Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
66,500
am_tg
ምክንያቱም አምላክ ያለእኛ ወደ ፍጜምና እንዲደርሱ ዓላማው ስላልነበሚ ለእኛ ዚተሻለ ነገር ለመስጠት አስቀድሞ አስቧል።
ብዘይ ብኣና ፍጹማት ምእንቲ ኞይኰኑስ፡ ኣምላኜ ብዛዕባና ዚሓይሜ ኣቐዲሙ ርእዩ እዩ።
66,501
tg_am

66,502
am_tg
በጥንት ዘመን አምላክ በተለያዩ ጊዜያትና በብዙ መንገዶቜ በነቢያት አማካኝነት ለአባቶቻቜን ተናግሯል።
ኣምላኜ ብዙሕ ሳዕን ብብዙሕ መገድን ቀደም ንኣቊታትና ብነብያት ተዛሪብዎም እዩ።
66,503

66,504
am_tg
አሁን ደግሞ በእነዚህ ቀናት መጚሚሻ ዹሁሉም ነገር ወራሜ አድርጎ በሟመውና ዚተለያዩ ሥርዓቶቜን በፈጠሚበት በልጁ አማካኝነት ለእኛ ተናገሚ።
ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ኚኣ በቲ ወራስ ኵሉ ገይሩ ዝሞሞ፡ ብእኡ እውን ስርዓታት ዝገበሹ ወዱ ገይሩ ተዛሪቡና እዩ።
66,505

66,506
am_tg
እሱ ዹአምላክ ክብር ነጞብራቅና ዚማንነቱ ትክክለኛ አምሳያ ነውፀ እሱም በኃያል ቃሉ ሁሉንም ነገር ደግፎ ያኖራል። እኛን ኚኃጢአታቜን ካነጻ በኋላም በሰማይ በግርማዊው ቀኝ ተቀምጧል።
ንሱ ነጞብራቕ ክብሪ ኣምላኜን ልክዕ ምስሊ ባህርዩን እዩ፣ ንዅሉ እውን ብሓይሊ ቓሉ ጟይሩ ኣሎ። ካብ ሓጢኣትና ምስ ኣንጜሃና ድማ፡ ኣብ ላዕሊ ኣብ ዹማን ግርማ ተቐሚጡ እዩ።
66,507

66,508
am_tg
ስለዚህ ኚመላእክት ስም እጅግ ዹላቀ ስም ዹወሹሰ በመሆኑ ኚእነሱ ዚተሻለ ሆኗል።
ስለዚ፡ ካብ ናይ መላእኜቲ ኣዝዩ ዚበልጜ ስም ብምውራስ፡ ክሳዕ ክንድኡ ኻባታቶም በሊጹ እዩ።
66,509

66,510
am_tg
ለምሳሌ፣ አምላክ “አንተ ልጄ ነህፀ እኔ ዛሬ ወለድኩህ” ደግሞም “አባት እሆነዋለሁፀ እሱም ልጄ ይሆናል” ብሎ ኚመላእክት መካኚል ስለ ዚትኛው መልአክ ተናግሮ ያውቃል?
ንኣብነት፡ ኣምላኜ ካብ መላእኜቲ ንመኖም እዩ፡ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ፡” ኹም ብሓድሜ ኚኣ፡ “ኣነ ኣቊኡ ክኾውን እዚ፡ ንሱ ኞኣ ወደይ ኪኞውን እዩ” ዝበሎ፧
66,511

66,512
am_tg
ሆኖም ዚበኩር ልጁን እንደገና ወደ ዓለም ዚሚያመጣበትን ጊዜ በተመለኹተ “ዹአምላክ መላእክት ሁሉ ይስገዱለት” ይላል።
ኹም ብሓድሜ ነቲ በዅሩ ናብ ዓለም ኪልእኟ ኾሎ ድማ፡ “ኵሎም መላእኜቲ ኣምላኜ ይስገዱሉ” ይብል።
66,513

66,514
am_tg
በተጚማሪም ስለ መላእክት ሲናገር “መላእክቱን መናፍስት፣ አገልጋዮቹን ደግሞ ዚእሳት ነበልባል ያደርጋል” ይላል።
ብዛዕባ መላእኜቲ ኞኣ፡ “መላእኜቱ መናፍስቲ፡ ኣገልገልቱ እውን ሃልሃልታ ሓዊ ይገብር” ይብል።
66,515

