Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,800
am_tg
ከእኔ ጋር የነበሩት ሰዎች ብርሃኑን አይተዋል፤ ሆኖም እሱ ሲያነጋግረኝ ድምፁን አልሰሙም።
እቶም ምሳይ ዚጕዓዙ ዝነበሩ፡ ነቲ ብርሃን ረኣይዎ፣ ድምጺ እቲ ዚዛረበኒ ዝነበረ ግና ኣይሰምዑን።
61,801
tg_am

61,802
am_tg
በዚህ ጊዜ ‘ጌታ ሆይ፣ ምን ባደርግ ይሻላል?’ አልኩት። ጌታም ‘ተነስተህ ወደ ደማስቆ ሂድ፤ እዚያም ልታደርገው የሚገባህ ነገር ሁሉ ይነገርሃል’ አለኝ።
ሽዑ፡ ‘ጐይታይ፡ እንታይ እግበር፧’ ኢለዮ። ጐይታ ድማ፡ ‘ተንሲእካ ናብ ደማስቆ እቶ፣ እቲ ኽትገብሮ እተመደበልካ ዘበለ ኸኣ ኣብኣ ኺንገረካ እዩ’ ኢሉኒ።
61,803

61,804
am_tg
ይሁንና ከብርሃኑ ድምቀት የተነሳ ዓይኔ ማየት ስለተሳነው አብረውኝ የነበሩት ሰዎች እጄን ይዘው እየመሩ ደማስቆ አደረሱኝ።
ብድምቀት እቲ ብርሃን ክርኢ ስለ ዘይከኣልኩ፡ እቶም ምሳይ ዝነበሩ እናመርሑኒ ናብ ደማስቆ በጺሐ።
61,805

61,806
am_tg
“ከዚያም ሕጉን በሚገባ በመጠበቅ ለአምላክ ያደረ እንዲሁም እዚያ በሚኖሩት አይሁዳውያን ሁሉ የተመሠከረለት ሐናንያ የሚባል አንድ ሰው
“ሃናንያ ዚብሃል ከም ሕጊ ገይሩ ንኣምላኽ ዚፈርህ፡ ኣብኣ ብዚነብሩ ዅሎም ኣይሁድ ከኣ ጽቡቕ እተመስከረሉ ሰብኣይ፡
61,807

61,808
am_tg
ወደ እኔ መጣ። አጠገቤም ቆሞ ‘ወንድሜ ሳኦል፣ ዓይኖችህ ይብሩልህ!’ አለኝ። እኔም በዚያው ቅጽበት ቀና ብዬ አየሁት።
ናባይ መጺኡ። ኣብ ጥቓይ ደው ኢሉ ኸኣ፡ ‘ሳውል ሓወይ፡ ርአ!’ ኢሉኒ። ሽዑ፡ ኣዒንተይ ኣልዒለ ርእየዮ።
61,809

61,810
am_tg
እሱም እንዲህ አለኝ፦ ‘የአባቶቻችን አምላክ ፈቃዱን እንድታውቅ፣ ጻድቁን እንድታይና ድምፁን እንድትሰማ መርጦሃል፤
ንሱ ድማ፡ ‘ኣምላኽ ኣቦታትና፡ ፍቓዱ ኽትፈልጥን ነቲ ጻድቕ ክትርእዮን ድምጺ ኣፉ ኽትሰምዕን ሓርዩካ ኣሎ፣
61,811

61,812
am_tg
ይህን ያደረገው ስላየኸውና ስለሰማኸው ነገር በሰው ሁሉ ፊት ለእሱ ምሥክር እንድትሆን ነው።
ብዛዕባ እቲ ዝረኣኻዮን ዝሰማዕካዮን ነገራትሲ፡ ንዅሎም ሰባት ምስክር ክትኰኖ ኢኻ።
61,813

61,814
am_tg
ታዲያ አሁን ምን ትጠብቃለህ? ተነስና ተጠመቅ፤ ስሙንም እየጠራህ ኃጢአትህን ታጠብ።’
ሕጂኸ ስለምንታይ እትድንጒ፧ ተንስእ፡ ስሙ ጸዊዕካ ኸኣ ተጠመቕን ካብ ሓጢኣትካ ተሓጸብን’ ኢሉኒ።
61,815

