label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ንኪድ ኣስመራ ሕጂ ኮይኑ ካ ተራኢኒ
tig
positive
እዚ ጻዊዒት ነቲ ብታሪክ መዘና ዘይብሉ ጀግና ህዝባዊ ግንባር ምባሉ ጽቡቅ ግን ተጋደልቲ ህግ ምስ ጻዕዳ ሃገራዊ ስሚዒቶም ከለው ብዘይ ተጸበይዎ ስለተጠልሙ እቲ ዝእሰር ተአሲሩ እቲ ዝቅተል ተቀቲሉ ገለ አግሩ ናብ ዝመርሆ ተሰዲዱ አሎ እሞ እቲ ጻዊዕት ብትርር ዝበለ አብታ ሀሃገር ዘሎ ሃገር ዘውሓሰ ዋርሳይ እቲ አብዚ እዋን ኤርትራውያን ነጠልቦ ዘለና ሃገር ምድሐን ምስቶም ተሪፎም ዘለው ገለ ሰብ ሕልና ተጋደልቲ ነበር ን ዘለውን ዝተበራበሩን ኮይኑ ዝለዓለ ሐላፍነት አብ ዋርሳይ እዩ እሞ ህዝቢ ኤረትራ ነዚ ፈሊጡ አብ ጐኒ ዋርሳይ መውሐሲ ን መድሕን ሃገር ኮይኑ ጻዊዒት ሃገር ብሐባር ሆ ሆሆ አኸለ አኸለ አኸለ ይበል ንበል
tig
negative
ግን መጅምረታ አንኳዕ እናተፀበና ኣሐዋት መዝሙር አወን ኣሐዋት ብጀካትኩም ዙኮነ ሓጥያተኛ አዩ
tig
positive
አታ ዘልመድክኒ ጨና ኣክክክክክክክክክ አሞ ኣይመለስክዋን ዋይ ከሲረ አክክክክክክክክክክክክክ መልሳ አስኪ አስካ
tig
negative
ኣነ ዝገርመኒ እንቶሎ ንግዘብብብ ክትብሉ እቲ ሓቂ ትሽፍኑ እናበልኩም እዩ መኻንን ሓቕኻ ኢኻ ንስኻ ከሙ ክትብልልል ዘይ ራሃጽካሉ ገንዘብብብ እንዳ ኣከብካ ኣበይይይ ክርዳኣካ ኩሉ ስብ ዝፍልጦ ስራሕ ናይ ህግደፍፍፍፍ ሕጂ ንስኻ መጺኻ ሓቂ ኣይኩነንን ክትብልል 28 ዓመትትት ብናይይ ህግድፍፍፍ ዘረባ ጽምኖዮ ያኣኽለና ካብ ለማዓንቲ ኣትሒዝካ ከምዚ ዓይነትትት ዘረባ እንተ ቓራጽካዮ ይሕሽካ እንበርርር ኣይ ተዋጻካንንንን እያ
tig
negative
እዝጊዮዮዮ ማሐረና ክርስቶስ አብ ሂወተይ ዝሕዝነኒን ዘጣዕሰንን ሐንቲ ዉጽዒትን ቕጥኒ በዚ ስርዓት እዚ ክንሰይ ግን ነዚ ይድግፍን ይሐሊን ይካታዕን ምንባረይ እዩ ግን ከአ አቦይ ስዉእ ስለዝኾነ ነቲ እሱ ንሸይጣን ዕላማ ዝኽሕዶ ኾይኑ ስለዝስምዓኒ ዝነበረ እዩ እንተኾነ ግን በንጻሩ ኾይኑ ረኺበዮ ይቅረ በለለይ ህዝበይ ጆሲ ሐውና ድማ ካብዚ ረሳሕ ህግደፍ ንክናገፍ ብመንገዲ መደብካ ዘይፈልጦ ሚስጥር ነጊሩኒ ስለ ዝሐገዝካኒ ምስጋናይ ወሰን የብሉን አጆኻ ብወገነይ አብጎንኻ አለኹ
tig
positive
ትግራይ የኔ ውቦች ነብስስስስ ናቹ ስታምሩሩሩ የኔ ልዩዎች ውድድድ ቋንቋቹ እደሆነ ተከኖ እየበሰለ ነው
tig
positive
ትርጉሙም ባይገባኝ ሙዚቃው ዋው ነው
tig
positive
ከመይ ድኹም ኣሰና ኣፍ ዉጻዓት
tig
negative
ከምዚ ከአ አሎ ኢዩ
tig
positive
ቆረጭ ስላምካ ይብዛሕ
tig
positive
ኣርባዕቲኦም ሓዝዮም ካብኡ ንላዕሊ ከማን ትሕዛ ክብረት ዝህበክን ኣየፍትወልክንን ዩ ደቂ ሎሚ
tig
positive
