amh,tig ጴጥሮስና አብረውት የነበሩት ሰዎች ሁሉን ነገር ትተው ኢየሱስን ተከተሉት።,መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጴጥሮስን ብጾቱን፡ ንዅሉ ሓዲጎም ንየሱስ ሰዓብዎ ይብል። ይሁንና ይሖዋ አስደናቂ ተስፋ ሰጥቶናል።,ይኹን እምበር፡ የሆዋ ዜደንቕ ተስፋ ሂቡና ኣሎ። ጳውሎስ ይበልጥ አስፈላጊ በሆኑት ነገሮች ላይ ትኩረት ያደረገ ከመሆኑም በላይ ወደ ሶርያ፣ ትንሿ እስያ፣ መቄዶንያና ይሁዳ ብዙ ጊዜ በመሄድ አምላክን በትጋት አገልግሏል።,ጳውሎስ፡ ኣብቲ ዚሓይሽ ኣተኲሩ ነበረ፣ ካብን ናብን ሶርያን ንእሽቶ እስያን መቄዶንያን ይሁዳን እናተጓዕዘ ኸኣ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነበረ። ይህ ደግሞ ይበልጥ እሱን እየመሰልን እንድንሄድ ያነሳሳናል።,እዚ ድማ ንዕኡ ብዝያዳ ምእንቲ ኽንመስሎ፡ ንልብና ኼለዓዕሎ ይግባእ። እነዚህ ቅቡዓን እንደ ማንኛውም ሰው መንፈሳዊ ትምህርት ማግኘት አለባቸው።,እዞም ቅቡኣት እዚኦም ከም ካልኦት ክርስትያናት መንፈሳዊ ትምህርቲ ዜድልዮም እኳ እንተ ዀነ፡ ንቕብኣቶም ዜረጋግጸሎም ግና ኣየድልዮምን እዩ። የጠየቅነውን ሁሉ ወዲያውኑ የሚያደርግልን ከሆነ በመካከላችን ያለው ግንኙነት ትክክለኛውን አካሄድ የጠበቀ አይሆንም።,ዝሓተትናዮ ዘበለ ብኡብኡ ዜማልኣልና እንተ ዀይኑ ግና፡ እቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ፡ ግቡእ መልክዕ ኣይህልዎን እዩ። ዳዊት ይህን የጻፈው እሱ በታመመበትና ሁኔታዎችን መቆጣጠር ባልቻለበት ወቅት አቤሴሎም ዙፋኑን ለመቀማት የተነሳበትን ጊዜ በማሰብ ሊሆን ይችላል።,ዳዊት ነዘን ቃላት እዚአን ዝጸሓፈን፡ ኣብቲ ኣቤሴሎም ንዝፋኑ ኺምንዝዖ ዝፈተነሉ እሞ ሓሚሙ ብምንባሩ ነቲ ዅነታት ንምቍጽጻሩ ኣጸጊምዎ ኣብ ዝነበረ እዋን ኪኸውን ይኽእል እዩ። በዚህ ተስፋ ስላልረኩ አይደለም።,በቲ ተስፋኦም ዘይዓገቡ ብምዃኖም ኣይኰነን። በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበሩ በርካታ ክርስቲያኖች እንዲህ ያለ መንፈሳዊ ማበረታቻ አግኝተዋል።,ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሓያሎ ክርስትያናት፡ ከምኡ ዝኣመሰለ መንፈሳዊ ምትብባዕ ረኺቦም እዮም። ኢየሱስ የሃይማኖት መሪዎቹ ጥያቄ በሚያነሱበት ጊዜ መልስ ይሰጥ የነበረው የራሱን ጥበብ ወይም ተሞክሮ በመጠቀም አይደለም።,ሃይማኖታዊ ምጽራር ኬጋጥሞ ኸሎ፡ ኣብቲ ብዙሕ ጥበቡ ወይ ኣብቲ መወዳድርቲ ዘይብሉ ተመክሮኡ ኣይተወከለን። ይህ ሲባል ግን መረጃዎችን መሰብሰብና ደንቦችን ማጥናት ማለት ብቻ አይደለም።,እዚ ኸኣ ሓቅታትን ሕግታትን ምፍላጥ የጠቓልል እዩ። ይሖዋ ለእስራኤላውያን አሥርቱን ትእዛዛት ሲሰጥ፣ ከእሱ በቀር ሌሎች አማልክትን እንዳያመልኩና ከማንኛውም ዓይነት የጣዖት አምልኮ እንዲርቁ አዟቸው ነበር።,የሆዋ ኣብቲ ዓሰርተ ትእዛዛት፡ ህዝቡ ብዘይካኡ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኸየምልኹ፡ ዝዀነ ይኹን ኣምልኾ ጣኦት እውን ከይገብሩ ኣነጺሩ ገሊጹ እዩ። በመሆኑም የአምላክ አገልጋዮች እንደመሆናችን መጠን ለእኛ የሚመቸንንና የምንወደውን ነገር ከመልበስ ባለፈ ልናስብበት የሚገባ ነገር አለ።,ስለዚ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ከም ምዃንና መጠን፡ ዚምሽኣና ወይ እንፈትዎ ኽዳን ጥራይ ንኽደን ማለት ኣይኰነን። ከቤት ወደ ቤት ስናገለግል ብዙ ጊዜ ሰዎችን ቤታቸው አናገኛቸውም።,ኣብ በቤት እናኸድና ኽንሰብኽ ከለና፡ ብዙሕ ሳዕ ንሰባት ኣብ ቤቶም ኣይንረኽቦምን ኢና። ዳዊት ከቤርሳቤህ ጋር ምንዝር ከፈጸመ በኋላ ይሖዋን ንጹሕ ልብ ፍጠርልኝ፤ በውስጤም ጽኑ የሆነ አዲስ መንፈስ አኑር በማለት ተማጽኖታል።,ከመይሲ፡ ምስ ባትሴባ ዝሙት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ንየሆዋ፡ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ፣ ጽኑዕ ዝዀነ ሓድሽ መንፈስ ከኣ ኣብ ውሽጠይ ኣንብር ብምባል ለመኖ። ለሰዎች ፍቅር ስናሳይ የአምላክን ክብር እናንጸባርቃለን።,ንኻልኦት ሰባት ምስ እነፍቅሮም፡ ክብሪ ኣምላኽ ኢና እነንጸባርቕ። በዚህ መንገድ ኢየሱስ የአምላክን ሉዓላዊነት ደግፏል።,በዚ ኸምዚ ድማ ንልዑላውነት ኣምላኽ ደገፈ። በአንደበታችንም ሆነ በሚሊዮኖች የሚቆጠሩ መጽሐፍ ቅዱሳዊ ጽሑፎች በማበርከት ለሰዎች ምሥራቹን እናሰራጫለን።,ነቲ መልእኽቲ ኸኣ ብቓልን በቲ ብሚልዮናት ዚቝጸር ቅዳሓት መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋትን ኣቢልና ንዝርግሖ ኢና። እያንዳንዱ ግለሰብ ፈተና ውስጥ መግባት አለመግባቱ በራሱ ላይ የተመካ ነው።,ነፍሲ ወከፍ ሰብ፡ ብፈተና ናይ ምውዳቕ ወይ ከኣ ካብቲ ፈተና ናይ ምርሓቕ ምርጫ ኣለዎ። ከሁሉ በላይ ደግሞ በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረቱ ጽሑፎችን ስታነብ አልፎ አልፎ ቆም እያልክ ማሰላሰልህ ትምህርቱ ወደ ልብህ ዘልቆ እንዲገባና ለተማርከው መልካም ነገር ይሖዋን በጸሎት እንድታመሰግን አጋጣሚ ይሰጥሃል።,ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ከተንብብ ከለኻ ደው እናበልካ ተስተንትን እንተ ዄንካ፡ ነቲ እተንብቦ ነገር ከተስተውዕሎን ስለቲ እትመሃሮ ዘለኻ ነገራት ንየሆዋ ብጸሎት ከተመስግኖን ኣጋጣሚ ይህበካ እዩ። የሚያሳዝን ቢሆንም የትኛውም ክርስቲያን በኃጢአተኛ ሥጋው ምኞት መመራት ሊጀምር ይችላል።,እወ፡ ዝዀነ ይኹን ክርስትያን ብሓጥእ ስጋኡ ምምልላስ ኪጅምር ይኽእል እዩ። ጳውሎስ ይህን የተናገረው እነማንን በአእምሮው ይዞ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን ባንችልም አምላክን በመታዘዛቸውና የእሱን ፈቃድ በመፈጸማቸው በድንጋይ ተወግረው ስለሞቱት ስለ ናቡቴ እና ስለ ዘካርያስ መናገሩ ሊሆን ይችላል።,ጳውሎስ ብዛዕባ መን ይዛረብ ከም ዘሎ ርግጸኛታት ክንከውን ዘይንኽእል እኳ እንተ ዀንና፡ ከም ናቦትን ዘካርያስን ዝኣመሰሉ ገሊኦም እሙናት ሰባት ንኣምላኽ ብምእዛዞምን ፍቓዱ ብምግባሮምን ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም እዮም። በርካታ ወንድሞቻችን በመሬት መንቀጥቀጥ፣ በጎርፍ መጥለቅለቅ፣ በኃይለኛ አውሎ ነፋስ፣ በሱናሚ ወይም በሌሎች የተፈጥሮ አደጋዎች የተነሳ ጉዳት ደርሶባቸዋል።,ብዙሓት ኣሕዋትና ብምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ብምዕልቕላቕ ማይ፡ ብህቦብላ ንፋስ፡ ብሱናሚ፡ ወይ ብኻልእ ባህርያዊ ሓደጋታት ሕሰም ረኺቦም እዮም። የይሖዋን ሕግ መጽሐፍ የሚያስተምሩ ሰዎችን ወደ ይሁዳ ከተሞች ልኳል።,መጽሓፍ ሕጊ የሆዋ ተጠቒሙ ኸኣ ብወፈራ ንህዝቡ ምሂሩ እዩ። አንዳንዶች በአምላክ ማመን ያቆሙት በሃይማኖት ውስጥ የሚፈጸመው ነገር ቅር ስላሰኛቸው ነው።,ገሊኦም ከኣ ብሃይማኖት ተስፋ ስለ ዝቘረጹ፡ ኣብ ኣምላኽ ምእማን ሓዲጎምዎ እዮም። ይሖዋ ከዚያ በኋላ ሕይወት ያላቸውንና የሌላቸውን ነገሮች በሙሉ ሲፈጥር ልጁ አብሮት እንዲሠራ አድርጓል።