61,816
am_tg
“ሆኖም ወደ ኢየሩሳሌም ከተመለስኩ በኋላ በቤተ መቅደሱ ውስጥ እየጸለይኩ ሳለ ሰመመን ውስጥ ገባሁ፤
“ናብ የሩሳሌም ተመሊሰ ኣብ ቤተ መቕደስ ኰይነ ኽጽሊ ኸለኹ ኸኣ፡ ምስ ተመሰጥኩ፡
61,817

61,818
am_tg
ጌታም ‘ስለ እኔ የምትሰጠውን ምሥክርነት ስለማይቀበሉ ፍጠን፤ ከኢየሩሳሌም ቶሎ ብለህ ውጣ’ ሲለኝ አየሁት።
‘ነቲ ብዛዕባይ እትምስክሮ ስለ ዘይቅበልዎ፡ ቀልጢፍካ ኻብ የሩሳሌም ውጻእ’ ኪብለኒ ኸሎ ርእየዮ።
61,819

61,820
am_tg
እኔም እንዲህ አልኩት፦ ‘ጌታ ሆይ፣ በየምኩራቡ እየዞርኩ በአንተ የሚያምኑትን አስርና እገርፍ እንደነበረ እነሱ ራሳቸው በሚገባ ያውቃሉ፤
ኣነ ድማ፡ ‘ጐይታይ፡ ኣነ ነቶም ብኣኻ ዚኣምኑ እኣስሮምን ኣብ መምኵራብ እገርፎምን ከም ዝነበርኩ፡ ንሳቶም ባዕላቶም ኣጸቢቖም ይፈልጡ እዮም፣
61,821

61,822
am_tg
ደግሞም የአንተ ምሥክር የነበረው የእስጢፋኖስ ደም ሲፈስ እኔ በድርጊቱ በመስማማት እዚያ ቆሜ የገዳዮቹን ልብስ ስጠብቅ ነበር።’
ደም እስጢፋኖስ እቲ ምስክርካ ኺፈስስ ከሎ ኸኣ፡ ምሳታቶም ሰሚረ ኣብኡ ደው ኢለ ነይረ፡ ክዳውንቲ እቶም ዝቐተልዎ እውን ሓልየ እየ’ ኢለዮ።
61,823

61,824
am_tg
እሱ ግን ‘በሩቅ ወዳሉ አሕዛብ ስለምልክህ ተነስተህ ሂድ’ አለኝ።”
ንሱ ድማ፡ ‘ኣነ ናብ ርሑቕ ናብ ኣህዛብ ስለ ዝልእከካ፡ ኪድ ደኣ’ ኢሉኒ።”
61,825

61,826
am_tg
ሕዝቡ ይህን እስኪናገር ድረስ ጸጥ ብለው ሲያዳምጡት ቆዩ። ከዚያም “ይህ ሰው መኖር የማይገባው ስለሆነ ከምድር ገጽ ይወገድ!” ብለው ጮኹ።
ክሳዕ እዚ ቓል እዚ ሰምዕዎ። ድሕሪኡ ግና ድምጾም ዓው ኣቢሎም፡ “ከምዚ ዝበለ ሰብ ብህይወት ኪነብር ኣይግብኦን እዩ እሞ፡ ካብ ምድሪ ይርሓቕ!” በሉ።
61,827

61,828
am_tg
ደግሞም እየጮኹ መደረቢያቸውን ይወረውሩና አፈር ወደ ላይ ይበትኑ ስለነበር
ይጭድሩን ክዳውንቶም ይድርብዩን ሓመድ ናብ ላዕሊ ይብትኑን ስለ ዝነበሩ፡
61,829

