label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
negative
እቱም ሰብ ስልጠንት ለክባጣት ሕጂ ምሱ እትዮ ክጽንበራ ዘኾለሰ እቲ በኺት ኣየደንግጽን አትም ዝሰራቅኩሞ ናይ ሕዝብ ንብራት ገንዛብ ክንድዩ እሞ ኦቱም ሕስውቲ ሰብ ፍሉጡክም ውዲቀት ንሕግድፍ
tig
negative
ኣየ በዓል ወዲ ትኹል ፊሕራ ዘማች ደኣ ባሩድ ናይ ጥይት ክጨንወኩም ከሎ ዩ እቲ ግጥሚ ዝመጸልኩም ንገልየኹም እግርኹም ቆሪጾሙኹም ንገለኹም ኣብ ፊስቶ የእቴሙኹም ሕጂ ከኣ ንኣምሓሩ ከተሳስዩ ሓንሳብ ኣማርኛ ትደርፉ ገሌኹም ሃዋርያ ትብሉ ኣለኹም
tig
negative
ንመረዳእታኻ ዝኣክል መረዳእታኻ ዝኣክል እፍልጦን ንቅሓት ብቁዕ ኣይኮናን ንፍትን ወኪልና ንኣምነሉ ህዝቢ ኤርትራ ንኤርትራ ክርከባ ህዝባዊ መሪሕነት እዩ ብዛዕባ እታ ሕናቂትህዝቢ ህዝባዊ ግምባር ዘምጽኦቶ እትብሎ ኣበይ ዘሎ ነጻነት እዩ እዛህዝባ ደቁሳ መንእሰይ ባሕሪ ዘእተወት ገባር 28 ዓመታት ዝሓረደት ካብ ሱሩ ክጋሓፍ ኣሎዎ ጋሓፍ ውድብ ህዝባዊ ግምባር ዝበሃል ውድብ ካንሰር ህዝብን ሃገርን ህዝባዊ ግንባር ጋሓፋት
tig
positive
ብሩኸ ሰንበት ደቂ አሪ ሓላላት
tig
positive
ብትን ያደርገል ይልመድባቸወሁ
tig
negative
ደሓን ዝበልካዮ ክጽየቅ ያውራ ካክፍእ ፎ
tig
positive
ጹቡቕ ፍሊም ኣጆኩም ግን ሃጺሩ በጃኩም ኣንውሕዎ
tig
positive
እንታይ ክወጾ ሰሙ ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቅ ደርፊ
tig
negative
ኣቤት ፈኮስኮስ ኣበይት ሕጂ ከኣ መጺኪን ከመይ ገጽኪ መጺኪን ግርም የዕሪፍና ከኣ ነበርና 000 ናይ ህዝበን ቃንዛ ዘይትደኣን ደናቁር ስድራ
tig
negative
ጉሓፍኪ ሒዝኪ ዕስብቲ ተወሸቒ በላ እዛ ጋህታፍ
tig
negative
ናይ ብሓቅ ወድሓጅ ይገርመካ እ ጸ ኣብ ባሕር ሰብ እንዳ ጠፍአስ ብሞኡት እህልን
tig
negative
ህዝቢ ኤረትራ ተተቀይሙ መላሲ የብሉን ይቅረ ንዝበለ ድማ ተቀባሊ አዩ ይቅረ ፍተዋ ደቂ የውሃንስ
tig
positive
ማሃሪትን ደስ ባሃሊትን ያ ኬፍ ዘለዎም ተዋሳቲ ድማ ሓቂፋ ቀጽልዎ
tig
negative
ኣታ ግደፉና ዝቀደመ ዘይተዘገሐስ እልኩም ትፈልጡ
tig
positive
