Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,800
am_tg
ጳውሎስ፣ ቅቡዓን ክርስቲያኖቜ በምድር ባሉ ነገሮቜ ላይ ኚማተኮር ይልቅ ዜግነታ቞ው በሰማይ መሆኑን እንዲያስታውሱ አሳስቧ቞ዋል።
ጳውሎስ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ኣብ ምድራዊ ነገራት ኚዚተኵሩ፡ ዚግዳስ ዜጋታት ሰማይ ምዃኖም ኪዝክሩ ተላበዎም።
4,801
tg_am

4,802
am_tg
እነዚህ ክርስቲያኖቜ ክርስቶስን ተክተው ዚሚሠሩ አምባሳደሮቜ ና቞ው።
ቅቡኣት ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኣምባሳደራት ኰይኖም እዮም ኪነብሩ ነይርዎም።
4,803

4,804
am_tg
አምባሳደሮቜ ደግሞ በተመደቡባ቞ው አገራት ጉዳዮቜ ውስጥ ጣልቃ አይገቡም።
ኣምባሳደራት ኚኣ ኣብ ፖለቲካዊ ጕዳያት እታ እተመደቡላ ሃገር ኢዶም ኣዚእትዉን እዮም።
4,805

4,806
am_tg
ታማኝ መሆን ያለባ቞ው ለሌላ መንግሥት ነው።
ኚመይሲ፡ ንኻልእ መንግስቲ እዮም እሙናት ኪዀኑ ዘለዎም።
4,807
tg_am
ኚመይሲ፡ ንኻልእ መንግስቲ እዮም እሙናት ኪዀኑ ዘለዎም።
ታማኝ መሆን ያለባ቞ው ለሌላ መንግሥት ነው።
4,808
am_tg
ምድራዊ ተስፋ ያላ቞ው ክርስቲያኖቜም ዹአምላክ መንግሥት ተገዢዎቜ በመሆናቾው በዚህ ዓለም ላይ ባሉ ውዝግቊቜ ሚገድ ኹማንም ወገን አለመቆማቾው ተገቢ ነው።
ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት እውን ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኜ ስለ ዝዀኑ፡ ኣብ ግጭታት እዛ ዓለም እዚኣ ኺውግኑ ግቡእ ኣይኰነን።
4,809

4,810
am_tg
ወጣቷ ዚአባቷን መመለስ በጭንቀት ስትጠባበቅ ቆይታለቜ።
ኣብ መወዳእታ፡ ሻቕሎታ ኣብቅዐ።
4,811
tg_am
ኣብ መወዳእታ፡ ሻቕሎታ ኣብቅዐ።
ወጣቷ ዚአባቷን መመለስ በጭንቀት ስትጠባበቅ ቆይታለቜ።
4,812
am_tg
አባቷ ድል ተቀዳጅቶ ኹጩር ሜዳ በሰላም መመለሱን ስታይ በደስታ ልትቀበለው ወጣቜ።
ኣቊኣ ኻብ ውግእ ብደሓን ምምላሱ ስለ ዘሐጐሳ፡ ሰላም ክትብሎን በቲ ዜደንቕ ዓወቱ ኜትሕጐስን ናብኡ ጐዚዚት።
4,813

4,814
am_tg
አባቷ ግን ኚእሷ ጋር አብሮ በመደሰትና በመጹፈር ፋንታ ልብሱን ቀዶ ወዮ፣ ልጄ! ልቀን ሰበርሜው አላት።
ምስኣ ተሓጒሱ ኣብ ክንዲ ዚዝምርን ዚስዕስዕን ግና፡ ነቲ ብውግእ ዝሚስሐ ኜዳኑ ቐዲዱ፡ ኣዚ፡ ጓለዹ! ልበይ ሎርክዮ በላ።
4,815

4,816
am_tg
ኚዚያም ሕይወቷን ለዘለቄታው ዹሚቀይር ብሎም እንደማንኛውም ሰው ዹመኖር ምኞቷንና ተስፋዋን ዚሚያኚስም ነገር ተናገሚ።
ድሕሪኡ፡ ንህይወታ ንሓዋሩ ዝቐዚሚ፡ ነቲ ንቡር ህይወት ኪህልዋ ዝነበራ ትምኒትን ተስፋን ድማ በኒኑ ኾም ዚተርፍ ዝገበሹ ቓላት ኣውስአ።
4,817

