Unnamed: 0
int64 0
68.7k
| prefix
stringclasses 2
values | in_put
stringlengths 3
274
| out_put
stringlengths 3
274
|
---|---|---|---|
0 | am_tg | በጥቅሉ ሲታይ ትሑት ሰው፣ ልኩን የሚያውቅ ማለትም ስለ ችሎታውና ስላከናወነው ነገር ሚዛናዊ አመለካከት ያለው ሰው ነው፤ እንዲህ ዓይነቱ ግለሰብ ስህተቱን አምኖ መቀበልም ሆነ የሌሎችን ሐሳብ ማስተናገድ አይከብደውም። | ሓደ ትሑት ሰብ ክእለቱን ኪዓምሞ ዚኽእል ነገራትን ብልክዕ ኪግምግም፡ ጌጋታቱ ኺእመን፡ ርእይቶታትን ሓድሽ ሓሳባትን ድማ ኪቕበል ይኽእል እዩ። |
1 | tg_am | ሓደ ትሑት ሰብ ክእለቱን ኪዓምሞ ዚኽእል ነገራትን ብልክዕ ኪግምግም፡ ጌጋታቱ ኺእመን፡ ርእይቶታትን ሓድሽ ሓሳባትን ድማ ኪቕበል ይኽእል እዩ። | በጥቅሉ ሲታይ ትሑት ሰው፣ ልኩን የሚያውቅ ማለትም ስለ ችሎታውና ስላከናወነው ነገር ሚዛናዊ አመለካከት ያለው ሰው ነው፤ እንዲህ ዓይነቱ ግለሰብ ስህተቱን አምኖ መቀበልም ሆነ የሌሎችን ሐሳብ ማስተናገድ አይከብደውም። |
2 | am_tg | ትሕትና ይሖዋን በጣም ያስደስተዋል። | ትሕትና ንየሆዋ ኣዝያ እተሐጕስ ባህርይ እያ። |
3 | tg_am | ትሕትና ንየሆዋ ኣዝያ እተሐጕስ ባህርይ እያ። | ትሕትና ይሖዋን በጣም ያስደስተዋል። |
4 | am_tg | ልክን ማወቅ የሚለውም አገላለጽ በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የተሠራበት ስለ ራስ ሚዛናዊ አመለካከት መያዝን እንዲሁም አቅምን ማወቅን ለማመልከት ነው። | ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ትሕትና ንርእስና ብግቡእ ምግምጋምን ዓቕምና ምፍላጥን እውን ተመልክት እያ። |
5 | tg_am | ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ትሕትና ንርእስና ብግቡእ ምግምጋምን ዓቕምና ምፍላጥን እውን ተመልክት እያ። | ልክን ማወቅ የሚለውም አገላለጽ በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የተሠራበት ስለ ራስ ሚዛናዊ አመለካከት መያዝን እንዲሁም አቅምን ማወቅን ለማመልከት ነው። |
6 | am_tg | አንድ ሰው አቅሙን ማወቁ በሚያሳየው ባሕርይ ላይ ለውጥ ያመጣል፤ መጽሐፍ ቅዱስ መጀመሪያ በተጻፈበት ቋንቋ ይህ አገላለጽ በዋነኝነት የሚያመለክተው ይህን ሳይሆን አይቀርም። | እቲ በቲ በዅሪ ቛንቋ እተዳለወ ጽሑፍ ከኣ፡ ዓቕምና ምፍላጥና ምስ ካልኦት ኣብ እንገብሮ ርክብ ብኸመይ ከም ዚጸልወና ዜጕልሕ እዩ ዚመስል። |
7 | tg_am | እቲ በቲ በዅሪ ቛንቋ እተዳለወ ጽሑፍ ከኣ፡ ዓቕምና ምፍላጥና ምስ ካልኦት ኣብ እንገብሮ ርክብ ብኸመይ ከም ዚጸልወና ዜጕልሕ እዩ ዚመስል። | አንድ ሰው አቅሙን ማወቁ በሚያሳየው ባሕርይ ላይ ለውጥ ያመጣል፤ መጽሐፍ ቅዱስ መጀመሪያ በተጻፈበት ቋንቋ ይህ አገላለጽ በዋነኝነት የሚያመለክተው ይህን ሳይሆን አይቀርም። |
8 | am_tg | አንድ ሰው ሳይታወቀው፣ በአስተሳሰቡም ሆነ በድርጊቱ ልኩን የማወቅ ችግር እንዳለበት የሚጠቁሙ ነገሮችን ማድረግ ሊጀምር ይችላል፤ ይህ የሚሆነው እንዴት ነው? | ናይ ድፍረት ኣተሓሳስባ ኸነማዕብል እንኽእል መዓስ ኢና፧ |
9 | tg_am | ናይ ድፍረት ኣተሓሳስባ ኸነማዕብል እንኽእል መዓስ ኢና፧ | አንድ ሰው ሳይታወቀው፣ በአስተሳሰቡም ሆነ በድርጊቱ ልኩን የማወቅ ችግር እንዳለበት የሚጠቁሙ ነገሮችን ማድረግ ሊጀምር ይችላል፤ ይህ የሚሆነው እንዴት ነው? |
10 | am_tg | ይህን የሚጠቁሙ አንዳንድ ምልክቶችን እስቲ እንመልከት። | ገለ ኻብቲ ሒደት ናይ መጠንቀቕታ ምልክታት እስከ ንመርምር። |
11 | tg_am | ገለ ኻብቲ ሒደት ናይ መጠንቀቕታ ምልክታት እስከ ንመርምር። | ይህን የሚጠቁሙ አንዳንድ ምልክቶችን እስቲ እንመልከት። |
12 | am_tg | ለራሳችንም ሆነ ላገኘናቸው መብቶች ከልክ ያለፈ ቦታ እንሰጥ ይሆናል። | ብዛዕባ ርእስና ወይ ብዛዕባ እቲ እተዋህበና ፍሉይ መሰላት ልዕል ኣቢልና ንሓስብ ንኸውን። |