ፖሎቲካን ንፋስን ሓደ ኢዩ ምክንያቱ ናበይ ይከይድ ኣበይ ይዓልቢ ዝፈልጦ የለን እንታይ ክብል ደልየ ኢየ ገለ ሰባት ንወዲ ትኩል ክነቅፍዎ ስለ ዝሰማዕኩ ዝሓለፈ እንታይ ይብል ነይሩ ሕጂከ እንታይ ይብል ኣሎ ስለ ዝበሉ ኢየ ፖለቲካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይኮነን ኣብ ሓደ ክጸንዒ ወይ ቀዋሚ ክከውን ረብሓ ኢዩ ፖለቲካ እምበር እምነት ኣይኮነን ምክንያቱ ካብ ብዛሓት ፖለቲከኛታት ንማሀር በጃካትኩም ኣይትታለሉ ወይ ኣይንታለል ትማሊ ሎሚ ኣይኮነን ጽባሕ ውን ሎሚ ኣይኮነን ክቃያየር ኢዩ ግዜ ግዚየኮ ዶብ የብሉን ሰብ እዳእሉ ሓጺር እዝኑ ነዊሕ ሓጺርን ዝሓስብ እምበር ጊዝየ ዳኣሞ ክጎይ ኢዩ ክቃያየር ኢዩ እምበር ኣብ ሓደ ኣይኮነን ዝነብር ተቃያያር ኢዩ ከም ኪዳን ይኣርግ ይጎሓፍ ፖለቲካን ጫማካን ኣይትእመን ወዳሓንካ
tig
positive
የነ ቆንጆ በታም ሃሪፍ ዘፈን ቀትሊ አና በርትኢ
tig
positive
እቲ ጸገም ኮ መዋሊ ስለዘየለ ዩ ሰብ ጸጋ ትካላት የዋፍርዎ ዕድጊ ምረኸብሉ ብኡ ኣንጻር ከ እቲ ደራሲ ፍረጻምኡ ምረኸበ
tig
negative
ኣቱም ትጻረፉ ዘለኩም መጀመርያ ንነብስኩም ፈቱሹ እዞም ኣብ ሱዳንን ናብ ፎቆዶ ሲናን ሲናይን ዝሽየጡ ዘለዉ ኣይ ግዲ ንስካትኩም እንድኩም ትሸጥዎም ዘለኩም ለኻብጥ ኣይትትሃመል እንታይ ገራ ወኻሩ
tig
negative
እዋይ ሎምስ ደላይ ፍትሒ መትሓዚ ተሳኢንዎ ናይ ህግደፍ መሸንቆቓ ኣብ ናሕሲ መሕነቒ ቦታ በጺሓ ገና ባዕሎም ክሕነቑ ኢዮም በትሪ ህዝቢ ከይዓለቦም ከሎ ደቂዛ ከትተዳናግረካ ህዝቢ
tig
positive
ህዝቢ ትግራይ ክበሃል ኮሎ ልበይ ታሕጋስ ፍግእ ይብል ኣሎ
tig
positive
የቐንየልና ሓብትና ብልቢ ነመስግን
tig
positive
ዒፈየ ተለአክንንዶ ናበየ ናሜዳ ትግራይ ናበልና ንደርፍ ነይርና ቀደም ከማይ ዝናፈቐ ዶ እንሆ አነስ ናፊቐ ናፍቐት ሕሱም ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ
tig
positive
አች ቆንጆ ፍቅር የሆንሽ ልጂ ቋንቋውም ባይገባኝ በጣም ነው የምወዲሽ ለመላ ኤሪትራዊን ሠላማችሁ ይብዛልኝ
tig
positive
ኩሉም ትሻቀሉ ዘሉም ትዝርግሖ ዘላ ሓብቱ እያ ላይክ ሸር ሳብስክራይ ጥራሕ ንግበር ነማዓብላ ነዛ ቻነል ኣብይ ዳኣ ኣለኩም ፍተውቲ ኣብሪሽ ሳብስክራይብ እባ