61,830
am_tg
የሠራዊቱ ሻለቃ ጳውሎስን ወደ ጦር ሰፈሩ እንዲያስገቡት ትእዛዝ ሰጠ፤ ደግሞም በጳውሎስ ላይ እንዲህ የሚጮኹት ለምን እንደሆነ በትክክል ማወቅ ስለፈለገ እየተገረፈ እንዲመረመር አዘዘ።
እቲ ሓለቓ ሽሕ፡ ነቲ ንጳውሎስ ዚጭድሩሉ ዝነበሩ ምኽንያት ብልክዕ ምእንቲ ኺፈልጥ፡ ንጳውሎስ ናብ ሰፈር ወተሃደራት ኬእትውዎን ብመግረፍቲ ኺምርመርን ኣዘዘ።
61,831

61,832
am_tg
ሆኖም ሊገርፉት ወጥረው ባሰሩት ጊዜ ጳውሎስ አጠገቡ የቆመውን መኮንን “አንድን ሮማዊ ሳይፈረድበት ለመግረፍ ሕግ ይፈቅድላችኋል?” አለው።
ኪገርፍዎ ኢሎም ምስ ወጠርዎ ግና፡ ጳውሎስ ነቲ ደው ኢሉ ዝነበረ ሓለቓ ሚእቲ፡ “ንዘይተፈርዶ ሮማዊ ሰብ ክትገርፉዶ ተፈቒዱልኩም እዩ፧” በሎ።
61,833

61,834
am_tg
መኮንኑ ይህን ሲሰማ ወደ ሠራዊቱ ሻለቃ ሄዶ “ምን ለማድረግ ነው ያሰብከው? ይህ ሰው እኮ ሮማዊ ነው” አለው።
እቲ ሓለቓ ሚእቲ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ናብቲ ሓለቓ ሽሕ ከይዱ፡ “እንታይ ኢኻ ኽትገብር ሓሲብካ፧ እዚ ሰብ እዚ ሮማዊ እዩ” ኢሉ ነገሮ።
61,835

61,836
am_tg
ሻለቃውም ወደ ጳውሎስ ቀርቦ “ሮማዊ ነህ እንዴ?” አለው። እሱም “አዎ” አለው።
እቲ ሓለቓ ሽሕ ከኣ ቀሪቡ፡ “ሮማዊ ዲኻ፧ እስከ ንገረኒ” በሎ። ንሱ ድማ፡ “እወ” በለ።
61,837

61,838
am_tg
ሻለቃውም መልሶ “እኔ ይህን የዜግነት መብት የገዛሁት ብዙ ገንዘብ አውጥቼ ነው” አለው። ጳውሎስ ደግሞ “እኔ ግን በመወለድ አገኘሁት” አለ።
እቲ ሓለቓ ሽሕ ከኣ፡ “ኣነ ነዚ መሰል ዜግነት እዚ ብብዙሕ ገንዘብ እየ ዓዲገዮ” ኢሉ መለሰሉ። ጳውሎስ ድማ፡ “ኣነስ እባ ተወሊደሉ እየ” በሎ።
61,839

61,840
am_tg
ስለዚህ እያሠቃዩ ሊመረምሩት የነበሩት ሰዎች ወዲያውኑ ከእሱ ራቁ፤ የሠራዊቱ ሻለቃም በሰንሰለት አስሮት ስለነበር ሮማዊ መሆኑን ሲገነዘብ ፈራ።
እቶም እናኣሳቐዩ ኺምርምርዎ ኢሎም ዝነበሩ ኸኣ ብኡብኡ ኻብኡ ኣልገሱ፣ እቲ ሓለቓ ሽሕ ድማ ሮማዊ ምዃኑ ምስ ፈለጠ፡ ብሰንሰለት ስለ ዝኣሰሮ ፈርሀ።
61,841

61,842
am_tg
በመሆኑም በማግስቱ አይሁዳውያን የከሰሱት ለምን እንደሆነ በትክክል ማወቅ ስለፈለገ ፈታውና የካህናት አለቆቹ እንዲሁም መላው የሳንሄድሪን ሸንጎ እንዲሰበሰቡ አዘዘ። ከዚያም ጳውሎስን አውርዶ በመካከላቸው አቆመው።
በቶም ኣይሁድ ስለምንታይ ከም እተኸስሰ ርግጽ ኪፈልጥ ደልዩ ድማ፡ ንጽብሒቱ ፈትሖ እሞ ንሊቃውንቲ ኻህናትን ንዅሉ እቲ ዋዕላን ኪእከቡ ኣዘዞም። ንጳውሎስ ኣውሪዱ ድማ፡ ኣብ መንጎኦም ደው ኣበሎ።
61,843

