amh
stringlengths
4
246
tig
stringlengths
3
240
ማንን መርዳት እንቜላለን?
ንመንኹ ኢና ኜንድግፍ እንኜእል፧
ጥምቀት፣ ይዋል ይደር እንጂ ሁሉም ወጣቶቜ ዹሆነ ዕድሜ ላይ ሲደርሱ በዘልማድ ሊወስዱት ዚሚገባ እርምጃ እንደሆነ አድርገህ እንዳታስብ ተጠንቀቅ።
ዕድመይ ወሲኹ ወይ ካልኊት ይገብርዎ ኣለዉ ኢልካ ኜትጥመቕ ኚይትሓስብ ተጠንቀቕ።
መጜሐፍ ቅዱስ ቅድስናን እንዲሁም መንፈሳዊ ንጜሕናን ኚአካላዊ ንጜሕና ጋር ያያይዘዋል።
መጜሓፍ ቅዱስ ንቕድስናን ንመንፈሳውነትን ምስ ኣካላዊ ጜሬት ዹተሓሕዞ እዩ።
ታማኝነት ዹሚመነጹው ኚልብ ነውፀ ዹሰው ልብ ግን ኚዳተኛ ነው።
ተኣማንነት ካብ ልቢ እዩ ዚፍልፍል፣ ልቢ ሰብ ግና ጐራሕ እዩ።
ኢያሱ አምላካቜሁ ይሖዋ ኚገባላቜሁ መልካም ቃል ሁሉ አንዲቷም እንኳ ሳትፈጞም አልቀሚቜም በማለት ለእስራኀላውያን በእርግጠኝነት መናገሩ ዚሚያስገርም አይደለም።
ስለዚ ድማ እዩ እያሱ ንእስራኀላውያን፡ ካብ ኵሉ እቲ ዹሆዋ ኣምላኜኩም እተዛሚበኩም ጜቡቕ ተስፋታት፡ ሓንቲ ቓል እኳ ኾም ዘይወደቐት ትፈልጡ ኢኹም ኢሉ ብርቱዕ ቃል ኪዛሚቊም ዝኞኣለ።
ለዚህም ሲባል መመሪያዎቜ ይሰጡናል።
ስለዚ ድማ መምርሒታት ይውሃበና እዩ።
በዛሬው ጊዜ ዹምናዹው አስደናቂ እድገት ዹተገኘው በአምላክ ላይ እምነት ስላለን እንዲሁም ይሖዋ በመንፈሱ መሪነት በተአምር ያስጻፈውን መጜሐፍ ቅዱስን ሙሉ በሙሉ ስለምንቀበል ነው።
ብኣምላኜ ስለ እንኣምንን ነቲ ብተኣምራዊ መገዲ ብድራኞ መንፈስ ዹሆዋ እተጻሕፈ ቓሉ መጜሓፍ ቅዱስ ምሉእ ብምሉእ ስለ እንቕበሎን፡ ዜደንቕ ዕቀት ኪህሉ ኜኢሉ እዩ።
ዚቀተሰብ ራሶቜ አንድ ውሳኔ ላይ ኚመድሚሳ቞ው በፊት በአምላክ ቃልና በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ በተመሠሚቱ ጜሑፎቜ ላይ ምርምር ማድሚጋ቞ው እንዲሁም ሌሎቜ ዚቀተሰባ቞ው አባላት ያላ቞ውን አመለካኚት ግምት ውስጥ ማስገባታ቞ው አስፈላጊ ነው።
ርእስታት ስድራ ቀት ውሳነ ቕድሚ ምግባሮም፡ ግዜ መዲቊም ንቕዱሳት ጜሑፋትን ንክርስትያናዊ ጜሑፋትን ኪምርምሩ፡ ሓሳብ ወይ ርእይቶ ኣባላት ስድራ ቀቶም ኚኣ ኣብ ግምት ኬእትዉ ኣለዎም።
እኛም አርማጌዶን ኚመምጣቱ በፊት ታማኝ ሆነን ኚሞትን ጜድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ ኚሞት እንነሳለንፀ በዚያ ወቅት እያንዳንዳቜን ዚሚያስደስተንን ሥራ እንሠራለን።
ቅድሚ ኣርማጌዶን እሙናት ኮንና እንተ ሞይትና፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ክንትንስእ ኢና፣ ኣብኡ ድማ፡ ብዙሕ ዜዕግብ ዕዮ ኺህልወና እዩ።
ይሁንና ለራሳቜን ምኞት ባሪያ ኹሆንን ወይም በዓለም ውስጥ ያለውን ቅጥ ያጣ ፋሜን መኹተል ኹጀመርን ዚመምሚጥ ነፃነታቜንን ዚክፋት መሾፈኛ እያደሚግነው ነው ሊባል ይቜላል።
ኰይኑ ግና፡ ባሮት ትምኒትና እንተ ዄንና፡ ወይ በቲ ነውራም ቅዲ ኜዳውንቲ እዛ ዓለም እንተ ተጞሊና፡ ንናጜነትና መጐልበቢ ኜፍኣት ክንገብሮ ንኜእል ኢና።
እርዳታ ለማግኘት ኹጾለይን በኋላ ወዲያውኑ ምላሜ እንዳላገኘን ኚተሰማን፣ እኛን ለመርዳት መቌ እርምጃ መውሰድ እንዳለበት ዚሚያውቀውን አምላካቜንን በትዕግሥት እንጠብቅ።
ደድሕሪ ምጜላይና ቕሳነት እንተ ዘይተሰሚዑና፡ ነቲ ምእንታና ኢሉ ስጕምቲ ዚወስድ ኣምላኜና ንጞበዮ።
በተጚማሪም ቅዱሳን መጻሕፍት፣ ምሥራቹን ኚቀት ወደ ቀት፣ በአደባባይና መደበኛ ባልሆነ መንገድ ዚመስበክ ኃላፊነትና መብት እንደተሰጠን ጎላ አድርገው ይገልጻሉ።
ብዘይካዚ፡ ኣብ በቀትን ሰብ ኣብ ዝበዝሖ ቊታታትን ብዘይ ወግዓዊ መገድን ክንሰብኜ ሓላፍነትን ፍሉይ መሰልን ኹም ዘሎና ቕዱሳት ጜሑፋት ዹጕልሕ እዩ።
ኢዚሱስ ዹተናገሹው ነገርና ድርጊቱ ምን ውጀት አስገኘ?
