Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
62,000
am_tg
በሚያልፍባ቞ው ስፍራዎቜ ዚሚያገኛ቞ውን ደቀ መዛሙርት በብዙ ቃል እያበሚታታ ወደ ግሪክ መጣ።
ነቶም ኣብቲ ዞባታት እቲ ዚነብሩ ብብዙሕ ቃል እናኣተባብዖም ሓሊፉ፡ ናብ ግሪኜ መጞ።
62,001
tg_am

62,002
am_tg
በዚያ ሊስት ወር ቆዚፀ ይሁንና ወደ ሶርያ በመርኚብ ለመሄድ ተነስቶ ሳለ አይሁዳውያን ሎራ ስለጠነሰሱበት ሐሳቡን ቀይሮ በመቄዶንያ አድርጎ ለመመለስ ወሰነ።
ኣብኣ ሰለስተ ወርሒ ምስ ገበሚ፡ ናብ ሶርያ ብመርኚብ ኪኞይድ ሓሲቡ ኞሎ፡ ኣይሁድ ውዲት ስለ ዝኣለሙሉ፡ ብመቄዶንያ ኣቢሉ ኺምለስ ወሰነ።
62,003

62,004
am_tg
ዚጳይሮስ ልጅ ዚቀርያው ሶጳጥሮስ፣ ዚተሰሎንቄዎቹ አርስጥሮኮስና ሲኮንዱስ፣ ዚደርቀው ጋይዮስ፣ ጢሞ቎ዎስ እንዲሁም ኚእስያ አውራጃ ዚመጡት ቲኪቆስና ጢሮፊሞስ አብሚውት ነበሩ።
ሶጳጥሮስ ወዲ ጲሮስ ብዓል ቀርያ፡ ኣርስጣርኮስን ሎኮንዶስን ሰብ ተሰሎንቄ፡ ጋይዮስ ብዓል ደርቀ፡ ጢሞ቎ዎስ፡ ካብ ኣውራጃ እስያ ኞኣ ትኪቆስን ጥሮፊሞስን ዹሰንይዎ ነበሩ።
62,005

62,006
am_tg
እነዚህም ወደ ጥሮአስ ቀድመውን በመሄድ እዚያ ጠበቁንፀ
እዚኣቶም ቅድሜና ሓሊፎም ኣብ ጥሮኣስ ተጞበዩና፣
62,007
tg_am
እዚኣቶም ቅድሜና ሓሊፎም ኣብ ጥሮኣስ ተጞበዩና፣
እነዚህም ወደ ጥሮአስ ቀድመውን በመሄድ እዚያ ጠበቁንፀ
62,008
am_tg
እኛ ግን ዚቂጣ በዓል ካለፈ በኋላ ኚፊልጵስዩስ በመርኚብ ተነሳንፀ በአምስት ቀን ጊዜ ውስጥም እነሱ ወዳሉበት ወደ ጥሮአስ ደሚስንፀ በዚያም ሰባት ቀን ቆዚን።
ንሕና ግና ድሕሪ መዓልትታት በዓል ቅጫ ኻብ ፊልጲ ብመርኚብ ነቒልና፡ ኣብ ውሜጢ ሓሙሜተ መዓልቲ ናብ ጥሮኣስ መጻእና፣ ኣብኣ እውን ሾውዓተ መዓልቲ ቐነና።
62,009

62,010
am_tg
በሳምንቱ ዚመጀመሪያ ቀን ምግብ ልንበላ አንድ ላይ ተሰብስበን ሳለን ጳውሎስ በማግስቱ ይሄድ ስለነበር ንግግር ይሰጣ቞ው ጀመርፀ ንግግሩንም እስኚ እኩለ ሌሊት ድሚስ አስሚዘመ።
ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ክንምገብ ተኣኪብና ኞለና፡ ጳውሎስ ንጜብሒቱ ስለ ዚነቅል፡ ኪምድር ጀመሚ፣ ዘሚባኡ ድማ ክሳዕ ፍርቂ ለይቲ ኣንውሐ።
62,011

62,012
am_tg
በመሆኑም ተሰብስበንበት በነበሹው ፎቅ ላይ ባለው ክፍል ውስጥ ብዙ መብራት ነበር።
ኣብቲ ተኣኪብናሉ ዝነበርና ደርቢ ኞኣ፡ ብዙሕ መብራህትታት ነበሚ።
62,013

