Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,300
am_tg
በልተው ኚጠገቡ በኋላ ስንዎውን ወደ ባሕሩ በመጣል ዚመርኚቡን ጭነት አቃለሉ።
በሊዖም ምስ ጞገቡ ድማ፡ ነቲ ስርናይ ናብ ባሕሪ ደርብዮም፡ ነታ መርኚብ ኣቕለሉላ።
61,301
tg_am

61,302
am_tg
ሲነጋም ዚደሚሱበትን አገር ለይተው ማወቅ አልቻሉምፀ ሆኖም አሾዋማ ዹሆነ ዚባሕር ወሜመጥ ተመለኚቱፀ ስለዚህ እንደ ምንም ብለው መርኚቡን ወደ ባሕሩ ዳርቻ ለማድሚስ ወሰኑ።
መዓልቲ ምስ ኰነ ኞኣ፡ ነቲ ምድሪ እኳ እንተ ዘዚለለይዎ፡ ገምገም ዘለዎ ልሳን ባሕሪ ሚኣዩ እሞ፡ እንተ ኜኢሎምሲ፡ ነታ መርኚብ ናብኡ ኌብጜሕዋ ቘሚጹ።
61,303

61,304
am_tg
በመሆኑም መልሕቆቹን ቆርጠው ባሕሩ ውስጥ ጣሉፀ በዚያው ጊዜም ዚመቅዘፊያዎቹን ገመዶቜ ፈቱፀ ዹፊተኛውንም ሞራ ነፋስ እንዲያገኘው ኹፍ ካደሚጉ በኋላ ወደ ባሕሩ ዳርቻ አመሩ።
ነቲ መልህቕ በቲኟም ድማ፡ ናብ ባሕሪ ኺወድቕ ሓደግዎ፣ ምስናይዚ እውን መእሰር እቲ መእለይታት መርኚብ ፈቲሖም፡ ነቲ ጋንጜላ ቕድሚት ንንፋስ ገቲሮም፡ ናብቲ ገምገም ገጟም ኚዱ።
61,305

61,306
am_tg
ሆኖም ድንገት በባሕር ውስጥ ካለ ዹአሾዋ ቁልል ጋር ተላተሙፀ በዚህ ጊዜ መርኚቡ መሬት ስለነካ ዹፊተኛው ክፍሉ ሊንቀሳቀስ በማይቜል ሁኔታ አሾዋው ውስጥ ተቀሚቀሚፀ ዚመርኚቡ ዹኋለኛ ክፍል ግን በማዕበል እዚተመታ ይሰባበር ጀመር።
ብኜልቲኡ ሞነኹ ብባሕሪ ምስ እተዀመሚ ድበት ምስ ተላግዑ፡ መሰሚት እታ መርኚብ ባይታ ተንኚዚ፡ ብሞነኜ ቅድሚታ ኞኣ ተሞኜለት እሞ፡ ዘይትንቕነቕ ኰነት፣ ብሞነኜ ድሕሪታ ግና ማዕበል በርቲዕዋ ተሰባበሚት።
61,307

61,308
am_tg
በዚህ ጊዜ ወታደሮቹ ኚእስሚኞቹ አንዳ቞ውም እንኳ ዋኝተው እንዳያመልጡ ሊገድሏ቞ው ወሰኑ።
ሜዑ፡ እቶም ወተሃደራት ነቶም እሱራት፡ ሓደ እኳ ሓምቢሱ ምእንቲ ኞዚምልጥ ኢሎም፡ ኪቐትልዎም ወሰኑ።
61,309

61,310
am_tg
መኮንኑ ግን ጳውሎስን ለማዳን ቆርጩ ስለነበር ያሰቡትን እንዳይፈጜሙ ኚለኚላ቞ው። ኚዚያም መዋኘት ዚሚቜሉ ወደ ባሕሩ እዚዘለሉ እንዲገቡና ቀድመው ወደ ዚብስ እንዲደርሱ አዘዘፀ
እቲ ሓለቓ ሚእቲ ግና ንጳውሎስ ኬድሕኖ ደልዩ፡ ሓሳቊም ኚይፍጜሙ ኞልኚሎም። ነቶም ሓምቢሶም ዚኜእሉ ድማ፡ ዘሊሎም ናብ ባሕሪ ኣትዮም ቅድም ናብ ምድሪ ኺወጹ ኣዘዘ፣
61,311