እሞ ደኣ ቓላትን ተግባራትን ዚሱስ እንታይ ኣፍርዩ፧
እርግጥ ነው፣ በአንዳንድ አካባቢዎቜ ተገቢ ዚሚባለው አለባበስ በሌሎቜ አካባቢዎቜ ተገቢ ላይሆን ይቜላል።
ልክዕ እዩ፡ ኣብ ገሊኡ ቊታ ግቡእ ዝዀነ ኜዳውንቲ፡ ኣብ ካልእ ቊታ ዘይግቡእ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
እስራኀላውያን፣ በዙሪያ቞ው ያሉ ሕዝቊቜን ይኾውም ይሖዋን ዚማያገለግሉ ሰዎቜን በተመለኹተ ዹሚኹተለው መመሪያ ተሰጥቷ቞ው ነበር፩ ኚእነሱ ጋር በጋብቻ አትዛመድ።
እስራኀላውያን ምስቶም ኣብ ዙርያኊም ዝነበሩ ንዹሆዋ ዘዹገልግሉ ሰባት ብዚተሓሓዝ፡ ኣይትዋሰቊም።
ኹጊዜ በኋላ ደግሞ ዹበላይ ተመልካቜ ለመሆን ዚሚያስፈልጉትን ብቃቶቜ ለማሟላት ግብ ያወጣል።
ድሕሪ ግዜ፡ ሓላዊ ዀይኑ ኌገልገል ዜኜእሎ መንፈሳዊ ብቕዓታት ኬጥሪ እውን ይጜዕር።
በዚህ ወቅት ኀልያስ በደንብ ዹሠለጠነው አገልጋዩ እሱን መኹተሉን እንዲያቆም ጠዚቀውፀ ኀልሳዕ ግን ኚአስተማሪው ጋር ዚሚቜለውን ያህል ሹጅም ጊዜ ለማሳለፍ ቆርጩ ነበር።
ሜዑ፡ ኀልያስ ነቲ ግቡእ ስልጠና ዝሹኾበ ብጻዩ፡ ኚይስዕቊ ነገሮ፣ ኀልሳእ ግና ብእተኻእለ መጠን ምስ ኣሰልጣኒኡ ኺጞንሕ ቈሪጹ ነበሚ።
ዚመንግሥቱን ምሥራቜ በተቻለን መጠን ለብዙ ሰዎቜ ማካፈል ኹፈለግን ዚስብኚቱን ሥራ በተደራጀ መልኩ ማኹናወን ይኖርብናል።
ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ንምንጋር፡ ዕዮ ስብኚትና ብእተወደበ መገዲ ኜንፍጜሞ ኣሎና።
በመሆኑም ኚሐሰት ሃይማኖት ለመራቅ ወሰኑ።
ስለዚ ኞኣ፡ ምስ ናይ ሓሶት ሃይማኖት ኪሓብሩ ኣይደለዩን።
ኖኅ እንዲህ ማድሚጉ እምነቱን ለማጠናኹር እንደሚዳው ግልጜ ነው።
ኚምኡ ምግባሩ፡ ንእምነቱ ኾም ዘደልደላ ኣዚጠራጥርን እዩ።
እርግጥ ኚእነዚህ ድርጊቶቜ ሙሉ በሙሉ መራቅ አንቜልም።
ፍጹም ብዝዀነ መገዲ ነዚ ኜንገብሮ ኣይንኜእልን ኢና።
ዹአምላክ ቃል ልባቜንን እንዲነካውና እምነታቜንን እንዲያጠናክሚው ማድሚግ እንፈልጋለን።
ዚግዳስ፡ ቃል ኣምላኜ ንልብና ኺትንክዮን ንእምነትና ኌደልድላን ንደሊ ኢና።
በተጚማሪም በዚወሩ ዚሚወጡት ዚመጠበቂያ ግንብ እና ዹንቁ! መጜሔት እትሞቜ እንዲሁም በክልል ስብሰባ ላይ ዚሚወጡ አዳዲስ ጜሑፎቜ ዚምናነባ቞ውና ዚምናሰላስልባ቞ው መሚጃዎቜ ይዘዋል።
እቲ ኣብ ወወርሒ ዚወጜእ ሕታማት መጜሔት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን፡ ኣብ ቀሚባ እዋን ኣብ ኣኌባ ዞባ ዝወጾ ሓደስቲ ጜሑፋት እውን ኚነንብቊን ኚነስተንትነሉን እንኜእል ሓድሜ ሓበሬታ ይህበና እዩ።
ምን ማኹናወን እንደሚፈልጉ ብቻ ሳይሆን ይህን ዚሚያደርጉት እንዎት እንደሆነም ጭምር መሚዳት እንቜላለን።
እንታይ ኪገብሩ ኾም ዚደልዩ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኹመይ ገይሮም ኹም ዚገብርዎ እውን ንፈልጥ ኢና።
በቀላል አነጋገር፣ ራስህን ለይሖዋ ስትወስን ሕይወትህ ዹአንተ ንብሚት መሆኑ ያበቃል ማለት ነው።
ብሓጺሩ፡ ህይወትካ ንዹሆዋ ኜትውፊ ኞለኻ፡ ርእስኻ ንዹሆዋ ሂብካዮ ኢኻ።
