amh
stringlengths
4
246
tig
stringlengths
3
240
በተጨማሪም ከመንፈሳዊ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን ጋር እንቀራረባለን፤ ምክንያቱም የሚያጋጥሙን ችግሮች፣ አስደሳች ነገሮች እንዲሁም ግቦቻችን ተመሳሳይ ናቸው።
ምስ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እውን ተመሳሳሊ ጸገማትን ሓጐስን ስለ ዜጋጥመና፡ ሕደ ሸቶታት ድማ ስለ ዘሎና፡ ምሳታቶም ንቀራረብ ኢና።
በተመሳሳይም አቅኚ፣ ቤቴላዊ እንዲሁም የመንግሥት አዳራሽ ግንባታ ፈቃደኛ ሠራተኛ ሆነው ማገልገል የሚፈልጉ ወንድሞችና እህቶች፣ ግባቸው ላይ ለመድረስ ከፍተኛ ጥረት ማድረጋቸው አስፈላጊ ነው።
ብተመሳሳሊ፡ ፈለምቲ፡ ቤት-ኤላውያን፡ ወይ ወለንተኛታት ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ዚደልዩ ኣሕዋትን ኣሓትን ነዚ ሸቶታት እዚ ኪወቕዑ ኺመጣጠሩ ኣለዎም።
መርዘኛ የሆነ ሽሙጥ፣ ስድብ በመሆኑ ክርስቲያኖች ሊያስወግዱት ይገባል።
ሕሱም ሽምጠጣ ሓደ ኻብቲ ክርስትያናት ኬርሕቕዎ ዚግባእ ዓይነት ጸርፊ እዩ።
ዳዊት ኃጢአቱ ይቅር ስለተባለለት፣ አምላክ እንዲያጽናናውና እንዲደግፈው እንዲሁም ሰውነቱ በሽታውን ተቋቁሞ እንዲያገግም መጠየቅ ይችላል።
ንዳዊት ሓጢኣቱ ይቕረ ተባሂሉሉ ስለ ዝነበረ፡ ኣምላኽ ምእንቲ ኼጸናንዖን ምእንቲ ኺድግፎን ኪልምን ይኽእል ነይሩ እዩ፣ ብዘይካዚ እውን ሰብነቱ በቲ ዘለዎ ዓቕሚ ተጠቒሙ ምእንቲ ኺሓዊ ልማኖ ኬቕርብ ይኽእል ነይሩ እዩ።
እርግጥ ነው፣ ግልጽ ወይም እምነት የሚጣልበት በመሆን ረገድ አንዳንድ የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉሞች የሚጎድላቸው ነገር ቢኖርም ተስፋ የሚሰጠውንና ስለ መዳን የሚገልጸውን የመጽሐፍ ቅዱስ ዋና መልእክት የትኛውንም ትርጉም በማንበብ መረዳት ይቻላል።
ዋላ እኳ ገሊኡ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ንጹርን ዜተኣማምንን እንተ ዘይኰነ፣ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መልእኽቲ ተስፋን ድሕነትን ግና ዳርጋ ኣብ ኵሉ ትርጉማት ይርከብ እዩ።
በመጀመሪያው መቶ ዘመን እንደነበረው የበላይ አካል ሁሉ ታማኝና ልባም ባሪያም መጽሐፍ ቅዱስን በመንፈስ መሪነት እንደተጻፈ የአምላክ ቃል ወይም መልእክት አድርጎ የሚቀበለው ከመሆኑም ሌላ ከፍ አድርጎ ይመለከተዋል።
እዚ ባርያ እዚ፡ ከምቲ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረ ኣመሓዳሪ ኣካል ነቲ ብድራኸ መንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ ቓል ወይ መልእኽቲ ይቕበሎን ኣኽቢሩ ይርእዮን እዩ።
ከዚህ ዘገባ የምናገኘው አንድ ጠቃሚ ትምህርት አለ፦ ለተለያዩ አካላት ታማኝ መሆናችን ተገቢ ቢሆንም በዋነኝነት ታማኝ መሆን የሚገባን ለማን እንደሆነ ለመወሰን በመጽሐፍ ቅዱስ መሠረታዊ ሥርዓቶች መመራት ይኖርብናል።
ካብቲ ኣጋጣሚ እቲ፡ ሓደ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንረክብ ኢና፦ ብቐዳምነት ንመን እሙናት ክንከውን ከም ዘሎና ኽንውስን ምስ ዜድልየና፡ ኣብቲ ዅነታት እቲ ኺሕግዘና ብዛዕባ ዚኽእል ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ክንሓስብ ኣሎና።
ብዙዎች በአምላክ በማያምኑበት ዘመን እንኳ መጽሐፍ ቅዱስ በብዛት ከተሸጡ መጻሕፍት ዝርዝር ውስጥ የመጀመሪያውን ቦታ ይዟል፤ እንዲሁም በከፊልም ሆነ በሙሉ ከ2,800 በሚበልጡ ቋንቋዎች ይገኛል።
ብዙሓት ኣብ ኣምላኽ ብዙሕ እምነት ዘይብሎም ወይ እውን ጠሪሶም እምነት ዘይብሎም ኰይኖምሉ ኣብ ዘለዉ እዋን እኳ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ልዕሊ ዅሉ ዝርጋሐ ዝረኸበ መጽሓፍ ኰይኑ ኣሎ፣ ብምሉእ ወይ ብኸፊል ድማ ናብ ልዕሊ 2,800 ቋንቋ ተተርጒሙ ኣሎ።
ሆኖም ንጹሕ አቋሙን ይዞ በመቀጠል የሰማይ አባቱን ማስደሰት ይችላል።
ይኹን እምበር፡ ሳሙኤል ንጽህናኡ ኺሕሉን ነቲ ሰማያዊ ኣቦኡ የሆዋ ኼሐጕሶን ይኽእል ነይሩ እዩ።
መጽሐፍ ቅዱስን በጥቅሉ ከማጥናት በተጨማሪ ጥያቄዎች በሚፈጥሩብህ ርዕሰ ጉዳዮች ላይ ጥልቅ ምርምር አድርግ።
