label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
negative
ቀራቶ ሓንቲ ደረፊ ዓጋመ መዋእልኩም ክትዛረቡ
tig
positive
ኣዝያ ኣዝያ ደስ ተብል ደረፊ ዜማን ትሕዝቶን እንታይ ክወጾ ደርፊ ትግርኛ ክሳብ ክንደይ ምዕሩግ ምዃኑ በቀራርባኹም ደጊምኩም ኣረጋጊጽኩምልና
tig
positive
ብቛንቃ ትግርኛ ትኮርዑ እስኪ ላይክ ኣጋራጭው ሃምቦፍ ቅቅቅቅቅ
tig
positive
ጹቡቅ ስራሕ ሮቢ ኣጆካ ቀጽሎ
tig
negative
ጉዳምኛ እኪ ኣቤት ክትጭክኒ ዳሃይ የሕዋተይ ሽታ ማይ ኮይንኒ እዚ ኩሉ ቃላት ስቅ ኢልኪ ትፍንዊ ኣክንዲ ስምሃር ከየድፍራ የዕብይ ልቢ እዚ ደበና ከይዘንብ ኣይተአትዋ ውሕጅ ከይወስደኪ እንዳ ሳሓቐ ቆርበትኪ ኣይተርጉዲ ግዜ እንዳ ረቐቐ ሎምስ ኣይንብልን ስቅ ከም ወትሩ ሎሚ ሎሙስ ህግደፍ ቃላትኩም ከመይሲ መሪሩ ንሕና ከፊኢና እቲ ናይ ናፍቆት ዕዳ ዘይሙሱል መሲለን ኣዴታትና ተሰኪመን ማዳ ኣሕ ኣሕ ፈታዊ ነብሱ ዶ በልኪ ኣቲ ዘርኢ መርገም
tig
positive
እወ አሰይ አሰይ ሕጂ መቀረ ወዲ ትኹል አንበሳ
tig
negative
ኣቦሓጎይ ሎምስ ህዝበይ እንተ ትብሉ መምሓረልኩም ኔሩ ሃገር ዳ ብዘይ ህዝቢ ይትኣረመለይ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ክትከውን ወይስ እታ ሃገር እግሪ ኣውጺኣ ክትስደድ
tig
positive
አቤትትት ድምጽህ ዋውውውው ነው እስታይላቹም ያምራል አይይይይይይ ኤርትራዎች እደው ሁሉ ነገራቹ ልብ ይማርካልልልል
tig
positive
ፅቡቅ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና
tig
positive
ኢላካ ነይረ ቶማሲኖ ቅድሚ ሕጂ ኣይተድጎየኒ ጥራይ ሕሰበሎ
tig
positive
አሰ አሰ ኤረይ ዓምብብን ለምልምን
tig
negative
እዋይ ፍክሰት ኤርትራ ዶ መፂኹምለይ ተደመርቲ
tig
positive
ሓዉ ተመስገን ያረድ ጂግና ኣበርክቶኻ ኣብ ታሪኽ ከምቶም ን ሰውራ ኤርትራ ብጥበቦም ጌሮም ዘዐወቱ ሲነጥበበኛታት ገድሊ ህዝባዊ ግንባር ከሙኡን ልዕሊኡን ክጽዋዕ ዩ ዓቢ መንደቕ ዲክታቶር ኤሳያስ ኣፈወርቂ ሃደሽደሽ ኣቢልካዮ ኣሎኻ ሞ ተዓወት
tig
negative
ሁለት እራስህን ተግናኝተው አል ሃሃሃሃሃሃ
tig
negative
ያኢ ካባኪ ሲ ተማሂርኪ ሂብክኒ ሓሊፉ ትጽናሕኪ
tig
negative