61,312
am_tg
ዚቀሩትም ሰዎቜ አንዳንዶቹ በሳንቃዎቜ፣ ሌሎቹ ደግሞ በመርኚቡ ስብርባሪዎቜ ላይ እዚተንጠላጠሉ እንዲወጡ አዘዘ። በዚህ መንገድ ሁሉም በደህና ወደ ዚብስ ደሚሱ።
እቶም ዝተሹፉ ኞኣ፡ ገሊኣቶም ብሉሕ፡ ገሊኣቶም እውን ብስባር እታ መርኚብ ኪወጹ ኣዘዘ። በዚ ኞምዚ፡ ኵላቶም ድሒኖም ናብ ምድሪ በጜሑ።
61,313

61,314
am_tg
በጎንጀቆስጀ በዓል ቀን ሁሉም በአንድ ቊታ ተሰብስበው ነበር።
ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ ድማ፡ ኵላቶም ሓቢሮም ብሓንሳብ ነበሩ።
61,315
tg_am
ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ ድማ፡ ኵላቶም ሓቢሮም ብሓንሳብ ነበሩ።
በጎንጀቆስጀ በዓል ቀን ሁሉም በአንድ ቊታ ተሰብስበው ነበር።
61,316
am_tg
ድንገትም እንደ ኃይለኛ ነፋስ ያለ ድምፅ ኹሰማይ መጣፀ ተቀምጠውበት ዹነበሹውንም ቀት ሞላው።
ብሃንደበት ኚኣ ኹም ብርቱዕ ህቊብላ ንፋስ ዚመስል ደሃይ ካብ ሰማይ መጞ፣ ንብዘላ እታ ተቐሚጩምላ ዝነበሩ ቀት እውን መልኣ።
61,317

61,318
am_tg
ዚእሳት ምላሶቜ ዚሚመስሉም ታዩአ቞ውፀ ተኹፋፍለውም በእያንዳንዳ቞ው ላይ አሚፉፀ
ልሳናት ሓዊ ዚመስል ኚኣ ተራእዮም፣ ተመቓቒሉ ኞኣ ኣብ ነፍሲ ወኹፎም ዓለበ።
61,319

61,320
am_tg
ሁሉም በመንፈስ ቅዱስ ተሞሉፀ መንፈስም እንዲናገሩ ባስቻላ቞ው መሠሚት በተለያዩ ቋንቋዎቜ ይናገሩ ጀመር።
ኵላቶም ድማ ብመንፈስ ቅዱስ ተመልኡ እሞ፡ ኚምቲ እቲ መንፈስ ኪዛሚቡ ዘኜኣሎም እውን ብኻልእ ቋንቋታት ኪዛሚቡ ጀመሩ።
61,321

61,322
am_tg
በዚያን ጊዜ በምድር ዙሪያ ካለ አገር ሁሉ ዚመጡ ለአምላክ ያደሩ አይሁዳውያን በኢዚሩሳሌም ነበሩ።
በቲ ግዜ እቲ፡ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ካብ ዘለዉ ዅሎም ህዝቢ፡ ንኣምላኜ ዚፈርሁ ኣይሁድ ኣብ ዚሩሳሌም ነበሩ።
61,323

61,324
am_tg
ስለዚህ ይህ ድምፅ በተሰማ ጊዜ ብዙ ሕዝብ ተሰበሰበፀ እያንዳንዱም ሰው ደቀ መዛሙርቱ በገዛ ቋንቋው ሲናገሩ በመስማቱ ግራ ተጋባ።
እዚ ደሃይ እዚ ምስ ኰነ ድማ፡ ህዝቢ ተኣኚቡ፣ በብቛንቋኊም ኪዛሚቡ ስለ ዝሰምዕዎም ኚኣ ደንጞዎም።
61,325