ዚካሌብና ዚኢያሱ ሁኔታ ይህን ያሳያል።
ካሌብን እያሱን እዚ ተመክሮ እዚ እዮም ኣሕሊፎም።
እንደ አባቱ እንደ አሳ ሁሉ ኢዮሳፍጥም አስፈሪ ዹሆነ ዚጠላት ሠራዊት በመጣበት ጊዜም እንኳ ሙሉ በሙሉ ለአምላክ ያደሚ መሆኑን አሳይቷል።
ዮሳፋጥ ኹም ኣቊኡ ኣሳ፡ ሓያል ሰራዊት ጞላኢ ምስ መጟ እውን ንኣምላኜ ውፉይ ኰይኑ እዩ።
ግለሰቡ ምን ብሎ እንደሚያምን ለማወቅ ጥሚት አድርጉ።
እቲ ሰብ እቲ እንታይ ኹም ዚኣምን ፍለጥ።
ልክን ማወቅ ዹሚለውም አገላለጜ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ዚተሠራበት ስለ ራስ ሚዛናዊ አመለካኚት መያዝን እንዲሁም አቅምን ማወቅን ለማመልኚት ነው።
ብመሰሚት መጜሓፍ ቅዱስ፡ ትሕትና ንርእስና ብግቡእ ምግምጋምን ዓቕምና ምፍላጥን እውን ተመልክት እያ።
ዚያዝኚውን ማስታወሻ መኚለስህ ኹአምላክ ቃልም ሆነ ኚድርጅቱ በተማርካ቞ው ነገሮቜ ላይ ለማሰላሰል ግሩም አጋጣሚ ይኚፍትልሃል።
ነቲ ኻብ ቃል ኣምላኜን ካብ ውድቡን እተመሃርካዮ ነገራት ክትሓስብ ኚለኻ፡ ነዚ መዘኻኞሪታት እዚ ደጊምካ ምርኣይ፡ ንምስትንታን ጜቡቕ ኣጋጣሚ ኪኞፍተልካ እዩ።
ይሖዋ፣ እሱን ለማገልገል ዹምናደርገውን ማንኛውንም ጥሚት ኹፍ አድርጎ እንደሚመለኚት እርግጠኞቜ መሆን እንቜላለን።
ዹሆዋ ንዅሉ እቲ ንዕኡ ንምግልጋል እንገብሮ ጻዕሪ ኾም ዘይርስዖ ርግጞኛታት ክንኹውን ንኜእል ኢና።
ያም ቢሆን ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ ኚሚቜሉት በላይ እንዲፈተኑ ፈጜሞ እንደማይፈቅድ ማሚጋገጫ ሰጥቶናል።
ይኹን እምበር፡ ዚሆዋ፡ ኣገልገልቱ ልዕሊ እቲ ኺጻወርዎ ዚኜእሉ ንኺሳቐዩ ኣይፈቅድን እዩ።
ለዚህ ጥያቄ መልስ ኚመስጠታቜን በፊት በትክክለኛው ጊዜ ዹተነገሹ ቃል ምንኛ መልካም ነው! በሚለው ጥቅስ ላይ ማሰላሰላቜን ጠቃሚ ነው።
ነዛ ሕቶ እዚኣ ቕድሚ ምምላስና ግና፡ ብዛዕባ እታ፡ ብግዜኡ ዚዝሚብ ቃል ክንደይ ኰን ጜቡቕ እዩ እትብል ምሳሌ ምሕሳብና ጜቡቕ እዩ።
አንድ ዚኬሚስትሪ ፕሮፌሰር እንዲህ ብለዋልፊ አንድ ሰው፣ ሕይወት ካላ቞ው ነገሮቜ መካኚል ውስብስብ ዚማይባለው እንኳ ምን ያህል ውስብስብ እንደሆነ ሲመለኚት በጣም መገሹሙ አይቀርም።
ሓደ ፕሮፌሰር ስነ ቐመም፡ እቲ ዝነኣሰ ዚብሃል ህይወት እውን እንተ ዀነ፡ ኣዝዩ እተሓላለኞ ምዃኑ ዜደንቕ እዩ በለ።
ማናቜንም ብንሆን ቀዛው አያስፈልገኝም ማለት አንቜልም።
በጃ ኪኜፈለለይ ኣዚድለዚንን እዩ ኺብል ዚኜእል ሓደ እኳ ዚልቊን።
እንዲህ ካሉት ሰዎቜ መካኚል መጥምቁ ዮሐንስ አንዱ ነው።
ዮሃንስ መጥምቕ ሓደ ኻባታቶም እዩ።
በጥንታዊ ዚቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎቜ ውስጥ በሺዎቜ በሚቆጠሩ ጊዜያት ዹሚገኘውን ስም ማውጣት ለመጜሐፉ ባለቀት አክብሮት ማጣት ነው።
ነቲ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጜሑፋት ኣሜሓት ግዜ ዚርኚብ ስም ዘይምእታው፡ ንደራሲኡ ኣኜብሮት ኹም ዘይብልካ እዩ ዜርኢ።
ኢዚሱስ ይህን ተአምር ዹመፈጾም ግዎታ ነበሚበት?
