Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,600
am_tg
በዚህ ጊዜ ጎጥሮስ “ሁለታቜሁ ዹይሖዋን መንፈስ ለመፈተን ዚተስማማቜሁት ለምንድን ነው? እነሆ፣ ባልሜን ዚቀበሩት ሰዎቜ እግር ደጃፍ ላይ ነውፀ እነሱም ተሾክመው ያወጡሻል” አላት።
ጎጥሮስ ኚኣ፡ “ስለምንታይኚ ንመንፈስ ዹሆዋ ኜትፍትኑ እተሰማማዕኩም፧ እንሆ፡ ኣእጋር እቶም ንሰብኣይኪ ዝቐበሩ ኣብ ኣፍ ደገ ኣለዋ፣ ንዓኺ እውን ተሰኪሞም ኬውጜኡኺ እዮም” በላ።
61,601
tg_am

61,602
am_tg
ወዲያውም እግሩ ሥር ወድቃ ሞተቜ። ወጣቶቹ ሲገቡም ሞታ አገኟትፀ ተሾክመው አውጥተውም ኚባሏ አጠገብ ቀበሯት።
ብቕጜበት ኣብ ኣእጋሩ ወደቐት እሞ ሞተት። እቶም ኣጕባዝ ምስ ኣተዉ፡ ሞይታ ሚኞብዋ፣ ተሰኪሞም ኣውጺኊም ኚኣ፡ ኣብ ጥቓ ሰብኣያ ቐበርዋ።
61,603

61,604
am_tg
በመሆኑም መላው ጉባኀ እንዲሁም ይህን ዹሰሙ ሰዎቜ ሁሉ በኹፍተኛ ፍርሃት ተዋጡ።
ኣብ ምልእቲ እታ ጉባኀን ኣብ ኵሎም እቶም ነዚ ዝሰምዑን ኚኣ ዓብዪ ፍርሃት ኰነ።
61,605

61,606
am_tg
በተጚማሪም ሐዋርያት በሕዝቡ መካኚል ብዙ ተአምራዊ ምልክቶቜና ድንቅ ነገሮቜ መፈጾማቾውን ቀጥለው ነበርፀ ሁሉም አንድ ላይ ሆነው መጠለያ ባለው “ዹሰለሞን መተላለፊያ” ይሰበሰቡ ነበር።
ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ድማ ብኢድ ሃዋርያት ብዙሕ ትእምርትታትን ተኣምራትን ይግበር ነበሚ፣ ኵላቶም ድማ ብሓባር ኣብ ገበላ ሰሎሞን ይእኚቡ ነበሩ።
61,607

61,608
am_tg
እርግጥ ኚሌሎቹ መካኚል ኚእነሱ ጋር ሊቀላቀል ዹደፈሹ አንድም ሰው አልነበሚምፀ ሆኖም ሕዝቡ ያሞግሳ቞ው ነበር።
ካብቶም ካልኊት ደፊሩ እተጞምበሮም ኣይነበሚን፣ እቲ ህዝቢ ግና ዚሞግሶም ነበሚ።
61,609

61,610
am_tg
ኹዚህም በላይ በጌታ ያመኑ እጅግ በርካታ ወንዶቜና ሎቶቜ በዹጊዜው በእነሱ ላይ ይጚመሩ ነበር።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ ብጐይታ ዚኣምኑ ብዙሓት ሰብኡትን ኣንስትን ይውሰኜዎም ነበሩ።
61,611

61,612
am_tg
ደግሞም ጎጥሮስ በዚያ ሲያልፍ በአንዳንዶቹ ላይ ቢያንስ ጥላው ቢያርፍባ቞ው በማለት ሕመምተኞቜን አውራ ጎዳናዎቜ ላይ አውጥተው በትናንሜ አልጋዎቜና በምንጣፎቜ ላይ ያስተኟ቞ው ነበር።
ጎጥሮስ ኪሓልፍ ኚሎ፡ ጜላሎቱ ኣብ ገሊኩም ምእንቲ ኺወድቕ ኢሎም፡ ንሕሙማት ናብ ጐደናታት ኣውጺኊም ኣብኡ ኣብ ዓራውትን ኣብ ቃሬዛታትን ዚደቅስዎም ነበሩ።
61,613

