label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ኣንድነት ሁሌም ያምርብናል ኣቦ ይመቸህ ያሬዶ
tig
negative
መሰልካ ኣብ ኣዕለዋይ ከፍትና ትራም ከድካ ሕተት ክንምሳሕ ዶ
tig
positive
ሰላም ዝወደይ ባሓቂ ዘረባ ኣጆኹም
tig
negative
ንስካ ዳኣ ሉኡኩ ናይ ትበኽዮ ወያነ እንድካ ንምጺናት መኒእሰይ ኣሪትራ ትዋፈር ዘላካ ቆንዳፍ እካ ወዲ ድርባይ
tig
negative
እዛ ዓለም እዚኣ ን ኣብርሃም ኣፍወርቂ ገይራ ንኢሰያስ ኣፎርቂ ክትገድፈልና ሲ ማዕረ ክንደይ መርገም ዩ ኣብርሂሞ ኣቦ ፍቅሪ መንግስቲ ሰማይ የዋርሰካ
tig
positive
ንውጹዕ ህዝበይ ኣብ ዝደልይኒ ጊዜ ክውፈ ድልዉ ኣለኩ
tig
positive
ድፍኣዬ ትደፋእ አዲኡ ወድዛ ኣግኣዝያን ተረፍ መረፍ ደርጊ ደቂ ኣባጦር በጺብጾምና
tig
negative
ለማኒ ኣብዚ አስካስ ከአ ላይክ ትልምን አለካ ጉማማ
tig
positive
ናይስ ፊልም ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን
tig
positive
ተባዕ ኤርትራዊ ሓደ ንስኻ ኣለኻ እንበር ስነጠባውያን ሃገርና ብጣዕሚ ዮም ዝፈርሕዎ ነዚ ባሕርና ስለዚ ከምዚ ከማኻ ጀጋኑ ኤርትራውያን ባሕርና ኣብ ክሊብ ክመጽእ ኣለዎ
tig
negative
የቄኔልና ባባ ተስፋይ ተምኖዎ ዋላ ሕጂ ዘጥፍኡና ዘለው ዘይተማሃሩ ደናቁር ጌሩ ኢዩ ዘጥፋኣና ዘሎ ዋላ እንተ ተማሃሩ ውን ዓብላልነት ደናቁር ስለ ዝበዝሕዎም እቶም ሓደ ክልተ ተዋሒጦም ይድንቁሩ ኣለው እዞም ናይ ሕጂ ደገፍቲ ኩሎም ሰብ ከፍቲ ኢዮም
tig
positive
መርሓባ ኤሪ ቲቪ ስለ ኩሉ ኣበርኩቶታትኩም ህልው ኩነታት ናይ ውሽጢ ሃገርና ብደቂቑ ሓበሬታ ብእትህቡና ብልቢ ኢና ነመስግነኩም ምሳኹም ኣብ ውሽጢ ደለና ኮይኑ ይስማዓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቐንየልና ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ
tig
positive
አማንዬ ሽኮር
tig
positive
መጻወቲ ባ ኮይኑ ጸኒሑ ኣእዛና ቆርጫጭ ቆጽሎ
tig
negative
ብላሽ ወዲ ትኹል ታሓቲትካ ዘይትምልሶ ሕቶ ኣቲካ በቃ ተጋጊካ እዛ ደርፊ እዚኣ ንታሪክካ ያሳዝናልም ደርፊ እያ
tig
positive
ሓጻርን ምቕርትን ንፋዓት ቀጽልዎ
tig
positive
ዋውውው መቅሰን ከመይ ዲካ መልኣከ ድምጽካ ብጣዕሚ ኺፍ ኣለዎ ጽቡቕ ስራሕ ንድሕሪት መሊስኻና ጋሽ ኣዘኺራና ዓኻት ከማን ማራ ናፊቕናዮ
tig
negative
ንስኪ ጽልኢ ናይ ህዝቢ ከበሳዩ ደለኪ ዓጁስ መልሱላ ገጽ ኣይ ትሃቡዋ
tig
positive
ኣታ እዚ መግብኹም እንታይ እዩ ዝጥዕም ሓሰር ሓሰር እወ ሓሰር ተዘይከውን ዶ ነፊሑ ነፊሑ ክንዲ ገለ ጌርና
tig
positive
