካሪ መን ኢኻ ንስኻ ዓፋሪ መልመጺ ኢኻ ዝኣምነካ ሰብ የለን ኣንታ መደናገሪ ሑልኩስ ገፊሕ ከናፍሩ ጨምላቅ4444444444444444444
tig
negative
ሳላ ወዲ መድሂን በራድ እንታይ ተሳኢኑ ንእስነትና ድኣ ኣብ ስደት ትቅህምም ኣላ ፋሕ ኣቲዩና ምስ ኣቦና ኣዴና ምስ የሕዋትና ምስ መታዓቢትና ካብ ሃገርና ተጓሒፍና ኣብ ስደት ብጭንቀትን ብስጭትን ንነብር ኣለና ኣብኪኽና ማማ ስነ ጥበባዊት ማማ ጽገ ልብና ተመቃቂሉኣሕ ኣሕ
tig
positive
ጽቡቕ ስራሕ ግን ኣብ ትዝታ ኣትየ ንመወቲት ሓብትና ከኣ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ
tig
negative
ኣታ ቛንቛኹም ኣይትዛረቡ ሩሳዉያን ክምስሉስ ንሰብ ቃንቅኡ ዩ ክብረቱ ይብሎ
tig
positive
ይርጋኣለም እባይ ኣስመራ ተናፋቒ ወዲ ህልም ኢልካ ኣይትጥፋኣና ባ
tig
negative
እንታይ ደኣ ብርሃነ ኣብርሀ ዘየእተካዮ ሕልፊ ክዝከር ዝግበኦ ወይስ ቅድሚ ምእሳሩ እያ እዛ ቪድዮ ተቀዲሓ ክትብለና ኢካ ማለት ቅድሚ ዓመትን ትናፈሱ እያ ዝተሰርሐት ኢልካ ጽሒፍካ ስለዝነበርካ ከምኡ ክትመስለልካ ደሊካ ወይሲ እቲ ናይ ሓሜን ባህሪ ከይተርፍ እዩ
tig
positive
ደቂ ኤረይ ዘናጣት
tig
positive
ከምቲ ምዱንጋያስ ሽውያ ክተንዉሕዋ ኢዩ ዝግብኣኩም ኣብ ቀጻሊ ክተንዉሕዋ ተስፋ ይገብር
tig
negative
ነዚ ናይ ኣብርሃም ኣፎርቂ ትልምኑ ላይክ ትሓትት ዘለካ ኢኮ ሰብ ክልተ እዝኑ ኣይኮንካን
tig
negative
ንደገ ክትከይድ እንተ ኮይንካ እኮ ዘይንብርከኽ ኣለዎም ኣሳሳዪ ናይ ህግደፍ ክትህሉ ኣለካ ክትዉድሶም ኣለካ
tig
negative
እፋፈፈፈፈፈይህን ትዝታ ሌሎቹም ነገር ልሁን ላድርገዉ በአካል ልቆቆመዉ አልቻልሁም አይ መለየት
tig
negative
እዛ ኮሜዲ ዝተረዳኣቶ ሰብ እንተሎ ዝመኽረኩም ክብሎም ወላ ብጽሑፍ ንገሩኒ እምበር ክንዴናይ እኮ ከይትርድኣኩም ርድኢት ዘይብላ ብይዘረባን ብዘይ መብራህትን ወዲኤማ
tig
positive
እዛ ደርፊ ብጣዕሚ አድኒቀያ መምሃሪት ሰለዝኮነት በዚ አጋጣሚ ንኮሜንት ጽሒፍኩም ከይትጸርፉኒ ንምንታይ ጋል መቀለ ሰለዝኮንኩ አይእትወክን ከይትብሉኒ ዋላ ኤርትራዊት ተዘይኮንኩ ግን ሓበሻ ምካነይ እዉን ሰለዝብፀሐኒ እና ሓደራ ብዘይፀርፊ አሕዋት
tig
positive
መስተ ሽኮር ከመይ ዲካ ናይ ልበይ
tig
negative