ሓጥያትና እንዱ ሎሙስ ምክንያቱ እኩይ ሰብ ብዘይ ውልዉል ጌጋ ከምዘሎ ከይንነግሮ ምስ ተፈራሒ ምስ ሓያል ምስ ዘማዊ ምስ ሓሳዊ ወጊና እንሆለ ዓስቢ ሓጥያትና ንሰይጣን እሰያስ ጽቡቅ ኣሎካ ምብላና ዓውድና ነሓፍስ ተሕዝና በሓደ ንሰምር ጥፋትና ከም ዋሓዚ ዛራማይ ይውሕዝ ኦ አምላከ እስራኤል ንደቅኻ እስራኤል ድሕሪ በደሎም ሓጥያቶም ተመልሲካዮም እካ እሞ ምስድራክን ንሓጥያተኛታት ዘመውቲ ሰኸርቲ ኣልቦ ፍቅሪ ተባኣስቲ ተተፍነንቲ ደቅኻ ኤርትራውያን ተመለሰና ካብ ነንሕድሕድና ምብልላዕ ሓጥያትናን ትርግታ ጨካን ኣራርሂካ ሃገርና ሰላም ግበር ኡፍፍ ክምዚ ዛንታ ኣብ ሕወተይ ትርኻ ልቢ ወለድ ምኻኑ ጥራይ ምኻኑ እየ ዝፈልጥ ለከ ሃገረይ መቓብር ኡትዮጽያዊ እያ ዓሕሕ
tig
positive
በቀዳማይ ዝወጸት ከ ኦሮማይ
tig
positive
ሎሙስ አንዳጋነንኩሞ አንበር ጹቡቅ ነሩ ብዝኮነ ካብ ባህሊ ወጻኢ ኣይትግበሩ
tig
negative
ኡፍፍፍፎ ትዝታታታታ ጓና መሓዛይ ኣስታዊሰ ይኣኺ ኣይስደትትት
tig
negative
ብሰንኪ ሓደ ሰብ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባሕሪ ሳህራን ይሃልቕ ኣሎ ዓኽ
tig
negative
ዲክታቶር ከዳሚት ርእሲ ንዛ ጋል
tig
positive
ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ዕውት
tig
positive
ብሽም መታዓቢቲ ዝባን ስንቀይ ሕፍስ ዝበለ ላይክ ሃቡሉይ ናሆመይ መሐጎሰይ
tig
positive
ዋውውው እንቃዕ ድሓን መጻኹም ብሩኻት ብጥዓሚ ጽቡቕ ትኸይድ ኣላ ኣጀኹም በሉ ቀጽልዎ እቲ ላይክ ከኣ ኣይነውሕደሎም የሕዋት ብሩኽ ቀዳም ሰንበት ይግበረልና ኸኣ ሰናይ ምክትታል
tig
negative
ኣንቶም ሰባት እንታይ ዓይነት ዕድል ዩ ዘለና እዋይ ናትና ኣከባቢ ፕእእእእእእእእእእእ
tig
positive
ኣጆክን ኣዴታት ውጹዕ ህዝቢ ንስኽን ኢኽን ናይ ብሓቂ ኣዴታት
tig
positive
ዕድመ ክልምኖ ንፈጣሪ ክትነብርለይ ማማ ከይትኣርጊ ከይትምቂ ብናፍቆተይ
tig
positive
ሕጂውን ጽቡቅ እዩ ኣብዝቅጽል ድማ ካብዚ ንላዕሊ ክተቅርበልና ንጽበ
tig
negative
ኣክሱማዊ ኣግኣዝያን ኣየናይ ትግራዋይነት ኢዩ ኢጣላውያን ዝሃቡና ብዘዓባ እቲ ኤርትራ ዝብል ስም እንተኾንካ ጣ ሞ እንዶም ኢኻ ተነጽር ዘለካ እንቶ እቲ ዪንቨርስቲ ትብልዮ ዘለኺ ከኣ ይንቨርስቲ ስለ ዘየለ ከይተመሃርና ኣይተረፍናን እኳ ደኣ ልዕሊ እቶም ትምክሕሎም ዘለኹም ትግራይ ድዮም ዋላ እትዮጵያ ብርእስና ንነብር ሓርበኛታት ኢና እቲ ኩሉ ጸርፊ ኣውሪድካዮ ኪዮ ዘለኺ ኣብ ይንቨርስቲ ስለ ዝተመሃርካ ዲዩ ዶንቆሮ ጠዋይ ልቢ ከም ሰብ ደኣ ጽቡቕ ከይትሓስብ
tig
positive
ራሻ ሕጂ ኣሳጉማኻ ጥራይ ወስኸሉ