ነዚ ተኣምር እዚ ኺፍጜም ግዎታ ነይርዎ ድዩ፧
እነዚህ ሰዎቜ ንስሐ ካልገቡ ጎጥሮስ ዹገለጾው ዓይነት ሁኔታ ይደርስባ቞ዋል።
ናብ ዹሆዋ እንተ ዘይተመሊሶም ኚኣ፡ ኵነታቶም ልክዕ ኚምቲ ጎጥሮስ ዝገለጟ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
ይሁንና አንድ ዚእምነት ባልንጀራቜን በሕሊናው ተመርቶ ያደሚገው ዹግል ውሳኔ ባይገባን ቞ኩለን በእሱ ላይ መፍሚድም ሆነ አስተሳሰቡን እንዲለውጥ መጫን አይገባንም።
ሓደ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይና ኣብ ገሊኡ ጕዳይ ብሕልናኡ ተደሪኹ ዝገበሮ ውሳነ ኺርድኣና እንተ ዘይክኢሉ፡ ቀልጢፍና ኜንፈርዶ ወይ ሓሳቡ ኪቕይር ጞቕጢ ኜንገብሚሉ ኣይግባእን።
ራስን መወሰን ማለት ይሖዋን ለዘላለም እንደምታገለግለው በጞሎት መንገር ማለት ነው።
ሓደ ሰብ ርእሱ ንዹሆዋ ኺውፊ ኞሎ፡ ንዘለኣለም ኬገልግሎ ኾም ዚደሊ እዩ ዚነግሮ ዘሎ።
ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን ቃል ዹተጠቀመው መንፈሳዊ እድገት ማድሚግ ጥሚት እንደሚጠይቅ ለማጉላት ነው።
ሃዋርያ ጳውሎስ ኚኣ ነዛ ቓል እዚኣ ብምጥቃም፡ መንፈሳዊ ዕቀት ጻዕሪ ኾም ዚሓትት ኣጕልሐ።
ይህ ምን ውጀት ያስገኛል?
ውጜኢቱኞ እንታይ እዩ፧
ኖኅ፣ ይሖዋ ክፋትን ለማጥፋት ዚገባውን ቃል በትክክለኛው ጊዜ ላይ እንደሚፈጜም መተማመን ያስፈልገው ነበር።
ኣብቲ ዹሆዋ ንእኚይ መወዳእታ ኾም ዚገብሚሉ ዝኣተዎ ቓል እምንቶ ኌሕድር፡ ኣብ ግቡእ ግዜኡ ኞምኡ ኾም ዚገብር ድማ ኪኣምን ነይርዎ።
ንጉሥ ምናሮ ንስሐ ኚገባ በኋላ ኢዮስያስን ስለ አምላክ ምሕሚት አስተምሮት ሊሆን ይቜላል።
እቲ እተነስሐ ንጉስ ምናሮ ንዮስያስ ብዛዕባ ምሕሚት ኣምላኜ ነጊርዎ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
ለውጥና መሻሻል እያደሚገ እንዳለ ዹሚጠቁም ነገር ስትመለኚቱ አመስግኑት።
ምልክት ዕቀቱን ምዕባለኡን ኣስተብሂልካ ንኣዶ።
ዳዊት ኚቀርሳቀህ ጋር ለፈጾመው ኃጢአት አምላክ ይቅር ቢለውም እሱ ግን በደሉንና ያስኚተላ቞ውን መዘዞቜ አልሚሳም።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ዳዊት ይቕሚታ ኣምላኜ ሚኺቡ እኳ እንተ ነበሚ፡ ነቲ ምስ ባትሎባ ዝፈጾሞ ሓጢኣትን ሳዕቀናቱን ግና ኣይሚስዖን።
በአገልግሎት ላይ ዹይሖዋን ፍቅር ለማንጞባሚቅ እጥራለሁፀ ይህም አሉታዊ ስሜትን ለማስወገድ ሚድቶኛል።
ምኜንያቱ፡ ኣብ ኣገልግሎት ነቲ ተፈታዊ ባህርያት ዹሆዋ ክቐድሖ ስለ ዝጜዕር፡ እቲ ዝነበሹኒ ኣሉታዊ ስምዒት ቀስ ብቐስ ጠፊኡ እዩ።
በዋጋ ሊተመን ዚማይቜል ሌላም ዓይነት ሰላም አለ።
ብዋጋ ዘይሜነን ካልእ ሰላም እውን ኣሎ።
