Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,500
am_tg
“እንደ እኛው መንፈስ ቅዱስ ዚተቀበሉትን እነዚህን ሰዎቜ በውኃ እንዳይጠመቁ ሊኹለክላቾው ዚሚቜል አለ?”
“እዚኣቶም ኹማና መንፈስ ቅዱስ ካብ ተቐበሉስ፡ ኚይጥመቑ ማይ ኪኜልክሎም ዚኜእል ደኣ መን እዩ፧” ኢሉ መለሰ።
61,501
tg_am

61,502
am_tg
ይህን ካለ በኋላ በኢዚሱስ ክርስቶስ ስም እንዲጠመቁ አዘዛ቞ው። ኚዚያም ዹተወሰነ ቀን አብሯ቞ው እንዲቆይ ለመኑት።
ብስም ዚሱስ ክርስቶስ ኪጥመቑ ኞኣ ኣዘዘ። ድሕርዚ፡ ቍሩብ መዓልትታት ምሳታቶም ኪቕኒ ለመንዎ።
61,503

61,504
am_tg
ኚዚያም ጳውሎስ ወደ ደርቀና ወደ ልስጥራ ሄደ። በዚያም አማኝ ዚሆነቜ አይሁዳዊት እናትና ግሪካዊ አባት ያለው ጢሞ቎ዎስ ዚሚባል አንድ ደቀ መዝሙር ነበርፀ
ኣብ ደርቀን ኣብ ልስጥራን ድማ በጜሐ። ጢሞ቎ዎስ ዝስሙ ወደ መዝሙር ኚኣ፡ ወዲ ሓንቲ ኣማኒት ኣይሁዳዊት ሰበይቲ ነበሚ፣ ኣቊኡ ግና ግሪኻዊ ነበሚ።
61,505

61,506
am_tg
እሱም በልስጥራና በኢቆንዮን ባሉ ወንድሞቜ፣ በመልካም ምግባሩ ዚተመሠኚሚለት ነበር።
ንሱ ድማ በቶም ኣብ ልስጥራን ኣብ ኢቆንዩምን ዝነበሩ ኣሕዋት ጜቡቕ እተመስኚሚሉ ነበሚ።
61,507

61,508
am_tg
ጳውሎስ፣ ጢሞ቎ዎስ አብሮት እንዲሄድ እንደሚፈልግ ገለጞፀ አባቱ ግሪካዊ መሆኑን ሁሉም ሰው ያውቅ ስለነበሚም በእነዚያ አካባቢዎቜ ስላሉት አይሁዳውያን ሲል ወስዶ ገሚዘው።
ጳውሎስ ኚኣ ንጢሞ቎ዎስ ምስኡ ኺወስዶ ደለዚ፣ ኣቊኡ ግሪኻዊ ምዃኑ ዅላቶም ይፈልጡ ነበሩ እሞ፡ ስለ እቶም ኣብተን ዓድታት እቲአን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ወሲዱ ገዘሮ።
61,509

61,510
am_tg
በዚኚተሞቹ ሲያልፉም በዚያ ለሚያገኟ቞ው ሁሉ በኢዚሩሳሌም ያሉት ሐዋርያትና ሜማግሌዎቜ ያስተላለፏ቞ውን ውሳኔዎቜ እንዲጠብቁ ጉዳዩን ያሳውቋ቞ው ነበር።
ብኞተማታት ኪሓልፉ ኞለዉ፡ ነቲ እቶም ኣብ ዚሩሳሌም ዝነበሩ ሃዋርያትን ሜማግለታትን ዝወሰንዎ ትእዛዛት ኪሕልዉ ይነግርዎም ነበሩ።
61,511

61,512
am_tg
ጉባኀዎቹም በእምነት እዚጠነኚሩና ኚዕለት ወደ ዕለት በቁጥር እዚጚመሩ ሄዱ።
ሜዑ፡ እተን ጉባኀታት ብእምነት ይጞንዓ፡ መዓልቲ መዓልቲ ድማ ብቝጜሪ ይውስኻ ነበራ።
61,513