ዘገርም ኢዩ ደቂ 90ታት ክውፈዩ መንእሰያት ናበይ ተአልዩ ንባዕሎም ድዩ ደኒኖም ክጭነቑ ጠላዓት አጋቡዝ እንታይ ይዋጥዩ ንህድማ ጥራሕ ከመኽንዩ እወ ጽባሕ ታሪኽ ክሓተኩም ኢዩ አቦና ፈጣሪ ይሓልውኩም መዋእልኩም ንቤት አምላኽ ዘገልገልኩም ብከሃድያን እንተተበደልኩም አቦና ቡጹእ ዎ ቁዱስን ጎይታ ኢዩ ዋሕስኩም አብ መሬየት እንተበደልኹም ካብ ፈጣሪ ተአምር ኢዩ ካሕሳኹም ቁዱስ አብ መሬየት ቁዱስ አብ ሰማይ ይኹን ንዓኹም
tig
negative
ኣደድ ቡሩኽ ቐዳመ ሰንበት ከይንቕኒ ነዛ ድህልቲ ኣምጺኩሙልና ሰምሃር ከልቢ ክሳብ ብኣካል ረኪበ ዝፈግኣ ዲስላይ ገሲመኪ ኣለኩ
tig
positive
ሽካር ኡኺ
tig
negative
ላግጺ እዩ እዚ ናትካ መስሓቕ ባርያ ኣረጊት እዚ ኩሉ ተፈታውነትካ ንሓደ ደንቆሮ ውልቀ መላኺ ከተሕጉስ ክትብል ህዝቢ ሙሉእ ብምሕታትካ ዓንጃል ኣረጊት
tig
positive
አይ ኤርትራዎች ስወዳቹ እኮ ውይይይይ ድምጻቹ ደሞ ማራኪኪኪኪኪ ነው ማሮቼ
tig
negative
ሃገር የብልናን ክሳብ ናትና ዘይገበርናያ ኣይናትናነ ያ በቃ ኣይናትናን ከምዚኣ ዓይነት ሃገር ውን ክትህልወኒ ኣይደልን እየ
tig
positive
ኣቤት ግጥሚ ተውዝ ሰይሰይ
tig
negative
ገና ካብ መድረኽ ጥበብ ውን ከነውድቐኪ ኢና ስጋብ የቕረ ዘይሓተትኪ
tig
positive
አታ እዛ ድራማ ንሂወት አዚያ ትገልፃ ስደት ዋሒድ
tig
positive
ከፍሎም ሓወይ ካብ ቀደም እየ ዝፈትዋካ ኩሉ ዕላልካ ብጣዕሚ መሳጢ እዩ ኣጆካ በርትዕ
tig
positive
1ይ ዋውውውው እስኸ ሱቕ ኢልኹም ላይኽ በቓቓት ኣይትኹኑ ወይ ኣይትፍልጥዎን ኢኹም ላይኽ ጽቡቕ ስራሕ ምስ ጽቡቕ ቪድዩ ግን ዝሕልሕል ደለት እያ
tig
negative
ፈቲኪ ዩ በሉለይ ኣንታ ኪደለይ በጃካ ከይተጻርፈኒ ዋ ክክክክክክክ ኣስሒካና ከኣ ሕጂ እኮ ጽቡቅ ገይርካ ስረካ ዘይትዓጥቅ ሰብ ኢካ ግዜ ዶ ሂበካ ሃቀይ ምካን ካብ በረካ መጺእካ እንታይ ክንገብረካ ትጽውዑ ክትወስድ ኢልካ ኤርትራዊ እየ ምስ በልካስ ብኡ ተሰቢልካ ተደንግጽ ፋራ
tig
positive
ስርፀትየ ሽኮር ከመይ ዲካ ጀግና ዋውውውውው ብጣዕሚ ፅብቅቲ ደርፊ ኣታ ዝባህልነስ ክንደይ ክፅብቅ እዩ ታንክስ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ ፅላአኩም ዓይኑ ይፍስስስ
tig
negative
ወላ ሓንቲ ኣይተረደኣንን እፍፍፍፍፍ እንታይ ዓይነት መልሲ ዩ ዚ ኣሕ ኣነ ኣብኡ ክህሉ ኔርኒ ፎእ ህግደፍ
tig
positive
ኣብዚ ግዜ ጥዕምን ህድእን እዋናውን ደርፊ ክትሰምዑ ተደሊኩም እስከ ናይ መን ትመርጹ 𝙵𝚝𝚜𝚞𝚖 𝚋𝚎𝚛𝚔𝚒
tig
negative