61,844
am_tg
አንዳንድ ሰዎች ከይሁዳ ወደ አንጾኪያ ወርደው “በሙሴ ሥርዓት መሠረት ካልተገረዛችሁ በቀር ልትድኑ አትችሉም” እያሉ ወንድሞችን ያስተምሩ ጀመር።
ገሊኦም ካብ ይሁዳ ወረዱ እሞ፡ ነቶም ኣሕዋት፡ “ከም ልምዲ ሙሴ እንተ ዘይተገዚርኩም፡ ክትድሕኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም” ኢሎም መሃርዎም።
61,845

61,846
am_tg
በዚህ የተነሳ ጳውሎስና በርናባስ ከሰዎቹ ጋር የጦፈ ክርክርና ጭቅጭቅ ውስጥ ገቡ። በመሆኑም ጳውሎስና በርናባስ እንዲሁም አንዳንድ ወንድሞች ወደ ኢየሩሳሌም ወጥተው ጉዳዩን በዚያ ለሚገኙት ሐዋርያትና ሽማግሌዎች እንዲያቀርቡ ተወሰነ።
ኣብ መንጎኦምን ኣብ መንጎ ጳውሎስን በርናባስን ብዙሕ ፍልልይን ክትዕን ምስ ኰነ፡ ጳውሎስን በርናባስን ገለ ኻባታቶምን ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ፡ ናብቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ሃዋርያትን ሽማግለታትን ኪድይቡ ተመደበ።
61,847

61,848
am_tg
በዚህም መሠረት ጉባኤው የተወሰነ መንገድ ከሸኛቸው በኋላ በፊንቄና በሰማርያ በኩል በማለፍ ከአሕዛብ ወገን የሆኑ ሰዎች ተለውጠው አምላክን ማምለክ እንደጀመሩ በዝርዝር ተናገሩ፤ ወንድሞችንም ሁሉ እጅግ ደስ አሰኟቸው።
ሽዑ፡ ንሳቶም ካብታ ጉባኤ ምስ ተፋነዉ፡ ኣህዛብ ከም እተመልሱ እናኣዘንተዉ ብፊንቄን ብሰማርያን ሓለፉ፣ ንዅሎም ኣሕዋት ከኣ ብዙሕ ኣሐጐስዎም።
61,849

61,850
am_tg
ኢየሩሳሌም ሲደርሱም በዚያ የሚገኘው ጉባኤ እንዲሁም ሐዋርያትና ሽማግሌዎች ጥሩ አቀባበል አደረጉላቸው፤ የተላኩትም ወንድሞች አምላክ በእነሱ አማካኝነት ያከናወናቸውን በርካታ ነገሮች ተረኩላቸው።
ኣብ የሩሳሌም ምስ በጽሑ፡ እታ ጉባኤን እቶም ሃዋርያትን እቶም ሽማግለታትን ብጽቡቕ ተቐበልዎም፣ ንሳቶም ድማ እቲ ኣምላኽ ብኣታቶም ኣቢሉ ዝገበሮ ዅሉ ኣዘንተዉሎም።
61,851

61,852
am_tg
ይሁንና ከፈሪሳውያን ሃይማኖታዊ ቡድን መካከል አማኞች የሆኑ አንዳንድ ሰዎች ከመቀመጫቸው ተነስተው “እነዚህን ሰዎች መግረዝና የሙሴን ሕግ እንዲጠብቁ ማዘዝ አስፈላጊ ነው” ሲሉ ተናገሩ።
ገለ ኻብቶም ዝኣመኑ ወገን ፈሪሳውያን ግና፡ ተንሲኦም፡ “ኪግዘሩን ሕጊ ሙሴ ምእንቲ ኺሕልዉ ኺእዘዙን ይግባእ እዩ” በሉ።
61,853

61,854
am_tg
ሐዋርያትና ሽማግሌዎችም ይህን ጉዳይ ለመመርመር ተሰበሰቡ።
እቶም ሃዋርያትን እቶም ሽማግለታትን ከኣ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ኺምርምሩ ተኣከቡ።
61,855