ንመላእ ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስትና እንኳዕ ንዓመት በዓል ፋሲካ ብሰላም ኣብፀሐኩም
tig
positive
ገለ ዓይነት ብጁ
tig
positive
ዋው ብልፅቲ
tig
positive
ዝነኣድ ስራሕ ናሆም ወዲ ምስ ኣዱ ከኣ ኣጆካ መዓልቲ ኣሎ
tig
positive
ካብቶም ኣለዉና ንብሎም በላሕቲ ማሰኛታት ናይ ቅድም ኣቦታትና ብጽቡቅ ኣገባብ ዘቅርቦ ንፉዕ ሰብ እዚ ቆሚሽቲ ኮይኑ ዝዋሳእ ምስ ወዲ ሽዋ
tig
positive
ዳይሬክተር ማይናስ ኣይተኻኣልካን ንግሆ ንግሆ ዘገርም ስራሕ በቃ ምስ ቀላኣብ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ዳይሬክተር ሞተር ናይ ክሊፕ ምኻኑ የርእየካ
tig
positive
ወይ ጊዘ ኣኩልና እንበር ናይ እህታ ኮይና ተሪፍና ኣጆና ደቂ ኤረይ ሓደ መኣልቲ ጸሓይና ክትበርቅ እያ
tig
negative
ዓጋመ አድጊ ዲኻ ደርፊካሎም ዶንጊኻ እትረፍ ደቃላ ዋሒድ ኣብ ርአስኻሎ ዕዳ ዝዕበየካ ኤርትራዊ ፈገር
tig
positive
ጽብቅቲ ድራማ ያ ኣጆኩም ግን ቁሩብ ሓጺራ ርሑስ ኣወዳኣመት ካኣ እንቃዕ ኣብቅዓና
tig
negative
እዛ ሃገርኮ ናይ ዝተጋደሉ ዘይኮነትስ ቅንጣብ ኪናትን ውርደትን ሪኦም ዘይፈልጡ ብመንነቶምን ክሸጡ ክዛረቡ ዘይክሉ ጁጅ ማጁጅያ ትምራሕ ዘላ ዝተዋጊኢን ብሸርሒ ዘይሕከመላ ዝቆሰለት ሃገር
tig
negative
ደክት መጋል ሕጅስ ተገጢምክን ኢኽን ተወልጀ ከንቅድመካ ዲኻ ወያነ ትብል ዘለኻ ወዲ ኮብላሊት ህዝበይ እዳጸነተ ባ ወያነ ወያነ ኣየይ ከ ሕጅስ ጎጃምክን ከንሰምዕ ኢኽን ተውርልጀ ዳሓን ጥራይ ግዜኽን ተጸበያ ደቂ ንጥብጣብ
tig
positive
ትርሓስ ሽኮር ብጣዓሚ ደስ በሃሊት ሙዚቃ ጋልዞም ጀጋኑና
tig
positive
ብጣዓሚ ጹብቅ ኢዩ ግን ካብ ብባአሲ ብምርዳአ ኢኒተ ዚከዊኒሲ ሚመቀር ምተማሃርና ካኣ ኢማ ባአሲ አይተብዙሑ
tig
negative
ናይ ብሓቂ ኣብ መሬት ዘሎ ዩ ፎእእእእ ዘበሎ እንታይ ሞ ጌርናኩም ኮ ሞ ንሕና ኣሕ ሞኽ ኮ ኢልና
tig
positive
እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ህድሞና ቲቪ በጃኩም ከምተን ካልኦት ከይ ተቓሪጹና
tig
positive
ይኣል ኤድማን ተንኣነ ይምንይልኽ ንሕናኣ ድቅስና ኣልናኤ ኔስይያስ ዝድግፍው ዝብወኤ ኣልው ዝብልው ብዝሕተኤ ኣልው
tig
negative
ሚንስትሪ ጥፍኣት ምበር
tig
positive
መጺክለይ ዶ ክጽበየኪ እንቃዕ ብድሓን መጻኪ ኣዱ ፈርሔ ኔረ ካይትገድፍዮ ወይ ካይትቅይርዮ ጅግና ዋዕሮ ኤረትራዊት ኣዱ ንኪድ ጥራይ ንቅድሚት
tig
negative
ህግደፍ ደኣ ሎሚ ኮፍ ኢሉ ክሓድር ኢዩ ክንድዚ ተገዛእኩኻ ሰብ ኣብ ሓንቲ ሃገር ተቀዋማይ ምስ ረኣየ ሕጊ ይንገስ ርግጸት ይንገስ ሓርነትና ናይ ግድን ኢዩ ደቂ ኤረ