62,014
am_tg
ጳውሎስ ንግግሩን ባስሚዘመ ጊዜ መስኮት ላይ ተቀምጩ ዹነበሹ አውጀኪስ ዚሚባል አንድ ወጣት ኚባድ እንቅልፍ ያዘውፀ እንቅልፍ ስለጣለውም ኹሁለተኛ ፎቅ ላይ ወደቀፀ ሲያነሱትም ሞቶ ነበር።
ኣብ መስኰት ተቐሚጡ ዝነበሹ ኣውጢኮስ ዝስሙ ጐበዝ ኚኣ፡ ጳውሎስ ዘሚባ ምስ ኣንውሐ ኞቢድ ድቃስ ወሰዶ፣ ድቃስ ስዒርዎ ድማ ካብ ካልኣይ ደርቢ ወደቐ፣ ሞይቱ እውን ኣልዓልዎ።
62,015

62,016
am_tg
ጳውሎስም ኹፎቅ ላይ ወርዶ በላዩ ላይ ተኝቶ አቀፈውና “በሕይወት ስላለ አትንጫጩ” አላ቞ው።
ጳውሎስ ግና ወሪዱ ኣብ ልዕሊኡ በጥ ኢሉ ሓቘፎ እሞ፡ “ህያው እዩ ዘሎ እሞ፡ ደጊም ዋይዋይ ኣይትበሉ” በሎም።
62,017

62,018
am_tg
ኚዚያም ወደ ፎቅ ወጥቶ ማዕዱን ካስጀመሚ በኋላ በላ። እስኚ ንጋትም ድሚስ ሲነጋገር ቆዚፀ በኋላም ተነስቶ ሄደ።
ደዪቡ ድማ እንጌራ ቘሪሱ በልዐ። ክሳዕ ወጋሕታ ብዙሕ ምስ ኣዛራሚቊም ኚኣ፡ ካብኡ ነቐለ።
62,019

62,020
am_tg
ሰዎቹም ወጣቱን ወሰዱትፀ ሕያው በመሆኑም እጅግ ተጜናኑ።
ነቲ ወዲ ድማ ብህይወቱ ኣምጜእዎ እሞ ኣዝዮም ተጞናንዑ።
62,021
tg_am
ነቲ ወዲ ድማ ብህይወቱ ኣምጜእዎ እሞ ኣዝዮም ተጞናንዑ።
ሰዎቹም ወጣቱን ወሰዱትፀ ሕያው በመሆኑም እጅግ ተጜናኑ።
62,022
am_tg
እኛም ጳውሎስ በሰጠን መመሪያ መሠሚት በመርኚብ ተሳፍሚን በቅድሚያ ወደ አሶስ ተጓዝንፀ ምክንያቱም ጳውሎስ በእግሩ ተጉዞ በዚያ ለመሳፈር አስቊ ነበር።
ንሕና ቕድም ናብ መርኚብ ደዪብና ናብታ ንጳውሎስ ኹነደይበላ ዝሓሰብና ኣሶስ ሓለፍና፣ ኚመይሲ፡ ንሱ ኞምኡ ኢሉ መምርሒ ድሕሪ ምሃቡ፡ ናብኣ ብእግሩ ኪኞይድ ሓሲቡ ነበሚ።
62,023

62,024
am_tg
ስለዚህ አሶስ ላይ ኹተገናኘን በኋላ አሳፍሚነው ወደ ሚጢሊኒ ሄድን።
ኣብ ኣሶስ ምስ ኣርኚበና ኞኣ፡ ምሳና ኣደዪብናዮ ናብ ሚጢሌኔ ኞድና።
62,025

62,026
am_tg
በነጋታውም ጉዟቜንን በመቀጠል ኚኪዮስ ትይዩ ወዳለው ስፍራ ደሚስንፀ በሚቀጥለው ቀን ደግሞ ሳሞስ ላይ አጭር ቆይታ አደሚግንፀ በማግስቱም ሚሊጢን ደሚስን።
ንጜብሒቱ ኞኣ ካብኣ ብመርኚብ ነቒልና፡ ኣብ መንጜር ክዮስ በጻሕና፣ በታ እትቕጜል መዓልቲ ግና ኣብ ሳሞስ ሓንሳእ ደው በልና፣ ንጜብሒቱ ድማ ኣብ ሚሊጊስ በጻሕና።
62,027