61,614
am_tg
በተጚማሪም በኢዚሩሳሌም ዙሪያ ኹሚገኙ ኚተሞቜ ብዙ ሰዎቜ ሕመምተኞቜንና በርኩሳን መናፍስት ዚሚሠቃዩ ሰዎቜን ተሾክመው መምጣታ቞ውን ቀጠሉፀ ዚመጡትም ሁሉ ይፈወሱ ነበር።
ኣብ ዙርያ ዚሩሳሌም ካብ ዝነበራ ኞተማታት ኚኣ፡ ብዙሓት ህዝቢ፡ ሕሙማትን ብርኹሳት መናፍስቲ ዚሳቐዩን ጟይሮም ይመጹ ነበሩ፣ ኵላቶም እውን ይሓውዩ ነበሩ።
61,615

61,616
am_tg
ይሁንና ሊቀ ካህናቱና አብሚውት ዚነበሩት ዚሰዱቃውያን ሃይማኖታዊ ቡድን አባላት ሁሉ በቅናት ተሞልተው ተነሱ።
ግናኞ፡ እቲ ሊቀ ኻህናት ምስ ኵሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩ ወገን ሰዱቃውያን ተንስአ፣ ብቕንኢ ተመሊኩም ድማ ነበሩ።
61,617

61,618
am_tg
ሐዋርያትንም ይዘው እስር ቀት ኚተቷ቞ው።
ኣእዳዎም ዘርጊሖም ንሃዋርያት ሓዝዎም፡ ናብ ቀት ማእሰርቲ ህዝቢ እውን ኣእተውዎም።
61,619

61,620
am_tg
ይሁን እንጂ ሌሊት ዹይሖዋ መልአክ ዚእስር ቀቱን በሮቜ ኚፍቶ አወጣ቞ውና እንዲህ አላቾው፩
ብለይቲ ግና፡ መልኣኜ ዹሆዋ ንመዓጹ ቀት ማእሰርቲ ኞፊቱ ንወጻኢ ኣውጜኊም እሞ፡
61,621

61,622
am_tg
“ሂዱና በቀተ መቅደሱ ቆማቜሁ ስለዚህ ሕይወት ዹሚገልጾውን ቃል ሁሉ ለሕዝቡ መናገራቜሁን ቀጥሉ።”
“ኪዱ፡ ኣብ ቀተ መቕደስ ደው ኢልኩም ኚኣ፡ ኵሉ ቓል ህይወት ንህዝቢ ንገሩ” በሎም።
61,623

61,624
am_tg
እነሱም በተነገራ቞ው መሠሚት ንጋት ላይ ወደ ቀተ መቅደሱ ገብተው ያስተምሩ ጀመር። ሊቀ ካህናቱና ኚእሱ ጋር ዚነበሩት በመጡ ጊዜም ዚሳንሄድሪንን ሾንጎና መላውን ዚእስራኀል ልጆቜ ሜማግሌዎቜ ጉባኀ በአንድነት ሰበሰቡፀ ሐዋርያቱንም ወደ እነሱ እንዲያመጧ቞ው ሰዎቜን ወደ እስር ቀቱ ላኩ።
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ኣብ ምውጋሑ ናብ ቀተ መቕደስ ኣትዮም መሃሩ። እቲ ሊቀ ኻህናትን እቶም ምስኡ ዝነበሩን ምስ መጹ፡ ነቲ ዋዕላን ንዅሎም ዓበይቲ ደቂ እስራኀልን ኪእኚቡ ጞውዑ፣ ንሃዋርያት ናብ ቅድሚኊም ኬምጜእዎም ኚኣ ናብ ቀት ማእሰርቲ ለኣኹ።
61,625

61,626
am_tg
ዚቀተ መቅደሱ ጠባቂዎቜ እዚያ በደሚሱ ጊዜ ግን እስር ቀቱ ውስጥ አላገኟ቞ውም። ስለዚህ ተመልሰው መጥተው ነገሯ቞ውፀ
እቶም ገላዉ ናብኡ ምስ ኚዱ ግና፡ ኣብ ቀት ማእሰርቲ ኣይሚኞብዎምን። ተመሊሶም ኚኣ፡
61,627

