Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
66,300
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ አግባብ ያልሆነ ጥቅም ለማግኘት ሲሉ ማስተማር ዚማይገባ቞ውን ትምህርት በማስተማር ዹመላውን ቀተሰብ እምነት እያፈሚሱ ስለሆነ አፋቾውን ማዘጋት ያስፈልጋል።
ንሳቶም ዘይግቡእ ሚብሓ ኺሚኜቡ ኢሎም ዘይግባእ እናመሃሩ ንብዘሎ ቀተ ሰብ ዚገላብጡ ብምዃኖም፡ ኣፎም ኪዕበሱ ኣለዎም።
66,301
tg_am

66,302
am_tg
ኚእነሱ መካኚል ዹሆነ ዹገዛ ራሳ቞ው ነቢይ “ዚቀርጀስ ሰዎቜ ምንጊዜም ውሞታሞቜ፣ አደገኛ አውሬዎቜና ሥራ ፈት ሆዳሞቜ ናቾው” ብሏል።
ሓደ ኻባታቶም፡ ናታቶም ነብዪ እኳ፡ “ቅሬጥሳውያን ኵሉ ሳዕ ሓሰውቲ፡ ሕሱማት ኣራዊት፡ ሃካያት በላዕቲ እዮም” ኢሉ እዩ።
66,303

66,304
am_tg
ይህ ዚምሥክርነት ቃል እውነት ነው። ለዚህም ሲባል እነሱን አጥብቀህ መውቀስህን ቀጥልፀ ይኾውም በእምነት ጠንካሮቜ እንዲሆኑ
እዚ ምስክር እዚ ሓቂ እዩ። ስለዚ፡ ብእምነት ምእንቲ ኺጥዕዩ፡ ኣሕሚምካ ግንሓዮም፣
66,305

66,306
am_tg
እንዲሁም ለአይሁዳውያን ተሚቶቜና ኚእውነት ዚራቁ ሰዎቜ ለሚሰጡት ትእዛዝ ትኩሚት እንዳይሰጡ ነው።
ናብ ጜውጜዋያት ኣይሁድን ናብ ትእዛዛት እቶም ካብ ሓቂ ዝሹሓቑ ሰባትን ኚዚቕልቡ እውን ኣሕሚምካ ግንሓዮም።
66,307

66,308
am_tg
ንጹሕ ለሆኑ ሰዎቜ ሁሉም ነገር ንጹሕ ነውፀ ለሚኚሱና እምነት ለሌላቾው ሰዎቜ ግን ንጹሕ ዹሆነ ነገር ዚለምፀ አእምሯ቞ውም ሆነ ሕሊናቾው ዹሹኹሰ ነውና።
ንንጹሃት ኵሉ ንጹህ እዩ። ንርኹሳትን ንዘይኣምኑን ግና፡ ኣእምሮኊምን ሕልናኩምን ርኹስ እዩ እምበር፡ ኚቶ ንጹህ ዚልቊን።
66,309

66,310
am_tg
አምላክን እንደሚያውቁ በይፋ ይናገራሉፀ ሆኖም በሥራ቞ው ይክዱታልፀ ምክንያቱም አስጞያፊና ዚማይታዘዙ እንዲሁም ለማንኛውም ዓይነት መልካም ሥራ ዹማይበቁ ና቞ው።
ንኣምላኜ ኹም ዚፈልጥዎ ባዕሎም ይብሉ፣ ፍንፉናትን ዘይእዙዛትን ንሰናይ ግብሪ ዘበለ ዘይበቕዑን ብምዃኖም ግና፡ ብግብሮም ይኜሕድዎ እዮም።
66,311

66,312
am_tg
ለመንግሥታትና ለባለሥልጣናት እንዲገዙና እንዲታዘዙ እንዲሁም ለመልካም ሥራ ሁሉ ዝግጁ እንዲሆኑ አሳስባ቞ውፀ
ንመንግስትታትን ንሰበ ስልጣንን ኪግዝኡን ኪእዘዙን፡ ንሰናይ ግብሪ ዘበለ እተዳለዉ ኪዀኑ ኣዘኻኜሮም።
66,313