tig
positive
ግጥሚ ግን ቁሩብ ፍኹስ ኢላ እንተ ዜማ ሞ ዝወጻ የብላን
tig
positive
ሕቶ ንምንታይ ሲንግል ኮይንካ መልሲ ዓራተይ ንእሽተይ ስለ ዝኾነት
tig
positive
ኣብዚ ኣለኻ ተባዕታይ ኩሩዕ ትግርኛ ከም ኣቦታቱን ኣያታቱን ሪመይ ዝብል
tig
negative
ኢስያስ ኣፎርቂ ንዓካ ካሪጁ ክነብር ኣሎ አዚ ይመጽዩ ደም
tig
negative
እዋይ ኣነስ ሊዒሊ ኩሉ እዞም ኡስራት ክዝክር ከለኩስ ይነብዕ ኡፍ እምላክ ኣባይ ፍቲሒ እርዶሎም መሳኪን ነጽነት ከምጹኡ 30 ዓመት ንፍቲሒ 30 ዓመት እብ ስቃይ እታይ ገደሰኒ ከይበሉ ዒዲምኦም እብ ኣብ ከርተት መእሰርቲ ንዓና ነዞም ዲርባይት ህዚቢ ኩብሉ እዋይ እነ ኦቦታታይ ኣዓሕሕ እፍፍ
tig
positive
ኧረ የሚተረጉምልኝ ሰው አለ ዘፈኑን ወድጄው ልሞት ነው
tig
positive
መርሃባ መርሃባ ሰባይ ቖርጫጭ ሓወይ ነባሪ ህዝቢ እንበር ነባሪ ምልኪ የለን ቐሪብና ኢና
tig
negative
ሰሚዕናልካ ሓጎስ ብኻ በቲ ግኑፍ ጠፊእካ ግኑፍ ኣብ ማሙቅ ኣብ ሙቾት ሰፊርካ እባ ጽቡቅ ኣላ ዓዲ ምባል ግርም ፈጣጥ እኒዓል ለካብጥ
tig
positive
ህዝበይ ዩ ኽብረተይ ኣሜን ይግበረልና ሓወይ ናተይ
tig
negative
ቕ ደ ድ ደ ደ ኽብል ተለኺቱ ቾይዝ ብደ ደ ቀይርካ ዓረውረው ኣይትበል
tig
negative
ሽሕ ግዜ ናጻ ኣይትሓዋውሱ ወላ ትኩን ሃገርና ተፀሊለ ተጋሩ ብሕጂ ተማሓዲርና ማለት ዘበት ኢዩ
tig
positive
ወዲ ህዝቢ ኪሮስ
tig
positive
ሰዳናዊያን ዳ ብትግርኞ ክደርፊ ጀማረም
tig
positive
እንቋዕ ብዳሓን መጻኩም ደቂ ኤሪይ ኩሉ ዘጽብቀሎም እዞም ደቂ ኤሪይ ናይ ከተማ ገጠርን ኮንኩም ክትዋስኡ ኮለኩምስ ከምሕረልኩም ብፍላይ ከኣ ነዚ ባህልና ሃገርና ሪኢካዮ ዘይትመንዎ ብሙካኑ ንኩሉኩም ኣብዚኣ ስራሕ ዘለኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
tig
positive
እዛ ጓል ብሓቂ መፀለል እያ
tig
positive
ድምፅኻ ደስ ይብል በርትዕ ተስፊት
tig
positive
ዋው እባ ንዓኩም ኣቱም ሽኮሪናታት
tig
positive
ኣብርህሽ ብገለ ቅልቅል ተበልካና ተስፋ ኣይንቆርጽን ባርያ ኒ ኪሮስ ሓድጊ ገዲፉ ኣብርህሽ ኒ ቶማስ ሓድጊ ገዲፉ
tig
positive
አረ ያገሬ ልጆች መላ በሉኝ አብያችንን ምን አስነኩብን ባገራችን ፍቅር በፍቅር አደረገን ብለን እነዛ የቀን ጅቦች ምን አረጉብን አብያችንን እስቲ ንገሬኝ ፈራሁ አብይ አብይ እያሉ የቀን ጅቦቹ በቡዳ በሉብን ይሆን እዴ እስቲ ዱአ አድርጉለት ለአብያችን ድምጹን እዲያሰማን ሰላም መሆኑን እዲነግረን