61,628
am_tg
እንዲህም አሏቾው፩ “እስር ቀቱ በሚገባ ተቆልፎ ጠባቂዎቹም በሮቹ ላይ ቆመው አገኘና቞ውፀ በሮቹን ስንኚፍት ግን ውስጥ ማንንም አላገኘንም።”
“እቲ ቀት ማእሰርቲ ብጜኑዕ ተሞጒሩ፡ ሓለውቲ ድማ ኣብ ኣፍ ደገ ደው ኢሎም ሚኺብናዮም፣ ምስ ኚፈትናዮ ግና፡ ኣብ ውሜጡ ሓደ እኳ ኣይሚኞብናን” ኢሎም ነገርዎም።
61,629

61,630
am_tg
ዚቀተ መቅደሱ ሹምና ዚካህናት አለቆቹም ይህን ሲሰሙ ‘ዹዚህ ነገር መጚሚሻ ምን ይሆን?’ በማለት በነገሩ ግራ ተጋቡ።
እቲ ሓለቓ ቀተ መቕደስን እቶም ሊቃውንቲ ኻህናትን ነዚ ቓል እዚ ምስ ሰምዑ፡ እዚ ነገር እዚ እንታይ ኹም ዚኾውን ደንጞዎም።
61,631

61,632
am_tg
በዚህ ጊዜ አንድ ሰው መጥቶ “እስር ቀት ያስገባቜኋ቞ው ሰዎቜ በቀተ መቅደሱ ቆመው ሕዝቡን እያስተማሩ ነው” ብሎ ነገራ቞ው።
ሓደ መጺኡ ግና፡ “እቶም ኣብ ቀት ማእሰርቲ ዘእቶኹምዎም ሰብኡት፡ እነዉ፡ ኣብ ቀተ መቕደስ ደው ኢሎም ንህዝቢ ይምህሩ ኣለዉ” ኢሉ ነገሮም።
61,633

61,634
am_tg
ኚዚያም ዚቀተ መቅደሱ ሹም ኚጠባቂዎቹ ጋር ሄዶ አመጣ቞ውፀ ሆኖም ሕዝቡ በድንጋይ እንዳይወግራ቞ው ስለፈሩ ያመጧ቞ው በኃይል አስገድደው አልነበሚም።
ሜዑ፡ እቲ ሓለቓ ምስ ገላዉኡ ኞይዱ ኣምጜኊም፣ እቲ ህዝቢ ብዳርባ እምኒ ኞይቀትሎም ስለ ዝፈርሁ ግና፡ ኣዚጋፍዕዎምን።
61,635

61,636
am_tg
አምጥተውም በሳንሄድሪን ሾንጎ ፊት አቆሟ቞ው። ኚዚያም ሊቀ ካህናቱ ይጠይቃቾው ጀመርፀ
ኣምጺኊም ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ደው ኣበልዎም። እቲ ሊቀ ኻህናት ኚኣ ሓተቶም፡
61,637

61,638
am_tg
እንዲህም አለ፩ “በዚህ ስም ማስተማራቜሁን እንድታቆሙ በጥብቅ አዘናቜሁ ነበርፀ እናንተ ግን ኢዚሩሳሌምን በትምህርታቜሁ ሞልታቜኋታልፀ ዹዚህንም ሰው ደም በእኛ ላይ ለማምጣት ቆርጣቜሁ ተነስታቜኋል።”
“በዚ ስም እዚ ኞይትምህሩ ብጜኑዕ ኣዚዝናኩም ኔርና፣ እንሆ ግና፡ ንዚሩሳሌም ብትምህርትኹም መሊእኩምዋ፣ ደም እዚ ሰብ እዚ ኣብ ልዕሌና ኞተምጜኡ ቘሪጜኩም ኣለኹም” ድማ በሎም።
61,639

61,640
am_tg
ጎጥሮስና ሌሎቹ ሐዋርያትም እንዲህ ሲሉ መለሱፊ “ኹሰው ይልቅ አምላክን እንደ ገዢያቜን አድርገን ልንታዘዝ ይገባል።
ጎጥሮስን እቶም ካልኊት ሃዋርያትን ኚኣ፡ “ካብ ንሰብሲ ንኣምላኜ ኢና ኜንእዘዝ ዚግባእ።
61,641

61,642
am_tg
እናንተ በእንጚት ላይ ሰቅላቜሁ ዚገደላቜሁትን ኢዚሱስን ዚአባቶቻቜን አምላክ አስነሳው።
ኣምላኜ ኣቊታትና ነቲ ንስኻትኩም ኣብ ጕንዲ ሰቒልኩም ዝቐተልኩምዎ ዚሱስ ኣተንሲእዎ እዩ።
61,643