66,314
am_tg
ደግሞም ስለ ማንም ክፉ ነገር እንዳይናገሩ፣ ጠበኞቜ እንዳይሆኑ ኹዚህ ይልቅ ምክንያታዊ እንዲሆኑና ለሰው ሁሉ ገርነትን በተሟላ ሁኔታ እንዲያንጞባርቁ አሳስባ቞ው።
ንሓደ እኳ ኞይጞርፉ፡ ተባኣስቲ ኞይኰኑ፡ ልዙባት ኪዀኑ፡ ልእመት ዘበለ ንዅሉ ሰብ ኬርእዩ እውን ኣዘኻኜሮም።
66,315

66,316
am_tg
እኛም በአንድ ወቅት ዚማናመዛዝን፣ ዚማንታዘዝ፣ ዚምንስት፣ ለተለያዚ ምኞትና ሥጋዊ ደስታ ዚምንገዛ፣ በክፋትና በቅናት ዚምንኖር፣ በሰዎቜ ዘንድ ዹምንጠላና እርስ በርስ ዚማንዋደድ ነበርን።
ኚመይሲ፡ ንሕና እውን ሓደ እዋን ዓያሹ፡ ዘይእዙዛት፡ ዝሰሓትና፡ ብእተፈላለዚ ትምኒታትን ተድላን እንግዛእ፡ ብኜፍኣትን ብቕንእን እንነብር፡ ፍንፉናት፡ ንሓድሕድና እንጻላእ ኢና ኔርና።
66,317

66,318
am_tg
ይሁን እንጂ አዳኛቜን ዹሆነው አምላክ ደግነትና ለሰው ልጆቜ ያለው ፍቅር በተገለጠ ጊዜ
እቲ መድሓኒና ዝዀነ ኣምላኜ ዘለዎ ለውሃትን ንሰብ ዘለዎ ፍቕርን ምስ ተገልጾ ግና፡
66,319

66,320
am_tg
(እኛ በሠራነው ዚጜድቅ ሥራ ሳይሆን በምሕሚቱ) እኛን አጥቊ ሕያው በማድሚግና በመንፈስ ቅዱስ አማካኝነት በማደስ አዳነን።
(እዚ ድማ ንሕና ብዝገበርናዮ ግብሪ ጜድቂ ዘይኰነስ፡ ብምሕሚቱ እዩ ዝዀነ፡) በቲ ናብ ህይወት ዘምጜኣና ሕጜበትን ብመንፈስ ቅዱስ ብምሕዳስን ኣድሒኑና እዩ።
66,321

66,322
am_tg
ይህን መንፈስ አዳኛቜን በሆነው በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት በእኛ ላይ አትሚፍርፎ አፈሰሰውፀ
ነዚ መንፈስ እዚ ብመድሓኒና ዚሱስ ክርስቶስ ኣብ ልዕሌና ኣብዚሑ ኣፍሲስዎ እዩ።
66,323

66,324
am_tg
ይህን ያደሚገው በእሱ ጾጋ አማካኝነት ኹጾደቅን በኋላ ኚተስፋቜን ጋር በሚስማማ ሁኔታ ዹዘላለም ሕይወትን እንድንወርስ ነው።
ኚምኡ ዝገበሹ ኞኣ፡ ብጞጋኡ ምስ ጞደቕና፡ ኹም ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት፡ ወሚስቲ ምእንቲ ኜንኚውን እዩ።
66,325

66,326
am_tg
እነዚህ ቃላት እምነት ዚሚጣልባ቞ው ና቞ውፀ ደግሞም በአምላክ ያመኑ ሁሉ መልካም ሥራዎቜን በመሥራት ላይ እንዲያተኩሩ እነዚህን ጉዳዮቜ በተመለኹተ ዘወትር አስሚግጠህ እንድትናገር እፈልጋለሁ። እነዚህ ነገሮቜ መልካምና ለሰዎቜ ጠቃሚ ና቞ው።
እዚ ቓል እዚ እሙን እዩ፣ እቶም ብኣምላኜ ዝኣመኑ፡ ሰናይ ግብሪ ኣብ ምግባር ምእንቲ ኌተኵሩ፡ ብዛዕባ እዚ ብምትእምማን ኣትሪርካ ኜትዛሚቊም እደሊ እዚ። እዚ ጜቡቕን ንሰብ ዚጠቅምን እዩ።
66,327