tig
positive
ካብ ዝገርመኩም እቲ ወይ ቋንቅኡ ወይ ባህሉ ገዲፉ ዝነብር ሰብ ሕሱር እዩ እቲ ኣርእስቲ እንታይ ይብል ኣሎ ካብ እቲ ጥዑይ ጃና ምባልስ እቲ ጥዑይ ጽሉል ምባል ኣይምሓሸን
tig
negative
እዋይ ጋዶ ስማዕ በፍጹም ክቅየር ዘይክእል ህዝቢ ንኩሉ ጣቅዒት እንታይ ይባሀል ኣጋጢሞሙኒ
tig
positive
ናይ ባሃቂ መላከ አርትራዊ ሕቡን መንእሰይ ኣጀካ ባህርካ የህሊፍካ ካይትህብ
tig
positive
ሚዶ እንታይ የድሊ ንበራሓት መክሪ ኣይደልን እየ ካብ ፈራሓት ክቅጽል እየ ብዘለኒ ብልሓት ዓባሮ እምበር ኣይርእን ስቡሓት ኣቤት ጥበብ
tig
negative
ገና ኢዙ ጋና ነብስኪ ክትደርፍሉ ፍለጢ ኡይይ ከም ትብልሉ ክንገብረኪ ኢና ዝሃረመ ኢንተ ኣይትኹራዕ ዝትሃርመ ግን ነይርስዕ
tig
positive
ፖወውውውውውው ቁሩብ ኣንዊሕኩማ ኣሰላችያትና
tig
positive
ኣሰይ ኣሰይ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ክትመጻና ብተስፋ ንጽበ ዓንዲት ሓወይ ላይክ ኣይትረስዑኒ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ
tig
negative
ክክክ እዋይይ ህግደፍ መዋእሎም ዝነበረና መኸተና ጥራሕ ክብሉ መዋእል ሓሊፉ
tig
positive
ቀዳማይ ፈታዊ ዮናታን
tig
negative
ራኣዩ በሉ ናብራ መንእሰይ ኤርትራ ብ ሻዕብያ ሓፍታማትን ከምዚ እዩ ዘመዝግቦ
tig
positive
ብሓቂ እውነትኛ ድርፍ ሳሓቢ እዩ
tig
positive
ንሳሮነይ ዝፈቲ እስኪ ላይክ ኣግርጭው
tig
positive
ቀጾሉ
tig
positive
ንሶፊያ ጹቡቅ ጌርካ አሰማዓለይ እዚአ ዲቃላ
tig
positive
ኣነስ ከም ናይዝጊ ሰብኣይ እንተዝፈጥረለይ እዚ አምላክ
tig
negative
ሂቱም ንዩትዩብ ዝተሰደዱ ስደተንያ ሓንቲ ማዕልቲ ዕድል እስከ ሃቡ ትጸርፉ
tig
positive
ሰይ ሰይ ስሙ ይኽበር ክብሪ ንኣምላኽ ክህሉ ኔሩኒ ብሩኻተይ
tig
positive
ሄሉ ሙሉእ ዓቅሊ ትሕትና ኣላኪ ንፍዕቲ
tig
positive
ቀደመይቲ ፂሒፈ ዋውው ሕጂ ንማማይ ናፊቀ ኣለኩ ካማይ ዝናፍቀ ላይክ ይግበረለይ ክሳብ ዝሪኣ
tig
negative
ብግዳይ ዲክታቶር ዝኾነ መንእሰይ መርዛም ምሽክዕላልን ንፍርያትክን ባዶ ጌርዎ ገና ዓንኬል ክሳራ ግንዘብን ሰብን ክትነብራ ኢኽን
tig
positive
ሕጂ ተካሒስና ቆርጫጭ ወዲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሕዋተይ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ቀዳሜ ሰንበት ይግበረልና ማርያም ኣስመረይቲ ትሓልወና ኣሜን በሉ ኣይ ክፎሎን ዩ
tig
positive