,የሆዋ ንወዱ፡ ኣብ ኵሉ ኻልእ ዕዮታት ፍጥረት ምስኡ ኺሳተፍ ፈቒዱሉ እዩ። ዮናታን እንዲህ ያለ ተፈታታኝ ሁኔታ አጋጥሞት ሊሆን ይችላል።,ዮናታን ከምኡ ዓይነት ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ። ይሖዋ በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት የተትረፈረፈ መንፈሳዊ ምግብ ይሰጠናል።,የሆዋ ብእሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ኣቢሉ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ ብምሃብ እውን ባሪኹና እዩ። አምላክ ሳኦልን ንጉሥ እንዲሆን የቀባው ቢሆንም ከጊዜ በኋላ ሳኦል ታዛዥ ሳይሆን በመቅረቱ ይሖዋ ተወው።,ኣምላኽ ንሳኦል ንጉስ ኪኸውን እኳ እንተ ቐብኦ፡ ሳኦል ግና ጸኒሑ ዘይእዙዝ ኰነ፡ የሆዋ ድማ ነዓቖ። እንዲህ ካደረግን የይሖዋ ምሥክሮች መሆናችንን ለመናገር አንሸማቀቅም።,ከምኡ ምስ እንገብር፡ ከይተሰከፍና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከም ዝዀንና ገሊጽና ኽንላለ ንኽእል ኢና። ሙሴ፣ ይሖዋ ለእስራኤላውያን ቃል ስለገባው ነገር በጥልቅ ባሰላሰለ መጠን በአምላክ ላይ ያለው እምነትና ለእሱ ያለው ፍቅር እያደገ ሄዷል።,ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንእስራኤላውያን ዘተስፈዎም ተስፋ ኸስተንትን ከሎ፡ ንየሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ትዓቢ፡ እምነቱ ድማ ትድልድል ነበረት። የመጽሐፍ ቅዱስ ትንቢት እንደሚያሳየው በ1914 ክርስቶስ በሥልጣኑ ሲገኝ የአምላክ መንግሥት በሰማይ መግዛት ጀምሯል።,እቲ የሱስ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ብ1914 ምስ ጀመረ፡ እታ ሰማያዊት መንግስቲ ኣምላኽ ከም እተመስረተት ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ይነግረና እዩ። ብዙዎች ሰይጣን አለ ብሎ ማመን ቂልነት እንደሆነ ይሰማቸዋል።,ብዙሓት ሰባት፡ ሰይጣን ከም ዘሎ ምእማን ዕሽነት ኰይኑ ይስምዖም እዩ። በጉባኤ፣ በወረዳና በክልል ስብሰባዎች ላይ ንግግር ሲሰጥ ማስታወሻ ትይዛለህ?,ህዝባዊ መደረ ኪቐርብ ከሎን ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታትን መዘኻኸሪ ትጽሕፍ ዲኻ፧ ይሁንና አብዛኞቹ ክርስቲያን ባለትዳሮች የአምላክን መመሪያ ስለሚከተሉ፣ ለእነዚህ ችግሮች ሁለቱንም ወገኖች የሚያስማሙ መፍትሔዎችን ማግኘት ችለዋል፤ ይህም የሚያስመሰግናቸው ነው።,ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኦም ክርስትያን ሰብ ሓዳር ብኣምላኽ ኪምርሑ ፍቓደኛታት ብምዃኖም፡ ንዅሉ እዚ ጸገማት እዚ ኸኣ ክልቲኦም ዚቕበልዎ ፍታሕ ይገብሩሉ ብምህላዎም ኪንኣዱ ይግብኦም። ኢየሱስ ከይሖዋ ጋር በቢሊዮን ለሚቆጠሩ ዓመታት አብሮ ሳይሠራ አይቀርም፤ በመሆኑም አንዳቸው ለሌላው በጣም ጥልቅ ፍቅር አዳብረዋል፤ እንዲሁም ፈጽሞ ሊበጠስ የማይችል ጠንካራ ወዳጅነት መሥርተዋል።,የሱስ ምስ የሆዋ ምናልባት ንቢልዮናት ዓመታት እዩ ዓይዩ፣ ኣብ መንጎ ሓድሕዶም ከኣ ድልድልትን ዘይትብተኽን ፍቕሪ እያ ማዕቢላ። ከዚህ በተቃራኒ በእኛ የሚተማመን ከመሆኑም ሌላ ሊረዳን ይፈልጋል።,ብኣንጻሩ እኳ ደኣስ፡ ብኣና ይተኣማመንን ኪሕግዘና ይደልን እዩ። በአካባቢዋ ከዘር ጋር የተያያዘ ግጭት ሲቀሰቀስ ግን ቀደም ሲል ለሰርቦች የነበራት ጥላቻ ማገርሸት ጀመረ፤ በመሆኑም ለሰርቦች መስበክ ከበዳት።,ይኹን እምበር፡ ኣብቲ እትነብረሉ ኸባቢ ዓሌታዊ ዓመጻ ምስ ተላዕለ፡ እቲ ቐደም ዝነበራ ጽልኢ ኪቕልቀል ጀመረ፣ ንተቐማጦ ሰርብያ ምስባኽ ድማ ኣዝዩ ኸበዳ። ይህ ሲባል ግን እንደ ይሖዋ ገደብ የለሽ ነፃነት አለን ማለት አይደለም።,ከምቲ ንየሆዋ ዘለዎ ዓይነት ምሉእ ናጽነት የብልናን። የማመዛዘን ችሎታ ያለው ማንኛውም ሰው በክፉ መናፍስት እንደማያምን ይናገራሉ።,ኣስተውዓሊ ሰብ ኣብ እኩያት መናፍስቲ ዘይኣምን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም። ፈርዖን እንደሚገድለው ቢዝትበትም እንኳ እምነቱ፣ ለአምላክ ያለው ፍቅርና ምናልባትም ወደፊት የሚጠብቀውን ግሩም ሕይወት በአእምሮው መሳሉ ፈርዖንን በድፍረት ለመጋፈጥ አጠናክሮታል።,ፈርኦን ኪቐትሎ ምስ ኣፈራርሆ እውን ከይተረፈ፡ ነቲ ምፍርራህ ብትብዓት ኪገጥሞ ዝኸኣለ፡ እምነትን ፍቕሪ ኣምላኽን ስለ ዝነበሮ፡ ምናልባት እውን ኣብ ኣእምሮኡ ብሩህ ተስፋታት ይስእል ስለ ዝነበረን እዩ። የቤተሰብህ አባላት እንዲህ ያለ ጸሎት ስታቀርብ መስማታቸው በይሖዋ እንደምትታመን እንዲገነዘቡ ያደርጋቸዋል።,እኳ ደኣስ፡ ብየሆዋ ኸም እትእመን ኪርድኡ እዮም። ታዲያ የይሖዋ ፍቅርና ምሕረት ምን እንድናደርግ ሊያነሳሳን ይገባል?,ንዓናኸ ፍቕርን ምሕረትን የሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ኺድርኸና ዘለዎ፧ በአሁኑ ወቅት ከሕመማችን ተአምራዊ በሆነ መንገድ እንደምንድን አንጠብቅም።,ሕጂ ብተኣምራዊ መገዲ ኽንሓዊ ትጽቢት ክንገብር የብልናን። አንዳንድ ወንድሞች ደግሞ ተቃውሞና ስደት እያጋጠማቸው ነው።,ገሊኦም ኣሕዋትና ብሰንኪ ተቓውሞን መስጐጕትን መከራ ይወርዶም ኣሎ። ይህ ደግሞ ራስህን በጥሞና መመርመር ይጠይቅብህ ይሆናል።,እዚ ድማ ንርእስኻ ኽትምርምር የድልየካ ማለት እዩ። በመሆኑም ከአለባበስና ከአጋጌጥ ጋር በተያያዘ የምናደርገው ምርጫ ሉዓላዊውን ጌታ ይሖዋን የሚያስደስተውን ነገር ግምት ውስጥ ያስገባ መሆን ይኖርበታል።,ስለዚ፡ ኣብ ኣከዳድናናን ኣመለኻኽዓናን ነቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እንታይ ባህ ከም ዜብሎ ኣብ ግምት ከነእቱ ኣሎና። አምላክ፣ በዚህ ጥቅስ ላይ ከተገለጸው ዝግጅትና ከተጠቀሱት ግለሰቦች ጋር የተያያዙ እውነታዎችን ቀስ በቀስ እንዴት እንደገለጠ የሚጠቁሙ እንዲሁም ትንቢቱ እንዴት እንደሚፈጸም የሚያሳዩ ቁልፍ ጥቅሶችን በቅደም ተከተል ማስፈር ትችላላችሁ።,ኣምላኽ ከመይ ገይሩ በብግዜኡ ብዛዕባ እዚ ንሰባት ከም ዝገለጸሎምን እቲ ትንቢት መዓስ ከም እተፈጸመን ዚሕብር ቀንዲ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብኡ ዘርዝር። ሌሎችም የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ ነፃነት እንዳላቸው አምነን መቀበል አለብን።,ሓደ ኻብቲ ኣብ ናጽነትና ዘሎና ደረት፡ ካልኦት ኣብ ህይወቶም ናይ ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ መሰል ዘለዎም ምዃኑ እዩ። በጉባኤው ውስጥ ወደፊት ሊያከናውን ስለሚችለው ነገር እያሰበ ያለን አንድ ወንድም ወደ አእምሯችን እናምጣ።,ሓደ ሓው ኣብ ጉባኤኡ ብኸመይ ኪሕግዝ ከም ዚኽእል ኪሓስብ ከሎ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ። ለምሳሌ ያህል፣ የምንኖረው በመጨረሻዎቹ ቀኖች ውስጥ መሆኑን የሚያሳየውን ቅዱስ ጽሑፋዊ ማስረጃ በዝርዝር በማጥናት የዚህ ሥርዓት መደምደሚያ በእርግጥ እንደቀረበ ያለህን እምነት ማጠናከር ትችላለህ።