61,856
am_tg
ከብዙ ክርክር በኋላ ጴጥሮስ ተነስቶ እንዲህ አላቸው፦ “ወንድሞች፣ አሕዛብ የምሥራቹን ቃል ከእኔ አፍ ሰምተው እንዲያምኑ አምላክ ገና ከመጀመሪያው ከእናንተ መካከል እኔን እንደመረጠኝ በሚገባ ታውቃላችሁ።
ድሕሪ ብዙሕ ዘተ ድማ፡ ጴጥሮስ ተንሲኡ ኸምዚ በሎም፦ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ካብ ቀዳሞት መዓልትታት ኣትሒዙ፡ ኣህዛብ ብኣፈይ ቃል ብስራት ኪሰምዑን ኪኣምኑን፡ ኣምላኽ ካባኻትኩም ከም ዝሓረየኒ፡ ንስኻትኩም ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም።
61,857

61,858
am_tg
ልብን የሚያውቀው አምላክ ለእኛ እንዳደረገው ሁሉ ለእነሱም መንፈስ ቅዱስን በመስጠት መሠከረላቸው።
እቲ ልቢ ዚፈልጥ ኣምላኽ ከኣ ከምቲ ንዓና ዝሃበና፡ ንዓታቶም እውን መንፈስ ቅዱስ ብምሃብ፡ መስኪሩሎም እዩ።
61,859

61,860
am_tg
ደግሞም በእኛና በእነሱ መካከል ምንም ልዩነት አላደረገም፤ ከዚህ ይልቅ በእምነታቸው የተነሳ ልባቸውን አነጻ።
ልቦም ደኣ እዩ ብእምነት ኣንጺሁ እምበር፡ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኦምንሲ ሓንቲ እኳ ኣይፈላለየን።
61,861

61,862
am_tg
ታዲያ አባቶቻችንም ሆኑ እኛ ልንሸከመው ያልቻልነውን ቀንበር በደቀ መዛሙርቱ ጫንቃ ላይ በመጫን አሁን አምላክን ለምን ትፈታተናላችሁ?
እምበኣርከስ፡ ሕጂ ነቲ ኣቦታትና ዀኑ ንሕና ኽንጾሮ ዘይከኣልና ኣርዑት ኣብ ክሳድ ደቀ መዛሙርቲ ብምጽዓን፡ ስለምንታይ ንኣምላኽ ትፍትንዎ ኣለኹም፧
61,863

61,864
am_tg
በአንጻሩ ግን እኛ የምንድነው በጌታ ኢየሱስ ጸጋ አማካኝነት እንደሆነ እናምናለን፤ እነሱም ቢሆኑ ይህንኑ ያምናሉ።”
ንሕናስ ከማታቶም ብጸጋ ጐይታና የሱስ ከም እንድሕን ኢና እንኣምን።”
61,865

61,866
am_tg
በዚህ ጊዜ የተሰበሰበው ሰው ሁሉ ጸጥ አለ፤ በርናባስና ጳውሎስ፣ አምላክ በእነሱ አማካኝነት በአሕዛብ መካከል ያከናወናቸውን በርካታ ተአምራዊ ምልክቶችና ድንቅ ነገሮች ሲናገሩም ያዳምጥ ጀመር።
ሽዑ፡ ኵሎም እቶም ሰባት ስቕ በሉ፣ በርናባስን ጳውሎስን ነቲ ኣምላኽ ብኣታቶም ኣቢሉ ኣብ ኣህዛብ ዝገበሮ ብዙሕ ትእምርትታትን ተኣምራትን ኬዘንትዉሎም ከለዉ፡ ሰምዕዎም።
61,867

61,868
am_tg
እነሱ ተናግረው ካበቁ በኋላ ያዕቆብ እንዲህ ሲል መለሰ፦ “ወንድሞች፣ ስሙኝ።
ንሳቶም ተዛሪቦም ምስ ወድኡ ኸኣ፡ ያእቆብ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ስምዑኒ።
61,869