ራሻ ሐወይ አጃካ
tig
negative
አረጊትን ሓሳውን
tig
negative
እዚኣን ትብሎም ዘላ ይፈትጠረልና ንኣዲኦም ዘይገበረ ኣብኦምዩ
tig
positive
ንዓኪ ዝፀልእስ ኣምላክ ዝፀልኣሉዩ ኣዱየይ
tig
positive
ትርጉምንሲሊውቅ አንትንስስማአለቅስለውየምህርፍጣሪከአንትጋርይሁን
tig
positive
ቀሌስ ክገርመኩ እቲ ዝፈትዎዩ ሃደ ምኣልቲ ብኣካል ክሪኦ ይብል ኔራ ግን ተሰዲደ ኣቺ ደንተ ኣለም
tig
negative
ግብርኻ ከምዛ ቁመትካ እያ ጠላም ካሕዳም ንስኻ ኢኻ
tig
positive
ዓንዲት ስሑል ጎሮሮ ከመይ ዲካ ተሓጉሰኒ ሰይ ሰይ ኣበት ድምጺ
tig
positive
ኖሆመይ መለይ ከጽሎ አቶም ብዘይ ፊቃድ ተውርድዎ ከኣ ክብሪ ሰባት የሃልኩም
tig
positive
ሕጂ ረኺብካያ ትርግታ ልቢ መንእሰይ ኣበይ ነርካ ኣይ ኮነን እንታይ መርገጺኻ እዩ ዘመኑ
tig
positive
ክክክክክክ ማሙሽ ተለኢካ ዲካ ተበሎስ እወ ይብሎ ሞይተ ዴ ገለ
tig
positive
አስነናይ መጻካ ወል ማይ አድኮሞም ሐሪራይ
tig
negative
ካብ ሎሚ ንንዮ ኣብቲ ዘለዉዎ መጺእካ ያኣኽለኩም ምባል ያ ኣብ ጀነቫ ዶ ዩኤን ዶ ገለ ዶ ሃሰውቲ ከድካ ኮለል ምባል ዋጋ የብሉን
tig
positive
ወይ ጉድ ኣብ ጃፖን ከኣ ኣለና ኣምባሳደር ኣብ ምዕቡል ሃገር ዝቅሙጡ ደናቁር ኣምባሳደራት እምበር ከፊኦምና ወይ ጉድ ምቅናይ ጥራሕ
tig
negative
ጋሓፍ ዝኾነት ሚኒስተር እንታይ ሚኒስተር ፍትሒ ወደይ እዚኣ ሚኒስተር ገበን ዓመጽ ደኣ በልዋ
tig
negative
እንታይ ከፊእካ ዓፋፍ ውረድ ኣብ ባይታ ካብ ኣብ ኮሞንት ኮይንካ ኃል ኣንስተይቲ ተፍራርሕ
tig
positive
ያ ፓሪስ ኣለኩ ጅቡዐይ ንስካ ከ ክክክ
tig
negative
እዋይ ዩኤል ሐወይ ልቢ ድሰብር ዘረባ እዩ ናይ ባሓቂ ኣነውን ምሳኻ ሰብ ክኸውን ወሲነ አለኩ ሃያ መንእስያት የሕዋተይ ሰብ ንኩን ይኩን ምርጫኩ
tig
negative
ኣየ ኣቶ ኢንጂነር ካብ ከብረት ናብ ሐስረት ካብ ድራፊ ናብ ደይኮንካን ካብ ዓቢ ናብ ቆልዓ ካብ ለባም ናብ ዓሻ ምኻን ካብ ድለካ በል ከትፍለጥ አዚ ሀዝቢ ነዝክብሮ ዝኸብር ነዝሕስሮ ካኣ 100 አጽፍይ ጌሩ ዝመለስ ዝመለስ ኢዬ አሞ ክሳብ የቅሬታ ዘይሓተትካ ናይ ዝመና ተሰካሚ ሰዐብቱን ከይኮንካ ኣይከተርፍን ኢኻ አሞ ኣብ ኤርጋንኻ ኣይትባላሽው ዋ
tig
positive
ወዲ ገብሩ ካብቶም ዘድንቆም ኣብ ህሉው ኩነትዩ ዝደርፍ ብግልጺ ካኣ ብዘይ ዝኾነ ሕብእብእ
tig
positive
ተናፋቂት ዝኮነት ፊልም
tig
negative
አቱም ሰባት አነውን የድንቆም ትምልኣሉ ሑቶኩም ቤት መግብን ማስተን ሃመማ አበይ አሎ እንተ ተባሂልኩም ኣብ ኣፍ ደቂ የውሃንስ አሎ ቦሉ እንተስ እቲ ሰራቂ እሰያስ ወዲ ረሳሕ መጉሓፊ በቲ ትሕቲ ፈኛትረ አሎ ቦሉዎም ኢኹም ደቅዛ ድዲት