,ንኣብነት፡ ኣብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ንነብር ከም ዘለና ብዝያዳ ምእንቲ ኽትተኣማመን፡ ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ከም ዘለና ዚሕብር ቅዱስ ጽሑፋዊ መርትዖ ብዝርዝር ከተጽንዕ ትኽእል ኢኻ። ለመመሥከር የሚያስችል አጋጣሚ ካገኘንም ነፃነት ተሰምቶን እንመሠክራለን።,እወ፡ ኣጋጣሚ ኪኽፈተልና ኸሎ፡ ንምምስካር ኣይክንሽቝረርን ኢና። በተመሳሳይም ይሖዋ ለጸሎታችን መልስ ከመስጠቱ በፊት የተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ የሚያደርገው ለእኛ ጥቅም ሲል ሊሆን ይችላል።,ብተመሳሳሊ፡ የሆዋ ንዓና ዚሕሸና ስለ ዚፈልጥ፡ ንጸሎትና ቕድሚ ምምላሱ እተወሰነ ግዜ ንኺሓልፍ ኪፈቅድ ይኽእል እዩ። ማግባት የሚፈልጉ ክርስቲያኖች ጓደኝነትን በተመለከተ ይበልጥ ጥንቃቄ ማድረግ አለባቸው።,ብፍላይ እቶም ኪምርዓዉ ዚደልዩ ንጽል ክርስትያናት፡ ብዛዕባ እቲ ዚምስርትዎ ዕርክነት ኪጥንቀቑ ኣገዳሲ እዩ። አብርሃምና ሣራ፣ ይስሐቅና ርብቃ እንዲሁም ሕልቃናና ሐና ለትዳር ጓደኛቸው ያላቸውን ፍቅር ገልጸዋል።,ኣብርሃምን ሳራን፡ ይስሃቅን ርብቃን፡ ኤልቃናን ሃናን ነንመጻምድቶም ፍቕሮም ገሊጾም እዮም። ተጨማሪ እውቀት ማግኘት ቢፈልግም በአደባባይ ከኢየሱስ ጋር ሲነጋገር ቢታይ ሰዎች ምን እንደሚሉት በማሰብ ፈርቶ ነበር።,ዝያዳ ኺፈልጥ እኳ እንተ ደለየ፡ ምስ የሱስ ብግህዶ ኺዛረብ ከሎ ኸይርአ ፈርሀ። አብዛኛውን ጊዜ ያገቡ ክርስቲያኖች ብዙ የቤተሰብ ኃላፊነት ይኖርባቸዋል።,መብዛሕትኡ እዋን፡ እተመርዓዉ ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቤት ኣለዎም። የይሖዋ መመሪያዎች ግን አልተለወጡም፤ እሱ አሁንም አንድ ይሖዋ ነው።,ግናኸ፡ የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት ሕጂ እውን ኣይተቐየረን፣ እወ፡ ሎሚ እውን ሓደ የሆዋ እዩ። በአስተዳደጋቸው ወይም በማኅበረሰቡ ውስጥ ባላቸው ቦታ የተነሳ ሌላ ዘር ወይም ዜግነት ካላቸው ሰዎች እንደሚያንሱ ሊሰማቸው ይችላል።,ብሰንኪ ኣተዓባብያኦም ወይ ማሕበራዊ ደረጃኦም፡ ካብቶም ካልኦት ዓሌት ወይ ህዝቢ እተፈልዩ ዀይኑ ኺስምዖም ይኽእል እዩ። አንድ ሰው ትዳሩ አስደሳች እንደሚሆን ተስፋ አድርጎ ይህ እውን ሳይሆን ሲቀር እርካታ ሊያጣ፣ እንደተታለለ ሊሰማው አልፎ ተርፎም በምሬት ሊዋጥ ይችላል።,ሓደ ሰብ ብዛዕባ ዜሐጕስ ሓዳር ዝነበሮ ትምኒት ከም ዝሓሰቦ ኸይኰነ ምስ ረኸቦ፡ ዕግበት ኪስእንን እተታለለ ዀይኑ ኺስምዖን ኪማረርን ይኽእል እዩ። በሮም የሚገኙ ክርስቲያኖች ቀድሞውኑ የተቀበሉትን ነገር ማረጋገጥ ያስፈለጋቸው ለምንድን ነው?,ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ክርስትያናት ነቲ ድሮ እተቐበልዎ ነገራት ስለምንታይ እዮም መርሚሮም ኪፈልጥዎ ዜድልዮም ዝነበረ፧ ሚሪዬታ እንዲህ ብላለች፦ ከሁሉ በላይ የረዳኝ በአገልግሎቱ ላይ ትኩረት ማድረጌ ነው።,ሚርየታ ኸምዚ በለት፦ ኣቓልቦይ ኣብ ኣገልግሎት ምግባረይ ኣዝዩ ሓጊዙኒ እዩ። በመስክ አገልግሎት ስንካፈል ሌሎች እምነት እንዲያዳብሩ ከመርዳታችን በተጨማሪ የራሳችንም እምነት እያደገ ይሄዳል።,ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽንሳተፍ ከለና፡ እምነት ካልኦት ጥራይ ኣይኰንናን እንሃንጽ፣ የግዳስ፡ እምነትና እውን ትዓቢ እያ። የዓለም መንፈስ፣ ወደማንፈልገው አቅጣጫ ሊወስደን ከሚታገል ወንዝ ጋር ሊመሳሰል ይችላል።,መንፈስ ዓለም ምስ ሓደ ናብ ዘይደለናዮ ኣንፈት ዚደፍኣና ውሕጅ ኪመሳሰል ይኽእል እዩ። በእርግጥም አብርሃም በእምነታቸው የተነሳ እንደ ጻድቃን ለተቆጠሩት ሁሉ አባት ተብሎ መጠራቱ ምንም አያስደንቅም!,እምበኣር፡ ኣብርሃም ንዅሎም እቶም ዚኣምኑ ኣቦኦም እንተ ተባህለ ዚውሕዶ ኣይኰነን። ይሖዋ የነነዌ ሰዎች ንስሐ እንደገቡና እንደተለወጡ ሲያይ ውሳኔውን ቀይሯል።,የሆዋ፡ ሰብ ነነዌ ኸም እተነስሑን ኣተሓሳስባኦም ከም ዝቐየሩን ምስ ረኣየ፡ ውሳነኡ ኣተዓራርዩ እዩ። በጥንታዊ የቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎች ላይ የተደረጉት ጥናቶች፣ ዛሬ ያለው መጽሐፍ ቅዱስ ይሖዋ በመንፈሱ መሪነት መጀመሪያ ያሰፈረውን ሐሳብ የያዘ መሆኑን ቅን ልብ ያላቸው የመጽሐፍ ቅዱስ ተማሪዎች እንዲያምኑ አድርገዋቸዋል።,ተመሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጽሑፋት ዝገበርዎ መጽናዕቲ፡ እቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ መጽሓፍ ቅዱስ ከምቲ የሆዋ ኣብ ፈለማ ብድራኸ መንፈሱ ዘጽሓፎ ምዃኑ ምትእምማን ኣሕዲሩሎም እዩ። ክርስቲያኖች እንዲህ ዓይነት ታማኝነት ለማሳየት በዚህ ዓለም ላይ በሚፈጠር በየትኛውም ግጭት ወይም ውዝግብ ውስጥ ከመግባት መቆጠብ አለባቸው።,ክርስትያናት ከምዚ ዓይነት ተኣማንነት ኬርእዩ እንተ ዀይኖም፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ግጭትን ፖለቲካዊ ጕዳያትን እዛ ዓለም እዚኣ ኺርሕቁ ኣለዎም። ሽልማታችንን የምናገኘው ከይሖዋ ዘንድ እንደሆነ በማሰብ ይህን ማድረግ እንችላለን።,የሆዋ ኸኣ ዚግብኣና ዓስቢ ኺህበና እዩ። ለትዳር ጓደኛህ፣ ለቅርብ ወዳጅህ አሊያም ለጉባኤህ ሽማግሌ ስሜትህን መናገርህ ስላለህበት ሁኔታ ሚዛናዊ አመለካከት እንዲኖርህ ሊረዳህ ይችላል።,ብዛዕባ እቲ ዜጨንቐካ ነገራት ሚዛናዊ ዝዀነ ኣረኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ ኻብ መጻምድትኻ፡ ካብ ናይ ቀረባ ዓርክኻ፡ ወይ ካብ ሓደ ሽማግለ ጉባኤ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። የዓመት መጽሐፍ በምታነብበት ጊዜ ቆም ብለህ ማሰብህ እንዲሁም ባነበብካቸው ተሞክሮዎች ላይ ማሰላሰልህና ልብህ እንዲነካ ማድረግህ ጠቃሚ ነው።,መጽሓፍ ዓመት ከተንብብ ከለኻ እቲ ዘንበብካዮ ተመክሮታት ንልብኻ ምእንቲ ኺትንክፎ ሓንሳእ ደው እናበልካ ምስትንታን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ። ይሖዋ፣ ታማኝ አገልጋዮቹ አንዳንድ መብቶችን እስኪያገኙ አሊያም ደግሞ ያሉበት ሁኔታ እስኪስተካከልላቸው ድረስ የተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ ሊፈቅድ ቢችልም ምንጊዜም እነሱን ከመደገፍ ወደኋላ አይልም።,የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ወትሩ ይድግፎም እኳ እንተ ዀነ፡ ፍሉይ መሰላት ክሳዕ ዚረኽቡ ወይ ከኣ ዚምሽእ ኵነታት ክሳዕ ዚርከብ ኪጽበዩ ይሓድጎም እዩ። ታዲያ ከሰይጣን ጋር በምናደርገው ውጊያ ማሸነፍ እንችላለን?,እሞኸ ኣብቲ ምስ ሰይጣን እንገብሮ ቓልሲ ኽንዕወት ንኽእል ዲና፧ ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ አይሁዳዊ ላልሆኑ ሰዎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ ነበረው፤ ውሎ አድሮ ግን እንዲህ ያለውን አሉታዊ አመለካከት ማስወገድ ችሏል።