66,516
am_tg
ስለ ልጁ ሲናገር ግን እንዲህ ይላል፩ “አምላክ ለዘላለም ዙፋንህ ነውፀ ዚመንግሥትህ በትርም ዚቅንነት በትሚ መንግሥት ነው።
ብዛዕባ ወዱ ግና ኹምዚ ይብልፊ “ኣምላኜ ንዘለኣለመ ኣለም ዝፋንካ እዩ፣ ዘንጊ መንግስትኻ እውን ዘንጊ ቕንዕና እያ።
66,517

66,518
am_tg
ጜድቅን ወደድክፀ ዓመፅን ጠላህ። ስለዚህ አምላክ ይኾውም አምላክህ ኚባልንጀሮቜህ ይበልጥ በደስታ ዘይት ቀባህ።”
ጜድቂ ፈቲኻ፡ ጥሕሰት ሕጊ ኞኣ ጞሊእካ። ስለዚ፡ ኣምላኜ፡ ኣምላኜካ፡ ሓለፋ ብጟትካ ብዘይቲ ፍስሃ ቐቢኡካ።”
66,519

66,520
am_tg
ደግሞም እንዲህ ይላል፩ “ጌታ ሆይ፣ አንተ በመጀመሪያ ዚምድርን መሠሚት ጣልክፀ ሰማያትም ዚእጆቜህ ሥራ ና቞ው።
ኚምኡ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ኣብ መጀመርታ መሰሚታት ምድሪ ኣንቢርካ፣ ሰማያት ድማ ግብሪ ኣእዳውካ እዮም።
66,521

66,522
am_tg
እነሱ ይጠፋሉፀ አንተ ግን ትኖራለህፀ ሁሉም እንደ ልብስ ያሚጃሉፀ
ንሳቶም ኪጠፍኡ እዮም፡ ንስኻ ግና ክትነብር ኢኻ፣ ኵላቶም ኹም ክዳን ኪበልዩ እዮም፣
66,523

66,524
am_tg
እንደ ካባ፣ እንደ ልብስም ትጠቀልላ቞ዋለህፀ ደግሞም እንደ ልብስ ትለውጣ቞ዋለህ። አንተ ግን ያው ነህፀ ዘመንህም ፍጻሜ ዚለውም።”
ኹም ባርኖስ፡ ኹም ክዳን ድማ ክትጥቕልሎም ኢኻ፣ ኪልወጡ እውን እዮም። ንስኻ ግና ኹም ቀደምካ ኢኻ፣ ዓመታትካ እውን ኚቶ ኣይውዳእን እዩ” ይብል።
66,525

66,526
am_tg
ይሁንና “ጠላቶቜህን ለእግርህ መርገጫ እስኚማደርግልህ ድሚስ በቀኜ ተቀመጥ” ብሎ ኚመላእክት መካኚል ስለ ዚትኛው መልአክ ተናግሮ ያውቃል?
ካብ መላእኜቲኞ ንመኖም እዩ፡ “ንጞላእትኻ ድኳ እግርኻ ኜሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ ዹማነይ ተቐመጥ” ዝበሎ፧
66,527

66,528
am_tg
ሁሉም መዳን ዚሚወርሱትን እንዲያገለግሉ ዚሚላኩ ቅዱስ አገልግሎት ዚሚያኚናውኑ መናፍስት አይደሉም?
ኵላቶምዶ ነቶም ድሕነት ዚወርሱ ኌገልግሉ ዚለኣኹ መናፍስቲ ቕዱስ ኣገልግሎት ኣይኰኑን፧
66,529

66,530
am_tg
አብርሃም ነገሥታትን ድል አድርጎ ሲመለስ ዚሳሌም ንጉሥና ዹልዑሉ አምላክ ካህን ዹሆነው ይህ መልኚጌዎቅ አግኝቶት ባሚኚውፀ
እዚ ንጉስ ሳሌምን ካህን እቲ ልዑል ኣምላኜን ዝነበሹ መልኚጌዎቅ እዝስ ንኣብርሃም፡ ነቶም ነገስታት ስዒሩ ኺምለስ ኹሎ ሚኺቡ ዝባሚኟ፡
66,531