13 | tg_am | ብዛዕባ ርእስና ወይ ብዛዕባ እቲ እተዋህበና ፍሉይ መሰላት ልዕል ኣቢልና ንሓስብ ንኸውን። | ለራሳችንም ሆነ ላገኘናቸው መብቶች ከልክ ያለፈ ቦታ እንሰጥ ይሆናል። |
14 | am_tg | ምናልባትም ወደ ራሳችን ተገቢ ያልሆነ ትኩረት መሳብ ጀምረን ሊሆን ይችላል። | ብዘይግቡእ መገድታት ናብ ርእስና ትዅረት ንስሕብ ንኸውን። |
15 | tg_am | ብዘይግቡእ መገድታት ናብ ርእስና ትዅረት ንስሕብ ንኸውን። | ምናልባትም ወደ ራሳችን ተገቢ ያልሆነ ትኩረት መሳብ ጀምረን ሊሆን ይችላል። |
16 | am_tg | አሊያም ደግሞ ያለንን ቦታ፣ ኃላፊነት ካላቸው ሰዎች ጋር ያለንን ቅርርብ ወይም የግል አመለካከታችንን መሠረት በማድረግ ሌሎች የእኛን አቋም እንዲቀበሉ ለመጫን እንፈተን ይሆናል፤ እንዲህ ስናደርግ ልካችንን ማወቅ ተስኖን እብሪተኛ ወደ መሆን እየሄድን እንደሆነ እንኳ ላይታወቀን ይችላል። | ወይ ከኣ፡ ኣብ ዘሎና ቦታ፡ ዝምድና፡ ወይ ውልቃዊ ኣተሓሳስባና ተመርኲስና ጥራይ ተሪር ርእይቶ ንህብ፡ ካብ ትሕትና ናብ ድፍረት ንሰጋገር ምህላውና እውን ኣይነስተብህልን ንኸውን። |
17 | tg_am | ወይ ከኣ፡ ኣብ ዘሎና ቦታ፡ ዝምድና፡ ወይ ውልቃዊ ኣተሓሳስባና ተመርኲስና ጥራይ ተሪር ርእይቶ ንህብ፡ ካብ ትሕትና ናብ ድፍረት ንሰጋገር ምህላውና እውን ኣይነስተብህልን ንኸውን። | አሊያም ደግሞ ያለንን ቦታ፣ ኃላፊነት ካላቸው ሰዎች ጋር ያለንን ቅርርብ ወይም የግል አመለካከታችንን መሠረት በማድረግ ሌሎች የእኛን አቋም እንዲቀበሉ ለመጫን እንፈተን ይሆናል፤ እንዲህ ስናደርግ ልካችንን ማወቅ ተስኖን እብሪተኛ ወደ መሆን እየሄድን እንደሆነ እንኳ ላይታወቀን ይችላል። |
18 | am_tg | የጤና ችግርን ጨምሮ ከቁጥጥራችን ውጭ የሆኑ ሌሎች ተፈታታኝ ሁኔታዎች ሲያጋጥሙን ይሖዋ እንደሚያስብልን በመተማመን የሚያስጨንቀንን ነገር ሁሉ በእሱ ላይ መጣል ይኖርብናል። | ጸገማት ጥዕና ወይ ካብ ቍጽጽርና ወጻኢ ዝዀነ ኻልእ ጸገማት ኬጋጥመና ኸሎ፡ የሆዋ ኸም ዚሓልየልና ስለ እንኣምን፡ ጭንቀትና ናብኡ ኢና ኽንድርብዮ ዘሎና። |
19 | tg_am | ጸገማት ጥዕና ወይ ካብ ቍጽጽርና ወጻኢ ዝዀነ ኻልእ ጸገማት ኬጋጥመና ኸሎ፡ የሆዋ ኸም ዚሓልየልና ስለ እንኣምን፡ ጭንቀትና ናብኡ ኢና ኽንድርብዮ ዘሎና። | የጤና ችግርን ጨምሮ ከቁጥጥራችን ውጭ የሆኑ ሌሎች ተፈታታኝ ሁኔታዎች ሲያጋጥሙን ይሖዋ እንደሚያስብልን በመተማመን የሚያስጨንቀንን ነገር ሁሉ በእሱ ላይ መጣል ይኖርብናል። |
20 | am_tg | በተጨማሪም ከክርስቲያናዊ ስብሰባዎችና ከሌሎች መንፈሳዊ ዝግጅቶች ጥቅም ለማግኘት አቅማችን የፈቀደውን ሁሉ እናድርግ። | ካብ ክርስትያናዊ ኣኼባታትን ካብ ካልእ መንፈሳዊ መሰናድዎታትን ንምጥቃም ድማ ዚከኣለና ዘበለ ኽንገብር ኣሎና። |
21 | tg_am | ካብ ክርስትያናዊ ኣኼባታትን ካብ ካልእ መንፈሳዊ መሰናድዎታትን ንምጥቃም ድማ ዚከኣለና ዘበለ ኽንገብር ኣሎና። | በተጨማሪም ከክርስቲያናዊ ስብሰባዎችና ከሌሎች መንፈሳዊ ዝግጅቶች ጥቅም ለማግኘት አቅማችን የፈቀደውን ሁሉ እናድርግ። |
22 | am_tg | ከእውነት ቤት የወጡ ልጆች ስላሏቸው ታማኝ ወላጆችስ ምን ማለት ይቻላል? | ደቆም ካብ ሓቂ ዝረሓቑ እሙናት ወለዲኸ እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧ |
23 | tg_am | ደቆም ካብ ሓቂ ዝረሓቑ እሙናት ወለዲኸ እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧ | ከእውነት ቤት የወጡ ልጆች ስላሏቸው ታማኝ ወላጆችስ ምን ማለት ይቻላል? |
24 | am_tg | አረጋዊው ሳሙኤል ትላልቅ የሆኑ ልጆቹ እሱ ያስተማራቸውን የጽድቅ መሥፈርቶች እንዲጠብቁ ማስገደድ አይችልም ነበር። | እቲ ሸምጊሉ ዝነበረ ሳሙኤል፡ ነቶም በጽሕታት ደቁ ንስርዓታት ጽድቂ ብተኣማንነት ኪሕልዉ ኺግድዶም ኣይክእልን እዩ ነይሩ። |
25 | tg_am | እቲ ሸምጊሉ ዝነበረ ሳሙኤል፡ ነቶም በጽሕታት ደቁ ንስርዓታት ጽድቂ ብተኣማንነት ኪሕልዉ ኺግድዶም ኣይክእልን እዩ ነይሩ። | አረጋዊው ሳሙኤል ትላልቅ የሆኑ ልጆቹ እሱ ያስተማራቸውን የጽድቅ መሥፈርቶች እንዲጠብቁ ማስገደድ አይችልም ነበር። |