4,818
am_tg
እሷ ግን ምንም ሳታመነታ፣ አባቷ ለይሖዋ ዚገባውን ቃል እንዲፈጜም አበሚታታቜው።
ንሳ ግና ኚይተወላወለት ኚምቲ ንዹሆዋ እተመባጜዖ ኺገብር ኣተባብዓቶ።
4,819

4,820
am_tg
ዚተናገሚቜው ነገር ታላቅ እምነት እንዳላት ያሳያል።
ቃላታ ነታ ዓባይ እምነታ ዚገልጜ እዩ ነይሩ።
4,821
tg_am
ቃላታ ነታ ዓባይ እምነታ ዚገልጜ እዩ ነይሩ።
ዚተናገሚቜው ነገር ታላቅ እምነት እንዳላት ያሳያል።
4,822
am_tg
ይሖዋ ዚሚጠይቃት ማንኛውም ነገር፣ እሷን ዹሚጠቅም እንደሆነ እምነት ነበራት።
ዹሆዋ ኻብኣ ዚሓትቶ ዘበለ ዅሉ ንጜቡቓ ምዃኑ ትኣምን ነበሚት።
4,823

4,824
am_tg
አባቷም ዚእሷን ምላሜ ሲሰማ ልቡ በኩራት ተሞላፀ ምክንያቱም ውሳኔውን በፈቃደኝነት መደገፏ ዹይሖዋን ሞገስ እንደሚያስገኝ ያውቃል።
ኣቊኣ ኞኣ፡ እቲ ጓሉ ንውሳነኡ ንምድጋፍ ዝነበራ ፍቓደኛነት፡ ስምሚት ዹሆዋ ኾም ዜምጜእ ስለ ዝፈለጠ፡ ልቡ ብሓበን መልአ።
4,825

4,826
am_tg
ዮፍታሔና ልጁ፣ ዹይሖዋን ፈቃድ ማድሚግ ኚባድ በሚሆንበት ጊዜም እንኳ አምላክ ነገሮቜን በሚያኚናውንበት መንገድ ላይ እምነት እንዳላ቞ው አሳይተዋል።
ይፍታሕን ጓሉን ኣብ ኣጞጋሚ ዅነታት እውን ኹይተሹፈ ኣብ መገዲ ዹሆዋ ትውክልትን እምንቶን ነይርዎም እዩ።
4,827

4,828
am_tg
ዹይሖዋን ሞገስ ለማግኘት ሲባል ማንኛውንም መሥዋዕት መክፈል ፈጜሞ እንደማያስቆጭ እርግጠኞቜ ነበሩ።
ስምሚት ኣምላኜ ንምርካብ፡ ዝዀነ ይኹን መስዋእቲ ኪኞፍሉ ኾም ዚግብኊም እዮም ዚኣምኑ ነይሮም።
4,829

4,830
am_tg
ይሖዋ ኃጢአታቜንን ሙሉ በሙሉ ይቅር ዹሚለን በቀዛው ላይ እምነት ካለን ነው።
ሓጢኣትና ምሉእ ብምሉእ ኪሕደገልና ዚኜእል፡ በቲ በጃ ምስ እንኣምን ጥራይ እዩ።
4,831

4,832
am_tg
ዹአምላክ ቃል ኃጢአታቜን ሊደመሰስ እንደሚቜል ማሚጋገጫ ይሰጠናል።
ቃል ኣምላኜ፡ ሓጢኣትና ኺድምሰሰልና ኾም ዚኜእል ዹሹጋግጾልና እዩ።
4,833

4,834
am_tg
ይሖዋ በመንፈስ ዚተቀቡ አገልጋዮቹን በቀዛው አማካኝነት ልጆቹ አድርጎ ተቀብሏ቞ዋል።
ዹሆዋ በቲ በጃ ኣቢሉ ብመንፈስ ንእተቐብኡ ኣገልገልቱ ውሉዳቱ ኪዀኑ ተቐቢልዎም እዩ።
4,835