መሪርና ስደት ጸሊናዮ ሓሳርን መከራን ምልማዱ ሲናዮ
tig
negative
ኣቦና እንጂነር ኣስገዶም ቁሩብ ግዜ መሊስካ ማለት ቅድሚ 3 ወርሒ ምበለጸት ኔራ ቁሩብ ጠፊእዎ ምበልና ሕጂ ግን ኣይግድን ሰላም እንተ ደኣ ኣሎ ኮይኑ ምስ ተመስገን ያሬድ ተተሓሒዝኩም ኣስመራ ኬድኩም ኣስተማቅርዎ እዚ ክብል ከለኹ ኣብ ቻነል ናይ ወዲ ያሬድ ስለ ዘላ እየ
tig
positive
ደቂ ዓባይ ትግራይ ናፊቕናኩም ቀኒና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ክኣ
tig
negative
ኣንታ ኢዚ ኸ ፈሪሑ ዶ ከም ናይ ናይዝጊ ክፍሉ ምቕባር ከይ ከልኦ ኢምበር ነዛ ሰላም ኢዝኣስ ሰላም ኢልካ ትድረፋ ኢያ
tig
negative
ድቃላ ድሁል ኣድጊ መንእሰይ ከም ዳይናሶር ኣጽኒትካስ ሰላም መኣስ ከ ጽልኢ ነርና
tig
negative
ተጠቒምኪ ኤርትራና ምስቲ በላዒ ህግደፍ ኣላ ኢሎማ አሞ ከይድና ነውጻያ በዘኢይ ዝሰማማእ ላይክ ኣይነውሕድ ወዲ ከሪን ናይ በሓቒ ደስ ትብል ደርፊ ቐጽሎ
tig
negative
ዝኸበክን ወ ሮ ፎዝያ ሽሕኳ ነቲ ዝቐረበልክን ሕቶታት ንኽትምልስኦ ብቕዓትን ድልየትን ከምዘይነበረክን ንነፍሲወከፍ ኣእሙሮ ዘሎዎ ኤሪትራዊን ወይ ኤሪትራዊት ብሩህ እንተኾነ እቲ ተሓንጊጥክንኦ ዘሎኸን መዓርግ ፍትሒ ብቅዓት ፍጹም የብልክንን ንዓኽን ከናእስ ወይ ከቆናጽብ ማሌተይ ከምዘይኮንኩ ድማ ብትሕትና ክሕብረን እፈቱ እቲ ብቕዓት የብልክንን ዘበለኒ ምኽንያት ድማ ሓደ ወይ ሓንቲ ከምዚ ኸማኽን ነቲ ዝተሓንገጦ ወይ ተሰኪሙዎ ዘሎ ሓላፍነት ብግቡእ ከተግብርን ክፈርድን ዘይክእል እንተኾይኑ ወይ ኾይንክን ኣብቲ ሰድያ ተኾይጥክን ኣብ ሊዕሊ ንጹሃት ኤሪትራውያን እትገብርኦ ዘሎኽን ሰፍዘይብል ጉድኣትስ ይስቆረክን ዶኾን ይኸውን ንመጽነቲ ትኳዕ ኢሰያስ ንስኽን ሙህሮ ቆጽርክን ናይ ፍትሒ ሚኒስተርስ ይትረፍ ሓደ ወይ ሓንቲ በቲ ፈጣሪ ዝዓደሎም ኣእሙሮ ከይተረፉ ብግቡእ ተገንዚቦሞ ኣልው መጽነቲ ኢሰያስ ናብ ዓደምሓራ ኸይዱ ኣይከሰርናን ንብረትና ብሙሉኡ ኣምሊስና ኢና ኣብሞንጎ ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ፍልልያት ወይ ክልተ ህዝቢ ዮም ኢሉዝኣምን እንተድኣ ኣሊዩ ታሪኽ ዘይፈልጥ ኢዩ ኢሉና ንሓደ መድመዪ ህዝብና ንስኻ ምርሓና ስልጣን ብዘይቃልዓለም ሂበካ ኣለኹ ክብልከሎ ኣብ ኣደባባይ ወጺኡ ወየ ናይ ፍትሒ ስልጣንክን ድኣ ናበይ ኣበለ ንስኽል ምስ መጽነቲ ኢሰያስ ሽርክነት ወይ ውዑል እንተዘይ ነብረክን ጥሮታ ንምሕታት ኣይምጸገመክንን ነቢሩ ኣብ መደምደምታ በጃኽን ብኽብረትክን ብዛዕባቶም ንምእንቲ ራህዋ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎቦታት ሳሕል በእላፍ ዝወደቑ ሰማእታትና ኣፍክን ኣይትኸፈታ ንመረዳእታ ክኾነክን ድማ እቶም ሁስተን ዝሓተቱኹን ክልተ ሰባት እቲ ሕትኦም ሕቶ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ምኳኑ ክትፈልጣ ይግባእ
tig
positive
ጥዕሚቲ ደርፊ ግን በዝሑም ደረምቲ ደርፉኩም በዓልኩም ስምዑዎ
tig
positive
ብሩኽ ሆሳና ብሩኽ ሰንበት ብሩኽ ምጅማር ሕማማት ይግበረልና ንኩልኹም ህዝበ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
tig
positive
ወዲ ህዝቢ ኣጆኻ ጅግና ሓው ኣብ ጎንካ ኣሎና
tig
positive
ዋውውውውውው ቆርጫጪኖ ከመይ ዲካ ህርመት ህዝብካት ትሰምዕ ሕጂ ግርም ኮነ ምስ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ኮልና ጥራይ ንበሎ ሓዞ ሓዞ ነዚ ገበንኛ ነዚኩሉ ዘሰደደ ህዝቢ ትግሪኛ
tig
positive
ጽብክቲ ትመሲል ግብ ኣይትደንጉዩ ቀልቲፍኩም ዘርግሑዋ
tig
positive
ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ወዲ ገብሩ
tig
negative
ኣታ እዞም ደረፍቲ ትግርኛስ በቲ ትጽዕርዎ ከነተባብዓኩም ንብል ሞ ግን ገለ ዘይተፈልጠ ሕማም ኣለኩም እንታይ ዩ ወጢጡ ወጢጡ ናብቲ ኣስሓባ ዶ ተደኲና ዋላ እስልምና ዝብል ዝወስደኩም ክርደኣካ ዘይክእል ፍቕሪ እስልምና ወይ እፎሪም ፍርሒ እስልምና ኣለኩም እቲ ዘሕዝነካ ቁሊኽ ኢሉ ዝጥምተኩም ኣስላማይ ዘይምህላዉ ዩ በጃኹም ክነተባብዓኩም መታን ኣተባብዑና
tig
negative
ኣብ ኣጋ ሱዉእ ጸይቅሎም ኣይርእይን ድዮም ወይ ኰርዩን
tig
positive
ወዲ ያረድ እንበሳ ሕጂ ነባሪ ስራሕ ሰሪሕካ ነዞም ኣርካናት ጀጋኑ ብዓል ቢቶው ድሩዕ ዘኹርዕ ስራሕ
tig
negative
ጽቡቅ ኣለካ በሊሑ ዘይበልሕ እንስሳ መን እዩ ረሲዕካላ ትዝሕተት ስዒድ ምበልኩ ምክንያቱ ምኒኑ እዩ አዚ ሰብ እዚ በቃ ትርጉም ዘለዋ ደርፊ ከይደረፈ መይቱ ብዘይካ እታ ቃል ኪዳን ንእሰር ትብል ደርፉ ነዞም ዓሸራ ክኣ ሓምሳኻን
tig
negative
መከየፍ እዋይ እዋይ በቃ ንሙሉእ ህዝቢስ ሐደ ሰብ ክቃጻጸሮ ሐደሰብ ዝምካሐሉ ክስእን ከመይ ዝበለ ሐይሊ እዩ ዘለዎ እዋይ እዋይ ክንሐምቅ ንክኽእሉን ነብስና ኢና እምበር እሱስ እቲ ዕላምኡ ንምጽናትና እንድዩ የጽንተና ድማ አሎ አብ ዕላምኡ ጅግና ድማ እጭነቕ አለኹ