26 | am_tg | ሳሙኤል ጉዳዩን ለይሖዋ ከመተው በቀር ምንም አማራጭ አልነበረውም። | ነቲ ጕዳይ ኣብ ኢድ የሆዋ ኺሓድጎ ነይርዎ። |
27 | tg_am | ነቲ ጕዳይ ኣብ ኢድ የሆዋ ኺሓድጎ ነይርዎ። | ሳሙኤል ጉዳዩን ለይሖዋ ከመተው በቀር ምንም አማራጭ አልነበረውም። |
28 | am_tg | ሆኖም ንጹሕ አቋሙን ይዞ በመቀጠል የሰማይ አባቱን ማስደሰት ይችላል። | ይኹን እምበር፡ ሳሙኤል ንጽህናኡ ኺሕሉን ነቲ ሰማያዊ ኣቦኡ የሆዋ ኼሐጕሶን ይኽእል ነይሩ እዩ። |
29 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ሳሙኤል ንጽህናኡ ኺሕሉን ነቲ ሰማያዊ ኣቦኡ የሆዋ ኼሐጕሶን ይኽእል ነይሩ እዩ። | ሆኖም ንጹሕ አቋሙን ይዞ በመቀጠል የሰማይ አባቱን ማስደሰት ይችላል። |
30 | am_tg | በዛሬው ጊዜም እንዲህ ባለ ሁኔታ ውስጥ የሚገኙ በርካታ ክርስቲያን ወላጆች አሉ። | ሎሚ፡ ንብዙሓት ክርስትያናት ወለዲ ተመሳሳሊ ዅነታት የጋጥሞም እዩ። |
31 | tg_am | ሎሚ፡ ንብዙሓት ክርስትያናት ወለዲ ተመሳሳሊ ዅነታት የጋጥሞም እዩ። | በዛሬው ጊዜም እንዲህ ባለ ሁኔታ ውስጥ የሚገኙ በርካታ ክርስቲያን ወላጆች አሉ። |
32 | am_tg | ይሖዋ ንስሐ የሚገቡ ኃጢአተኞች ወደ እሱ የሚመለሱበትን ጊዜ በጉጉት እንደሚጠባበቅ ይተማመናሉ። | የሆዋ ንዚንስሑ ሓጥኣን ኪቕበሎም ወትሩ ተሃንጥዩ ኸም ዚጽበ ይኣምኑ እዮም። |
33 | tg_am | የሆዋ ንዚንስሑ ሓጥኣን ኪቕበሎም ወትሩ ተሃንጥዩ ኸም ዚጽበ ይኣምኑ እዮም። | ይሖዋ ንስሐ የሚገቡ ኃጢአተኞች ወደ እሱ የሚመለሱበትን ጊዜ በጉጉት እንደሚጠባበቅ ይተማመናሉ። |
34 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ የእነሱ ታማኝነት ልጃቸው ወደ ይሖዋ እንዲመለስ እንደሚረዳው በመተማመን ምንጊዜም ለይሖዋ ታማኝ ለመሆን ከፍተኛ ጥረት ያደርጋሉ። | ምስናይዚ፡ ንየሆዋ እሙናት ኰይኖም ይቕጽሉ፡ እዚ ኣብነቶም እዚ ኸኣ ንደቆም ናብተን መጓሰ ኺምለሱ ኣብነት ከም ዚዀኖም ተስፋ ይገብሩ እዮም። |
35 | tg_am | ምስናይዚ፡ ንየሆዋ እሙናት ኰይኖም ይቕጽሉ፡ እዚ ኣብነቶም እዚ ኸኣ ንደቆም ናብተን መጓሰ ኺምለሱ ኣብነት ከም ዚዀኖም ተስፋ ይገብሩ እዮም። | በሌላ በኩል ደግሞ የእነሱ ታማኝነት ልጃቸው ወደ ይሖዋ እንዲመለስ እንደሚረዳው በመተማመን ምንጊዜም ለይሖዋ ታማኝ ለመሆን ከፍተኛ ጥረት ያደርጋሉ። |
36 | am_tg | ለምትቀርበው ሰው ስሜትህን አውጥተህ መናገርህ ጭንቀትህን ለማቅለል ይረዳሃል። | ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥ፡ ማለት ስምዒትካ ንእትኣምኖ ፈታዊኻ ምክፋል ጭንቀትካ ንኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። |
37 | tg_am | ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥ፡ ማለት ስምዒትካ ንእትኣምኖ ፈታዊኻ ምክፋል ጭንቀትካ ንኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። | ለምትቀርበው ሰው ስሜትህን አውጥተህ መናገርህ ጭንቀትህን ለማቅለል ይረዳሃል። |
38 | am_tg | ለትዳር ጓደኛህ፣ ለቅርብ ወዳጅህ አሊያም ለጉባኤህ ሽማግሌ ስሜትህን መናገርህ ስላለህበት ሁኔታ ሚዛናዊ አመለካከት እንዲኖርህ ሊረዳህ ይችላል። | ብዛዕባ እቲ ዜጨንቐካ ነገራት ሚዛናዊ ዝዀነ ኣረኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ ኻብ መጻምድትኻ፡ ካብ ናይ ቀረባ ዓርክኻ፡ ወይ ካብ ሓደ ሽማግለ ጉባኤ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። |
39 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ዜጨንቐካ ነገራት ሚዛናዊ ዝዀነ ኣረኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ ኻብ መጻምድትኻ፡ ካብ ናይ ቀረባ ዓርክኻ፡ ወይ ካብ ሓደ ሽማግለ ጉባኤ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። | ለትዳር ጓደኛህ፣ ለቅርብ ወዳጅህ አሊያም ለጉባኤህ ሽማግሌ ስሜትህን መናገርህ ስላለህበት ሁኔታ ሚዛናዊ አመለካከት እንዲኖርህ ሊረዳህ ይችላል። |