61,514
am_tg
ኹዚህም ሌላ መንፈስ ቅዱስ ቃሉን በእስያ አውራጃ እንዳይናገሩ ስለኚለኚላ቞ው በፍርግያና በገላትያ አድርገው አለፉ።
ኣብ ኣውራጃ እስያ ነቲ ቓል ኚይነግሩ ብመንፈስ ቅዱስ ምስ ተኞልኚሉ፡ ብፍርግያን ብኣውራጃ ገላትያን ሓለፉ።
61,515

61,516
am_tg
ደግሞም ወደ ሚስያ በወሚዱ ጊዜ ወደ ቢቲኒያ ሊገቡ ሞኚሩፀ ሆኖም ዚኢዚሱስ መንፈስ አልፈቀደላ቞ውም።
ናብ ሚስያ ምስ ወሚዱ፡ ናብ ቢቲንያ ኪኞዱ ፈተኑ፣ መንፈስ ዚሱስ ግና ኣይፈቐደሎምን።
61,517

61,518
am_tg
ስለዚህ በሚስያ በኩል አልፈው ወደ ጥሮአስ ወሚዱ።
ንሚስያ ሓሊፎም ድማ፡ ናብ ጥሮኣስ ወሚዱ።
61,519
tg_am
ንሚስያ ሓሊፎም ድማ፡ ናብ ጥሮኣስ ወሚዱ።
ስለዚህ በሚስያ በኩል አልፈው ወደ ጥሮአስ ወሚዱ።
61,520
am_tg
ጳውሎስም ሌሊት በራእይ አንድ ዚመቄዶንያ ሰው በዚያ ቆሞ “ወደ መቄዶንያ ተሻገርና እርዳን” ብሎ ሲለምነው አዚ።
ንጳውሎስ ኚኣ ብለይቲ ራእይ ተራእዮ፣ ሓደ ብዓል መቄዶንያ ሰብኣይ ደው ኢሉ፡ “ናብ መቄዶንያ ሕለፍ እሞ ርድኣና” ኢሉ ይልምኖ ነበሚ።
61,521

61,522
am_tg
ጳውሎስ ይህን ራእይ እንዳዚም ‘አምላክ ምሥራቹን እንድንሰብክላ቞ው ጠርቶናል’ ዹሚል መደምደሚያ ላይ ስለደሚስን ወደ መቄዶንያ ለመሄድ ሞኚርን።
ንሱ ራእይ ምስ ሚኣዚ፡ ኚነበስሮም ኣምላኜ ኹም ዝጾውዓና ተሚዲእና፡ ብኡብኡ ናብ መቄዶንያ ኜንኚይድ ደለና።
61,523

61,524
am_tg
ስለዚህ ኚጥሮአስ መርኚብ ተሳፍሚን በቀጥታ ወደ ሳሞትራቄ ሄድንፀ በማግስቱ ደግሞ ወደ ኔያጶሊስ ተጓዝንፀ
ሜዑ፡ ካብ ጥሮኣስ ብመርኚብ ነቐልና፣ ትኜ ኢልና ድማ ናብ ሳሙትራኬ ኣቕናዕና፣ ንጜብሒቱ ኞኣ ናብ ንያጶሊስ ኚድና፣
61,525

61,526
am_tg
ኚዚያም ተነስተን ዚሮማውያን ቅኝ ግዛትና ዚመቄዶንያ አውራጃ ቁልፍ ኹተማ ወደሆነቜው ወደ ፊልጵስዩስ መጣን። በዚህቜ ኹተማም ለተወሰኑ ቀናት ቆዚን።
ካብኣ ድማ ናብታ ግዝኣት ሮሜን ኣውራ ኾተማ ኜፍሊ ሃገር መቄዶንያን ዝዀነት ፊልጲ ኞድና። ኣብታ ኾተማ እቲኣ፡ ገለ መዓልትታት ጞናሕና።
61,527

61,528
am_tg
በሰንበት ቀን ዚጞሎት ስፍራ ይገኝበታል ብለን ወዳሰብነው ኹኹተማው በር ውጭ ወዳለ አንድ ወንዝ ዳር ሄድንፀ በዚያም ተቀምጠን ተሰብስበው ለነበሩት ሎቶቜ መናገር ጀመርን።
ብመዓልቲ ሰንበት ኚኣ ካብ ኣፍ ደገ እታ ኾተማ ወጺእና፡ ጞሎት ይግበሮ ኢልና ናብ ዝሓሰብናዮ ጥቓ ፈለግ ኚድና፣ ኣብኡ ተቐሚጥና ድማ፡ ነተን እተኣኚባ ኣንስቲ ተዛሚብናዚን።
61,529