,ሃዋርያ ጴጥሮስ ንእተወሰነ ግዜ ኣይሁድ ብዛዕባ ዘይኰኑ ሰባት ኣሉታዊ ኣረኣእያ ነይርዎ እዩ፣ ነዚ ግና በብቝሩብ ካብ ልቡ ደምሲስዎ እዩ። አራቱም ልጆቿ 14 ዓመት ሳይሞላቸው የተጠመቁላት ቤረኒሲ እንዲህ ብላለች፦ የተደበላለቀ ስሜት ተሰምቶን ነበር።,ደቂ 14 ቕድሚ ምዃኖም እተጠምቁ ኣርባዕተ ውሉዳት ዘዕበየት በርኒስ፡ ሽዑ፡ ስምዒትና ኣጸቢቑ እተተንከየሉ እዋን እዩ ነይሩ። በእርግጥም መጽሐፍ ቅዱስ አስቀድሞ እንደተናገረው በመጨረሻዎቹ ቀናት ውስጥ የሚኖሩ ሰዎች የማያመሰግኑ ሆነዋል።,እወ፡ ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስ እተነበዮ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ሰባት ዘየመስግኑ እዮም ኰይኖም ዘለዉ። የሰዎች ግድየለሽነት ተስፋ እንዲያስቆርጣችሁ ወይም ነቅታችሁ ከመጠበቅ እንዲያዘናጋችሁ አትፍቀዱ።,ካልኦት ተገዳስነት ዘይብሎም ምዃኖም ተስፋ ኬቝርጸካ ወይ ንንቕሓትካ ኼዳኽሞ ኣይትፍቀድ። ታዲያ ይሖዋ ስላደረገው የጥምቀት ዝግጅት ተገቢ አመለካከት እንዲኖርህ ምን ይረዳሃል?,ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝሰርዖ ጥምቀት ቅኑዕ ኣረኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ፡ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ በእርግጥም እኛ ስህተት ስንሠራ በሰማይ ያለው አባታችን ይቅር እንደሚለን ሁሉ እኛም ሌሎች ስህተት በሚሠሩበት ጊዜ ይቅር ባዮች ልንሆን ይገባል።,ስለዚ፡ ከምቲ ኣቦና የሆዋ ኽንጋገ ኸለና ዚምሕረና፡ ንሕና እውን ኣብነቱ ብምስዓብ ካልኦት ኪጋገዩ ኸለዉ ንምሓሮም። ኢየሱስ ሲሰድቡት መልሶ አልተሳደበም።,ንየሱስ ድማ ንመስሎ ኢና፣ ንሱ፡ ምስ ተጸርፈ፡ መሊሱ ኣይጸረፈን። መጽሐፍ ቅዱስ እንዲህ በማለት ይመክረናል፦ እንደ አስፈላጊነቱ ሌሎችን የሚያንጽና ሰሚዎቹን ሊጠቅም የሚችል መልካም ቃል ብቻ እንጂ የበሰበሰ ቃል ከቶ ከአፋችሁ አይውጣ።,መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንሰማዕቱ ምእንቲ ኺጠቅምሲ፡ ንምህናጽ ዜድሊ ዘበለ ጽቡቕ ቃል እምበር፡ ሕማቕ ቃልሲ ኻብ ኣፍኩም ኣይውጻእ ኢሉ ይምዕደና። ብዙ አስፋፊዎች ይህን የአገልግሎት ዘዴ ውጤታማና አስደሳች ሆኖ አግኝተውታል።,ሓያሎ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብዚ ዕዮ እዚ ብምክፋሎም ብዙሕ ውጽኢትን ዓስብን ረኺቦም እዮም። ይህን የሚጠቁሙ አንዳንድ ምልክቶችን እስቲ እንመልከት።,ገለ ኻብቲ ሒደት ናይ መጠንቀቕታ ምልክታት እስከ ንመርምር። በመሆኑም በዓለም ላይ ያለው መዝናኛና አለባበስ እንዲሁም ዓለማዊ ጓደኞች ልባችንን እየማረኩት መሆን አለመሆኑን ለማረጋገጥ አዘውትረን ራሳችንን መመርመር ይኖርብናል።,እዚ ኺብሃል ከሎ፡ ልብና ብዓለማዊ መዘናግዒታት፡ ብምሕዝነት፡ ብቕዲ ኽዳውንትን ኣመለኻኽዓን ምእንቲ ኸይሰድዕ፡ ወትሩ ኽንምርምሮ ኼድልየና እዩ። እንዲህ ብሏል፦ አባት ሆይ፣ ፈቃድህ ከሆነ ይህን ጽዋ ከእኔ አርቅ።,ሽዑ፡ ኣቦ፡ እንተ ፈቲኻስ፡ ነዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ። ጴጥሮስና ሌሎች ደቀ መዛሙርት የወደፊቱን ጊዜ በአእምሯቸው እንዲስሉ ለመርዳት ኢየሱስ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነገራቸው።,የሱስ ነተን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ቓላት እተዛረበን ንጴጥሮስን ነቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርትን ብዛዕባ ዚመጽእ ኣብ ኣእምሮኦም ንኺስእሉ ምእንቲ ኺሕግዞም ኢሉ እዩ። በዚህ መንገድ እርስ በርስ መበረታታታችሁ በመንፈሳዊ የሚያጠነክርህ ከመሆኑም በላይ ያለብህን ማንኛውንም ጭንቀት መቋቋም ቀላል እንዲሆንልህ ያደርጋል።,እቲ ኣብኡ እትረኽቦ ምትብባዕ፡ መንፈሳዊ ስንቅኻ ኽትመልእን ንጭንቀትካ ኽትዋጽኣሉን ይሕግዘካ እዩ። ከመጀመሪያ የሰማችሁት መልእክት እርስ በርሳችን መዋደድ አለብን የሚል ነውና።,ንሓድሕድና ኽንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኽቲ እያ ኢሉ ጽሒፉ እዩ። ለአምላክም ሆነ ከጊዜ በኋላ የእስራኤል ንጉሥ ለሚሆነው ለዳዊት ያለውን ታማኝነት አላጓደለም።,ካብቲ ንኣምላኽን ነቲ ጸኒሑ ንጉስ እስራኤል ዚኸውን ዳዊትን ዝነበሮ ተኣማንነት ምንቕ ኣይበለን። ልክ እንደ ኢዮሳፍጥ ሁሉ እኛም አንዳንድ ጊዜ፣ ችግር ሲያጋጥመን ምን ማድረግ እንዳለብን ግራ እንጋባ ምናልባትም በፍርሃት እንዋጥ ይሆናል።,ንሕና እውን ሓድሓደ ግዜ ኸም ዮሳፋጥ እንታይ ከም እንገብር ኪጠፍኣናን ክንፈርህን ንኽእል ኢና። የኢየሱስን ምሳሌ በመከተል መጽሐፍ ቅዱስን በየቀኑ ማንበብ፣ ማጥናትና ባወቅነው ነገር ላይ ማሰላሰል ይኖርብናል።,ንሕና እውን ኣብነት የሱስ ብምስዓብ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኸነንብቦን ከነጽንዖን ብዛዕባ እቲ እተመሃርናዮ ኸነስተንትንን ኣሎና። የሐሰት ሃይማኖት ድርጅቶችን እየደገፉ የአምላክን ሞገስ ማግኘት እንደማይችሉ ተገንዝበዋል።,ንናይ ሓሶት ሃይማኖታዊ ውድባት ክሳዕ ዝደገፉ፡ በረኸት ኣምላኽ ከም ዘይረኽቡ ተገንዘቡ። ይሁንና እንዲህ ያለው ተገቢ ያልሆነ ስሜት በራሱ እንደሚጠፋ በማሰብ እጇን አጣጥፋ አልተቀመጠችም።,እቲ ኣሉታዊ ስምዒታ ባዕሉ ኽሳዕ ዚጠፍእ ኢዳን እግራን ኣጣሚራ ኽትጽበ ኸም ዘይብላ ግና ተገንዘበት። ባለንበት ሁኔታ የተነሳ፣ የመንግሥቱን ሥራ ለመደገፍ ማከናወን የምንችለው ነገርና የምናደርገው መዋጮ ውስን ሊሆን ይችላል፤ ያም ቢሆን ይሖዋና ኢየሱስ ሁላችንም በዚህ ረገድ የምናደርገውን ጥረት በጣም ያደንቃሉ።,ረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድጋፍ እንገብሮ ጻዕርን ኣበርክቶን ድሩት እንተ ዀነ እውን፡ የሆዋን የሱስን ነቲ እንገብሮ ጻዕሪ ኣኽቢሮም እዮም ዚርእይዎ። ሐዋርያው ጴጥሮስ ለክርስቲያኖች ሲጽፍ እንዲህ ብሏል፦ ይህን በመሰለው ያዘቀጠ ወራዳ ሕይወት ከእነሱ ጋር መሮጣችሁን ስለማትቀጥሉ ግራ ይጋባሉ፤ በመሆኑም ይሰድቧችኋል።,ሃዋርያ ጴጥሮስ፡ ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐየኹም ይግረሙ፡ ንዓኻትኩም ንክርስትያናት ከኣ ይጸርፉኹም ኣለዉ ኢሉ ጸሓፈ። መጀመሪያ፣ የጉባኤ አገልጋይ ለመሆን የሚያስፈልጉትን ብቃቶች ለማሟላት ይጥራል።,ፈለማ፡ ኣገልጋሊ ጉባኤ ኪኸውን ይጽዕር። በድግሱ ላይ ከተጠበቀው በላይ ብዙ እንግዶች መጥተው ሊሆን ይችላል።,ቍጽሪ እቶም ናብቲ መርዓ ዝመጹ ኣጋይሽ ካብቲ ትጽቢት እተገብረሉ ንላዕሊ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ኤልሳዕም ግብዣውን ወዲያውኑ በመቀበል ዝቅ ተደርገው የሚታዩ ሥራዎችን በማከናወን በዕድሜ የገፋውን ነቢይ በታማኝነት ማገልገል ጀመረ።,ኤልሳእ ውዓል ሕደር ከይበለ፡ ነቲ ዕድመ ተቐበሎ፣ ትሑት ዕዮ ብምዕያይ ከኣ ነቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበረ ኤልያስ ብተኣማንነት ኣገልገሎ። እንደ ሚካያህ እና ኤርምያስ ያሉት ነቢያት መዘባበቻ በመሆንና ወህኒ ቤት በመጣል ፈተና ቢደርስባቸውም እምነት ስለነበራቸው ተቋቁመውታል።