61,326
am_tg
ደግሞም ሕዝቡ እጅግ ተደንቀው እንዲህ አሉ፩ “እንዎ፣ እነዚህ እዚተናገሩ ያሉት ዹገሊላ ሰዎቜ አይደሉም?
ተደሚሞምን ተገሪሞምን ኚኣ ኹምዚ በሉ፩ “እንሆ፡ ኵሎም እዞም ዚዛሚቡ ዘለዉ፡ ገሊላውያን ደይኰኑን፧
61,327

61,328
am_tg
ታዲያ እያንዳንዳቜን በአገራቜን ቋንቋ ሲናገሩ ዹምንሰማው እንዎት ነው?
ኹመይ ኢልና ደኣ ኢና ነፍሲ ወኹፍና በበቲ እተወለድናሉ ቛንቋ ኺዛሚቡ እንሰምዖም ዘለና፧
61,329

61,330
am_tg
እኛ ኚጳር቎ና፣ ኚሜዶን፣ ኚኀላም፣ ኚሜሶጶጣሚያ፣ ኚይሁዳ፣ ኚቀጰዶቅያ፣ ኚጳንጊስ፣ ኚእስያ አውራጃ፣
ንሕና ሰብ ጳርትያውያንን ሜዶናውያንን ዔላማውያንን ነበርቲ መሶጶታምያን ይሁዳን ቀጶዶቅያን ጶንጊስን ኣውራጃ እስያን
61,331

61,332
am_tg
ኚፍርግያ፣ ኚጵንፍልያ፣ ኚግብፅ፣ በቀሬና አቅራቢያ ካሉት ዚሊቢያ አውራጃዎቜና ኚሮም ዚመጣን አይሁዶቜና ወደ ይሁዲነት ዚተለወጥን ሰዎቜ፣
ፍርግያን ጰምፊልያን ግብጜን ዞባታት ሊብያ ጥቓ ቀሬኔን ካብ ሮሜ ዝመጹ ኣይሁድን ጵሮሎሊታትን
61,333

61,334
am_tg
ዚቀርጀስና ዚዓሚብ ሰዎቜ ሁላቜን ስለ አምላክ ታላቅ ሥራ በዚቋንቋቜን ሲናገሩ እዚሰማና቞ው ነው።”
ቅሬጥሳውያንን ኣዕራብን ብዛዕባ እቲ ዓብዪ ግብሪ ኣምላኜ በብቛንቋና ኺዛሚቡ ንሰምዖም ኣለና።”
61,335

61,336
am_tg
ስለዚህ ሁሉም ተገርመውና ግራ ተጋብተው እርስ በርሳ቞ው “ይህ ነገር ምን ይሆን?” ይባባሉ ነበር።
ኵላቶም ተደሚሞምን ደንጜይዎምን፡ “እዝስ እንታይ ኰን ይኾውን፧” ተባሃሃሉ።
61,337

61,338
am_tg
ይሁን እንጂ ሌሎቜ “ያልፈላ ዹወይን ጠጅ ተግተው ነው” በማለት አፌዙባ቞ው።
ካልኊት ግና ኣላገጹሎም፡ “ጕዕሜ ወይኒ ጾጊቩም እዮም” ድማ በሉ።
61,339

61,340
am_tg
ጎጥሮስ ግን ኚአሥራ አንዱ ጋር ተነስቶ በመቆም ድምፁን ኹፍ አድርጎ እንዲህ ሲል ለሕዝቡ ተናገሹ፩ “እናንተ ዚይሁዳ ሰዎቜና ዚኢዚሩሳሌም ነዋሪዎቜ ሁሉ፣ አንድ ማወቅ ያለባቜሁ ነገር ስላለ ንግግሬን በጥሞና አዳምጡ።
ጎጥሮስ ግና ምስቶም ዓሰርተው ሓደ ተንሲኡ፡ ድምጹ ዓው ኣቢሉ ኾምዚ ኢሉ ተዛሹቩም፩ “ኣቱም ሰብ ይሁዳን ኣብ ዚሩሳሌም እትነብሩ ዅላትኩምን፡ እዚ ኣባኻትኩም ይፈለጥ፡ ንቓለይ ድማ ጜን በሉ።
61,341

61,342
am_tg
ጊዜው ገና ኚጠዋቱ ሊስት ሰዓት ስለሆነ እነዚህ ሰዎቜ እናንተ እንዳሰባቜሁት አልሰኚሩም።
ሳልሰይቲ ሰዓት ናይ መዓልቲ እያ እሞ፡ ኹምዚ ንዓኻትኩም ዚመስለኩም ዘሎ፡ እዚኣቶም ኣይሰኞሩን።
61,343

61,344
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ይህ ዹሆነው በነቢዩ ኢዩኀል በኩል እንዲህ ተብሎ በተነገሹው መሠሚት ነው፩
እዚ ግና እቲ ብነብዪ ዮኀል እተባህለ እዩፊ
61,345

61,346
am_tg
‘አምላክ እንዲህ ይላል፩ “በመጚሚሻው ቀን በሥጋ ለባሜ ሁሉ ላይ ኹመንፈሮ አፈሳለሁፀ ወንዶቜ ልጆቻቜሁና ሎቶቜ ልጆቻቜሁም ትንቢት ይናገራሉፀ ወጣቶቻቜሁ ራእዮቜን ያያሉፀ ሜማግሌዎቻቜሁም ሕልም ያልማሉፀ
‘“በተን ዳሕሮት መዓልትታት፡” ይብል ኣምላኜ፡ “ካብ መንፈሰይ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ዓይነት ስጋ ኞፍስስ እዚ፣ ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ፡ ኣጕባዝኩም ራእያት ኪርእዩ፡ ኣሚገውትኹም እውን ሕልምታት ኪሓልሙ እዮም፣
61,347

61,348
am_tg
በዚያ ቀን በወንዶቜ ባሪያዎቌና በሎቶቜ ባሪያዎቌ ላይ ሳይቀር ኹመንፈሮ አፈሳለሁፀ እነሱም ትንቢት ይናገራሉ።
በተን መዓልትታት እቲአን ድማ ካብ መንፈሰይ ኣብ ተባዕትዮ ባሮተይን ኣንስትዮ ባሮተይን እውን ኚፍስስ እዚ፣ ንሳቶም ኚኣ ኪንበዩ እዮም።
61,349

61,350
am_tg
በላይ በሰማይ ድንቅ ነገሮቜ፣ በታቜ በምድር ደግሞ ተአምራዊ ምልክቶቜ አሳያለሁፀ ደም፣ እሳትና ዚጭስ ደመናም ይታያል።
ኣነ ድማ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ተኣምራት፡ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኞኣ ትእምርቲ ደምን ሓውን ጣቓ ትክን ክህብ እዚ።
61,351

61,352
am_tg
ታላቁና ክብራማው ዹይሖዋ ቀን ኚመምጣቱ በፊት ፀሐይ ወደ ጚለማ፣ ጹሹቃም ወደ ደም ይለወጣሉ።
እታ ዓባይን ድምቕትን መዓልቲ ዹሆዋ ቕድሚ ምምጻኣ፡ ጾሓይ ናብ ጞልማት ክትልወጥ እያ፡ ወርሒ ኞኣ ናብ ደም።
61,353