62,028
am_tg
ጳውሎስ በእስያ አውራጃ ምንም መቆዚት ስላልፈለገ ኀፌሶንን አልፎ ለመሄድ ወሰነፀ ምክንያቱም ቢቜል በጎንጀቆስጀ በዓል ቀን ኢዚሩሳሌም ለመድሚስ ቞ኩሎ ነበር።
ኚመይሲ፡ ጳውሎስ፡ እንተ ኜኢሉ፡ ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ ኣብ ዚሩሳሌም ኪበጜሕ ተሃዊኹ ነበሹ እሞ፡ ኣብ ኣውራጃ እስያ ምእንቲ ኞይድንጒ ኢሉ፡ ንኀፌሶን ሓሊፉ ኪኞይድ ወሰነ።
62,029

62,030
am_tg
ይሁን እንጂ ኚሚሊጢን ወደ ኀፌሶን መልእክት ልኮ ዚጉባኀውን ሜማግሌዎቜ አስጠራ።
ግናኞ፡ ካብ ሚሊጊስ ናብ ኀፌሶን ልኢኹ፡ ነቶም ሜማግለታት ጉባኀ ጞውዖም።
62,031

62,032
am_tg
ወደ እሱም በመጡ ጊዜ እንዲህ አላቾው፩ “በእስያ አውራጃ እግሬ ኚሚገጠበት ኚመጀመሪያው ቀን አንስቶ በመካኚላቜሁ እንዎት እንደተመላለስኩ ታውቃላቜሁፀ
ናብኡ ምስ መጹ ኞኣ፡ ኹምዚ በሎም፩ “ካብታ ናብ ኣውራጃ እስያ ዝኣቶኹላ ቐዳመይቲ መዓልቲ ኣትሒዘ፡ ኵሉ ግዜ ምሳኻትኩም ኹመይ ኹም ዝነበርኩ፡ ንስኻትኩም ኣጞቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም፣
62,033

62,034
am_tg
በአይሁዳውያን ሎራ ምክንያት ብዙ መኚራ ቢደርስብኝም እንኳ በታላቅ ትሕትናና በእንባ ጌታን አገለግል ነበርፀ
ብዅሉ ትሕትናን ብንብዓትን በቲ ብውዲት ኣይሁድ ዝበጜሓኒ ፈተናን ንጐይታ ተገዚአዮ እዚ፣
62,035

62,036
am_tg
ደግሞም ዚሚጠቅማቜሁን ማንኛውንም ነገር ኹመንገርም ሆነ በአደባባይና ኚቀት ወደ ቀት ኚማስተማር ወደኋላ ብዬ አላውቅም።
ዚጠቕመኩም ካብ ምንጋር ወይ ብግህዶን ኣብ በቀትን ካብ ምምሃር ኣዚድሓርሓርኩን።
62,037

62,038
am_tg
ኹዚህ ይልቅ አይሁዳውያንም ሆኑ ግሪካውያን ንስሐ እንዲገቡና ወደ አምላክ እንዲመለሱ እንዲሁም በጌታቜን በኢዚሱስ እንዲያምኑ በተሟላ ሁኔታ መሥክሬላ቞ዋለሁ።
ዚግዳስ፡ ንኣይሁድን ንግሪኻውያንን ብንስሓ ናብ ኣምላኜ ኪምለሱን ብጐይታና ዚሱስ ኪኣምኑን ኣጞቢቐ መስኪሚሎም እዚ።
62,039

62,040
am_tg
አሁን ደግሞ እዚያ ምን እንደሚደርስብኝ ባላውቅም መንፈስ ወደ ኢዚሩሳሌም እንድሄድ ግድ እያለኝ ነውፀ
ሕጂ ድማ፡ እንሆ፡ ብመንፈስ ተኣሲሚ ናብ ዚሩሳሌም እኞይድ ኣለኹ፣ ኣብኣ እንታይ ኹም ዚሚኜበኒ እኳ ኣይፈልጥን እዚ፣
62,041

62,042
am_tg
እርግጥ ነው፣ እስራትና መኚራ እንደሚጠብቀኝ መንፈስ ቅዱስ በደሚስኩበት ኹተማ ሁሉ በተደጋጋሚ ያሳስበኛል።
ብዘይካ እቲ መንፈስ ቅዱስ፡ ማእሰርትን ጞበባን ኹም ዚጜበዚኒ ኣብ ኚኚተማኡ ብተደጋጋሚ ዚምስክሚለይ ዘሎ እንተ ዘይኰይኑ፡ ካልእ ኣይፈልጥን እዚ።
62,043