61,644
am_tg
እስራኀል ንስሐ እንዲገባና ዚኃጢአት ይቅርታ እንዲያገኝ አምላክ እሱን “ዋና ወኪል” እና “አዳኝ” አድርጎ በቀኙ ኹፍ ኹፍ አደሚገው።
ንእስራኀል ንስሓን ሕድገት ሓጢኣትን ምእንቲ ኺህብሲ፡ ኣምላኜ ንዕኡ ቐንዲ ወኪልን መድሓንን ገይሩ ናብ ዹማኑ ልዕል ኣቢልዎ እዩ።
61,645

61,646
am_tg
ለዚህም ጉዳይ እኛ ምሥክሮቜ ነንፀ እንዲሁም አምላክ እሱን እንደ ገዢያ቞ው አድርገው ለሚታዘዙት ዹሰጠው መንፈስ ቅዱስ ምሥክር ነው።”
ንሕና ድማ ነዚ ነገር እዚ መሰኻኜር ኢና፣ እቲ ኣምላኜ ነቶም ዚእዘዝዎ ዝሃቩም መንፈስ ቅዱስ እውን ኚምኡ” ኢሎም መለሱ።
61,647

61,648
am_tg
እነሱም ይህን ሲሰሙ እጅግ ተቆጡፀ ሊገድሏ቞ውም ፈለጉ።
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ነደሩ፡ ኪቐትልዎም ኚኣ ደለዩ።
61,649
tg_am
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ነደሩ፡ ኪቐትልዎም ኚኣ ደለዩ።
እነሱም ይህን ሲሰሙ እጅግ ተቆጡፀ ሊገድሏ቞ውም ፈለጉ።
61,650
am_tg
ሆኖም በሕዝቡ ሁሉ ዘንድ ዚተኚበሚ፣ ዹሕግ አስተማሪ ዹሆነ ገማልያል ዚሚባል አንድ ፈሪሳዊ በሳንሄድሪኑ ሾንጎ መካኚል ተነስቶ ሰዎቹን ለጊዜው ወደ ውጭ እንዲያስወጧ቞ው አዘዘ።
ግናኞ፡ ሓደ ገማልኀል ዝስሙ ፈሪሳዊ፡ ብዅሉ እቲ ህዝቢ ዚኜበር መምህር ሕጊ፡ ኣብቲ ዋዕላ ተንሲኡ፡ ነቶም ሰባት ሓንሳእ ኣብ ወጻኢ ኌጜንሕዎም ኣዘዘ።
61,651

61,652
am_tg
ኚዚያም እንዲህ አላቾው፩ “ዚእስራኀል ሰዎቜ ሆይ፣ በእነዚህ ሰዎቜ ላይ ልታደርጉ ያሰባቜሁትን ነገር በተመለኹተ ልትጠነቀቁ ይገባል።
ኹምዚ ድማ በሎም፩ “ኣቱም ሰብ እስራኀል፡ ብዛዕባ እዞም ሰባት እዚኊም ክትገብርዎ እትሓስቡ ዘለኹም ነገር ተጠንቀቑሉ።
61,653

61,654
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ኹዚህ ቀደም ቎ዎዳስ ራሱን እንደ ታላቅ ሰው በመቁጠር ተነስቶ ነበርፀ ወደ 400 ዹሚጠጉ ሰዎቜም ኚእሱ ጋር ተባብሚው ነበር። ነገር ግን እሱም ተገደለፀ ተኚታዮቹም ሁሉ ተበታትነው እንዳልነበሩ ሆኑ።
ንኣብነት፡ ቅድሚ እዘን መዓልትታት እዚአን፡ ቎ዎዳስ፡ ‘ኣነ ዓብዪ እዚ’ ኢሉ ተንሲኡ ነይሩ፣ 400 ዚኣኜሉ ሰብኡት ኚኣ ሓቢሮምዎ። ግናኞ፡ ንሱ ተቐቲሉ፡ ኵሎም እቶም ዚስዕብዎ ዝነበሩ ኞኣ ተበቲኖም፡ ኹም ዘይነበሩ እውን ኰይኖም።
61,655