4,836
am_tg
ዚሌሎቜ በጎቜ ክፍል ዹሆንነውን ደግሞ እንደ ልጆቹ አድርጎ ለመቀበል ዚሚያስቜል፣ ስማቜን ዚተጻፈበት ዚምሥክር ወሚቀት ያዘጋጀልን ያህል ነው።
ነቶም ካልኊት ኣባጊዕ ዘበልና ድማ፡ ኹም ውሉዳቱ ገይሩ ምእንቲ ኪቕበለና ኢሉ ስምና እተጻሕፎ ወሚቐት ምስክር ኹም ዘዳለወ ጌርካ ኺሕሰብ ይኚኣል እዩ።
4,837

4,838
am_tg
ወደ ፍጜምና ደሹጃ ኚደሚስንና ዚመጚሚሻውን ፈተና ካለፍን በኋላ ይሖዋ በምሳሌያዊ አነጋገር በምሥክር ወሚቀቱ ላይ በመፈሹም ምድራዊ ልጆቹ አድርጎ ይቀበለናል።
ፍጹማት ምስ ኰንናን ነቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ምስ ሓለፍናን ድማ፡ ዹሆዋ ኣብቲ ዘዳለወልና ወሚቐት ምስክር ክታሙ ኌንብርን ኹም ምድራውያን ውሉዳቱ ገይሩ ኪቕበለናን እዩ።
4,839

4,840
am_tg
ይሖዋ ውድ ለሆኑት ልጆቹ ያለው ፍቅር ዘላለማዊ ነው።
ዹሆዋ ንውሉዳቱ ዘለዎ ፍቕሪ ዘለኣለማዊ እዩ።
4,841
tg_am
ዹሆዋ ንውሉዳቱ ዘለዎ ፍቕሪ ዘለኣለማዊ እዩ።
ይሖዋ ውድ ለሆኑት ልጆቹ ያለው ፍቅር ዘላለማዊ ነው።
4,842
am_tg
ቀዛው ዚሚያስገኛ቞ው ጥቅሞቜም ቢሆኑ ዘላለማዊ ና቞ው።
ሳላ እቲ በጃ ዚርኚብ በሚኞት እውን ዘለኣለማዊ እዩ።
4,843
tg_am
ሳላ እቲ በጃ ዚርኚብ በሚኞት እውን ዘለኣለማዊ እዩ።
ቀዛው ዚሚያስገኛ቞ው ጥቅሞቜም ቢሆኑ ዘላለማዊ ና቞ው።
4,844
am_tg
ይህ ስጊታ መቌም ቢሆን ዋጋው አይቀንስም።
ዋጋ እዚ ውህበት እዚ ወትሩ ኜቡር እዩ።
4,845
tg_am
ዋጋ እዚ ውህበት እዚ ወትሩ ኜቡር እዩ።
ይህ ስጊታ መቌም ቢሆን ዋጋው አይቀንስም።
4,846
am_tg
ማንኛውም ሰውም ሆነ ኃይል ይህን ስጊታ ሊወስድብን አይቜልም።
ዝዀነ ይኹን ሰብ ወይ ሓይሊ ድማ ኪምንጥለና ኣይክእልን እዩ።
4,847
tg_am
ዝዀነ ይኹን ሰብ ወይ ሓይሊ ድማ ኪምንጥለና ኣይክእልን እዩ።
ማንኛውም ሰውም ሆነ ኃይል ይህን ስጊታ ሊወስድብን አይቜልም።
4,848
am_tg
ይሖዋ ወደ ራሱ ዚሳበን ዚትኞቹ ዚኃጢአት ዝንባሌዎቜ ይበልጥ እንደሚያስ቞ግሩን በሚገባ እያወቀ ነው።
ዹሆዋ ምስኡ ርክብ ክንምስርት ኪስሕበና ኞሎ፡ ዘይፍጜምናና ዜምጜኊ እንታይ ዝንባለታት ኹም ዜሾግሹና ይፈልጥ እዩ።
4,849

4,850
am_tg
አልፎ አልፎ እንደምንሳሳትም ይገነዘባል።
ሓሓሊፍና ኾም እንእብስ እውን ይፈልጥ እዩ።
4,851
tg_am
ሓሓሊፍና ኾም እንእብስ እውን ይፈልጥ እዩ።
አልፎ አልፎ እንደምንሳሳትም ይገነዘባል።
4,852
am_tg
ይሁንና ይሖዋ ይህንን ሁሉ እያወቀ ወዳጆቹ እንድንሆን ጋብዞናል።
እዚ ግና ምሳና ዕርክነት ንምምስራት ኹም ዘይደሊ ኣይገበሮን።
4,853