61,530
am_tg
ኚትያጥሮን ኹተማ ዚመጣቜ፣ ሐምራዊ ጹርቅ ዚምትሞጥና አምላክን ዚምታመልክ ሊዲያ ዚተባለቜ አንዲት ሎት እያዳመጠቜ ነበርፀ ይሖዋም ጳውሎስ ዹሚናገሹውን በማስተዋል እንድትሰማ ልቧን በደንብ ኚፈተላት።
ልድያ ዝስማ ብዓልቲ ኾተማ ትያቲራን ንኣምላኜ እተምልኜን ሰበይቲ፡ ሞያጢት ጁዅ፡ ትሰምዓና ነበሚት፣ ናብቲ ጳውሎስ ዚብሎ ዝነበሹ ኞተቕልብ ኚኣ፡ ዹሆዋ ልባ ኞፈተላ።
61,531

61,532
am_tg
እሷና በቀቷ ዚሚኖሩ ሰዎቜ ኹተጠመቁ በኋላ “ለይሖዋ ታማኝ እንደሆንኩ አድርጋቜሁ ኚቆጠራቜሁኝ ወደ ቀ቎ ገብታቜሁ እሚፉ” ብላ ተማጞነቜን። እንድንገባም አስገደደቜን።
ንሳን ቀተ ሰባን ምስ ተጠምቁ ድማ፡ “ንዹሆዋ እምንቲ ኾም ዝዀንኩ ጌርኩም እንተ ርኢኹምኒ፡ ናብ ቀተይ ኣቲኹም ተቐመጡ” ኢላ ለመነትና። ግዲ እውን በለትና።
61,533

61,534
am_tg
አንድ ቀን ወደ ጞሎት ስፍራ እዚሄድን ሳለ መንፈስ ይኾውም ዚጥንቆላ ጋኔን ያደሚባት አንዲት አገልጋይ አገኘቜን። እሷም በጥንቆላ ሥራዋ ለጌቶቿ ብዙ ትርፍ ታስገኝላ቞ው ነበር።
ናብቲ ጞሎት ዚግበሮ ቊታ ኜንኚይድ ኹለና ድማ፡ መንፈስ ጥንቈላ ዝሓደራ ገሚድ ኣጓነፈትና። ንሳ ንጐይተታ፡ ብጥንቈላኣ ብዙሕ ተርብሖም ነበሚት።
61,535

61,536
am_tg
ይህቜ ሎት ጳውሎስንና እኛን እዚተኚተለቜ “እነዚህ ሰዎቜ ዚመዳንን መንገድ ዚሚያውጁላቜሁ ዹልዑሉ አምላክ ባሪያዎቜ ናቾው” በማለት ትጮኜ ነበር።
ንሳ ኞኣ፡ “እዞም ሰባት እዚኊም ባሮት እቲ ልዑል ኣምላኜ እዮም፣ መገዲ ድሕነት ኚኣ ይሰብኩልኩም ኣለዉ” ኢላ እናጚደሚት፡ ኣስኣሰር ጳውሎስን ኣስኣሰርናን ሰዓበት።
61,537

61,538
am_tg
ለብዙ ቀናት እዚደጋገመቜ ይህንኑ ትናገር ነበር። በመጚሚሻም ጳውሎስ በዚህ ነገር በመሰላ቞ቱ ዞር ብሎ ያን መንፈስ “ኚእሷ እንድትወጣ በኢዚሱስ ክርስቶስ ስም አዝሃለሁ” አለው። መንፈሱም በዚያው ቅጜበት ወጣ።
ብዙሕ መዓልትታት ድማ ኚምኡ ገበሚት። ጳውሎስ ድማ ሰልክይዎ፡ ግልጜ ኢሉ ነቲ መንፈስ፡ “ካብኣ ኜትወጜእ፡ ብስም ዚሱስ ክርስቶስ እእዝዘካ ኣለኹ” በሎ። በታ ሰዓት እቲኣ እውን ወጞ።
61,539