,ከም ሚክያስን ኤርምያስን ዝኣመሰሉ ነብያት ብምኽንያት እምነቶም፡ ብላግጽን ብማእሰርትን ተፈቲኖም እዮም። ይሖዋ በድርጅቱ ምድራዊ ክፍል ውስጥ የሚገኙ አገልጋዮቹን በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት ይመራቸዋል እንዲሁም ይመግባቸዋል፤ ይህን ባሪያ የሚመራው ደግሞ የጉባኤው ራስ ክርስቶስ ነው።,የሆዋ ኣብታ ምድራዊ ኽፋል ውድቡ ንዘለዉ ህዝቡ በቲ ኣብ ትሕቲ እቲ ርእሲ ጉባኤ ዝዀነ ክርስቶስ ዘሎ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ገይሩ ይመርሖምን ይምግቦምን እዩ። ይሖዋ በዛሬው ጊዜ ሰዎችን እየረዳ እንደሆነ እንድናምን የሚያደርገን አጥጋቢ ምክንያት አለን።,ሎሚ፡ የሆዋ ኣብ ህይወት ሰባት ብንጡፍ ይዓዪ ኸም ዘሎ ዜርኢ እኹል መርትዖ ኣሎና። ያም ቢሆን እንደ ጳውሎስ ይህን ለማድረግ መጣር ይኖርብናል።,ከም ጳውሎስ ግና፡ ከምኡ ንምግባር ክንጽዕር ኣሎና። በመሆኑም ሳኦል ዮናታንን ተቆጥቶ ኃይለ ቃል በመናገር አዋረደው።,ስለዚ፡ ሳኦል ተቘጢዑ ንዮናታን ኣዋሪድዎ። መጽሐፍ ቅዱስ፣ በአምላክ ቃል ላይ የሚያሰላስሉና የተማሩትን ተግባራዊ ለማድረግ የሚጥሩ ሰዎች በረከት እንደሚያገኙ ደጋግሞ ይናገራል።,ቃል ኣምላኽ፡ ኵሎም እቶም ብዛዕባኡ ዜስተንትኑን ነቲ እተማህርዎ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚጽዕሩን ከም ዚባረኹ ተስፋ ይህብ እዩ። ሆኖም ለምሥራቹ ጥሩ ምላሽ የሰጡ ሰዎችን ፍላጎት ለማሳደግ ጊዜ መድቧል።,ይኹን እምበር፡ ግዜ ወሲዱ ነቲ ሰባት ብዛዕባ እቲ ብስራት ዘለዎም ተገዳስነት ይዅስኵስ ነይሩ እዩ። እስቲ ስለሚጠብቁን በረከቶች አስብ! በአሁኑ ጊዜ እንኳ በዓለም ውስጥ ከሚታየው መከፋፈልና ግራ መጋባት ተገላግለናል።,እንታይ በረኸት ይጽበየና ኸም ዘሎ እሞ ሕስብ ኣብሎ! ነቲ ኣብዚ ስርዓት ዘሎ ሓድነት ዚበታትን ሕንፍሽፍሽ ድሮ ሓዲግናዮ ኣሎና። እሱ የወሰነው ጊዜ ሲደርስ ደግሞ ከዚህ በፊት ይጠቀምባቸው ከነበሩት መሪዎች ሁሉ የላቀ መሪ ሾመ።,በቲ ዝመደቦ ግዜ ድማ፡ ካብቶም ኣቐዲሙ እተጠቕመሎም ኣዝዩ ዚበልጽ መራሒ ሸይሙ እዩ። ከስብከት ሥራው በተጨማሪ ጉልበቱንና የማሰብ ችሎታውን ተጠቅሞ አምላክ በሰጠው ትእዛዝ መሠረት መርከብ ሠርቷል።,ኣብ ስብከት ኣብ ልዕሊ ምስታፉ ኸኣ፡ ከምቲ ኣምላኽ ዝበሎ መርከብ ንምስራሕ፡ ጕልበቱን ኣእምሮኡን ተጠቒሙ እዩ። ይሖዋ አቅማችን ምን ያህል እንደሆነ በደንብ ያውቃል።,የሆዋ ንዓቕምና ምሉእ ብምሉእ ይፈልጦ እዩ። ይሖዋ ጥበበኛ ፈጣሪያችን፣ አፍቃሪ ጌታችንና ሰማያዊ አባታችን እንደ መሆኑ መጠን ይህን የማድረግ መብት አለው።,ንሱ ጥበበኛ ፈጣሪናን ፈቃር ጐይታናን ሰማያዊ ኣቦናን ስለ ዝዀነ፡ ከምኡ ናይ ምግባር መሰል ኣለዎ። ምናልባትም በሞት የተለዩአቸው የሚወዷቸው ሰዎች ትንሣኤ ሲያገኙና እነሱን ሲቀበሉ በዓይነ ሕሊናቸው ያዩ ነበር።,ምናልባት ብሞት ንእተፈልዮም ሰቦም ካብ መቓብር ኪቕበሉ ብኣእምሮኦም ይስእልዎ ነይሮም ይዀኑ። እንዲህ ብሏል፦ ሴትየዋ የዚያን ዕለት ጠዋት ከይሖዋ ምሥክሮች ጋር መገናኘት እንድትችል ወደ ይሖዋ ጸልያ ነበር።,ብዛዕባ እዚ ኸኣ ንሱ ኸምዚ በለ፦ በታ ንግሆ እቲኣ፡ መሰኻኽሩ ምእንቲ ኺረኽብዋ ናብ የሆዋ ጸልያ ነይራ እያ። ከዚህ በፊት ፍጻሜያቸውን ያገኙ በርካታ ትንቢቶችን በማጥናት ገና ፍጻሜያቸውን ባላገኙ የመጽሐፍ ቅዱስ ተስፋዎች ላይ ያለህን እምነት አጠናክር።,ኣብ ናይ መጻኢ ተስፋታት መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎካ እምንቶ ምእንቲ ኺድልድል፡ ነቲ ድሮ እተፈጸመ ሓያሎ ትንቢታት ክትምርምሮ ትኽእል ኢኻ። በአሁኑ ጊዜ የጉባኤ አገልጋይ ላይሆን ይችላል፤ ነገር ግን ክርስቲያናዊ ባሕርያት ማዳበር እንዳለበት ይገነዘባል።,ገና ኣገልጋሊ ጉባኤ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ መንፈሳዊ ባህርያት ኬማዕብል ከም ዘለዎ ይግንዘብ እዩ። በጉባኤ ውስጥ የነበሩ አንዳንዶች ለሌሎች ውሳኔ ማድረግ ይፈልጉ ነበር።,ኣብታ ጉባኤ ዝነበሩ ገሊኦም ንኻልኦት ካብ ሃዋርያት ኪንጽልዎም ኢሎም ኣብ ብሕታዊ ጕዳያቶም ኪውስኑሎም ደልዮም ነበሩ። የአምላክ ቃል፣ ክርስቲያን ሽማግሌዎች የድርጅቱን ንጽሕና መጠበቅ እንዳለባቸው ይናገራል።,ቃል ኣምላኽ ንሽማግለታት፡ ንውድቡ ንጽህቲ ገይሮም ኪሕዝዋ ይእዝዞም እዩ። ይሁንና ይሖዋ የመምረጥ ነፃነታችንን ሊጋፋ ስለማይፈልግ ወደ ፈተና እንዳንገባ አይከለክለንም።,ይኹን እምበር፡ ነቲ ናይ ምምራጽ ናጽነትና ስለ ዜኽብሮ፡ ኣብ ፈተና ኸይንወድቕ ኣይዓግተናን እዩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ብምርጫና ንዕኡ እሙናት ክንከውን እዩ ዚደልየና። አስፈላጊ በሚሆንበት ጊዜ አመለካከታቸውንና ውሳኔያቸውን ለማስተካከል ፈቃደኞች መሆን አለባቸው፤ ሁላችንም ብንሆን የእነሱን ምሳሌ መከተላችን ጠቃሚ ነው።,ግቡእ ኣብ ዝዀነሉ እዋን፡ ኣተሓሳስባኦምን ውሳነታቶምን ኪቕይሩ ድሉዋት ኪዀኑ ኣለዎም፣ ኵላትና እውን ኣብነቶም ክንስዕብ ኣሎና። ጳውሎስ የእምነት ምሳሌ የሚሆኑ የተለያዩ ወንዶችንና ሴቶችን ከዘረዘረ በኋላ ከሁሉ የላቀ አርዓያ ስለሆነው ስለ ጌታችን ኢየሱስ ክርስቶስ ተናግሯል።,ጳውሎስ ብዛዕባ እቶም እምነት ዘርኣዩ ሰብኡትን ኣንስትን ምስ ገለጸ፡ ቀጺሉ ብዛዕባ እቲ ኻብ ኵሎም ብዝያዳ ብሉጽ ኣብነት ዝዀነና ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣጕልሐ። ይህ ደግሞ ጊዜ የሚያባክኑ ልማዶችን ማስወገድና በአምላክ አገልግሎት የሚያሳልፉትን ጊዜ ከፍ ለማድረግ የሚያስችል ግብ ማውጣት ይጠይቅባቸው ይሆናል።,እዚ ኸኣ፡ ግዜ ዜጥፍእ ልማዳት ምንካይን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ እነሕልፎ ግዜ ንምውሳኽ ሸቶ ምውጻእን ዚሓትት ኪኸውን ይኽእል እዩ። እንግዲያው ሙሴ ላይ የሰጠውን ጠንከር ያለ ምክር ማስታወሳችን በጣም አስፈላጊ ነው! አምላካችን ይሖዋ አንድ ይሖዋ መሆኑን ከተገነዘብንና ከልባችን ካመንን እሱን ብቻ እናመልከዋለን፤ እንዲሁም ተቀባይነት ባለው መንገድ እናገለግለዋለን።,ስለዚ፡ ነቲ ሙሴ ኣብ እተዛረቦ ሓያል ቃላት ወትሩ ኽንዝክሮስ ኣየ ኽንደይ ኣገዳሲ ዀን እዩ! ነቲ፡ የሆዋ ኣምላኽና ሓደ የሆዋ እዩ ዚብል ሓሳባት ብንጹር እንተ ተረዲእናዮን ብሓቂ እንተ ኣሚንናሉን፡ ንየሆዋ ኸምቲ ዚደልዮ ጌርና ብምግልጋል ንዕኡ ንበይኑ ተወፋይነት ክንህቦ ዚከኣለና ኽንገብር ኢና። ከርኅራኄ የመነጨ ምሕረት አባትና የመጽናናት ሁሉ አምላክ የሚያስፈልገንን ስሜታዊና መንፈሳዊ ድጋፍ አትረፍርፎ ይሰጠናል፤ ይህን የሚያደርገውም በእምነት ባልንጀሮቻችን አማካኝነት ሊሆን ይችላል።,እቲ ኣቦ ርሕራሐን ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን ብስምዒታውን ብመንፈሳውን መዳይ ዜድልየና ደገፍ ከም ዚገብረልና፡ ኣመንቲ ብዝዀኑ ብጾትና ኣቢሉ እውን ኪሕግዘና ኸም ዚኽእል ክንተኣማመን ንኽእል ኢና። ይህ ሁሉ ትብብር የሚጠይቅ ነገር ነው።,ነዚ ዅሉ ንምግባር ኪተሓባበሩ ነይርዎም። አምላክ፣ አብርሃምን የሚስቱን ሐሳብ እንዲሰማ እንዳሳሰበው አስታውስ።