4,854
am_tg
አምላክ በፍቅር ተነሳስቶ እጅግ ውድ ስጊታ ይኾውም ዹሚወደውን ልጁን ቀዛ አድርጎ ሰጥቶናል።
ኣምላኜ ብፍቕሪ ተደሪኹ ኜቡር ውህበት ሂቡና፡ ማለት ነቲ ፍቑር ወዱ በጃና ኺስዋእ ፈቒዱ እዩ።
4,855

4,856
am_tg
ኃጢአት በምንሠራበት ጊዜ ንስሐ ኚገባንና በዋጋ ሊተመን ዚማይቜለውን ይህን ዝግጅት መሠሚት በማድሚግ ይቅር እንዲለን ይሖዋን ኚጠዚቅነው፣ ፍጹም ባንሆንም እንኳ ኚእሱ ጋር ያለን ወዳጅነት እንደሚቀጥል እርግጠኞቜ መሆን እንቜላለን።
ምስ ተጋገና ኞኣ፡ እንተ ተነሲሕናን ብመሰሚት እዚ ብዋጋ ዘይሜነን መሰናድዎ እዚ ይቕሚታ ዹሆዋ እንተ ደሊናን፡ ዘይፍጹማት ክነስና ምስኡ ዘሎና ዕርክነት ኹም ዘይበላሟ እምንቶ ኞነሕድር ንኜእል ኢና።
4,857

4,858
am_tg
ኢሳይያስ፣ ይህ ነቢይ መሪና አዛዥ እንደሚሆን አስቀድሞ ተናግሯል።
ኢሳይያስ፡ እቲ ዚሜዚም፡ መራሕን ኣዛዝን ኹም ዚኾውን ተነብዩ ነይሩ እዩ።
4,859

4,860
am_tg
ዳንኀልም መሪ ዹሆነው መሲሕ እንደሚመጣ በመንፈስ መሪነት ጜፏል።
ዳንኀል ኚኣ ብመንፈስ ተደሪኹ፡ ብዛዕባ ምምጻእ እቲ መሲሕ፡ እቲ መራሒ ጜሒፉ እዩ።
4,861

4,862
am_tg
በመጚሚሻም ኢዚሱስ ክርስቶስ ዹአምላክ ሕዝቊቜ መሪ እሱ እንደሆነ ገልጿል።
ኣብ መወዳእታ፡ ዚሱስ ክርስቶስ፡ መራሒ ህዝቢ ኣምላኜ ምዃኑ ኣርኣዚ።
4,863

4,864
am_tg
ዚኢዚሱስ ደቀ መዛሙርት በገዛ ፈቃዳ቞ው ተነሳስተው ዚተኚተሉት ሲሆን ይሖዋ እሱን እንደመሚጠው ያምኑ ነበር።
ደቀ መዛሙርቲ ዚሱስ ኚኣ ብፍታዎም ሰዓብዎ፣ ሕሩይ ዹሆዋ ምዃኑ ድማ ኣሚጋገጹ።
4,865

4,866
am_tg
ይሁንና ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ ብለው እንዲያምኑ ያደሚጋ቞ው ምንድን ነው?
ግናኞ፡ ዘእመኖም እንታይ እዩ፧
4,867

4,868
am_tg
አጥማቂው ዮሐንስ፣ ኢዚሱስ በተጠመቀበት ወቅት ሰማያት ተኹፍተው መንፈስ እንደ ርግብ በእሱ ላይ ሲወርድ ተመልክቶ ነበር።
ዚሱስ ኪጥመቕ ኚሎ፡ ዮሃንስ መጥምቕ፡ ሰማያት ኪኜፈት፡ መንፈስ ድማ ኹም ርግቢ ኣብኡ ኺወርድ ኹሎ ሚኣዚ።
4,869

4,870
am_tg
ኚዚያ በኋላ ኢዚሱስ ምድራዊ አገልግሎቱን ባኚናወነበት ጊዜ ሁሉ ተአምራትን እንዲፈጜምና ይሖዋ በሰጠው ሥልጣን እንዲናገር መንፈስ ቅዱስ ኃይል ሰጥቶታል።
ኣብ ምድራዊ ኣገልግሎቱ ዚሱስ ድማ፡ መንፈስ ኣምላኜ ተኣምራት ኪገብርን ብመለኮታዊ ስልጣን ኪዛሚብን ሓይሊ ሂብዎ እዩ።
4,871

