Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,400
am_tg
በሰይጣን ዓለም ውስጥ ያለው መንፈስ በብዙ ሰዎቜ ላይ ተጜዕኖ ያሳድራል።
መብዛሕትኊም ዘይፍጹማት ሰባት ብመንፈስ እዛ ናይ ሰይጣን ዓለም ብዙሕ ተጞልዮም እዮም።
4,401
tg_am

4,402
am_tg
በዚህም ምክንያት ብዙዎቜ፣ ለሌሎቜ ሰዎቜ ተገቢውን አክብሮት ኚማሳዚት ይልቅ አምልኮ አኹል ክብር ይሰጧ቞ዋል።
በዚ ምኜንያት እዚ ድማ፡ ሰባት ንገሊኩም ሰብኡት ወይ ኣንስቲ ግቡእ ክብሪ ጥራይ ኣብ ክንዲ ዚህብዎም፡ ዚምልኜዎም እዮም።
4,403

4,404
am_tg
ለሃይማኖትና ለፖለቲካ መሪዎቜ፣ ለታዋቂ ስፖርተኞቜና በመዝናኛው ዓለም ላሉ ስመ ጥር ሰዎቜ እንዲሁም ለሌሎቜ ዝነኛ ግለሰቊቜ በጣም ዹተጋነነ አመለካኚት ስላላ቞ው ለሰው ኚሚገባው ያለፈ አክብሮት ያሳዩዋ቞ዋል።
ንሃይማኖታውያንን ንፖለቲካውያንን መራሕቲ፡ ንስፖርተኛታት፡ ንኞዋኜብቲ ኢንዱስትሪ ምዝንጋዕ፡ ወይ ንኻልኊት ኹምዚኩም ዝኣመሰሉ ፍሉጣት ሰባት፡ ልዕለ ሰብኣዊ ሓይሊ ኾም ዘለዎም ገይሮም እዮም ዚርእይዎም።
4,405

4,406
am_tg
ወጣት አዋቂ ሳይል አብዛኛው ሰው እነዚህን ግለሰቊቜ እንደ አርዓያ በመውሰድ ዚእነሱን አኳኋን፣ አለባበስ ወይም ምግባር ይኚተላል።
ስለዚ፡ መንእሰያት ኰኑ ዓበይቲ ነዞም ኹምዚኩም ዝኣመሰሉ ሰባት ኹም ኣርኣያ ገይሮም ስለ ዚርእይዎም፡ ባህርያቶምን ኣኚዳድናኊምን ኣካይዳኊምን ይቐድሑ እዮም።
4,407

4,408
am_tg
እውነተኛ ክርስቲያኖቜ ለሰዎቜ አክብሮት በማሳዚት ሚገድ እንዲህ ያለ ዚተዛባ አመለካኚት ላለማዳበር ይጠነቀቃሉ።
ናይ ሓቂ ክርስትያናት ንሰባት ኹምዚ ዝኣመሰለ ዘይግቡእ ክብሪ ኣይህቡን እዮም።
4,409

4,410
am_tg
ፍጹም አርዓያ ዚተወልን፣ ልንመስለው ዚሚገባ ሰው ክርስቶስ ብቻ ነው።
ፍጹም ኣርኣያ ኪዀነና ዚኜእል ኣብ ምድሪ ዝነበሹ ሰብ፡ ክርስቶስ ጥራይ እዩ።
4,411

4,412
am_tg
ሰዎቜን ኚሚገባ቞ው በላይ ክብር ዚምንሰጣ቞ው ኹሆነ አምላክን እናሳዝናለን።
ንሰባት ካብ ዚግብኊም ንላዕሊ ኜብሪ ንህቩም እንተ ዄንና፡ ዹሆዋ ኣይሕጐሰልናን እዩ።
4,413

4,414
am_tg
ሁሉም ኃጢአት ሠርተዋልፀ ዹአምላክንም ክብር ማንጞባሚቅ ተስኗ቞ዋል ዹሚለውን እውነታ ማስታወሳቜን ጠቃሚ ነው።
ነቲ፡ ኵሎም ሓጢኊም፡ ክብሪ ኣምላኜ እውን ጐዲልዎም እዩ ዚብል መሰሚታዊ ሓቂ ኜንርስዖ ዚብልናን።
4,415