61,656
am_tg
ኚእሱ በኋላ ደግሞ ዚሕዝብ ቆጠራ በተካሄደበት ወቅት ዹገሊላው ይሁዳ ተነስቶ ተኚታዮቜ አፍርቶ ነበር። ይሁንና እሱም ጠፋፀ ተኚታዮቹም ሁሉ ተበታተኑ።
ድሕሪኡ፡ ይሁዳ እቲ ገሊላዊ፡ በተን መዓልትታት ምዝገባ ተንሲኡ ነይሩ፣ ሰዓብቲ ድማ ገይሩ። ንሱ እውን ጠፊኡ፡ ኵሎም እቶም ዚእዘዝዎ ዝነበሩ ኞኣ ፋሕ ኢሎም።
61,657

61,658
am_tg
ስለዚህ አሁን ዚምላቜሁ፣ እነዚህን ሰዎቜ አትንኳ቞ውፀ ተዉአ቞ው። ይህ ውጥን ወይም ይህ ሥራ ኹሰው ኹሆነ ይጠፋልፀ
ሕጂ ድማ፡ እብለኩም ኣለኹ፡ ነዞም ሰባት እዚኊም ኣይትተንክይዎም፡ ሕደግዎም። እዚ ውጥን እዚ ወይ እዚ ግብሪ እዚ ኻብ ሰብ እንተ ዀይኑስ፡ ኪፈርስ እዩ፣
61,659

61,660
am_tg
ኹአምላክ ኹሆነ ግን ልታጠፏ቞ው አትቜሉም። እንዲያውም ኹአምላክ ጋር ስትጣሉ ትገኙ ይሆናል።”
ካብ ኣምላኜ እንተ ዀይኑ ግና፡ ግብሮም ኚተፍርሱ ኣይትኜእሉን ኢኹም። እንተ ዘይኰነስ፡ ምናልባት ምስ ኣምላኜ እትብኣሱ ዄንኩም ክትርኚቡ ኢኹም።”
61,661

61,662
am_tg
እነሱም ምክሩን ተቀበሉፀ ሐዋርያትንም ጠርተው ገሚፏ቞ውፀ ኚዚያም በኢዚሱስ ስም መናገራ቞ውን እንዲያቆሙ አዘው ለቀቋ቞ው።
ሜዑ፡ ነቲ ምኜሩ ተቐበልዎ፣ ንሃዋርያት ጾዊዖም ኚኣ ገሚፍዎም፣ ብስም ዚሱስ ኚይዛሚቡ ኣዚዞም ድማ ሓደግዎም።
61,663

61,664
am_tg
እነሱም ስለ ስሙ ውርደት ለመቀበል ብቁ ሆነው በመቆጠራ቞ው ደስ እያላ቞ው ኚሳንሄድሪን ሾንጎ ወጡ።
ንሳቶም ኚኣ ምእንቲ ስሙ ኺሓስሩ ብቑዓት ኰይኖም ስለ እተቘጜሩ፡ ካብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እናተሓጐሱ ኞዱ።
61,665

61,666
am_tg
ኚዚያም በዹቀኑ በቀተ መቅደስም ሆነ ኚቀት ወደ ቀት እዚሄዱ ስለ ክርስቶስ ይኾውም ስለ ኢዚሱስ ዹሚናገሹውን ምሥራቜ ያለማሰለስ ማስተማራ቞ውንና ማወጃቾውን ቀጠሉ።
ኵሉ መዓልቲ ድማ ኣብ ቀተ መቕደስን ኣብ በቀትን ብዛዕባ ክርስቶስ፡ ንሱ ኞኣ ዚሱስ፡ ኚዚቋሚጹ ይምህሩን ዚበስሩን ነበሩ።
61,667

61,668
am_tg
በኢቆንዮን ጳውሎስና በርናባስ አብሚው ወደ አይሁዳውያን ምኩራብ ገቡፀ በዚያም ጥሩ ንግግር ስለሰጡ ኹፍተኛ ቁጥር ያላ቞ው አይሁዳውያንና ግሪካውያን አማኞቜ ሆኑ።
ኣብ ኢቆንዩም ድማ ብሓባር ናብ ምኵራብ ኣይሁድ ኣትዮም ጜቡቕ ገይሮም ብምዝራቊም፡ ካብ ኣይሁድን ግሪኻውያንን ኣዝዮም ብዙሓት ኣመኑ።
61,669