4,872
am_tg
በተጚማሪም መንፈስ ቅዱስ፣ ኢዚሱስ እንደ ፍቅር፣ ደስታና ጠንካራ እምነት ያሉትን ባሕርያት እንዲያፈራ ሚድቶታል።
ብዘይካዚ፡ ዚሱስ ኹም ፍቕርን ሓጐስን ጜኑዕ እምነትን ዝኣመሰለ ፍሹ መንፈስ ኬፍሪ መንፈስ ቅዱስ ሓጊዝዎ እዩ።
4,873

4,874
am_tg
ኢዚሱስ ዹአምላክ ቅዱስ መንፈስ ድጋፍ እንዳለው በግልጜ ታይቷል።
ኹምዚ ዓይነት ዜእምን መርትዖ ዘለዎ መራሒ ዚልቊን።
4,875

4,876
am_tg
ኢዚሱስን መሪ እንዲሆን ዹመሹጠው ይሖዋ ነው።
እወ፡ ዚሱስ፡ ዹሆዋ ዝሓሚዮ መራሒ እዩ።
4,877
tg_am
እወ፡ ዚሱስ፡ ዹሆዋ ዝሓሚዮ መራሒ እዩ።
ኢዚሱስን መሪ እንዲሆን ዹመሹጠው ይሖዋ ነው።
4,878
am_tg
ዚዮፍታሔ ልጅ ንጹሑን አምልኮ ለመደገፍ ስትል፣ ባል ዚማግባትና ልጅ ዚመወለድ ተፈጥሯዊ ፍላጎቷን መሥዋዕት አድርጋለቜ።
ጓል ይፍታሕ ናይ ሓቂ ኣምልኟ ንምድንፋዕ፡ ሰብኣይን ውሉድን ኪህልዋ ዝነበራ ባህርያዊ ድሌት መስዋእቲ ገበሚት።
4,879

4,880
am_tg
እሷ ያሳዚቜውን ዚራስን ጥቅም መሥዋዕት ዚማድሚግ መንፈስ መኮሚጅ ዚምንቜለው እንዎት ነው?
ነቲ ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእ ዘርኣዚቶ መንፈስ ኹመይ ጌርና ኜንቀድሖ ንኜእል፧
4,881

4,882
am_tg
በሺዎቜ ዚሚቆጠሩ ወጣት ክርስቲያን ወንዶቜና ሎቶቜ፣ ይሖዋን በተሟላ መንገድ ለማገልገል ሲሉ ትዳር ዚመመሥሚት አሊያም ልጆቜ ዚመውለድ አጋጣሚያ቞ውን ለተወሰነ ጊዜም ቢሆን በፈቃደኝነት መሥዋዕት አድርገዋል።
ኣሜሓት ክርስትያን ሰብኡትን ኣንስትን ንዹሆዋ ብዝያዳ ኌገልግልዎ ኢሎም፡ እንተ ወሓደ ንግዜኡ መውስቊ ወይ ውሉድ ምውላድ ብፍታዎም ይስውኡ ኣለዉ።
4,883

4,884
am_tg
በጉልምስና ዕድሜ ላይ ዹሚገኙ ክርስቲያኖቜም ቢሆኑ በቲኊክራሲያዊ ዚግንባታ ፕሮጀክቶቜ ላይ ወይም በመንግሥቱ ወንጌላውያን ትምህርት ቀት ለመካፈል አሊያም ዚመንግሥቱ ሰባኪዎቜ ይበልጥ ወደሚያስፈልጉበት ቊታ ሄደው ለማገልገል ሲሉ ኚልጆቻ቞ውና ኹልጅ ልጆቻ቞ው ጋር ሊያሳልፉ ዚሚቜሉትን ጊዜ መሥዋዕት አድርገዋል።
ብዕድመ ዝዓበዩ ኞኣ ነቲ ምስ ደቆምን ደቂ ደቆምን ኬሕልፍዎ ዚኜእሉ ዝነበሩ ግዜ፡ ኣብ ፕሮጀክትታት ቲኊክራስያዊ ህንጞት፡ ኣብ ቀት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኜ ኣብ ምክፋል፡ ኣብቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኜ ዜድልዩሉ ቊታታት ኣብ ምግልጋል ዹውዕልዎ ኣለዉ።
4,885