tig
negative
በዓል ፎዝያ ሓሽም ሕልናኣ ሽይጣ ኩርኩር እስያስ ደላይቲ ቴምበን እያ እሞክስ ናይ ፍትሒ ሚንስተር ይገርም
tig
positive
ብጣዕሚ እየ ዝድንቅካ ግን ኣጆኩም ኤርትራ ጸባሕ ናዓና እያ እንበር ነ ዓዲ ግሊኦም ዕድሚኦም ሰለ ዝወዱኡ ኣይትምል ኮቶምን እያ ኣጆና ብህግደፍ ኣይነግራህ
tig
positive
ሚለን ናይ ሕማመይ ገለ ዓነት
tig
positive
ብመጀመርታ ዕዙዝ ሰላምታ ንኹሉኹም ወሃብቲ ሪኢቶን ናእዳን ጸርፍን እዚ ዓምዲ እዚ ንሃናጺ ሪኢቶን መኣረምታን እምበር ንምቑንጻብን ምጽራፍን ኣይኮንን ከምኡ ውን ንበራኺ ትፈልጥዎ ዲኹም ማለት ታሪኽ ታሪኽ ኣይትበል ትብሉ ዘለኹም መጀመርታ ፍለጥዎ ሕተትዎ ኣብ ወራር ወያነ እንታይ ተራ ከም ዝነበሮ ኣለዉ መሰኻኽር ስለዚ ንሱ ስ ታሪኽ ሰሪሑ ታሪኽ ይደግም ኣሎ ቐጽሎ በራኺ ጅግና
tig
negative
ንስውኣትና ንስዋእትና ክብርን ምስጋናን ንሰማእታትና ይኹን
tig
positive
መርሓባባባባባባባባ
tig
negative
ክፍደዮ ሽንቲ ዝኾነ ወለዶ ብጀካ ዝሃድም ዝናሩ ተዓጢቑ ነዞም እኽብካብ ከዳዓት ህግደፍ ደቂ ተንበየን ዘጥፍእ ሓደ ኤርትራዊ ክሰኣን ኣታ ዋይ ሃገረይ ጅግና ኣይበትከልክን ዩ ነይሩ ሞ ሎምስ ሓደ ውን ክርከበና ኣይከኣለን ኢናዓል
tig
negative
እንታይ ሞ ክንደይ መንእሰያት ባሕሪ ውሒጥዎም ናብራና ከነማሓይሽ ካብ ክብርቲ ሃገርናን ክብራት ስድራና ፈቲና ኣይኮናን ተሰዲድና ንኽን ብጾትክን ኣብ መድረኽ ወጺእክን ኣይትተሃመል ትብል ልቢ መንእሰያት ዝሰበረ ወላ እቶም ናይ ኣምላኽ ጽሕፍቶ ኮይኑ ካብ ኢድና ዝመሎቁና የሕዋት ኣብ ጉድጓዶም ኮይኖም ኤህ ኢሎም ረጊሞምኹም ኢዮም
tig
positive
ኮርጫጭ ጅግና ብልጽቲ ደርፊ
tig
positive
ወዲ በይን ጂግና
tig
negative
ሕልናኻ ዘየቅስን ዘየዕጋቢ ስራሕ ደቂ የውሃንስ ሎሚ ፋሕ ኢላትክን ዘፈንፍን ስራሕ ፎእእእእእእእ
tig
negative
ሓውኩም ነሽነሽ ናይ ሰለስቲኦም ኩሉ ስራሓቱ ተባኢሶም ካብ ዩቱብ ከምዝወጽእ ጌሮሞ እንዳሃለው ነውሪ ዘይትብል ድሓር ሓቂ ተዛረብ ከም ኣቦኻ ዓካስ ቦርኮ እዚ ስራሕ ኣይኮነን ሓው ምክንኮ ክንስኻ እዚ ስራሕ ኢልካ ክትመጽእሲ ከመይ ደፊርካ ደፋር ለኻ አይ ነሽነሽ በቃ ግደፍ ከምታ ዝፈትወካ ጥራይ ዝባንካ ሒደለ ከውርደካየ ድገምሞ የራኽበና