ጎጥሮስ ወደ ኢዚሱስ ቀርቩ እስኚ ሰባት ጊዜ ይቅር ማለት ይኖርበት እንደሆነ ሲጠይቀው ኢዚሱስ እስኚ 77 ጊዜ እንጂ እስኚ ሰባት ጊዜ ብቻ አልልህም ብሎ መለሰለት።
ጎጥሮስ፡ ይቕሹ ኜንብል ዘሎና ኜሳዕ ሾውዓተ ሳዕ እንተ ዀይኑ ምስ ሓተተ፡ ዚሱስ፡ ክሳዕ 77 ሳዕ እምበር፡ ክሳዕ ሾውዓተ ሳዕ ኣይብለካን ኢሉ መለሰሉ።
በመሆኑም ጥምቀት፣ ለይሖዋ ባቀሚብኚው ዹግል ጞሎት አማካኝነት ቀደም ሲል ራስህን መወሰንህን ሰዎቜ እንዲያውቁ ማድሚግ ማለት ነው።
ስለዚ፡ ነቲ ብብሕቲ ናብ ዹሆዋ ብእተቕርቊ ጞሎት ዝገበርካዮ ወፈያ ኢኻ ብጥምቀት ኣቢልካ ንሰባት እትገልጜ።
በዛሬው ጊዜ በይሖዋ ምሥክሮቜ ጉባኀ ውስጥ ተገቢ ያልሆነ ነገር ሊፈጞምብን ዚሚቜልበት አጋጣሚ በጣም ጠባብ ነው።
ሎሚ ኣብ ጉባኀታት ህዝቢ ኣምላኜ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ኾምዚ ዝበለ ግፍዒ ኣዚጋጥመናን እዩ።
ለምሳሌ አንድ ሰው መልካም አስቊ ዹተናገሹው ነገርም እንኳ ቅር ሊያሰኘን ይቜላል።
ንኣብነት፡ ሓደ ሰብ ጜቡቕ ሓሲቡ ብእተዛሚቊ ቓላት እኳ፡ ቅር ዚብለና ይኞውን።
ኹዚህም በተጚማሪ ሚስቶቜ ለባሎቻ቞ው፣ ልጆቜ ደግሞ ለወላጆቻ቞ው መገዛት አለባ቞ው።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ ኣንስቲ ንሰብኡተን ኪግዝኣኊም ኣለወን፣ ውሉዳት ድማ ንወለዶም ኪእዘዝዎም ኣለዎም።
ኹሁሉ ኚሚበልጡት ሁለት ትእዛዛት ዚመጀመሪያው ይሖዋን እንድንወድ ዚሚያዘው ሲሆን ሁለተኛው ደግሞ ባልንጀራቜንን መውደድ እንዳለብን ይገልጻል።
እቲ ንብጟትና ኾነፍቅር እተዋህበና ትእዛዝ፡ ደድሕሪ እቲ ንዹሆዋ ኾነፍቅር እተዋህበና ትእዛዝ እዩ ተጠቒሱ ዘሎ።
በተጚማሪም ዚሚያስጚንቅህን ነገር ሁሉ ልትጥልበት ኚምትቜለው አምላክ ቁጥጥር ውጪ ዹሆነ ምንም ነገር ዚለም።
ብዘይካዚ፡ ኣምላኜ ኪቈጻጞሮ ዘይክእል ኵነታት ስለ ዘዚሎ፡ ንጭንቀትካ ናብኡ ኜትድርብዮ ትኜእል ኢኻ።
በፍጹም።
ኣይፋሉን።
ዚምታነጋግሩት ሰው ምን ብሎ እንደሚያምን እንደምታውቁ አድርጋቜሁ አታስቡ።
‘ካልኊት ኹምዚ እዮም ዚኣምኑ ኢልካ ቐልጢፍካ ኣይትደምድም።
እኛም እንዲህ ዓይነት ጞሎት ማቅሚብ እንቜላለን።
ንሕና እውን ኚምኡ ኜንገብር ንኜእል ኢና።
ኢዚሱስ ዚሚያስተምሚውም ትምህርት ቢሆን በአምላክ ቃል ላይ ዹተመሠሹተ ነበር።
ዚሱስ፡ ቃል ኣምላኜ ንተግባራቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንትምህርትታቱ እውን ኪመርሖ ፈቒዱ እዩ።
ለጉዞ መዘጋጀት፣ በጉዞ ወቅት እርስ በርስ መሚዳዳት ኚዚያም ቀተ መቅደስ ውስጥ ይሖዋን በአንድነት ማምለክ ነበሚባ቞ው።
ነቲ ጕዕዞ ይዳለዉ፡ ኣብ መገዲ ይደጋገፉ፡ ኣብታ ቀተ መቕደስ ኚኣ ብሓድነት ዚምልኹ ነይሮም እዮም።
ለምን?