40 | am_tg | ስሜትህን በግልጽና በሐቀኝነት መናገርህ ያለህበትን ሁኔታ ለመረዳትና መፍትሔ ለመፈለግ በእጅጉ ይረዳሃል። | ብዛዕባ እቲ ዜተሓሳስበካ ነገራት ብግልጽን ብቕንዕናን ምምይያጥ ንጭንቀትካ ኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። |
41 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ዜተሓሳስበካ ነገራት ብግልጽን ብቕንዕናን ምምይያጥ ንጭንቀትካ ኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። | ስሜትህን በግልጽና በሐቀኝነት መናገርህ ያለህበትን ሁኔታ ለመረዳትና መፍትሔ ለመፈለግ በእጅጉ ይረዳሃል። |
42 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ መመካከር ከሌለ የታቀደው ነገር ሳይሳካ ይቀራል፤ በብዙ አማካሪዎች ግን ይሳካል ይላል። | መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምኽሪ ኣብ ዘይብሉ፡ ውጥናት ይፈሽል፣ ብብዙሓት ኣማኸርቲ ግና ዕማም ይዕመም ይብለና። |
43 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምኽሪ ኣብ ዘይብሉ፡ ውጥናት ይፈሽል፣ ብብዙሓት ኣማኸርቲ ግና ዕማም ይዕመም ይብለና። | መጽሐፍ ቅዱስ መመካከር ከሌለ የታቀደው ነገር ሳይሳካ ይቀራል፤ በብዙ አማካሪዎች ግን ይሳካል ይላል። |
44 | am_tg | ይሖዋ፣ በየሳምንቱ በሚደረጉት ክርስቲያናዊ ስብሰባዎች አማካኝነትም አገልጋዮቹ ጭንቀትን መቋቋም እንዲችሉ ይረዳቸዋል። | የሆዋ ብሰሙናዊ ኣኼባታት ጉባኤ ኣቢሉ እውን ክርስትያናት ንጭንቀቶም ኪዋጽእሉ ይሕግዞም እዩ። |
45 | tg_am | የሆዋ ብሰሙናዊ ኣኼባታት ጉባኤ ኣቢሉ እውን ክርስትያናት ንጭንቀቶም ኪዋጽእሉ ይሕግዞም እዩ። | ይሖዋ፣ በየሳምንቱ በሚደረጉት ክርስቲያናዊ ስብሰባዎች አማካኝነትም አገልጋዮቹ ጭንቀትን መቋቋም እንዲችሉ ይረዳቸዋል። |
46 | am_tg | በእነዚህ ስብሰባዎች ላይ፣ ስለ አንተ ከሚያስቡና ሊያበረታቱህ ከሚፈልጉ የእምነት ባልንጀሮችህ ጋር መገናኘት ትችላለህ። | ኣብኡ ምስቶም ብዛዕባኻ ዚግደሱን ኬተባብዑኻ ዚደልዩን ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትካ ኽትሓብር ትኽእል ኢኻ። |
47 | tg_am | ኣብኡ ምስቶም ብዛዕባኻ ዚግደሱን ኬተባብዑኻ ዚደልዩን ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትካ ኽትሓብር ትኽእል ኢኻ። | በእነዚህ ስብሰባዎች ላይ፣ ስለ አንተ ከሚያስቡና ሊያበረታቱህ ከሚፈልጉ የእምነት ባልንጀሮችህ ጋር መገናኘት ትችላለህ። |
48 | am_tg | በዚህ መንገድ እርስ በርስ መበረታታታችሁ በመንፈሳዊ የሚያጠነክርህ ከመሆኑም በላይ ያለብህን ማንኛውንም ጭንቀት መቋቋም ቀላል እንዲሆንልህ ያደርጋል። | እቲ ኣብኡ እትረኽቦ ምትብባዕ፡ መንፈሳዊ ስንቅኻ ኽትመልእን ንጭንቀትካ ኽትዋጽኣሉን ይሕግዘካ እዩ። |
49 | tg_am | እቲ ኣብኡ እትረኽቦ ምትብባዕ፡ መንፈሳዊ ስንቅኻ ኽትመልእን ንጭንቀትካ ኽትዋጽኣሉን ይሕግዘካ እዩ። | በዚህ መንገድ እርስ በርስ መበረታታታችሁ በመንፈሳዊ የሚያጠነክርህ ከመሆኑም በላይ ያለብህን ማንኛውንም ጭንቀት መቋቋም ቀላል እንዲሆንልህ ያደርጋል። |
50 | am_tg | ጳውሎስ እንደ ሥጋ ፈቃድ መኖር የሚያስከትለውን አደጋ ለቅቡዓን ክርስቲያኖች መጥቀስ ያስፈለገው ለምንድን ነው? | ጳውሎስ ንቕቡኣት ክርስትያናት ብስጋ ብዛዕባ ምንባር ስለምንታይ ከም ዘጠንቀቖም ትሓስብ ትህሉ ትኸውን። |
51 | tg_am | ጳውሎስ ንቕቡኣት ክርስትያናት ብስጋ ብዛዕባ ምንባር ስለምንታይ ከም ዘጠንቀቖም ትሓስብ ትህሉ ትኸውን። | ጳውሎስ እንደ ሥጋ ፈቃድ መኖር የሚያስከትለውን አደጋ ለቅቡዓን ክርስቲያኖች መጥቀስ ያስፈለገው ለምንድን ነው? |