tig
positive
ከ አቶ ኤም ኤስ ሢኢ አሸነናፊ ሰዩም ግዛው 1 አቶ አሸናፊ ሥዩም ግዛው ጋር ሴርሃር ዮሀንስ ዝያዳይ አዲሱ ሙዚቃ 2016 ኦፊሴላዊ ቪዲዮ
tig
positive
ኣዝዩ ብሉጽ ትምህርታዊ ሓዘል ትሕዝቶ ዘለዋ ድራማ ምኻና ደስ ዘብልዩ የግዳስ ቁሩብ ሙዚቃ በዚሕዋ ይብል ኣነ ተስፋ ይገብር ብግቡእ ተቀናቢራ እቲ ንጽበዮ ትምህርታ ብቃላት ተሰንዩ ክንሰምዖ ብዝተረፈ ብሉጽን እዋናውን ትሕዝቶ ምምራጽኩም የመስግን
tig
positive
መብሬ ክክክክ ሕራይ ገበርካያ
tig
negative
ጀጋኑ ዳኣ ነይርና እምበር ግን እቲ ህዝቢ ምስ ጠለመና ንሕና ካኣ ነብስና ፈተና
tig
positive
ኮብራ ናይ ሙደይ
tig
negative
ኢትዩ ነኝ የሚሉ ይገርሙኛል ትግሬ ኢትዩ አደለም ያለው ማነው ደነዞች
tig
positive
ሰሪሓ እያ ትበልዕ ዘላ ናይስ ሳቢ
tig
negative
ንሚኒስተር ሽግር ንሕናኮ ንሕዝቢ ይዓቁረካ ሕጊ ሲኢና ኣይበልናን ንሰበ ስልጣን ዝከውን ሕጊ ኢና ስኢና ብሕጊ ደይቡን ዉረዱን ህዝቢ ኣሳትፉ ንህዝቢ ከኣ ኣይትዓምጹ ናጽነቱ ኣይትግፈፍዎ ካብ ኩላትኩም ምኒስትሪታት ጀሚርና ክሳብ ኣማሓደርቲ ዓድታት ኣብ ኤርትራ ገበነኛታት ኢኩም ሰብ ተዘይ ቀተልኩም ዕድመ ወድሰብ ግን በሊዕኩም ብዘይ ሕጊ ኬድኩም ሓሲኩም ኣታሊልኩም ሸፊጥኩም ኩሉ ሰራቂ ንብረት 1 2 3 ዓመት ከምዝእሰር ንፈልጥ ሰብ ዝሰርቅ ሰብ ድማ ንከይ እሰር ንፈልጥ ንኣብነት ኣብ ሓጺር ግዜ ብርሃነ ኣብረሃ ተሰሪቁ መን ሰሪቅዎ ናበይ ወሲድዎ ስለምንታይ ዓሎቅቲ
tig
positive
ኣይትፀውግዩ ገፅኪ ቀልጢፍኪ ከይትኣርጊ ክክክክክክክክክክክክ ሞትኩ ክክክክክ ክንደይ ከ ደስስ ክብሉ እዮም ውድድድድድድድድድድድድድ እኮ
tig
negative
ኣየ ማይ ድማ ኣደይ እልኪ ክኣ ኣብ ግዘኪ ንጹሃት ሰባት ኣጥፊእኪ መኣኮር እዛ ኣደይ ኣብ ካልእ ኣዲ ወሊዳትኒ ኣሕ መሳኪን አይንዲመር
tig
negative
ኣቱም ሰባት ኣዞም ኣንዳ ህግደፍ መን ኢዩ ከሓፍረሎም ገሪምና ኢኮ
tig
positive
ዘፈንስ ኤደን ትዝፈን
tig
positive
የኔ ቆንጆ ክፍትዎ እኮ
tig
positive
ከኣሎ ደኣ ምፍልላይ በኣኻ ኣይተጀመረን ቅድሚ 6ተ ዓመት ዝነበረ ህይወተይ ኣዘክርካን ቀፅለሉ
tig
positive
ንእሽተይ ሰለሙን ሃይለ መጽይና
tig
negative
ኣሰና ከይ ኣረጋገጽኩም ኩሉ ግዚየ ምዝራብ ኣይጹቡቁን ሓሰውቲ ኣጸናንዑኒ ኣለኩም በቃ ዙር ፈንቅል ንምፍሻል በጃኩም ኣይተሐፉሩና ዝተጨበጠ ሓበረታ ኣሕሉፉልና