ዋውውውውው ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት እንቃዕ ብዳሓን መጻኩምና ኤፊ ዘለዎን ዝደሮሶን ዳኣ እሞ ካኣ ሳሮን ዝተወሰከቶ እንታይ ክወጾ የግዳ ኤፊ እዛ ድርሰትስ ኣብዚ ግዜ ጋል እንብር ወዲ ምትላል ገዲፍዎ ኢዩ
tig
negative
ነዚ ምስ ቆልዑት ዘይከይድን ክኸይድ ዘይብሉን ምርኢት ከም ስነ ጥበብ ትሓሲቡ ገንዘብ ንምግሓጥ ዝሰራሕኩምን ትዝርግሑን ዘለኹም ብትሪ ይኹንን ነዚ ኣብ ቆልዑ ደቀንስትዮ ብዙሕ ሳዕቤን ክህልዎ ዝኽእል ስራሕ ብህጹጽ ተልግስዎ ናብ ኩሉ ክባጻሕን ን ን ዮቱበ ብምሕባር ክትእገዱ ኣለኩም እቶም ላይክ ብምሃብ ትትሓባበሩ ዘለኹም ኣምላኽ የርኢኹም ጓል ወይኒሓረግ ክትሕገዝ እንተተደልዩ ብዙሕ ካልእ መገዲ ኣሎ
tig
positive
ጥምጥም በለን ሽምጠይ ዕተሮ ዶ እልክዮ ሸዊታ ሽምጥ ስ እባ ኣለክ እስከ በል ቅጽልዮ
tig
negative
እንተተረዲኡዋስ ደርጉሃላ አድጊ ደሥሥ ነጥቢ
tig
negative
ንጉስ ጫካ ክክክክክክክ ሰሚዕና ተካል ስማዕ ኣነ ወዲ ጉዛይን ጉዛይ እንዲ ግን ጸሊኢካ ከማካ ኮስታሪትኩም ጠፊኦም እዮም ኣበይ ጸኒሕካ ንስካ ኤሪትራ ዘይርሳዕ
tig
positive
አታ እንታይ እዮ ወሪድኩ ፊስቶ ሙሉእ ለፍሊፍኩም ቁነገር የብሉን እቲ ዋጋ ዝኸፈልናዮ ህዝብና ብሰላም ይነብር አሎ ሃለውለው አቃርጽዎ ካባኹ እንታይ ክንጽበ ከድዓት እሞ የልን ክትሐሩ ኢኹም
tig
positive
ፍትሕን ውጹዕ ህዝቢ
tig
negative
ኣየ እንዳ ንሕና ንሱ ንሱ ንሱ ክትሕስው ኣብ ጋሕጋሕ እርጋንካ ዓለም ዘርግካያ ሰብ ክኣርግ ከሎ ናብ ህፃን ይምለስ ምሕሳብ እንፍትን ክበሃል ሰምዐ ካባኻ ተምሃይረ ኣሎኩ ጀጋኑና ኣብ ትሕቲ መሬት ተሓይሮም ህዝብና ናፅነት ሓርምዎ ፈቐድኡ በረኻን ቀለብ ዓሳ ኮይኖም ኣዴታትናን ኣሕዋትናን እንዳተዓመፃ ከሎዋ ፅማም እዝኒ ዕዉር ዓይኒ ኮይንካ ትም ኢልኻ ጭፍራ ንሕና ንሱ ንሱ ንሱ ኮይንካ ሰላም ኣሎ ግዜ ተመልሱ ህዝቢ ኤርትራ ሓሳብካ ሰምሩ ፍረ ጻዕርካ ዓወት ረክቡ ክትብል ኣይትሓፍርን ካብ በልካስ ፅቡቕ ታርኽ ግና ክፋረደካ እዩ
tig
negative
ሳዋ ንዓና ሓንጎልና ኣምኪና ሕጂ ድማ ንደቅና ሓንጎሎም ተምክን ኣላ ዎ ኣምላክ ንህዝቢ ኤርትራ ገፅካ ኽዳኑ ከምቲ ንድያብሎስ ርሓቅ ሰይጣን ንግዛብሄር ኣምላካ አይትፈታተን ዝበልካዩ ህጂውን ነዚ ድያብሎስ እሳያስ ርሓቅ በለልና ኩሉ ይከኣለካዩ ሰማያዊ ኣቦይ
tig
negative
ሰምሃር ጽባሕ ንዝሓልፍ መንግስቲ ከተሐጉሲ ነቲ ዘይሓልፍ መንእሰይ ዝጸረፍክዮ ዝርሳዕ ከይ መስለኪ ምስቲ ኢስያስ ስርዓት ብምኻን ኣስተውዕላ ረብሓኽን ኣጉዲልኪ ዓሻ ኮይንኪ እምበር ደርፍኺ ኢሰያስ ኣይኮነን ክሰማዓልኪ ህዝቢ ኢዩ ዝሰምዓልኪ ባዕልኺብዝፈጸምክዮ ገጋ ኣብ ክሳራ ኣቲኺ
tig
positive
ተመሃሮን ብኩበነን ዝተገደዱ ዜጋታት ዝብከየሉ ዕለት እዮ ገለ ኣንስቲ ውሕዳት ኣንስቲ መጋበርያ እቲ ጋኔን