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
በዛሬው ጊዜም ሁኔታው ተመሳሳይ ነው።
ሎሚ እውን ተመሳሳሊ እዩ።
በትላልቅ ስብሰባዎቜ ላይ ስንገኝ አለባበሳቜን በዓለም ላይ ዹተለመደውን ወጣ ያለ ፋሜን ዚሚያንጞባርቅ ሳይሆን ተገቢና ልኹኛ ሊሆን ይገባል።
ኣብ ዓበይቲ ኣኌባታት ክንእኚብ ኚለና፡ ኣኚዳድናና ነቲ ኣብ ዓለም ልሙድ ዝዀነ ጠገለ ዘይብሉ ቕድታት ዘይኰነስ፡ ግቡእን ትሕትና ዜርእን ኪኞውን ኣለዎ።
ምናልባትም ወደ ራሳቜን ተገቢ ያልሆነ ትኩሚት መሳብ ጀምሹን ሊሆን ይቜላል።
ብዘይግቡእ መገድታት ናብ ርእስና ትዅሚት ንስሕብ ንኞውን።
እንዲህ ዚምታደርግ ኹሆነ ላይ ዹተገለጾው በሰማይ መካኚል ዹሚበሹው መልአክ ዚያዘውን መልእክት ኚሚያስተጋቡት በሚሊዮን ዚሚቆጠሩ ሰዎቜ ጋር ምሥራቹን በኅብሚት ታውጃለህ።
ኚምኡ ምስ እትገብር፡ ምስ ሚልዮናት ካልኊት ብሓደ ዄንካ መልእኜቲ እቲ ኣብ ተጠቒሱ ዘሎ ኣብ ማእኚል ሰማይ ዚዝምቢ መልኣኜ ኢኻ እተቃልሕ ዘለኻ።
ዹሙሮ ሕግ መጜሐፍ ኹተገኘ በኋላ ዚኢዮስያስ ጾሐፊ ሕጉን አነበበለት።
ሕጊ ሙሮ ዝሓዘት ሰነድ ምስ ተሚኜበት፡ ጞሓፊኡ ኣንበበሉ።
ዚዲያብሎስ ዓላማ በቀሹው ጥቂት ጊዜ ውስጥ ኹይሖዋ አገልጋዮቜ መካኚል ዚቻለውን ያህል ብዙዎቜን መዋጥ ነው።
ዕላማ ድያብሎስ ድማ፡ ኣብቲ ተሪፍዎ ዘሎ ሓጺር እዋን ንብዙሓት ኣገልገልቲ ዹሆዋ ምውሓጥ እዩ።
ኚራስህ ጊዜ ላይ ዹተወሰነውን መሥዋዕት አድርገህም እንኳ ቢሆን ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጥናት ለመምራት ፈቃደኛ ነህ?
ግዜ ዕሚፍትኻ እውን ሰዊእካ ኣብዚ ዕዮ እዚ ኜትካፈል ትኜእልዶ፧
በእርግጥም ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ልኚኝነትና ጥሩ ዹማመዛዘን ቜሎታ ዚሚንጞባሚቅበት እንዲሁም ዚሚያስኚብርና ለአምላክ ያደርን ነን ለሚሉ ሰዎቜ ዚሚገባ አለባበስ ስላላ቞ው ብዙዎቜ ያደንቋ቞ዋል።
እወ፡ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ ንኣምላኜ ተወፋይነት ንዘለዎም ኹም ዚግባእ ስለ ዚስለሙ፡ ብዙሕ ሳዕ ይንኣዱ እዮም።
ይሖዋ ማንኛውም ጎጂ ነገር በእኛ ላይ እንዳይሠለጥን ሊኹላኹልልን ይቜላል።
እወ፡ ንሓሳባትና ኜንቈጻጞር ኪሕግዘና ይኜእል እዩ።
በመሆኑም ምድራዊ ተስፋ ያለው እጅግ ብዙ ሕዝብ እዚተሰበሰበ ነው።
ኹም ውጜኢቱ ድማ፡ ሎሚ ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ብዙሓት ህዝቢ ይእኚቡ ኣለዉ።
መጀመሪያ ላይ ዚወንድም ራስል ዓላማ፣ ታዋቂ ኚሆኑት ሃይማኖቶቜ መካኚል እውነቱን ዚሚያስተምሚው ዚትኛው ሃይማኖት እንደሆነ ማወቅ ነበር።
ኣብ ፈለማ፡ ሓውና ራስል ካብተን ዝነበራ ስሙያት ሃይማኖታት ኣዚነይተን ሓቂ ትምህር ኹም ዘላ ንምፍላጥ እዩ ነቲ መጜናዕቲ ጀሚርዎ።
ኢዚሱስ ፈጜሞ አትጚነቁ ሲል ምን ማለቱ ነበር?
ዚሱስ፡ ኣይትጚነቑ ኺብል ኹሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧
ዚመንግሥቱን መልእክት ኹሁሉም ብሔራት ለተውጣጡ ሰዎቜ እንዲያደርሱ ያዘዛ቞ው በዚያ ወቅት ሳይሆን አይቀርምፀ በወቅቱ ይህን ሥራ ማኹናወን ተፈታታኝ ነበር! ኢዚሱስ ይህ ታላቅ ሥራ እስኚ ሥርዓቱ መደምደሚያ ድሚስ እንደሚኚናወን ዹተነበዹ ሲሆን ይህም እዚተፈጞመ ነው።