tig
positive
ተመስገን ፍቱው
tig
positive
ወውውውውውውውወ ዘሓፍገይ ናተይ አጆኪ ተስፍ ኣይትቅረጺ ኣምላክ ኣሎ
tig
negative
ኣቦናይ ምእንቲ ውሉዳትኩም ምእንቲ ስውኣትና ክትብሉ ኣቦናየ ብምሕረት ራኣዩና ይቅረ ግበርሉና እንታይ ዝበልዎ ጭካነ እዩ ደቀይ ክንድዚ ጭካነ ዶ ኣለካ እዩ ኣንቶም ሰባት ዎ ኣምላኸይ ይቕረ ብምሕረትካ
tig
negative
ንጠላም ጽንሕ ኢላ ጥልመት ተርኪበሉ ሸርፎ ሰሕንካያ ኣለካ ተፍልጦም ኣሽካዓላል ጀምርካ ነርካ ርእስካ ዓለም ተርክበልካ ዘይመሰለካ ኣርክባትልካ
tig
negative
ኣዱ ኣበይ ኣላ መድሃኔዓለም ድምጻዉያንና መን ኣሎ ንናሆም ገዲፋ ከይዳ ኢሎማ አዚኣ ጩሩ
tig
negative
አንቲ ጋልዛ ሳሕሳሕ ጥፍኢ ገፅ ህበይ
tig
negative
ወይ ሰብ ደቅይ
tig
negative
ጸያቒ ባህሊ ኣቦታቱ ዝኾነ ደራፋይ ዶ ፍቱሕ ቢተይ መረቕ በጃካ ናይ ባህልና ሳዕሳዒት ተላመድ ነዚ ካብ ባህልና ፍሉይ ትገብሮ ዘለኻ ነቲ ደርፍኻ ዘስተማቕር ከማን ሰንስ ኣይህቦን ኢዩ ካብ ሳዕሳዒትካ እቲ ደርፍኻ ይወጽእ ኣሎ ባእ ኣቦታትካ ዘውረሱኻ ብህላዊ ሳዕሳዒት ግበር ንምዃን ሳጋኻ ዘይዓረየ ዶ ኣማራኛ ክዕሪ ደርፍኻ ጽቡቕ ሳዕሳዒት ግን 0000 ዜሮ ይቅሬታ ውልቃዊ ሪኢቶይ ኢዩ
tig
positive
ታመስገን ነዚ ደርፊ ዝሰማዕኩ ይእዛና ጽሚምና በዞም ናይ ሕማመይ በጃኹም ካብ ኣቦና ተማሃሩ እዞም ናይ ሎሚ ሰናዕቲ ግጥምን ዜማን ዘልኹም ተማሓይሽኩም ትመጹ ትኾኑ በዚ ሓድሽ ዓመት ተስፋ ይገብር
tig
positive
ንኤረ ንሕና ደቂ ኤረ ንምህናጽ ሃገናንን ንልኡልነታን ንሕና ንልዓል ብሓባር
tig
negative
ፎዝያ ከዳዕ ብስም ስውኣት ኣይትሸቅጢ ሕጂውን እምቢ ንህግደፍ
tig
negative
እዘን ኣክላባት ገዛ መጺአን መን ክሰምዓልኪ ደሪፍኪዮ ጋል ታ ጀላዕ ኣፍ ኣፍሞክባዕቲ
tig
negative
ንስኻ ህግደፍ ወይ ቆብቓብ ወያነ እንዲኻ ግን አይከኣልካሉን ወዲዛ ፋራ መገሰም ኢለካ ተደሊ
tig
negative
ኣብ ኤርትራ ለዉጢ ክመጽእ እንድሕሪ ደሊና እቲ እንስሳ ዘገዳም ኣታሓሳስባ ዘለዎ ሕብረተሰብና ናብ ወድሰብ ኣታሓሳስባ ምስዝቀየር ኢዩ ለዉጢ ክመጽእ ዝክእል
tig
negative