52 | am_tg | አምላክ እንደ ወዳጆቹ አድርጎ የተቀበላቸውና እንደ ጻድቃን የሚቆጥራቸው በዛሬው ጊዜ የሚኖሩ ክርስቲያኖችስ ተመሳሳይ አደጋ ሊያጋጥማቸው ይችላል? | እዚ ሓደጋ እዚ ነቶም ኣምላኽ ከም ኣዕሩኹ እተቐበሎምን ጻድቃን ገይሩ ዝረኣዮምን ክርስትያናት ዜስግእ ኪኸውን ይኽእል ድዩ፧ |
53 | tg_am | እዚ ሓደጋ እዚ ነቶም ኣምላኽ ከም ኣዕሩኹ እተቐበሎምን ጻድቃን ገይሩ ዝረኣዮምን ክርስትያናት ዜስግእ ኪኸውን ይኽእል ድዩ፧ | አምላክ እንደ ወዳጆቹ አድርጎ የተቀበላቸውና እንደ ጻድቃን የሚቆጥራቸው በዛሬው ጊዜ የሚኖሩ ክርስቲያኖችስ ተመሳሳይ አደጋ ሊያጋጥማቸው ይችላል? |
54 | am_tg | የሚያሳዝን ቢሆንም የትኛውም ክርስቲያን በኃጢአተኛ ሥጋው ምኞት መመራት ሊጀምር ይችላል። | እወ፡ ዝዀነ ይኹን ክርስትያን ብሓጥእ ስጋኡ ምምልላስ ኪጅምር ይኽእል እዩ። |
55 | tg_am | እወ፡ ዝዀነ ይኹን ክርስትያን ብሓጥእ ስጋኡ ምምልላስ ኪጅምር ይኽእል እዩ። | የሚያሳዝን ቢሆንም የትኛውም ክርስቲያን በኃጢአተኛ ሥጋው ምኞት መመራት ሊጀምር ይችላል። |
56 | am_tg | ለምሳሌ፣ ጳውሎስ በሮም ከነበሩት ወንድሞች መካከል አንዳንዶቹ ለራሳቸው ፍላጎት ባሪያዎች እንደነበሩ ጽፏል፤ ይህም የፆታ ፍላጎትን አሊያም የምግብ፣ የመጠጥ ወይም ሌላ ዓይነት ፍላጎትን ሊጨምር ይችላል። | ንኣብነት፡ ገሊኦም ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ኣሕዋት ንኸብዶም ይግዝኡ ምንባሮም ጳውሎስ ገሊጹ ኣሎ፣ እዚ ማለት ከኣ ንጾታዊ ትምኒቶም ዚግዝኡ፡ ወይ ምግብን መስተን ካልእ ነገራትን ዚሃርፉ ምዃኖም ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
57 | tg_am | ንኣብነት፡ ገሊኦም ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ኣሕዋት ንኸብዶም ይግዝኡ ምንባሮም ጳውሎስ ገሊጹ ኣሎ፣ እዚ ማለት ከኣ ንጾታዊ ትምኒቶም ዚግዝኡ፡ ወይ ምግብን መስተን ካልእ ነገራትን ዚሃርፉ ምዃኖም ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ለምሳሌ፣ ጳውሎስ በሮም ከነበሩት ወንድሞች መካከል አንዳንዶቹ ለራሳቸው ፍላጎት ባሪያዎች እንደነበሩ ጽፏል፤ ይህም የፆታ ፍላጎትን አሊያም የምግብ፣ የመጠጥ ወይም ሌላ ዓይነት ፍላጎትን ሊጨምር ይችላል። |
58 | am_tg | አንዳንዶቹ የየዋሆችን ልብ እያታለሉ ነበር። | ገሊኣቶም ከኣ ገርህታት የስሕቱ ነይሮም እዮም። |
59 | tg_am | ገሊኣቶም ከኣ ገርህታት የስሕቱ ነይሮም እዮም። | አንዳንዶቹ የየዋሆችን ልብ እያታለሉ ነበር። |
60 | am_tg | በቆሮንቶስ ጉባኤ፣ ለተወሰነ ጊዜ ያህል ከአባቱ ሚስት ጋር የሚኖር ወንድም እንደነበረም እናስታውስ። | ሓደ ኣብ ቈረንቶስ ዝነበረ ሓው ንእተወሰነ ግዜ ሰበይቲ ኣቦኡ ኣእትዩ ይነብር ምንባሩ እውን ንፈልጥ ኢና። |
61 | tg_am | ሓደ ኣብ ቈረንቶስ ዝነበረ ሓው ንእተወሰነ ግዜ ሰበይቲ ኣቦኡ ኣእትዩ ይነብር ምንባሩ እውን ንፈልጥ ኢና። | በቆሮንቶስ ጉባኤ፣ ለተወሰነ ጊዜ ያህል ከአባቱ ሚስት ጋር የሚኖር ወንድም እንደነበረም እናስታውስ። |
62 | am_tg | እንግዲያው አምላክ፣ ክርስቲያኖች በሥጋዊ ነገሮች ላይ ማተኮር እንደሌለባቸው በጳውሎስ በኩል ማሳሰቢያ መስጠቱ የሚያስገርም አይደለም። | ስለዚ ድማ እዩ ኣምላኽ ብጳውሎስ ኣቢሉ ንክርስትያናት ናይ ስጋ ብዛዕባ ምሕሳብ ዘጠንቀቖም። |
63 | tg_am | ስለዚ ድማ እዩ ኣምላኽ ብጳውሎስ ኣቢሉ ንክርስትያናት ናይ ስጋ ብዛዕባ ምሕሳብ ዘጠንቀቖም። | እንግዲያው አምላክ፣ ክርስቲያኖች በሥጋዊ ነገሮች ላይ ማተኮር እንደሌለባቸው በጳውሎስ በኩል ማሳሰቢያ መስጠቱ የሚያስገርም አይደለም። |
64 | am_tg | ይህ ማስጠንቀቂያ ዛሬም ቢሆን ይሠራል። | እቲ መጠንቀቕታ እቲ ሎሚ እውን ብማዕረ የድሊ እዩ። |
65 | tg_am | እቲ መጠንቀቕታ እቲ ሎሚ እውን ብማዕረ የድሊ እዩ። | ይህ ማስጠንቀቂያ ዛሬም ቢሆን ይሠራል። |