tig
positive
መርሃዊ ኣዝማሪኖ ያሆ ብሉጽ ስራሕ ወገናተይ ቀጽሎ ወገነይ
tig
negative
ብቀትሩ ከሎ ዝዓረቦ ኣበይ ኮይኑ ሪዎ ኢዪ ሰላም ኮይኑ ዝብለና ዘሎ ኮንካን ጋልታ ጊን ኣይትሓዝሉ ከሙ ነል ተባሂሉ ኢዪ እምበር ኣበይ ፈቲዪ ካብ ከምዚ ምባልስ ከምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ካብ ገዛካ ምዕጻው ኣፍካ ምዕጻዉ ይሕሸካ ጥራይ ንብል ኣሎና
tig
positive
ዌል ያቆበይ ብሃንጠውታ እየ ይጽበያ ኔረ
tig
negative
እዘን ኣህባይ መጼን ጎሓፍወን መሲልወን እንበር ሕጂ ክወድቅ አዩ ህግደፍ ነባሪ ህዝብ እንበር ነባሪ ስርዓት የለን
tig
positive
ምርኣይ ኣብያትኒ ፅቡቅ ምካኑ ካዓ ርግፀኛ እየ ናይ ደቂ ኤሬ እታይ ይዎፆ ስምዑዶ ዎገናተይ ኣቦይ እታይ ይብለኒ ኔሩ ደቂ ኤሬ ለባማት እዮም ሰብ ከይተኮፎም ኣይትንኩፉን ንኩሉ ሓወይ ሓፍተይ እዮም ይብለኒ ኔሩ ሓደ ሓደ ዘለኩም ግን ኣፃር ኣብ ልብያ ዘለዉ የሕዋትና መዋፅኦ ይፍጠረሎም ተበልኩስ ኣብ ናይ ተጋሩ ከይድኪ ከምኡ በሊ እዚ ኣይምልከተክን ዝበልኩምኒ ነይርኩም ኣይንጋገ የሕዋተይ
tig
positive
ኣቢ ሓቢቢ ኣና ከመይ ዲኻ መቅሰን አንታይ ቅዎጾ
tig
negative
ምስዛ ዘላ ዓጣሪት ጋል ከጽለኣኒ ስቃይ ይሕዋታ ደይስቆራ ከልቢ
tig
positive
ተጋግየ ከይከውን እንበር ኦንላይን ዳኣ ኣብ ኤርትራ ኣሎ ድዩ ኣብ ኩሉ
tig
positive
እንካእ ዶብና ታዓጸወ ዝለሉ ጥራይ ደቂ እረይ ኣብ መሬትኩም ኣብ ባሕርኹምን ዋጋ እና ከፊልናሉ እዞም ኮርናፋት ካኣ እንካእ ተኸልከሉ ንሳ እያ ጎል ጎለይ ንሳ እያ ጉዝጋዘይ
tig
negative
ቻኪ ከጠፍሳላም የለን ሕግደፍን መንደፍ ውደቅት ንህግደፍ ሰብ ባዕልኹም ክትጠፍእ እክም
tig
positive
ሰላም ዮቱዮበሮች እሲኪ ፔጄን ቃኙአት
tig
positive
ሐቃ ኢያ እዛ ሰበይቲ
tig
negative
ከብደይ ግልብጥብጥ ኢልኒ ንብዓተይ ኦ ጎይታ ጽላልካ ኣትስኣን
tig
positive
ጆ ሲ መ ን እ ሰ ይ ማ ለ ት ሓ በ ን ና ዕ ድ መ ን ጠ ዕ ና ን ይ ም ነ የ ል ካ
tig
positive
ወደስቲ ስርዓት ውልቃውያን በራዩ መለኽቲ ስርዓታት ሓለፈቲ ዮም ኣህዛብ ግን ነበርቲ ዮም
tig
positive
ተሜ ብሉጽን እዋናውን ጥበብ እዩ ኣብቲ ዝቀረበ ግጥሚ ኣዝዩ መሳጢ ኾይኑ እንተኾነ ግና እዞም ኣርኻናት ዘቅረብዎ ሕቶ ሕዝቢ ምበር ካልእ ኣይኾነን ሞ እዚ ገበነኛ ስርዓት ከኣ ኣቀዲሙ ነቲ ባይቶ ኣብ ምፍራስ እዩ ተጓይዩ ሞ ኣበየናይ ባይቶ ጉዳይ ህዝቢ ክዳነ