ኣብ ርእሲ እቲ ሓፈሻዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሕቶታት ኪህልወካ ኣብ ዚኽእል ጕዳያት እውን ኣዕሚቝካ ዅዓት።
ይሖዋ ለሩት እንደነዚህ ወላጆች ሆኖላታል።
የሆዋ ንሩት ከምኡ እዩ ዀይኑላ።
አንተ በምታደርገው ጥረት ላይ የይሖዋ በረከት ታክሎበት ሰዎችን የመጽሐፍ ቅዱስ ጥናት ማስጀመር ትችል ይሆናል።
ዝከኣለካ ዘበለ ምስ እትገብር፡ ብሓገዝ ኣምላኽ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ትኽእል ኢኻ።
እንግዲያው ይሖዋ በጊዜው መንፈሳዊ ምግብ ማቅረቡን እንዲቀጥል ምንጊዜም ልንጸልይ ይገባል።
ስለዚ፡ የሆዋ ብቐጻሊ እዋናዊ መንፈሳዊ ምግቢ ምእንቲ ኺምግበና፡ ኣዘውቲርና ኽንጽሊ ኣሎና።
ሆኖም በአገልግሎቱ ውጤታማ ሊሆን የሚችለው ለሚያስተምረው ትምህርት ምንጊዜም ትኩረት ከሰጠ ብቻ ነው።
ይኹን እምበር፡ ኣብ ኣገልግሎቱ ምእንቲ ኺሰልጦ፡ ኣብ ትምህርቱ ኼተኵር ነበሮ።
ኢየሱስ ቃል በገባው መሠረት፣ ይሖዋ በዛሬው ጊዜ አፍቃሪ በሆኑ ወንድሞችና እህቶች በተሞላ ዓለም አቀፋዊ መንፈሳዊ ቤተሰብ ውስጥ እንድንታቀፍ በማድረግ ወሮታ ከፍሎናል።
ከምቲ የሱስ ዘተስፈዎ፡ የሆዋ ኣባላት እቲ ኣብ መላእ ዓለም ዚርከብ መንፈሳውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ዝሓቘፈ ስድራ ቤት ክንከውን ብምፍቃድ፡ ሕጂ ባሪኹና ኣሎ።
ንጉሥ ኢዮስያስን እንደ ምሳሌ እንውሰድ።
ንንጉስ ዮስያስ እስከ ኸም ኣብነት ንርአ።
አሮን እና ሁር በውጊያው ወቅት ቃል በቃል የሙሴን እጅ ደግፈውለት እንደነበር አስታውሱ።
ኣሮንን ሑርን ብግዜ ውግእ ንኣእዳው ሙሴ ቓል ብቓሉ ብኸመይ ከም ዝደገፍወን እሞ ሕስብ ኣብሎ።
ሽማግሌዎች ሊያከናውኗቸው የሚገቡ በርካታ አጣዳፊ ጉዳዮች አሉ።
ሽማግለታት፡ ብቕልጡፍ ኪግበር ዜድልዮ ሓያሎ ኣገዳሲ ዕዮታት ይዓይዩ እዮም።
አንድ ልጅ፣ የሚጠይቀውን ነገር ሁሉ ወላጆቹ እንዲያደርጉለት ወይም ፍላጎቱን በሙሉ ወዲያውኑ እንዲያሟሉለት መጠበቁ ተገቢ አይሆንም።
ሓደ ወላዲ ንውሉዱ፡ ንነፍሲ ወከፍ ዝሓተቶ ነገር ብኡብኡ ኣይህቦን እዩ።
አምላክ ለጸሎቷ አፋጣኝ ምላሽ በመስጠቱ ስሜቷ በጥልቅ ተነክቷል።
ኣምላኽ ንጸሎታ ብቕልጡፍ ምላሽ ስለ ዝሃባ፡ ውሽጣ ኸም እተተንከየ ርኡይ እዩ ነይሩ።
አቢሳ ለዳዊት ያለው ታማኝነት ንጉሥ ሳኦልን ለመግደል እንዲነሳሳ አድርጎት ነበር፤ ዳዊት ግን ይሖዋ በቀባው ላይ እጅ ማንሳት ተገቢ እንዳልሆነ ስለተገነዘበ ይህን እንዳያደርግ አቢሳን ከልክሎታል።
ንዳዊት ካብ ዘለዎ ተኣማንነት ተላዒሉ፡ ንንጉስ ሳኦል ኪቐትሎ ተሃንጥዩ ነይሩ፣ ዳዊት ግና ኢድካ ኣንጻር ቅቡእ የሆዋ ምልዓል ጌጋ ምዃኑ ስለ ዚፈልጥ፡ ከልኪልዎ እዩ።
ያከናወኑት ጥናት ከጥቂቶች በቀር ሁሉም የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍሎች ትክክለኛ መሆናቸውን አረጋግጧል።
እዚ መጽናዕቲ እዚ ኸኣ ትሕዝቶ መብዛሕትኡ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ልክዕነቱ እተረጋገጸ ምዃኑ እዩ ሓቢሩ።
ኢየሱስ መጥምቁ ዮሐንስን በእጅጉ ያደነቀው ቢሆንም ወደ መንግሥተ ሰማያት እንደማይገባ ተናግሯል።
የሱስ ንዮሃንስ ብዙሕ እኳ እንተ ነኣዶ፡ ኣብታ ሰማያዊት መንግስቲ ኸም ዘይኣቱ ግና ሓቢሩ እዩ።
ሙሴ የሚከፈለውን ወሮታ በትኩረት ተመልክቷል፤ በመሆኑም እምነትና ለይሖዋ ፍቅር ማዳበር ችሏል።
ሙሴ፡ ናብቲ ዚረኽቦ ዓስቢ ኣተኲሩ ስለ ዝጠመተ፡ እምነቱ ደልደለት፡ ንየሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ኸኣ ዓበየት።
ሌላ ሰው ውሳኔ እንዲያደርግልን ኃላፊነቱን ልንሰጠው አይገባም።
ናይ ምውሳን ሓላፍነትና ንኻልኦት ኣሕሊፍና ኽንህብ የብልናን።
ሆኖም በመካከላችን ሆነው አመራር የሚሰጡን ወንድሞች ፍጹም ባለመሆናቸው፣ የምናደርገውን ነገር በተሳሳተ መንገድ ሊረዱት ይችላሉ።
ኰይኑ ግና፡ እቶም ዚመርሑና ዘለዉ ዘይፍጹማት ብምዃኖም፡ ንተግባራትና ብጌጋ ኺርድእዎ ይኽእሉ እዮም።
የሳንሄድሪን ሸንጎ አባል የነበረው ኒቆዲሞስ ኢየሱስ የሚያስተምረው ትምህርት ትኩረቱን ስቦት ነበር።
ኣባል እቲ ዋዕላ ኣይሁድ ዝዀነ ኒቆዲሞስ ብዛዕባ ትምህርቲ የሱስ ተገዳስነት ኣሕደረ።
አንድ ሰው ሳይታወቀው፣ በአስተሳሰቡም ሆነ በድርጊቱ ልኩን የማወቅ ችግር እንዳለበት የሚጠቁሙ ነገሮችን ማድረግ ሊጀምር ይችላል፤ ይህ የሚሆነው እንዴት ነው?