tig
positive
ዘይሓፍር ድሙ መሮን ሽሙ ትግራይ መድያ ሃውስ ናይ ሳዋ ክዛረቡ መል ኣለዎም
tig
negative
እዚ ዘይረብሕ ከልቢ እዩ ናይ ክንደይ ንጹሃት ደም ዝሰተየ ጎልፎ ናይ ኢዱ ረኪቡ ይሃሉ ይሙት ብዘየገድስ እንቋዕ ከም ጹሉል ከልቢ ተዘቢጡ ግርም ገበሮ
tig
positive
ኤርትራውያን ነቲ ዝድነቕ ነድንቕስከ ካብዚንላዕሊ ካልእ ባህላዊ ዜማ የምጽእ ኢየ ዝብለኒ ሰብ ኣያኣምንን
tig
negative
ለካሚትኩም ደቓሉ ሩኹሳት ገዛ ምስ ይሕዋትካ ህልም በል ሑሱራት ፍጥረት ኣትን ሸራሙጥ ርኮ ንስኽን ካኣ ምዓልትኽን ተጸበያ
tig
negative
ሽምኩም ሽመቦኹም ካብ ዝመጽኹምሉ ከተማ ንመን ከፋራርሕ እዩ እቲ ዕላምኡ ገንዘብ ክእኩቡ ነቶም ኣውጽኣለይ ፍትሒ ይእትዮሞም ፍትሒስ ከም ገበን ተቆጺራ ነዞም ዝባድሙ ዘለው ሃገርከ እንታይ ኢዩ መልሱ ኢስያስ ስለ ተጋደለ ሕዝቢ አኽቢርዎ እቶም ኩሎም ምስኡ ስልጣን ዝነብሮም ብድምጾም ክምርሖም መሪጾሞ ካብዚ ንላዕሊ ፎዝያ ሓሽም ብኽብረትኪ ስለ ዘአረጊ ካብስልጣን ተአለይ ነቶም ብቃዓት ዝደረፍኩም አረክብዮም ንስኺ እውን ናይ መቦቆል ቅልውላው አለኪ
tig
negative
እንጅነር ኣስገዶም ኣይገድን ጥሮታ ውፃእ የእርፍ ብህዝቢ ኣይትጻወት ስደተንኛ መዋእልካ ክብረት ዘይብልካ ክክክክ
tig
positive
እዚ ሕጂ ጽቡቅ ስራሕ ብሓቂ ሰሪሕኩም ኣናብስ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ
tig
negative
ስሒበ ስሒበያ ኣለኹ ኤላ ዲኻ እትበሃል ርእሲ ኣጎል እንቋቁሖ
tig
negative
እዋይ ናይ ደገ ክፈትዉ ኣብ ደገ ዝቕመጥ ኩሉ ሰስንለይ ይመስሎም እዚ ሞኽባዕቲ ዲዩ መጽሞቂ ዝብሃልስ ከም ገለ ዓይነት ጥሙዙሕ ክጽላኣኒ
tig
positive
ሓታቲ ደንቆሮ ታሓታቲት ደንቆሮ ኣብዚ ግዜ እዚ ከምዚ ኢሉ ሰብ ክሓቲትን ክምልስን ምስ ድንቁርና እዮ ዝቁጸር
tig
positive
ደስ ትብሉ ደስ ይበልኩም ቀጽልዋ ማሃሬ ዝኮነ ኢኹም ትምህርቲ ተማሓላሉፉ ኢኹም ዘለኹም
tig
negative
ኤሱ ወዲ ቴምበን ኣብ ፖሎቲካ ኤሪትራ ካብ ዚጽንበር ኣትሒዙ ንህዝቢ ኤሪትራ ክልትአን ኪፈላልን ብዙሕ ሜላታት ኢዩ ተጠቒሙ ብኣውራጃታት ብፍላይ በዘን ኣብ ከበሳታት ኤሪትራ ƉȣĖ ሰለስተ ኣውራጃታት ኣከለጉዛይ ሓማሴን ሰራየ ከምኡውን ኣስላማይ ክስታን ወዲ ቖላ ደጋ እናበለ ኪሳብ ኣብ መቓብሩ ዚኣቱ ንህዝብና ማይ ዘይኮነ ደም ከንብዖ ዩ
tig
negative
ንመን ኢኻ ከተታልል ንኤርትራዊያ ደይ ኮውን እዝ ክትገብርዎ ከምዚ ኣገልግሉ ከለኹም ተጋሩ ንዓና ኤርትራዊያ ሐድነትና ን መኽተናን ይጽንዓና ዕድመን ጥዕናን ንኩቡር ብምስልምናን ኢሰያስ አፈወርቂ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ
tig
negative
ኡፉፉፉፉ ብጣዕሚ እዩ ውሽጠይ ተንክፉኒ እዚ ተዋስኣይ በስማኣም
tig
negative
ጉድ ሪኢና ለብዘበን ሰምሃር ተበዲልና አንዲና ኣሕዋትና ከፊልና አና ኣብዚ በጺሕና ገና ዉን ኣብ ስቓይ ዘለዉ ኣሕዋት ኣለዉና ብዝኾነ አንታይ ኮይና ከም ዝወጻና ዶ ክነግረኪ ተሃመል አኮ ኣይንብልን የ ግን ኣብ ኣብታ ንፈትዋ ቤትናን ሃገርናን ብበላሓ ኮይኑና ሂጂ አንበር ከምቲ ዝበልክኖ ኣይኮነን ካብ ኮነ ግን ሰምሃር ዘይጋገ ኮቶ የልን ራሕማ ኮንኪ ይቅረ ክትሓቲ ይኸብደኪ ይኸዉን ግን ገለ ግደፍዮ
tig
negative
ደቁ እዚ ሐሳድ መንግስቲ ዘመኑ ሻዕብያ ዝዓበኩም እኮ ቁሩብ ናይ አዚ ቁርሱስ መንግስቲ ባህርያት አለኩም
tig
negative
ለክበጥበጥ አይትበል እንታይ ኮይንካ ዘይትፈልጥ አልዕሊ ተጋሩ ብጅምላ ክርሽኖም ህግደፍ ዝገርመካ ካብቶም ዝሞቱ አቦይ አብ ማእከል አስመራ ብህግደፍ ተረሺኑ እዩ ለምለም ትበሃል ጎሬቤትና ካብ ሓንቲ መንደር አርባዕተ ነብሲ ሲእና ኢና ግደፎም ካብ ትግራይ ሙሉእ ስለዚ ካብያ ጣፍ ዝሃቦስ መልሓስ ዝሃቦ ኮይኑ እንበር ግደፉና በጃኩም አብርእሲ ሓዘና ሓዘን አይትወስኩልና ትፈልጦ ነገር የለን ምሽ ዶ ሓሳዊ
tig
positive
ቃሌ ሓወይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ እካ ንስካ ኣን ሓንቲ ነገር ኣላ ትገርመኒ ንምንታይ እዮም ግን እዞም ህግደፍ ንደገ ዕድል ዘይህብዎ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብቶም ኣለውና ኢልና ንምካሓሞም ደረፍቲ ሃገርና ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ቃሌ እዩ
tig
negative
ትርጉም ሂወት ምንባርዩ ድቓላ ወድታ ገፋሕ መሸኒታ መን ኮንካ ደኣ ኢኻ ናይ ንጉሆይ ባንዴራ ኣውጻያ ኢላትኒ ነገር ከይተምጽአ ወድ ታ ሸርሙጣ
tig
negative
ውድቀት ንሓዋሩ ናብ መቓብር ክነውርዶ ኢና ኣብ ልዕሊ መቃብር ህግደፍ ሓንቲ ሓዳስ ደሞክራስያዊት ብቕዋም ትመሓደር ሓዳስ ኤርትራ ክንምስርት ኢና ሎሚ ኢያ ሓዳስ ኤርትራ ጸሊእካ እታ ቅድሚ ሕጂ ግህሰት ዝበለየትን ዝተረመሰትን ሃገር ኢያ ዘላ
tig
negative
አንታይ ዓይነት ድንዝዝቲ ኣረጊት ምኒስትሪ ኢያ ጸኒሓቶ ወደይ አዚ ዘየገድሶ ኣሪጉ አንድዩ አዚ ህዝቢ ክጸንት
tig
negative
እዚ ወድስ ኣብ ብዙሑ እንድዕለይ ለኹ ሙድ ዝባሃል እዩ ኮ ዘይህበኒ ከጽላኣኒ ማዓት
tig
negative
ዓርኪ ቶኽላ ቶኽላ ክኸውን እንየዘይካኣለ ውኻርያ ክህልወካ ኣይሓምቅን ኢዩ ስለዚ ሞት ስብሓት ፈሪሃ ንስብሓት ዘገድስ ኣይኮንን ንህዝቢ ኤርትራ
tig
negative
መንድዓት ናይ ጥበብ ንስኻ ስ ሓዊ ሩምና ክትከውን ክልተ ሞት ህግደፍ መንደፍ እንቃዕ እኮ ጽቡቅ ደርፊ ኣይ ሰርሓኻ ኣብ እድካ ሓውያ እያ