ጻውዒት ንዓና እዩ ዘድሌና ዘሎ እወ ሕጂ ውን ንክድ ጥዑም ዝመስል ግና ከ ዘይጥዑም ስደት ዓዲ ጓና ራሕርሕናዮ ንኺድ ዓድና
tig
negative
ብዘይካ ወዲ መድሂን በራድ ውሕዳት ስዓብቱን ኣምሓራን ህዝቢ ኤርትራ ጸላኢ የብልናን ኣምሓሩ እሞ ክሳብ ሕጂ እዮም ዝነብሑ ዘለው ግን ፍረ የብሎምን
tig
negative
ጸዊዐኪ ነይረ ስንፍላል ገርክኒ ጎቦልበይ ፈኸምታ ሓሳበይ መዓጹን ሲኢነሉ ባይታ ቲ ኹይናት ፍቕርኺ ዘይርኮቦ ዘይንደል
tig
negative
ኣቲ ሻርሙጣ ሓንቲ ማዓልቲ ከይ ገብርናኪ ኣሪኪ ብጭጕራፍ እዃ ሓቲ መኣልቲ የቤተ እየ ጨናዊት
tig
positive
ኣረ ሥለ ሤት ልጄ ብለህ አሁንማ አፈቀርኩህ መሠለኝ
tig
positive
እቲ ሓቂ ዶ ክንነግረኩም ኢሳያስ ንመንእሰይ ኤርትራ ካብ ሃገሩ ግሒጡ ምስ ኣውጽኦ እዚ ኩሉ ቅድሚ ሕጂ ፊልምታቶም ንኽትርእዩ ቅድሚ ዓመት ቆጸራ ይሕዙ ከምዘይነበሩ ሎሚ ስኔማ የለ ፊልም ኤርትራ የለ ኩሉ ተዓጽዩ ጠንቂ ናይ ዚ ኩሉ መን ዩ ትብል ሕቶ ናባኹም ገዲፈያ ኣለኹ
tig
positive
ትኪኪል ደርፊ ማራ ፈተያ ቀጽለሉ ተፍላልና ኢንበር ታይ ገጋ ኣሎና ኣምላክ ኮይኑ ዘይወደእልና
tig
positive
ን ክብሪ ሃገራ ክትብል ወዳ 10 ኣመት ዝእኽል ዘይራየት ንክብሪ ባንዴራና ክትብል ናይ ካልእ ኣይክደንን ኢላ ኣብ ስርሓ ርስኽ ዝወሰደት ሓጊዘ ከይበለት ክንደይ ሰብ ናብ ዓዲ ዓረብ ዘእተወት ካብ ኣብ ናጽነት ኤርትራ ዓቢ እጀም ዘበርከተ ሓርበኛ ዝተወልደት ንመንግስቲ ስለ ዘይጸረፈት ብዙሕ ጸርፊ ዝተጸርፈት ናይ ብሓቂ ኤርትራዊት
tig
negative
ፈቲኹም ፀሊእኩም ኤርትራ ትግርኛ አይኮነትን ኤርትራ ኤርትራ እያ ብሰንኪ ተጋሩ ናጽነቱ ንሰላሳ ዐመት ወሲድሉ ከምኡ ከአ ሳላ ህዝባዊ ግባር እታ ሐደ መጥሐኒት ዝበላ መንግስቱ ሎሚ እሻሐት መጥሐን ፈርያ ሕጂ ብዘመን እኒ እኒ ሕባሻ ከሎ እምኒ ገዲፍኩም ሰላም በቂሉ ሰላም እዩ ዘዋጽአና ይዓድለና
tig
positive
ገጽኩም ትርሓቅ ኣከለግዝይዛይ ጸረ ሃገር ገርፋፋት
tig
negative
ረሳህ ናይ ቀፋጻት ድኣ መን ሓሰብክ
tig
negative
እዚኣ ሰበይትካ ትከውን ወርሒ ከይገበርካ ትጽለል ናይ ቆይቁን ጽልእን እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ዝኣተክዋ ኣብከምዚ ጽቡቅ ኔሩ ኣብከምዚ ክከውን ኣይነበሮን ኢላ ዘይትፈልጥ ኣረጊት ደንቆሮ