61,540
am_tg
ጌቶቿ ዚገቢ ምንጫ቞ው መቋሚጡን ባዩ ጊዜ ጳውሎስንና ሲላስን ይዘው እዚጎተቱ ገዢዎቹ ወደሚገኙበት ወደ ገበያ ስፍራው ወሰዷ቞ው።
ጐይተታ ድማ ተስፋ ሚብሓኊም ኹም ዘቋሹጾ ምስ ሚኣዩ፡ ንጳውሎስን ንሲላስን ሓዝዎም፣ ናብ ዕዳጋ፡ ናብ ኣሕሉቖም ኚኣ ወጠጥዎም።
61,541

61,542
am_tg
ኚዚያም ዹኹተማዋ ሕግ አስኚባሪዎቜ ፊት አቅርበዋቾው እንዲህ አሉ፩ “እነዚህ ሰዎቜ ኚተማቜንን ክፉኛ እያወኩ ነው። እነሱ አይሁዳውያን ና቞ውፀ
ናብቶም ኣመሓደርቲ ወሲዶም ድማ፡ “እዞም ሰባት እዚኊም ንኾተማና ዚናዕብዋ ኣለዉ። ንሳቶም ኣይሁድ እዮም፣
61,543

61,544
am_tg
ደግሞም እኛ ሮማውያን ልንቀበለውም ሆነ ልንፈጜመው ዚማይገባንን ልማድ እያስፋፉ ነው።”
ንሕና ሮማውያን ክንቅበሎ ወይ ክንገብሮ ዘይተፈቕደልና ልምድታት ኚኣ ይሰብኩ ኣለዉ” በሉ።
61,545

61,546
am_tg
ሕዝቡም በአንድነት በእነሱ ላይ ተነሳፀ ዹኹተማዋ ሕግ አስኚባሪዎቜም ልብሳ቞ውን ኹገፈፏቾው በኋላ በበትር እንዲደበደቡ አዘዙ።
እቶም ህዝቢ ድማ ተላዕልዎም፣ እቶም ኣመሓደርቲ ኞኣ ክዳውንቶም ገፊፎም፡ ብሜመል ኪዘብጥዎም ኣዘዙ።
61,547

61,548
am_tg
በጣም ኹደበደቧቾው በኋላ እስር ቀት አስገቧ቞ውፀ ዚእስር ቀቱንም ጠባቂ በደንብ እንዲጠብቃ቞ው አዘዙት።
ብዙሕ ምስ ዘበጥዎም ድማ፡ ናብ ቀት ማእሰርቲ ደርበይዎም፣ ነቲ ሓላው እሱራት ኚኣ ኣጜኒዑ ኺሕልዎም ኣዘዝዎ።
61,549

61,550
am_tg
እሱም እንዲህ ያለ ትእዛዝ ስለተሰጠው ወደ እስር ቀቱ ውስጠኛ ክፍል አስገብቶ እግራ቞ውን በእግር ግንድ አሰሚው።
እዚ ትእዛዝ እዚ ስለ እተቐበለ፡ ናብ ውሜጢ እታ ቀት ማእሰርቲ ኣእትዩ፡ ኣእጋሮም ኣብ ጕንዲ ኣጜኒዑ ኣሰሮም።
61,551

61,552
am_tg
ይሁንና እኩለ ሌሊት ገደማ ጳውሎስና ሲላስ እዚጞለዩና አምላክን በመዝሙር እያወደሱ ነበርፀ ሌሎቹ እስሚኞቜም ያዳምጧ቞ው ነበር።
ፍርቂ ለይቲ ኣቢሉ ምስ ኰነ ግና፡ ጳውሎስን ሲላስን ይጜልዩን ብመዝሙር ንኣምላኜ ይውድሱን ነበሩ፣ እቶም እሱራት ኚኣ ይሰምዕዎም ነበሩ።
61,553