tig
positive
አሰይ ክልተ አሕዋት ህዝቢ ፍቅርኩም ይብዛሕ
tig
positive
ሄሉ መኽሰብ ዓለም ምቕርቲ
tig
positive
መርሓባ ኤሪ ቲቪ ደሃይኩም ኣይተሓባእ ድምጺ ሓቂ ሃገረ ሰማእት ኤርትራና ሕጂ ግርም ጽቡቕ ብሽራት ዕዉት ስራሕ መንግስትና ደው ይበለልና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ሰማእትና ማህደሮም ዝኽሮም ንዘንት እለት ኣብ ልብና ብግብሪ ንደብሶምን ንዘክሮምን ነቕስኖምን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
tig
positive
ሚዶ እንታይ የድሊ ንበራሓት ምኽሪ ኣይደልን የ ካብ ፈራሓት ክቅጽል የ ብዘለኒ ብልሓት ዓባሮ እምበር ኣይርእን ስቡሓት ሕጂ ግዳ ሓሊፈዮ ስሳ ካብ ቀደመይ ዘይብለይ ኣበሳ እንታይ ዝፈልጦ ኣለኒ ብጀካ ንሳ ቆላ ዓደይ እንኮላይ ከበሳ ኤርትራ ያ ንሳ ሰብ ቀደም ናፊቅና ኔርና እንቓዕ ዳሓን መጻእኩም
tig
positive
ዋው ደቂ ኤሬ ፁርያት ኣድናቂትኩም እየ በጃኩም ኩሎም ተዋሳእቲ ዳማ ኣቅርቡልና ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበርልና
tig
positive
ጃኪን የምትወዱ እሰኪ ላይክ ግጩኝ
tig
positive
ሰላም ምጅማር ያቆብ ሃወይ ብታሚ አየ ዘድንቀካ ብ ፍላይ ኣጋላልጻካ ኡፍፍፍ ከምካ ኣይራኩን ኣጆካ ካባካ ቡዙህ ኢና ንማሃር ከይ ተቃርጾ ያቆብ ሃወይ 2 ክፋል ንጽበ ኣለና ብ ሰላም ተመለሰና
tig
positive
በልዮ ጓል ዖቅባጋብር ንመሃንዘል
tig
negative
ሰብኡት ትመስሉ መዓንጣ ዘይብልኩም ሐንሳብ ሙሁራት ተመስሉ ግን ደንቑር ሐሰዉቲ
tig
positive
እዋእ እሞ እንታይ ደሊኺ ፍትሒ ሽኮር
tig
negative
ኣነ ውን ፈቲነ ወኻሩ ከይነገርኩኽም ርግእ ኢለ
tig
negative
እንታይ ዓይነት ፊልም ያ ታ ንምንታይ ትገልጽ ኢሎም ዮም ሰሪሖማ ሳክት
tig
negative
ኣታ ኣነ ነዛ ጋል ምስ ሓፍታ ጸልኣኹ ኢሰያስ ሃለቃ ወሲካ
tig
negative
ኣነ አየ ንጉሰ ተፋሲሱ ሲጋራ መግሃይ ዘመዱ
tig
negative
ኣሕ ኣለም ጎዶሎ መርሃዊ ወገነይ ኣብ ገነት ንበረለይ ክብረተይ ማራ እየ ዘድንቀካን ዝሕጎሰልካን ነይረ ግን ዓለም ጨካን እናመረፀት ወጢና ኣካለይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢካ ብማንም ኣይቅረካን ኣድናቂትካ እየ ምውሰአ
tig
positive
ጂጂ መቅሰን ታንክስ ከምዚ ገርካ ኣዘናግዓና እንበር ጽምዋስ መይትና ኢና ዋላ ራሄል ከኣ ማራ ኢያ ትሕብየካ ኔራ ጂጂ ዓቢ ሰብ
tig
positive
እሞ ኩሉ አኬባታት አብ በረካ ወይ ከአ ኩሉ አብ ሂልቶን ክከዉን አለዎ ማለት ድዩ
tig
negative
ኣስተር ኣብ ልቢ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝተወረቀት ኣደ