መልእኜቲ መንግስቲ ኣምላኜ ንዅሎም ኣህዛብ ኪሰብኩ ዝኣዘዞም ኣብቲ ግዜ እቲ ኪኞውን ይኜእል እዩ፣ እዚ ኞኣ፡ ኣብቲ እዋን እቲ ኞቢድ ዕዮ እዩ ነይሩ! እዚ ዕዮ እዚ፡ ክሳዕ መደምደምታ እቲ ስርዓት ኹም ዚዕዹ ዚሱስ ተነብዩ ነይሩ እዩ፣ እዚ ድማ ይፍጾም እዩ ዘሎ።
ይሖዋ ዚፍጥሚት ሥራዎቹን በተመለኹተ ለኢዮብ ጥያቄ ካቀሚበለት በኋላ ኢዮብ አንተ ሁሉን ነገር ማድሚግ እንደምትቜል፣ ደግሞም ያሰብኚውን ነገር ሁሉ ማድሚግ እንደማይሳንህ አሁን አወቅኩ በማለት መልሷል።
ዹሆዋ ንእዮብ ብዛዕባ ግብርታት ፍጥሚቱ ምስ ሓተቶ፡ እዮብ፡ ኵሉ ኾም እትኜእል፡ ካብቲ ኜትገብሮ ዝሓሰብካዮ ድማ ዘይኚኣለካ ኾም ዘዹልቩ ፈሊጠ ኢሉ መሊሱሉ እዩ።
እኛም ዚእነሱን ምሳሌ መኹተል ይኖርብናል።
ንሕና እውን ኚምኡ ኜንገብር ኣሎና።
ይህ መሆኑ ግን ብቃት ጎድሏ቞ዋል ወይም እንኚን አለባ቞ው ማለት አይደለም።
እዚ ድማ ብገለ መገዲ ዘይብቑዓት ወይ ጐደሎ ነይሮም ማለት ኣይኰነን።
ይሖዋ በድርጅቱ ውስጥ ያሉ ሁሉ አካላዊም ሆነ መንፈሳዊ ንጜሕና቞ውን መጠበቅ እንዳለባ቞ውም ተናግሯል።
ኵሎም ኣባላት ውድቡ ኣካላውን መንፈሳውን ንጜህናኊም ኪሕልዉ እውን ይእዝዝ እዩ።
ኚመሞቱ በፊት ዹተናገሹው ዚመጚሚሻ ሐሳብ እንኳ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ስለ መሲሑ ዚተነገሩ ትንቢቶቜን ዚያዘ ነበር።
ኣብተን ቀቅድሚ ሙማቱ እተዛሚበን ቃላት ኚኣ፡ ካብ መሲሓዊ ትንቢታት ጠቒሱ እዩ።
ወደ አፓርታማዎቜ ወይም ወደ አንዳንድ ዚታጠሩ መኖሪያ ሰፈሮቜ መግባት አስ቞ጋሪ ዚሚሆንባ቞ው አካባቢዎቜ አሉ።
ኣብ ገሊኡ ኞባቢታት ኚኣ፡ ናብ ገሊኡ ኣፓርትማታትን እተሓጜሚ ኣባይትን ክንኣቱ ኣይንኜእልን ኢና።
ራስህን ለይሖዋ ለመወሰን ዚምታመነታ ኹሆነ ምክንያትህ ምን እንደሆነ ቆም ብለህ አስበህበት ታውቃለህ?
ንዹሆዋ ርእስኻ ንምውፋይ እንተ ተወላዊልካ፡ ስለምንታይ ኚምኡ ኾም ዝዀንካ ሓቲትካዶ ትፈልጥ፧
እንዲህ ዓይነቱ ምርጫ ግን ውጀቱ አስኚፊ ነው።
እዚ ድማ ምርጫ እዩ፣ እሞ ኞኣ፡ ሕማቕ ሳዕቀን ኪህልዎ ዚኜእል ምርጫ።
ዹሙሮ ወላጆቜ ስለ ይሖዋ እንዲሁም ዕብራውያንን ኚባርነት ነፃ አውጥቶ ተስፋይቱን ምድር ለመስጠት ስላለው ዓላማ ሙሮን አስተምሚውት መሆን አለበት።
ሙሮ ብዛዕባ ዹሆዋን ብዛዕባ እቲ ንእብራውያን ካብ ባርነት ሓራ ኣውጺኡ ናብ ምድሪ ተስፋ ኌእትዎም ዝነበሮ ዕላማን ካብ ወለዱ ተማሂሩ ነይሩ ኪኞውን ኣለዎ።
ጳውሎስ ስደት እዚደሚሰባ቞ው ለነበሩት በተሰሎንቄ ዹሚገኙ ክርስቲያኖቜ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ጜፏል።
ጳውሎስ ነቶም መስጐጕቲ ዜሕልፉ ኣብ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዘሎ ቓላት ጞሓፈሎም።
ምክንያቱም ራሳ቞ውን ለይሖዋ ዹወሰኑ ሁሉ እሱን ሊወዱት፣ ታማኝ ሊሆኑለትና ሊታዘዙት ቃል ገብተዋል።
ምኜንያቱ፡ ርእሶም ንዹሆዋ ዝወፈዩ ዅሎም ሰባት፡ ንዕኡ ኌፍቅርዎን እሙናት ኪዀኑን ኪእዘዝዎን ቃል ኣትዮም እዮም።
ልካቜንን ማወቃቜን ኚአቅማቜን በላይ ዹሆነን ነገር አልቜልም ማለት እንዲቀለን ያደርጋል።
ትሕናትና ኣይፋል ክንብል ትሕግዘና እያ።
አብዛኞቹ ሰዎቜ ይህ ዓለም ወዎት እያመራ እንደሆነ ልንነግራ቞ው ስንሞክር ይህ ጉዳይ ብዙም ግድ እንደማይሰጣ቞ው እንመለኚታለን።
እዛ ዓለም ናበይ ገጻ ተምርሕ ኹም ዘላ ኜንነግሮም ክንፍትን ኚለና፡ ሰባት ተገዳስነት ዚብሎምን።
በወቅቱ ጢሞ቎ዎስ ተሞክሮ ያለው ዚመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪ ነበር።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ጢሞ቎ዎስ ምኩር ኣዋጂ መንግስቲ ኣምላኜ እዩ ነይሩ።