4,416
am_tg
በእርግጥም አምልኮ አኹል ክብር ዚሚገባው አንድም ሰው ዚለም።
ምስ ኣምልኟ ዚጾጋጋዕ ክብሪ ኺሚክብ ብቕዓት ዘለዎ ሰብ ፈጺሙ ዚለን።
4,417

4,418
am_tg
እርቅ መፍጠራቜን ኹይሖዋ ጋር ሰላማዊ ግንኙነት ለመመሥሚት አስቜሎናል።
እዚ ዕርቂ እዚ ምስ ኣምላኜ ሰላም ኹም ዚህልወና እዩ ዚገብር።
4,419

4,420
am_tg
ጳውሎስ ለቅቡዓን ወንድሞቹ በጻፈው ደብዳቀ ላይ ኹይሖዋ ጋር ሰላማዊ ግንኙነት ዚመመሥሚት መብት ማግኘታቜንን ኹይሖዋ ጾጋ ጋር አያይዞ ገልጟታልፊ አሁን በእምነት አማካኝነት ጻድቃን ናቜሁ ስለተባልን በጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ኹአምላክ ጋር ያለንን ሰላም ጠብቀን እንኑርፀ ደግሞም በኢዚሱስ አማካኝነት ዹአምላክን ጾጋ ለማግኘት በእምነት ወደ እሱ መቅሚብ ዚቻልን ሲሆን ይህን ጾጋ አሁን አግኝተናል።
ጳውሎስ ነዚ ፍሉይ መሰል እዚ ምስ ጾጋ ዹሆዋ ኣመሳሲልዎ ኣሎ።
4,421

4,422
am_tg
ይህ እንዎት ያለ በሚኚት ነው! ሁላቜንም ስንወለድ ጀምሮ ኚጜድቅ ጎዳና ዚራቅን ነበርን።
ኹምዚ ድማ በለ፩ ቅቡኣት ኣሕዋት ክርስቶስ ሳላ እምነት ካብ ጞደቕና፡ ምስ ኣምላኜ ብጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ሰላም ይሃልወና፣ ብእኡ ኞኣ ብእምነት ናብዚ ዘለናዮ ጞጋ፡ መእተዊ ሚኺብና ኣለና።
4,423

4,424
am_tg
ይሁንና ነቢዩ ዳንኀል፣ በፍጻሜው ዘመን ጥልቅ ማስተዋል ያላ቞ው ይኾውም ቅቡዓን ቀሪዎቜ ዚጜድቅን ጎዳና እንዲኚተሉ ብዙ ሰዎቜን እንደሚሚዱ ትንቢት ተናግሯል።
እዝስ ኣዚ ኾመይ ዝበለ በሚኞት ኰን እዩ! ኣብ ግዜ መወዳእታ፡ እቶም ልቩና ዘለዎም፡ ማለት ተሹፍ ቅቡኣት፡ ንብዙሓት ናብ ጜድቂ ዜምጜኡ ምዃኖም ነብዪ ዳንኀል ተነብዩ ነይሩ እዩ።
4,425

4,426
am_tg
ቅቡዓን፣ በሚያኚናውኑት ዚስብኚትና ዚማስተማር ሥራ አማካኝነት በሚሊዮን ዚሚቆጠሩ ሌሎቜ በጎቜ በይሖዋ ፊት ዚጜድቅ አቋም እንዲኖራ቞ው ሚድተዋል።
ተሹፍ ቅቡኣት፡ በቲ ናይ ምምሃርን ምስባኜን ዕዮኊም ኣቢሎም፡ ንሚልዮናት ካልኊት ኣባጊዕ ናብ ጜድቂ ኣምጺኊምዎም፡ ማለት ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ብጜድቂ ኺመላለሱ ሓጊዞምዎም እዮም።
4,427