66,328
am_tg
ሆኖም ሞኝነት ኚሚንጞባሚቅበት ክርክር፣ ኚትውልድ ሐሹግ ቆጠራ፣ ኹጭቅጭቅና ሕጉን በተመለኹተ ኚሚነሳ ጠብ ራቅፀ እነዚህ ነገሮቜ ምንም ዹማይጠቅሙና ኚንቱ ና቞ው።
ናይ ዕሜነት ክርክርን ቍጜሪ ወለዶታትን ክትዕን ብዛዕባ ሕጊ ዚልዓል ባእስን ግና ዘይጠቅምን ኚንቱን እዩ እሞ፡ ካብኡ ርሓቕ።
66,329

66,330
am_tg
ኑፋቄ ዚሚያስፋፋን ሰው ኹአንዮም ሁለቮ አጥብቀህ ምኚሚው። ካልሰማህ ግን ኚእሱ ራቅፀ
ንመናፍቕ ኚኣ፡ ሓደ ሳዕን ካልኣይ ሳዕን ምስ መዓድካዮ፡ ኣርሕቆ፣
66,331

66,332
am_tg
እንዲህ ዓይነቱ ሰው ኚትክክለኛው መንገድ ዚወጣና ኃጢአት እዚሠራ ያለ ኹመሆኑም ሌላ በራሱ ላይ እንደፈሚደ እወቅ።
ኹምዚ ዝኣመሰለ ሰብ ዘንቢሉ ይሓጥእ ኹም ዘሎን ባዕሉ ንርእሱ ኾም ዝዀነነን ድማ ፍለጥ።
66,333

66,334
am_tg
አርጀማስን ወይም ቲኪቆስን ወደ አንተ ስልክ፣ እኔ ወዳለሁበት ወደ ኒቆጶሊስ ለመምጣት ዚተቻለህን ሁሉ አድርግፀ ክሚምቱን በዚያ ለማሳለፍ ወስኛለሁና።
ንኣርጀማስ ወይስ ንትኪቆስ ምስ ለኣኜኩልካ፡ ኣብ ኒቆጶሊስ ክኾርም መዲበ ኣለኹ እሞ፡ ናባይ ክትመጜእ ጜዓር።
66,335

66,336
am_tg
ሕጉን ጠንቅቆ ዚሚያውቀው ዜናስም ሆነ አጵሎስ ለጉዟቾው ዚሚያስፈልጋ቞ው ነገር ሁሉ እንዲሟላላ቞ው ዚተቻለህን ሁሉ ጥሚት አድርግ።
ንዜናስ እቲ ፈላጥ ሕግን ንኣጵሎስን ገለ እኳ ኞይጐድሎም ዚኚኣለካ ዘበለ ኣማልኣሎም።
66,337

66,338
am_tg
ይሁን እንጂ አሳሳቢ ቜግር ሲፈጠር መርዳት እንዲቜሉና ፍሬ ቢሶቜ እንዳይሆኑ ዚእኛም ሰዎቜ በመልካም ሥራ መጠመድን ይማሩ።
እቶም ናትና እውን ብዘይ ፍሹ ምእንቲ ኞይኰኑ፡ ነቲ ብህጹጜ ዜድልዮም ንምምላእ፡ ሰናይ ግብሪ ምግባር ይምሃሩ።
66,339

66,340
am_tg
አብሚውኝ ያሉት ሁሉ ሰላምታ ያቀርቡልሃል። ለሚወዱን ዚእምነት ባልንጀሮቻቜን ሰላምታ አቅርብልኝ። ዹአምላክ ጾጋ ኚሁላቜሁ ጋር ይሁን።
ኵሎም እቶም ምሳይ ዘለዉ ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ። ነቶም ብእምነት ዚፈትዉና ሰላም በለለይ። ጾጋ ምስ ኵላትኩም ይኹን።
66,341

66,342
am_tg
አንተ ግን ምንጊዜም ኚትክክለኛ ትምህርት ጋር ዚሚስማማ ነገር ተናገር።
ንስኻ ግና ምስቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዚሰማማዕ ተዛሚብ።
66,343

66,344
am_tg
አሚጋውያን ወንዶቜ በልማዶቻ቞ው ሚገድ ልኚኞቜ፣ ቁም ነገሚኞቜ፣ ጀናማ አስተሳሰብ ያላ቞ው እንዲሁም በእምነት፣ በፍቅርና በጜናት ጀናሞቜ ይሁኑ።
ኣሚገውቲ ሰብኡት ወራዙት፡ ሚዘንቲ፡ ለባማት፡ ብእምነትን ብፍቕርን ብተጻዋርነትን ጥዑያት ይኹኑ።
66,345