66 | am_tg | ሌሎችም የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ ነፃነት እንዳላቸው አምነን መቀበል አለብን። | ሓደ ኻብቲ ኣብ ናጽነትና ዘሎና ደረት፡ ካልኦት ኣብ ህይወቶም ናይ ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ መሰል ዘለዎም ምዃኑ እዩ። |
67 | tg_am | ሓደ ኻብቲ ኣብ ናጽነትና ዘሎና ደረት፡ ካልኦት ኣብ ህይወቶም ናይ ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ መሰል ዘለዎም ምዃኑ እዩ። | ሌሎችም የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ ነፃነት እንዳላቸው አምነን መቀበል አለብን። |
68 | am_tg | ለምን? | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ |
69 | tg_am | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ | ለምን? |
70 | am_tg | እያንዳንዱ ክርስቲያን የመምረጥ ነፃነት ስለተሰጠው፣ ሁለት ክርስቲያኖች ሁልጊዜ ፍጹም አንድ ዓይነት ውሳኔ ያደርጋሉ ብሎ መጠበቅ አይቻልም። | ናይ ምምራጽ ናጽነት ንዅላትና ስለ እተዋህበና፡ ክልተ ክርስትያናት ወትሩ ሕደ ውሳነ ኺገብሩ ኣይክእሉን እዮም። |
71 | tg_am | ናይ ምምራጽ ናጽነት ንዅላትና ስለ እተዋህበና፡ ክልተ ክርስትያናት ወትሩ ሕደ ውሳነ ኺገብሩ ኣይክእሉን እዮም። | እያንዳንዱ ክርስቲያን የመምረጥ ነፃነት ስለተሰጠው፣ ሁለት ክርስቲያኖች ሁልጊዜ ፍጹም አንድ ዓይነት ውሳኔ ያደርጋሉ ብሎ መጠበቅ አይቻልም። |
72 | am_tg | ይህ ደግሞ በምናሳየው ምግባርና በምናቀርበው አምልኮ ላይም እንኳ ሊንጸባረቅ ይችላል። | ንኣካይዳናን ንኣምልኾናን ኣብ ዚምልከት ጕዳይ እኳ ወትሩ ሕደ ውሳነ ኣይንገብርን ኢና። |
73 | tg_am | ንኣካይዳናን ንኣምልኾናን ኣብ ዚምልከት ጕዳይ እኳ ወትሩ ሕደ ውሳነ ኣይንገብርን ኢና። | ይህ ደግሞ በምናሳየው ምግባርና በምናቀርበው አምልኮ ላይም እንኳ ሊንጸባረቅ ይችላል። |
74 | am_tg | እያንዳንዱ ክርስቲያን የራሱን የኃላፊነት ሸክም መሸከም እንዳለበት ከተገነዘብን ሌሎች ሰዎች ያን ያህል ትልቅ ቦታ በማይሰጣቸው ጉዳዮችም ረገድ የመምረጥ ነፃነታቸውን ተጠቅመው የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ መብት እንዳላቸው አምነን እንቀበላለን። | ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን ጸጾሩ ኺጸውር ከም ዚግባእ ምስ ፈለጥና፡ ኣብቲ ኣገዳስነቱ ኻብዚ ዚትሕት ጉዳያት እውን ከይተረፈ ነቲ ኻልኦት ንናይ ምምራጽ ናጽነቶም ኪጥቀሙሉ ዘለዎም መሰል ከነኽብረሎም ኢና። |
75 | tg_am | ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን ጸጾሩ ኺጸውር ከም ዚግባእ ምስ ፈለጥና፡ ኣብቲ ኣገዳስነቱ ኻብዚ ዚትሕት ጉዳያት እውን ከይተረፈ ነቲ ኻልኦት ንናይ ምምራጽ ናጽነቶም ኪጥቀሙሉ ዘለዎም መሰል ከነኽብረሎም ኢና። | እያንዳንዱ ክርስቲያን የራሱን የኃላፊነት ሸክም መሸከም እንዳለበት ከተገነዘብን ሌሎች ሰዎች ያን ያህል ትልቅ ቦታ በማይሰጣቸው ጉዳዮችም ረገድ የመምረጥ ነፃነታቸውን ተጠቅመው የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ መብት እንዳላቸው አምነን እንቀበላለን። |
76 | am_tg | ይሖዋ የመምረጥ ነፃነት ሰጥቶናል፤ ይህም እውነተኛ ነፃነት ያስገኝልናል። | የሆዋ ናይ ምምራጽ ናጽነት ሂቡና እዩ፣ ምስኡ እውን ናይ ሓቂ ናጽነት ሂቡና ኣሎ። |
77 | tg_am | የሆዋ ናይ ምምራጽ ናጽነት ሂቡና እዩ፣ ምስኡ እውን ናይ ሓቂ ናጽነት ሂቡና ኣሎ። | ይሖዋ የመምረጥ ነፃነት ሰጥቶናል፤ ይህም እውነተኛ ነፃነት ያስገኝልናል። |
78 | am_tg | የመምረጥ ነፃነታችን ይሖዋን ምን ያህል እንደምንወደው የሚያሳዩ ውሳኔዎችን ለማድረግ ስለሚያስችለን ለዚህ ስጦታ ከፍተኛ አድናቆት አለን። | እዚ ውህበት እዚ ንየሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ከም እነፍቅሮ ዜርኢ ውሳነታት ክንገብር ስለ ዜፍቅደልና፡ ኣኽቢርና ኢና እንርእዮ። |