tig
negative
ተሸኪምኩም ግደፉና በጃኹም ሽባራዊ ኣጀንዳ ሒዝኩም ኣይትረብሹና
tig
negative
በጃኩም ፈድስዋ ወላ አትዮፕያ ኣይመለሰትን ሃውና ገብረእግዚኣብሄር ዘሃተታ
tig
negative
ናይ ብሓቂ ውንጫር ስቅበሊ ብጽብጽ ወጣም ክልቢ ንፍልጥኩሙ ኢና ባዓልመን ሙኾንኩሙ
tig
positive
ቅቅቅቅቅቅ እዋይ ሞይተ ፍግረ ትንሓግ ኢኻ ሓሚምካ ካብ ሚሒር ምኹምሳዕ እዩ ድመጽእ ኣይትሰኣኑ ደይ ሓሰብናዮ ኣስሒቅኩምና
tig
negative
ኡኡኡኡኡይይይይይይ ኣታ ሎሚ ሲ ን መን ኢና ክንኣምን ወዲ ቱኩል ሲ ከመይ ተተከል ትማሊ ክንደይ ምንእሰይ ክተት ኢልካ ኣትፊካዮም ሲ ዕላምካ ከይ ህረምካ ኢድካ ክትሰርዕ ኡሙን ትጋዳላይ ሲ ንስካ ኢካ ኒርካ ዶስ ዝሓንጸጽካዮ ዶብ ኣሎ ኢዩ ክላ ኢሪትራዊ ኩልትካ ተናሲሕላ ጠራሕ ሞትካ ተጸበ ኣብ ስደት ዝልካ ኮ ከይ ሞትካ ይሕዋትካ አንድካ ንጉዳይና ዝኮንካ ህዝቢ
tig
positive
ጡዑም ዜማ
tig
positive
እዛ ደርፍስ ደጋጊምኩም እሞ ስምዕዋ ካኣሎ የ ካኣሎ እወ መንእሰ የ ካኣሎ ኣብ ተስፋ ንዛኣምን ዝክልክሎ እንታይ ኣሎ መንእሰይ ንስካስ እባ ኣይትንባዓኒ ኣይ ብተስፋካ እንድዩ ተስፋይ ዝቃኒ እዚ ምልክት ይቅሬታ ይባሃል ካብዚ ንላዕልስ እንታይ ክትብለኩም ኢኩም ደሊኩም ግን እዚ ክብል ከለኩ ርግጸኛ ከይነ ኣይከንኩን ግን እቲ ቃላት ናብኡ ዝዕድም እዩ ኢለ የ ዳሓር ካኣ በጃኩም ሸልል ንበላ ሓፍትና እንድያ ዋእ ባሓደ ኣፊቱ ፈጣሪ ዘይፈትዎ በጃኩም ተስፋ ናሃባ ኣነስ ኣደንግጽ ኣቢላትኒ
tig
negative
ዘይትሰርሕ ኔርካ ዶ ዘይትጠቅም ስራሕ ሒዝካ ይምጻእ እሞ ክኣ ካብ ኣዝዩ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ኢልና ንምክሓሉ ካብቶም ንምክሓሎም ኣርቲስት ሃገርና እንዳ በልናካ እሞ ክኣ ኣብ ስደት እንዳ ነበርካስ ሰላም ኣብ ዘይብሉ ሰላም ኢልካ ዳውትዬ ዓገብ ባባ ኣስገዶም ካባኻ ዘይንጽበዮ ነገር ኣርኢኻና እዚኣስ ሕሰበላ ድኣ ንሱኹም መሰረትና መርኣያና መማህራና ቀለስትና ኢኹም ሓደራ ሒዝኩምና ኣይትጥፍኡ ካባኹም ካልእ እዩ ትጽቢትና ብፍላይ ነቶም ናይ ቀደም ስነ ጥበባውያን ሃገርና ሓደ ክልተ ተሪፍኩም ውሒድኩምና እንዳ በልናስ ነዚ ለል ብኡነት እንታይ ዝዓብስ ምንባር እዩ ወደይ ንውልቅኻ ምሕሳብ
tig
positive