66,346
am_tg
በተመሳሳይም አሚጋውያን ሎቶቜ ለቅዱሳን ሰዎቜ ዚሚገባ ባሕርይ ያላ቞ው፣ ስም ዚማያጠፉ፣ ለብዙ ወይን ጠጅ ዹማይገዙ እንዲሁም ጥሩ ዹሆነውን ነገር ዚሚያስተምሩ ይሁኑፀ
ኣሚገውቲ ኣንስቲ እውን ኚምኡ ብቕድስና ዚነብራ፡ ዘይሓመይቲ፡ ንብዙሕ ወይኒ ባሮት ዘይኰና፡ መሃርቲ ሰናይ ይኹና፣
66,347

66,348
am_tg
ይህም ወጣት ሎቶቜን በመምኹር ባሎቻ቞ውን ዚሚወዱ፣ ልጆቻ቞ውን ዚሚወዱ፣
በዚ ኾምዚ ነተን ንኣሜቱ ኣንስቲ ንሰብኡተን ኬፍቅራ፡ ንውሉዳተን ኬፍቅራ ይምኚራአን፣
66,349

66,350
am_tg
ጀናማ አስተሳሰብ ያላ቞ው፣ ንጹሐን፣ በቀት ውስጥ ዚሚሠሩ፣ ጥሩዎቜና ለባሎቻ቞ው ዹሚገዙ እንዲሆኑ ለማድሚግ ያስቜላ቞ዋልፀ ይህም ዹአምላክ ቃል እንዳይሰደብ ነው።
ለባማት፡ ንጹሃት፡ ኣብ ቀተን ዚዓይያ፡ ሕያዎት፡ ንሰብኡተን ዚግዝኣ ኪዀና እውን ይምኚራአን። እዚ ዚግበር ድማ፡ ቃል ኣምላኜ ምእንቲ ኞይጜሚፍ እዩ።
66,351

66,352
am_tg
በተመሳሳይም ወጣት ወንዶቜ ጀናማ አስተሳሰብ እንዲኖራ቞ው አሳስባ቞ውፀ
ንኣጕባዝ እውን ኚምኡ ለባማት ኪዀኑ ብቐጻሊ ተማሕጞኖም።
66,353

66,354
am_tg
በማንኛውም ሁኔታ መልካም ሥራ በመሥራት አርዓያ መሆንህን አሳይ። ንጹሕ ዹሆነውን ነገር በቁም ነገር አስተምርፀ
ብዅሉ ነገር ኣርኣያ ሰናይ ግብሪ ኹን። ብዅሉ ርዝነት ንጹህ ዘበለ ምሃር፣
66,355

66,356
am_tg
ደግሞም ሊነቀፍ ዚማይቜል ጀናማ አነጋገር በመጠቀም አስተምርፀ ይኞውም ተቃዋሚዎቜ ስለ እኛ ዚሚናገሩት መጥፎ ነገር አጥተው እንዲያፍሩ ነው።
ኪንቀፍ ዘይኚኣል ጥዑይ ዘሚባ ተዛሚብ፣ እዚ ድማ እቶም ተጻሚርቲ ብዛዕባና ዚብልዎ ኣሉታዊ ነገር ስኢኖም ምእንቲ ኺሓፍሩ እዩ።
66,357

66,358
am_tg
ባሪያዎቜ ጌቶቻ቞ውን ለማስደሰት ጥሚት በማድሚግ በሁሉም ነገር ይገዙላ቞ውፀ ዹአጾፋ ቃልም አይመልሱላ቞ውፀ
ባሮት ንዋናታቶም ብዅሉ ይገዝእዎም፡ ባህ ዚብልዎም፡ ኣይታሚኜዎም፡
66,359

66,360
am_tg
ደግሞም ሊሰርቋቾው አይገባምፀ ኹዚህ ይልቅ አዳኛቜን ዹሆነው አምላክ ትምህርት በሁሉም መንገድ ውበት እንዲጎናጞፍ ያደርጉ ዘንድ ሙሉ በሙሉ እምነት ዚሚጣልባ቞ው ይሁኑ።
ኣይስሚቕዎም፣ ዚግዳስ፡ ብዅሉ ንትምህርቲ እቲ መድሓኒና ዝዀነ ኣምላኜ ምእንቲ ኺስልሙ፡ ምሉእ ብምሉእ እሙናት ይኹኑ።
66,361