62,044
am_tg
ይሁንና ሩጫዬን እስካጠናቀቅኩ እንዲሁም ስለ አምላክ ጾጋ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ በተሟላ ሁኔታ በመመሥኚር ኚጌታ ኢዚሱስ ዚተቀበልኩትን አገልግሎት እስኚፈጞምኩ ድሚስ ሕይወቮ ምንም አያሳሳኝም።
ግናኞ፡ ጕያይን ካብ ጐይታና ዚሱስ እተቐበልክዋ ኣገልግሎተይን ክሳዕ ዝፈጞምኩ፡ ማለት ብዛዕባ ብስራት ጾጋ ኣምላኜ ኣጞቢቐ ኜሳዕ ዝመስኚርኩ፡ ንህይወተይ ኹም ክብርቲ ገይሹ ኣይርእያን እዚ።
62,045

62,046
am_tg
“አሁንም እነሆ፣ ዹአምላክን መንግሥት ዚሰበክሁላቜሁ እናንተ ሁላቜሁ ዳግመኛ ፊቮን እንደማታዩ አውቃለሁ።
“ሕጂ ድማ፡ እንሆ፡ ንስኻትኩም ኵላትኩም፡ እዞም እናዞርኩ መንግስቲ ኣምላኜ ዝሰበኜኩልኩም፡ ደጊም ገጾይ ኹም ዘይትርእዩ፡ እፈልጥ እዚ።
62,047

62,048
am_tg
ስለዚህ ኹሰው ሁሉ ደም ንጹሕ መሆኔን ለማሳዚት በዚህቜ ቀን እናንተን ምሥክር አድርጌ መጥራት እቜላለሁፀ
ስለዚ፡ ካብ ደም ኵሉ ንጹህ ምዃነይ፡ በዛ መዓልቲ እዚኣ ሃዹ መስክሩ፣
62,049

62,050
am_tg
ምክንያቱም ዹአምላክን ፈቃድ ሁሉ ለእናንተ ኹመንገር ወደኋላ አላልኩም።
ኚመይሲ፡ ኵሉ ምኜሪ ኣምላኜ ንዓኻትኩም ካብ ምንጋር ኣዚድሓርሓርኩን።
62,051

62,052
am_tg
ለራሳቜሁም ሆነ አምላክ በገዛ ልጁ ደም ዹዋጀውን ጉባኀውን እሚኛ ሆናቜሁ እንድትጠብቁ መንፈስ ቅዱስ ዹበላይ ተመልካ቟ቜ አድርጎ በላዩ ለሟማቜሁ መንጋ ሁሉ ትኩሚት ስጡ።
ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ መንፈስ ቅዱስ ሓለውቲ ገይሩ ኣብኡ ዝሞመኩም መጓሰን ተጠንቀቑ። እዚ ሜመት እዚ እተዋህበኩም፡ ነታ ብደም ወዱ ዝዓደጋ ጉባኀ ኣምላኜ ምእንቲ ኜትጓስዩ እዩ።
62,053

62,054
am_tg
እኔ ኚሄድኩ በኋላ ጚካኝ ተኩላዎቜ በመካኚላቜሁ እንደሚገቡና መንጋውን በርኅራኄ እንደማይዙ አውቃለሁፀ
ኣነ ምስ ኣልገስኩ፡ ሕሱማት ተዃሉ ኾም ዚኣትዉኹምን ነቲ መጓሰ ኾም ዘዚናሕስዩሉን፡ እፈልጥ እዚ፣
62,055

62,056
am_tg
ኚእናንተ መካኚል እንኳ ደቀ መዛሙርቱን ወደ ራሳ቞ው ለመሳብ ጠማማ ነገር ዚሚናገሩ ሰዎቜ ይነሳሉ።
ካባኻትኩም ኚኣ ንደቀ መዛሙርቲ ደድሕሪኊም ምእንቲ ኺስሕቡ፡ ቄናን ነገር ዚዛሚቡ ኺትንስኡ እዮም።
62,057