4,886
am_tg
ሌሎቜ ደግሞ በአገልግሎት ዘመቻዎቜ ላይ ለመካፈል ሲሉ ዹግል ጉዳዮቻ቞ውን ለመተው ፈቃደኛ ሆነዋል።
ገሊኩም ኚኣ ብሕታዊ ጕዳዮም ሓዲጎም፡ ኣብ ወፈራታት ስብኚት ይካፈሉ ኣለዉ።
4,887

4,888
am_tg
እንዲህ ያለው በሙሉ ልብ ዚሚቀርብ አገልግሎት ይሖዋን በጣም ያስደስተዋልፀ ይሖዋም ሥራ቞ውንና ለእሱ ያሳዩትን ፍቅር ፈጜሞ አይሚሳም።
ኹምዚ ዝበለ ብምሉእ ልቢ ዚቐርብ ኣገልግሎት ንዹሆዋ ብዙሕ ዚሐጕሶ እዩ፣ ንሱ ኞኣ ግብሮምን ነቲ ንዕኡ ዘርኣይዎ ፍቕሮምን ኚቶ ኣይርስዖን እዩ።
4,889

4,890
am_tg
ዹአምላክን ሕግ ለማይኹተሉ ሰዎቜ እንኳ ደግነት ማሳዚት ቢገባንም ኚእነሱ ጋር ወዳጅነት ልንመሠርት ወይም ዚቅርብ ጓደኛቜን ልናደርጋቾው አይገባም።
ሓቂ እዩ፡ ነቶም ሕጊ ኣምላኜ ዘይስዕቡ ሰባት ለውሃት ኚነርእዮም ኣሎና፣ ኰይኑ ግና፡ ናይ ቀሚባ ኣዕሩኟም ክንኹውን ዚብልናን።
4,891

4,892
am_tg
በመሆኑም አንድ ያላገባ ዹይሖዋ ምሥክር፣ ራሱን ለአምላክ ካልወሰነና ለይሖዋ ታማኝ ካልሆነ እንዲሁም ዹአምላክን ዹላቁ መሥፈርቶቜ ኚማያኚብር ሰው ጋር ዹፍቅር ጓደኝነት መመሥሚቱ ስህተት ይሆናል።
ስለዚ፡ ሓደ ዘይተመርዓወ ናይ ዹሆዋ ምስክር፡ ርእሱ ንዹሆዋ ምስ ዘይወፈዹን ንኣምላኜ እሙን ምስ ዘይኰነን ነቲ ልዑል ስርዓታት ኣምላኜ ኣኜብሮት ምስ ዘይብሉን ውልቀ ሰብ ፍቕራዊ ርክብ ኪምስርት ጌጋ እዩ።
4,893

4,894
am_tg
በይሖዋ ሕግጋት በማይመሩ ሰዎቜ ዘንድ ተቀባይነት ኚማግኘት ይበልጥ ትልቅ ቊታ ልንሰጠው ዚሚገባው ነገር፣ ክርስቲያናዊ አቋማቜንን ይዘን መቀጠላቜን ነው።
በቶም ብስርዓታት ኣምላኜ ዘይመላለሱ ሰባት ክትፍቶ ኻብ ምጜዓር ንላዕሊ፡ ክርስትያናዊ ንጜህናኻ ምሕላው ብዝያዳ ዚገድስ።
4,895

4,896
am_tg
ዚቅርብ ወዳጆቻቜን ሊሆኑ ዚሚገባው ዹአምላክን ፈቃድ ዚሚያደርጉ ሰዎቜ ና቞ው።
ስለዚ፡ ምስቶም ፍቓድ ኣምላኜ ዚፍጜሙ ሰባት ኢና ኜንተዓራሚኜ ዚግብኣና።
4,897

4,898
am_tg
መጥፎ ጓደኝነት ዚሚያስኚትለው አስኚፊ መዘዝ በእስራኀላውያን ላይ ደርሷል።
እስራኀላውያን ነቲ ሕማቕ ዕርክነት ዜምጜኊ ሳዕቀን ርእዮምዎ እዮም።
4,899