,ኣምላኽ ንኣብርሃም፡ ርእይቶ ሰበይቱ ኺሰምዕ ከም ዝመዓዶ ኣይትረስዕ። እንዲህ ያደረገው ለምንድን ነው?,ስለምንታይ፧ የሚቻል ከሆነ ተጨማሪ ኃላፊነት በመስጠት ያሉትን መልካም ባሕርያት እንዲያዳብር እርዱት።,ዚከኣል እንተ ዀይኑ፡ ተወሳኺ ሓላፍነታት ብምሃብ፡ ጽቡቕ ባህርያት ኬማዕብል ሓግዞ። ከዚህ ይልቅ ጊዜያችንን መንፈሳዊ ብቃቶችን ለማዳበር ብንጠቀምበት ጥበብ ይሆናል።,የግዳስ፡ ንግዜና መንፈሳዊ ብቕዓታትና ንምምሕያሽ ምስ እንጥቀመሉ ጥበባዊ እዩ። የመዝናኛው ዓለም፣ ሰዎች ምላሳቸውን እንደ ሰይፍ እንዲስሉ እንዲሁም መርዘኛ ቃላቸውን እንደ ቀስት እንዲያነጣጥሩ ያበረታታል።,ዓውዲ መዘናግዒ ንብዙሓት ሰባት ልሳኖም ከም ሰይፊ ኺስሕሉን ሕሱም ቃላቶም ከም ፍላጻታት ኬዝግቡን የለዓዕሎም እዩ። ስሜትህን በግልጽና በሐቀኝነት መናገርህ ያለህበትን ሁኔታ ለመረዳትና መፍትሔ ለመፈለግ በእጅጉ ይረዳሃል።,ብዛዕባ እቲ ዜተሓሳስበካ ነገራት ብግልጽን ብቕንዕናን ምምይያጥ ንጭንቀትካ ኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። ይሁን እንጂ የጥንቶቹን የአምላክ ሕዝቦች ይገዙ ከነበሩት ነገሥታት አንዳንዶቹ የአምላክን መመሪያዎች አልታዘዙም።,ይኹን እምበር፡ ገሊኦም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምላኽ ዚገዝኡ ዝነበሩ ነገስታት፡ መምርሒታት ኣምላኽ ኣይሕልዉን እዮም ነይሮም። አዎ፣ አብርሃም በትንሣኤ ያምን ነበር።,እወ፡ ኣብርሃም ብትንሳኤ ይኣምን ነይሩ እዩ። ኢየሱስ አንድ ጀልባ ላይ ሆኖ ተሰብስበው የነበሩ ሰዎችን ያስተማረበትን ወቅት እንደ ምሳሌ እንውሰድ።,ንኣብነት፡ የሱስ ንጃልባ ኸም መድረኽ ብምጥቃም፡ ንህዝቢ ምሂሩ እዩ። ደስተኛ እና ስኬታማ ለመሆን ከፈለግን የአምላክን ቃል አዘውትረን ከተቻለም በየዕለቱ ማንበብ አለብን።,ሕጉሳት ክንከውንን ኪሰልጠናን እንተ ደሊና፡ ንቓል ኣምላኽ ኣዘውቲርና፡ እንተ ተኻኢሉ ድማ በብመዓልቱ ኸነንብቦ ኣሎና። ልጆቻችሁ በአሥራዎቹ ዕድሜ ውስጥ እያሉ ከይሖዋ ጋር ይበልጥ ትርጉም ያለው ወዳጅነት መመሥረት፣ ለአገልግሎታቸው ግብ ማውጣትና እዚያ ላይ ለመድረስ መሥራት እንዲሁም ራሳቸውን መወሰን ብሎም ከውሳኔያቸው ጋር ተስማምተው ለመኖር ጥረት ማድረግ ይችላሉ።,ውሉዳትኩም መንእሰያት ከለዉ፡ ምስ የሆዋ ትርጉም ዘለዎ ዕርክነት ኬማዕብሉ፡ ኣብ ኣገልግሎት ሸቶ ኣውጺኦም ንምውቃዑ ኺጽዕሩ፡ ርእሶም ወፍዮም ምስ ወፈያኦም ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ኸለዉ ድማ መሃዝቲ ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። ሌላ አመቺ ጊዜ እስኪያገኝ ድረስ ጠበቀ።,ምሹእ ግዜ ኽሳዕ ዚረክብ ተጸበየ። በተመሳሳይም ለማያምኑ ዘመዶቻችን እውነትን ስንነግራቸው አስተዋይ መሆን አለብን።,ብተመሳሳሊ፡ ንዘይኣመንቲ ቤተ ሰብና ብዛዕባ ሓቂ ኽንዛረቦም ከለና፡ መዓስ ክንዛረቦም ከም ዚግባእ ከነስተውዕል ኣሎና። የማናምነውን ሰው ልንወደው አንችልም።,ከመይሲ፡ ንዘይንተኣማመኖ ሰብ ብሓቂ ኸነፍቅሮ ኣይኽእልን ኢና። የዚህ ሥርዓት መጨረሻ መቅረቡንም ሆነ ክርስቶስ በአሁኑ ጊዜ የአምላክ መንግሥት ንጉሥ ሆኖ እየገዛ መሆኑን ማስተዋል እንዳይችሉ ዲያብሎስ የማያምኑትን ሰዎች አእምሮ እንዳሳወረ እየተመለከትን አይደለም?,ንሰባት ብዛዕባ ምምጻእ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዝን ክርስቶስ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ይገዝእ ከም ዘሎን ክትነግሮም ከለኻ፡ ድያብሎስ ንኣእምሮ እቶም ዘይኣመንቲ ኣዕዊርዎ ኸም ዘሎ ትርኢዶ ኣለኻ፧ ኢየሱስ ከሞት ከተነሳ ብዙም ሳይቆይ የመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪዎች ለሚሆኑ ከ500 የሚበልጡ ደቀ መዛሙርት ታይቶ ነበር።,ድሕሪ ምትንሳኡ፡ ምስቶም ኣወጅቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ተስፋ ዝገበረሎም 500 ሰባት ተራኸበ። ወደ አምላክ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል።,ንኣምላኽ ምስ እንቐርቦ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ። አስተሳሰባቸው የተለወጠው ጭንቀት ወይም መከራ ስለበዛባቸው አይደለም።,ብሰንኪ ስምዒታዊ ውጥረት ወይ ነውጺ እውን ኣይኰነን ኣተሓሳስባኦም ለዊጦም። እነሱም ምድርን በሚያስተዳድረውና ታዛዥ ለሆኑ የሰው ልጆች አስደናቂ በረከቶችን በሚያመጣው የአምላክ መንግሥት ውስጥ በሚኖራቸው ድርሻ ላይ ማሰላሰል ይችሉ ነበር።,ስለዚ፡ ኣብታ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እትገዝእን ንእዙዛት ደቂ ሰብ በረኸት እተመጽእን መንግስቲ ብዛዕባ ዚህልዎም ግደ ኼስተንትኑ ይኽእሉ ነይሮም እዮም። ይስሐቅ እስኪወለድ ድረስ ዓመታት ቢያልፉም አብርሃም ተስፋ አልቆረጠም፤ ይሖዋም አላሳፈረውም።,ይስሃቅ ክሳዕ ዚውለድ ንነዊሕ ዓመታት እኳ እንተ ተጸበየ፡ ኣይተሓለለን፡ የሆዋ እውን ኣየሕፈሮን። የመጨረሻዎቹ ቀናት በ1914 ሲጀምሩ በዓለም ዙሪያ የነበሩት የይሖዋ አገልጋዮች በጥቂት ሺዎች የሚቆጠሩ ነበሩ።,ብ1914 ዳሕሮት መዓልትታት ኪጅምር ከሎ፡ ኣብ መላእ ዓለም ሒደት ኣሽሓት ኣገልገልቲ የሆዋ ጥራይ እዮም ነይሮም። አንዳንድ ሽማግሌዎች ጊዜ መድበው ሌሎችን ማሠልጠን ከባድ ይሆንባቸዋል።,ገሊኦም ሽማግለታት ንኻልኦት ንምስልጣን ዚኸውን ግዜ ንምምዳብ ይኸብዶም ይኸውን። አስተዳደጋችን ወይም የቀድሞ አኗኗራችን ይሖዋ የሚጠላቸውን ነገሮች እንድንወድ ተጽዕኖ ያደርግብን ይሆናል።,ኣተዓባብያና ወይ ቀደም ዝነበረና ጠባይ፡ የሆዋ ንዚዅንኖ ልምድታት ከም እንፈቱ ገይሩና ኪኸውን ይኽእል እዩ። ክርስቲያን ያልሆኑትን ጨምሮ በርካታ ሃይማኖቶች የሚያስተምሩትን ነገር ከመጽሐፍ ቅዱስ ጋር በጥንቃቄ አነጻጸረው።,ስለዚ፡ ንትምህርትታት ብዙሓት ሃይማኖታት፡ እንተላይ ንትምህርታት ክርስትያን ዘይኰና ሃይማኖታት፡ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠንቂቑ ኣነጻጸሮ። ይሖዋ፣ ማበረታቻ ሊሰጡን የሚችሉ አሳቢ የሆኑ ወንድሞች የሚገኙበት ዓለም አቀፋዊ የወንድማማች ማኅበር ሰጥቶናል።,የሆዋ ምትብባዕ ኪህቡና ዚኽእሉ ሓለይቲ ኣምለኽቱ ዝሓቘፈ ዓለምለኻዊ ሕውነት ሂቡና እዩ። ኢየሱስ መቀበልም ሆነ መስጠት ደስታ እንደሚያስገኝ ተናግሯል።,የሆዋ ኣብ ምሃብን ኣብ ምቕባልን ሓጐስ ከም ዘሎ ገሊጹ እዩ። ጊዜያችን የተጣበበ ቢሆንም ሁላችንም ለግል ጥናትና ለቤተሰብ አምልኮ ጊዜ መመደብ ይኖርብናል።,ብእተፈላለየ ነገራት ትሑዛት እኳ እንተ ዀንና፡ ንብሕታዊ መጽናዕትን ንኣምልኾ ስድራ ቤትን ግዜ ኽንምድብ ኣሎና። "በ2013 ተሻሽሎ በወጣው የእንግሊዝኛ አዲስ ዓለም ትርጉም ላይ የአምላክ ስም 7,216 ጊዜ የሚገኝ ሲሆን ይህ ቁጥር በ1984 በተዘጋጀው እትም ላይ ካለው በ6 ይበልጣል።","ኣብቲ ብ2013 እተኸለሰ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ እቲ ስም እቲ 7,216 ሳዕ ይርከብ፣ እዚ ድማ ካብቲ ብ1984 ዝወጸ ሕታም ብ6 ይዛይድ።" ሆኖም ሽማግሌዎች ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፋቸውን ከቀጠሉ ይዋል ይደር እንጂ ጉባኤው አስፈላጊ ሥራዎችን የሚያከናውኑ ብቃት ያላቸው ወንድሞችን በማጣት መቸገሩ አይቀርም።