ናይ ድፍረት ኣተሓሳስባ ኸነማዕብል እንኽእል መዓስ ኢና፧
ለምሳሌ ያደግከው እውነት ቤት ውስጥ ሊሆን ይችላል።
ንኣብነት፡ ኣብ ሓቂ ዝዓበኻ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።
የአምላክ የመጀመሪያ ፍጥረት፣ መንፈሳዊ አካል የሆነው አንድያ ልጁ ነው።
እቲ ኣምላኽ ዝፈጠሮ መጀመርታ ፍጥረቱ፡ መንፈሳዊ ውሉዱ እዩ።
ምክንያቱም ልጆችህ ሌሎች አማልክትን ያገለግሉ ዘንድ እኔን ከመከተል ዞር እንዲሉ ያደርጓቸዋል።
ከመይሲ፡ ንደቅኻ፡ ካልኦት ኣማልኽቲ ምእንቲ ኼገልግሉ፡ ካብ ምስዓበይ ኪመልስዎም እዮም ዚብል መምርሒ ተዋሂብዎም ነበረ።
ለምሳሌ ያህል፣ ጳውሎስ ስለ ጢሞቴዎስ ሲናገር በጌታ ልጄ የሆነው የምወደውና ታማኝ የሆነው በማለት ገልጾታል፤ በተጨማሪም ጳውሎስ፣ ጢሞቴዎስ ለሌሎች ክርስቲያኖች ከልቡ እንደሚያስብ ተናግሯል።
ንኣብነት፡ ጳውሎስ ብዛዕባ ጢሞቴዎስ ኪገልጽ ከሎ፡ ፍቑረይን እሙን ውሉደይን ኢልዎ ኣሎ፣ ብዛዕባ ኻልኦት ክርስትያናት ናይ ሓቂ ኸም ዚሓሊ እውን ገሊጹ ኣሎ።
ይሖዋ ይህን መንግሥት ለልጁ ሰጥቶታል፤ ኢየሱስ የሰው ልጆችን የሚወድ ከመሆኑም ሌላ እነሱን ለመግዛት የላቀ ብቃት አለው።
ነቲ ንደቂ ሰብ ዜፍቅርን ንኺገዝእ ሓለፍ ዝበለ ብቕዓት ዘለዎን ወዱ ድማ፡ ነታ መንግስቲ ኣብ ኢዱ ሂብዎ ኣሎ።
በዚያ ወቅት ጴጥሮስን በተአምራዊ መንገድ ብዙ ዓሣ እንዲያጠምድ ከረዳው በኋላ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነግሮታል።
ኣብቲ ኣጋጣሚ እቲ፡ ንጴጥሮስ ብተኣምራዊ መገዲ ብዙሓት ዓሳ ኸም ዚሕዝ ድሕሪ ምግባሩ፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ተዛረቦ።
ኢየሱስ ከናትናኤል ጋር ከተገናኘ ከአንድ ዓመት ተኩል ገደማ በኋላ ናትናኤልን ሐዋርያ አድርጎ የመረጠው ሲሆን እሱም ቀናተኛ ክርስቲያን መሆኑን አስመሥክሯል።
ምስ ናትናኤል ድሕሪ ምርኻቡ ኣስታት ዓመትን መንፈቕን ዚኣክል ጸኒሑ፡ ሃዋርያ ኪኸውን ሓርይዎ እዩ፣ ናትናኤል ድማ ቀናእ ክርስትያን ምዃኑ ኣርእዩ እዩ።
የአምላክ ቃል፣ በሕዝቡ ላይ የተሾሙትን ሰዎች ይመራቸው የነበረው እንዴት ነው?
ቃል ኣምላኽ ነቶም መራሕቲ እንታይ ጽልዋ እዩ ኣሕዲሩሎም፧
ታዲያ ሊመለክ የሚገባውን ብቸኛ አምላክ ለምን መጠጊያህ አታደርገውም?