66,532
am_tg
አብርሃም ደግሞ ኹሁሉ ነገር አንድ አሥሚኛ ሰጠው። በመጀመሪያ ስሙ “ዚጜድቅ ንጉሥ” ማለት ነውፀ ደግሞም ዚሳሌም ንጉሥ ማለትም “ዹሰላም ንጉሥ” ነው።
ኣብርሃም ድማ ካብ ኵሉ፡ ዕሜር ዝሃቊ፡ ቀዳማይ ትርጉም ስሙ፡ “ንጉስ ጜድቂ” እዩ፣ ደሓር ኚኣ፡ ንጉስ ሳሌም፡ ማለት፡ “ንጉስ ሰላም” እዩ።
66,533

66,534
am_tg
አባትና እናትም ሆነ ዹዘር ሐሹግ እንዲሁም ለዘመኑ መጀመሪያ፣ ለሕይወቱም መጚሚሻ ዚለውምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹአምላክን ልጅ እንዲመስል በመደሹጉ ለዘላለም ካህን ሆኖ ይኖራል።
ብዘይ ኣቊ፡ ብዘይ ኣደ፡ ብዘይ ቍጜሪ ወለዶ፡ መጀመርታ መዓልትታት ወይስ መወዳእታ ህይወት ዘይብሉ ብምዃኑ፡ ግናኾ ኾም ወዲ ኣምላኜ ብምዃኑ፡ ንሓዋሩ ኻህን ኰይኑ ይነብር።
66,535

66,536
am_tg
እንግዲህ ዚቀተሰብ ራስ ዹሆነው አብርሃም ምርጥ ኹሆነው ምርኮ ላይ አንድ አሥሚኛውን ዹሰጠው ይህ ሰው ምን ያህል ታላቅ እንደነበሚ ተመልኚቱ።
እዚ በቲ ርእሲ ዓሌት ዝዀነ ኣብርሃም ካብቲ ብሉጜ ምርኮ ዕሜር እተዋህቊ ሰብ እዚ ኾመይ ዓብዪ ኾም ዝዀነ እሞ ርኣዩ።
66,537

66,538
am_tg
እርግጥ ዚክህነት ኃላፊነት ዹሚቀበሉ ኹሌዊ ልጆቜ ወገን ዚሆኑት ሰዎቜ ምንም እንኳ ወንድሞቻ቞ው ዚአብርሃም ዘሮቜ ቢሆኑም ኚሕዝቡ ማለትም ኹገዛ ወንድሞቻ቞ው አሥራት እንዲሰበስቡ ሕጉ ያዛል።
ብመሰሚት ሕጊ፡ እቶም ክህነት ዚቕበሉ ኻብ ደቂ ሌዊ ዘበሉ፡ ካብቲ ህዝቢ፡ ማለት ካብቶም ዘርኢ ኣብርሃም እኳ ዝዀኑ ኣሕዋቶም ዕሜር ኪእክቡ ትእዛዝ ኣለዎም።
66,539

66,540
am_tg
ሆኖም ኚእነሱ ዚትውልድ ሐሹግ ያልመጣው ይህ ሰው ኚአብርሃም አሥራት ዹተቀበለ ሲሆን ዚተስፋ ቃል ዹተሰጠውን ሰው ባርኮታል።
እዚ ወለዶኡ ኻብኊም ዘይኰነ ሰብ እዚ ግና፡ ካብ ኣብርሃም ዕሜር ወሲዱ፡ ነቲ ተስፋታት ዝሹኾበ እውን ባሪኜዎ እዩ።
66,541

66,542
am_tg
እንግዲህ አነስተኛ ዹሆነው ኚእሱ በሚበልጠው እንደተባሚኚ ምንም ጥርጥር ዚለውም።
እቲ ዝነኣሰ በቲ ዝዓበዹ ኾም ዚባሚኜ ኣይኚሓድን እዩ።
66,543