61,554
am_tg
ድንገት ኚባድ ዚምድር ነውጥ በመኚሰቱ ዚእስር ቀቱ መሠሚት ተናጋ። በተጚማሪም በሮቹ ወዲያውኑ ዚተኚፈቱ ሲሆን ሁሉም ዚታሰሩበት ማሰሪያ ተፈታ።
ብሃንደበት ድማ፡ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣ እታ ቀት ማእሰርቲ ኞኣ ካብ መሰሚታ ተናወጞት። ብቕጜበት ድማ ኵሉ እቲ መዓጹ ተኞፍተ፣ ናይ ኵላቶም መቓውሕ እውን ተፈትሐ።
61,555

61,556
am_tg
ዚእስር ቀቱ ጠባቂም ኚእንቅልፉ ነቅቶ ዚእስር ቀቱ በሮቜ መኚፈታ቞ውን ሲያይ እስሚኞቹ ያመለጡ መስሎት ራሱን ለመግደል ሰይፉን መዘዘ።
እቲ ሓላው እሱራት ምስ ተበራበሚ እሞ መዓጹ እታ ቀት ማእሰርቲ ተኞፊቱ ምስ ሚኣዚ፡ እቶም እሱራት ዘምለጡ መሲልዎ፡ ሰይፉ መሊሑ ርእሱ ኪቐትል ደለዚ።
61,557

61,558
am_tg
ጳውሎስ ግን ድምፁን ኹፍ አድርጎ “በራስህ ላይ ክፉ ነገር አታድርግ! ሁላቜንም እዚህ አለን” ሲል ተናገሚ።
ጳውሎስ ግና፡ “ኵላትና ኣብዚ ኣለና እሞ፡ ርእስኻ ኣይትጕዳእ!” ኢሉ ዓው ኢሉ ጚደሚ።
61,559

61,560
am_tg
በዚህ ጊዜ ዚእስር ቀቱ ጠባቂ መብራት እንዲያመጡለት ጠይቆ ወደ ውስጥ ዘሎ ገባፀ እዚተንቀጠቀጠም በጳውሎስና በሲላስ ፊት ተደፋ።
ንሱ ድማ መብራህትታት ኪህብዎ ሓቲቱ፡ ጐይዩ ኣተወ፣ ራዕራዕ እናበለ እውን ኣብ ቅድሚ ጳውሎስን ሲላስን ተደፍአ።
61,561

61,562
am_tg
ወደ ውጭ ካወጣ቞ውም በኋላ “ጌቶቌ፣ ለመዳን ምን ማድሚግ ይኖርብኛል?” አለ።
ናብ ወጻኢ ኣውጺኡ ኞኣ፡ “ጐይተተይ፡ ምእንቲ ኜድሕንሲ፡ እንታይ ክገብር ይግብኣኒ፧” በሎም።
61,563

61,564
am_tg
እነሱም “በጌታ ኢዚሱስ እመንፀ አንተም ሆንክ ቀተሰብህ ትድናላቜሁ” አሉት።
ንሳቶም ኚኣ፡ “ብጐይታና ዚሱስ እመን እሞ ንስኻን ቀተ ሰብካን ክትድሕኑ ኢኹም” በልዎ።
61,565

61,566
am_tg
ኚዚያም ለእሱና በቀቱ ላሉት ሰዎቜ ሁሉ ዹይሖዋን ቃል ነገሯ቞ው።
ንዕኡን ንዅሎም እቶም ኣብ ቀቱ ዝነበሩን ድማ ቃል ዹሆዋ ነገርዎም።
61,567

61,568
am_tg
ጠባቂውም ሌሊት በዚያው ሰዓት ይዟቾው ሄዶ ቁስላ቞ውን አጠበላ቞ው። ኚዚያም እሱና መላው ቀተሰቡ ወዲያውኑ ተጠመቁ።
በታ ሰዓት እቲኣ፡ ብለይቲ ወሲዱ ኣቝሳሎም ሓጞቊም፣ ንሱን ብዘለዉ ስድራ ቀቱን ኚኣ ቀልጢፎም ተጠምቁ።
61,569

61,570
am_tg
ወደ ቀቱም ወስዶ ማዕድ አቀሚበላ቞ውፀ በአምላክ በማመኑም ኹመላው ቀተሰቡ ጋር እጅግ ተደሰተ።
ናብ ቀቱ ኣእትዩ ድማ መኣዲ ቐሚበሎም፣ ብኣምላኜ ብምእማኑ እውን፡ ምስ ኵሎም ቀተ ሰቡ ባህ በሎ።
61,571