66,362
am_tg
ዹአምላክ ጾጋ ተገልጧልናፀ ጾጋው ለሁሉም ዓይነት ሰዎቜ መዳን ያስገኛል።
ኚመይሲ፡ እቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ድሕነት ዜምጜእ ጾጋ ኣምላኜ ተገሊጹ ኣሎ።
66,363

66,364
am_tg
ይህም ጾጋ ፈሪሃ አምላክ በጎደለው መንገድ መኖርና ዓለማዊ ምኞቶቜን መኹተል ትተን አሁን ባለው በዚህ ሥርዓት ውስጥ ጀናማ አስተሳሰብ በመያዝ፣ በጜድቅና ለአምላክ በማደር እንድንኖር ያሠለጥነናልፀ
እዚ ኞኣ፡ ሚሲእነትን ዓለማዊ ትምኒትን ሓዲግና፡ ኣብዚ ስርዓት እዚ ብልብምናን ብጜድቅን ንኣምላኜ ብዘሎና ተወፋይነትን ክንነብር ዚሰልጥነና።
66,365

66,366
am_tg
በዚህ ሁኔታ አስደሳቜ ዹሆነውን ተስፋ እንዲሁም ዚታላቁን አምላክና ዚአዳኛቜንን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን በክብር መገለጥ እንጠባበቃለንፀ
ነቲ ዜሐጕስ ተስፋን ነቲ ኜቡር ግህደት እቲ ዓብዪ ኣምላኜን እቲ መድሓኒና ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስን እናተጞበና ድማ ኢና ነዚ እንገብር።
66,367

66,368
am_tg
ክርስቶስ ኹማንኛውም ዓይነት ዹዓመፅ ሕይወት እኛን ነፃ ለማውጣትና ለመልካም ሥራ ዹሚቀና ልዩ ንብሚቱ ዹሆነ ሕዝብ ለራሱ ለማንጻት ሕይወቱን ለእኛ ሰጥቷል።
ክርስቶስ ካብ ኵሉ ጥሕሰት ሕጊ ናጻ ምእንቲ ኌውጜኣና፡ ንርእሱ እውን ንሰናይ ግብሪ ዚቐንእ ፍሉይ ጥሪቱ ዝዀነ ህዝቢ ምእንቲ ኌንጜህ፡ ምእንታና ገዛእ ርእሱ ሂቡ እዩ።
66,369

66,370
am_tg
እነዚህን ነገሮቜ፣ በሙሉ ሥልጣን መናገርህን፣ አጥብቀህ መምኹርህንና መውቀስህን ቀጥል። ማንም ሰው ፈጜሞ አይናቅህ።
እዚ ብምሉእ ስልጣን ተዛሚብን ምዓድን ግናሕን። ሓደ እኳ ኣይንዓቕካ።
66,371

66,372
am_tg
ለክርስቶስ ኢዚሱስ ሲል እስሚኛ ኹሆነው ኚጳውሎስና ኚወንድማቜን ኚጢሞ቎ዎስ፣ ለተወደደው ዚሥራ ባልደሚባቜን ለፊልሞና፣
ካብቲ ምእንቲ ክርስቶስ ዚሱስ እሱር ዝዀነ ጳውሎስን ጢሞ቎ዎስ ሓውናን፡ ናብቲ ፍቑር መዓይይትና ዝዀነ ፊልሞንን
66,373

66,374
am_tg
ለእህታቜን ለአፍብያና አብሮን ዚክርስቶስ ወታደር ለሆነው ለአርክጳ እንዲሁም በቀትህ ላለው ጉባኀፊ
ናብ ኣጵያ ሓብትናን ናብቲ ብጻይና ወተሃደር ዝዀነ ኣርኪጶስን ናብታ ኣብ ቀትካ ዘላ ጉባኀንፊ
66,375

66,376
am_tg
አባታቜን ኹሆነው አምላክና ኚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
66,377

66,378
am_tg
አንተን በጾሎቮ በጠቀስኩ ቁጥር ሁልጊዜ አምላኬን አመሰግናለሁፀ
ኣብ ጾሎተይ ክጠቕሰካ ኞለኹ፡ ኵሉ ሳዕ ንኣምላኞይ አመስግኖ እዚ።
66,379

66,380
am_tg
ስለ እምነትህ እንዲሁም ለጌታ ኢዚሱስና ለቅዱሳን ሁሉ ስላለህ ፍቅር እሰማለሁና።
ብዛዕባ እምነትካን ብዛዕባ እታ ንጐይታና ዚሱስን ንዅሎም ቅዱሳትን ዘላትካ ፍቕርን እሰምዕ እዚ።
66,381