4,428
am_tg
ይህ ሊሳካ ዚቻለው ግን በይሖዋ ጾጋ ነው።
ይኹን እምበር፡ እዚ ብጞጋ ዹሆዋ ጥራይ እዩ ዚኚኣል።
4,429
tg_am
ይኹን እምበር፡ እዚ ብጞጋ ዹሆዋ ጥራይ እዩ ዚኚኣል።
ይህ ሊሳካ ዚቻለው ግን በይሖዋ ጾጋ ነው።
4,430
am_tg
እንዲህ ያለው ጥምሚት ኚተፈጥሮ ውጭ ነበርፀ ሥጋ ዚለበሱት መላእክትና ዹሰው ሎቶቜ ልጆቜ፣ ኔፍሊም ተብለው ዚተጠሩ ዓመፀኛ ልጆቜ ወለዱ።
እዚ ኣብ መንጎ ስጋ ዝለበሱ መላእኜትን ኣንስትን እተገብሚ ዘይባህርያዊ መውስቊ፡ ነፊሊም ዚብሃሉ ዓመጜቲ ደቓሉ ኣፍሚዚ።
4,431

4,432
am_tg
በወቅቱ ዹሰው ልጅ ክፋት በምድር ላይ በዝቶ ነበር።
ኣብ ርእሲ እዚ እውን፡ ክፍኣት ሰብ ኣብ ምድሪ በዝሐ።
4,433
tg_am
ኣብ ርእሲ እዚ እውን፡ ክፍኣት ሰብ ኣብ ምድሪ በዝሐ።
በወቅቱ ዹሰው ልጅ ክፋት በምድር ላይ በዝቶ ነበር።
4,434
am_tg
ይሖዋ ክፉዎቜን ለማጥፋት ሲል በኖኅ ዘመን ዚጥፋት ውኃ አመጣ።
ዹሆዋ ንእኩያት ንምጥፋእ፡ ብዘመን ኖህ ማይ ኣይሂ ኣምጺኡ እዩ።
4,435

4,436
am_tg
በወቅቱ ዚነበሩት ሰዎቜ፣ ትዳርን ጚምሮ በዕለት ተዕለት እንቅስቃሎዎቜ ኚሚገባው በላይ ተጠምደው ስለነበር ዚጜድቅ ሰባኪ ዹነበሹው ኖኅ ስለሚመጣው ጥፋት ዹሚናገሹውን መልእክት በቁም ነገር አልተመለኚቱትም።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ሰባት ብመዓልታዊ ጕዳያት ናብራኊም፡ እንተላይ ብመርዓ እምብዛ ትሑዛት ብምንባሮም፡ ነቲ ኖህ እቲ ሰባኜ ጜድቂ ብዛዕባ እቲ ኣንጞላልዩ ዝነበሹ ጥፍኣት ዝበሎ ነገር ኣርዚኖም ኣይሚኣይዎን።
4,437

4,438
am_tg
ኢዚሱስ በኖኅ ዘመን ዹነበሹውን ሁኔታ በዘመናቜን ካለው ሁኔታ ጋር አመሳስሎታል።
ዚሱስ ነቲ ሜዑ ዝነበሹ ዅነታት ምስቲ ኣብዚ ግዜና እንርእዮ ዘለና ኣመሳሲልዎ ኣሎ።
4,439

4,440
am_tg
በዛሬው ጊዜ ያሉት አብዛኞቹ ሰዎቜ፣ ይህ ክፉ ሥርዓት ኚመጥፋቱ በፊት ለብሔራት ሁሉ ምሥክር እንዲሆን በመላው ምድር እዚተሰበኚ ያለውን ዹአምላክን መንግሥት ምሥራቜ ለመስማት አሻፈሚን ብለዋል።
ሎሚ፡ ብዙሓት ሰባት ነቲ ቕድሚ መወዳእታ እዚ እኩይ ስርዓት እዚ ኣብ ብዘላ ዓለም ንምስክር ኵሎም ኣህዛብ ዚስበኜ ዘሎ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ምስማዕ ይኣብዩ ኣለዉ።
4,441