66,544
am_tg
በአንድ በኩል አሥራት ዚሚቀበሉት ሟቜ ዹሆኑ ሰዎቜ ሲሆኑ በሌላ በኩል ግን አሥራት ዹሚቀበለው ሕያው ሆኖ እንደሚኖር ዚተመሠኚሚለት ሰው ነው።
በዚ ሓደ ወገን መወትቲ ሰባት ዕሜር ኪቕበሉ ኞለዉ፡ በቲ ሓደ ወገን ግና እቲ ህያው ምዃኑ እተመስኚሚሉ እዩ ዕሜር ዚቕበል።
66,545

66,546
am_tg
እንግዲህ አሥራት ዹሚቀበለው ሌዊ እንኳ በአብርሃም በኩል አሥራት ኹፍሏል ማለት ይቻላልፀ
እቲ ዕሜር እተቐበለ ሌዊ እኳ ብኣብርሃም ገይሩ ዕሜር ሂቡ ኺብሃል ይኚኣል እዩ፣
66,547

66,548
am_tg
መልኚጌዎቅ አብርሃምን ባገኘው ጊዜ ሌዊ ገና በአባቱ በአብርሃም አብራክ ውስጥ ነበርና።
ኚመይሲ፡ መልኚጌዎቅ ንኣብርሃም ኪሚኜቊ ኞሎ፡ ሌዊ ገና ኻብ ኣቊኡ ዘይተወልደ ዘርኢ እዩ ነይሩ።
66,549

66,550
am_tg
እንግዲህ ፍጜምና ሊገኝ ዚሚቜለው በሌዊ ክህነት አማካኝነት ቢሆን ኖሮ (ክህነቱ ለሕዝቡ ዹተሰጠው ሕግ አንዱ ገጜታ ስለሆነ)፣ እንደ አሮን ሥርዓት ሳይሆን እንደ መልኚጌዎቅ ሥርዓት ያለ ተብሎ ዚተነገሚለት ሌላ ካህን መነሳቱ ምን ያስፈልግ ነበር?
እምበኣር፡ ብኜህነት ሌዋውያን ፍጜምና ዚርኚብ ነይሩ እንተ ዚኞውንሲ፡ (እዝስ ሓደ መዳይ እቲ ነቲ ህዝቢ እተዋህቊ ሕጊ እዩ ነይሩ እሞ፡) ኹም ስርዓት ኣሮን ዘይኰነስ፡ ኹም ስርዓት መልኚጌዎቅ ዚብሃል ካልእ ካህን ኪትንስእ ንምንታይ መድለዚ፧
66,551

66,552
am_tg
ክህነቱ ስለሚለወጥ ሕጉም ዚግድ መለወጥ ያስፈልገዋልና።
ኚመይሲ፡ ክህነት ኪልወጥ ኚሎ፡ እቲ ሕጊ እውን ኪልወጥ ኣለዎ።
66,553
tg_am
ኚመይሲ፡ ክህነት ኪልወጥ ኚሎ፡ እቲ ሕጊ እውን ኪልወጥ ኣለዎ።
ክህነቱ ስለሚለወጥ ሕጉም ዚግድ መለወጥ ያስፈልገዋልና።
66,554
am_tg
ይህ ሁሉ ነገር ዚተነገሚለት ሰው ኹሌላ ነገድ ዚመጣ ነውናፀ ኹዚህ ነገድ ማንም ወደ መሠዊያው ቀርቩ ያገለገለ ዚለም።
እቲ ብዛዕባኡ እዚ እተባህለሉስ፡ ካብ ካልእ ነገድ እዩ፣ ካብቲ ነገድ እቲ ድማ ሓደ እኳ ኣብ መሰውኢ ዘገልገለ ዚልቊን።
66,555

66,556
am_tg
ጌታቜን ኚይሁዳ ነገድ እንደወጣ ዚታወቀ ነውናፀ ይሁንና ሙሮ ኹዚህ ነገድ ካህናት እንደሚገኙ ዹተናገሹው ነገር ዚለም።
ጐይታናስ ካብ ይሁዳ ኾም እተወልደ ንጹር እዩ፣ ሙሮ ኞኣ ካህናት ካብቲ ነገድ እቲ ኾም ዝመጹ ሓንቲ እኳ ኣይተዛሚበን።
66,557