61,354
am_tg
ዹይሖዋን ስም ዚሚጠራ ሁሉ ይድናል።”’
ስም ዹሆዋ ዚጜውዕ ዘበለ ዅሉ ድማ ኪድሕን እዩ።”’
61,355
tg_am
ስም ዹሆዋ ዚጜውዕ ዘበለ ዅሉ ድማ ኪድሕን እዩ።”’
ዹይሖዋን ስም ዚሚጠራ ሁሉ ይድናል።”’
61,356
am_tg
“ዚእስራኀል ሰዎቜ ሆይ፣ ይህን ቃል ስሙፊ እናንተ ራሳቜሁ እንደምታውቁት፣ አምላክ በኢዚሱስ አማካኝነት በመካኚላቜሁ ዹፈጾማቾው ተአምራት፣ ድንቅ ነገሮቜና ምልክቶቜ ዚናዝሬቱ ኢዚሱስ በአምላክ ዹተላኹ ሰው እንደሆነ ዚሚያሳዩ ማስሚጃዎቜ ና቞ው።
“ኣቱም ሰብ እስራኀል፡ እዚ ቓል እዚ ስምዑፊ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ኹም እትፈልጥዎ፡ ዚሱስ እቲ ናዝሬታዊ፡ በቲ ኣምላኜ ብእኡ ኣቢሉ ኣብ ማእኚልኩም ዝገበሮ ግብርታት ሓይልን ተኣምራትን ትእምርትታትን፡ ኣምላኜ ዝመስኚሚሉ ሰብኣይ እዩ ነይሩ።
61,357

61,358
am_tg
ይህ ሰው ለሞት አልፎ ተሰጠ። ይህም አምላክ አስቀድሞ ዚወሰነው ፈቃዱና ዚሚያውቀው ነገር ነበር። እናንተም በክፉ ሰዎቜ እጅ በእንጚት ላይ ሰቅላቜሁ ገደላቜሁት።
ነዚ ኣምላኜ ብዝወሰኖ ፍቓድን ኣቐዲሙ ብዝፈለጊ ፍልጠትን ኣሕሊፍካ እተዋህበ ድማ፡ ብኢድ እቶም ጠሓስቲ ሕጊ ኣብ ጕንዲ ሰቒልኩምዎን ቀቲልኩምዎን ኢኹም።
61,359

61,360
am_tg
አምላክ ግን ኚሞት ጣር አላቆ አስነሳውፀ ምክንያቱም ሞት ይዞ ሊያስቀሚው አልቻለም።
ግናኞ፡ ሞት ሒዙ ኌጜንዖ ስለ ዘይኚኣለ፡ ኣምላኜ ካብ ሞት ፈቲሑ ኣተንሲእዎ እዩ።
61,361

61,362
am_tg
ዳዊትም ስለ እሱ እንዲህ ይላል፩ ‘ይሖዋን ሁልጊዜ በፊቮ አደርገዋለሁፀ እሱ በቀኜ ስለሆነ ፈጜሞ አልናወጥም።
ዳዊትሲ ብዛዕባኡ ኾምዚ ይብልፊ ‘ንዹሆዋ ወትሩ ኣብ ቅድመይ እገብሮ እዚ፣ ብዚማነይ ስለ ዝዀነ፡ ኚቶ ኣይናወጜን እዚ።
61,363

61,364
am_tg
ስለዚህ ልቀ ደስ አለውፀ አንደበቮም ሐሎት አደሚገ። እኔም በተስፋ እኖራለሁፀ
ስለዚ፡ ልበይ ተሓጒሱ፡ ልሳነይ ኚኣ ባህ ኢልዋ። ኣነ እውን ብተስፋ ኜሓድር እዚ፣
61,365

61,366
am_tg
ምክንያቱም በመቃብር አትተወኝምፀ ታማኝ አገልጋይህም መበስበስን እንዲያይ አትፈቅድም።
ምኜንያቱ፡ ንዓይ ኣብ መቓብር ኣይትሓድገንን ኢኻ፣ እሙንካ ጥፍኣት ኪርኢ እውን ኣይትፈቅድን ኢኻ።
61,367

61,368
am_tg
ዚሕይወትን መንገድ አሳውቀኞኛልፀ በፊትህ በታላቅ ደስታ እንድሞላ ታደርገኛለህ።’
መገድታት ህይወት ኣፍሊጥካኒ፡ ኣብ ቅድሜኻ ኞኣ ብዓብዪ ሓጐስ ክትመልኣኒ ኢኻ።’
61,369

61,370
am_tg
“ወንድሞቜ፣ ኚቀድሞ አባቶቜ አንዱ ዹሆነው ዳዊት እንደሞተና እንደተቀበሚ እንዲሁም መቃብሩ እስኚ ዛሬ ድሚስ በእኛ ዘንድ እንደሚገኝ ለእናንተ በግልጜ እንድናገር ፍቀዱልኝ።
“ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዛዕባ ዳዊት እቲ ርእሲ ዓሌት፡ ንሱ ኾም ዝሞተን ኹም እተቐብሚን፡ መቓብሩ እውን ክሳዕ ሎሚ ምሳና ኾም ዘሎን፡ ንዓኻትኩም ብትብዓት ክዛሚብ ፍቐዱለይ።
61,371

61,372
am_tg
እሱ ነቢይ ስለነበሚና አምላክ ኚዘሮቹ አንዱን በዙፋኑ ላይ እንደሚያስቀምጥ በመሐላ ቃል እንደገባለት ስላወቀ
እምበኣር፡ ንሱ ነብዪ ስለ ዝነበሚ፡ ሓደ ኻብ ዘርኡ ኣብ ዝፋኑ ኪቕመጥ ምዃኑ ኣምላኜ ብማሕላ ኾም ዝመሓለሉ ድማ ስለ ዝፈለጠ፡
61,373

61,374
am_tg
አምላክ ክርስቶስን በመቃብር እንደማይተወውና ሥጋውም እንደማይበሰብስ አስቀድሞ ተሚድቶ ስለ ትንሣኀው ተናገሚ።
ብዛዕባ ትንሳኀ ክርስቶስ፡ ንሱ ኣብ መቓብር ኹም ዘይሕደግ፡ ስጋኡ እውን ጥፍኣት ኹም ዘይርኢ፡ ኣቐዲሙ ርእዩ ተዛሪቡ እዩ።
61,375

61,376
am_tg
ይህን ኢዚሱስን አምላክ ኚሞት አስነሳውፀ እኛ ሁላቜንም ለዚህ ነገር ምሥክሮቜ ነን።
ኣምላኜ ነዚ ዚሱስ እዚ ኣተንሲእዎ እዩ፣ ብዛዕባ እዚ ኞኣ ኵላትና መሰኻኜር ኢና።
61,377

61,378
am_tg
ስለዚህ ወደ አምላክ ቀኝ ኹፍ ኹፍ ስለተደሚገና ቃል ዚተገባውን ቅዱስ መንፈስ ኚአብ ስለተቀበለ ይህን ዚምታዩትንና ዚምትሰሙትን አፈሰሰው።
እምበኣር፡ ንሱ ናብ ዹማን ኣምላኜ ልዕል ስለ ዝበለን ነቲ እተተስፈወ መንፈስ ቅዱስ ካብ ኣቊ ስለ እተቐበለን፡ ነዚ እትርእይዎን እትሰምዕዎን ዘለኹም ኣፍሲስዎ ኣሎ።
61,379

61,380
am_tg
ዳዊት ወደ ሰማያት አልወጣምናፀ ሆኖም እሱ ራሱ እንዲህ ሲል ተናግሯልፊ ‘ይሖዋ ጌታዬን እንዲህ ብሎታልፊ “በቀኜ ተቀመጥፀ
ዳዊትሲ ናብ ሰማያት ኣይዓሚገን፣ ግናኞ፡ ንሱ ባዕሉ፡ ‘ዹሆዋ ንጐይታይ፡
61,381

61,382
am_tg
ጠላቶቜህን ለእግርህ መርገጫ እስኚማደርግልህ ድሚስ በቀኜ ሁን።”’
“ንጞላእትኻ ድኳ እግርኻ ኜሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ ዹማነይ ተቐመጥ” በሎ’ ኢሉ እዩ።
61,383

61,384
am_tg
ስለዚህ ይህን እናንተ በእንጚት ላይ ዚሰቀላቜሁትን ኢዚሱስን አምላክ ጌታም ክርስቶስም እንዳደሚገው ዚእስራኀል ቀት ሁሉ በእርግጥ ይወቅ።”
እምበኣር፡ ኣምላኜ ነዚ ንስኻትኩም ዝሰቐልኩምዎ ዚሱስ፡ ጐይታን ክርስቶስን ኹም ዝገበሮ፡ ኵላ ቀት እስራኀል ብርግጜ ትፍለጥ።”
61,385