61,870
am_tg
አምላክ ከአሕዛብ መካከል ለስሙ የሚሆኑ ሰዎችን ለመውሰድ ለመጀመሪያ ጊዜ እንዴት ለእነሱ ትኩረት እንደሰጠ ሲምዖን በሚገባ ተርኳል።
ኣምላኽ ካብ ኣህዛብ ንስሙ ህዝቢ ምእንቲ ኼውጽእ፡ ንፈለማ ግዜ ኸመይ ገይሩ ቘላሕታ ኸም ዝገበረሎም፡ ስምኦን ኣዘንትዩ ኣሎ።
61,871

61,872
am_tg
እንዲህ ተብሎ የተጻፈው የነቢያት ቃልም ከዚህ ጋር ይስማማል፦
ቃል ነብያት እውን ምስዚ ይሰማማዕ እዩ፣ እዚ ኸኣ ከምቲ ጽሑፍ ዚብሎ እዩ፦
61,873

61,874
am_tg
‘ከዚህ በኋላ ተመልሼ የፈረሰውን የዳዊትን ድንኳን ዳግመኛ አቆማለሁ፤ ፍርስራሹንም አድሼ ዳግም እገነባዋለሁ፤
‘ድሕርዚ ተመሊሰ ነታ ዝወደቐት ድንኳን ዳዊት መሊሰ ኸተንስኣ፡ ነቲ ዑናታታ ዳግም ክሃንጾን ከዐርዮን እየ፣
61,875

61,876
am_tg
ይህን የማደርገው የቀሩት ሰዎች፣ ከብሔራት ከመጡት በስሜ የተጠሩ ሰዎች ጋር አንድ ላይ ሆነው ይሖዋን ከልብ እንዲፈልጉ ነው በማለት እነዚህን ነገሮች የሚያደርገው ይሖዋ ተናግሯል፤
እዚ ድማ እቶም ዝተረፉ ሰባትን ኵሎም እቶም ብስመይ ዚጽውዑ ኣህዛብን ንየሆዋ ኣጸቢቖም ምእንቲ ኺደልይዎ እዩ፡ ይብል እቲ እዚ ዚገብር ዘሎ የሆዋ፣
61,877

61,878
am_tg
እነዚህም ነገሮች ከጥንት ዘመን ጀምሮ ይታወቃሉ።’
እዚ እውን ካብ ጥንቲ እተፈልጠ እዩ።’
61,879
tg_am
እዚ እውን ካብ ጥንቲ እተፈልጠ እዩ።’
እነዚህም ነገሮች ከጥንት ዘመን ጀምሮ ይታወቃሉ።’
61,880
am_tg
ስለዚህ እንደ እኔ ሐሳብ ከሆነ፣ ተለውጠው አምላክን ማምለክ የጀመሩትን አሕዛብ ባናስቸግራቸው ይሻላል፤
ስለዚ፡ ነቶም ካብ ኣህዛብ ናብ ኣምላኽ ዚምለሱ ዘለዉ ኸይነኽብደሎም እዩ ውሳነይ፣
61,881

61,882
am_tg
ከዚህ ይልቅ በጣዖት ከረከሱ ነገሮች፣ ከፆታ ብልግና፣ ታንቆ ከሞተ እንስሳ ሥጋ እንዲሁም ከደም እንዲርቁ እንጻፍላቸው።
ግናኸ፡ ብጣኦታት ካብ ዝረኸሰን ካብ ምንዝርናን ካብ ሕኑቕን ካብ ደምን ኪርሕቁ ንጽሓፈሎም።
61,883

61,884
am_tg
ምክንያቱም ከጥንት ዘመን ጀምሮ በየከተማው በሰንበት ቀናት ሁሉ በምኩራቦች ውስጥ ድምፃቸውን ከፍ አድርገው ከሙሴ መጻሕፍት በማንበብ በውስጡ የሰፈረውን ቃል የሚሰብኩ ሰዎች ነበሩ።”
ካብ ጥንቲ ኣትሒዙስ፡ ሰንበት ሰንበት ንሙሴ ኣብ ምኵራባት ዓው ኢሎም ስለ ዜንብብዎ፡ ኣብ ከከተማኡ ንዕኡ ዚሰብኩ ኣለዉ።”
61,885