tig
positive
ጋሻው ትግራዋይ ነበር
tig
negative
ስድራይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ ቤተይ ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ ቤተይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ ኣቤት ዘፍቅረኩም ስድራይ ምፍቃር እካ ክውሕደኩም እትረፍ ተፈሌኩም ቅድመይ ከለኹም እካ ዝናፍቀኩም ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኩም ዝናፍቀኩም ትምኒተይ ሓሳባተይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይይ ኣደይ ዘፍቅረኪ ዘይፈተንኩ ምፍቃር እካ ክውሕደኪ እትረፍ ዘፍቅርኪ ምሳይ ከለኺ ካ ዝናፍቀኪ ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ተፈሌኪ ዝብለኪ ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ዝናፍቀኪ ኮቶ ነይጠፋኣኪ ኣሃይይ ወላዲተይ ብህያዊ ፍቅሪ መላኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ ዕንቆት ፍቅሪ ዊቃኖስ ናይ ባሕሪ ተግባራትኪ ፍረ ለዋህ ባህሪ ክንደይ ምስጢር ትሓቁፍ ተንስኢ ክንደይ ምኽሪ ገደሶ ልሳንኪ ክንደይ ጽንዓት ተዘንቱ ሽምጥኺ ክንደይ ሓበን ተፍሪ ማህጸንኪ ክንደይ ተስፋ ትዕድል ንገርዮ ክትህቢ ዩ ፈጢሩ ንዓኺ ከምቲ ዝፈትወካ ኣቦይ ኣቦይ ምፍቃር እካ ክውሕደካ እትረፍ ተፈሌካ ምሳይ ከለኻ ካ ዝናፍቀካ ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለካ ኣሃይይ አይዘኪ ሓሳበይ ኣሃይይ ዝተረፈካ ነይጠፋኣካ ኣሃይይ ብዙሕ ሙፁና ወለደይ ፍቅሪ እካ ክውሕደኩም እትረፍ ርሒቀኩም ከለኹም ኣጽዒቀ ነይጠፋኣኩም ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ የሀይይ ኮተ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይ ከቶን ፍቁራት ወለዲ ናይ ሂወተይ መራሕቲ መንገዲ ኩሉ ሓላፋይ ዩ ኢልኩምኒ ኣእሚንኩም ድማ ኣብዚ ኣብጺሕኩምኒ ዘዋህለልክዎ መብጽዓ ለኒ ዋልታ ክኸነኩም ትደሊየኒ ጻማ ናይ ጻዕርኹም ከኽሕሰኒ ጸለትኩም ሞት ርእዩ ፈለየኒ መርቁኒ ምርቓ ወላዲ ከብርሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ ፍቁራት የሕዋተይ ናብራ ናይ ገዛና ዘሕለፍናዮ ሂወት ተደፋኒቀ ዘይከውን ኮይንኒ የ ርሒቀ ይምርሽ ኣለኹ ሓልየትኩም የብዝሓልካ ሰኒቀ እንታይ ክኸነኩም ድቀይ ምፍቃር ዳኣ ክኸነኩም እትረፍ ትፈሌኩም ኣብ ሕቅፎይ ከለኹም ተፈሌኩም ወሊድካ ፈትኖ የሀይይ ተባሂለ ቅድሜኹም ኣሃይይ ሃየ ሓንቁቅለይ ኣሃይይ ንፍቅርቲ ኣዴኹም ኣሃይይ ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ከሰንፈኒ ምኻኣል ንብኣል ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኺድ ይመጸኒ ከም ሻሙ ዳሕራይ ብዓይነይ ክርእየኩም ስድራይ 2 ጌሮክስኔን ኣለኹ ይሓስብ ኣለኹ ባኣኹም ፍቁራት ስድራይን ኣጓኒፍኪ ተኣማሚንኪ ናብራ ከይህሉ ጸገም ኣነ ከለኩስ ኣብ ዓለም 2 ነብሰይ ርሒቁ ኣሃይይ ይኳታህ ኣሎ ኣሃይይ ኣዒንተይ ባኣኹም ኣሃይይ ተገዚኡ ሎ ኣሃይይ ልበይ ንዓኹም ኣሃይይ የዋግዕ ኣሎ ኣሃይይ ባህገይ ምሳኹም ኣሃይይ ኣሳፊሑ ሎ ኣሃይይ 2
tig
negative
ኣባይኪ ዝ ሓብተይ ኣባይኪ ኣባይካ ዝሓወይ እባይኩም ይሕዋተይ ቅዲሜኹ ትሰጣሕ እዛ ኣይከኣልኩን ቅዲሜኹም
tig
negative
እቶም ዲስላይክ ትገብሩ ሰባት ሲ ከመይ ዓይነት ሰባት ኢኩም እንድኢ ዓይነት ደም ከማን የብልኩምን መስለኒ ተምየ ፅቡቕ ስራሕ ኣብ ጎንካ ኣለና እቶም ዝተረፍኩም ድምጻውያን ከኣ ኣጆኩም ጽድቂ ደው በሉ ፍርሒ የብቅእ
tig
negative
ሎክሳሳ ኣእምሮ
tig
negative
ካባኻ ንላዕሊ ፎሽካል ድሁል ለኽባጥ መደናገሪ ሓሳዊ ሑሱር ወዲ ሰበይቲ ጨምላቅ ኢኻ ስለዚ ንስኻ ሓደ ሎቅማጽ ለቅላቂ ላሓሲ ማዓኮር ጀበርቲ ኣብ ቅድሚ ደቀባት ደዉ ዝብል ስርናይ እኽብካብ ሕብረተሰብ ስለ ዝኾንካ ኣገዳሲ ሰብ ኣይኮንካን
tig
negative
በዓል ፎዝያ ሓሽም ፈተነት ሽይጣ ኩርኩር እስያስ ውዱ ቴምበን እያ እሞክስ ናይ ፍትሒ ሚንስተር ይገርም
tig
negative
ኣነስ ካብ ትቀትልዮ ሓጥያቱ ክበሊ ኣብሕጊ ቀሪቡ እቲ ሓራካት ዘብዝሓሉ መልክዑ ኣብሸላ ክበሊ ምመረጽኩ እንተመይቱ ድኣ ኣይርእዮ ኣይሰምዖ ግን ክቅጻዕ ኣለዎ ብራብዐይቲ 25 ዓመት ግን ኣርእስታ እዉን ተነዲቑ ኣሎ ሓዲኦምስ ክታዓዋወቱ እዮም እንታይ ግድኩም
tig
positive
ወዲ ቀሪን ሽኮር ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ ደስ ትብል ብጣዕሚ ፈቴያ ቀጽሎ ጅግና ንባዓል ንስካ ኳ ምትብባዕ ኣየድልየኩምን ኢዩ ተብዕ ኢካ ብቀደምካ ናይስ ሙዚክ
tig
positive
ንዓይ ጽብቕቲ ስራሕ እያ ብጣዕሚየ ዝፈትዋ ቀጽልዎ
tig
negative
እዛ ጎዶሎ እዚኣ ካኣ ግርም ዝና ተገዲዳ ኣላ ለንቀነ ሽም ኣቦኣ ዘይትፈልጥ ጉድ ርኢና ክትጽልኣኒ ወድኣሎም ኪዲ ሓዳርኪ ዘይትገብሪ ሓዳር እንተሃልዩኪ ገሽላዕ ዓፋሪት
tig
negative
ነሽነሽ ተስፈኣለም ኣዛ ደርፊ ብወዲ ኢሳቅ ኪትድረፍ ከላ ስሎው ኢያ ብልጽቲ ድማ ነራ ካብዚ ሽዑ ደስ ትብለኒ ነሽነሽ ነብሲ ትፈልጣ ትከውን ዚብል ግምት ኣሎኒ
tig
negative
እቲ ዳይረክተር ሲ ዕጥሮ ከም ፈረስ ጌሩ ከዋስኣ ዲ ኔርዎ
tig