61,572
am_tg
ሲነጋም ዹኹተማዋ ሕግ አስኚባሪዎቜ “እነዚያን ሰዎቜ ልቀቃቾው” ብለው እንዲነግሩት መኮንኖቹን ላኩበት።
መዓልቲ ምስ ኰነ፡ እቶም ኣመሓደርቲ፡ “ነቶም ሰባት ፍትሓዮም” ኢሎም ገላዉ ለኣኹ።
61,573

61,574
am_tg
ዚእስር ቀቱ ጠባቂ ዚላኩትን መልእክት እንዲህ ሲል ለጳውሎስ ነገሹው፩ “ዹኹተማዋ ሕግ አስኚባሪዎቜ ሁለታቜሁ እንድትፈቱ ሰዎቜ ልኚዋል። ስለዚህ አሁን ወጥታቜሁ በሰላም ሂዱ።”
እቲ ሓላው እሱራት ድማ፡ “እቶም ኣመሓደርቲ፡ ክትፍትሑ ልኢኟም ኣለዉ። ሕጂ ኞኣ ውጹ፡ ብሰላም እውን ኪዱ” ኢሉ ንጳውሎስ ቃሎም ነገሮ።
61,575

61,576
am_tg
ጳውሎስ ግን እንዲህ አላቾው፩ “እኛ ዚሮም ዜጎቜ ሆነን ሳለ ያለፍርድ በሕዝብ ፊት ገርፈው እስር ቀት ወሚወሩን። ታዲያ አሁን በድብቅ አስወጥተው ሊጥሉን ይፈልጋሉ? እንዲህማ አይሆንም! እነሱ ራሳ቞ው መጥተው ይዘውን ይውጡ።”
ጳውሎስ ግና፡ “ንሕና ሮማውያን ክነስና፡ ኹይተፈርደና ብግህዶ ገሪፎም ኣብ ቀት ማእሰርቲ ደርብዮምናስ፡ ሕጂ ድማ ብሕቡእዶ ኌውጜኡና፧ ባዕላቶም ደኣ መጺኊም ዚውጜኡና እምበር፡ እዝስ ኚቶ ዘይኹውን እዩ” በሎም።
61,577

61,578
am_tg
መኮንኖቹም ይህን ነገር ለኹተማዋ ሕግ አስኚባሪዎቜ ነገሯ቞ው። እነሱም ሰዎቹ ዚሮም ዜጎቜ መሆናቾውን ሲሰሙ ፍርሃት አደሚባ቞ው።
እቶም ገላዉ ኞኣ፡ እዚ ቓል እዚ ነቶም ኣመሓደርቲ ነገርዎም። ንሳቶም ድማ፡ ሮማውያን ምዃኖም ምስ ሰምዑ፡ ፈርሁ።
61,579

61,580
am_tg
በመሆኑም መጥተው ለመኗ቞ውፀ ኚእስር ቀቱም ይዘዋቾው ኚወጡ በኋላ ኹተማዋን ለቀው እንዲሄዱ ጠዚቋ቞ው።
መጺኊም ኚኣ ለመንዎም፣ ምስ ኣውጜእዎም ድማ፡ ካብታ ኾተማ ኪኞዱ ለመንዎም።
61,581

61,582
am_tg
እነሱ ግን ኚእስር ቀቱ ወጥተው ወደ ሊዲያ ቀት አመሩፀ እዚያም ወንድሞቜን አግኝተው ካበሚታቷ቞ው በኋላ ኹተማዋን ለቀው ሄዱ።
ንሳቶም ግና ካብ ቀት ማእሰርቲ ወጺኊም፡ ናብ ቀት ልድያ ኞዱ፣ ነቶም ኣሕዋት ምስ ሚኣይዎም ኚኣ፡ ኣተባቢዖምዎም ካብኡ ኞዱ።
61,583