tig
negative
አታ ዓንጃል ኢሳያስ ዶ ሊኢኹካ ንስኻስ ብኻ ደም ኰይንካ ከይድካ ዓንጃል ዓፋፋ ምስ እዚ ክይትዋሰባ ፍንፋን እፍፍፍፍፍፍፍ
tig
positive
ዋው ንፍእ ኤረትራዊ አበሳ
tig
negative
እዞም ከዳዓት ምስወገሀ ንእስያስ ኣብ ግዘ ሃይለስላሴ ኢትዮጵያውያን ምካንካ እንዳፈለትኩም ኣይትሕተቱና ይብሉ ነሮም ሕጂ ከኣ ግምጥል ከም ፊሲ ውኻርያ ዝጨነዎ ከልቢ
tig
positive
ድምጽካ ኣዝዩ ሰሓቢ ቆጽሎ ኣጆካ
tig
positive
ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኺ ቀጽልዮ
tig
negative
ጋሀፍ አረጊት
tig
positive
ዋው ብያለሁ ኢትዮጵያዊ ኩዚ ዘፈኑ ውበትህ ድምጽህ ነው የምር በርታ
tig
positive
እዞም ክልተ የሕዋት ዘለዉዋ ናብራ ኣነን ዓቢ ሓወይ ዘለናዮ ሂወት ኢያ ኣነ ሕማም ኩዑሾ ንሱ ሕማም ፊልም ተጠማመት ኮይና
tig
negative
ኤካ የኢራብ ክትሃጽብ አንዳወኣልካስ ሰላን ትብል ቅርናካ ሳሕሳሕ ሰነፍ ከዳሚ ብካ ዘይመጻካ ስቅ የማይመስል
tig
positive
ኡፍፍፍፍፍ አሁንስ ምን አለበት ትግረኛ ብችል ወይኔ ዝብየ ሳይገባኝ ግን እባየ መጣብኝ ናሆምየ ይመችህ ውዴ
tig
negative
ንስነ ጥበበኛ ስነጥበበኛ ዘብሎ ብቃንዛ ህዝቡ ዝቁንዞ እንበር ንቁስሉ እንተጎዲእካዮ ስነጥበበኛ ኣይኰንካን ነጋዳይ ዩ ኣተሓስባኡ ስለዚ ናትኪ ጥበብ ይትረፈና
tig
positive
ናሆም ናይ ሙደይ ዩቱብ ቃዉቃዉ ኣቢልካያ ኣጀኻ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ ላይክ ሳብስክራይብ ብዝመጻኻዮ ከሕጉሰካ አየ
tig
positive
ናይ ብሓቂ ጽብቅ ነሩ ጽብቅ ምዝዛም ካኣ ንኩላሃኩም የሕዋት
tig
negative
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣብ መስከረም 18 2001 ነቶም ኣብ ኤርትራ ዴሞክራስያውን ሕገ ስርዓት ልክዕ ከምቲ ተልእኾ ናይ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ ክዝረበሉ ጻውዒት ዘቕረቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ህግደፍን ኣብ ዝኣሰረሉ እዋን ዘይተኣወጀ ዕልዋ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራን ህግደፍን ፈጺሙ ኰይኖም እቶም ካብታ መዓልቲ ቲኣ ክሳብ ሎሚ ንኢሳያስ ዝኽድሙ ዘለዉ ከኣ ዘይተቐብሩ ዝቖሰሉ ኢዮም
tig
positive
ኣዶኺ ሓፍተይ ንሱ ተጋግዩ ግን ኣጆኺ ድንግልናን ዕድልን ነንበይኑ እዩ ኣብ ዓለም ካብ ኩሉ ፍቅሪ ይዓቢ ኣ ጆኺ ንነብስኺ ከም ሓዳስ ጌርኪ ሓድሽ ሂወት ፍጠሪ ካብ ሕሉፍኪ ተማሃሪ ኣብ ጉዕዞ ሂወትኪ ንዓኺ ዝመስል ሰብ ክትረኽቢ ኢኺ ግን ሰብ እንብቢ ባህርያት ሰባት ኣጽንዒ ሰላምን ቅሳነትን ፍቅርን የውርደልና ብሩኻት ይሕዋተይ