4,442
am_tg
እኛም እንደ ትዳርና ልጆቜን እንደ ማሳደግ ዚመሳሰሉት ዚቀተሰብ ጉዳዮቜም እንኳ ዹይሖዋን ቀን በጥድፊያ ስሜት እንዳንጠባበቅ እንቅፋት እንዲሆኑብን ልንፈቅድ አይገባም።
እምበኣር፡ ኹም መውስቊን ምዕባይ ቈልዑን ዝኣመሰለ ናይ ቀተ ሰብ ጕዳይ ንመዓልቲ ዹሆዋ ብንቕሓት ኚይንኚታተል ዕንቅፋት ኪዀነና ኣይነፍቅድ።
4,443

4,444
am_tg
ዹምንኖሹው ዚመጚሚሻዎቹ ቀናት እዚተገባደዱ ባሉበት ጊዜ ላይ ነውፀ መጜሐፍ ቅዱስ ይህን ጊዜ ለመቋቋም ዚሚያስ቞ግር በዓይነቱ ልዩ ዹሆነ ዘመን በማለት ገልጟታል።
ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ስለ ዘለና፡ ኣብ ጜንኩር ግዜ ኢና ዘለና።
4,445

4,446
am_tg
ያም ቢሆን ምንጊዜም በመንፈሳዊ ጠንካሮቜ መሆናቜን ዹዚህን ዓለም መጥፎ ተጜዕኖ እንድናሞንፍ ኃይል ይሰጠናል።
ብመንፈሳዊ መዳይ ድልዱላት ምስ እንኞውን ግና፡ ዓለም ኣሉታዊ ጜልዋታት ኚይትገብሚልና ንጻሚራ ኢና።
4,447

4,448
am_tg
ጳውሎስ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሲል ያገቡ ክርስቲያኖቜ፣ ትዳር ዚሚያስኚትላ቞ውን ኃላፊነቶቜ ቾል እንዲሉ መምኚሩ አይደለም።
ኣብዚ ናይ ሎሚ ጥቕስና ጳውሎስ ንሰብ ሓዳር ነቲ ናይ መውስቊ ግቡኊም ዕሜሜ ኪብሉ ኣይኰነን ዚነግሮም ነይሩ።
4,449

4,450
am_tg
ሆኖም ዹቀሹው ጊዜ አጭር በመሆኑ ቅድሚያ መስጠት ያለባ቞ው ለመንፈሳዊ ጉዳዮቜ ነው።
ግናኞ፡ እቲ ተሪፉ ዘሎ ግዜ ሓጺር ምዃኑ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ንመንፈሳዊ ነገራት ቀዳምነት ኪህቡ ኣለዎም።
4,451

4,452
am_tg
ዹምንኖሹው በጣም ተፈታታኝ በሆነ ዘመን ውስጥ ኹመሆኑም ሌላ ብዙ ትዳሮቜ ሲፈርሱ እንመለኚታለንፀ ያም ቢሆን ትዳራቜን ደስታ ዚሰፈነበትና ስኬታማ እንዲሆን ማድሚግ እንቜላለን።
ኣብ ኣዝዩ ፈታኒ ግዜ ንነብር እኳ እንተ ኣለና፡ ኣብ መላእ ዓለም እውን ሓዳር ይብተን እኳ እንተሎ፡ ዜሐጕስን ዕዉትን ሓዳር ኪህልወና ይኜእል እዩ።
4,453

4,454
am_tg
በእርግጥም ኹይሖዋና ኚሕዝቡ ጋር ተቀራርበው ዚሚኖሩ፣ ቅዱስ ጜሑፋዊ ምክሮቜን ተግባራዊ ዚሚያደርጉ እንዲሁም ዹይሖዋ ቅዱስ መንፈስ እንዲመራ቞ው ዚሚፈቅዱ ያገቡ ክርስቲያኖቜ አምላክ ያጣመሚውን ማንም ሰው አይለያዚው ዹሚለውን መመሪያ ተግባራዊ ማድሚግ ይቜላሉ።
እወ፡ ምስ ህዝቢ ዹሆዋ ዝለገቡ፡ ቅዱስ ጜሑፋዊ ምኜሪ ኣብ ግብሪ ዜውዕሉ፡ ነቲ ናይ ዹሆዋ መንፈስ ቅዱስ ዚህቩ መምርሒ ኞኣ ዚስዕቡ ክርስትያን ሰብ ሓዳር፡ ነቲ ኣምላኜ ዝጞመዶ ኣኜቢሮም ኪመላለሱ ይኜእሉ እዮም።
4,455