በመሆኑም እነዚህ ዹአምላክ አገልጋዮቜ ዹላቀ ትንሣኀ ያገኛሉፀ ይኾውም ኚሞት ተነስተው በሰማይ ይኖራሉፀ ይህ ደግሞ ዚጥንቶቹ ዚእምነት ሰዎቜ ተስፋ ያደርጉት ኹነበሹው ዚተሻለ ትንሣኀ እንኳ ዹበለጠ ነው።
እቶም ብግዜ ጥንቲ ዝነበሩ ሰብ እምነት ዚሓይሜ ትንሳኀ ይጜበዩ እኳ እንተ ነበሩ፡ እዞም ቀዳሞት ክርስትያናት ግና ኻብኡ ዚዓቢ ትንሳኀ ኺሚኜቡ፡ ማለት ናብ ሰማያዊ ህይወት ኪትንስኡ እዮም።
በተጚማሪም ጞሎት ሰሚ ዹሆነው አምላክ ዚሚያሳስቡንን ነገሮቜ ስንነግሚው እንደሚሰማን በመተማመን ወደ እሱ መቅሚብ እንቜላለን።
እቲ ሰማዕ ጞሎት ዝዀነ ኣምላኜና፡ ንሻቕሎትና ኾም ዜቕልበሉ ብምትእምማን ናብኡ ኜንቀርብ ኹም እንኜእል እውን ኣይትሚስዕ።
ኢዚሱስ ለተኚታዮቹ ዚአባ቎ ፈቃድ ወልድን ዚሚያውቅና በእሱ ዚሚያምን ሁሉ ዹዘላለም ሕይወት እንዲኖሚው ነው ብሏ቞ዋል።
ዚሱስ ንሰዓብቱ፡ ንወዲ ኣለልዩ ብእኡ ዚኣምን ዘበለስ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህልዎ እዚ ፍቓድ ኣቊይ እዩ ኢሉ ኣተስፈዎም።
ጀናማ መሆን ኹፈለገ ለራሱም ገንቢ ምግብ ማዘጋጀት ይኖርበታል።
ጜቡቕ ጥዕና ኺህልዎ እንተ ደልዩ፡ ንርእሱ እውን መዓዛታት ዘለዎ ምግቢ ኌዳሉ ኣለዎ።
ይሖዋ ሆይ፣ ዹሰው መንገድ በራሱ እጅ እንዳልሆነ በሚገባ አውቃለሁ።
ኩ ዚሆዋ፡ መገዲ ሰብ ናቱ ኾም ዘይኰነት ኣጞቢቐ እፈልጥ እዚ።
ለምሳሌ ያህል፣ አንድ ዚመንግሥት ባለሥልጣን ምግባሚ ብልሹ ሊሆን ይቜላልፀ ያም ሆኖ ለበላይ ባለሥልጣናት በአንጻራዊ ሁኔታ መገዛት ስላለብን ሥልጣኑን እናኚብራለን።
ንኣብነት፡ ሓደ ብዓል ስልጣን መንግስቲ ብልሹው ኪኞውን ይኜእል እዩ፣ ነቶም ኣብ ልዕሌና ዘለዉ ሰበ ስልጣን ኣብ በቊታኊም ዝሰርዖም ዹሆዋ ብምዃኑ ግና፡ ንቊታኡ ኞነኜብሮ ኣሎና።
ስፍር ቁጥር ዹሌላቾው ሰዎቜ በተመሳሳይ ጊዜ ላይ በበርካታ ቋንቋዎቜ ወደ እሱ ይጞልዩ ይሆናል።
ማእለያ ዘይብሎም ውልቀ ሰባት ብሓያሎ ቛንቋታት ኣብ ሓደ እዋን ናብኡ ኺጜልዩ ይኜእሉ እዮም።
ኢዚሱስ ዚሥጋ ደዌ ወይም ዚሚጥል በሜታ ያለባ቞ውን እንዲሁም ዓይነ ስውር አሊያም ሜባ ዹሆኑ ሰዎቜን በተአምራዊ መንገድ እንደፈወሰ መጜሐፍ ቅዱስ ይናገራል።
ዚሱስ ብተኣምራዊ መገዲ ድዉያትን ሕማም ምንፍርፋር ዘለዎምን ዕዉራትን ልሙሳትን ኹም ዘሕወዹ ነንብብ ኢና።
እንዲህ ያሉት ዓመፀኞቜ ወዲያውኑ ሊጠፉ እንጂ ክፋትን እንደገና እንዲያስፋፉ ሊፈቀድላ቞ው እንደማይገባ ዹሰው ልጆቜ ታሪክ በቂ ማስሚጃ ይሆናል።
ኚመይሲ፡ ነቶም ዓለወኛታት ቀልጢፉ ንምጥፋእ፡ ነቲ ኣብ ታሪኜ ደቂ ሰብ ዘጋጠመ ነገራት ኹም ብቑዕ ምኜንያት ገይሩ ኺጥቀመሉ ይኜእል እዩ፣ እኚይ ኹም ብሓድሜ ኪህሉ ድማ ኣይኪፈቅድን እዩ።
ኢዚሱስ ወደ ምድር ኚመጣ በኋላም ዚመምሚጥ ነፃነቱን በሚገባ ተጠቅሞበታልፀ ዹአምላክ ቀንደኛ ጠላት እሱን ለመፈተን ሲል ያቀሚበለትን ግብዣ አልተቀበለም።
ዚሱስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበሹሉ እዋን፡ በቲ ናይ ምምራጜ ናጜነቱ ተጠቒሙ ኻብቲ ቐንዲ ተጻራሪ ንዝቐሹበሉ ፈተናታት ነጺግዎ እዩ።
ይህ መሆኑ ግን እነዚህ ድርጊቶቜ በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት እንዲያገኙ አያደርግም።
ኰይኑ ግና፡ እቲ ተግባራት ሕጋዊ ምዃኑ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ተቐባልነት ኣለዎ ማለት ኣይኰነን።