tig
negative
ሰላሊዓ መሸሽ ዝረኸብኩሞ ስኢኖም ጋሻና ኣብ ፊልም ውልቀ ሰባት ምንሻው ኣየዕውተኩምን ኢዩ
tig
positive
ዓርከይ ኣድኒቐካ ክመውት ኣዝያ ሰሓቢት ደርፊ
tig
positive
ቆርጫጭ ብታእሚ ጥዕምቲ ደርፊ አጆካ ቀጽሎ
tig
positive
ብሉጽን ጹፉፍን ስራሕ ኤፊ ን ኤፊ ዝፈቱ ስከ ላይክ ኣሕፍስ ኣብሉሉ
tig
negative
ስነጥብባዊ ተመስገን ሓደ ሓደ ግዜ እባ ነዚ ፍቅር ኣብርዮ መብረ ይፈቱ እያ ዝገልጸካ ተወከሶ እታ ሕልና ኣበይ ከም ዝገዛኣ ብካላኣይ ግዜ ናይ ሕልና ተምጽላ ትከዎን ተስፋ ይገቢር
tig
positive
ክክክክ እቲ ዝርኢ ይሕጎስ ንስኺ ድማ መሊእኪ ትጸድቂ እዋይ ሓቅኻ ኢኻ ብኡነት ቀጽልዎ ተስፋ ዘለኩም ሰባት ኢኹም
tig
positive
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ንሕና ደቂ ባሕሪ ንነብር ብፍቅሪ ንተስእ ብሓባር ንግበር መዘከሪ ህዝብና ነግሕን ሃገርና ነውጽኣያ ካብ ወጥሪ
tig
negative
ደግፍቲ ህግደፍ መንደፍ ተበልጽቲ ኤዮም
tig
negative
ተሃሚሉ ዝኸደ ንስደት ብጭንቐትን ጸቕጥን ይሳቕ ኣብ ፈቐዶ ዩ ቱብ እናኸደ ድማ ጽል ኢ ይብትን እንጣጥዕ እቲ ሓቂ ንሲ ዩ ኣውሮጳ ካብ ሰማይ በሊዕካ ይወርድ ኣሎ ተባሂልኩም ዶ ኣይኮንኩምን ካብ ዓድኹም ክትወጹ ያኖኣ ድማ ጽል ኦም ኣባኹም ኣናሓየለ ይመጽእ ኣሎ ሰምሃር ጅግና ኣብነታዊት ያ ሃገራን ህዝባን ድማ ተሕብን ቐጭ ዘበሎ እንተሎ ድማ መንደቕ ሽወደን ዋላ መንደቕ ኖርዋይ ከይዱ ይግሃጽ
tig
positive
ያፉ ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ዩ ከምኡ ውን ጓል ቤኪ ኣይትጥፉኡና በሉ ግርም ኣዘናጊዕኩምና እኮ
tig
negative
የቀንየልና ጆሲ ሓወይ ሓንቲ ሂስቲ ኢየ ዘይፈልጥ ኣብኪካኒ ሎምዓንቲ ታሪክ ናይ ሃገርና ክንፈልጥ መን ከቅርበልና ይብል ኔረ ሞ ሎምዓንቲ ረኪበካ እስካ ታሪክ ሃገረይ ፈሊጠ ኣነ ውን ምስቶም ንዓና ኢሎም ዝተሰኡ ኣያታትና ኣነ ውን ሂወተይ ቅርብቲ ያ ንብሕጂ ዘሎ ወለዶ ክከፍል እቶም ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘለኩም ኣብ ፖሎቲካ በጃኩም ምርሑና ንሕና ውን ሂወትና ቅርብቲ ያ እቶም መንእሰያት ነዚ ጽቡቅ ኣእቲና ዘይምፈልጦ ዘይበለትኒ ሃገርና ኣፍሉጥና በጃኩም ከም ኣያታትና ክንከውን ሃገርና ከነድሕን ዓቅ ኣታ ኣምላክ በጃካ ኢድካ ኣንብረልና እሱራትና ፍትሓልና ሃገርና ሰላም ግበረልና
tig
positive
ናይ በሃኪ ደርፊ ባጀት ኣስሊ
tig
negative
ኣነሲ ዋላ ዋላ ዋላ ነብሰይ ኣይኣመንኩን ስብሓት ክዛረብ ክሰምዕ ኣለኒ ክነኣምን