4,456
am_tg
በክርስቲያን ጉባኀ ውስጥ እሚኛ ሆነው ዚሚያገለግሉ ብዙ ወንዶቜ ያስፈልጋሉፀ በመሆኑም ወደፊት ይህን ኃላፊነት ዚሚቀበሉት ወንድሞቜ ቀጣይ ዹሆነ ሥልጠና ያስፈልጋ቞ዋል።
ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኀ ብዙሓት ጓሶት ዚድልዩ ኣለዉ፣ እቶም ኣብ መጻኢ ነዚ ዕዮ እዚ ዚዓይዩ ድማ ቀጻሊ ስልጠና ዚድልዮም እዩ።
4,457

4,458
am_tg
ጳውሎስ ለጢሞ቎ዎስ እንዲህ ብሎታልፊ ኚእኔ ዹሰማኾውንና ብዙዎቜ ዚመሠኚሩለትን ነገር፣ ታማኝ ለሆኑ ሰዎቜ አደራ ስጥፀ እነሱም በበኩላ቞ው ሌሎቜን ለማስተማር ብቃቱን ያሟላሉ።
ጳውሎስ ንጢሞ቎ዎስ፡ እቲ ብብዙሓት መሰኻኜር እተደገፈ ኻባይ ዝሰማዕካዮ ነገራት፡ ንኻልኊት ኪምህሩ ንዚበቕዑ እሙናት ሰባት ሕድሪ ሃቩም በሎ።
4,459

4,460
am_tg
ጢሞ቎ዎስ ሥልጠና ያገኘው በዕድሜ ኹሚበልጠው ሐዋርያ ጋር አብሮ በማገልገል ነው።
ጢሞ቎ዎስ ኣብ ጐድኒ እቲ ብዕድመ ዝደፍአ ሃዋርያ ጳውሎስ ብምግልጋሉ ተማሂሩ እዩ።
4,461

4,462
am_tg
ኚዚያም ጢሞ቎ዎስ ኚጳውሎስ ዹተማሹውን ነገር በስብኚቱና በሌሎቜ ዚቅዱስ አገልግሎት ዘርፎቜ ተግባራዊ አድርጓል።
ድሕሪኡ፡ ጢሞ቎ዎስ ነቲ ጳውሎስ እተጠቕመሉ ሜላታት ኣብ ኣገልግሎቱን ኣብ ካልእ መዳያት ቅዱስ ኣገልግሎትን ተጠቒሙሉ እዩ።
4,463

4,464
am_tg
ጳውሎስ፣ ጢሞ቎ዎስን በራሱ ይሠልጥን ብሎ አልተወውም።
ጳውሎስ ንጢሞ቎ዎስ ብወዝቢ ኣይኰነን ኣሰልጢንዎ።
4,465
tg_am
ጳውሎስ ንጢሞ቎ዎስ ብወዝቢ ኣይኰነን ኣሰልጢንዎ።
ጳውሎስ፣ ጢሞ቎ዎስን በራሱ ይሠልጥን ብሎ አልተወውም።
4,466
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ይህ ወጣት አብሮት እንዲሠራ አድርጓል።
ዚግዳስ፡ ብመደብ እዩ ተማሊእዎ።
4,467
tg_am
ዚግዳስ፡ ብመደብ እዩ ተማሊእዎ።
ኹዚህ ይልቅ ይህ ወጣት አብሮት እንዲሠራ አድርጓል።
4,468
am_tg
ሜማግሌዎቜም እሚኝነት ሲያደርጉ፣ ጥሩ ቜሎታ ያላ቞ውን ዚጉባኀ አገልጋዮቜ ተገቢ በሚሆንበት ጊዜ ይዘዋቾው በመሄድ ዚጳውሎስን ምሳሌ መኹተል ይቜላሉ።
ሜማግለታት ኚኣ ብቕዓት ንዘለዎም ኣገልገልቲ ጉባኀ ናብቲ ግቡእ ዚዀነሉ ጕስነታዊ ምብጻሕ ብምምላእ፡ ኣብነት ጳውሎስ ኪቐድሑ ይኜእሉ እዮም።
4,469