እሞ ደኣ ንስኻ ስለምንታይ ኣብቲ በይኑ ኺግልገል ዚግብኦ ኣምላኽ ዘይትምዕቈብ፧
የይሖዋ ምሥክሮች የክርስቶስ እውነተኛ ተከታዮች መሆናቸውን የሚያሳውቀው፣ ልዩ የሆነ አንድነት የሚያስገኝ ፍቅር ያላቸው መሆኑ ነው፤ ይሖዋ እነዚህን ሕዝቦች በመላው ምድር የመንግሥቱን ምሥራች ለማወጅ እየተጠቀመባቸው ነው።
እታ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘላቶም ፍሉይ ሓድነት እተምጽእ ፍቕሪ፡ ናይ ሓቂ ሰዓብቲ ክርስቶስ ከም ዝዀኑ ተርኢ እያ፣ ኣምላኽ ድማ፡ ንዓታቶም እቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ኵላ ዓለም ምእንቲ ኺስበኽ ዕላማኡ ንምፍጻም ይጥቀመሎም ኣሎ።
ይሖዋን በዓለም ላይ ካሉ በርካታ አማልክት አንዱ እንደሆነ አሊያም ከሌሎች አማልክት ሁሉ የበላይና ኃያል እንደሆነ ብቻ አድርገን ልንመለከተው አይገባም።
ንየሆዋ ሓደ ኻብ ብዙሓት ኣማልኽቲ ኸም ዝዀነ እሞ፡ ካባታቶም ዝለዓለን ዝሓየለን ከም ዝዀነ ጌርና ኽንሓስቦ የብልናን።
እኛም ወደ አዲሱ ዓለም በምናደርገው ጉዞ ላይ እርስ በርስ መስማማትና መተባበር ያስፈልገናል።
ንሕና እውን ናብ ሓዳስ ዓለም ኣብ እንገብሮ ጕዕዞ፡ ንሓድሕድና ኸም ሓደ ሰብነት ክንገጣጠምን ክንዋደድን፡ ማለት ሓድነት ኪህልወናን ክንተሓባበርን የድልየና እዩ።
ይሖዋ ከውሳኔህ ጋር ተስማምተህ መኖር እንድትችልና የሚያጋጥሙህን ተፈታታኝ ሁኔታዎች እንድትወጣ ይረዳሃል።
ንሱ ድማ ነቲ ውሳነኻ ሓሊኻ ምእንቲ ኽትመላለስን ንዜጓንፈካ ዘበለ ጸገማት ምእንቲ ኽትሰግርን ኪሕግዘካ እዩ።
አረማመዳችን ፍጹም ከሆነው የይሖዋ እርምጃ ጋር እንዲስማማ ማድረግን መማር አለብን።
ነቲ ዘይጽኑዕ ስጕምትታትና ምስቲ ጽኑዕ መምርሒ የሆዋ ብኸመይ ከም እነሰማምዖ ኽንፈልጥ ኣሎና።
አዘውትሮ በሚጠቀምበት መንገድ መስበኩን ቢቀጥል፣ ሰዎች ሁልጊዜ ጥሩ ምላሽ እንደሚሰጡት መጠበቅ አይችልም።
ኵሉ ሳዕ ሓደ ዓይነት ኣቀራርባ እንተ ዚጥቀም ነይሩ፡ ሰባት ኣይምሰምዕዎን።
ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ ለእሱ ታማኝ ለመሆን ሲሉ የሚያደርጓቸውን ነገሮች ከፍ አድርጎ እንደሚመለከት ሙሉ በሙሉ መተማመን እንችላለን።
የሆዋ ነቲ ኣገልገልቱ እሙናት ንምዃን ዚገብርዎ ጻዕሪ ኣኽቢሩ ኸም ዚርእዮ ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና።
በአምላክ ላይ ያለን እምነትና ለእሱ ያለን ፍቅር ይሖዋ ቃል የገባቸውን ነገሮች በዓይነ ሕሊናችን እንድንመለከት ሊረዳን ይችላል።
ኣብ ኣምላኽ ዘላትና እምነትን ንዕኡ ዘላትና ፍቕርን ነቲ ንሱ ዘተስፈዎ ተስፋታት ኣብ ኣእምሮና ንኽንስእሎ ኽትሕግዘና ትኽእል እያ።
ኢየሱስ ለተከታዮቹ ስለ ምግብና ልብስ መጨነቃቸውን ትተው መንግሥቱን እንዲያስቀድሙ ማሳሰቢያ እንደሰጣቸው አስታውስ።
ነቲ የሱስ ንሰዓብቱ፡ ብዛዕባ ምግብን ክዳንን ከይጭነቑ፣ እኳ ደኣስ፡ ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ኺደልዩ ኸም ዘለዎም ዝሃቦም መዘኻኽሪ እሞ ዘክሮ።
ምክንያታዊና ትሑት ከሆኑ፣ ውሳኔያቸውን እንደገና ማጤን እንዳለባቸው የሚያሳይ ጠቃሚ የሆነ አዲስ መረጃ ሲያገኙ፣ ሌሎች ለእነሱ ያላቸው አክብሮት እንዳይቀንስ በመፍራት ይህን ከማድረግ ወደኋላ አይሉም።