61,584
am_tg
ሐናንያ ዚሚባል አንድ ሰው ኚሚስቱ ኚሰጲራ ጋር መሬት ሞጠ።
ሃናንያ ዝስሙ ሰብኣይ ምስ ሰበይቱ ሰጲራ መሬቱ ሞጠ።
61,585
tg_am
ሃናንያ ዝስሙ ሰብኣይ ምስ ሰበይቱ ሰጲራ መሬቱ ሞጠ።
ሐናንያ ዚሚባል አንድ ሰው ኚሚስቱ ኚሰጲራ ጋር መሬት ሞጠ።
61,586
am_tg
ይሁንና ኚገንዘቡ ዹተወሰነውን ደብቆ አስቀሚፀ ሚስቱም ይህን ታውቅ ነበርፀ ዹቀሹውንም አምጥቶ ለሐዋርያት አስሚኚበ።
ሰበይቱ እናፈለጠት ኚኣ፡ ካብቲ ዋጋ መቒሉ ብሕቡእ ኣትሚፈ፣ ነቲ ሓደ ምቃል ድማ ኣብ ኣእጋር ሃዋርያት ኣንበሮ።
61,587

61,588
am_tg
ጎጥሮስ ግን እንዲህ አለ፩ “ሐናንያ፣ ሰይጣን መንፈስ ቅዱስን እንድትዋሜና ኚመሬቱ ሜያጭ ዹተወሰነውን ደብቀህ እንድታስቀር ያደፋፈሚህ ለምንድን ነው?
ጎጥሮስ ኚኣ፡ “ሃናንያ፡ ንመንፈስ ቅዱስ ክትሕሱን ካብ ዋጋ እቲ መሬት መቒልካ ብሕቡእ ኚተትርፍንሲ፡ ስለምንታይ ሰይጣን ኣደፋፊሩካ፧
61,589

61,590
am_tg
ሳትሞጠው በፊት ያንተው አልነበሹም? ኚሞጥኚውስ በኋላ ገንዘቡን ዹፈለግኹውን ልታደርግበት ትቜል አልነበሹም? እንዲህ ያለ ድርጊት ለመፈጾም በልብህ ለምን አሰብክ? ዹዋሾኾው ሰውን ሳይሆን አምላክን ነው።”
ምሳኻ ኞሎስ፡ ናትካዶ ኣይነበሚን፧ ምስ ሞጥካዮስ፡ ኣብ ኢድካዶ ኣይነበሚን፧ ንኣምላኜ እምበር፡ ንሰብ ኣይሓሰኻን” በሎ።
61,591

61,592
am_tg
ሐናንያ ይህን ቃል ሲሰማ ወደቀና ሞተ። ይህን ዹሰሙ ሁሉ እጅግ ፈሩ።
ሃናንያ እዚ ቓል እዚ ምስ ሰምዐ፡ ወደቐ እሞ ሞተ። ኵሎም እቶም እዚ ዝሰምዑ ድማ ኣዝዮም ፈርሁ።
61,593

61,594
am_tg
ወጣት ወንዶቜም ተነስተው በጹርቅ ኚጠቀለሉት በኋላ ተሾክመው አውጥተው ቀበሩት።
ኣጕባዝ ኚኣ ተንሲኊም ገነዝዎ፣ ተሰኪሞም ኣውጺኊም እውን ቀበርዎ።
61,595

61,596
am_tg
ይህ ኹሆነ ኚሊስት ሰዓት ገደማ በኋላ ደግሞ ዹተፈጾመውን ነገር ያላወቀቜው ሚስቱ መጣቜ።
ድሕሪ ሰለስተ ሰዓት ኣቢሉ ድማ ሰበይቱ፡ እቲ ዝዀነ ኞይፈለጠት፡ መጞት።
61,597

61,598
am_tg
ጎጥሮስም “እስቲ ንገሪኝ፣ መሬቱን ዚሞጣቜሁት በዚህ ዋጋ ነው?” አላት። እሷም “አዎ፣ በዚሁ ዋጋ ነው” አለቜ።
ጎጥሮስ ኚኣ፡ “እስኚ ንገርኒ፡ ንመሬትኩም ብኜንድዚ ዲኹም ሌጥኩምዎ፧” በላ። ንሳ ድማ፡ “እወ፡ ብኜንድኡ እዩ” በለት።
61,599