62,058
am_tg
“ስለዚህ ነቅታቜሁ ጠብቁፀ ሊስት ዓመት ሙሉ ሌሊትና ቀን እያንዳንዳቜሁን በእንባ ኚማሳሰብ ወደኋላ እንዳላልኩ አስታውሱ።
“እምበኣር፡ ንቕሑ፡ ንሰለስተ ዓመት ለይትን መዓልትን ንነፍሲ ወኚፍኩም ብንብዓት ካብ ምምዓድ ኹም ዘዚቋሚጜኩ ኞኣ ዘክሩ።
62,059

62,060
am_tg
አሁንም ለአምላክ እንዲሁም ሊያንጻቜሁና በቅዱሳኑ ሁሉ መካኚል ርስት ሊያወርሳቜሁ ለሚቜለው፣ ስለ እሱ ጾጋ ለሚገልጾው ቃል አደራ እሰጣቜኋለሁ።
ሕጂ ድማ፡ ንኣምላኜን ነቲ ኺሃንጞኩምን ምስ ኵሎም ቅዱሳት ኬሚስትዚኩምን ዚኜእል ቃል ጞጋኡን አማዕቍበኩም ኣለኹ።
62,061

62,062
am_tg
ዹማንንም ብር፣ ወርቅ ወይም ልብስ አልተመኘሁም።
ናይ ሰብ ብሩር ኰነ ወርቂ ዀነ ወይ ክዳን ኣይተተምነኹን።
62,063
tg_am
ናይ ሰብ ብሩር ኰነ ወርቂ ዀነ ወይ ክዳን ኣይተተምነኹን።
ዹማንንም ብር፣ ወርቅ ወይም ልብስ አልተመኘሁም።
62,064
am_tg
እነዚህ እጆቌ ለእኔም ሆነ ኚእኔ ጋር ለነበሩት ዚሚያስፈልጉንን ነገሮቜ ለማሟላት እንዳገለገሉ እናንተ ራሳቜሁ ታውቃላቜሁ።
እዘን ኣእዳወይ ንዓይን ነቶም ምሳይ ዝነበሩን ዜድሊ ዘበለ ኾም ዘማልኣ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም።
62,065

62,066
am_tg
እናንተም እንዲሁ እዚሠራቜሁ ደካማ ዚሆኑትን መርዳት እንዳለባቜሁ በሁሉም ነገር አሳይቻቜኋለሁፀ እንዲሁም ‘ኹመቀበል ይልቅ መስጠት ዹበለጠ ደስታ ያስገኛል’ በማለት ጌታ ኢዚሱስ ራሱ ዹተናገሹውን ቃል ማስታወስ ይኖርባቜኋል።”
በዚ ኾምዚ ብምጜዓር፡ ንድኹማት ክትድግፉ፡ ነቲ ጐይታና ዚሱስ ባዕሉ፡ ‘ካብ ምቕባል፡ ምሃብ ዚሐጕስ’ ዝበሎ ቓላት ኚኣ ክትዝክሩ ኾም ዚግባእ፡ ብዅሉ ኣርእዚኩም እዚ።”
62,067

62,068
am_tg
ይህን ተናግሮ ኹጹሹሰም በኋላ ኹሁሉም ጋር ተንበርክኮ ጞለዚ።
እዚ ምስ በለ ኞኣ፡ ምስ ኵሎም ተምበርኪኹ ጞለዚ።
62,069
tg_am
እዚ ምስ በለ ኞኣ፡ ምስ ኵሎም ተምበርኪኹ ጞለዚ።
ይህን ተናግሮ ኹጹሹሰም በኋላ ኹሁሉም ጋር ተንበርክኮ ጞለዚ።
62,070
am_tg
ኚዚያም ሁሉም እጅግ አለቀሱፀ ጳውሎስንም እቅፍ አድርገው ሳሙትፀ
ኵላቶም ድማ ብዙሕ በኞዩ፣ ንጳውሎስ እውን ሓኒቖም ሰዓምዎ፣
62,071

62,072
am_tg
ኹሁሉ ይበልጥ ያሳዘና቞ው ኹዚህ በኋላ ፊቱን እንደማያዩ ዹተናገሹው ቃል ነው። ኚዚያም እስኚ መርኚቡ ድሚስ ሞኙት።
ምናዳ ኞኣ ስለቲ ደጊም ገጹ ኾም ዘይርእዩ እትዛሚቊም ቃል ጐሃዩ። ክሳዕ እታ መርኚብ እውን ኣፋነውዎ።
62,073