66,558
am_tg
ደግሞም እንደ መልኚጌዎቅ ያለ ሌላ ካህን ሲነሳ ይህ ጉዳይ ይበልጥ ግልጜ ይሆናልፀ
እዚ ዝበለጾ ንጹር ዚኞውን፡ ኹም መልኚጌዎቅ ዝኣመሰለ ኻልእ ካህን ምስ ዚትንስእ እዩ፣
66,559

66,560
am_tg
እሱ ካህን ዹሆነው በሥጋዊ ትውልድ ላይ በተመካውና ሕጉ በያዘው መሥፈርት ሳይሆን ዹማይጠፋ ሕይወት እንዲኖሚው ባስቻለው ኃይል ነው።
ንሱ ኞምኡ ዝዀነ ድማ፡ በቲ ኣብ ስጋዊ ትውልዲ ዚምርኰስ ሕጋዊ ትእዛዝ ዘይኰነስ፡ ብሓይሊ ዘይትጠፍእ ህይወት እዩ።
66,561

66,562
am_tg
“እንደ መልኚጌዎቅ፣ አንተ ለዘላለም ካህን ነህ” ተብሎ ተመሥክሮለታልና።
ኚመይሲ፡ “ንስኻ ኾም ስርዓት መልኚጌዎቅ ንዘለኣለም ካህን ኢኻ” ተባሂሉ ተመስኪሩሉ እዩ።
66,563

66,564
am_tg
እንግዲህ ዚቀድሞው ትእዛዝ ደካማና ፍሬ ቢስ በመሆኑ ተሜሯል።
እምበኣርሲ፡ እቲ ዝቐደመ ትእዛዝ ድኹምን ዘይጠቅምን ስለ ዝዀነ፡ ተሳዒሩ እዩ።
66,565

66,566
am_tg
ሕጉ ዚትኛውንም ነገር ወደ ፍጜምና አላደሚሰምናፀ ወደ አምላክ ዚምንቀርብበት ዚተሻለ ተስፋ መሰጠቱ ግን ይህን ማድሚግ ቜሏል።
ኚመይሲ፡ ሕጊ ንሓደ እኳ ፍጹም ኣይገበሚን፣ እቲ ናብ ኣምላኜ እንቐርበሉ ዚሓይሜ ተስፋ ብምትእትታዉ ግና፡ ኚምኡ ገይሩ እዩ።
66,567

66,568
am_tg
በተጚማሪም ይህ ያለመሐላ እንዳልሆነ ሁሉ
ኚምቲ እዚ ብዘይ ማሕላ ዘይተገብሚ፡
66,569
tg_am
ኚምቲ እዚ ብዘይ ማሕላ ዘይተገብሚ፡
በተጚማሪም ይህ ያለመሐላ እንዳልሆነ ሁሉ
66,570
am_tg
(ያለመሐላ ካህናት ዹሆኑ ሰዎቜ አሉናፀ እሱ ግን በመሐላ ካህን ሆኗልፀ ይህም ዹሆነው “ይሖዋ ‘አንተ ለዘላለም ካህን ነህ’ ብሎ ምሏልፀ ደግሞም ሐሳቡን አይለውጥም” በማለት ስለ እሱ ዹተናገሹው አምላክ በማለው መሐላ መሠሚት ነውፀ)
(ኚመይሲ፡ ብዘይ ማሕላ ኻህናት ዝዀኑ እኳ እንተ ኣለዉ፡ እዚ ግና በቲ ብዛዕባኡ፡ “ዚሆዋ፡ ‘ንስኻ ንዘለኣለም ካህን ኢኻ’ ኢሉ ምሒሉ እዩ፣ ሓሳቡ ኞኣ ኣይኪልውጥን እዩ” ኢሉ ዝመሓሎ ማሕላ እዩ ኞምኡ ዀይኑ፡)
66,571