79 | tg_am | እዚ ውህበት እዚ ንየሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ከም እነፍቅሮ ዜርኢ ውሳነታት ክንገብር ስለ ዜፍቅደልና፡ ኣኽቢርና ኢና እንርእዮ። | የመምረጥ ነፃነታችን ይሖዋን ምን ያህል እንደምንወደው የሚያሳዩ ውሳኔዎችን ለማድረግ ስለሚያስችለን ለዚህ ስጦታ ከፍተኛ አድናቆት አለን። |
80 | am_tg | ይህን ውድ ስጦታ ለአምላክ ክብር በሚያመጣና ሌሎች ያላቸውን የመምረጥ ነፃነት እንደምናከብር በሚያሳይ መንገድ በመጠቀም ስጦታውን ከፍ አድርገን መመልከታችንን እንቀጥል። | ሃየ እምበኣር፡ ነዚ ኽቡር ውህበት እዚ ንኣምላኽ ብዜኽብር መገዲ ብምጥቃምን ነቲ ኻልኦት ንውህበቶም ዚጥቀሙሉ መገዲ ብምኽባርን፡ ከም እነማስወሉ ነርኢ። |
81 | tg_am | ሃየ እምበኣር፡ ነዚ ኽቡር ውህበት እዚ ንኣምላኽ ብዜኽብር መገዲ ብምጥቃምን ነቲ ኻልኦት ንውህበቶም ዚጥቀሙሉ መገዲ ብምኽባርን፡ ከም እነማስወሉ ነርኢ። | ይህን ውድ ስጦታ ለአምላክ ክብር በሚያመጣና ሌሎች ያላቸውን የመምረጥ ነፃነት እንደምናከብር በሚያሳይ መንገድ በመጠቀም ስጦታውን ከፍ አድርገን መመልከታችንን እንቀጥል። |
82 | am_tg | በሥነ ምግባር ልቅ በሆነው በዚህ ዓለም ውስጥ ኃጢአት አስነዋሪ ነገር መሆኑ እየቀረ ነው፤ በመሆኑም ብዙዎች ለኃጢአታቸው ቤዛ እንደሚያስፈልጋቸው አይገነዘቡም። | ሎሚ፡ ሓያሎ ሰባት ሓጢኣት ምስ ፈጸሙ ዝበደሉ ዀይኑ ስለ ዘይስምዖም፡ ስለምንታይ በጅነት ከም ዜድልየና ኣይርድኦምን እዩ። |
83 | tg_am | ሎሚ፡ ሓያሎ ሰባት ሓጢኣት ምስ ፈጸሙ ዝበደሉ ዀይኑ ስለ ዘይስምዖም፡ ስለምንታይ በጅነት ከም ዜድልየና ኣይርድኦምን እዩ። | በሥነ ምግባር ልቅ በሆነው በዚህ ዓለም ውስጥ ኃጢአት አስነዋሪ ነገር መሆኑ እየቀረ ነው፤ በመሆኑም ብዙዎች ለኃጢአታቸው ቤዛ እንደሚያስፈልጋቸው አይገነዘቡም። |
84 | am_tg | ብዙዎች ኃጢአት ምን እንደሆነ፣ በእኛ ላይ ምን ተጽዕኖ እንደሚያሳድር እንዲሁም ከኃጢአት ባርነት ነፃ ለመውጣት ምን ማድረግ እንዳለብን አያውቁም። | ሓጢኣት እንታይ ምዃኑ፡ ብኸመይ ከም ዚጸልወና፡ ካብ ባርነት ሓጢኣት ሓራ ኽንወጽእ ድማ እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ኣይፈልጡን እዮም። |
85 | tg_am | ሓጢኣት እንታይ ምዃኑ፡ ብኸመይ ከም ዚጸልወና፡ ካብ ባርነት ሓጢኣት ሓራ ኽንወጽእ ድማ እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ኣይፈልጡን እዮም። | ብዙዎች ኃጢአት ምን እንደሆነ፣ በእኛ ላይ ምን ተጽዕኖ እንደሚያሳድር እንዲሁም ከኃጢአት ባርነት ነፃ ለመውጣት ምን ማድረግ እንዳለብን አያውቁም። |
86 | am_tg | ልበ ቅን የሆኑ ሰዎች ኃጢአት ምን እንደሆነ ሲገነዘቡ እንዲሁም ይሖዋ በታላቅ ፍቅሩና በጸጋው ተነሳስቶ ልጁን ወደ ምድር በመላክ ከኃጢአትና የኃጢአት ውጤት ከሆነው ከሞት እንደዋጀን ሲያውቁ በጣም ይደሰታሉ። | ቅኑዓት ሰባት፡ የሆዋ በታ ዓባይ ፍቕሩን ብጸጋኡን ተደሪኹ፡ ካብ ሓጢኣትን ካብቲ ሳዕቤኑ ዝዀነ ሞትን ምእንቲ ኺብጀወና ኢሉ ንወዱ ኸም ዝለኣኾ ምስ ፈለጡ እፎይታ ረኺቦም እዮም። |
87 | tg_am | ቅኑዓት ሰባት፡ የሆዋ በታ ዓባይ ፍቕሩን ብጸጋኡን ተደሪኹ፡ ካብ ሓጢኣትን ካብቲ ሳዕቤኑ ዝዀነ ሞትን ምእንቲ ኺብጀወና ኢሉ ንወዱ ኸም ዝለኣኾ ምስ ፈለጡ እፎይታ ረኺቦም እዮም። | ልበ ቅን የሆኑ ሰዎች ኃጢአት ምን እንደሆነ ሲገነዘቡ እንዲሁም ይሖዋ በታላቅ ፍቅሩና በጸጋው ተነሳስቶ ልጁን ወደ ምድር በመላክ ከኃጢአትና የኃጢአት ውጤት ከሆነው ከሞት እንደዋጀን ሲያውቁ በጣም ይደሰታሉ። |
88 | am_tg | የክርስቶስ ቤዛዊ መሥዋዕት፣ አምላክ ለእኛ ያለውን ፍቅር የገለጸበት ከሁሉ የላቀ ስጦታ ከመሆኑም ሌላ የይሖዋ ጸጋ የተትረፈረፈ መሆኑን በግልጽ ያሳያል። | መስዋእታዊ በጃ ክርስቶስ፡ ኣምላኽ ንዓና ዘለዎ ፍቕሪ ዝገለጸሉ ዝዓበየ መረጋገጺ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ሃብቲ ጸጋኡ ዜርኢ እዩ። |