ልዙባትን ትሑታትን እንተ ዀይኖም ከኣ፡ ነቲ ድሮ ዝገበርዎ ውሳነ ኪቕይር ዚኽእል ሓድሽ ሓበሬታ ምስ ዚረኽቡ ኽብሮም ከይትንከፍ ፈሪሆም ውሳነኦም ካብ ምቕያር ድሕር ኣይብሉን እዮም።
ስላሳየችው እምነት ወሮታዋን የከፈላት ሲሆን በውሳኔዋ እንድትቆጭ የሚያደርግ ምንም ነገር አላጋጠማትም።
ስለቲ እምነታ ዓስባ ሂብዋ እዩ፣ ንውሳነኣ እትጥዓሰሉ ምኽንያት ድማ ከቶ ኣይነበራን።
ልምድ የሌላቸውን ወንድሞች ለማሠልጠን ጊዜያቸውን መሥዋዕት የሚያደርጉና አርቆ አሳቢ የሆኑ ሽማግሌዎች ጥበበኛ መጋቢዎች ከመሆናቸውም በላይ ለጉባኤው በረከት ናቸው።
ኣርሒቖም ብምጥማት፡ ግዜ መዲቦም ነቶም ብዙሕ ተመክሮ ዘይብሎም ኣሕዋት ዜሰልጥኑ ሽማግለታት፡ ጥበበኛታት መገብቲ እዮም፡ ንምልእቲ እታ ጉባኤ ድማ ናይ ሓቂ በረኸት እዮም።
ኖኅ ይኖር የነበረው በዓመፅና በሥነ ምግባር ብልግና በተሞላ ዓለም ውስጥ ነበር።
ኖህ ብህይወት ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ምድሪ ብዓመጻን ብምንዝርናን መሊኣ ነበረት።
እኛም ሌሎችን መደገፍና መርዳት የምንችልባቸውን መንገዶች መፈለግ እንችላለን።
ንሕና ድማ ንኻልኦት ክንድግፈሉን ግብራዊ ሓገዝ ክንህበሉን እንኽእል መገድታት ከነናዲ ንኽእል ኢና።
ግርጌ ለሌሎች ርኅራኄ ስናሳይ የይሖዋን ልብ እናስደስታለን።
ንኻልኦት ምስ እንርሕርሓሎም፡ ልቢ የሆዋ ባህ ይብሎ እዩ።
ተጋቢዎቹ ለእንግዶች ጥሩ መስተንግዶ የማድረግ ኃላፊነት እንዳለባቸው ኢየሱስ ያውቃል።
ማርያምን የሱስን ኣብ ቃና፡ ነቶም ሓደስቲ መርዑ ኸም ዝደንገጹሎምን ካብ ሕፍረት ኬድሕንዎም ከም ዝደለዩን ተራእዩ እዩ።
ይሖዋ ለእነዚህ መሪዎች ተግሣጽ የሰጠባቸው ወይም በሌላ መሪ እንዲተኩ ያደረገባቸው ጊዜያት ነበሩ።
ኣብ ገሊኡ እዋናት፡ የሆዋ ነዞም ዘይእዙዛት መራሕቲ ገሲጽዎም ወይ ከኣ ብኻልኦት ተኪእዎም እዩ።
ይሖዋም ቢሆን ሁኔታዎች በመለወጣቸው የተነሳ ውሳኔዎቹን የቀየረባቸው ጊዜያት አሉ።
የሆዋ ሓድሓድ ግዜ ዅነታት ኪልወጥ ከሎ ውሳነታቱ ለዊጡ እዩ።
ሐዋርያው ጳውሎስ ደግሞ ስለ መላእክት ልሳን ተናግሯል፤ ይህም ከሰው ልጆች ቋንቋ እጅግ የሚልቅና በሰማይ ያሉ አካላት የሚግባቡበት ልሳን ነው።
ሃዋርያ ጳውሎስ ከኣ ብዛዕባ እቲ ኻብ ቋንቋ ሰባት ዚበልጽ ኣብ ሰማይ ሓሳባኦም ዚላዋወጡሉ ቛንቋታት መላእኽቲ ተዛሪቡ ኣሎ።
አክሎም እንዲህ ብሏል፦ እናንተ ግን ከእሱ የተቀበላችሁት የመንፈስ ቅብዓት በውስጣችሁ ይኖራል፤ በመሆኑም ማንም እንዲያስተምራችሁ አያስፈልግም፤ ከዚህ ይልቅ ከእሱ ያገኛችሁት ይህ ቅብዓት ስለ ሁሉም ነገር እያስተማራችሁ ነው፤ ደግሞም እውነት እንጂ ውሸት አይደለም።
ኣስዕብ ኣቢሉ እውን ከምዚ ኢልዎም እዩ፦ ንስኻትኩምሲ፡ እቲ ኻብኡ እተቐበልኩምዎ ቕብኣት ኣባኻትኩም ይነብር ኣሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህረኩም ኣየድልየኩምን እዩ፣ እቲ ኻብኡ ዝዀነ ቕብኣት ግና፡ ብዛዕባ ዅሉ ይምህረኩም ኣሎ፣ ሓቂ እውን እዩ እምበር፡ ሓሶት ኣይኰነን።
አስተዋይ በመሆን በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙት ልጆቻችሁ ያላቸውን መልካም ጎን ለመመልከት ትጥራላችሁ?