61,670
am_tg
ሆኖም ያላመኑት አይሁዳውያን ኚአሕዛብ ወገን ዚሆኑትን ሰዎቜ በማነሳሳት በወንድሞቜ ላይ ጥላቻ እንዲያድርባ቞ው አደሚጉ።
እቶም ዘይኣመኑ ኣይሁድ ግና ነቶም ኣህዛብ፡ ኣብቶም ኣሕዋት ኣለዓዓልዎም፡ ኹም ዚጜልኡ እውን ገበርዎም።
61,671

61,672
am_tg
በመሆኑም ኹይሖዋ ባገኙት ሥልጣን በድፍሚት እዚተናገሩ በኢቆንዮን ሹዘም ላለ ጊዜ ቆዩፀ እሱም ተአምራዊ ምልክቶቜና ድንቅ ነገሮቜ በእነሱ አማካኝነት እንዲኚናወኑ በማድሚግ ስለ ጾጋው ዹሚነገሹው መልእክት ትክክል መሆኑን ያሚጋግጥላ቞ው ነበር።
ንሳቶም ኚኣ ብስልጣን እቲ ትእምርትታትን ተኣምራትን ብኣእዳዎም ኪግበር እናፈቐደ ንቓል ጞጋኡ ዝመስኚሚ ዹሆዋ ብትብዓት እናተዛሚቡ፡ ነዊሕ ግዜ ጞንሑ።
61,673

61,674
am_tg
ይሁንና ዹኹተማዋ ሕዝብ ተኚፋፈለፀ አንዳንዶቹ ኚአይሁዳውያን ጎን ሲቆሙ ሌሎቹ ደግሞ ኚሐዋርያት ጎን ቆሙ።
ህዝቢ እታ ኾተማ ግና ተመቕሉ፣ ገሊኣቶም ምስ ኣይሁድ፡ ገሊኣቶም ድማ ምስ ሃዋርያት ኰኑ።
61,675

61,676
am_tg
አሕዛብና አይሁዳውያን ኚገዢዎቻ቞ው ጋር ሆነው ሊያንገላቷ቞ውና በድንጋይ ሊወግሯ቞ው በሞኚሩ ጊዜ
ኣህዛብን ኣይሁድን ምስ ኣሕሉቖም ኰይኖም ኪገፍዕዎምን ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎምን ምስ ተላዕሉ፡
61,677

61,678
am_tg
ጳውሎስና በርናባስ ይህን ስላወቁ ልስጥራና ደርቀ ወደሚባሉት ዚሊቃኊንያ ኚተሞቜ እንዲሁም በዙሪያ቞ው ወዳሉት መንደሮቜ ሞሹ።
ንሳቶም እዚ ፈሊጩም ናብ ኚተማታት ሊቃኊንያን ልስጥራን ደርቀን ኣብ ኚባቢአን ናብ ዘሎ ገጠርን ሃደሙ።
61,679

61,680
am_tg
በዚያም ምሥራቹን ማወጃቾውን ቀጠሉ።
ኣብኡ እውን ዚበስሩ ነበሩ።
61,681
tg_am
ኣብኡ እውን ዚበስሩ ነበሩ።
በዚያም ምሥራቹን ማወጃቾውን ቀጠሉ።
61,682
am_tg
በልስጥራም አንድ ሰው ተቀምጩ ነበር። እሱም ኚተወለደበት ጊዜ ጀምሮ ሜባ ዹነበሹ ሲሆን ፈጜሞ በእግሩ ሄዶ አያውቅም።
ኣብ ልስጥራ ኞኣ ካብ ኚርሲ ኣዲኡ ኣትሒዙ ሓንካስ ብምንባሩ፡ ኣእጋሩ ዝሰንኹለ ሰብኣይ ተቐሚጡ ነበሚ። ተዛዊሩ እውን ኣይፈልጥን ነበሚ።
61,683

61,684
am_tg
ይህ ሰው ጳውሎስ ሲናገር ያዳምጥ ነበር። ጳውሎስም ትኩር ብሎ አዹውና ለመዳን ዚሚያበቃ እምነት እንዳለው ተመልክቶ
ንሱ፡ ጳውሎስ ኪዛሚብ ኚሎ፡ ይሰምዖ ነበሚ። ጳውሎስ ድማ ኣተኲሩ ጠመቶ እሞ፡ ኪሓዊ እምነት ኹም ዘለዎ ርእዩ፡
61,685