66,572
am_tg
እንደዚሁም ኢዚሱስ ለተሻለ ቃል ኪዳን ዋስትና ሆኗል።
ኚምኡ ድማ ዚሱስ ዋሕስ እቲ ዝሓሾ ኺዳን ኰይኑ እዩ።
66,573
tg_am
ኚምኡ ድማ ዚሱስ ዋሕስ እቲ ዝሓሾ ኺዳን ኰይኑ እዩ።
እንደዚሁም ኢዚሱስ ለተሻለ ቃል ኪዳን ዋስትና ሆኗል።
66,574
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ካህናት አገልግሎታ቞ውን እንዳይቀጥሉ ሞት ስለሚያግዳ቞ው አንዱ ሌላውን እዚተካ እንዲያገለግል ብዙዎቜ ካህናት መሆን ነበሚባ቞ውፀ
ኚምኡ ኢሎም ኚይቅጜሉ ሞት ይዓግቶም ብምንባሩ ኞኣ፡ ብዙሓት እናተተኻኜኡ ኻህናት ይዀኑ ነይሮም እዮም፣
66,575

66,576
am_tg
እሱ ግን ለዘላለም ሕያው ሆኖ ስለሚኖር ክህነቱ ተተኪ ዚለውም።
ንሱ ግና ንዘለኣለም ስለ ዚነብር፡ ዘይትካእ ክህነት ኣለዎ።
66,577
tg_am
ንሱ ግና ንዘለኣለም ስለ ዚነብር፡ ዘይትካእ ክህነት ኣለዎ።
እሱ ግን ለዘላለም ሕያው ሆኖ ስለሚኖር ክህነቱ ተተኪ ዚለውም።
66,578
am_tg
ስለሆነም ለእነሱ ለመማለድ ሁልጊዜ ሕያው ሆኖ ስለሚኖር በእሱ አማካኝነት ወደ አምላክ ዚሚቀርቡትን ፈጜሞ ሊያድና቞ውም ይቜላል።
ስለዚ፡ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኜ ዚቐርቡ፡ ኵሉ ሳዕ ምእንታኊም ኪልምን ብህይወት ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ምሉእ ብምሉእ ኬድሕኖም ይኜእል እዩ።
66,579

66,580
am_tg
እኛ ዚሚያስፈልገን ታማኝ፣ ቅን ዚሆነ፣ ያልሚኚሰ፣ ኚኃጢአተኞቜ ዹተለዹና ኚሰማያት በላይ ኹፍ ያለ እንደዚህ ያለ ሊቀ ካህናት ነው።
ኹምዚ ዝኣመሰለ እሙንን ገርህን ዘይሹኾሰን ካብ ሓጥኣን እተፈልዚን ካብ ሰማያት ልዕል ዝበለን ሊቀ ኻህናት ኪህልወና ይግባእ እዩ።
66,581

66,582
am_tg
እነዚያ ሊቃነ ካህናት ያደርጉ እንደነበሚው፣ በመጀመሪያ ለራሱ ኃጢአት ኚዚያም ለሕዝቡ ኃጢአት በዚዕለቱ መሥዋዕት ማቅሚብ አያስፈልገውምፀ ምክንያቱም ራሱን መሥዋዕት አድርጎ ባቀሚበ ጊዜ ይህን ለአንዮና ለመጚሚሻ ጊዜ ፈጜሞታል።
ንሱ ኞምቶም ካልኊት ሊቃውንቲ ኻህናት፡ ቅድም ምእንቲ ሓጢኣት ርእሱ፡ ደሓር ድማ ምእንቲ ሓጢኣት ህዝቢ መዓልቲ መዓልቲ መስዋእቲ ኬቕርብ ኣዚድልዮን እዩ፣ ኚመይሲ፡ ገዛእ ርእሱ ምስ ኣቕሚበ፡ ነዚ ሓንሳእ ንሓዋሩ ገይርዎ እዩ።
66,583

66,584
am_tg
ሕጉ ድክመት ያለባ቞ውን ሰዎቜ ሊቃነ ካህናት አድርጎ ይሟማልናፀ ኹሕጉ በኋላ ዚመጣው ዹመሐላ ቃል ግን ለዘላለም ፍጹም ዹተደሹገውን ልጅ ይሟማል።
ሕግስ ድኻም ንዘለዎም ሰባት እዩ ሊቃውንቲ ኻህናት ኪዀኑ ዚሞሞም፣ እቲ ድሕሪ ሕጊ እተማሕለ ቓል ማሕላ ግና ንዘለኣለም ፍጹም ዝዀነ ወዲ እዩ ዚሞይም።
66,585