tig
positive
ነዚኣ ተንብብ ዘለካ ኣብ ዘለካዮ ለምለም ንዓካ ትኩን ዓለም ዕበየለይ ጽባሕ ጽባሕ ሰላም ኣባካ ይብዛሕ ፍቅር ኣባካ ይብዛሕ ወዲ ሃለቃ ሙቁር ናይብሃቂ ደስ ትብል ኣጆካ ኣይትጥፍኣና
tig
negative
ችዲ በሊ ምጽዋዕ ክብል ጀሚሩ
tig
negative
ብል ተመዘን ኢልካ እንበር ደፊንዎም እዮም ወያነ ኣጣላቂና ኢሎም ጀጋኖ ተስፋ ዘቁርጹ እዚኦም እዮም ነዚ ገያጽ መሬት ባድመ ዲና ክንዋግኣሉ ከብሉ እዚኦምስ እዮም ክጸንትን ድሕሪ ድፋዕ የሕለፍ ኢሎም ብላዕሊ ዘይመጽ ትእዛዝ ዝእዝዙ ታሪክ ዝይትፈልጥ ብሰብ ምጥባቅ ሕማቅ ወለድና ውን ይፈልጥዎ እዮም ኣብ ባይቶ ጉዳዮም ሰብ ዝተዛረበሉ እዩ ሕጂ ከም ዝተኣሰሩ መሸቀጢ ዕዳጋ ዩትዩብ ደሊክሞም እንበር ተምጽእዎ ለውጢ የለን ግን ኣለዋመጻወቲ ኩላ ስደት ከኣ መንፊት እያ ንህግደፍ መመዛዘኒ እንበር ንኤርትራስ ኣኽቦር ዘርክበላ የለን እንቋንዕ እዛ ንፈልጣ ብሓንሳብ ዓለን ኮነት ስደት ገንዘብኩም ኣክቡ እንበር ንስኩም ካብ ትዋጋኢት ላም ኣይተድሕኑን ኢኩም
tig
positive
ና ይ ቃል ኣብ ኣልድነቅቲ እስኪ ላይክ ግበሩለይ መተዓዛዘቢት እያ
tig
positive
ኣቱም ፅቡቅ ዝመለስኩሙለይ የቀንየለይ አሕዋተይ
tig
positive
ናሆም እና አዲያምን እሚያስታርቅ ይጥፍ አንድ ቄስ ሰዎች
tig
positive
እቲ ክፊእ ዝገብሪ ሳሚ ሐወይ ስኡሪ ኢዩ እግዝአቤህሪ ሪኢዋ አሎ ሐሊፊዋ አሎ ሳሚ ሐወይ እቲ ክፊእ ዝገብሪ ካብቲ ክፊእ እዩ እቲ ክፊእ ድማ ስኡሪ ስለዝኮነ በዚ ዝተሳአረ ዝሞተ ሐሳባቶም አይትድከም ንስካ ጥራይ ብትምህሪትካን አምላክ ዝሃበካ ጥእናን ክእለትን ጽቡቅ ዝገብሪ አወት ምሳካ ኢዩ አጆካ ሳሚ ሐወይ
tig
positive
ስብሓት ልኣብ አብ ዝተወስና ደቂቃታት ዝኩሉ ተመልካቲ ጽኑሑ እማ ሪኤ ክምለስኩም
tig
positive
እንካዕ ሓጎሰካ ዝሓወይ ናተይ ዝተረፉ ካኣ ከማኻ ይፍጠረሎም ፈጣሪ
tig
positive
አይዛክ ሁሉም ለበጎ ነው
tig
positive
ኣብርሸይ ምምህር ሕልና ሃየ አስከ ሳብስክራይብ ኣብታ ናይ ኣብራሃም ቻነል ንግበረላ
tig
negative
ላጌቶ ግራንደ ጨነዊቲ ኣብ ይቱብስ ሰብኡት ካኣ ትመሰሉ መጀመራ ንኒባዓሉኩም ኣሳኒዩ ገልኩም ሓማሴን ሰራየ ደምቀ ፍትሕ ኣጋኣዝያን ወጋሓታ ናበለኩም ኣብ ርእሰ ምዋሓድኩም ንገዝብ ክትበሉ ሃገርኩም ትሸጡ እንድኩም