61,686
am_tg
ኹፍ ባለ ድምፅ “ተነስና በእግርህ ቁም” አለው። ሰውዹውም ዘሎ ተነሳና መራመድ ጀመሚ።
ዓው ብዝበለ ድምጺ፡ “ብኣእጋርካ ደው በል” በሎ። ብድድ ኢሉ ኞኣ ተዛወሚ።
61,687

61,688
am_tg
ሕዝቡም ጳውሎስ ያደሚገውን ባዩ ጊዜ በሊቃኊንያ ቋንቋ “አማልክት በሰው አምሳል ሆነው ወደ እኛ ወርደዋል!” በማለት ጮኹ።
እቶም ህዝቢ፡ እቲ ጳውሎስ ዝገበሮ ምስ ሚኣዩ፡ ብቛንቋ ሊቃኊንያ፡ “ኣማልኜቲ፡ ሰብ መሲሎም ናባና ወሪዶም!” ኢሎም ጚደሩ።
61,689

61,690
am_tg
በርናባስን ዙስ፣ ጳውሎስን ደግሞ ዋና ተናጋሪ ስለነበር ሄርሜስ ብለው ይጠሯ቞ው ጀመር።
ንበርናባስ፡ ‘ድያ፡’ ንጳውሎስ ድማ ዘሚባ ይመርሕ ስለ ዝነበሚ፡ ‘ሄርሜስ’ ኪብልዎም ጀመሩ።
61,691

61,692
am_tg
በኹተማዋ መግቢያ ላይ ይገኝ ዹነበሹው ዚዙስ ቀተ መቅደስ ካህን፣ ኮርማዎቜና ዚአበባ ጉንጉን ወደ ኹተማዋ መግቢያ በማምጣት ኚሕዝቡ ጋር ሆኖ መሥዋዕት ሊሠዋላቾው ፈለገ።
ካህን እቲ ኣብ መእተዊ እታ ኾተማ ቀተ መቕደስ ዝነበሮ ድያ ኞኣ፡ ኣብዑርን ኣኜሊላት ዕምባባን ናብቲ ኣፍ ደገታት ኣምጺኡ፡ ምስቶም ህዝቢ ዀይኑ ኺስውኣሎም ደለዚ።
61,693

61,694
am_tg
ይሁን እንጂ ሐዋርያቱ በርናባስና ጳውሎስ ይህን ሲሰሙ ልብሳ቞ውን ቀደዱፀ ሮጠውም ሕዝቡ መሃል በመግባት ድምፃ቞ውን ኹፍ አድርገው እንዲህ አሉ፩
ጳውሎስን በርናባስን እቶም ሃዋርያት፡ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ክዳውንቶም ቀደዱ፡ ናብቲ ህዝቢ ጐይዮም ኚኣ ኹምዚ ኢሎም ጚደሩፊ
61,695

61,696
am_tg
“እናንተ ሰዎቜ፣ እንዲህ ዚምታደርጉት ለምንድን ነው? እኛም እንደ እናንተው ድክመት ያለብን ሰዎቜ ነን። ምሥራቹን እያወጅንላቜሁ ያለነውም እነዚህን ኚንቱ ነገሮቜ ትታቜሁ ሰማይን፣ ምድርን፣ ባሕርንና በውስጣ቞ው ያሉትን ነገሮቜ ሁሉ ዹፈጠሹውን ሕያው አምላክ እንድታመልኩ ነው።
“ኣቱም ሰባት፡ ስለምንታይ እዚ ትገብሩ ኣለኹም፧ ንሕና እውን ኚማኻትኩም ዝድኻምና ሰባት ኢና። ካብዚ ኞንቱ ነገራት ናብቲ ሰማይን ምድርን ባሕርን ኵሉ እቲ ኣባታቶም ዘሎን ዝፈጠሹ ህያው ኣምላኜ ክትምለሱ ድማ ነበስሚኩም ኣለና።
61,697

61,698
am_tg
ባለፉት ትውልዶቜ፣ ሕዝቊቜ ሁሉ በራሳ቞ው መንገድ እንዲሄዱ ፈቀደላ቞ውፀ
ንሱ ኣብ ዝሓለፈ ወለዶታት ንዅሎም ኣህዛብ ብመገዶም ኪኞዱ ሓዲግዎም ነይሩ፣
61,699