,ሽማግለታት ዜድሊ ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐዩ እንተ ዀይኖም፡ ውዒሉ ሓዲሩ እታ ጉባኤ ንዅሉ እቲ ዜድሊ ነገራት ኪኣልዩ ዚኽእሉ ብቕዓት ዘለዎም እኹላት ሽማግለታት ክትስእን ትኽእል እያ። በመሆኑም ቀንም ሆነ ሌሊት በሌላ አባባል አዘውትረው የአምላክን ቃል ያነብባሉ ሊባል ይችላል።,በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ መዓልትን ለይትን ወይ ኣዘውቲሮም የንብብዎ እዮም። እኛም የይሖዋን ጥሩነት ስንቀምስ እንዲህ ዓይነት የጸና እምነት ማዳበር እንችላለን።,ንሕና እውን የሆዋ ሰናይ ምዃኑ ምስ ጠዓምና፡ ከምዚኣ ዝበለት እምነት ከነሕድር ንኽእል ኢና። አብርሃም ታላቅ እምነት እንዳለው የሚያሳዩ ነገሮችን ያከናወነው፣ ተስፋ ከተሰጠበት ዘር ጋር በተያያዘ አምላክ ስለተናገረው ትንቢት ፍጻሜ በዓይነ ሕሊናው በማየቱ ነው።,ኣብርሃም ንእምነቱ ብዜደንቕ ተግባር ኪገልጻ ዝኸኣለ፡ ብዛዕባ እቲ ዘርኢ እተዋህበ ትንቢት ኣምላኽ ዚፍጸመሉ ዅነታት ዝረኣዮ ነገር ስለ ዝነበረ ኪኸውን ይኽእል እዩ። የምንኖረው ሰይጣን ዲያብሎስ በሚቆጣጠረው ዓለም ውስጥ ከመሆኑም ሌላ ፍጹማን አይደለንም፤ በመሆኑም የዓለምን የተሳሳተ አስተሳሰብና ምግባር በቀላሉ ልንኮርጅ እንችላለን።,ሰይጣን ድያብሎስ ኣብ ዚዕብልላ ዓለም ስለ እንነብርን ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንናን፡ ኣብ ዓለም ዘሎ ግጉይ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ብቐሊሉ ኽንቀድሕ ንኽእል ኢና። በመሆኑም 380 ሊትር የሚሆነውን ውኃ በተአምር ወደ ጥሩ የወይን ጠጅ ለወጠው።,የሱስ ኣአንጋዲ ምዃን፡ ግቡእ ምዃኑ ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ 380 ሊትሮ ማይ ናብ ጽቡቕ ወይኒ ቐየረ። በመጀመሪያው መቶ ዘመን የኖሩ የኢየሱስ ተከታዮች ርኩስ ከሆነ መዝናኛ ይርቁ ነበር።,ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሰዓብቲ የሱስ፡ ካብ ርኹስ መዘናግዒ ይርሕቁ ነበሩ። ይሖዋ፣ በየሳምንቱ በሚደረጉት ክርስቲያናዊ ስብሰባዎች አማካኝነትም አገልጋዮቹ ጭንቀትን መቋቋም እንዲችሉ ይረዳቸዋል።,የሆዋ ብሰሙናዊ ኣኼባታት ጉባኤ ኣቢሉ እውን ክርስትያናት ንጭንቀቶም ኪዋጽእሉ ይሕግዞም እዩ። ኢየሱስ ሕይወቱን መሥዋዕት አድርጎ ከሰጠ በኋላ ትንሣኤ አግኝቶ ወደ ሰማይ ተመልሷል፤ በዚያም ከየትኛውም መስተዳድር፣ ሥልጣን፣ ኃይልና ጌትነት እጅግ የላቀ ቦታ ተሰጥቶታል።,የሱስ መስዋእታዊ ሞት ምስ ሞተ፡ ተንሲኡ ናብ ሰማያት ከይዱ እዩ፣ ኣብኡ ድማ፡ ልዕሊ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን ሓይልን ጕይትነትን ዝዀነ ስልጣን ተዋሂብዎ እዩ። ይሖዋ የመምረጥ ነፃነት ሰጥቶናል፤ ይህም እውነተኛ ነፃነት ያስገኝልናል።,የሆዋ ናይ ምምራጽ ናጽነት ሂቡና እዩ፣ ምስኡ እውን ናይ ሓቂ ናጽነት ሂቡና ኣሎ። የመጽሐፍ ቅዱስን እውነቶች የምንነግራቸው በመንፈሳዊ የተራቡ ሰዎች፣ ስለ አምላካችን ሲያውቁና በቃሉ ውስጥ የሰፈሩትን ውድ እውነቶች ሲገነዘቡ ልባቸው በደስታ ይሞላል።,ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኻልኦት ክንነግሮም ከለና፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ ሰባት ንኣምላኽናን ነቲ ኣብ ቃሉ ዚርከብ ክቡር ሓቅታትን ኪርድእዎን ኬማስዉሉን ስለ ዚጅምሩ፡ ደስ ይብለና እዩ። መጠመቃችን የይሖዋ እንደሆንን ያሳያል።,ጥምቀትና ድማ፡ ናይ የሆዋ ኸም ዝዀንና እዩ ዜርኢ። እኛም በተመሳሳይ ለሌሎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ እንዳለን ወይም በዘራችን የመኩራት ዝንባሌ በውስጣችን እያቆጠቆጠ እንደሆነ ካስተዋልን፣ ይህን አመለካከት ከሥሩ ነቅለን ለማስወገድ ከፍተኛ ጥረት ማድረግ አለብን።,ንሕና እውን ኣሉታዊ ኣረኣእያ ኸም ዘሎና ወይ ብዓሌትና ኸም እንሕበን እንተ ተፈሊጡና፡ ካብ ልብና ንምምሓዉ ሓያል ጻዕሪ ኽንገብር ኣሎና። ታዲያ ሰይጣን፣ እሱና በዓይን የማይታዩት ግብረ አበሮቹ በተረት ዓለም ውስጥ የሚገኙ ባለታሪኮች ብቻ እንደሆኑ ተደርገው መቆጠራቸው ቅር የሚያሰኘው ይመስልሃል?,ሰባት ንሰይጣንን ነቶም ብዓይኒ ዘይርኣዩ ጭፍራኡን ከም ልቢ ወለድ ገይሮም ምርኣዮም፡ ንሰይጣን ዜተሓሳስቦዶ ይመስለካ፧ ያም ሆነ ይህ ማርያምና ኢየሱስ ለአዲሶቹ ተጋቢዎች እንዳዘኑላቸውና ከእፍረት ሊታደጓቸው እንደፈለጉ አሳይተዋል።,የሱስ ዘይተጋህደ ሓይልታት ከም ዘለዎስ፡ ማርያም ትኣምንዶ ነይራ እያ፧ ሰዎችን ስታነጋግሩ ምን ምላሽ እንደሚሰጡ አስተውላችኋል?,ምስ ሰባት ኣብ እትገብሮ ዝርርብ እንታይ ኣስተውዒልካ፧ ራሳቸውን ወስነው በመጠመቅ እሱን ከማገልገል ወደኋላ ይላሉ።,ርእሶም ወፍዮም እተጠምቁ ኣገልገልቱ ኻብ ምዃን የድሓርሕሩ እዮም። በዚህም ምክንያት አንዳንድ ጊዜ ችግሮች ሊፈጠሩ ይችላሉ፤ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥመን ከወንድምህ ጋር ታረቅ የሚለውን የኢየሱስ ምክር ተግባራዊ ማድረግ እንዳለብን ተምረናል።,ስለዚ ኸኣ፡ ሓሓሊፉ ጸገማት ኪልዓል ይኽእል እዩ፣ ከምኡ ኼጋጥም ከሎ ድማ፡ ምስ ሓውካ ተዓረቕ ዚብል የሱስ ዝሃቦ ምኽሪ ብኸመይ ከም እንስዕብ ተማሂርና ኢና። እንዲህ ያሉት ችግሮች እየጨመሩ ሲሄዱ የወንድማማች ፍቅራችንን ጥልቀት ለማሳየት የሚያስችሉን አጋጣሚዎችም ይጨምራሉ።,እዚ ጸገማት እዚ እናወሰኸ ብዝኸደ መጠን፡ ዕምቈት ሕውነታዊት ፍቕርና እነርእየሉ ኣጋጣሚታት እናሰፍሐ እዩ ዚኸይድ። ሌሎችን የማበረታታት ልማድ ካለን እነሱም በምላሹ ያበረታቱናል።,ንኻልኦት ናይ ምትብባዕ ልማድ እንተ ኣጥሪና፡ ካልኦት እውን ብግዲኦም ኬተባብዑና እዮም። እነዚህ ለውጦች የጥንቱ የአምላክ ሕዝብ ከእሱ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ እንዲመላለስ አስተዋጽኦ አድርገዋል።,እዚ ለውጥታት እዚ ድማ፡ ጥንታውያን ህዝቢ ኣምላኽ ምስ ፍቓዱ ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ሓጊዙ እዩ። አብርሃም ከእሱና ከይስሐቅ ጋር ከተጓዙት አገልጋዮቹ ከመለየቱ በፊት እናንተ አህያውን ይዛችሁ እዚህ ቆዩ፤ እኔና ልጄ ግን ወደዚያ በመሄድ በአምላክ ፊት ሰግደን ወደ እናንተ እንመለሳለን ብሏቸዋል።,ኣብርሃም ነቶም ንዕኡን ንይስሃቅን ዘሰነይዎም ግዙኣቱ ሓዲግዎም ቅድሚ ምኻዱ፡ ምስዚ ኣድጊ፡ ኣብዚ ጽንሑ፣ ኣነን እዚ ወድን ከኣ ናብቲ ኼድና ኣምሊኽና ናባኻትኩም ክንምለስ ኢና ኢልዎም እዩ። አምላክ መሲሐዊውን መንግሥት ማቋቋሙ የሰው ልጆችን እንደሚወድ ያረጋግጣል።,ኣምላኽ ነታ መሲሓዊት መንግስቲ ብምድላው፡ ንደቂ ሰብ ከም ዜፍቅሮም ኣርእዩ እዩ። የምናደርገው እያንዳንዱ ውሳኔ ከይሖዋ ጋር ባለን ግንኙነት ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ተጽዕኖ ማሳደሩ አይቀርም።