እሞኸ ኣብ መንእሰይ ውሉድካ ጽቡቕ ከተናዲ ዲኻ፧
ጳውሎስ በኤፌሶን በቁጣ የተሞሉ ሰዎች ከተነሱበት በኋላ በዚያ የነበሩትን ደቀ መዛሙርት አበረታቷቸዋል።
ጳውሎስ ድሕሪ እቲ ኣብ ኤፌሶን ዘጋጠሞ ናዕቢ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኣተባቢዕዎም እዩ።
አላን የሚባል አንድ ወንድም በፊሊፒንስ በምትገኝ አንዲት ትንሽ ደሴት ላይ ከቤት ወደ ቤት እያገለገለ ሳለ ያገኛት ሴት ድንገት ማልቀስ ጀመረች።
ኣላን ኣብ ሓንቲ ኣብ ፊሊፒንስ እትርከብ ንእሽቶ ደሴት ኣብ በቤት እናኸደ ኺሰብኽ ከሎ፡ ሓንቲ ሰበይቲ ምስ ረኸበቶ ኽትበኪ ጀመረት።
አንድ ሰው ሲጠመቅ፣ ራሱን መወሰኑን ሌሎች እንዲያውቁ ያደርጋል።
ኪጥመቕ ከሎ ድማ፡ ርእሱ ኸም ዝወፈየ እዩ ንኻልኦት ዜርኢ ዘሎ።
ይህም እንዳይበቃ፣ ምግባረ ብልሹነት በተንሰራፋበት በዚህ ሥርዓት ውስጥ ስለምንኖር በየዕለቱ ኢኮኖሚያዊ ጫና ያታግለናል።
ኣብ ርእሲ እዚ ድማ፡ ኣብዚ ብልሹው ስርዓት እዚ እንነብር ብምዃንና፡ ብቝጥባዊ ጸገማት መዓልታዊ ንሽገር ኢና።
በባቡርና በአውቶቡስ ፌርማታዎች፣ በገበያ ቦታዎች፣ በመናፈሻዎችና ሰዎች በሚገኙባቸው ሌሎች ቦታዎች ምሥራቹን ለመስበክ ጥረት ያደርጋሉ።
ግዜ መዲቦም ንሰባት ኣብ መደበራት ባቡርን ኣውቶብስን ዕዳጋታትን መናፈሻታትን ሰብ ኣብ ዝበዝሖ ኻልእ ቦታታትን ይምስክሩሎም እዮም።
አምላክ ክፋት ለተወሰነ ጊዜ እንዲቀጥል መፍቀዱ የሰዎች አገዛዝ ከንቱ እንደሆነ ከማሳየቱም ባሻገር ዘላቂ ጥቅም አለው።
ኣምላኽ ንግዜኡ እከይ ኪህሉ ምፍቃዱ፡ ኣገዛዝኣ ደቂ ሰብ ከንቱ ኸም ዝዀነ ንምርኣይ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ካልእ ሰፊሕ ዕላማ እውን ኣለዎ።
በክርስቶስ ቤዛዊ መሥዋዕት በማመን፣ የይሖዋ ጸጋ በእኛ ላይ እንዲነግሥ እንደምንፈልግ እናሳያለን።
ኣብ መስዋእታዊ በጃ ክርስቶስ ምስ እንኣምን፡ ጸጋ የሆዋ ኣባና ኺነግስ ንፈቅድ ኣለና ማለት እዩ።
ከአንተ የተለየ ባሕል ካላቸው ሰዎች ጋር መጨዋወት ይከብድህ ይሆናል።
ካብ ካልእ ባህሊ ንዝዀኑ ሰባት ምቕራብ ይኸብደካ ይኸውን።
በወቅቱ የነበሩ ፈሪሃ አምላክ ያላቸው ወንዶችና ሴቶች ምን ማድረግ እንዳለባቸው ያውቁ ነበር።
ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎም ሰብኡትን ኣንስትን እንታይ ኪገብሩ ኸም ዘለዎም ፈለጡ።
ኖኅ የይሖዋን የማስጠንቀቂያ መልእክት በታማኝነት የሰበከ ቢሆንም በዙሪያው ያሉት ክፉ ሰዎች መልእክቱን እንዲቀበሉ ማስገደድም ሆነ የጥፋት ውኃው የሚመጣበትን ጊዜ ማፋጠን አይችልም።
ኖህ ነቲ ኻብ የሆዋ እተላእከ መጠንቀቕታ ብተኣማንነት እኳ እንተ ሰበኸ፡ ነቶም ኣብ ከባቢኡ ዝነበሩ እኩያት ገዲዱ ነቲ መልእኽቲ ኸም ዚቕበልዎ ኺገብር፡ ወይ ማይ ኣይሂ ኻብቲ ምዱብ ግዜኡ ቐልጢፉ ኸም ዚመጽእ ኪገብር ኣይክእልን እዩ ነይሩ።
እኛም የምንኖረው በክፋት በተሞላ ዓለም ውስጥ ሲሆን ይሖዋ ይህን ክፉ ዓለም ለማጥፋት ቃል እንደገባ እናውቃለን።
ንሕና እውን ኣብዛ የሆዋ ኸም ዜጥፍኣ እተዛረበላ እከይ ዝመልኣ ዓለም ኢና እንነብር።
ይህ ሥራ፣ የአምልኮ ቦታዎችን መገንባትንና መጠገንን፣ በትላልቅ ስብሰባዎች ላይ በፈቃደኝነት ማገልገልን እንዲሁም በቅርንጫፍ ቢሮ ወይም በርቀት የትርጉም ቢሮዎች ውስጥ ማገልገልን ይጨምራል።
እዚ ዕዮ እዚ ኸኣ፡ ህንጸትን ጽገናን ቦታታት ኣምልኾ፡ ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታት ወለንተኛ ምዃን፡ ወይ ኣብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ኰነ ኣብ ቤት ጽሕፈት ትርጉም ምግልጋል የጠቓልል።
ታዲያ ከሌሎች እንደምንበልጥ እንዲሰማን የሚያደርግ ምን ምክንያት አለን?