66,586
am_tg
እርስ በርሳቜሁ እንደ ወንድማማቜ መዋደዳቜሁን ቀጥሉ።
ሕውነታዊት ፍቕርኹም ትጜናዕ።
66,587
tg_am
ሕውነታዊት ፍቕርኹም ትጜናዕ።
እርስ በርሳቜሁ እንደ ወንድማማቜ መዋደዳቜሁን ቀጥሉ።
66,588
am_tg
እንግዳ መቀበልን አትርሱፀ አንዳንዶቜ ይህን ሲያደርጉ ሳያውቁት መላእክትን አስተናግደዋልና።
ገሊኩም ኚይፈለጡ ንመላእኜቲ ኣአንጊዶም እዮም እሞ፡ ምቕባል ኣጋይሜ ኣይትሚስዑ።
66,589

66,590
am_tg
በእስር ላይ ያሉትን ኚእነሱ ጋር ታስራቜሁ እንዳላቜሁ አድርጋቜሁ በማሰብ ሁልጊዜ አስታውሷ቞ውፀ እናንተም ራሳቜሁ ገና በሥጋ ያላቜሁ በመሆናቜሁ እንግልት እዚደሚሰባ቞ው ያሉትን አስቡ።
ንእሱራት ኹም መተኣስርቶም ኎ንኩም፡ መኚራ ይጞግቡ ንዘለዉ ኞኣ ንስኻትኩም እውን ብስጋ ስለ ዘለኹም፡ ዘክርዎም።
66,591

66,592
am_tg
ጋብቻ በሁሉ ዘንድ ክቡር፣ መኝታውም ኚርኩሰት ዚጞዳ ይሁንፀ አምላክ ሎሰኞቜንና አመንዝሮቜን ይፈርድባ቞ዋልና።
ኣምላኜ ንኣመንዝራታትን ንዘመውትን ኪፈርዶም እዩ እሞ፡ መውስቊ ኣብ ኵሉ ኜቡር፡ እቲ ዓራት መውስቊ ኞኣ ዘይሹኾሰ ይኹን።
66,593

66,594
am_tg
አኗኗራቜሁ ኚገንዘብ ፍቅር ነፃ ይሁንፀ ባሏቜሁ ነገሮቜ ሚክታቜሁ ኑሩ። እሱ “ፈጜሞ አልተውህምፀ በምንም ዓይነት አልጥልህም” ብሏልና።
ንሱ፡ “ኚቶ ኣይክሓድገካን፡ ኚቶ እውን ኣይክጥንጥነካን እዚ” ኢሉ እዩ እሞ፡ ናብራኹም ብዘይ ፍቕሪ ገንዘብ ይኹን፣ በቲ ዘሎኩም እውን ዕገቡ።
66,595

66,596
am_tg
ስለዚህ በሙሉ ልብ “ይሖዋ ሚዳ቎ ነውፀ አልፈራም። ሰው ምን ሊያደርገኝ ይቜላል?” እንላለን።
ስለዚ፡ ተቢዕና፡ “ዹሆዋ ሚዳእዚይ እዩ፣ ኣይፈርህን እዚ። ሰብኚ እንታይ ኚይገብሚኒ፧” ክንብል ንኜእል ኢና።
66,597

66,598
am_tg
ዹአምላክን ቃል ዚነገሯቜሁን በመካኚላቜሁ ሆነው አመራር ዚሚሰጡትን አስቡፀ ደግሞም ምግባራ቞ው ያስገኘውን ውጀት በሚገባ በማጀን በእምነታ቞ው ምሰሏ቞ው።
ነቶም ዚመርሑኹም ዘለዉ፡ ቃል ኣምላኜ ኚኣ ዝነገሩኹም ዘክርዎም፣ ኣካይዳኊም ዜምጜኊ ውጜኢት እናተቛመትኩም፡ ኣስኣሰር እምነቶም ስዓቡ።
66,599