tig
negative
መቺም ጽቡቅ ስራሕ እንዲዩ ግን እዛ ህድሞና ቲቪ ትበሃል በየኖት ሃገራዊ ድሕነት እያ ትመሓደር ብናይ ንያላ ዘለዉ ወላ ባር ኪኒዲ ከባቢ ምኽንያቱ ኤርትራዊያን ሓቢርና ከይንሰርሕ ብዓሊትን ሃይማኖትን ክብትኑና ካብ ወዲ መድህን በራድ ዝተላእኩ ኣብ ዓለም ምሉእ ኣስመራ ዝመደበሮም ደቂ ሓደ ዓልየት ኣለዉ ምሳሌ የናስ ፓራዲዞ ሓደ ወዲ ቤት መኻእ ኣሎ በየነ ሽሙ ሓዉ ዘለዎ ኣካለ ሓንቲ ዓይኑ ዕዉር ወዲ ቀሺ ዋይት ሃውስ ገዝኡ ቢንያም ማይ ኣባሻውል ዱካን ከፊቱ ዘሎ እዚኦም ኩሎም ሓሴሲን ብዝበሃል ናይ ቀደም ኣጸዋውዓ ሰባሲባ ወዲ መድህን በራድ ህዝቢ ኤርትራ ክበታትኑ ኣብ ኣስመራ መደበሮም ኣለዉ ህድሞና ቲቪ ካብዚኦም ዲኹም ወላ ካብቶም ተራ ሃገራዊ ዕንወት ኢኹም
tig
positive
ቀጽሎ ፎርሳ ወገነይ
tig
positive
እንታይ ኢለ ከምዝጽሕፍ ጠፊእኒ ጣኒቆ ኩሉ ግዝየ ክጽበየካ አየ
tig
negative
ሀገራዊ አገልጉሎት ዘይኮነስ ሀገር ጥፍአት እዩ መሳኪን ቆልዑ መጻኢ ዕድሎም ክውስኑ አይክእሉን እዮም ብጣዕሚ ዘገርም እዩ አብታ ዓለም ዝተራእየ እዩ
tig
positive
ኣሰይ ናሆመይ ኣስሊ
tig
positive
የማነ ሞንኪ
tig
positive
ወይዘሪት ከም ኣዴታት ወትሩ ድምቅቲ ከም ኮኮብ ዝብላዕ ዘረባ
tig
positive
ሚለንየ የኔ ውድ ሙዚቃዎችሽን እንዴት እንደወደድኳቸው
tig
negative
እንታይ ድኣ ዝሰከርኪ መሲልኪ
tig
positive
ዋው ዋው ድምጻው ተመስገን ወዲ ያሬድ ጽብቅ ስራሕን ተበግሶን ምስቲ ሰማዒ ዘይረከበ ውጹዕ ወዲ ህዝብን ወዲ ሃገርን ኮንካ ነዚ መልእክቲ ሓዘል ዜማ ብምቅላሕካ የተባብዕን ይምጉሰካን ብምቅጻል ድማ ኣርካናት ማለት ኣብዛ ዜማ ዘለው ኣርካናት ሃገር ወላካ ብዙሓት ተኮኑ መስቶም ዘርካቦም ኣብ ኣርትዖት ክትዝንግዖም ዘይነበረካ እቶም ናይ እምነት መራሕቲ በብውገኖም ይብል ነቲ ብሉጽ ስራሕካ ግን ዓሽ ቀጽሎ ይብለካ ሓው ዳኒኤል ብስራት ድሮግባ ካብ ሽወደን
tig
negative
ቆሲለ ብዱር እዩ ምሐበን ሕብሽቲ መሲሉ እቱም ስብ ሕደጉ እንዶ መልክቲ ዘለወ ግጥሚ ጸሓፉ እንታይ ትምህርቲ ክንርክብ ኢና ካብናይዚኣተን አጥባትን መዓንኮረን ዶ መፂካለይ ኪሮስ አለማሁዩ እና ሊቁ እያሱን አታክልቲን አይረአዩ ሕዚስስስ