እሞ ደኣ ስለምንታይ ካብ ካልኦት እንበልጽ ኰይኑ ዚስምዓና፧
ኢየሱስ፣ ሰዎች የመጽሐፍ ቅዱስን ትንቢቶች እንዳያስተውሉና መጨረሻው መቅረቡን እንዳይገነዘቡ በማድረግ ዲያብሎስ አእምሯቸውን እንደሚያጨልም ያውቅ ነበር።
ሰባት ነቲ ብዛዕባ መጻኢ ዚገልጽ ትንቢታት ኣምላኽ ዕሽሽ ኢሎም ብህጹጽ ስጕምቲ ምእንቲ ኸይወስዱ፡ ድያብሎስ ኣብ ኣእምሮኣዊ ጸልማት ከም ዚዓጽዎም፡ የሱስ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
ዳዊት ጥልቅ መንፈሳዊ እውቀት ያለው ሰው ከመሆኑም ባሻገር አንዳንድ የመጽሐፍ ቅዱስ መጻሕፍትን በመንፈስ መሪነት ጽፏል።
ዓብዪ መንፈሳዊ ዕምቈት ዝነበሮ ሰብ እዩ ነይሩ፣ ብድራኸ መንፈስ ከኣ ገለ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ጽሒፉ እዩ።
እንዲህ ያደረገው እናቱና አያቱ ስላስገደዱት ሳይሆን በተማረው ነገር ላይ በሚገባ ካሰበበት በኋላ አምኖ ስለተቀበለው ነው።
ኣዲኡን ዓባዩን ስለ ዝበላኦ ዘይኰነስ፡ ባዕሉ ሓሲቡ ስለ ዝኣመነላ እዩ ንሓቂ ተቀቢልዋ።
መጽሐፍ ቅዱስ እንደሚናገረው ወጣቶችን ጨምሮ የይሖዋ ሕዝብ በአጠቃላይ ለአምላክ አገልግሎት በገዛ ፈቃዱ ራሱን ያቀርባል።
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ንመንእሰያት እውን ዝሓቘፈ ህዝቢ የሆዋ፡ ፈትዩ ኺመጽእ እዩ ይብል።
ሥልጠናውን በሌላ ጊዜ ባደርገው ጉባኤው ላይ የሚያመጣው ጉዳት የለም።
ነቲ ስልጠና ናብ ካልእ ግዜ እንተ ኣሳጊረዮ፡ ነታ ጉባኤ ጽልዋ ኣይገብረላን እዩ ኢሎም ይሓስቡ ይዀኑ።
እንዲህ የምንለው ለምንድን ነው?
ስለምንታይ፧
የመጽሐፍ ቅዱስ ዘገባ እንደሚያሳየው ከማንኛውም ርዕሰ ጉዳይ ይበልጥ ስለ አምላክ መንግሥት ብዙ ጊዜ ተናግሯል፤ አገልግሎቱን ሲያከናውን ስለዚህ መንግሥት ከ100 ጊዜ በላይ ጠቅሷል።
ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ካልእ ጕዳይ ንላዕሊ ብዙሕ ከም እተዛረበ፡ ኣብ ኣገልግሎቱ ኸኣ ልዕሊ 100 ግዜ ኸም ዝጠቐሳ መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጽ እዩ።
እያንዳንዱ ክርስቲያን የራሱን የኃላፊነት ሸክም መሸከም እንዳለበት ከተገነዘብን ሌሎች ሰዎች ያን ያህል ትልቅ ቦታ በማይሰጣቸው ጉዳዮችም ረገድ የመምረጥ ነፃነታቸውን ተጠቅመው የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ መብት እንዳላቸው አምነን እንቀበላለን።
ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን ጸጾሩ ኺጸውር ከም ዚግባእ ምስ ፈለጥና፡ ኣብቲ ኣገዳስነቱ ኻብዚ ዚትሕት ጉዳያት እውን ከይተረፈ ነቲ ኻልኦት ንናይ ምምራጽ ናጽነቶም ኪጥቀሙሉ ዘለዎም መሰል ከነኽብረሎም ኢና።
አንድ ክርስቲያን ወደፊት ሊከሰቱ የሚችሉ ችግሮችን እያሰበ የሚብሰለሰል ከሆነ ሳያስፈልግ ሊጨነቅ ይችላል።
ሓደ ክርስትያን ብዛዕባ ኣብ መጻኢ ኪኸውን ዚኽእል ነገራት ኣዝዩ ይጭነቕ ይኸውን።
በጣም ድሆች ስለሆንን ለእያንዳንዱ የቤተሰባችን አባል መጽሐፍ ቅዱስ ለመግዛት ገንዘብ የለንም።
ኣመና ድኻታት ኢና፡ ንነፍሲ ወከፍ ኣባል ስድራ ቤትና ዚኸውን መጽሓፍ ቅዱስ ንምዕዳግ ድማ ገንዘብ የብልናን።
ስለዚህ የሚያጋጥሙንን ፈተናዎች በራሳችን ኃይል እንድንወጣቸው አይጠብቅብንም፤ ከዚህ ይልቅ ልክ እንደ አባት እርዳታ ይሰጠናል።
ስለዚ፡ ንፈተናታት ብናይ ገዛእ ርእስና ብርታዐ ኽንዋጽኣሉ ኣይጽበየናን እዩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ከም ኣቦና መጠን ይሕግዘና እዩ።
ሆኖም እርዳታ ለማግኘት ወደ ይሖዋ ዘወር በማለታቸውና ከሰብዓዊ ኃይል በላይ የሆነ ኃይል ከእሱ በማግኘታቸው ድክመታቸውን ማሸነፍ ችለዋል።
ካብ የሆዋ ሓገዝ ምስ ለመኑ ግና፡ ካብ ንቡር ዝሓለፈ ሓይሊ ስለ ዝሃቦም፡ ንድኽመቶም ኬሰንፍዎ ኽኢሎም እዮም።
ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ ኢየሱስን በራሱ ላይ እንዳይጨክን ይኸውም ራሱን ለሞት አሳልፎ እንዳይሰጥ የመከረው ለእሱ አስቦ ነው።
ሃዋርያ ጴጥሮስ ንየሱስ፡ ንርእሱ ኺሓልየላ ኺገንሖ ኸሎ፡ ብጽቡቕ ሓሳብ ተደሪኹ እዩ ኸምኡ ኢሉ።
ይህም ለቁሳዊ ነገሮች ፍቅር ከማዳበር ይልቅ መሠረታዊ ስለሆኑት በየዕለቱ የሚያስፈልጉን ነገሮች ብቻ ማሰብ እንዳለብን ያሳያል።