ኢዞም ዘጣቁዐ ትብል ንብዛሓት ገሪሙዎም ኣሎ ህ ግ ሓ ኤ ክንሪዮም ኮለና ቀደም ጣቂዐት መህሩና ሓደ ናይ ሎሚ ግን መልሲ ብዙሕ እዩ
tig
positive
ቅቅቅቅቅቅክክክክክ
tig
negative
በዓል ብርእሱ ኣህያቾ ብብረት ተሓምሺሾም ከምዘይ ጠፉኡስ ሕጂ ብጥራሕ ኢዶም ኤርትራ ክኣትው እዚ ኩሉ ሕስረት ውርደት ኤርትራውነትን ስውኣትን ብሰንኪ ደቂ ሸርምጣ ተረፍ ደርግን ኣምሓሩን ኢሰያስን ሰዓብቱን ኢዩ ጉጅለ ህግደፍ ካብ ደርጊ ፈልየ ኣይርእዮምን የ
tig
negative
ቕ ቕ ው ወይ ስነጥበብ ሃገርና ብትካላትን ወልቐ መላኪ ኾይንክን
tig
negative
እዚ ዳኣ ፍሉጥ ኮራኹር እዩ ኩሎም ህግደፍ ሃገር ኣትረስዑ ይብሉካ ጥራሕ ባሕሪ ካኣ ተተማላሊሶም የርእዩና ዋናታት ንክመስሉ እንበር ንብረትናዶ ክጠፍኣነ ስለዝኽእል እዩ ኣይክእልን እንታይ ኮይና ክ ንብርሃን ጽልማትን ምፍልላይ ክኣንየና ኣይኣብየናን ተመኪርና ኢና መናውሒ ኣይኣብየናን ህግደፍ
tig
negative
ኣይትረብሹ ኣታ ቀስ ኢልኩም ኮሞንት ጽሓፉ ሓርጎምጎም ኣይትበሉ ሽውያ
tig
positive
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ፍቱዋተይ እባ ኣግርጭው ኣብሉለይ ቡሩክ ለይቲ ካኣ
tig
positive
ቀጽሉዎ ተስፋ ኣለኩም
tig
positive
ዋው ገለኣይነት ደርፊ ብታአሚ ድምጺ ኣለካ ፋላዊ ቀጽሎ በርት አ ኣይትህነቅ አስከ ላይክ ንሃቦ ደቂ አረይ
tig
negative
እዋይ ረሲኣን ዘይነበርኩ ዑሱብ
tig
negative
ብሕጂ ንዓኽስ ወላ ክሓድረልኪ ኤ ብሓሙሽተ ኣስፊፈያ
tig
positive
ብጥምረት ፈትሊ ገመድ ይስራሕ ብሓድነትና ሃገር ክትምራሕ
tig
negative
ዝዓሸወትን ዝጸበቀትን እንኸዶ ተዋሳኢት
tig
negative
ኣጆክን የኣክክክ አካም ስክርን
tig
negative
ኢትዮጵያውያን ብምንባሮም ዩ ከይትቐብርዎ ዘሎ እሞ እዚ ደኣ ፍርቂ ህዝቢ ተዳጊኑ ሎ እዚኣ መፍቲሒኣ ኦቢ ማርኬት ብረት ምሓዝ ያ
tig
positive
በጃኻ ናትካ ደርፊ ኣውጽኣዯ ናይ ኣብርሃም ምለሰልና ወዲ ፋራ
tig
negative
ትግራዋይ ሲ ብዛዕባ ኤሪ ክዛረብ ኣቕምን ተመኩሮን የብሉን ምስ ደገፍቲ ሻዕብያ ተዛረቡ ኣንጻር ሓሳብ ዘለዎ ኣካል
tig
positive
እናጠፋእኩም እምበር ደስ በሃሊ ዛንታ ከምዚ ዓይነት ዛንታ ክሰምዕ ከለኹ ፍቅሪ ፍቅሪ ይጨነኒ
tig
positive
እሰይ እሰይ እሰይ ወይዘራዝር ወዲ ኮኮብ ይበል ይበል እንታይ ክወፆ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
tig