tig
negative
ባርያን ሰኣልቲኤል ኔሮሞ ደርፍስ በዓል ንስካ እታ ኣብ ዓመት ሓንቲ ግዜ ሃገር ኮይንኩም እግሪ ህግደፍ ምስዓም ከይትጎድለኩም ኢኩም ዓጠርጠር ክትብሉ ሓቂ ትረግጹ ዘለኩም
tig
positive
ሓደ ተረኺብካ ካብ ውሽጢ ደላይ ነፃነት ደላይ ሓርነት ደላይ ፈትሒ ተደመርቲ በዓል ጋቢሳ በዓል በቀሌ ምስ ህግደፍ ደቂ ሓውቦኦም ተቄረፁ ደቂ ቡዳ
tig
negative
ሰምሃር ኣቲ ኸዛብ ምስ ስድራኺ መጺኺ ዶ ነዚ ሰብ ተሽክዕዮ ኣለኺ እንበር በይንኽስ ሰፌፍክያ ኢኺ ዳ ዲስ ላይኪ ሕጂ ወን ከም ቀደም ዲስላይክ
tig
negative
ንስኽን ሓብትኽን ንህዝቢ ኤርትራ ጎዲእክንኦ ኢኽን ደጊም ፈታዊ ዘለክን ኣይመስለንን
tig
negative
ኣቲ ጎሓፍ ረሳሕ ከይድኪ ጥራሕ ንዓኺን ነዛ ቻነልን ኣላሽ ክእትወልኩም ኢየ
tig
positive
ዋውው ብሓቂ ነብስካ ትበልዕ ንብዓትካ ትውድእ ፍሊም ስደት ስዲ ስደት ወዲ ከልቢ ምስ ስድራና ኣዕርክትና መትዓቢትና ኣሕዋትና ፈላሊና ዲቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ኣጆኩም ኣምላክ ኣሎ ምሳና ሓደ ማዓልቲ ከርህወልና እዩ በዛ ሎሚ ሰሪሕኩም ዘለኩም ፍሊም ዑጉቡ እየ ግን ኣጆኩም ቀጽልዎ
tig
positive
ኣታ ኣነስ ኣደንቀካ በቃ ቡጣዕሚ እካ ንፉዕ ዋላ ሓንቲ ጌጋ ዘይቡላ ኣስፍርካያ ኣሎካ
tig
positive
ጽቡቅ ኣለካ ሕጂ ክከውን ዘለዎዩ ቭራቦ
tig
negative
ደብዳቤ ኣሰና ድማ ሱቕ ኢልካ ይኣኽለካ ኣይተብዝሕ ሓቂ ተኾይኑ ስምዒትካ ካብ ኢሰያስ ከምዚ በለ እዚ ገበረ ዘሓለወ ተዓጠቅ ኣቃልሕ መንእሰይ ኣብ ዘሓለወ ሃልዩ ይበገስ ኣነን ንስካን ካብኦም ብዘይፍለ ፕሮፖጋንዳ ከም ሻዕብያ የለን ስለዚ ፕሮፓጋንዳ ዘይኮነ ተግባር ኢዩ ዘድሊ ዘሎ ንሱዳናውያን ኣብ ሃገሮም ኮይና ንንዕቆም ኔርና ግን ርኣይዎም ኣብ ውሽጢ ዓዶን ኮይኖም መንግስቶም ቀይሮሞ
tig
positive
ናኖመይ ሽኮር ነብሳ እያ በዲላ እጽፍ ዝግህ ዝብላ ኣለዋካ ደኪ ኤሪ ኣብ ሽርካ ኣባይካ ዛኣርከይ
tig
positive
መንግስተ ስማይ የዋርሶ ንስድራቤት ከአ ጽንዓት ይሃቦም
tig
negative
ጆን ኣይ ትሕመቅ ምስዚ ህዝቢ ክትጻወት ማለት ማና የዋህነት ኢዩ ኣብታ ዝዓበኻላ ድፈትዉኻን ድናፉቑኻን ባጽዕካ ይሕሸካ ወላ ሓንቲ ማዓልቲ ደቂ ባጽዕ ብሕማቕ ኣልዒሎምኻ ኣይ ፈልጡን ኢዮም እመነኒ ምስኦም ከም ቀደምካ ተዓዲምካ ብ ዓጀባ ተጻዊትካ ፎርማ ጭርቃን ዉን ኣለዎም ንስኻ ዉን ኣቡኡ ኢዩ ፎርማኻ ሲረስ
tig
positive
ወዲ ገብሩ ቡሉጽ ስነ ጥበባዊ ዩ ዕመን ጥዕናን ይሃቦ እዛ ደርፊ ኣብ ውሽጣ ቡዙሕ ብህሎታት ኣለዋ ተባዕ ሰብኣይ ንሓደ ዝጸገመካ ነገር ብኣምሳል ኢኻ ትገልጾ ስለዚ ካብዛ ደርፊ ቡዙሕ ኢና ተማሂርና ኣጆኻ ወዲ ገብሩ ኣንበሳ ክወግሕ ዩ
tig