61,386
am_tg
ሰዎቹም ይህን በሰሙ ጊዜ ልባ቞ው እጅግ ተነክቶ ጎጥሮስንና ዚቀሩትን ሐዋርያት “ወንድሞቜ፣ ታዲያ ምን ብናደርግ ይሻላል?” አሏ቞ው።
ሜዑ፡ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ልቩም ተወግአ እሞ፡ ንጎጥሮስን ንኻልኊት ሃዋርያትን፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ እንታይ ንግበር፧” በልዎም።
61,387

61,388
am_tg
ጎጥሮስም እንዲህ አላቾው፩ “ንስሐ ግቡፀ እያንዳንዳቜሁም ለኃጢአታቜሁ ይቅርታ እንድታገኙ በኢዚሱስ ክርስቶስ ስም ተጠመቁፀ ዚመንፈስ ቅዱስንም ነፃ ስጊታ ትቀበላላቜሁ።
ጎጥሮስ ኚኣ፡ “ተነስሑ፡ ነፍሲ ወኚፍኩም ኚኣ ብስም ዚሱስ ክርስቶስ ንሕድገት ሓጢኣቱ ይጠመቕ፣ ናጻ ውህበት መንፈስ ቅዱስ እውን ክትቅበሉ ኢኹም።
61,389

61,390
am_tg
ምክንያቱም ዚተስፋው ቃል ለእናንተና ለልጆቻቜሁ እንዲሁም ይሖዋ አምላካቜን ወደ ራሱ ለሚጠራ቞ው በሩቅ ላሉ ሁሉ ነው።”
እቲ ተስፋስ ንዓኻትኩምን ንደቅኹምን ንዅሎም እቶም ኣብ ርሑቕ ዘለዉን፡ ኰታስ ንዅሎም እቶም ዹሆዋ ኣምላኜና ናብኡ ዚጜውዖም ዘበሉ እዩ” በሎም።
61,391

61,392
am_tg
በሌላ ብዙ ቃልም በሚገባ መሠኚሚላ቞ውፀ “ኹዚህ ጠማማ ትውልድ ዳኑ” እያለም አጥብቆ አሳሰባ቞ው።
“ካብዚ ቔናን ወለዶ እዚ ድሓኑ” እናበለ ኞኣ ብብዙሕ ካልእ ቃል ኣጞቢቑ መስኚሚሎምን መዓዶምን።
61,393

61,394
am_tg
ስለዚህ ቃሉን በደስታ ዹተቀበሉ ተጠመቁፀ በዚያም ቀን 3,000 ገደማ ዹሚሆኑ ሰዎቜ ተጚመሩ።
ስለዚ፡ እቶም ነቲ ቓሉ ተሓጒሶም እተቐበልዎ ተጠምቁ፣ በታ መዓልቲ እቲኣ ኞኣ ኣስታት 3,000 ሰባት ተወሰኹ።
61,395

61,396
am_tg
ዚሐዋርያቱንም ትምህርት በትኩሚት መኚታተላ቞ውን ቀጠሉፀ አንድ ላይ ይሰበሰቡ፣ ምግባ቞ውንም አብሚው ይበሉ እንዲሁም በጞሎት ይተጉ ነበር።
ብትምህርቲ ሃዋርያትን ብሕብሚትን ብምቝራስ እንጌራን ብጞሎትን ኚኣ ጾኒዖም ነበሩ።
61,397

61,398
am_tg
ሰው ሁሉ ፍርሃት አደሚበትፀ ሐዋርያቱም ብዙ ድንቅ ነገሮቜና ተአምራዊ ምልክቶቜ ያደርጉ ጀመር።
እወ፡ ኣብ ኵሉ ሰብ ፍርሃት ኰነ፣ ብዙሕ ተኣምራትን ትእምርትታትን ድማ ብሃዋርያት ተገብሚ።
61,399