እዚ ኸኣ፡ ደድሕሪ ፍቕረ ንዋይ ክንስዕብ ከም ዘይብልና፡ የግዳስ በቲ በብመዓልቱ ዜድልየና መሰረታዊ ነገራት ክንዓግብ ከም ዘሎና ዜርኢ እዩ።
ሐዋርያው ዮሐንስ፣ አንድ ሰው በዓለም ውስጥ ያሉትን ነገሮች የሚወድ ከሆነ ይኸውም የሥጋ ምኞትና የዓይን አምሮት ካለው እንዲሁም ኑሮዬ ይታይልኝ የሚል ከሆነ የአብ ፍቅር በውስጡ የለም ሲል ተናግሯል።
ሃዋርያ ዮሃንስ ዝዀነ ይኹን ሰብ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ ትምኒት ስጋን ትምኒት ኣዒንትን መነባብሮኻ ርኣዩለይ ምባልን ኪፈቱ እንተ ጀሚሩ፡ ፍቕሪ ኣቦ ኣብኡ የላን ብምባል ኣጠንቂቑ ኣሎ።
ኢየሱስ የአምላክ ቃል የሆነው መጽሐፍ ቅዱስ ከሁሉ የተሻለ የሕይወት መመሪያ እንደሆነ በእርግጠኝነት ያምን ነበር።
የሱስ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይኣምን ነይሩ እዩ፣ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ንህይወትና ብሉጽ መምርሒ ይህብ እዩ።
ጠላቶች የአምላክን ቃል ለማጥፋት ከፍተኛ ጥረት አድርገዋል፤ ያም ቢሆን ይሖዋ፣ በሰው ዘር ታሪክ ውስጥ በስፋት በመተርጎም ረገድ የአምላክ ቃል ተወዳዳሪ የሌለው መጽሐፍ እንዲሆን አድርጓል።
ካብ ጸላእቲ ኸቢድ ተጻብኦ እኳ እንተ ኣጋጠመ፡ የሆዋ ግና ንቓሉ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ልዕሊ ዅሉ እተተርጐመ መጽሓፍ ከም ዚኸውን ገይርዎ እዩ።
ሁላችንም ለመዳን የማንበቃ ሰዎች መሆናችንን እንዲሁም ዜግነታችን ምንም ይሁን ምን ፍጽምና የጎደለን ሰዎች እንደሆንን ማስታወስ ይኖርብናል።
ዋላ ሓዴና ድሕነት ከም ዘይግብኣና፡ ኵላትና ዜግነትና ብዘየገድስ ዘይፍጹማት ሰባት ምዃንና ኸነስተንትን ንኽእል ኢና።
የመጀመሪያው ሕይወት ያለው ነገር በዝግመተ ለውጥ አማካኝነት ወደ ሌላ ሕያው ነገር መለወጥ እንዲችል መራባት ማለትም ራሱን ማባዛት መቻል አለበት።
እቲ ፈለማ ዝነበረ ህይወት ምእንቲ ኪቕጽል፡ ኪፋረ የድልዮ ነይሩ እዩ።
እንግዲያው ወጣቶችም ሆንን በዕድሜ የገፋን፣ ምንጊዜም የጌታ ሥራ የበዛልን እንሁን።
እምበኣር፡ መንእሰያት ኰንና ዓበይቲ፡ ኵሉ ሳዕ ብዙሕ ዕዮ ጐይታ ይሃልወና።
በዛሬው ጊዜም እንዲህ ባለ ሁኔታ ውስጥ የሚገኙ በርካታ ክርስቲያን ወላጆች አሉ።
ሎሚ፡ ንብዙሓት ክርስትያናት ወለዲ ተመሳሳሊ ዅነታት የጋጥሞም እዩ።
አምላክን እንደምንወደው ማሳየት የምንችልባቸው አንዳንድ መንገዶች የትኞቹ ናቸው?
ንኣምላኽ ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእለሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧
ከዚህ ይልቅ ባርኩ።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ባርኹ ዚብል ምኽሪ ድማ ኣብ ግብሪ ነውዕሎ ኢና።
አንዳንዶች ለማንበብ፣ ለማሰላሰልና ለመጸለይ በማለዳ ይነሳሉ።
ገሊኦም ንግሆ ተንሲኦም የንብቡን የስተንትኑን ይጽልዩን እዮም።
JW Language ጄ ደብልዩ ላንግዌጅ የተባለው አፕሊኬሽን በቋንቋህ የሚገኝ ከሆነ ከሌላ አገር ለመጡ ሰዎች በአፍ መፍቻ ቋንቋቸው ሰላምታ ለመስጠት ይረዳሃል።
ኣፕሊኬሽን JW Language ብእትርድኦ ቛንቋ ዚርከብ እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ንሓደስቲ ብቛንቋኦም ከመይ ጌርካ ሰላም ከም እትብሎም ክትምሃር ትኽእል ኢኻ።
በዚህ ረገድ ኢየሱስ ግሩም ምሳሌ ይሆነናል።
ኣብዚ መዳይ እዚ የሱስ ዜደንቕ ኣብነት ሓዲጉልና እዩ።
በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ማተኮር ከፈጣሪያችን ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖረን ያስችለናል።
ናይ መንፈስ እንሓስብ እንተ ዄንና፡ ምስ ገባሪና ሰላም ይህልወና እዩ።
ስለ ተስፋችን፣ ምክንያት እንድናቀርብ ለሚጠይቀን ሰው መልስ የምንሰጠው በገርነት መንፈስና በጥልቅ አክብሮት ሊሆን ይገባል፤ ምክንያቱም ባልንጀራችንን እንወዳለን።
ብዛዕባ ተስፋና ኽንሕተት ከለና፡ በታ ንብጻይና ዘላትና ፍቕሪ ተደሪኽና፡ ብልእመትን ብብዙሕ ኣኽብሮትን ኢና ምላሽ እንህብ።
በሙሴ አማካኝነት ለእስራኤላውያን የሰጠውን የማያሻማ መመሪያ እንመልከት።
ነቲ ብሙሴ ኣቢሉ ንእስራኤላውያን ሂብዎም ዝነበረ ንጹር ትእዛዝ እስከ ንርአ።