66,382
am_tg
ኚሌሎቜ ጋር ዚምትጋራው እምነት በክርስቶስ አማካኝነት መልካም ነገሮቜን ሁሉ እንደተቀበልን እንድትገነዘብ ይሚዳህ ዘንድ እጞልያለሁ።
ኣብታ እምነት ምክፋልካ፡ ነቲ ብክርስቶስ ዘሎና ዅሉ ሰናይ ንምፍላጥ ኬለዓዕለካ እጜሊ እዚ።
66,383

66,384
am_tg
ወንድሜ ሆይ፣ ስለምታሳዚው ፍቅር በመስማ቎ እጅግ ተደስቻለሁ እንዲሁም ተጜናንቻለሁፀ ምክንያቱም ዚቅዱሳን ልብ በአንተ አማካኝነት ታድሷል።
ኚመይሲ፡ ልቢ እቶም ቅዱሳት ብኣኻ ብሓወይ ስለ ዝቐሰነ፡ ብፍቕርኻ ብዙሕ ሓጐስን መጾናንዕን ሚኺበ እዚ።
66,385

66,386
am_tg
ስለዚህ ተገቢ ዹሆነውን ነገር እንድታደርግ አንተን ለማዘዝ ኚክርስቶስ ጋር በተያያዘ ሙሉ ነፃነት ቢኖሚኝም፣
ስለዚ፡ እቲ ግቡእ ክእዝዘካ፡ ብክርስቶስ ብዙሕ ትብዓት ዘሎኒ ኜነሰይሲ፡
66,387

66,388
am_tg
እኔ ጳውሎስ አሹጋዊና አሁን ደግሞ ለክርስቶስ ኢዚሱስ ስል እስሚኛ እንደመሆኔ መጠን ፍቅርን መሠሚት በማድሚግ እለምንሃለሁ።
ኣነ ጳውሎስ፡ ኣሚጊት፡ ሕጂ እውን ምእንቲ ክርስቶስ ዚሱስ እሱር ኰይነ፡ ስለ ፍቕሪ እልምነካ ኣለኹ።
66,389

66,390
am_tg
በእስር ላይ እያለሁ እንደ አባት ዚሆንኩለትን ልጄን አናሲሞስን በተመለኹተ እለምንሃለሁ።
ብዛዕባ እቲ ኣብ ማእሰርቲ ዀይነ ዝወለድክዎ ወደይ ኊኔሲሞስ እልምነካ ኣለኹ።
66,391

66,392
am_tg
እሱ ቀደም ሲል ምንም አይጠቅምህም ነበርፀ አሁን ግን ለአንተም ሆነ ለእኔ ዹሚጠቅም ሰው ሆኗል።
ንሱ ኣቐዲሙ ኣይጠቕመካን እዩ ነይሩ፣ ሕጂ ግና ንዓኻን ንዓይን ይጠቕመና እዩ።
66,393

66,394
am_tg
እሱን፣ አዎ ኚልቀ ዹምወደውን እሱን ወደ አንተ መልሌ ልኬዋለሁ።
ንዕኡ፡ እወ፡ ልበይ እሰድደልካ ኣለኹ።
66,395

66,396
am_tg
ለምሥራቹ ስል እዚህ ታስሬ ሳለሁ በአንተ ፋንታ እኔን እንዲያገለግል ለራሎ እዚሁ ባስቀሚው ደስ ይለኝ ነበር።
ኣነ እኳ ኣብቲ ምእንቲ እቲ ብስራት እተኣሰርክዎ ማእሰርቲ ኣብ ክንዳኻ ዀይኑ ምእንቲ ኌገልግለኒ፡ ኣብዚ ምሳይ ኚትርፎ ምደለኹ ነይሚ።
66,397

66,398
am_tg
ነገር ግን ዚምታደርገው መልካም ነገር በራስህ ፈቃድ እንጂ በግዎታ እንዳይሆን አንተ ሳትስማማ ምንም ነገር ማድሚግ አልፈልግም።
ግናኞ፡ እቲ ሰናይ ግብርኻ ብፍታው እምበር፡ ብግዲ ምእንቲ ኞይኚውን፡ ብዘይ ፍቓድካ ሓንቲ እኳ ኜገብር ኣይደለኹን።
66,399