89 | tg_am | መስዋእታዊ በጃ ክርስቶስ፡ ኣምላኽ ንዓና ዘለዎ ፍቕሪ ዝገለጸሉ ዝዓበየ መረጋገጺ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ሃብቲ ጸጋኡ ዜርኢ እዩ። | የክርስቶስ ቤዛዊ መሥዋዕት፣ አምላክ ለእኛ ያለውን ፍቅር የገለጸበት ከሁሉ የላቀ ስጦታ ከመሆኑም ሌላ የይሖዋ ጸጋ የተትረፈረፈ መሆኑን በግልጽ ያሳያል። |
90 | am_tg | አቢሳ ወደ ሳኦል የጦር ሰፈር በገባበት ወቅት ታማኝነት ያሳየው ለተገቢው አካል አልነበረም። | ኣቢሻይ ናብ ሰፈር ሳኦል ኪኣቱ ኸሎ፡ ቀዳምነት ኪውሃቦ ዘለዎ ተኣማንነት ብንጹር ኣይሰርዐን ነይሩ። |
91 | tg_am | ኣቢሻይ ናብ ሰፈር ሳኦል ኪኣቱ ኸሎ፡ ቀዳምነት ኪውሃቦ ዘለዎ ተኣማንነት ብንጹር ኣይሰርዐን ነይሩ። | አቢሳ ወደ ሳኦል የጦር ሰፈር በገባበት ወቅት ታማኝነት ያሳየው ለተገቢው አካል አልነበረም። |
92 | am_tg | አቢሳ ለዳዊት ያለው ታማኝነት ንጉሥ ሳኦልን ለመግደል እንዲነሳሳ አድርጎት ነበር፤ ዳዊት ግን ይሖዋ በቀባው ላይ እጅ ማንሳት ተገቢ እንዳልሆነ ስለተገነዘበ ይህን እንዳያደርግ አቢሳን ከልክሎታል። | ንዳዊት ካብ ዘለዎ ተኣማንነት ተላዒሉ፡ ንንጉስ ሳኦል ኪቐትሎ ተሃንጥዩ ነይሩ፣ ዳዊት ግና ኢድካ ኣንጻር ቅቡእ የሆዋ ምልዓል ጌጋ ምዃኑ ስለ ዚፈልጥ፡ ከልኪልዎ እዩ። |
93 | tg_am | ንዳዊት ካብ ዘለዎ ተኣማንነት ተላዒሉ፡ ንንጉስ ሳኦል ኪቐትሎ ተሃንጥዩ ነይሩ፣ ዳዊት ግና ኢድካ ኣንጻር ቅቡእ የሆዋ ምልዓል ጌጋ ምዃኑ ስለ ዚፈልጥ፡ ከልኪልዎ እዩ። | አቢሳ ለዳዊት ያለው ታማኝነት ንጉሥ ሳኦልን ለመግደል እንዲነሳሳ አድርጎት ነበር፤ ዳዊት ግን ይሖዋ በቀባው ላይ እጅ ማንሳት ተገቢ እንዳልሆነ ስለተገነዘበ ይህን እንዳያደርግ አቢሳን ከልክሎታል። |
94 | am_tg | ከዚህ ዘገባ የምናገኘው አንድ ጠቃሚ ትምህርት አለ፦ ለተለያዩ አካላት ታማኝ መሆናችን ተገቢ ቢሆንም በዋነኝነት ታማኝ መሆን የሚገባን ለማን እንደሆነ ለመወሰን በመጽሐፍ ቅዱስ መሠረታዊ ሥርዓቶች መመራት ይኖርብናል። | ካብቲ ኣጋጣሚ እቲ፡ ሓደ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንረክብ ኢና፦ ብቐዳምነት ንመን እሙናት ክንከውን ከም ዘሎና ኽንውስን ምስ ዜድልየና፡ ኣብቲ ዅነታት እቲ ኺሕግዘና ብዛዕባ ዚኽእል ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ክንሓስብ ኣሎና። |
95 | tg_am | ካብቲ ኣጋጣሚ እቲ፡ ሓደ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንረክብ ኢና፦ ብቐዳምነት ንመን እሙናት ክንከውን ከም ዘሎና ኽንውስን ምስ ዜድልየና፡ ኣብቲ ዅነታት እቲ ኺሕግዘና ብዛዕባ ዚኽእል ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ክንሓስብ ኣሎና። | ከዚህ ዘገባ የምናገኘው አንድ ጠቃሚ ትምህርት አለ፦ ለተለያዩ አካላት ታማኝ መሆናችን ተገቢ ቢሆንም በዋነኝነት ታማኝ መሆን የሚገባን ለማን እንደሆነ ለመወሰን በመጽሐፍ ቅዱስ መሠረታዊ ሥርዓቶች መመራት ይኖርብናል። |
96 | am_tg | ታማኝነት የሚመነጨው ከልብ ነው፤ የሰው ልብ ግን ከዳተኛ ነው። | ተኣማንነት ካብ ልቢ እዩ ዚፍልፍል፣ ልቢ ሰብ ግና ጐራሕ እዩ። |
97 | tg_am | ተኣማንነት ካብ ልቢ እዩ ዚፍልፍል፣ ልቢ ሰብ ግና ጐራሕ እዩ። | ታማኝነት የሚመነጨው ከልብ ነው፤ የሰው ልብ ግን ከዳተኛ ነው። |
98 | am_tg | በመሆኑም ለአምላክ ታማኝ የሆነ አንድ ሰው፣ የቅርብ ጓደኛው ወይም ዘመዱ መጥፎ ድርጊት እየፈጸመ ቢሆንም ለእሱ ታማኝ መሆን እንዳለበት ሊሰማው ይችላል። | ስለዚ፡ ሓደ ንኣምላኽ እሙን ዝዀነ ሰብ፡ ሕማቕ ንዚገብር ናይ ቀረባ ዓርኩ ወይ ቤተ ሰቡ እውን እሙን ኪኸውን ከም ዘለዎ ኺስምዖ ይኽእል እዩ። |
99 | tg_am | ስለዚ፡ ሓደ ንኣምላኽ እሙን ዝዀነ ሰብ፡ ሕማቕ ንዚገብር ናይ ቀረባ ዓርኩ ወይ ቤተ ሰቡ እውን እሙን ኪኸውን ከም ዘለዎ ኺስምዖ ይኽእል እዩ። | በመሆኑም ለአምላክ ታማኝ የሆነ አንድ ሰው፣ የቅርብ ጓደኛው ወይም ዘመዱ መጥፎ ድርጊት እየፈጸመ ቢሆንም ለእሱ ታማኝ መሆን እንዳለበት ሊሰማው ይችላል። |