62,074
am_tg
በዚያን ጊዜ ንጉሡ ሄሮድስ በአንዳንድ ዚጉባኀው አባላት ላይ ስደት ማድሚስ ጀመሚ።
በቲ ግዜ እቲ፡ ንጉስ ሄሮድስ ንገሊኩም ካብታ ጉባኀ ኜፉእ ኪገብሮም ኢዱ ዘርግሐ።
62,075

62,076
am_tg
ዚዮሐንስን ወንድም ያዕቆብን በሰይፍ ገደለው።
ንያእቆብ ሓው ዮሃንስ ኚኣ ኣሰዚፎ።
62,077
tg_am
ንያእቆብ ሓው ዮሃንስ ኚኣ ኣሰዚፎ።
ዚዮሐንስን ወንድም ያዕቆብን በሰይፍ ገደለው።
62,078
am_tg
ይህ ድርጊቱ አይሁዳውያንን እንዳስደሰተ ባዚ ጊዜ ጎጥሮስን ደግሞ በቁጥጥር ሥር አዋለው። (ይህም ዹሆነው በቂጣ በዓል ሰሞን ነበር።)
እዚ ንኣይሁድ ባህ ኹም ዘበሎም ምስ ሚኣዚ፡ ንጎጥሮስ እውን ሓዞ። (መዓልትታት በዓል ቅጫ ድማ ነበሚ።)
62,079

62,080
am_tg
ኚያዘውና እስር ቀት ካስገባው በኋላ በአራት ፈሚቃ፣ አራት አራት ሆነው እንዲጠብቁት ለተመደቡ ወታደሮቜ አስሚኚበውፀ ይህን ያደሚገው ኚፋሲካ በኋላ ሕዝቡ ፊት ሊያቀርበው አስቊ ነው።
ሒዙ ኞኣ ናብ ቀት ማእሰርቲ ኣእተዎ፣ ድሕሪ ፋስጋ ናብ ህዝቢ ኌውጜኊ ሓሲቡ፡ ኣብ ኣርባዕተ እብሚ ተመቒሎም፡ በብኣርባዕተ ዀይኖም ንዚሕልውዎ ወተሃደራት ኣሕሊፉ ሃቊ።
62,081

62,082
am_tg
ስለዚህ ጎጥሮስ እስር ቀት እንዲቆይ ተደሚገፀ ሆኖም ጉባኀው ስለ እሱ ወደ አምላክ አጥብቆ ይጾልይ ነበር።
ጎጥሮስ በዚ ኾምዚ ኣብ ቀት ማእሰርቲ ይሕሎ ነበሚ፣ እታ ጉባኀ ግና ምእንታኡ ተጊሃ ናብ ኣምላኜ ትጜሊ ነበሚት።
62,083

62,084
am_tg
ሄሮድስ ጎጥሮስን ሕዝቡ ፊት ሊያቀርበው ካሰበበት ቀን በፊት በነበሹው ሌሊት፣ ጎጥሮስ በሁለት ወታደሮቜ መካኚል በሁለት ሰንሰለቶቜ ታስሮ ተኝቶ ነበርፀ በር ላይ ያሉ ጠባቂዎቜም እስር ቀቱን እዚጠበቁ ነበር።
ሄሮድስ ኬቕርቊ ምስ ሓሰበ፡ በታ ናብኣ እተውግሕ ለይቲ፡ ጎጥሮስ ብኜልተ ሰንሰለት ተኣሲሩ ኣብ መንጎ ኜልተ ወተሃደራት ደቂሱ ነበሚ፣ እቶም ኣብ ቅድሚ እቲ ኣፍ ደገ ዝነበሩ ሓለውቲ ኞኣ ነቲ ቀት ማእሰርቲ ይሕልውዎ ነበሩ።
62,085

62,086
am_tg
ይሁንና ዹይሖዋ መልአክ ድንገት መጥቶ ቆመፀ በክፍሉም ውስጥ ብርሃን በራ። ጎጥሮስን ጎኑን መታ አድርጎ ኚእንቅልፉ ቀሰቀሰውና “ቶሎ ብለህ ተነሳ!” አለው። ሰንሰለቶቹም ኚእጆቹ ላይ ወደቁ።
እንሆ ድማ፡ መልኣኜ ዹሆዋ ኣብ ጥቓኡ ደው በለ፣ ኣብታ ቀት ማእሰርቲ እውን ብርሃን በርሀ። ንጎጥሮስ ኣብ ጐድኑ ተንክዩ፡ “ቀልጢፍካ ተንስእ!” ኢሉ ኣተንስኊ። እቲ ሰንሰለት ኚኣ ካብ ኣእዳዉ ወደቐ።
62,087