tig
positive
ኣበይ ኣለና ወ ኣቤላ
tig
negative
ስጋብ መዓስ እዩ ከምዚ ኢልካ ንስድራ ግዳያት ጽናዓት ይሃብ ነቶም ኣብ ሊብያ ዘለው ኸኣ መዋፅኦ መዋጻኦ
tig
negative
ጋዜጤኛ ዓይነታ ከንብቦ ይግባእ ነርዎ ከምዚ ዓይነን ተልእኾ
tig
negative
ምፍጣረይ ጸሊአ ኣየ ዞም ሩኹሳት
tig
negative
እዋይ ኣህዋተይ መዋዥኦ ይፍተወልኩም
tig
negative
ደንቆሩ መን ዲኻ ኣብዛ ረሳሕ ዓለም ትነብርን ትመውትን ዘለኻ ሄዋን ጸዋዒት ጸገም ኢያ ጸዋዒት በላ
tig
positive
ሳቢ ኣጆኺ ንኺድ ጥራይ
tig
negative
ጌጋ ጌጋ ኣብ ልዕሊ ሕሙም ኣይብከይን ነውሪ
tig
negative
ኣንታ መን ኤርትራዊ ዩ ኣብ ስልጣን ዘሎ እኮ ጠፊኡና ነዚኦም ጳጳሳት ከኣ ኣብ ክንዲ ን ኤርትራ ሃገርና ጸልዩ ን ኢትዮጵያ ጸልዩ ይብሉ ን ኤርትራ ንስሓ ኣየድልያን ማለቶም ድዩ
tig
negative
ገጽኪ ትደምሰስ ድህልቲ ዝተሓተትክዮ ሎኽመኛ
tig
positive
ብትሪ ንኹንነኩም ነቶም ንኦርቶዶክስ ሃይማኖት ብሐሶትን ሽርሕን ትመርሑ ዘለኹም ፍትሒ ነቦና ፓርትያርክ ኣንጠንዮስ
tig
negative
ክክክክክ ናይ ኖራን ቀለምን ሰምያታ ተፈቃሪት ሒዝካ ዶ ዘስድኣካ ክትመውት ዊ ተጋላጊልካ ክክ ባዕላ ያ ክኣ ኣድያም ጀግናዬ ይኣክለኪኪኪ በቃ
tig
positive
ዋውውው መሓሪ ሓወይ ኣጆኻ ቐጽሎ
tig
negative
ድምጺ ህዝቢ ትርግታ ህዝቡ መጣቅዒ ሓምየን ደርፊታት መጨረሽታኡ እዚ ኢዩ ከቢድ በሰላ ኣለና እዚ ክውሕደክን
tig
negative
በዓል ንስካትኩ ጨናዊ ኣፍኩም ክሳብ ሕጂ ብራሽ ዘይለመድኩም ኤርትራ ሰብ ከም ዘይብላ ኣብ ዘይትፈልጥዎ ፖለቲካ ሃለውለው ዘይትምሃር ሕጂ ኤርትራ ኣቲኩም ንስኩም እንታይ ትጠቅሙ
tig
positive
አሜን
tig
positive
ዋውውው ንቅርቲ ጥዑም ድምጻ
tig
negative
አንተ ተረዲኡኩም ሲ ብታሚ ሂማክ ሲራህ አዩ አዛ ኮልኣ ኣብዚ ዘላቶ አድመ ከምዚ ዕይነት ሲራህ ትሃልፎ ትምሂርቲ አዩ ምንኣስ ማማ ክትብል ዝግባኣ ኣርኬይ ሰብኣየይ ንካሎት ሂማክ ቲምሂርቲ አዩ
tig
negative
በጃኹም መልእኽቲ ናኣይዛ ስራሕ ግለጹለይ ብወገንይ ምሃብን መልእኽቲ ኣይረኸብኩን ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ናይ ፍቕርን ተሰነይን ኣይትረኽቦን ኢኻ ነውሪ ኢዩ ቆልዑ ከም ልዕሊ ዕድመ መሰል ኣለዎም ዲዩ ዝብለና ዘሎ ወይ ነቶም ደራፎ ኢዩ ዘላግጸሎም ዘሎ ኣነ ዋጋይብሉን ኣብ ገዛና ከይትረአ ኣጊደያ ኣለኹ ደቀይ ከይርእዩዋ
tig