tig
negative
ህግስ ህግደፍ ጠሊምን ተፈጠርካ መብት
tig
positive
ምሕረት ይውርደልካ ፈጣሪ
tig
negative
በልዎም ጥራሕ ነዞም ነቓዓት ርአሲ ደቆም ከማን አንተዝጥርዝዎም ኣብኡ ከዱ ክስዕስዑስ ዕሱባት
tig
negative
እንታይ ገሮም ኢልካዮም ህዝቢ ኤርትራዩ ዓዋን ሓውናዩ ዝብልዘሎ እንበር ኣብማኣስከር ተኾነ ቢከዝ ኤርትራዊ ንሶም ዪኸዱዎ ኣብኦሮፓ ተኾነ ብስም ኤርትራዊ ኣትዮም ካብህዝቢኤርትራ ዪሃድሙ ኣሞንጎናኣትዮም ዪፈላሊዩና ህዝቢኤርትራ በላዕኡን ቀታሊኡን ኣይፈልጥን ዩ ብፍላይ እዚሓተላ ዎሎዶ እዚ ንምንታይ ዘይኑሱ ኪመስልዳኣ ተለቂሑ እንዳኸደ ኣዲሳበባዶ መቀለዶ እንዳበሎ ሓዉጥምየት እንዳመተ ሸንዳህዳሕ ዪብል ሓወይ ናይህቢኤርትራ መወዳእታየብሉን
tig
positive
የቐንየልና ያዕቆብ ሓወይ መቕሰን ኣሕጒስካና
tig
negative
ዶንቆር ከምዚ ይውሓዱ ኣብ ጥራይ መዓኮሩ ንሰብ የጣቅዕ ካብዚ ድሑር ኣተሓሳስባ ሰላመይን ኣይሓልፈሉን ኢዩ እዚ ህዝቢ
tig
positive
ቆርጫጭ ያሆ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ተባዕታይ
tig
negative
እዚ ደራሲ ዝደልዎ ኸ ናይመን ኮፒ ሕዝልና ምጽዩ ናይ ባዚጋር ዶ ናይ ኣሚት ትምበል ባንስ ዋሒድ
tig
positive
ሳቢ ጋል ትግራይ ሺኮር ዋላ ንሕና ንፍትወኩም ኢና
tig
positive
እቢ የለን
tig
positive
ዋውውው ኣዝያ ብልጽቲ ስራሕ ብዘይ ቀልዓለም ብርሃኑ ክፍሉ ብርዕኻ ትሰስን ንፉዕ ኣርቲስት ኢኻ ቀጽሎ ወገነይ
tig
negative
ኣሽሓት መንእሰይ እንዳ ጠፍአ ፈታዊ ነብሱ ኢልክንኦ ተጋጊኽን ከምታ ሰሙ ዘጉሃየትኩም ሊቢያ ውን ደም ጭነዉ ኢና
tig
negative
ግርም ጠፊኤናልና ኔረን ከኣ ሕጂ መጽየን ናይዘን ወዛላት ዝኾና ደቂ የውሃንስ ህዝቢ ዘማዕበለን ገሊአን ንህዝቢ ክባጨዋ ክትርኢ ስ ምስ ምንታይ ይቑጸር
tig
negative
ሕልንኡ ዝቀበረ መንግስቲ እባ ተጻዊቱልና ህዝቢ ኣይ ካብ ዉላዱ ኣይ ካብ ሰበይቱ ቆሪሩ ኣሎ ዘቅስን ግዜ ይሃበና 28 ዓመት ተፈጢርና ነይርና ክንብል ከቢድ ኢዩ
tig
positive
እንኳዕ ብዳሓን መጻኩም ህድሞና ነባሪት ህያብ ፉቁራት ናይባሓቂ ዘይትሙና
tig