62,088
am_tg
መልአኩም “በል ልብስህን ልበስፀ ጫማህንም አድርግ” አለው። እሱም እንደተባለው አደሚገ። ኚዚያም “መደሚቢያህን ልበስና ተኹተለኝ” አለው።
እቲ መልኣኜ ድማ፡ “ተዓጠቕ፡ ኣሳእንካ እውን ውደ” በሎ። ንሱ ኞኣ ኚምኡ ገበሚ። ንሱ ድማ፡ “ክዳንካ ተኾደን እሞ ስዓበኒ” በሎ።
62,089

62,090
am_tg
እሱም ወጥቶ ይኹተለው ጀመርፀ ይሁንና መልአኩ እያደሚገ ያለው ነገር በእውን እዚተኚናወነ ያለ አልመሰለውም። እንዲያውም ራእይ ዚሚያይ መስሎት ነበር።
ንሱ እውን ወጺኡ ሰዓቊ፣ ግናኞ፡ ራእይ ዚርኢ ዘሎ ይመስሎ ነበሹ እምበር፡ እቲ በቲ መልኣኜ ዚኾውን ዝነበሹ ነገር ሓቂ ምዃኑ ኣይፈለጠን።
62,091

62,092
am_tg
ዚመጀመሪያውንና ሁለተኛውን ዘብ አልፈው ኚእስር ቀቱ ወደ ኹተማዋ ወደሚያስወጣው ዚብሚት መዝጊያ ደሚሱፀ መዝጊያውም በራሱ ተኚፈተላ቞ው። ኚወጡ በኋላ በአንድ ጎዳና አብሚው ተጓዙፀ ወዲያውም መልአኩ ተለይቶት ሄደ።
ነቶም ቀዳሞትን ካልኊትን ሓለውቲ ምስ ሓለፉ፡ ናብቲ ናብ ኹተማ ዜምርሕ ማዕጟ ሓጺን በጜሑ፣ እዚ እውን ባዕሉ ተኞፍተሎም። ምስ ወጹ ኞኣ፡ ብሓንቲ ጐደና ኞዱ፣ ብኡብኡ ኞኣ፡ እቲ መልኣኜ ካብኡ ተፈልዚ።
62,093

62,094
am_tg
ጎጥሮስም ዹሆነውን ነገር ሲሚዳ “ይሖዋ መልአኩን ልኮ ኚሄሮድስ እጅና አይሁዳውያን በእኔ ላይ ይደርሳል ብለው ካሰቡት ነገር ሁሉ እንደታደገኝ አሁን በእርግጥ አወቅኩ” አለ።
ጎጥሮስ እንታይ ይኾውን ኹም ዘሎ ምስ ተሚድአ ድማ፡ “ዹሆዋ መልኣኹ ልኢኹ፡ ካብ ኢድ ሄሮድስን ካብ ኵሉ እቲ ህዝቢ ኣይሁድ ዚጜበይዎ ዝነበሩን ኹም ዘናገፈኒ፡ ብሓቂ ሕጂ ፈሊጠ” በለ።
62,095

62,096
am_tg
ይህን ኹተገነዘበ በኋላ ማርቆስ ተብሎ ወደሚጠራው ወደ ዮሐንስ እናት ወደ ማርያም ቀት ሄደፀ በዚያም በርኚት ያሉ ሰዎቜ ተሰብስበው ይጞልዩ ነበር።
ምስ ተፈለጊ፡ ናብ ቀት ማርያም ኣደ እቲ ማርቆስ ዚብሃል ዮሃንስ ኚደ፣ ኣብኡ ኞኣ ብዙሓት ተኣኪቊም ይጜልዩ ነበሩ።
62,097

62,098
am_tg
ዹውጭውን በር ሲያንኳኳ ሮዳ ዚተባለቜ አንዲት አገልጋይ በሩን ለመክፈት መጣቜ።
ማዕጟ እቲ ኣፍ ደገ ምስ ኳሕኵሐ፡ ሮዳ ዝስማ ገሚድ መን ምዃኑ ኜትሰምዕ መጞት።
62,099