,ኵሉ እቲ እንገብሮ ምርጫ፡ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ እንተ ንጽቡቕ እንተ ንሕማቕ ይጸልዎ እዩ። እንዴታ! መጽሐፍ ቅዱስ ዲያብሎስን ተቃወሙት፤ እሱም ከእናንተ ይሸሻል ይላል።,እወ! መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንድያብሎስ ተጻረርዎ እሞ፡ ንሱ ኻባኻትኩም ኪሃድም እዩ ይብል። የወንድማማች ፍቅር ከአሁኑ ማዳበራችን አስፈላጊ ነው፤ እንዲህ ማድረጋችን ወደፊት የሚያጋጥመንን ማንኛውንም ፈተናና መከራ ለመቋቋም ያስችለናል።,ሕውነታዊት ፍቕርና ኣብቲ ኣብ መጻኢ ዜጋጥመና በብዓይነቱ ፈተናታትን ጸገማትን ስለ እትሕግዘና፡ ሕጂ ኸነማዕብላ ኣሎና። የአምላክን ሕግጋት ከማይታዘዙ ሰዎች ጋር ጓደኝነት ከመሠረትን በእነሱ ዘንድ ተቀባይነት ለማግኘት ስንል እነሱ የሚያደርጉትን ነገር ለመፈጸም ልንገፋፋ እንችላለን።,ምስቶም ንሕጊ ኣምላኽ ዘይእዘዝዎ ንተዓራረኽ እንተ ዄንና፡ ብኣታቶም ተቐባልነት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ከምቲ ንሳቶም ዚገብርዎ ኽንገብር ክንፍተን ንኽእል ኢና። ሰይጣን በቅቡዓን ቀሪዎችና በሌሎች በጎች ላይ ጦርነት አውጇል።,ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ ካልኦት ኣባጊዕን ይዋጋእ እዩ ዘሎ። በመሆኑም ምንጊዜም ቢሆን አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ወደ ይሖዋ መጸለይ እንዲሁም እሱ በቃሉና በድርጅቱ አማካኝነት የሚሰጠንን መመሪያ በጥንቃቄ መመርመር ይኖርብናል።,ስለዚ፡ ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና፡ ነቲ የሆዋ ብቓሉን ብውድቡን ኣቢሉ ዚነግረና ነገራት ብጸሎት ክንሓስበሉ ኼድልየና እዩ። ሩት ለይሖዋ ፍቅር እንደነበራት ልብ በል።,ሩት ንየሆዋ ዝነበራ ፍቕሪ ኣስተብህል። መንፈሳዊ የጦር ትጥቃችን እንዳይላላም ይረዳናል።,እቲ እንለብሶ መንፈሳዊ ኣጽዋርና ኸኣ ምሉእ ዘይጕዱል ይኸውን። ልጆች የሆናችሁ፣ በቤተሰባችሁና በጉባኤያችሁ ውስጥ ካሉ ታማኝ የሆኑ ትላልቅ ወንድሞችና እህቶች ጋር ብትቀራረቡ ይሖዋ ስላደረገላቸው በርካታ መልካም ነገሮች ሊነግሯችሁ ይችላሉ።,ኣቱም መንእሰያት ዘበልኩም፡ ኣብ ስድራ ቤትኩምን ኣብ ጉባኤን ናብ ዚርከቡ ብዕደመ ዝደፍኡ እሙናት ኣሕዋት ቅረቡ፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝገበረሎም ሰናይ ነገራት ድማ ተምሃሩ። ሁላችንም ከፍተኛ ዕዳ እንደተሰረዘልን መገንዘብ ይኖርብናል።,ንነፍሲ ወከፍና ኣዝዩ ዓብዪ ዕዳ ኸም እተሓድገልና ኽንግንዘብ ኣሎና። በግልጽ ማየት እንደምንችለው ይሖዋ ለሰው ልጆች ሐሳቡን የሚያስተላልፈው እነሱ ሊረዱት በሚችሉ ቀለል ያለ መንገድ ነው።,እምበኣር፡ የሆዋ ንሰባት ሓሳባቱ ኼመሓላልፈሎም ከሎ፡ ንሳቶም ምእንቲ ኺርድእዎ፡ ነቲ ሓሳባቱ ዚገልጸሉ መገዲ የቕልሎ እዩ። የሰዎችን ልብ መንካት እንዲችል የማስተማር ዘዴዎቹን እንደ ሰዎቹ ሁኔታ መቀያየር ነበረበት።,ስለዚ፡ ልቢ ሰባት ምእንቲ ኺትንክፍ፡ ንኣመሃህራኡ ኸከም እቲ ዜድልዮም ኪቐያይሮ ነበሮ። አንዳንዶች በራሳቸው ጥረት ለማቆም በተደጋጋሚ ጊዜ እንደሞከሩና እንዳልተሳካላቸው ተናግረዋል።,ገሊኣቶም ነቲ ወልፊ ብርእሶም ደው ኬብሉ ብተደጋጋሚ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ኣይሰለጦምን። በመሆኑም ለመጠመቅ የሚያስብ አንድ ሰው ይህን ውሳኔ የሚያደርገው በራሱ ፍላጎት ተነሳስቶ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን አለበት።,ስለዚ፡ ሓደ ኺጥመቕ ዚሓስብ ሰብ፡ ብሓቂ እቲ ውሳነ ናቱ ድሌት ምዃኑ ኼረጋግጽ ኣለዎ። ሳሙኤል ጉዳዩን ለይሖዋ ከመተው በቀር ምንም አማራጭ አልነበረውም።,ነቲ ጕዳይ ኣብ ኢድ የሆዋ ኺሓድጎ ነይርዎ። ለምን?,ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ የአምላክ ስም የገባባቸው አምስት ተጨማሪ ቦታዎች ናቸው።,ካብዚ እዚ ስም ዚርከበሉ ተወሳኺ ሽዱሽተ ቦታታት፡ እቲ ሓሙሽተ ኣብ ይርከብ። የአንድን ሽማግሌ ጊዜ የሚፈልጉ በርካታ ጉዳዮች መኖራቸው እውነት ቢሆንም ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፍ የጉባኤውን መንፈሳዊ ደህንነት አደጋ ላይ ሊጥለው ይችላል።,ህጹጽ ቈላሕታ ዜድልዮ እተፈላለየ ጕዳያት እኳ እንተሎ፡ ሓደ ሽማግለ ንኻልኦት ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐ እንተ ዀይኑ ግና፡ እዚ ኣብ መንፈሳዊ ጥዕና እታ ጉባኤ ጕድኣት ኬስዕብ ይኽእል እዩ። ክርስቲያን ነን የሚሉ እንደነዚህ ያሉ ሰዎች ከባድ ኃጢአት ፈጽመው ንስሐ የማይገቡ ከሆነ ከእነሱ ጋር ያለን ጓደኝነት መቋረጥ ይኖርበታል።,ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣምሰሉ ክርስትያናት፡ ከቢድ ኣበሳ ፈጺሞም ክነሶም እንተ ዘይተነሲሖም፡ ነቲ ምሳታቶም ዝነበረና ዕርክነት ከነቋርጾ ኣሎና። ዳዊትም የይሖዋን መንፈስ አግኝቶ ነበር።,ዳዊት እውን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኹ እዩ። ይሖዋ በጉባኤ ውስጥ ተጨማሪ ኃላፊነት እንድትቀበል የሚፈልግ መሆኑን ሽማግሌዎቹ እርግጠኞች የሚሆኑት ታማኝና እምነት የሚጣልበት ሰው መሆንህን ስታስመሠክር ነው።,ምኽንያቱ፡ እሙንን ሕድሪ እተጽንዕን ምዃንካ ምስ ኣርኣኻ ጥራይ እዮም ሽማግለታት፡ የሆዋ ኣብ ጉባኤ ተወሳኺ ሓላፍነት ኪውሃበካ ኸም ዚደሊ ኺፈልጡ ዚኽእሉ። ከእምነት ባልንጀሮቻችንም ሆነ ከሌሎች ሰዎች ጋር ባለን ግንኙነት ትሕትና በማሳየት የሚከተለውን ምክር ተግባራዊ እናደርጋለን፦ ክፉን በክፉ ወይም ስድብን በስድብ አትመልሱ።,ምስ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትና ይኹን ምስ ካልኦት ኣብ ዘሎና ርክብ፡ ትሕትና ነርኢ፡ ነቲ፡ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ፡ ወይስ ጸርፊ ኣብ ክንዲ ጸርፊ ኣይትምለሱ። አብርሃም በይሖዋ ዘንድ የማይቻል ነገር እንደሌለ ተገንዝቧል።,ንኣምላኽ ዚስኣኖ ነገር ከም ዘየልቦ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። ቅዱስ መንፈሱ የጉባኤውን ዝግጅቶች በሙሉ ልባችን መደገፍ እንድንችል ይረዳናል።,እቲ ንጡፍ ሓይሉ ኸኣ ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎ ስርዓት ብምሉእ ልብና ምእንቲ ኽንድግፎ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ። አንድ የማመሳከሪያ ጽሑፍ እንደገለጸው መቀበል ተብሎ የተተረጎመው ቃል በበኩረ ጽሑፉ አንድ ነገር እውነት መሆኑን ማመንና እርግጠኛ መሆን የሚል ሐሳብ ያስተላልፋል።,ብመሰረት ሓደ መወከሲ ጽሑፍ፡ እታ ዝኣመንካሉ ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ በዅሪ ቓል፡ ብዛዕባ ሓቅነት ሓደ ነገር ምእማንን ርግጸኛ ምዃንን ዚብል ሓሳብ እያ እተመሓላልፍ። ይህን በማድረግ ምክንያታዊ፣ ትሑትና ሩኅሩኅ አምላክ መሆኑን አሳይቷል።,በዚ ኸምዚ ድማ፡ ልዙብን ትሑትን ርሕሩሕን ምዃኑ ኣርእዩ እዩ።