61,886
am_tg
ከዚያም ሐዋርያትና ሽማግሌዎች ከመላው ጉባኤ ጋር ሆነው ከመካከላቸው የተመረጡ ሰዎችን ከጳውሎስና ከበርናባስ ጋር ወደ አንጾኪያ ለመላክ ወሰኑ፤ በወንድሞች መካከል ግንባር ቀደም የሆኑትን በርስያን የሚባለውን ይሁዳንና ሲላስን ላኩ።
ሽዑ፡ እቶም ሃዋርያትን እቶም ሽማግለታትን ምስ ብዘላ እታ ጉባኤ ዀይኖም፡ ካብ መንጎኦም እተሓርዩ ሰብኡት፡ ምስ ጳውሎስን በርናባስን ናብ ኣንጾክያ ኺልእክዎም ወሰኑ። ነቶም ኣብ መንጎ ኣሕዋት ዚመርሑ ዝነበሩ በርሰባስ ዚብሃል ይሁዳን ሲላስን ከኣ ለኣኽዎም።
61,887

61,888
am_tg
ደግሞም የሚከተለውን ደብዳቤ ጽፈው በእነሱ እጅ ላኩላቸው፦ “ከወንድሞቻችሁ ከሐዋርያትና ከሽማግሌዎች፣ በአንጾኪያ፣ በሶርያና በኪልቅያ ለምትኖሩ ከአሕዛብ ወገን ለሆናችሁ ወንድሞች፤ ሰላምታችን ይድረሳችሁ!
ነዚ ጽሒፎም ድማ ብኣታቶም ገይሮም ለኣኽዎ፦ “ካብ ሃዋርያትን ሽማግለታትን ኣሕዋትኩም፡ ናብቶም ኣብ ኣንጾክያን ኣብ ሶርያን ኣብ ቂልቅያን ዘለኹም ካብ ኣህዛብ ዝዀንኩም ኣሕዋት፦ ሰላም።
61,889

61,890
am_tg
ከእኛ መካከል አንዳንዶች ወጥተው እኛ ምንም ሳናዛቸው በሚናገሩት ነገር እንዳስቸገሯችሁና ሊያውኳችሁ እንደሞከሩ ስለሰማን
ንሕና ዘይኣዘዝናዮም፡ ገለ ኻባና ወጺኦም ብዘረባኦም ከም ዝረበሹኹምን ከም ዘዕገርገሩኹምን ስለ ዝሰማዕና፡
61,891

61,892
am_tg
ሰዎች መርጠን ከተወደዱት ወንድሞቻችን ከበርናባስና ከጳውሎስ ጋር ወደ እናንተ ለመላክ በአንድ ልብ ወሰንን፤
ሰባት ሓሪና ምስቶም እነፍቅሮም በርናባስን ጳውሎስን ክንልእከልኩም ብሓደ ወሲንና ኣለና፣
61,893

61,894
am_tg
በርናባስና ጳውሎስ ለጌታችን ለኢየሱስ ክርስቶስ ስም ሕይወታቸውን አሳልፈው የሰጡ ናቸው።
ንሳቶምሲ ምእንቲ ስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ህይወቶም ኣሕሊፎም ዝሃቡ እዮም።
61,895

61,896
am_tg
ስለዚህ ይህንኑ ነገር በቃልም እንዲነግሯችሁ ይሁዳንና ሲላስን ልከናል።
ስለዚ፡ ይሁዳን ሲላስን ነዚ ነገር እዚ ብቓል ምእንቲ ኺነግሩኹም፡ ንዓታቶም እውን ልኢኽናልኩም ኣለና።
61,897

61,898
am_tg
ከሚከተሉት አስፈላጊ ነገሮች በስተቀር፣ ሌላ ተጨማሪ ሸክም እንዳንጭንባችሁ መንፈስ ቅዱስና እኛ ወስነናል፦
መንፈስ ቅዱስን ንሕናንሲ ብዘይካ እዚ እተገብአ ነገራት እዚ፡ ካልእ ሓለፋ ጾር ከይንውስኸልኩም ሓሲብና ኣለና፣
61,899