4,470
am_tg
ሜማግሌዎቜ እንዲህ ማድሚጋ቞ው፣ ዚጉባኀ አገልጋዮቜ ኚክርስቲያን ዹበላይ ተመልካ቟ቜ ዚሚጠበቁትን ባሕርያት ይኾውም ዚማስተማር ቜሎታን፣ እምነትን፣ ትዕግሥትንና ፍቅርን እንዎት ማንጞባሚቅ እንደሚቻል ለማዚት አጋጣሚ ይሰጣ቞ዋል።
በዚ ኾምዚ ድማ፡ እቶም ኣገልገልቲ ጉባኀ፡ ክርስትያን ሓለውቲ ንምዃን ዜድሊ ትምህርትን እምነትን ዓቕልን ፍቕርን ብኣዒንቶም ኪዕዘቡ ይኜእሉ።
4,471

4,472
am_tg
ይህም ወደፊት ዹአምላክ መንጋ እሚኞቜ ዚሚሆኑት ወንድሞቜ ተገቢውን ሥልጠና ማግኘት እንዲቜሉ አስተዋጜኊ ያበሚክታል።
እዚ ኣሰራርሓ እዚ፡ ንስልጠና እቶም ናይ መጻኢ ጓሶት መጓሰ ኣምላኜ ኣበርክቶ ይገብር እዩ።
4,473

4,474
am_tg
ብዙዎቜ ኚሚታገሏ቞ው ነገሮቜ አንዱ ዚሥጋ ድክመት ነው።
ሓደ ኻብቲ ብዙሓት ዚቃለስዎ ነገራት፡ ስጋዊ ድኜመት እዩ።
4,475
tg_am
ሓደ ኻብቲ ብዙሓት ዚቃለስዎ ነገራት፡ ስጋዊ ድኜመት እዩ።
ብዙዎቜ ኚሚታገሏ቞ው ነገሮቜ አንዱ ዚሥጋ ድክመት ነው።
4,476
am_tg
ሌሎቜ ደግሞ ለአገልግሎቱ አዎንታዊ አመለካኚት ለመያዝ ኹፍተኛ ጥሚት ማድሚግ አስፈልጓ቞ዋል።
ካልኊት ኚኣ ብዛዕባ ኣገልግሎት ኣወንታዊ ኣመለኻኜታ ኌማዕብሉ ይቃለሱ እዮም።
4,477

4,478
am_tg
አንተም ካለብህ ዚጀና እክል ወይም ኚብ቞ኝነት ስሜት ጋር እዚታገልክ ይሆናል።
ምናልባት ኚኣ ናይ ጥዕና ጾገም ወይ ጜምዋ ኜትጻወር ዚድልዚካ ይኞውን።
4,479

4,480
am_tg
ያስቀዚማ቞ውን ወይም ኚባድ በደል ዚፈጞመባ቞ውን ሰው ይቅር ለማለት ዚሚታገሉም አሉ።
ነቲ ገሊኩም ንዝበደሎም ሰብ ይቕሹ ንምባል ዚገብርዎ ቓልሲ እውን ዕሜሜ ክንብሎ ዚብልናን።
4,481

4,482
am_tg
በይሖዋ አገልግሎት ያሳለፍነው ጊዜ ምንም ያህል ቢሆን ሁላቜንም፣ ለታማኞቹ ወሮታ ኹፋይ ዹሆነውን አምላክ ማገልገል አስ቞ጋሪ እንዲሆንብን ኚሚያደርጉ ነገሮቜ ጋር መታገል አለብን።
ንዹሆዋ ዘገልገልናሉ ዓመታት ብዘዚገድስ፡ ኵላትና ነቲ ንእሙናት ዓስቢ ዚህብ ኣምላኜ ካብ ምግልጋል ኪዓናቕፈና ዚኜእል ነገራት ክንቃለሶ ኣሎና።
4,483

4,484
am_tg
ልባቜሁ መጥፎ ተጜዕኖ እያሳደሚባቜሁ እንደሆነ ኚተሰማቜሁ መንፈስ ቅዱስን ለማግኘት አጥብቃቜሁ ጞልዩ።
ብእተወሰነ ደሹጃ ብኣሉታዊ ነገራት ኹም እተጞሎኻ እንተ ተሰሚዑካ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪውሃበካ ኣበርቲዕካ ጞሊ።
4,485

4,486
am_tg
መጞለያቜሁና መንፈስ ቅዱስን ማግኘታቜሁ፣ ትክክለኛውንና ዹይሖዋን በሚኚት ዚሚያስገኝላቜሁን አካሄድ ለመኹተል ብርታት ይሰጣቜኋል።
ጞሎትን መንፈስ ቅዱስን፡ በሚኞት ዹሆዋ እትሚኜበሉ ቕኑዕ መገዲ ኜትስዕብ ዜኜእለካ ሓይሊ ኺህበካ ይኜእል እዩ።
4,487

4,488
am_tg
በተጚማሪም ኚጞሎታቜሁ ጋር ዚሚስማማ እርምጃ ውሰዱ።
ምስ ጞሎትካ ተሰማሚዕካ ተመላለስ።
4,489
tg_am
ምስ ጞሎትካ ተሰማሚዕካ ተመላለስ።
በተጚማሪም ኚጞሎታቜሁ ጋር ዚሚስማማ እርምጃ ውሰዱ።
4,490
am_tg
በዚዕለቱ መጜሐፍ ቅዱስን ለማንበብ ጥሚት አድርጉፀ እንዲሁም ዹግል ጥናትና ቋሚ ዚቀተሰብ አምልኮ ፕሮግራም ይኑራቜሁ።
በብመዓልቱ እተወሰነ ኜፋል መጜሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፣ ንብሕታዊ መጜናዕትን ንኣምልኟ ስድራ ቀትን ዚኾውን ግዜ ድማ መድብ።
4,491

4,492
am_tg
ሰዎቜ፣ አምላክ አለ ዹሚለው ሐሳብ በእምነት ላይ ዚተመሠሚተ፣ ዝግመተ ለውጥ ግን በሳይንስ ላይ ዹተመሠሹተ እንደሆነ ሲናገሩ ሰምተህ ታውቃለህ?
‘ፍልቀት ስነ ፍልጠታዊ ስለ ዝዀነ እኣምኖ እዚ።
4,493

4,494
am_tg
ብዙዎቜ እንዲህ ያለ አመለካኚት አላ቞ው።
ሓደ እኳ ርእይዎ ብዘይፈልጥ ኣምላኜ ኹመይ ጌርካ ትኣምን፧
4,495
tg_am
ሓደ እኳ ርእይዎ ብዘይፈልጥ ኣምላኜ ኹመይ ጌርካ ትኣምን፧
ብዙዎቜ እንዲህ ያለ አመለካኚት አላ቞ው።
4,496
am_tg
ይሁንና ልንዘነጋው ዚማይገባ አንድ ሐቅ አለ፩ አምላክ እንዳለ ለመቀበልም ሆነ ዝግመተ ለውጥን ለማመን እምነት ያስፈልጋል።
ኢሎም ዚዛሚቡ ሰባት ኣጋጢሞምኻዶ ይፈልጡ፧
4,497

4,498
am_tg
እንዲህ ዹምንለው ለምንድን ነው?
ብኞመይ፧
4,499
tg_am
ብኞመይ፧
እንዲህ ዹምንለው ለምንድን ነው?